ሰበር! ፈተነ ፀላእቲ ፈሺሉ| ጀ/ወዲኣሸብር ይቕሬታ ሓቲቱጀ/ክንፈ ከም ብሓዱሽ |

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 6 ก.ค. 2024
  • #ጌታቸው #ደብረፅዮን #ሑመራ #ፀለምቲ #ፖለቲካ #ኣምሓራ #ፋኖ #ህግደፍ #eritreanews #tigraynews #ትግራይ #EriTVEritreaOfficial #ኤርትራ #ኢሮብ #ኢሳይያስ #ህወሓት #ብልፅግና #ምድማር #tdf #ወልቃይት #ፀገደ
    ትግራይ ብሮድካስት ሰርቪስ ሚድያ ትስፍውቲ ሓዳሽ ትግራይ ንምግሃድ እጃሙ ክዓምም ዝንቀሳቐስ ዘሎ ትካል ሓበሬታ እዩ።
    Welcome to TBS, the official channel of the Tigray Broadcast Service. TBS is a new and independent media platform that aims to inform and entertain the people of Tigray and beyond. We cover the latest political news and current affairs in Tigray, Ethiopia, and the Horn of Africa. We also produce original and quality content that showcases the rich and diverse history, heritage, and identity of Tigray. Our vision is to contribute to the realisation of the new Tigray, a prosperous and democratic region that respects human rights, diversity, and peace.
    Join us and "subscribe" to our channel to get notified of our daily updates and live broadcasts.
    Thank you for your support and feedback. Together, we can make a difference.
    TBS: Your Preferable Newsroom and New Information" Please subscribe, watch, and leave your comments. We will use the comments as needed to build our organisation.
    Thank you!

ความคิดเห็น • 79

  • @TemesgenTafere434
    @TemesgenTafere434 8 วันที่ผ่านมา +9

    ❤❤❤ እዚ ጅግና እንኻዕ ብሰላም ወፀ😊

  • @omkhaled6864
    @omkhaled6864 8 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤

  • @KoremadeyiBogal
    @KoremadeyiBogal 8 วันที่ผ่านมา +7

    ኣምሓሩ ግን ብቐላሉ ከይትርዕይዎም ምኺንያቱም እዚኣ ምስ ፋኖን መከላከያ ውግዕ ስለዘለው እዮም እበር ሰላም ምስ ረኸቡ ግን ስቕ ኣይቡልን ንሒና ተጋሩ ግን ሓደ ኾይና ኣድና ምሕላው ኣለና ብቲ ተወሃበና ፀጋ ።

  • @wezam1000
    @wezam1000 7 วันที่ผ่านมา +1

    Yes, it is true I was one of the trainers for the project idea of General Knife Dagew. Welcome our hero!

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 8 วันที่ผ่านมา +1

    ድሌት ፀላእቲ ንፍፅም ከይንህሉ ንጠንቀቕ !!!!ended ታደለ መንግስቱ ንፉዕ ❤❤❤ወድህዝቢ

  • @AlemaErob
    @AlemaErob 8 วันที่ผ่านมา +2

  • @GirmayWoldegiyorgis-fp9zy
    @GirmayWoldegiyorgis-fp9zy 8 วันที่ผ่านมา +8

    ፅቡቕ ወረኣሰመዐና

  • @azmeratesfay6273
    @azmeratesfay6273 8 วันที่ผ่านมา +2

    🙏🙏🙏🙏

  • @lovleytigraye
    @lovleytigraye 8 วันที่ผ่านมา

    ትግራይ TIGray ዓለማዊ ንኩን ብእንግሽ እውን ንጠሸም

  • @hagosGebrehaweria
    @hagosGebrehaweria 8 วันที่ผ่านมา

    ናይ በሓቂ ብሉፅ ፖሎቲካ ዊ መንእሰሰይ

  • @mezgebegirmau1089
    @mezgebegirmau1089 8 วันที่ผ่านมา

    ድሌት ብልፅግና ንምፍፃም መሬትና ኣሕሊፍና

  • @hagoskahsayhagos3854
    @hagoskahsayhagos3854 8 วันที่ผ่านมา +1

    ንተቀመጠ ሰማይ ቅርቡ እዩ

  • @gerzhertessema2856
    @gerzhertessema2856 8 วันที่ผ่านมา +2

    ናትግራይ ጄኔራላት ካብ ካሊእ ፍሉይ ለብሎ ናፓለቲካ ፍልጠቶም ብስለት አለዎ ። ትግራይ ኧብ ዓለም መድረኽ አፍሊጠምዋ እእዮም ። ተዋጊኦም ምሽናፍ ሀፍቶም እዩ ። ይኹን እምበ ትግራይ ናሕዝቢ መራህቱ ችግር አለዋ ። ልዙይ እዩ ሕዝባዊ መንግሥቲ ለድሊ ። ሕዝባዊ መንግሥቲ ልሀገር መፍትህ እዩ ። የቐንየለና ካብ አሜሪካ ።

  • @DadeBegze-sb1mi
    @DadeBegze-sb1mi 8 วันที่ผ่านมา +4

    አረ መራሕቲ ትግራይ ሕሰቡሉ ኣብደቡብን ፀለምትን ውዕሊ ኘሪቶሪያ ብፅቡቕ ተተግቢሩ ተፈናቐልቲ ናብዓዶም ተመሊሶም እናበልኩም 50ካብ100ዘይተተግበረ ወረርትን መራሕቶምን ነባሪ ትግራዋይ ኣፋናቒሎም ካብ ዝሓዝዎ ገዛ ከይወፁ ዕጥቖም ኣብ ውሻጠኦም ኣቕሚጦም ብመዋቕር ተወዲቦም ህዝብና እናፈራርሑ ንዲፕሎማሲ ርክብ ኢልኩም ወይከዓ ኣብይ ከይቕየም ኢልኩም ብሰላም ተወዲኡ ከይትብሉ ሓደራ።

  • @gebrehailezgiatsbeha5114
    @gebrehailezgiatsbeha5114 7 วันที่ผ่านมา

    አቱም ሰብ ህዝብና ናብ መረበቱ ዋላ ይመለስ እቲ ዝገብርዎ ዘለዉ ኩሉ ንፅባሕ ድጉል ሓዊ ተገይርሉ እዩ ዝኽየድ ዘሎ።
    እቲ ዋና ነገር ላእላዊ ግዝኣት ትግራይ ምስ ኩሉ ፓኬጁ ናብ ቀደሙ ክምለስ እንተዘይኪኢሉ ፅባሕ ውሕስና የብልና።

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 8 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤ታንክስ ሜጀር ጀነራል ክንፈ ዳኘው ምሉእ ተስፋ ኣለና ኣብ ትግራይ ቴክኖለጂ ከምእተዕንብብ❤

  • @micaelm7376
    @micaelm7376 7 วันที่ผ่านมา

    Agokum :
    Geganu Tigray, Amlak Msakum Eyou.
    Hzbi Tigray agoka :
    Dekika Etukatn Teamentn Eyoum'mo :
    Kemti Kdm :
    Netom Teamenti Dekika Agokum Msakum Alona Belom..

  • @gebeyaneshbeshah726
    @gebeyaneshbeshah726 8 วันที่ผ่านมา +2

    ናይ ጎንደር ተወለድቲ እቶም ዋና ጠንቂ ሃሻክር ሽዋውያን እዮም ጠቅሊልኩም ከይትአምንዎም

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 8 วันที่ผ่านมา

    ኣምሓሩ ብሓያሎ ይዕጠቕለው ተጋሩ ኸዓ ነገርን ፀርፍን ይዕጠቑ 😂

  • @AdhanomAdhanom-qc5ty
    @AdhanomAdhanom-qc5ty 8 วันที่ผ่านมา

    ህዝቢ ናብ ቀታላን ጎባጥን ጸላኢ በዘይ ውሕስና ይአቱ ከምዘሎ ዩ ዝረአ ዘሎ።

  • @santiyago7635
    @santiyago7635 8 วันที่ผ่านมา

    ክንፈ ይቅርና ለተጋሩ ሊማር!እስካብ መዓስ?ብማረያም ከይትምህለልና በቃንዓና ባዕልና በቂ ኢና። ሂወት ሓንቲኮ እያ?

  • @bereketkiflu8825
    @bereketkiflu8825 8 วันที่ผ่านมา

    ዉድቀት ግዜዊ መንግስቲ ሕዉሐት ከዕርዬ ክሰርሕ አለዋ ። ግዜዊ መንግስቲ እዘን ዝምለሳ ዘለዋ ቦታታት ሒዙ ምስ PP ክጽምበር ዝደሊ ይመስል

  • @selamnkulu2541
    @selamnkulu2541 7 วันที่ผ่านมา

    ተጋሩ ኢትዮጵያውያን ኢና ንብል ነይርና አቦታትና ተሰዊኦም ዓዲ ሓልዮምን አማዕቢሎምን እዮም:
    አትሓሳስብኦም ስልጡንን ቕኑዕን እንበር ጌጋ አይነበረን አብ ኸባቢና ዘለው ግን ኸምኡ ኸምዘይሓስቡ ድንቁርንኦም ይምህሩና አለው: ተዛርዮምውን አፅኒቶምና:ሕብረትዶ ይፅላእ ኾይኑ ግን ምስመን? ሰብ ዘየለ:

  • @TEEK4039
    @TEEK4039 8 วันที่ผ่านมา +1

    እናሰራሕና ክንማሃር ኢና ዝብል ውለቀ አፍቁሮት ዝዓብለሎ መስመር ንትግራይ ናብ ውድቀት አብጺሕዋ። ሜቴክ ካብዘፍረዮ ዘጥፍኦ እዩ ዝበዝሕ። ነዚ ድማ ጄ/ር ክንፈ እውን ዝአምነሉ እዩ።

  • @KoremadeyiBogal
    @KoremadeyiBogal 8 วันที่ผ่านมา

    ኣነ ሐዚው ኣብ ናይ ትግራይ መሬት ህውሃት ቕልጥፍ እሉ ኣዱ እንዲሂ ዘይሃዙ ብጣዒሚ ኣፀጋሚ እዩ

  • @seidedris3325
    @seidedris3325 8 วันที่ผ่านมา

    ጉጅለ ግምት ዝፈጠሮ ሽግር እዩ

  • @hagosGebrehaweria
    @hagosGebrehaweria 8 วันที่ผ่านมา +1

    ወዲሸብር አብ ፖለቲካ ክትአቱ አይነበረካን ምክንያቱ ንስካ ወታደራዊ ሞያ እዩ ዘለካ

  • @isurafelkif
    @isurafelkif 8 วันที่ผ่านมา +1

    ጉጅለ ጌታቸው ረዳን ኦሆዴድን ዝገብርዋ ኢዩ ዝኹሉ ሑቱክቱክ ባንዳ ገዛዊ ምምህዳር ካብኔ ጉጁለ ባንዳ ምሰ ኦሆዴድ ዝሰርህ ዘሎ

  • @santiyago7635
    @santiyago7635 8 วันที่ผ่านมา

    ክንፍ ዳኛው ትግራይ ይቅርና ሜቴክም አይወክልም። የማንም ጥንብ መጫወቻ ያደርገን ሳይበቃን።

  • @kingjo7100
    @kingjo7100 6 วันที่ผ่านมา

    እቲ ዘገርም ካብቶም ሰብ ፉሉይ ረብሓን ልዕሊ ህዝቢ ንጉጅልኦም ክብሉ ኣብ ሕቱክ ቱክ ኣትዮም ፀገም ህዝቢ ካብ ዘናዉሑ ዘለዉ ሓደ ንሱ እዚ ጀነራል እዚ እዩ😎

  • @user-wv3ms4sj7z
    @user-wv3ms4sj7z 8 วันที่ผ่านมา +1

    ጀነራል ክንፈ አፍቲ ዘሀለፈ ናይ ስልጣን ዘመን ንኢተዮጵያ ሰሩሕላ እዩ ንትግራይ ግን ምስብሓት ተሓባቢሩ ቀቢሮማ እዮም ከዚንክሕስ እንተሓሲቡ ቅቡል እዩ።

  • @legessegebrekristos8088
    @legessegebrekristos8088 8 วันที่ผ่านมา +1

    ሓደራ ናይ እዙ ዝበስበሰ ህዋሕት ተዓሰብቲ ከይትኾኑ ። ህዝቢ ትግራይ ኣብ ቲዲፍ ዝኣዘዘ እምንት እዩ ዘለዎ
    ናይ ህዝቢ ሓደራ ኣለኩም

  • @mezgebegirmau1089
    @mezgebegirmau1089 8 วันที่ผ่านมา

    ግምት ግምት ኢዩ ውዕል ፕሮቶሪያ ተሓንሺሹ ኢዩ

  • @gebretsadik-cv1ir
    @gebretsadik-cv1ir 7 วันที่ผ่านมา

    ጀ/ል ክንፈ ናብ መስፍን ኢንዳስትርያል ኣእትዉዎ

  • @user-py3hv4vr5d
    @user-py3hv4vr5d 7 วันที่ผ่านมา

    ካብ ኣንድነት በለ እከለ በለ ትብሉ ቅድሚ ሰሙን እኮ ካብ ትግራይ ባዕልና ነጊርናኩም ኔርና እዚ ስግኣት

  • @semeregebrekidan6013
    @semeregebrekidan6013 8 วันที่ผ่านมา

    እዚ ብዛዕባ ፀለምቲ ነቲ ዕንቅፋት ግዝያዊ ምምሕዳር ዝኾነ ሓይሊ ገዲፉ ንግምት ክነቅፍ ዝህንደድ መንእሰይ ሎጅስቲክስ ዝበልክምዎ ነገራት ካብ መሰረቶም ክርኢ ዘይኽእል ቀለም ዘይፀገበን ነቲ ስልጣኑ ዘይምጥን ርኦሲ ዘለዎ እዩ ዝመስለኒ።

  • @sabianmedia9601
    @sabianmedia9601 8 วันที่ผ่านมา

    ግደፉና በጃኩም እኒ ብዓል ክንፈ ዳኘው:: ናይ ትግራይ ዳግማይ ህንፀት ዝራጋገፅ ንስካን ከማካን ዝበሉ ገለል ክብሉ እንተለው ምኳኑ እንተተረዲእኩም እኩል ዳግመ ህንፀት እዩ::

  • @goly9965
    @goly9965 7 วันที่ผ่านมา

    ቀደም ዘየገልካያ ሎሚ ድአ እንታይ ትገብረላ?

  • @gebrehiwethaile4131
    @gebrehiwethaile4131 8 วันที่ผ่านมา

    አታ ፀረ ተጋሩ እዩ ነይሩ ዋጋኡ ረኺቡ ድማ ክሰርቅ እምበር እንታይ ክቃለስ ካብሜትየክ ክንደይ ተጋሩ ብግፍዒ አባሪሩ።

    • @AbrhamAdehane
      @AbrhamAdehane 8 วันที่ผ่านมา +1

      ኩሎም ሰበ ስልጣን ይገፍዑና ነይሮም ።

  • @belayberhe
    @belayberhe 8 วันที่ผ่านมา +1

    ኣብ ትግራይ ሕግ ክኽበር ተኾይኑ ቀተልቲ ብዘይ ዋዓል ሕደር ኣብ ኣደባባይ ክሳዶም ክቁረፁ ኣለዎም

    • @NelesAsgele
      @NelesAsgele 7 วันที่ผ่านมา

      @@belayberhe ከሙኡ ከይግበር እማ እዶም ዝእተዉሉ ሓለፊቲ ስለ ዘለዉ እዩ ሰበይ

    • @belayberhe
      @belayberhe 7 วันที่ผ่านมา

      @@NelesAsgele ካብዚኣ ወፃኢ ካሊእ መፍትሒ የለን

  • @dawitghebremeskel552
    @dawitghebremeskel552 8 วันที่ผ่านมา

    ከልል ወሰከሉ ወይ ከአፓሰፓር ትግራይ አርእዩናንህናም ኢምባሲ ትግራይ መጺና ቪዛ ከንሀትት።

  • @aklileymogos1113
    @aklileymogos1113 7 วันที่ผ่านมา

    ነንህድኩም እንተባላኩም ሰብ ምክሳስ

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 8 วันที่ผ่านมา

    ጌታቸው ረዳ ልግዕ ከም ኣብይ ኣሕመድ ብሆያየ ዝኣምን ፖለቲካ ዠይፈልጥ ብስምዒትን ብጣቕዒትን ዝሰክር ኣብ ፌስቡክ ኮፍ ኢሉ ዝውዕል ፖለቲካ ተራ ግለሰባት ካብዝፀሓፍዎ ናቓረመ ዝውዕል ህፃን እዩ
    እመኑኒ ዝወዲ እዚ ክእለ ተዘይክኢሉ ትግራይ ምፍራሳ ኣይክተርፍን

  • @luwamluwam3868
    @luwamluwam3868 7 วันที่ผ่านมา

    ናይ ፃድቃን መንገዲ
    ዳግም ጆኖሳይድ ከይወልድ ዓገብ
    ኢታማጀር ሓይሊ ምክልካል ኢትዮጵያ
    አይነበረን ዶ ለለምንታይ ድኣ ህዝብና ዘይድሓና
    ዘይበልዐ በሊዑ ተባሂሉ ህዝብና ዝተጨፍጨፈ
    ፍፅም ንዚ መስዋእቲ ዝከፈለ መንእሰይ ክሕደት እዩ
    ዳግም ንሽዋ ምህናፅ ምሕሳብ
    ዓገብ ዓገብ

  • @AbrhamAdehane
    @AbrhamAdehane 8 วันที่ผ่านมา

    ሐዚ ሰለስት ስራሕ ይፅበየካ አሎ ጀሚርካ አርኢና ??

  • @dghhg1985
    @dghhg1985 8 วันที่ผ่านมา

    እዚ ወዲ ንፉዕ ይመስል ደጋጊምኪ ቕርብዮ ኣባል ካቢኔ እንተኾኑ ድማ ድሕሪ ኣኼባ ካቢኔ ኩልሻዕ ኣቕርብዮ

  • @isurafelkif
    @isurafelkif 8 วันที่ผ่านมา +1

    "TDF ክብትን ዝሰርሆ ዘሎ ጉጁለ ጌታቸው ረዳን ኦሆዴድን tdf ክብተን ሞራሉ ክንካእ ጀነራላት ከቅፀሉ ዝሎ አብ አዲ ኦሮሞ ዝኸዱ ማሽላ የኾነይ ረድኤት ሒዞም ዝመፁ ከሎም ምሰ ኦሆዴድ ወዲኦም መፂኦም ኢዮም አትንኩት መዝገበ ይፎልጦ ሰለዝነበረ ካብ አባላትነቱ ብዲልየቱ ለቂቁ ተባሒሉ ግን ካሊእ እዩ ዶር ሓጎሰጎድፋይ ፕሮ ክንደያ ካልኦት ንናባእሎም ዝተጎጀለ ደቂ አንሰቲዮ ሓንግን ህዝቢ ከይረጋጋእ ኩሎም ንናባእሎም አለዋም ኢዩ ሰለዚህ Tdf ክብትን ዝተውሖቦም አሰማሪዮም አለው ህዉሓት ህዝቢ ትግራይ ከፀልኦ ዝሰርህ ኩሉ ገንዘብ ኦሆዴድ መዲቡ ብሚሊዮናት ተመዲብሉ አብይ ክኣ አቃሊሒዋ አሎ ጊዛዊ መንግሰቲ ኢሎም ሓቲቶምኒ ኢሉ ኢዩ ጀነራል ፃድቃን አሜሪካ ዝመላለሰ ዘይኮነ ይሰራህ አሎ ናኣና ልህዝቢ ልጠቅመና ሰታይ ሰትይ ላሐድር ዳም ዳም ዝብል ለህዝብና ናወፀ በኣንጎበር ፋካ ተርኣሰ ዝገብር ከመሓድረና አይንደልን ጊዛዊ ዝብሓል ካብዝመፅእ አብ ትግራይ ለሺሓት አመት ተርኢዩ ዘይፈልጥ አምፂኡልና ዘሎ ብኸዚኡ ዝነቆየ ዝብእሰ አይሕድረናይ ዱዩ ልብሓል ሰለዚህ በሓሶት ተኸፈልቲ ሚዲያን ተኸፈልቲ ቲፎዞ ዝግበር ዘሎ ገንዘብ ናተኸፈሎ ጊዛዊ መንግሰቲ ትግራይ ካብኔ ክመሓድርን ትግራይ ክብተን ዝተውሓቦ ተልእኾ ብኦሆዴድ ሒቁኡ ክሰበር አለዋ ህዉሓት ህዉሓትን ከሳዕ ዝመፀ ዝመፅእ ከሙኡ ኢና ክኣ ዝድልየና ልህዝቢ ትግራይ ጉጅለ አረቂያም ጌታቸው ረዳ ከምዝኣልዮ tplf ምሰ ሰራዊት ትግራይ ሓራራ ክውፅእና ኢዩ ሐደን ሐደን ጀነራል ፃርቃንን ሰካራሙ ጌታቸው ረዳ ብጣእሚ ልህዝብና ዘሰጉኡኒ በተሰፋ ዝፅበይዋ አለዉ ብቀረባ ክንሰምኦ ኢና ካብ ህዉሓት

  • @gebretsadik-cv1ir
    @gebretsadik-cv1ir 7 วันที่ผ่านมา

    ጀ/ል ብቀጥታ ናይ ትእምት ትካላት ክመርሕ ኩሉ ትግራዋይ ድፍኢት ክንገብር ይግባ ብፍላይ መስፍን ኢንዳስትሪያል ክመርሕ ቅልጡፍ ጎስጓስ ነካይድ ንስኻ ኣንታጋዜጠኛ እውን ሃግዝ

  • @NelesAsgele
    @NelesAsgele 8 วันที่ผ่านมา +1

    ብአፍካ ዘረባ ጥራይ ድዩ ክሓዊ ህዝቢ ትግራይ ተግባር ዘየለ

  • @user-fh4in7bt5u
    @user-fh4in7bt5u 8 วันที่ผ่านมา

    Getachew reda is a yes boy
    Of Abiy & because of that he is compromising the Interest of Tigray.

  • @goly9965
    @goly9965 7 วันที่ผ่านมา

    ባዕልኹም ናብዚ ፅንተት እዚ እእቲኹም መሬትናን ህዝብናን ንፀላኢ አረኪብኹም ተብቅዑ ሕዝውን ንጊዝያዊ መንግስቲ ትኸሱለኹም አንቱም ፀበብቲ ቁሽታውያን ::

  • @user-md6tu2vy9d
    @user-md6tu2vy9d 8 วันที่ผ่านมา

    Entay mo politician eko hizbi resiom enyny abzihom,,,,

  • @shibefente5682
    @shibefente5682 7 วันที่ผ่านมา

    ወሬውን ተውት። በሰላም ለመኖር ከፈለጋችሁ ሀሰት ነገር አታውሩ።
    ጠለምት አማራ ነው።
    የምታወሩት ወሬ ሙሉ በሙሉ ውሸት ነው።

  • @michealtsegay1256
    @michealtsegay1256 8 วันที่ผ่านมา

    ክንፈ እንትፍታ ታህጓሰይ ውስን አይነበረን ኾይኑ ግን ብድህሪኡ ሞስጠፌ ማለት ነበር ሱማሌ አመሓደሪ ዝነበረ ብኽብሪ ንህዝቡ ብቅልጡፍ የቀንየለይ እንትብል
    ክንፈ ግን ድህሪ መዓልትታት ንትግራይ መፂዮ ተባሃለ

  • @gebretsadik-cv1ir
    @gebretsadik-cv1ir 7 วันที่ผ่านมา

    ኣንታ እንታኖኻ ኣእቲዩካ እዩ ቅድሚ ዜና ዘዕጅውጅወካ ዘሎ ትክ ኢልካ ናብ ሓሶትካ ዘይታቱ

  • @santiyago7635
    @santiyago7635 8 วันที่ผ่านมา

    አንቱም ወሽራኻት ኤልትራውያን አብ ዘየእትየኩም አይትእተው? እቲ ዓንዛር መራሕኩም ና እቲ ዝተቀየደ ህዝብኩም ራአዪ። ኢዚ ፀር ደቂ መቀለ ተጋሩ ዝኽነ ተራ ሙጎጎ ሲጋራ። መጀመርያ ንትግራይ ከይተሓፀኻ ትግራይ ማለት? አብቲ ዘመን ሓረጉ ናብ መቀለ ዘይኮነስ?ሺሸልስ እዩ ነይሩዝቀንዖ ዙጠምባው ሕሪኡ። ለለስ እርሾ ብሎ ያመጣው ደንቆሮ ወታደር ሳይሆን ውትድርና ጉልባብ የደርገ?እርሾ ወይስ ቁርሾ?ጨምላቅ በሎ።መለስ ቢሂወት ተዝነብር ግምባርካ።

  • @UseurtimeNow
    @UseurtimeNow 8 วันที่ผ่านมา +3

    ጀነራል ክንፈ ዳኘው ኣይትበል ታይ ደኣ
    # ምሩኽ ክንፈ ዳኘው # ኢልካ ጸወዓዮ!!!!!

    • @alganesh-xe4yb
      @alganesh-xe4yb 8 วันที่ผ่านมา

      Men marikwo ???

    • @tamutafu528
      @tamutafu528 8 วันที่ผ่านมา

      O!!!!!!!😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 SHAME. FOR. YOU.

    • @besobela7237
      @besobela7237 8 วันที่ผ่านมา

      ወዲ ሸርሙጣ ንጀጋኑ ክብሪ ምሃብ አይፈልጥን ስለምንታይሲ ብውሽማ አዲኡ ስለ ዝተጎደአ

    • @UseurtimeNow
      @UseurtimeNow 8 วันที่ผ่านมา

      ​@@alganesh-xe4ybወይዘሮ ኣይረኣኪዮን ዲኺ ኣእዳዉ ብከልባሽ ወይ ፈሮ ተቐዪዱ ብ* ሰብሊየ * ክድይብን ክወርድን ኣብ ከባቢ ሑመራ ኣቲዮ ተማሃሪ ከም ሰብ ንክትሓስቢ
      ብሰብሊየ ክድይብ ክወርድ ናብ ቃለቲ በት መኣሰርቲ ክኸይድ ኣይረኣኪዮን ዲኺ? ? ?

    • @HagerSelam-d9p
      @HagerSelam-d9p 8 วันที่ผ่านมา

      @@UseurtimeNow Anta. Banda. Wedi. Dergi. Esuko. Dergi. Aboka. Ambrkiku. Zigerefe. Gigna. Eyu. Emo Bado edu. Diyu. Kiwagae. Neriwo. Tsahtsahit. Absriau

  • @besobela7237
    @besobela7237 8 วันที่ผ่านมา

    ከማኻ ዝበሉ ደቂ ሸራሙጥ ጀጋኑ ምኽባር አይፈልጡን ፣ ስለምንታይ ኲሉ ሰብ ውሽማ አዴኻ ስለዝመስለካ ፣ 70,000 ዶላር ብወርሒ ማለት ልዕሊ በጀት መከላከያ ኢኻ ትዛረብ ዘለኻ ፣ ፕራዶ መኪና ገዚኡ ሂብዋ ትብል ዘለኻ እታ መኪና ንጓል ጀግና መለስ ዜናዊ በዚሕዋ ዘይኾነስ ከማኻ ዝመሰለ ረሳሕ ሓሳዊ ዘይተተግበረ ተገይሩ ኢሉ ዝዛረብ ልኡኽ ሻዕቢያ ግን ስም ጀግና ጀነራል ክንፈ ዳኘው ስን አልዒሉ ክዛረብስ ሞራላዊ ብቕዓት የብልኻን ።

  • @UseurtimeNow
    @UseurtimeNow 8 วันที่ผ่านมา

    ኣይተ ክንፈ ዳኘው ንጓል መለስ ኣብ ወርሒ ንመሓሸሺ 70 000 ዶላር ትህባ ነርካ ከምኡ ውን ማንኪና Prado እትበሃል ኣብ ኣፍሪቓ መራሕቲ ጥራሕ ዝውንኑዋ ገዚእኻ ሂብካያ ሓደ ካብቲ ብዙሕ ኮራፕሽን ኣብ ሃብቲ ሃገር ትገብሮ ዝነበርካ ኢዩ !!!""
    ካልኣይ ኮራፕሽን ድማ 4ተ ነፈርቲ ጽዕነት ተገዚኣን ከየገልገላ ብዘይተፈልጠ ምኽንያት ተሸይጠን ገንዘበን ኣብ ካዝና ሃገር ኣይስተወን !!!!!!
    6ተ መራክብ ገዚእካ ከተብቒዕ ኣሪገን ኢልካ ኣብ ናይ ኢማራት ወደብ ንክሕደሳ ገንዘብ ተኪፉሉወን ብኡ ኣቢለን ህጣመን ጠፉኡ በል እዚ ኢዩ ነሩ ስራሕካ ኣይተ ኣሻባሪው ክንፈ ዳኘው ንኢትዮጵያ ስጋኣ ወዲእካ ዓጽማ ትቑርጥም ነርካ ኩሎም ኣዛቢእ ተጋሩ ምስኦም ተሻሪኽካ !!!!!!

    • @HagerSelam-d9p
      @HagerSelam-d9p 8 วันที่ผ่านมา

      Anta. Banda. Kurkur. Shaebya. Hasawi. Wedimuruk. Dergi. Tustus

    • @UseurtimeNow
      @UseurtimeNow 8 วันที่ผ่านมา

      @@HagerSelam-d9p ኣኔ ጅግና መንደላይ ኢየ ንኣያታትካ ምሩኽ ርሹን ዝገበርኩዎም !!""

  • @luwamluwam3868
    @luwamluwam3868 7 วันที่ผ่านมา

    ነገር ሕማም ሽዋ
    ፃድቃን ግን ንኢትዮጵያ ንምድሓን ይቃሳቀስ አሎ
    ንትግራይ ዳግም ንምጥፋእ ዋይይይይ
    እዙይ ዶ ህዝበይ