Zena Tigrigna- ሚስጥር ህወሓት ብጌታቸው ወፂኡ || ኣለም ፣ ሞንጆሪኖ ንኽንሰዓር ገይሮም

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 8 ก.ค. 2024
  • Zena Tigrigna- ሚስጥር ህወሓት ብጌታቸው ወፂኡ || ኣለም ፣ ሞንጆሪኖ ንኽንሰዓር ገይሮም

ความคิดเห็น • 56

  • @TesfalemKiros
    @TesfalemKiros 12 วันที่ผ่านมา

    You are right getachew Reda continue

  • @user-zv7yk2zu7j
    @user-zv7yk2zu7j 20 วันที่ผ่านมา +3

    ገና እታ ሓቂ ምኽንያት መከራ ህዝብና ከወፅእ እዩ።ዞም ሰባት አለመን መንጀሪኖን ዝበሃሉ አዛብእ

  • @MebrahtenMebre
    @MebrahtenMebre 19 วันที่ผ่านมา +3

    ወዲ ረዳ ጅግና

  • @SamiSami-jg3wi
    @SamiSami-jg3wi 12 วันที่ผ่านมา

    ጅግና ወዲ ረዳ ክንደይ ግዜ ብደመ ህዝቢ ክቅሉዱ❤❤❤❤❤

  • @meemjjo677
    @meemjjo677 19 วันที่ผ่านมา +1

    Proud weyaney tigray TPLF free independent tigray people soon God will God bless weyaney tigray TPLF no more excuse weyaney tigray TPLF free independent tigray people soon God will God bless weyaney tigray TPLF brilliant tigray leaders only for tigray people no more tigray people to protect look after Ethiopian and Eritrean cancer disease for tigray people free independent tigray people soon God will God bless tigray people soon God will God bless weyaney tigray TPLF TDF

  • @user-bh1cq8ym2q
    @user-bh1cq8ym2q 20 วันที่ผ่านมา +2

    "ኣብ ኲሪምቲ እማትካ ጭንጭሊሒት እውን እንተሓየካሉ ኣይሕመካን!"
    ደቆምን ቤተሰቦን ናብ ዝተፈላለዩ ዓድታት ኣሰዲዶም ብገንዘብ ትግራይ (ትእምት) ዘናብሩ መራሕቲን ኣባለትን ጉጅለ ሥድራ ተሓሕት/ሕወሓት ደቆምን ቤተሰቦምን ኣብ ውግእ ስለዘይስውኡ ሞት ዕሸላት ተጋሩ ኣይሕሞምን። ስለዙይ ከዓ ካብ "ተዋግኡ፤ ተዋግኡ" ሓሊፉ ካልእ ክብሉ ኣይንፅበዮምን። ዓፀቦን ፀበባን ፀገምን ሞትን ተጋሩ ምንም ከምዘይሕሞም እኒሆንዶ ብኣፎም ግልፂ ገይሮሙዋ፦ "ካብ ትግራይ ውድብ (ሥድራ ገጅለ ተሓሕት/ሕወሓት) ትዓቢ!"

  • @wgtfelafl6367
    @wgtfelafl6367 19 วันที่ผ่านมา +2

    ናይ ደስዪ አሽናፊ ናይ በለካ ለኽዐካ ወረ ሰሚዕኻ ዜና ክቲዝግብ ካሊእ ጌታቸው ዝበሃል ሰብ መዐቆሚ ዘይብሉን ናይ መሪሒነት ፅሬት ዘይብሉ ኣብ ህዝብና አፈላላይ ክሰፊሕ ሓቂ ይኹን አይኹን ከምዘምፀኤሉ ዝድርጉሕ ዓጋም ጠሓስ ዝኾነ ሰብ።

  • @FtsumbirhanBelay
    @FtsumbirhanBelay 16 วันที่ผ่านมา +1

    እዚ ሓሳብ ህዝቢ ትግራይ ንምግምማዕ እምበር ሓቂ ኣይ መስለንን ከም ውልቀይ

  • @mearegfitsum
    @mearegfitsum 19 วันที่ผ่านมา

    Gmt Esban temezabelti melis ms gizatna

  • @KsaJajaa
    @KsaJajaa 20 วันที่ผ่านมา +2

    በሎም ዞም ሸፋቱ

  • @MaebeleMusieGebreyesus
    @MaebeleMusieGebreyesus 17 วันที่ผ่านมา +1

    አነ ዝብል ጌታቸው ረዳ ከም ዓቢይ አሕመድ ኮይኑ ትግራይ ካጥፋአ ዩ

  • @KsaJajaa
    @KsaJajaa 20 วันที่ผ่านมา +1

    በለም ጀግና ወዲ ረዳ ዞም በላዕቲ ሰብ ጎጅለ ስብሓት ዞም ኣዶ ትግራይ ዘንብዑ ምንም ትምህረቲ ዘይብሎም ንከብዶም ስልጣን ዝሓዙ

  • @meharigebremicheal5569
    @meharigebremicheal5569 11 วันที่ผ่านมา

    ጎጀልቲ እንድዮም።

  • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
    @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 20 วันที่ผ่านมา

    Tigray eko ayitesoaretin rokrakat merahti terekibom ember bihaki guihina hiwehat bihaki silemintay eyom nisika nisika ziblu temayay8tomdo ayikonun zikedu neyrom entay eyom higi ho ho ziblu silemintay eyom higi ane nisika zibehalu. Wey tsegem Tegaru himakat gibo beliekumsi kihalfelkumn kithatrun tihasbu genzeb haram nigiziyeu emberewedaetas lekamika eyu.

  • @Gyoutubeme
    @Gyoutubeme 20 วันที่ผ่านมา +3

    ኣብ ህውሓት ምክፍፋል ንምፍጣር ዝግበር ፈነወ ተቀባልነት የብሉን ህውሓት ትወርድን ትድይብን ዝድረኽ ኣብ ኣባላታን ህዝቢ ትግራይን ጥራይ እዩ ኣብ ውልቀሰብ ዝግበር ፀለመ ኣማራርሓ ህውሓት ስልጣን ካብምምንዛዕን ትግራይ ኣብዚ ፁቢብ እዋን መሪሕነት ንምስኣን ዝኣለመ እዩ። እትውግ ካልእ ተዝመርሖ ንዝተብሓለ ርኢቶ ኣበይ ድኣ ነይርኹም ምስ ህዝቦም ብሓባር ፅንቅቕ ኢሎም ተኳሽሖም ብዘምፅዕዎ ፀቢብ ሰላም ንኣኻትኩም መዐንደሪ ክኾንኳ አኽኡሎምኹም እሞ ናይ ውልቀሰብ ስም እናፀዋዕኻ ንገሊኡ ምኹሓል ንገሊዑ ዘይበቅዕ ገይርኻ ምስኣል ንህዝቢ ትግራይ ረብሓ ኣየምፅዕን ካብ በለካ ለኽዐካ ወፂዕና ኣብቲ ጭቡጥ ኩነታት ተደሪኽና ሓናፃይን መሃራይን ሓሳብ ንፈኑ!!

  • @AduAdat
    @AduAdat 17 วันที่ผ่านมา +1

    ናይ ሓሶት ዜና እዩ ኣይትሓስው

  • @user-re4hs8mw4r
    @user-re4hs8mw4r 20 วันที่ผ่านมา +2

    በቃ! ሀሪፋ አቀራርባ ክትኧ። እዚአ ዶ ፋህቲሩ እትዋና ምይይጥ መን ክንደይ አወፊዩ ድዮ?ወይስ መን ምስ ፀላኢ ሓቢሩ ኢዩ ይመስለኒ ት አጀንዳ

  • @shibefente5682
    @shibefente5682 6 วันที่ผ่านมา

    አንድም ትግሬ አይሻገርም ተከዜን

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 20 วันที่ผ่านมา +1

    ጌታቸው ዝበሃል ረሳሕ ትግራይ ከየፍረሰ ዘዕርፍ ኣይመስለንን 😢😢😢

    • @BrhanuHailekiros-bh66
      @BrhanuHailekiros-bh66 19 วันที่ผ่านมา

      @@zaebakulu8553 ተጋጊኺ ግዕዙይ ይጋሓፉ

    • @Tewabech-on9pl
      @Tewabech-on9pl 19 วันที่ผ่านมา

      @@zaebakulu8553 tplf should be retired

    • @SirakAregawi
      @SirakAregawi 12 วันที่ผ่านมา

      Ati chenawit resah niski eki galtom chenawo gujile

    • @zaebakulu8553
      @zaebakulu8553 12 วันที่ผ่านมา

      @@SirakAregawi ክላ ግዕዛይ

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 20 วันที่ผ่านมา

    ጌታቸውማ ብጣዕሚ ሓደገኛ ሰብ ሙኻኑ ሐዚ ተረዲእኑ እዩ እዚ ወዲ ዋላ ኣብቲ ኹይናት ምስ ፀላኢ ይሰርሕ ከምዝነበረ መረዳእታ ነይርኒ እዩ !!!!

  • @shashugebremedhen9740
    @shashugebremedhen9740 17 วันที่ผ่านมา

    ኣባላት ህ ወ ሓ ት ኹሎም ኣብ ናይ ጀኖሳይድ ትግራይ ተሓተቲ አዮም 👌👌👌

  • @TayeTessema-cs5lr
    @TayeTessema-cs5lr 14 วันที่ผ่านมา

    እቲ ተቐርብዎ ዘለኹም ሓቂ ተኾይኑ ንኣይተ ግረታቸው ረደ እናመስገንኩ ኣግንዕ ክብሎ ይደሊ ።

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 20 วันที่ผ่านมา +2

    Weshtam

  • @TigrayEthiopia
    @TigrayEthiopia 19 วันที่ผ่านมา

    ምሽጥር ሕዋሕት ብጌታቸዉ ወፂኡ?what does mean this? ጎሓፍ/ወራዳ ሚድያ.please be targted to their activities rather than individual personality.

  • @TiblalaHager
    @TiblalaHager 20 วันที่ผ่านมา

    ሕሶትን ፀለመን ናይ ስዕረት መግለፂ እዩ ጌታቸው ተሰፋ ዘይብሉ ዘይፖለቲከኛ ሰብ፡ከምዝኾነ ባዕሉ እውቅና ዝሃበ ምኻኑ ዘረጋግፅ ዜና እዩ ግን፡እዚ ኢንፎርሜሽን ሓቂ ኢልዎ እእቸኾይኑ እዩ

  • @temporary995
    @temporary995 20 วันที่ผ่านมา +1

    Boycott this channel በጃኹም ላይክን ሳብክራይበን ኣይትግበሩ ፣ንጥፍኣት ትግራይ ዝተፈጥረት ቻነል

  • @tesfaiasbu6694
    @tesfaiasbu6694 17 วันที่ผ่านมา

    ወዲ አፈወርቂ መቼም ሽንቲ እዩ ዘሽነኩም። ስእሉ ሰለተምጸኡልና ይበል። game over.

  • @haqitisier8947
    @haqitisier8947 20 วันที่ผ่านมา

    ኩሉ ሓሶት 'ዩ ዘረባኻ ምሉእ ንመራሕቲ ትግራይ ንምክፍፋልን ንጻላእቲ ነቃዕ ክረኽቡ እትህቦ ሓገዝ ዩ ።

  • @Zkassa
    @Zkassa 20 วันที่ผ่านมา +1

    ሓሶት ጌች መጨረሻ የብሉን
    ውግእ ብኮማንድ ቦስት 'በር ብኣለም ወይ ብሞንጆሪኖ ኣይተመርሐን

    • @zaebakulu8553
      @zaebakulu8553 20 วันที่ผ่านมา

      ተባረኽ ወደይ

  • @AberaKebede-cl5mu
    @AberaKebede-cl5mu 20 วันที่ผ่านมา

    ጌታቸው ተለኣኣኺ ብልፅግና ብምዃን ሓሳረ መከራ ተጋሩ ዘናውሕ ዘሎ ነቀዝ ጠላምን ሰብ እዩ

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 20 วันที่ผ่านมา

    ን ጌታቸው ትድግፉ ዘለኹም ተጋሩ ማርያምን እቲ መከራ ብኣኹም ክጅምር እዩ እመኑኒ

    • @user-wr4tv3lr1s
      @user-wr4tv3lr1s 20 วันที่ผ่านมา

      ታይ ድዩ ኢትፀገምኪ

    • @zaebakulu8553
      @zaebakulu8553 20 วันที่ผ่านมา

      @@user-wr4tv3lr1s ወድራያ ስለዝኾነ ድኻ ትድግፎለኻ ተድሒንካ ሓራይ ንርኢ ቐፅሉ ጥራሕ ኣቱም ፀበብቲ ብዓሌት ትሓስቡ
      ትግራይ ግን ተሕዝነካ ኣብዚ ምውዳቓ

    • @walkthewalktalkthetalk6371
      @walkthewalktalkthetalk6371 20 วันที่ผ่านมา

      @@zaebakulu8553 አሌትን ጉጅለን ቤታ አበይ ምዃኑ ግልፂ ካብዝኾነልና ፀኒሑ፤ አቦ ጉጅለ ስብሓት ነጋ እሱ ተማሪኹ ሓራ ዘውፅኦ TDF ዝመርሑ ፃድቃንን ታደሰ ወረደን CIA እዬም ኢሉ ክህትፍ ከሎ እላምኡ ንጥርጥሮም ዝነበሩ ሕመቕ መሪሕነት TPLF ብግልፂ ብወላዲኦም አቦ ጉጅለን ሕፍሽፍሽን ስብሐት ነጋ አፍ ሰሚእናዬም፤
      ትግራዋይነት ከምቲ ምግበይ ዝበሎ ካብ ጫፍ ሑመራ እስካብ ጫፍ ራያ ሙኻኑ ኢና ንፈልጥ፤ ብዋኑ ድማ እቲ ህዝቢ ካብ መሬት ንላዕላ እዩ፤ ብኒ አቦ ጉጅለ ግን ካብ ህዝብን መሬትን ትግራይ ንላዕላ ጉጅላዊ ረብሓን ፓለቲካዊ ስልጣን ትግራይ ከም ርስቲ ናይ ውልቂ ውርሻ ምግባር ምዃኑ ግልፂ ካብዝኾን ፀኒሁ ።
      ሓፍትና ክትርድእዬ ዘለኪ ምብላዕ ንምብልዑ ወዲ አደይ ዝብኢ ይብለኣኒ ዝብል ዛንታ ዝቕበል ወለዶ የለን፤ ዝብኢ ዝብኢ እዩ፤ አዛብዕ ገዛውትና እዬም አዛብ ጎረቤት ዝኣደሙልና፤ ስለዚ ጫፍ ሓቂ ክወፅዕ እንተሎ አይትባጣልኢ።

    • @abebeh.8145
      @abebeh.8145 19 วันที่ผ่านมา

      @@user-wr4tv3lr1s እዙይ ወዲ እዙይ ኤርትራዊ እዩ ትግራዋይ እየ ዝኽሱም እየ ቤተሰበይ እናበሉ ኣብኩሉ ሶሻል መድያ እናረበሸ ሓድነት ተጋሩ ልኸፍርስ ልፅዕር ሰብ እዩ!!!

    • @getachewtsegaye9511
      @getachewtsegaye9511 19 วันที่ผ่านมา

      How many times are you appearing in this issue.I think you are well paid .You don't even have any sense of understanding .You better remain quite .

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 20 วันที่ผ่านมา +4

    ጌታቸው ፀረ ህዝቢ

    • @user-wr4tv3lr1s
      @user-wr4tv3lr1s 20 วันที่ผ่านมา +2

      @@zaebakulu8553 ላ ኣይትሳሓሐት ሓፍተይ ጌቹ ጀግና እዩ ህወሓት እዩ ህዝብና ዘጨፍጨፎ

    • @zaebakulu8553
      @zaebakulu8553 20 วันที่ผ่านมา

      @@user-wr4tv3lr1s ኣታ ደንቆሮ ልዕሊ ጌታቸው ሕውሓት ዝነበረ ዶ ኣሎ እዩ DW ተቖፃፂሩ መዓልታዊ ዝፍክር ዝነበረ ጌታቸው ዶ ኣይኮነን ን ኣብይ ክንድምሰኩም ዶስ ታይዶስ ናበለ ህዝቢ ዘወደእ ጌታቸው ዶ ኣይኮነን

    • @user-bc8hn4cn2d
      @user-bc8hn4cn2d 18 วันที่ผ่านมา

      Cadre zore bel

    • @mehari1315
      @mehari1315 17 วันที่ผ่านมา

      @@zaebakulu8553 ጨምላቅ

    • @user-mo3zw3lb3j
      @user-mo3zw3lb3j 14 วันที่ผ่านมา

      ንጌታቸዉ ዝፀርፍ ኩሉ ፅግዕተኛን መሃይምን ደንቆሮን እዩ።