Eritrea music Abraham Afewerki - Deki Erey (Emni'Are)/ ደቂ ኤረይ እምኒ ዓረ Official Audio Video
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 9 ก.พ. 2025
- Eritrea music Abraham Afewerki - Deki Erey (Emni'Are)/ ደቂ ኤረይ እምኒ ዓረ
Copyright: Abraham Afewerki Music Channel. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited. መሰል ንብረት ኣብርሃም ኣፈወርቂ ነኽብር
ኣነ ኢትዮዽያዎ እየ ወዲ ወልቃይት ግን ደቂ ኢረይ አመና ይፈትወኩም ስጋ ማዘር ከማኩም ዝምችው ኣረኸብኩን ኣብዘሃለኹም ሃለው ስላምኩም ይብዛሕ ደቂ ኢረይ❤❤❤❤
ወዲ ዓደይ 😍
---ኣሰይ ኣሰይ እዛ ደርፊ እዚኣ ኡይይይ በቃ ----
ክንደይ ኣለኩም ኣብዚኣ ደቂ ኤሪትርያ like ገርኩም እስኪ ኣለና በሉኒ
ጸጋ እንዱ ዜጋኩም ሙካነይ
ሰስኑ ሽሕን ዋልታ ኩኑ ሰስኑ
ስደት ብኣና ኣይ ተጀመረን
ኣብነት ናይ እስራኤላዉያን ፎርምላ ጌርና ዓድና ደበኽ ንብለሉ ፈጣሪ የውርደልና ናትና ኣክሺን ውን ኣድላዪ ዩ ጽንዑ ንሕና ንሓድነትና ሸጥ ምዓንጣና በሉለይ
Alina feqodo sedt yake sdt gumana
Alena ab emerica kolel nbl
Like
haben chayina kkkkkkkk
@@abel8236 kyaro xelinayi eko
አጆኹም ደቂ ኤሬይ ደቂ እዛ ሓላል መሬት አጆኹም ስደት ኣምላኽ ባዕሉ የሕፅረልና Ilove you ደቂ ኤሬይ
ኣብርሸይ መምህረይ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኢኻ ሕቡን ኤርትራዊ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕💕💕💕
This song makes me proud to be Eritrean over and over again! We miss you Abraham❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷. Thank you for all the best hits you left us with🙏🏽🙏🏽 (verse 4:30 and after speaks to current times in Eritrea)
ኣብርሸይ መግለጺ የብለይን ኮይኑ ግን ኣብ ዘለኹም ሃሊኹም ደቂ ኤረ ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ዛ ሓላል መሬት
ሰብ ቀረባ ኢሎሞ ንፈጣሪ ሓልወና ካብ ነኣምኖ በሪ ንጸላእስ ፈጢርካ ኢኻ በትሪ
This song makes me cry. I borne and raised in Ethiopia. But my parents makes me never foggy. I love the song and makes me cry.
Yugyuuuuytygyttgtyyejjkphopopoljjpyggowyyÿiiiìtuuuuuutotyutjlppiwp5uþyooyyyuou5d4itd4ej
@@blacklioner3710CiQJAu3QiUzqok2oaai3ujiqU2UHO3KIKAiUO19qUIQQ2pp 9w333q33333⅗Kowaliqokkk92o9QOuWIa9oq8ilQqou2o2uowjMoqoa9OAWQQ ad.qqwqOaiquwa2iqh3wihkww8qoqh1uao21owqa
ኣብርሽ ኣቦ ጥበብ ኣብ ልብና ኣለካ ብጣዕሚ ንፈትወካ ኢና ይመችኩም ደቂ ኤሬ ዓይነይ ፍቅሪ ይስዓር ካብ ዓድግራት from tgray ❤❤❤
ኣታ መን እሞ ከማካ ናይ ባሓቂ መግለጽ ኤርትራዊ ንስካ ጥራይ እካ መምህር ኩሉ በቃ .
ሰብ ቀረባ እለሞ ንፈጣሪ
ካብ ንኣምኖ ሓልወና እምበር ንጸላእስ ፈጥሪካ ሃበና.
. ዝኣመናዮም ሰባት የሳራጡዩና ኣለዉ ኣብርህሞ ሽኮርርርር .
ኣብራሃም ጅግና !!ን ኩሉ ጊዜ ኣብ ልብና ኣለካ, legends never die !!
I never get ashamed of been Eritrean 🇪🇷 the government comes and go but my nationality will never fade and the world will know by my nationality Eritrea 🇪🇷 love you deqi erey God bless Eritrea adina hizibinan ❤
Xebah kehegusena eu hawey natey wela eti seriat zelo yegadel alo
መን ኣሎ ሕጂ ኣብዛ ሰዓት ዝስምዓ 28/12 /2019 like yxkati
.
.
.
3/1/2020 12:15
Me
Abel Kesete 24 hours Ab af music 🎧
20/3/2021 🇪🇷🙌
6/8/21 12:50
The Eritrean music industry and I misses this man so much. Hope you have been enjoying every second in Heaven Abraham Jigna!
Yes yes yes yes
Eritrean music industry did you say?!
መንነትና ካብ ጥዓሞም ዕረ
ክንሰግሮ ኢና ክንደይ ዘይተሰግረ
ትርጉም መንነትና ብጥቅሉሉ ኣብርሓም ኣፍወርቂ ኣቦ ተስፋ ኣቦ ፍቅሪ ኣቦ ሓድነት ኮታስ ኣቦ ኤርትራዊ .
አብራሃም ጨፍ ሕላገት ኤርትራውነትን
ፍታዊ ዓዱ
ኤረይ ዶ ክብለኩም ክንድኽሉ ትርጉም መንነትና ብጥቕሉሉ ።
Amlak edmen tenan yhabkum all Eritrean brothers and sisters, Kemau win amlak ybarka ezi derfi zewredka.
Love you all my people.
Men alo an elete ldetu nay Abrish 30/01/2021 zisema zello🇪🇷😍
በስ ደቂ ኤረይ. አምኒ ዓረ. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Abrishey halal
Abrishey feqar
Abrishey memher
abrishey kulu
Abaykum ydefen deqi eri
Nabrham defotu seb serekti hasawi dey natu defotu kkewn yeblun abrish halal ftret mengste
Kemti hadera dbelena hadera awraja gele bhaymanot gele ngdefo much love deki erey 🙏🇪🇷😍
I am proud to be Eritrean. Asey Asey Asey deki adey. Love that song.
Eritreawi mukane si kedey kokure u wedy!!!!!🇪🇷💪so proud to call myself Eritrean!!!
ኣሕ ኣብርሃም እታይ ኪትገብር እም ኣብ ልቢየ ዘለኩም ብድሕርካ ኣይትዓመንን እዪ🇪🇷
ይኣኽለኒ ስቓይ ንዝበለ ህዝቢ ምትንኻፍ ሓድገኛ'ዩ
ብሓዊ ምውዛይ......... ኣብርሂሞ ጎይታ ጥበብ።
እዛ ደርፊ ቡዙህ መልእክቲ ኣለዋ ሐደገኛ ብሃዊ ምውዛይ ብጣኣሚ ገርሚኒ
Deki Erey deki hade lbi ❤️❤️❤️
Love you all deki hagerey 🇪🇷🇪🇷
Love to wedi Erey
Abrhimo asli
Peace wedi Erey🤗🇪🇷
በ1991ዓ.ም (1999) የዓይናችሁ ቀለም ዓላማረንም ተብልው ከኢትዮጵያ የተባረሩት ኤርትራዊያን ሁልጊዜ ከዓይኔ ላይ አይጠፉም በጣም አዝኘ ነበር፡፡
Abraham: "I'm grateful to be your citizen, Erey"
Eritrea: "I'm more grateful you're my citizen, Abrsh"
What a perfect love story! Eritrea is, indeed, lucky to have had you. Rest In Peace, Abraham, my hero.
Yikealo Beyene So true. What a loss for her. 💔
Well said brother! we need more people like this legend
🙇 ጥበብ 🛌⭐️
እምኒ ዓረ
ኣብ ዘለና 'ሊና - ተራኽብና ተዘርዚሩ ብዘይውዳእ ፈትሊ
ሓደ ኩኑ ኢልክና-ሰቲናዮ ተመኒኻ ዘይርከብ ማይ ፍቕሪ
ስቓይ ተፈቲንና-ተሰኪምና ንዘላኣለም ዘይወርድ ሕድሪ
ከም ሓደ ክንሓስብ - ከም ሓደ ክንሰርሕ እትገብሪ
ኣለናልኪ ሃገረይ ክበሪ
ኣብቲ ሕማቕ ጊዜ ኣብቲ ጸገም ኣብቲ እዋን ሓሳረ መከራ
ኣብቲ ጊዜ ሰላም ኣብቲ ራህዋ ኣብቲ ጠሊ ኣብ ርቡሕ ኣዝመራ
ኣብ ዘለኩ'ሌ ኣላትኒ - ብመንፈሳ አተማሙቕ ስድራ
ይሕሰም ይጥዓም ጊዜ ይቕረብ ይርሓቕ ኣብ ዝኾነ ስፍራ
መንፈስካ ኣሎ ህዝቢ ናይ ኤርትራ
ኣብ ጅግንነት ኣብ ግንባር ዘለኹም
ኣብ መዓስከር ኣብ ድፋዕ ዘለኹም
ኣብ ከተማ ኣብ ገጠር ዘለኹም
ኣብ ወጻኢ ኣብ ስደት ዘለኹም
ኣብ ኢትዮጵያ ትጋፍዑ ዘለኹም፡
ፈቐድኡ ኣብ ማሕዩር ዘለኹም
ልግዐ ኤርትራ ልበይ ቀልበይ ኮይኑ'ሎ ምሳኹም
ይመስገኖ ምፍጣረይ ካባኹም
ፍቕሪ'ዶ ክብለኩም ኣቤት በሉ- ጽንዓት ክሰምየኩም ኣቤት በሉ
ኒሕ ኢለ'የ ሰምየኩም ኣቤት በሉ-ጅግንነት ክብለኩም ኣቤት በሉ
ልግሲ'ዶ ክብለኩም ኣቤት በሉ-ሓቂ እንተበልኩኹም ኣቤት በሉ
ኤረይ ደይብለኩም ኤርትራ ክብለኩም ክንዲኹሉ
ትርጉም መንነት ብጥቕልሉ
ኣብ ዘለና 'ሊና - ተራኽብና ተዘርዚሩ ብዘይውዳእ ፈትሊ
ሓደ ኩኑ ኢልክና-ሰቲናዮ ተመኒኻ ዘይርከብ ማይ ፍቕሪ
ስቓይ ተፈቲንና-ተሰኪምና ንዘላኣለም ዘይወርድ ሕድሪ
ከም ሓደ ክንሓስብ - ከም ሓደ ክንሰርሕ እትገብሪ
ኣለናልኪ ሃገረይ ክበሪ
ኣብቲ ሕማቕ ጊዜ ኣብቲ ጸገም ኣብቲ እዋን ሓሳረ መከራ
ኣብቲ ጊዜ ሰላም ኣብቲ ራህዋ ኣብቲ ጠሊ ኣብ ልሙዕ ኣዝመራ
ኣብ ዝኸድኩ ከይደ ኣላትኒ - ብመንፈሳ አተማሙቕ ስድራ
ይሕሰም ይጥዓም ጊዜ ይቕረብ ይርሓቕ ኣብ ዝኾነ ስፍራ
መንፈስካ ኣሎ ህዝቢ ናይ ኤርትራ
ሰብ ቀደም ኢሎሞ ንፈጣሪ
ካብ ንኣምኖ ሓልወና እምበሪ
ንጸላኢስ ፈጢርካ ኢኻ በትሪ
ጥልመት ስንቆም ንጹሃን ዝዓንተረ
መንነትና ካብ እንካብ ጠዓሞም ዕረ
ክንሰግሮ አና ክንደይ ዘይተሰግረ
ዕጅብ ኣይበልኩም ኣባይኩም ይደፈን ደቂ ኤረይ
ይመስገኖ ካባኹም ምፍጣረይ
ንራኸብ ክብሉዎም ንዝዓስሉ ንበገስ ክብሉዎም ዝግንፍሉ
ንወሰኽ ክብሉዎም ዝኹምሩ ሰላም ኢሎም ቤተይ ኣብ ጸላለይ
ሰላም'ያ ቃለይ ሰላም'ያ እምነተይ ሰላም ባህገይ ስላም'ያ ትምኒተይ
ይኣክለኒ ስቓይ ንዝበለ ህዝቢ ምትንኻይ
ሓደገኛ'ዩ ብሓዊ ምውዛይ
ዝመጸ ይምጻእ ከፍአ ጸበቐ
ሓቂ ዕጥቅይ ሓድነት ሰኒቐ
ኤረ ዓደይ ሳላኺ ሟሚቘ
እነሀኹ ብፍቕሪ ሟሚቘ
ኤረየ...ኣሰየ ኤረየ ኣሰየ
ቅዱስ ህያው ፍጡር ሕብሪ ዓይነይ
መንነተይ ክብረተይ ሓበነይ
ሰነፍ ኣባይ ጌርዎ ገበነይ
ጸጋ እንድዩ ዜጋኺ ምዃነይ
ዓደየ ኤረየ ኣሰየ ኤረየ
ሓድነትኩም ጽኑዕ'ዩ ከም ዓረ
ክንሰግሮ አና ክንደይ ዘይተሰግረ
ኣባይኩም ይደፈን ደቂ ኤረ
ይመስገኖ ካባኹም ምፍጣረይ
ኣሰየ ደቂ ዓደየ ኣሰየ ደቂ ኤረየ
ኣብ ጅግንነት ኣብ ግንባር ዘለኹም
ኣብ መዓስከር ኣብ ሳዋ ዘለኹም
ኣብ ከተማ ኣብ ገጠር ዘለኹም
ልበይ ቀልበይ ኮይኑ'ሎ ምሳኹም
ኣሰየ ደቂ ዓደየ ኣሰየ ደቂ ኤረይ
ኣሰየ ኣሰና ......
ኤረየ...ኣሰየ ኤረየ ኣሰየ
ኣብ ጅግንነት ኣብ ግንባር ዘለኹም
ኣብ መዓስከር ኣብ ሳዋ ዘለኹም
ኣብ ከተማ ኣብ ገጠር ዘለኹም
ልበይ ቀልበይ ኮይኑ'ሎ ምሳኹም
ደቂ ዓደ'የ ደቂ ኤረይ
ኣሰየ ኤረ ዓደይ'የ
ሓድነትኩም ጽኑዕ'ዩ ከም ዓረ
ክንሰግሮ አና ክንደይ ዘይተሰግረ
ኣባይኩም ይደፈን ደቂ ኤረይ
ይመስገኖ ካባኹም ምፍጣረይ
ኣሰየ ደቂ ኤረየ ኣሰየ ኤረ ዓደይ'የ
Ab sdet fekedeu zelekhum lgae Eritrea ❤❤❤❤ xexbuku msakhum
ደቂ ኤረይ እምኒ ዓረ
"ብሽም (ኣብርሃም ኣፎወርቂ) ኣብ ኩለን ደርፍታቱ ኬድና ላይክ ንግበር መኽንያቱ ሓደ ካፍቲ ናይ ምንባር ትምህርቲ ድሕሪ ቃል #ኣምላኽ ቃል ኣብርሃም እዩ ምሳይ ዝሳማማዓ Like ይርገጸኒ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
One of my favorite music. Love💓 Deki Eri from Ethiopia
I am proud of you Abrihimo Orginal Eritreawi king of kings 👑👌🏽
Am Proud of to be Eritrean 🇪🇷❤💛💚💙💒🕌✌
ኤርትራ ዓደየ 🇪🇷 ኣለና ዋልታ ሂጋረ ዱቂ ሱዳነ ንሞትልኪ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️
Temesgen Amlak
I'm so happy to here he's voice.
Selam nkulum. Hanti hkya alatni knegrekum" hade arkey si nea megbi temegeb ileyo entay eske ilni.. ane dea temegibe ilni" ane kea meas halewlew aytbel ileyo" nsu kea nay Abrham derfi iye temegibe ilni.😙😙😙😙😙😙
Dfenuni eske beta ngtma
I love al of you to the moon & back gays from my hart.
ኣብሪሂሞ ድርፍታትካ መግለጺ ኣይርክርቦን እዩ ብዙሕ ትርጉም ዝሓዘ ኣየ እወ ንደቂ ሰባት ዘይ ወጽእ ጦቡላሕታ ገዲፍካ ኣቦ ጥበብ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ።
May 24 qeribu ezia n kulom deqi eritrea ahwatey ♥️♥️eritrea 🇪🇷
*ደቂ-ኤረይ-እምኒ-ዓረ*
*ካብ ንኣምኖ ሓልወና ምበሪ ንጸላእስ ፈጢርካ ኢኻ በትሪ!*
~ኣብ ዘለና ሊና ተራኽበና ተዘርዚሩ
ብዘይውዳእ ፈትሊ
ሓደ ኹኑ ኢልክና ሰቲናዮ
ተመኒኻ ዘይርከብ ማይ ፍቕሪ
ስቓይ ተፈቲና ተሰኪምና
ንዘልኣለም ዘይወርድ ሕድሪ
ከም ሓደ ክንሓስብ
ከም ሓደ ክንሰርሕ እትገብሪ
ኣለናልኪ ሃገረይ ክበሪ
ኣብቲ ሕማቕ ግዜ ኣብቲ ጸገም
ኣብቲ እዋን ሓሳረ መከራ
ኣብቲ ግዜ'ሰላም ኣብቲ ራህዋ
ኣብቲ ጠሊ ኣብ ልሙዕ ኣዝመራ
ኣብ ዘለኹ 'ልየ ኣላትኒ
ብመንፈሳ እተማሙቕ ስድራ
ይሕሰም ይጥዓም ግዜ
ይቕረብ ይርሓቕ ኣብ ዝኾነ ስፍራ
መንፈስካ ሎ ህዝቢ ናይ ኤሪትራ
ኣብ ጅግንነት ኣብግንባር ዘለኹም
ኣብ ማዓስከር ኣብ ድፋዕ ዘለኹም
ኣብ ከተማ ኣብ ገጠር ዘለኹም
ኣብ ወጻኢ ኣብ ስደት ዘለኹም
ኣብ ኢትዮጵያ ትግፍዑ ዘለኹም
ፈቐድኡ ኣብ ማሕዩር ዘለኹም
ልገዐይ ኤርትራ ልበይ
ቀልበይ ኮይንዎ ምሳኹም
ይመስገኖ ምፍጣረይ ካባኹም
ፍቕሪ ዶ ክብለኩም ኣቤት በሉ
ጽንዓት ክሰምየኩም ኣቤት በሉ
ኒሕ ኢለ ሰምየኩም ኣቤት በሉ
ጅግንነት ክብለኩም ኣቤት በሉ
ልግሲ ዶ ክብለኩም ኣቤት በሉ
ሓቂ ተበልኩኹም ኣቤት በሉ
ኤረይ ዘይብለኩም
ኤርትራ ክብለኩም ክንዲ ኹሉ
ትርጉም መንነትና ብጥቕልሉ
ኣብ ዘለና ሊና ተራኽበና
ተዘርዚሩ ብዘይውዳእ ፈትሊ
ሓደ ኹኑ ኢልክና ሰቲናዮ ተመኒኻ
ዘይርከብ ማይ ፍቕሪ
ስቓይ ተፈቲና ተሰኪምና
ንዘልኣለም ዘይወርድ ሕድሪ
ከም ሓደ ክንሓስብ ከም
ሓደ ክንሰርሕ እትገብሪ
ኣለናልኪ ሃገረይ ክበሪ
ኣብቲ ሕማቕ ግዜ ኣብቲ ጸገም
ኣብቲ እዋን ሓሳረ መከራ
ኣብቲ ግዜ ሰላም ኣብቲ ራህዋ
ኣብቲ ጠሊ ኣብ ልሙዕ ኣዝመራ
ኣብ ዝኸድኩ ኸይደ ኣላትኒ
ብመንፈሳ እተማሙቕ ስድራ
ይሕሰም ይጥዓም ግዜ
ይቕረብ ይርሓቕ ኣብዚኾነ ስፍራ
መንፈስካ ሎ ህዝቢ ናይ ኤሪትራ
ሰብ ቀደመ ኢሎሞ ንፈጣሪ
ካብ ንኣምኖ ሓልወና ምበሪ
ንጸላኢስ ፈጢርካ ኻ በትሪ
ጥልመት ስንቁ ንጹሃን ዝሓንተረ
መንነትና ካብ ጠዓሞ ዕረ
ክንሰግሮ ና ክንደይ ዘይተሰግረ
ዕጅብ ኣይበልኩም
ኣባይኩም ይደፈን ደቂ ኤረይ
ይመስገኖ ካባኹም ምፍጣረይ
ንራኸብ ክብልዎም ንዞኣስሉ
ንበገስ ክብልዎም ዝግንፍሉ
መወልቲ ክብልዎም ዝኹምሩ
ሰላም ኢሎም ቤተይ ያ ጽላለይ
ሰላም ቃለይ ሰላም ያ እምነተይ
ሰላም ባህገይ ሰላም ያ ትምኒተይ
ይኣኽለኒ ስቓይ ንዝበለ
ህዝቢ ምትንኻይ……
ሓደገኛ ዩ ብሓዊ ምውዛይ
ዝመጸ ይምጻእ ከፈአ ጸበቐ
ሓቂ ሒዘ ሓድነት ሰኒቐ
ኤረ ዓደይ ሳላኺ ማሚቐ
እነሀኹ ብፍቕሪ ማሚቐ
ኤረይ የ
ኣሰይ የ
ኤረይ የ
ኣሰይ የ
ቅዱስ ህያው ፍጡር ሕብሪ ዓይነይ
መንነተይ ክብረተይ ሓበነይ
ሰላም ኣባይ ጌርዎ ገበነይ
ጸጋ እንድዩ ዜጋኺ ሙኻነይ
ዓደይ የ
ኤረይ የ
ኣሰይ የ
ኤረይ የ
ሓድነትኩም ጽኑዕ ዩ ከም ዓረ
ክንሰግሪ ና ክንደይ ዘይተሰግረ
ኣባይኩም ይደፈን ደቂ ኤረይ
ይመስገኖ ካባኹም ምፍጣረይ
ኣሰይ'የ
ደቂ ዓደይ'የ
ኣሰይ የ
ደቂ ኤረይ'የ
ኣብ"ጅግንነት ኣብ ግንባር ዘለኹም
ኣብ"መዓስከር ኣብ ሳዋ ዘለኹም
ኣብ"ከተማ ኣብ ገጠር ዘለኹም
ልበይ"ቀልበይ ኮይንዎ ምሳኹም
ኣሰይ የ
ደቂ ዓደይ የ
ኣሰይ የ
ደቂ ኤረይ የ
ኣሰየይ ኣሰና
ኣሰየይ ኤረየይ
ኣሰየይ ኣሰና
ኣሰየይ ኤረይ የ
ዓደይ የ
ኣሰይ የ
ኣሰየይ
ኣሰና
ኣብ ጅግንነት ኣብ ግንባር ዘለኹም
ኣብ መዓስከር ኣብ ሳዋ ዘለኹም
ኣብ ከተማ ኣብ ገጠር ዘለኹም
ልበይ ቀልበይ ኮይንዎ ምሳኹም
ደቂ ዓደይ የ
ደቂ ኤረይ የ
ኣሰይ የ
ኤረ ዓደይ የ
ሓድነትኩም ጽኑዕ ዩ ከም ዓረ
ክንሰግሮ ና ክንደይ ዘይተሰግረ
ኣባይኩም ይደፈን ደቂ ኤረይ
ይመስገኖ ካባኹም ምፍጣረይ
ኣሰይ የ
ደቂ ኤረይ የ
ኣሰይ የ
ኤረ ዓደይ የ።
ታንክስ ዝዓርከይ ካብዛ ናትካ እንዳ ራኣኩ ንዛ ግጥሚ ኣብ ድያኣሪ ናተይ ኣስፍረያ ኣለኩ ሓግዝካኒ የቀንየለይ።
Bereket Weldu thank you bro tegediska bimxihafka Blbi eye zemesigneka
Eza derfi Mara eye zihbiya man 🎼🎤🙏😍
የቀኔልና፡ሓወይ ናተይ
❤❤❤❤thanks
አየወ ሐቅካ ፈታዊካ ተመስሉ እዪ ድመጽእ ሴጣን
🇪🇷☝️🙏🇪🇷💯u r truly blood of Eritrea 🇪🇷
ኣብሪሂሞ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ብኣካል እኳ ካባና እንተ ተፈለኻ ብመንፈስ ግን ኩሉ ግዜ ምሳና ኣለካ ፍሉይ ተዘክሮ ናይዛ ደርፊ 1999 ኣብ ዛላምበሳ ከምኡ ድማ ምስ ዙር ፍሽክታ ኣመለይ 20 ዙርያ 2006 ኣብ ሳዋ ዘይርስዖ ሎሚ ኮይኑ ይስመዓኒ ኩሉ መንእሰይ ክዓብድ ❤❤❤❤
ሕጂ ግርም ዝፈትዋ ደርፊ ናይ ኣብርሃም ይሕጉስካኒ ሕጂ ትተርፈኒ መለይ
ኣብርሃመይ ዓለመይ ምዓድየይ ኣቦ ፍቅሪ
Baba abrihimo dhreka hzbna tgray tsr kbl ywl alo ane gn Eritrea 🇪🇷 eye dfetu 💪💪💪💪💪💪💪🇪🇷
ተባረኩ ነዚ ዝገበርኩም
Deki Erey! Born in Asmara, grew up in Seattle. I love my country and people and will be back one day!
ኣብርሃመይ ናተይ ኢዋይ ንስካስ ዶ ሚመትካ ኣነ ዘይ ሓልፈልካ ኣብርህሸይ ዓለመይ።
Legend is never ......ወትሩ ኣብ ልቢና ኣለካ ኣባ ትግርኛ king🧚♀️🤴🧚♀️
Abraham is by far the greatest Eritrean singer of all time! Imagine what he would have accomplished if he had lived longer.
jhon samuel I agree with buddy but Yemane Barya is the greatest singer of all time and then Abraham. You have the right to disagree, no offense.
@@kidanetekle2475 - Yemane is Incredible! specially because most of his songs are national and cause deep scenes of nationalism but he is not on the level of Abraham if you compare their melodical.instrumental.lyrical and vocal abilities!
jhon samuel well most of Abraham is songs are about love and hope, but Yemane’s songs are about Freedom, hope, love, unity and immigration. Their Melodies, their music can be compared but Yemane is lyrics are much better. Gn Abraham ንምንእኣስ aykonen zkulu, I do respect Abraham and his work. He is one of the greatest.
@@kidanetekle2475 actually abraham is way better
From amamuel
Loser
abraham is just incomparable👌👌no one can could even come close to his brilliance and talent, but a little Barya👌👌👌
ኣብርሽ ንጉስ ጥበብ
ኣብርሽ ደስታ ልበይ
ኣብርሽ ኩሉ ግዜ
ኣብ ማዓሙቅ ልበይ
Eritrea adey 🇪🇷 yemotelki wedi sudan ❤ 🇪🇷 ❤.
ደቂ ኤረይ እምኒ ዓረ
ኣብዘለና. .........
Abraham afewerki ♣☝
________________________________
ምቁር መግቢ ብቃላት ነ/ሄር ኣብራሃም
=========================
👉ሕስብ ተበልክዎ ናይ ፈጣሪ ነገር
ኩሉ ኣይከልኣካን እዩ ዓቅሊ ጥራሕ እምበር!
ናይ ስነ ጥበብ ንጉስ ኣብርሃም ኣፈወርቂ
👉አብ ሂወት ወዲ ሰብ እንተ ኣብ እምነት እንተ ኣብ ዕላማ
ፍልጠት ዘይትሓትት ስሚዒት ምግቢ ናይ ፈለማ
ቛንቛ ቦታ ዘርኢ ዕድመ ዘይ ጽግማ
ዝኣምና ሃይማኖት ስኒት 'ያ ሽማ
ዝኣምና ሃይማኖት ፍቅሪ 'ያ ሽማ!
ናይ ስነ ጥበብ ንጉስ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ።
👉ኣብ ባሕሪ ኮይንካ ምጅላብ
ኣብ ደንደስ ኮይንካ ምዕዛብ ይፈላለ እዩ።
ናይ ስነ ጥበብ ንጉስ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ።
👉ምስትንታን የብሉን መለሳ
ጠጥዕሙ ክዝክር መሪጸ ካብ ጣዕሳ !
ናይ ስነ ጥበብ ንጉስ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ።
👉ተስፋ እዩ ስንቀይ
ተስፋ እዩ ሐይለይ
ደጋጊመ ይጽዕር
ክሳብ ዝኮነለይ
ይጥዓም ይሕሰም
ፍሽኽታ ኣመለይ!
ናይ ስነ ጥበብ ንጉስ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ።
👉መለይ ከይደየ ከይደ
ናበይ ኣይትሕተትኒ
ናይ ሂወት መርከብ ሒዛትኒ ነቂላ
እንተወረድኩ ባሕሪ እዩ
ውሽጣ ክቅይር ክፍትን
ክመሳሰል ከግፍሕ ጽላላ
ናይ ስነ ጥበብ ንጉስ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ።
👉ፍቕሪ 'ዩ መንገደይ
ድካም እንተኾይኑስ ክዕርፍ ኣይደልን
ፍቕሪ 'ዩ ህይወተይ
ሕልሚ እንተኮይኑስ ክበራበር ኣይደልን
ፍቕሪ 'ዩ እምነተይ
ሓጥያት እንተኮይኑስ ክጸድቅ ኣይደልን!
ናይ ስነ ጥበብ ንጉስ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ።
ንማሃር ንፋቀር መታን ጽባሕ ክሓይሽ ካብ ሎሚ !
ናይ ስነ ጥበብ ንጉስ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ።
Thank you
ኣብርሂሞ ኣቦ ጥበብ እንቋዕ ናትና ኮንካ።
ንራኸብ ክብልዎም ንዝዓስሉ
ነወፊ ክብልዎም ዝኽሙሩ
ይመስገኖ ካባኹም ምፍዝጣረይ
ንኣብርሃም ዝፈቱ እስከ ኣብዚ ፈርሙ love you all
Abrshey bnatka derfi wetru xnuat zigatat Eritrea 🇪🇷 mingste semayat yewarska abrhamey
Proud to be Eritrean 🇪🇷❤🇪🇷
God bless Eritrea and her children
@@hailehaile3090 አሜን ኣሜን ኣሚን ኣሚን.
More 🇪🇷💪
@@hailehaile3090 äää
@@hailehaile30901
Nay abraham afowerki derfi enksemo,melise yfetwo zbl eske like yhabeley 2020
ሓደ ኩኑ ኢልክን አሞ ሕጂ ደኣ አንታይ ኮና ደቂ ኤራይ መኽሰባት ን ፍ ቀ አ ስ ከ በጃኹም 🇪🇷👍👍🙏🙏
Erey do kblekum kndi kulu trgum mennetna btkllu❤❤ bezia derfi abide😂❤🇪🇷
Ayni hasad yenqurelkum deki adey marey love u all eritrawi zega
እዚኣ ደርፊ'ዚኣ ክሰምዕ ከለኩ፡ እቶም ብኤርትራውነቶም ጥራይ ካብ ኢትዮጵያ ዝተሰጉ ዘጋታትናን እቶም ምእንቲ ክብርን ልእላውነትን ዓደይ ኢሎም ሰማእቲ ዝኮኑ መታዓብይተይን ቅጅል ይብሉኑ።
Ajoka halifus nele keman nab nebsom tegemtilwom
🙏🙏🙏
@@mehawihagos7860 ህግደፍ ኣውጺካ 😢😢
One of Abreham's best song.
Yes natna eka wedi eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 legendary abrham enka natna konka 🙏🙏
Amazing 😉 voice thanksgiving king of Eritrean music very very special forever together in my heart ❤️ 🍷🍷🍷🏆🇪🇷🇪🇷🇪🇷😘😘😘✍️✍️✍️🎻😘😘😘🤙
Abrshi Mengste semay yewarska ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Kemzi kemay do yhlu zaderfi tmsto 2024 adisss deki Rimey
Beautiful song I'm from 🇸🇴
Abrish you are the one who makes me laugh, cry, love
I don't know what to say
All I want to say is you have better place in my heart rather than my family ,friend becouse you are every where 😍😍😍👌👌👌👍👍👍
That’s weakness man
Im from 🇹🇷 very nice song
Welcome brother.....YAPMA BANA ...
@@gesetzderrache9544 yep u r right....just to make u welcome.
Thank you
Thank You So Much
yakleni skay nzbele hzbi mtnkaf hadegena u bhawi mwzay tbl hareg bhaki tgermeni belih seb legend abrihimo
Your words mean a lot to the hearts of Eritreans. RIP legend.
ብምታይ እሞ ክንገልጸካ ንዓካ ዝከዉን ቃላት የለን ::
ኣብርሂሞ ክሩዕ ብመንነቱን ብህዝቡን። ወትሩ ኣብ ልቢ ኤርትራዊ ኢኻ። ብሂወትካ እንተትህሉ ሲ ህግደፍ ምበሉኻ እዞም ሃሱሳት፡ ሃገረይ ህዝበይ ኤርትራውነተይ ስለ ዝበልካ ጥራይ። ኣብ 2024 ከምዚ ከማይ ልዕሊ 10 ግዜ ዝሰማዕኩማ ኣለኹም ዶ፧
Zmkhala derfi xega u zegakum mukaney deqi eru love u 😍💥😘🤩😘😘😘😘😘😘
Eza derfi kisemh keleku bahtayu zifetreley 🙏❤ abrhimo kea Egzabher ab yemanu yenbrka
I am from utopia,l love Abireham he was the most best best singer RIP
Hiwot Tedla 🙌🏽❤️
I’m proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እዚ ደርፊ ብሓጎስ የዋጥረካ ብሓበን ክትነብዕ ይገብረካ፤ ፍናንን ተስፋን ይሕበካ፤ ኩርዓት ይስመዓካ ኣሰሰሰይ ደቂ ኤሬይ ምቚራት ኤርትራ ንዘለኣለም ትንበረለና ኣባይና ኣብ ዘለዎ ኮይኑ ይደፋዕ ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊🏽✊🏽✊🏽
ኣብ ዘለና አለና ተራክብና ተዘርዚሩ ብዙይ ወዳአ ፈትሊ ። ኣነ ናፊቀ አነበረ ተመሊሰና ኣብ መሬትና ኬና አዛ ደረፋ ወሊዕና ቢሓባረ ብዙየ ወንነት ቢሓባር ከንሰዕሰ ኣብ ሜዳ ባሕቲ መከራም አኮላይ አኣብ ዘዓበናሉ ዞባ ዓደታት ፓው ኒመን አሉወ ዚካኣሊኩሉ ፈጣሪ ኩሉ አልሞ ።ነዚ ከሳብ አዛኣ ዘብኩሞ ኩሉከሞ ቢክብሪ የመሰግነኩመም ቡፈላይ ከመዚ ከማ ሲደት ንተጸልኡ
2k21 ኣለናዶ ደቄ ኤረይ አምኒ ዓረ Abrshey kulugize ab lbna RIP
Kab niamno haliwena emberi nixelaes fetirka eka betri it's truly abrish nzrdeo
Abraham will be always in our heart!
I love my people. Abraham's king of the song 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Abrishey💘 deqka fah elna kolena enkae aymreakana 😥😢💔❤💙💚
2020 tsemiewa zelekum
Aseyyy asena ❤️❤️abrish
አብራሃም አቦ ፍቅሪኢ ወአቱሩ አብ ልብና
"ኣብ ኢትዮፕያ ታግፍዑ ዘለኩም" ሓደ ትግራዋይ ዓርከይ በዛ ግጥሚ ኣብዛ ደርፊ ዘላ ቂር ከም ትብሎ ነጊርኒ ግን ኣብ ስዓታ ሓቂ ስለ ዝነብረት ዋሓጣ ኢልዮ። ፍቅሪ ንኩለና!
Xbuk geberkay..... kemey abilu yhbe'o gfie eritrean ab ethio dea!!!🇪🇷
amen kebretey
kemey elu eyu agame arkika zikewin
I almost gave up on Eritrean music then I see people uploading Abraham Afewerki, thanks God. I was sick of all the new Eritrean music sound like Tigray music.
Beal kemakum hizna do nab adna knmles ina..aakk...wht is this racisict comment.what about Tigray...they are our brothers and sisters.dont make sterotype here.
Haha you are so funny.For u information you dont say "you must be" to someone you dont know.And who said they are not Ethiopians...they are Ethiopians nd are our brothers.Deal with it whether you like it or not.our culture,religion is the same and so is our language.
One more...if i was Tigrian...i would say that infront of ur ass.but know this i am not proud of being Eritrean or other nations citizen..i am proud of ##ME.
@@BBGL02i remember but u cant blame the whole race because of some. this is fuking sterotype. of course tigrians did wrong to us...but my point is not all tigrians did that,only z fucking politicians.For example; i am the only responsible for what i do, not my whole race.
I think they are still doing it, they would not get out of Badme even though Abiy request it, they are so greedy think they will get something in exchange. Now we are back to no war no peace again because of the corrupt TPLF
Ymesgeno🙏kabakum mftarey🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Abrishey you are energy suplayer
You are eritrean energy so tanks god for given us abrham afewerki
Proud of I'm Eritrean i love you abraham afewerki rest in peace ✌ 🙏 ❤ 💜 ♥ 💕 😭😭😭
Aseyyyeeyyyy deqi Ereyyy happy independence day to all my Eritreans 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 24/05/2024 ❤❤❤
Fekri ksemiekum abet belu powwwww 👌🇪🇷👑❤✍
ፍሉይ ሰብ፡ ጊላ ጥበብ
ኣቦ ኹሉ፡ ኣድማሳዊ መኽሰብ!
ኣብሪሽ ያኽ!
Kamka ay te ftreyn Abrham ayney mengstey semay yewrska deqe Erey Alkom ab lbiy🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪😍😍
abrishey ab genet yenbrka eski fetari kulu alem enber derfkas nebiru
Wowww Nice to see you Abraham😙😙😙
አባይኩም ይደፈን ደቂ ኤረይ !