Eritrea music Abraham Afewerki - Tehambele/ተሓምበለ Official Audio Video

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 8 ก.พ. 2025
  • Eritrea music Abraham Afewerki Tehambele/ተሓምበለ
    Copyright: Abraham Afewerki Music Channel. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited. መሰል ንብረት ኣብርሃም ኣፈወርቂ ነኽብር

ความคิดเห็น • 511

  • @ermilove685
    @ermilove685 5 ปีที่แล้ว +313

    *ተሓንበለ በሉለይ ደቂ ኤረይ❤❤*
    እሾክ ኣይጋእኩም🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @kxenhye6941
      @kxenhye6941 5 ปีที่แล้ว +7

      kkkkkkkk abey koyna

    • @filsderythree8690
      @filsderythree8690 5 ปีที่แล้ว +9

      I hope one dey bro eza gize tray b aqli b fkri nhlefa

    • @mehamedbrhanjemal93
      @mehamedbrhanjemal93 5 ปีที่แล้ว +1

      Tay waga alewo gura trah

    • @taemeabedom4953
      @taemeabedom4953 4 ปีที่แล้ว +1

      @@mehamedbrhanjemal93 ጉራ እንታይ ማለት እዩ

    • @fililove2759
      @fililove2759 4 ปีที่แล้ว

      @@kxenhye6941 l nokb

  • @ErdiTemesgen
    @ErdiTemesgen ปีที่แล้ว +18

    ከም ቃልካ ኣይገበርናን ኣብርሸይ ተቃወማይ ደጋፋይ ወዲ ኣከለ ወዲ ሰራየ እና በልና ተባታቲና እንቃዕ ነዚ ከይረኣካ ከድካ ኣብርሸይ😢😢😢

  • @wizfugra2920
    @wizfugra2920 5 ปีที่แล้ว +453

    ትሓንበለ ደቂ ኤረ
    እንኮዕ እኮ ንስኻን ባርያ ኣይ ትሪኡና ወልዶ ሎሚ ብኣውራጃ ሃይማኖት ዓዲ ክንባላዕ ንውዕል ኣለና ዝሕዝን ዩ ኤርትራዊ ኣብዚ ደርጃ ወዲቁ ክትሪኦ 😪😪😪😭😭ክልተ ሞተ ልቢ ገርና ናብ ናይ ቀድምና ምክብባር ንምለሰሉ ፈጣሪ ዓይንና ልቦናና ይክፈተልና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏

    • @gidegoitom6225
      @gidegoitom6225 5 ปีที่แล้ว +18

      wiz Fugra kemaka ybzhu lebam Seb Bravo 👏

    • @wizfugra2920
      @wizfugra2920 5 ปีที่แล้ว +12

      @@gidegoitom6225 ክብረት ይሃበለይ ዓቢ ሰብ 🙏🙏🙏🙏🙏🌹

    • @ፍቅሪጥበብ
      @ፍቅሪጥበብ 5 ปีที่แล้ว +11

      Nay bahakey kelu kemaka ente zelibesiy

    • @wizfugra2920
      @wizfugra2920 5 ปีที่แล้ว +6

      @@ፍቅሪጥበብ 🙏🙏🙏🙏🌹

    • @asmeyaru1830
      @asmeyaru1830 5 ปีที่แล้ว +9

      Amen amen amen Bro

  • @getachewhaile1051
    @getachewhaile1051 3 ปีที่แล้ว +23

    ኢትዮጵያዊ ነኘ ግን አብርሽን ከልቤ ነው የምወደው ነብስህን በገነት ዬኑራት በስራዎችህ ሁሌም ትታወሳለህ ዘመን የማሽርህ ጀግና

  • @rbl.6917
    @rbl.6917 5 ปีที่แล้ว +84

    ኣተሓሳስባና እንተ ሃብቲሙ ዎዮ ድኽነትና ሽዑ ኣኽቲሙ ።

    • @yemanetesfay2039
      @yemanetesfay2039 5 ปีที่แล้ว +7

      Mestwali tkurn mkanka aklibelka zabeyet kal kabza derfi kob abilkaia nfua jigna wedi eri koraelka....

    • @rbl.6917
      @rbl.6917 5 ปีที่แล้ว +4

      @@yemanetesfay2039 Thank You so much 😍😍

    • @filmonmichael3984
      @filmonmichael3984 5 ปีที่แล้ว +3

      Very true

    • @yemanetesfay2039
      @yemanetesfay2039 5 ปีที่แล้ว +4

      @@filmonmichael3984 i miss eri .....

  • @A6i7i
    @A6i7i 5 ปีที่แล้ว +27

    ዓለም ፍትሓዊት ከምዘይኮነት ዝፈለጥኩሉ እኮ ንዓኻ ምስ ወሰደት እየ ፈሊጠ ኣሕሕሕሕሕ

  • @Eritreanintertment
    @Eritreanintertment 5 ปีที่แล้ว +15

    ኣተሓሳስባና አንተ ሃብቲሙ ድኽነትና ብኡኡ ኣኽቲሙ ናይ ሕጂ ወለዶ ዓይኒ ልቦናና ይክፈተልና በስ

  • @bereketteklu6889
    @bereketteklu6889 5 ปีที่แล้ว +22

    ኪሕስክኒ በለ ድምጻዊ እሰይ ኣፎርቂ
    ኪሕስክና ውን ሕጂ ርጋኣት ኣፎርቂ
    ተሓጊሰ ካብ ልበይ ናይ ብሓቂ
    ተሓንበለ ንበል ተሓንበለ ዩ ዲንቂ
    ኩልሳዕ ኣብ ልበይ ኣብርሃም ኣፎርቂ

  • @ውዳሴነባዒትንፍቅሪ
    @ውዳሴነባዒትንፍቅሪ 3 ปีที่แล้ว +3

    አተሓሳስባና እንተሃፍቲሙ ወዮ ድክነትና ሽዕኡ አክቲሙ እፍፍፍፍፍ አብርሸይ ክፈትወካ አብ ገነት የምብርካ ልዑል ጎይታ

  • @yonaskaleb5408
    @yonaskaleb5408 5 ปีที่แล้ว +22

    Thank you ኣብርሃም: ኣብ ጊዚኣ:: 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @bereketweldu2870
    @bereketweldu2870 5 ปีที่แล้ว +319

    *ተሓምበለ*
    ንሓዋሩ ከይንውጻዕ፡ ከይንኾን መፍቶ ጓና
    ዕብየት ክንጎናጸፍ ዓቕሚ ክህልወና
    ብስዉር ሰንሰለት ፍቕሪ ተራኸቡ ኢላ ኣዴና
    ብደም ብሉጻት ደቃ ቃል እተዉለይ ኢላትና።
    ሓላል ቤት ደቂ ጽንዓት ብርሃን ክንኩልዓላ
    ውሑዳት ግን ብርኩታት ከክንዲ ሽሕ ክንኮነላ
    ኣብ ዝኸድናዮ ክንሰምር ምሒልና ጥሒልናላ
    ኣብ ነንገብሮ ክንዓስል ኢና ተመባጺዕናላ።
    ነፍሲወከፍ ጸጋ ከይትባኽን
    *ዘዝበርሀትሽምዓ ከይትቕህም*
    ዘዝበቖለት ተኽሊ ከይትቕምርር
    ዘዝነቐለት ክእለት ከይትዳኸም፡
    ንላዘብዶ ኣለና ንመኻኸር
    ንሰምርዶ ኣለና ንተሓናገር?
    . . ኣተሓሳስባና እንተሃብቲሙ
    ወዮ ድኽነትና ሽዑ ኣኽቲሙ።
    ድኽነትሲ ይብዳህ’ዩ ኣተሓሳስባ’ዩ እቲ ፈልሲ
    ፍቕሪ’ንድዩ ሕመረቱ መሪር ናይ ምንባር ቃልሲ
    ኣየ’ወ ነዛ ጽባሕ ሓመድ ዝበልዓ ነብሲ።
    ኢድ ንኢድ ጠሚርና ንዝለል
    ንህይወት ክንገብራ ድምቕቲ - ተሓምበለ
    ኢድ ንኢድ ዓቲርና ንዕሰል
    ዓቕምና ኣብ ዓውድና ክውሕዝ - ተሓምበለ
    ተሓምበለ ንበል ደቂ ጽንዓት
    ተሓምበለ ንበል ደቂ ኤረ።
    ዕሰሉ ደቂ ጽንዓት ኣይትስኣኑ
    ህይወት ኣይምቅርን’ዩ ንስኹም ዘይብሉ።
    ጥበባዊ ኣብርሃም ኣፍወርቂ

  • @stevenheven2561
    @stevenheven2561 5 ปีที่แล้ว +9

    ኣብሪሂሞ ንስኻ እንተትህልውሲ ርግጸኛ ኢየ ነዚ መንእሰይና ዘይፈልጦ ኣውራጃ ወዲ ኣውራጃ እንዳተባህለ ዝናቖር ዘሎ መንእሰይና ኣብ ሓደ መምጻእካዮ በዚ ዕምቖት ዘለዎ ግጥምኻን ሙቑር ዜማኻን!ኤርትራ ሃገረይ ዓይኒ ኣባይኪ ይደፈን ካብዚ ግናይ ሕማም ምፍልላይ የገላግለና ኣምላኽ ሃገርናን ህዝብናን ባርኽካ ፍትሕን ሰላምን ኣብ ሃገርና ኣስፍነልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን።

  • @sandaluudayanga1624
    @sandaluudayanga1624 3 ปีที่แล้ว +15

    ኤረትራና ተዓዲላ እያ ብእውነት ኾዋክብቲ ስለ ዘለዋ ዓይኒ ሓሳድ ይድፈነልኪ

  • @achmetdaahir281
    @achmetdaahir281 5 ปีที่แล้ว +70

    Am 🇸🇴 love u Abraham Afewerki 2019 😣❣🙏🏾

  • @assebchannel6735
    @assebchannel6735 5 ปีที่แล้ว +122

    መም ኣብራሃም ንሕናስ ብድሕሬካ ፍቆዶ ስደት ፋሕ ብትን ኢልና ኢና ዘለና።ንዓካ ጥራይ ኣብ የማኑ የንብርካ ፍጣሪ!!

    • @ወዲኤረይየፈታዊሃገሩ-ቈ5በ
      @ወዲኤረይየፈታዊሃገሩ-ቈ5በ 3 ปีที่แล้ว +1

      ግጥሚ ናይዛ ደርፊ እስከ ጽሓፈልና ብሮ🙏

    • @assebchannel6735
      @assebchannel6735 3 ปีที่แล้ว

      @@ወዲኤረይየፈታዊሃገሩ-ቈ5በ
      ~~~ታሓበለ~~~~
      ስነ ጥበባዊ ኣብርሃም ኣፍወርቂ
      ንሓዋሩ ከይንውጻዕ ከይንኮን መፍቶ ጓና
      ዕቤት ክንጓናጻፍ ዓቅሚ ክህልወና
      ሰውር ሰንሰለት ፍቅሪ ተራከብ ኢላ ኣዴና
      በቶም ብሉጻት ደቃ ቃል እተው ኢላትና
      ሓላል ቤት ደቂ ጽንዓት
      ብርሃን ክንውልዓላ
      ውሑዳት ግን ህርኩታት
      ከክንድ ሽሕ ክንኮነላ
      ብዝከድናዮ ክሰምር
      ሚሒልና ጥሒልናላ
      ነንገብሮ ክንዓስል ኢና ተማጻቢዕናላ
      ኣሕዋተይ ደቂ ጽንዓት
      ከም ወርቂ ካብ ጨርቂ
      ካብ ሓዉ ዝተፈልየ
      ኣብ ዘዘለናየ ዓዲ
      ንዓቢ'ዶ ኣለና ንሓቂ ንሳለ
      ኣኣብ ነንገብሮ ሞያ
      ንዓስል'ዶ ኣለና ንታሓላለ(2)
      ነፍሲ ወከፍ ጸጋ ከይትባክን
      ዘዝበርሀት ሽምዓ ከይትቅህም
      ዘዝበቆለት ተክሊ ከይ ትቅምርር
      ዘዝቦቆለት ክቲት ከይትዳከም
      ንላዘብ'ዶ ኣለና ንማካከር
      ንሰምር'ዶ ኣለና ንታሓናገር
      ኣታሓሳስባና እንተ ሃብቲሙ
      ወይ ድክነትና ሽዑ ኣክቲሙ(2)
      ድክነትስ ይብዳህ እዩ ኣታሓሳስባ"ዩ ቲ ፍልሲ
      ፍቅሪ ድዩ ሕመረቱ መሪር ናይ ምንባር ቃልሲ
      ኣየ'ወ ነዚ ጽባሕ ሐመድ ዝበልዖ ነብሲ(2)
      ኢድ ንኢድ ጠሚርና ንዝለል
      ንሂወት ክንገበራ ድምቅቲ ታሓበለ
      💗👈

    • @kinglion4970
      @kinglion4970 3 ปีที่แล้ว

      @@assebchannel6735 emo entay zeyteqales

    • @محمداحمد-ص3ف2غ
      @محمداحمد-ص3ف2غ 2 ปีที่แล้ว

      Ahhh 2005😭😭😭😭

    • @mussiedawit-rf1hb
      @mussiedawit-rf1hb 5 หลายเดือนก่อน

      Nska haqi tezarebka❤🎉

  • @ምንባርምንባር
    @ምንባርምንባር 5 ปีที่แล้ว +30

    ተሓምበለ ደቂ ኤረይ !!!
    ሓደ እስከ ንኹን ሽግርና ክቀልል
    "ኣትሓሳስባና እንተ ሃብቲሙ
    ወዮ ድኽነትና ሽዑ ኣኽቲሙ"
    ኣብርሽ

  • @ጓልትግራይዕባይሶሎዳዓድዋ
    @ጓልትግራይዕባይሶሎዳዓድዋ 5 ปีที่แล้ว +195

    ኣተሓሳስባ እንተሃፍቲሙ ወዮ ድኽነትና ሽዑ ዩ ኣኸቲሙ ኣየ ኣብሩሽ ማለት ናይ ኩሉ መምህር 💘💪100%

    • @yonaskaleb5408
      @yonaskaleb5408 5 ปีที่แล้ว +1

      ረዊና ጓል ትግራይ ዲዲታል ዓጋመ:: እሽ እሽሽሽ

    • @ከምሰበይክነብርእየ
      @ከምሰበይክነብርእየ 5 ปีที่แล้ว +13

      @@yonaskaleb5408 ኣብ 21 ክፍለ ዘመን ከምዚ ኢልካ ክትጻረፍ የሕፍር እዩ ። ሰብ ሰብ ምኻኑ ጥራይ እመን

    • @yonaskaleb5408
      @yonaskaleb5408 5 ปีที่แล้ว +2

      ከም ሰበይ ክነብር እየ ዓጋመ ሰብንብ ፈላሊዮም

    • @KidanelTesfamariam690
      @KidanelTesfamariam690 5 ปีที่แล้ว +9

      @@yonaskaleb5408 ደንቆሮ ኣተሓሳስባኻ ኣዐርዮ!

    • @yonaskaleb5408
      @yonaskaleb5408 5 ปีที่แล้ว +1

      kidanel T/Mariam ሓቂ ፍቶ: ዲዲታል ዊዒጊን

  • @samsomsamsom5731
    @samsomsamsom5731 5 ปีที่แล้ว +167

    ኣብርሃም ፍቅሪ
    ኣብርሃም ሕልና
    ኣብርሃም ተስፋ
    ኣብርሃም ኮኮብ
    ኣብርሃም ኩሉ ኢካ
    ኣሕሕ ዓለም ጨናዊት ሰብ ወሲድክልና '

  • @ማንጀስተራዊት
    @ማንጀስተራዊት 2 ปีที่แล้ว +10

    king 👑 of music 🎶📯 መምህር ሂወት ኣብልብና ሰፈርካ ኣብርሸይ ኮኮብ ኣፍሪቃ💞🇪🇷🦋 እንቃዕ ናትና ኮንካ 👑🇪🇷🦋

  • @Habtiega1
    @Habtiega1 11 หลายเดือนก่อน +1

    ኢድ ንኢድ ጠሚርና ንዝለል ንሂወት ክንገብራ ድምቅቲ ተሓንበለ ኣብሪሽ ንዘልዓለም ኣብ ልብና ❤❤❤

  • @erilove6277
    @erilove6277 5 ปีที่แล้ว +7

    Nay bhaki Abraham afewerki mamehr fikri thanks hawtey natey

    • @samielalem2432
      @samielalem2432 5 ปีที่แล้ว +3

      Nay abraham Afewerki mamehr fikri Tahnks shikoorr ❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏✍✍✍✍✍

  • @fuadahmedin9830
    @fuadahmedin9830 5 ปีที่แล้ว +18

    Abrshi king 🔥👑👑👑 tergum temerti melketi zelwo derfetatu

  • @Alexsandersanfro
    @Alexsandersanfro 11 หลายเดือนก่อน +7

    2024 ዝሰማዕኩማ በጃኹም ተረድአዋ

  • @efremmeheri2691
    @efremmeheri2691 5 ปีที่แล้ว +10

    ሓላል ደቀይ ጽንዑ ብድም ደቃ ቃል እተው ኢላትና ።🇪🇷✊🇪🇷✊ we lave u abrihmoooooooo

  • @millenhayluloveviera627
    @millenhayluloveviera627 ปีที่แล้ว +5

    ስቅ ኢለ ይሰምዓ ኣተሓሳስባና እንተ ሃብቲሙ ዎዮ ድክነትና ሽዑ ኣክቲሙ 😢

  • @natawesome5612
    @natawesome5612 5 ปีที่แล้ว +8

    አብርሃም ንትግርኛ አመቂሩ የቅርበልና ኔሩ እቲ ብሉጽ ስርሓቱ ድማ ካብ ዉሉድ ወለዶ እናዳተማሓላለፈ ብክብሪ ይነብር አምላክ ብየማኑ የንብርካ አንታ ብሩክ ክብርና ኔርካ ሕጅዉን ብስራሓትካ ኩልግዜ ትዝከር።

    • @beyou2425
      @beyou2425 หลายเดือนก่อน

      Yes it is. As a first generation Eritrean American I hope you know we hold Eritrea so close to our heart. Alhamdulillah

  • @ciedmohammed3957
    @ciedmohammed3957 3 ปีที่แล้ว +156

    ድሕሪ ህየሳ ናይ ኣማኑአል ነዛ ደርፊ ከስተማቅር ዝመጸ ላይክ ይግበር

    • @AbiTesfay
      @AbiTesfay ปีที่แล้ว +3

      Exactly

    • @askimhagos8625
      @askimhagos8625 ปีที่แล้ว +3

      Men u Emanuel

    • @efremteklebrhan5548
      @efremteklebrhan5548 ปีที่แล้ว +3

      ​@@askimhagos8625same question here 😅

    • @kidanetewede9670
      @kidanetewede9670 ปีที่แล้ว +1

      😊😊

    • @wasbezaworku2330
      @wasbezaworku2330 11 หลายเดือนก่อน

      😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮 0:49 😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😮😮😮😮😅😅😅😅😮😅😅​@@AbiTesfay

  • @solinatey9670
    @solinatey9670 5 ปีที่แล้ว +12

    ኣብርሂሞ ኣታ ንዓካስ ብምንታይ ኢየ ክገልጸካ ክቡር ዑንቂ ኤረይ
    ኣታሓሳስባና እንተሃብቲሙ
    ወዮ ድኽነትና ሽዑ ኣኽቲሙ
    ኣቤት ኣገላልጻ

  • @danikuku4362
    @danikuku4362 5 ปีที่แล้ว +81

    Thank you guys for releasing Abraham Aforki song , I was waiting for long . Love u Abrihmo, any one who loves abrihimo hit like

  • @henokt3206
    @henokt3206 5 ปีที่แล้ว +47

    "አተሓሳስባና እንተ ሀብቲሙ ሽዑ ድኽነትና ኣኽቲሙ😍😍😍"

  • @SurprisedBarn-eu7my
    @SurprisedBarn-eu7my 10 หลายเดือนก่อน +2

    ወዲ ኤረይ በዓል ሕልና ነዚ ደርፊ እዚ ክትሰምዕ ከለካ ሲ እቲ ዞባ ኣውራጃ ዓሌትነት ኢልካ ሕኒን ትብሎን ደም ነፋሰሶን ኣይረኣየካን ዶ ካብዚ ዝዓብ መግለጺ መቸም ኣይክትረክብን ኢካ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @efremmeheri2691
    @efremmeheri2691 5 ปีที่แล้ว +10

    ድኽነት "ሲ ይብዳህ "ዪ ኣታሓሳሰባ "ዪ እቲ ፍልሲ ። ኣብሪሂሞ ዓብይ መምህር

  • @robi-gu3gu
    @robi-gu3gu 5 ปีที่แล้ว +30

    ዓክክክክ ኣብርሽ በሊሕ ንቁሕ ባዓል ዓቢ ልቦናን ራእን ኣበይ እሞ ዓለም ረሳሕ መምህር ናይ ኩሉ . ተስፋ. ሓቦ . ጽንዓት ፍቅሪ, ጻዕሪ .ሓድነት . ኩሉ በቃ .።
    (የሕዋተይ ድቂ ጽንዓት ከም ወርቂ ኣብ ሓዉ ዝተፈነ.
    ኣብ ዘዘለናዮ ዓዲ ንሰምር ዶ ኣለና ንታሓላለ.

  • @wedighebremeskel13
    @wedighebremeskel13 2 ปีที่แล้ว +1

    Alekum do kemzi kemay degagimkum tsemu derfi Abreham afewerki beal abi rai and melekti ,bflay Tehambele and tmnitey zbla 🥰🥰🥰❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @wedimehari2171
    @wedimehari2171 5 ปีที่แล้ว +6

    Asey Abrhimo Memhr nabra ...Thanks sle ti share zgeberkumlna ..

  • @fanielatoy9445
    @fanielatoy9445 3 ปีที่แล้ว +2

    Ane ymesgen behaki kab lebi, nezi hiwet beakalu zkone derfi nay (Abrish ❤ ) tefnewu zlekum Ahwat .so thank you so much ❤❤❤🎻🎵👑👑👑

  • @tesfiehabteaboto8133
    @tesfiehabteaboto8133 5 ปีที่แล้ว +92

    ንላዘብ'ዶ ኣለና ንጻዋወር
    ንሰምር'ዶ ኣለና ንታሓናገር
    ኣታሓሳስባና እንተሃብቲሙ
    ዎዮ ድክነትና ሹዑ ኣክቲሙ
    """"
    ኣብራሃም may king::

    • @adonaythegreat8426
      @adonaythegreat8426 5 ปีที่แล้ว +3

      ናይ በሓቂ ኣተሓሳስባና እንተሃብቲሙ ድሕኽነትና የኽትም! Legend Abraham.

    • @samueltekeste2508
      @samueltekeste2508 5 ปีที่แล้ว +4

      Aleka dka dea nska tefieka enber ??

    • @natsimeb1755
      @natsimeb1755 3 ปีที่แล้ว

      Deep

  • @ቀመምፍቅሪ
    @ቀመምፍቅሪ 5 ปีที่แล้ว +12

    ኣብርሃም መምህር ሂወት ዓለም ጎዶሎ

  • @peteryacob5855
    @peteryacob5855 2 ปีที่แล้ว +5

    ድኽነት ሲ ይብዳህ ዩ ኣታሓሳስባ ዩ እቲ ፈልሲ
    ፍቅሪ ዩ ሕመረቱ መሪር ናይ ምንባር ቃልሲ
    ኣብሪሸይ ኣቦ ጥበብ

  • @sporttv348
    @sporttv348 3 ปีที่แล้ว +25

    I like Abraham's music because every sentence has a message❤️

  • @amanmeron6032
    @amanmeron6032 3 ปีที่แล้ว +1

    Ahhhhhh abrishey zi kulu derfikas kemzi neay ilu zitederfe koynu yisiemeani kulu haqnetin tmhirtin zelewo natna king abrish abo fqrin derfin😪👑👑👑

  • @elshadaimesfun9604
    @elshadaimesfun9604 11 หลายเดือนก่อน +1

    ጥበብ ብሂወቱ። ኣብ የማኑ ይቀበልካ ኣብርሃም።

  • @kidanetekle2475
    @kidanetekle2475 5 ปีที่แล้ว +9

    Thanks gn zeybers hawelty tbl entela eba sdedlna gize keywesedki

  • @filmonwelday1987
    @filmonwelday1987 5 ปีที่แล้ว +4

    Nay Abrham derfi tesfa, aqli, hayli yhbeka bhaqi thanks 🙏

    • @erilove6277
      @erilove6277 5 ปีที่แล้ว +1

      ❤️❤️❤️

  • @samsomsamsom5731
    @samsomsamsom5731 5 ปีที่แล้ว +29

    ኣታሓሳስባና እንተ ሃብቲሙ
    ወየ ድክነትና ሽዑ'ዪ ኣክቲሙ

  • @Sami-Eritri
    @Sami-Eritri 5 ปีที่แล้ว +10

    ተሓምበለ ተሓምበለ'የ ተሓምበለ'የ ንስኹም ኣይትሳኑ ደቂ ኤረ ሸኮርናታት

  • @yordanosteklu3148
    @yordanosteklu3148 5 ปีที่แล้ว +16

    Abraham ur amazing, loved and missed by all over fans the world 😭😭💞💞💞💞💞😭😭💞💞💞💞💞💞💞💞💞😭😭💞💞💞💞👑

  • @מתיאוסאבאי
    @מתיאוסאבאי 3 ปีที่แล้ว +4

    Hagerawi mezmur tkun tblu like akureni

  • @destashumet2445
    @destashumet2445 2 ปีที่แล้ว +1

    ሓዋሩ ከይንውጻዕ
    ከይንከውን መፍቶ ጋና
    ዕብየት ክንጎናጸፍ
    ዓቅሚ ክህልወና
    ስዉር ሰንሰለት ፍቅሪ
    ተራኸቡ ኢላ ኣዴና
    ብደም ብሉጻት ደቃ
    ቃል እተዉ ኢላትና
    ሓላል ቤት ደቂ ጽንዓት
    ብርሃን ክንኩለዓላ
    ውሑዳት ግን ህርኩታት
    ከክንዲ ሽሕክንኮነላ
    ዝበልናዮ ክሰምር
    ሚሒልና ጢሕልናላ
    ነንገብሮ ክንሓስብ
    ኢና ተማባጺዕናላ
    ኣሕዋተየ ደቂ ጽንዓት
    ከም ወርቂ ኣብ ጨርቂ
    ኣብ ሓው ዝደበለ
    ኣብ ዘዘለናዮ ዓዲ ንዓበደለ ንሓድሕድ ንሳለ
    ኣብ ነንገብሮ ሞያ ነዓ ዝለለ ንዓ ንተሓላለ
    ኣሕዋተየ ደቂ ጽንዓት
    ከም ወርቂ ኣብ ጨርቂ
    ኣብ ሓው ዝደበለ
    ኣብ ዘዘለናዮ ዓዲ ንዓበደለ ንሓድሕድ ንሳለ
    ኣብ ነንገብሮ ሞያ ነዓ ዝለለ ንዓ ንተሓላለ
    ነፍስወከፍ ጸጋ ከይትባኽን
    ዘዝበርሀ ሽምዓ ከይትቅህም
    ዘዝብቆለት ተኽሊ ከይትቅምርር
    ዘዝነቀለት ክእለት ከይትዳኸም
    ንላዘብ ዶ ኣለና ንመኻኸር
    ንሰምር ዶ ኣለና ንተሓናገር?
    ኣተሓሳስባና አንተ ሃብቲሙ
    ወዮ ድኽነትና ሽዑ ኣኽቲሙ
    ኣተሓሳስባና አንተ ሃብቲሙ
    ወዮ ድኽነትና ሽዑ ኣኽቲሙ
    ድኽነት ሲ ይብዳህ 'ዩ
    ኣተሓሳስባ እዩ እቲ ፈልሲ
    ፍቅሪ አንድ'ዩ ሕመረቱ
    መሪር ናይ ምንባር ቃልሲ
    ኣየ እወ ነዚ ጽባሕ
    ሓመድ ዝበልዖ ነብሲ
    ኣየ እወ ነዚ ጽባሕ
    ሓመድ ዝበልዖ ነብሲ
    ኣሕዋተየ ደቂ ጽንዓት
    ከም ወርቂ ኣብ ጨርቂ
    ኣብ ሓው ዝደበለ
    ኣብ ዘዘለናዮ ዓዲ ንዓምበለ ንሓድሕድ ንሳለ
    ኣብ ነንገብሮ ሞያ ነዓ ዝለለ ንዓ ንተሓላለ
    ኣሕዋተየ ደቂ ጽንዓት
    ከም ወርቂ ኣብ ጨርቂ
    ኣብ ሓው ዝደበለ
    ኣብ ዘዘለናዮ ዓዲ ንዓምበለ ንሓድሕድ ንሳለ
    ኣብ ነንገብሮ ሞያ ነዓ ዝለለ ንዓ ንተሓላለ
    ነፍስወከፍ ጸጋ ከይትባኽን
    ዘዝበርሀ ሽምዓ ከይትቅህም
    ዘዝብቆለት ተኽሊ ከይትቅምርር
    ዘዝነቀለት ክእለት ከይትዳኸም
    ንላዘብ ዶ ኣለና ንጻዋወር
    ንሰምር ዶ ኣለና ንተሓናገር
    ኣተሓሳስባና አንተ ሃብቲሙ
    ወዮ ድኽነትና ሽዑ ኣኽቲሙ
    ኣተሓሳስባና አንተ ሃብቲሙ
    ወዮ ድኽነትና ሽዑ ኣኽቲሙ
    ኢድ ን'ኢድ ጠሚርና ንዝለል
    ንሂወት ክንገብራ ድምቅቲ ተሓምበለ
    ኢድ ን'ኢድ ዓቲርና ዕስለ
    ዓቅምና ዓውድና ክውሕዝ ተሓምበለ
    ተሓምበለ ንበል ደቂ ጽንዓት
    ተሓምበለ ንበል ደቂ ኤረ
    ተሓምበለ ዕሰሉ ዕሰሉ
    ተሓምበለ ተሓምበለ በሉ
    ዕሰሉ ደቂ ኤረ ኣይትሰኣኑ ኣይትሰኣኑ
    ተሓምበለ ኣይከውንን እዩ ንስኩም ዘይብሉ
    ሂወት ኣይምቅርን'ዩ ዕስለኩም ዘይብሉ
    ተሓምበለ ንበል ደቂ ጽንዓት
    ተሓምበለ ንበል ደቂ ኤረ
    ተሓምበለ ዕሰሉ ዕሰሉ
    ተሓምበለ ተሓምበለ በሉ
    ኢድ ን'ኢድ ጠሚርና ንዝለል
    ንሂወት ክንገብራ ድምቅቲ ተሓምበለ
    ኢድ ን'ኢድ ዓቲርና ዕስለ
    ዓቅምና ዓውድና ክውሕዝ ተሓምበለ
    ተሓምበለ ንበል ደቂ ጽንዓት
    ተሓምበለ ንበል ደቂ ኤረ
    ተሓምበለ ዕሰሉ ዕሰሉ
    ተሓምበለ ተሓምበለ በሉ
    ተሓምበለ ንበል ደቂ ጽንዓት
    ተሓምበለ ንበል ደቂ ኤረ
    ተሓምበለ ዕሰሉ ዕሰሉ ተሓምበለ
    ተሓምበለ በሉ

  • @binamsolomun3231
    @binamsolomun3231 5 ปีที่แล้ว +10

    Memher hiwet Abraham

  • @merkebeylovegirmay4683
    @merkebeylovegirmay4683 5 ปีที่แล้ว +9

    Abraham aboy frk Alemy godelo. best Abraham ❤️❤️

  • @yonijunior5192
    @yonijunior5192 5 ปีที่แล้ว +21

    abrhimo best singer in #Eritrean and I love you every day ❤🙏

  • @yewasekah
    @yewasekah 3 ปีที่แล้ว +3

    Ahh abraham deki ereye thambele eske nbel zereba nay abrsh nsmae🇪🇷☝️🚶‍♂️🚶‍♂️🚶🏿‍♀️👨‍🎓👨‍🎓🧠❤

  • @amahadarifsahatsion8534
    @amahadarifsahatsion8534 5 ปีที่แล้ว +13

    professor of hope and reality 🇪🇷🇪🇷🇪🇷#Abraham Afeweriki #

    • @yikalokidane4544
      @yikalokidane4544 5 ปีที่แล้ว +3

      Kindey jelgaf ewe kobih sekela professor tbhal

    • @samsomsamsom5731
      @samsomsamsom5731 5 ปีที่แล้ว

      @@yikalokidane4544 ይገርም እዪ ክንደይ ዓፋፍ ቆቢዕ ጌራ ናይ ኣብርሃም ደርፊ ናብ እንፍሊዝ ተዝትርጎም ዓለም መጸለለ ኔሩ ሓደ ካብቶም ፍላስፋታት ዝሓለፋ እዪ

    • @RobelMukur
      @RobelMukur 6 หลายเดือนก่อน

      ​@samsomsamsom5😂731

  • @frehiwettesfahanes4032
    @frehiwettesfahanes4032 2 ปีที่แล้ว +1

    Yhlu do ykewn kem Abraham 😢😢 kalat yhaxreni Entay kem zbl ytefani . I’m proud of you 👍.Nay Abraham ksema keleku tesfa ygebr . I love you ❤️

  • @kflbr1590
    @kflbr1590 5 ปีที่แล้ว +2

    Ezi zwerdena zelo tetrie entay kon mebelka abhimo meliekti sedidka aleka we love you jgna wedi meriet.

  • @ABIABI-2013
    @ABIABI-2013 5 ปีที่แล้ว +7

    O amlak ni abrham bgele aqlql ኣብሎ !!!
    ኣምላክ ዘይገብሮ የብሉን ዩ ዝባሃል!

  • @merhawiafewerki8340
    @merhawiafewerki8340 5 ปีที่แล้ว +1

    Abrahm Afewerki kem may setika zeymno derfu tsetsenihka titsemio zeymno derftatu mengsti semay yeearska 😭😭🙏🙏

  • @dawitkflay820
    @dawitkflay820 5 ปีที่แล้ว +4

    Tambele belu deki erey zeyhass temerti eyu gediflna koydu kubur sne tbebawi abrham afewerki

  • @ibntina1986
    @ibntina1986 5 ปีที่แล้ว +6

    co operation of tigre and tigrinya music the classical and bit are tigre while the lyrics tigrinya what a wonderful job

  • @HanibalWediwlud
    @HanibalWediwlud 6 หลายเดือนก่อน

    አብርሃም አቦ ፍቅሪ ስኒት ሓቦ ተስፋ ኩሉ ነገር ኢካ ነርካ ነዓን አብ ዘለካይ ስቲለምለም ይኩነልካ

  • @erilove6277
    @erilove6277 5 ปีที่แล้ว +19

    ተሓንበለ ተሓንበለ ደቂ ኤረይ ❤❤
    Abrhshey halal 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mesfinajanaw8544
    @mesfinajanaw8544 2 ปีที่แล้ว +4

    I can't stop listening Abraham's music even if I don't understand the inner messages. I love Eritrean music.

  • @hk331
    @hk331 3 ปีที่แล้ว +8

    Abrihimo you are the legend! Unfortunately you gone too soon😭😭. No matter how many times I listen to his songs but I can't have enough of them. I always love to listen to his songs under any situation when I am happy, bored or sad.

  • @ERITREAMEDIA
    @ERITREAMEDIA 5 ปีที่แล้ว +34

    *ብደም ብሉጻት ደቃ ቃል እተዉ ኢላትና ፡ተሓንበለ ዋዉ🇪🇷*

  • @subscribe3082
    @subscribe3082 5 ปีที่แล้ว +3

    እዋይ ሰሚዕካ ዘይጽገብ፡ ኣብርሽሽሽሽሽ።

  • @HaniHani-m8p1f
    @HaniHani-m8p1f 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኣታሓሳስባና እንተ ሃብቲሙ ወዮ ድኽነትና ሽዑ ኣኽቲሙ!!!! ABRAHAM AFEWERKI R.I.P😢😢😢😢😢

  • @samsomsamsom5731
    @samsomsamsom5731 5 ปีที่แล้ว +77

    ድክነት ሲ ይብዳህ ዪ
    ኣትሓሳስባ ዪ እቲ ፈልሲ

    • @erilove6277
      @erilove6277 5 ปีที่แล้ว +1

      ❤️❤️❤️

  • @drarleytidenden4172
    @drarleytidenden4172 5 ปีที่แล้ว +3

    Abraham the best !!!😢 I am still crying. HIGDEF mendef idkum ayesAnu.

  • @mnbarnmenygbae8438
    @mnbarnmenygbae8438 5 ปีที่แล้ว +4

    ኣታሕሳስባና ተሃፍቲሙ ድክነትና ሽዑዩ ኣክቲሙ ብሓቂ ብሓቂ

  • @ግዜፈሪድዎዝተበታተነተወሊ
    @ግዜፈሪድዎዝተበታተነተወሊ 5 ปีที่แล้ว +3

    ንላዘብ ዶ ኣለና ን ማኻኸር
    ንሰምር ዶ ኣለና ንታሓናገር
    ኣታሓሳስባና አንተሃብቲሙ ወዮ ድኽነትና ሽዑ ኣኽቲሙ
    ድኽነት ሲ ይብዳህ ኢዩ
    ኣተሓሳስባ ኢዩ አቲ ፈልሲ
    ፍቅሪ ዝሕመረቱ መሪር ናይ ምንባር ቃልሲ ኣየወ ነዚ ጽባሕ ሓመድ ዝበልዖ ነብሲ
    ነፍሲሄር ስነ ጥበባዊ ኣብራሃም ኣፈወርቂ ኩሉ ግዜ ኣብ ልበይ

  • @massawamassawa9878
    @massawamassawa9878 5 ปีที่แล้ว +11

    I love you so much 😍😍 Abraham afewerki

  • @makbelmebrahtu6985
    @makbelmebrahtu6985 5 ปีที่แล้ว +3

    ክለት ኣብራሃም ንምድናቅ ፍለልጠት የድሊ ግን ሞት ዓይና ትፈፍሰስ እብል

  • @SamelMael-f6b
    @SamelMael-f6b หลายเดือนก่อน

    ሂወት ኣይምቅርን እዩ ዕስለኹም ዘይብሉ ከምዚ ሎሚ ፋሕ ፋሕ ከይበልና😢

  • @cesefabregas6635
    @cesefabregas6635 5 ปีที่แล้ว +6

    Bluxe seb beluxe serh werkawi kalat enqe aytrena zelenayo you are always in my heart

  • @akliludereje4186
    @akliludereje4186 2 ปีที่แล้ว +3

    "ኣተሓሳስባና እንተ ሃፍቲሙ ወዮ ድኽነትና ሽዑ ኣኸቲሙ"-ኣብርሃም ኣፈወርቂ

  • @nahomt870
    @nahomt870 5 ปีที่แล้ว +6

    Enkwae aytreyena legend 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @timnitghebreazgabiher1925
    @timnitghebreazgabiher1925 2 ปีที่แล้ว

    Atahasasbana ente haftimu weye dihinetna sheu akitimu abrham afwerki memhirr fiqqq 🙏🙏🙏🙏

  • @samueltadesse6262
    @samueltadesse6262 3 ปีที่แล้ว +4

    all eritreans we have to listen this music

  • @arounadembele303
    @arounadembele303 5 ปีที่แล้ว +10

    Abraham is the pure gold und legend 4 ever.

  • @jboygman5127
    @jboygman5127 5 ปีที่แล้ว +3

    Agedasi seb nmnbar🙏🏾!!!!

  • @Happy19867
    @Happy19867 5 ปีที่แล้ว +7

    Thanks for Re update abraham afwerki songs 👆🎹🎼🎤🌺🛤🕯( R.I.P) abrish halal

  • @amlesomtesfalem3363
    @amlesomtesfalem3363 5 ปีที่แล้ว +10

    King 🤴 of music 🎶 U are always in our heart ❤️

  • @EyobAsefa
    @EyobAsefa 4 ปีที่แล้ว +10

    I love you so much Abraham Afewerki it's crazy 😭😭😭🙏🏽 RIP

  • @Kidu2022fish
    @Kidu2022fish 5 ปีที่แล้ว +10

    Abrham blackdiamond ,i am proud of you brother ♥️.i am waiting another song's ,thanks a lot for sharing this song sister of Abrham Rgat ♥️

  • @sabasaba4228
    @sabasaba4228 4 ปีที่แล้ว

    ኣብርሽ ሽኮር እዝ ደርፍታትካ ኩሉ ግዜ ሓዱሽ ዘይፅገብ ፈጣሪ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልካ ሓላል

  • @rutamengstab
    @rutamengstab 8 หลายเดือนก่อน +1

    King 👑 of music Colt love abrshey ufff rest in peace ❤😢😢😢

  • @abanob9005
    @abanob9005 2 ปีที่แล้ว +3

    I can't stop listening abrsh's music.

  • @ወዲኤሪይሓላልኣፉ
    @ወዲኤሪይሓላልኣፉ 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣተሓሳስባና እንተ ሃብቲሙ ወዮ ድክነትና ሽዑ ኣክቲሙ ደቂ ኤርይ ንፋቀር ንተሓላለ ንሳነ እዛ ሃገርና ለምለም ክንገብራ ❤🇪🇷❤🇪🇷❤

  • @AgtosN
    @AgtosN ปีที่แล้ว +1

    Abraham the best !!!

  • @filmontesfalem5208
    @filmontesfalem5208 5 ปีที่แล้ว +1

    Thanks yehwat nay mnbarey zara hiwetey nfsiher Abrham Afewerki bmsdadkum.

  • @frezerkibru3713
    @frezerkibru3713 5 ปีที่แล้ว +4

    the best musician in EritreanMusic history

  • @haylealemayo7128
    @haylealemayo7128 5 ปีที่แล้ว +10

    Tanks 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @boyfriend3589
    @boyfriend3589 5 ปีที่แล้ว +14

    Tnx bro for this album we need more songs ❤❤🇪🇷🇪🇷 deki eri

  • @simonnaizghi1942
    @simonnaizghi1942 5 ปีที่แล้ว +30

    ንሓዋሩ ከይንውጻዕ ከይንከውን መፍቶ ጋና
    ዕብየት ክንጎናጸፍ ዓቅሚ ክህልወና
    ስዉር ሰንሰለት ፍቅሪ ተራኸቡ ኢላ ኣዴና
    ብደም ብሉጻት ደቃ ቃል እተዉ ኢላትና፡
    ሓላል ቤት ደቂ ጽንዓት ብርሃን ክንኩለዓላ
    ውሑዳት ግን ህርኩታት ከክንዲ ሽሕክንኮነላ
    ዝበልናዮ ክሰምር ሚሒልና ጢሕልናላ
    ነንገብሮ ክንሓስብ ኢና ተማባጺዕናላ
    ኣሕዋተየ ደቂ ጽንዓት ከም ወርቂ ኣብ
    ጨርቂ ኣብ ሓው ዝደበለ ኣብ ዘዘለናዮ
    ዓዲ ንዓበደለ ንሓድሕድ ንሳለ ኣብ
    ነንገብሮ ሞያ ነዓ ዝለለ ንዓ ንተሓላለ(2)
    ነፍስወከፍ ጸጋ ከይትባኽን
    ዘዝበርሀ ሽምዓ ከይትቅህም
    ዘዝብቆለት ተኽሊ ከይትቅምርር
    ዘዝነቀለት ክእለት ከይትዳኸም
    ንላዘብ ዶ ኣለና ንመኻኸር
    ንሰምር ዶ ኣለና ንተሓናገር?
    ኣተሓሳስባና አንተ ሃብቲሙ (2)
    ወዮ ድኽነትና ሽዑ ኣኽቲሙ
    ድኽነት ሲ ይብዳህ 'ዩ
    ኣተሓሳስባ እዩ እቲ ፈልሲ
    ፍቅሪ አንድ'ዩ ሕመረቱ
    መሪር ናይ ምንባር ቃልሲ
    ኣየ እወ ነዚ ጽባሕ(2)
    ሓመድ ዝበልዖ ነብሲ!
    ኣሕዋተየ ደቂ ጽንዓት ከም ወርቂ ኣብ
    ጨርቂ ኣብ ሓው ዝደበለ ኣብ ዘዘለናዮ
    ዓዲ ንዓምበለ ንሓድሕድ ንሳለ ኣብ
    ነንገብሮ ሞያ ነዓ ዝለለ ንዓ ንተሓላለ(2)
    ነፍስወከፍ ጸጋ ከይትባኽን
    ዘዝበርሀ ሽምዓ ከይትቅህም
    ዘዝብቆለት ተኽሊ ከይትቅምርር
    ዘዝነቀለት ክእለት ከይትዳኸም
    ንላዘብ ዶ ኣለና ንጻዋወር
    ንሰምር ዶ ኣለና ንተሓናገር?
    ኣተሓሳስባና አንተ ሃብቲሙ (2)
    ወዮ ድኽነትና ሽዑ ኣኽቲሙ
    ኢድ ን'ኢድ ጠሚርና ንዝለል ንሂወት
    ክንገብራ ድምቅቲ ተሓምበለ
    ኢድ ን'ኢድ ዓቲርና ዕስለ ዓቅምና
    ዓውድና ክውሕዝ ተሓምበለ
    ተሓምበለ ንበል ደቂ ጽንዓት
    ተሓምበለ ንበል ደቂ ኤረ
    ተሓምበለ ዕሰሉ ዕሰሉ ተሓምበለ
    ተሓምበለ በሉ
    ዕሰሉ ደቂ ጽንዓት ኣይትሰኣኑ ኣይትሰኣኑ
    ተሓምበለ ኣይከውንን እዩ ንስኩም ዘይብሉ
    ሂወት ኣይምቅርን'ዩ ዕስለኩም ዘይብሉ
    ተሓምበለ ንበል ደቂ ጽንዓት
    ተሓምበለ ንበል ደቂ ኤረ
    ተሓምበለ ዕሰሉ ዕሰሉ ተሓምበለ
    ተሓምበለ በሉ
    ኢድ ን'ኢድ ጠሚርና ንዝለል ንሂወት
    ክንገብራ ድምቅቲ ተሓምበለ
    ኢድ ን'ኢድ ዓቲርና ዕስለ ዓቅምና
    ዓውድና ክውሕዝ ተሓምበለ
    ተሓምበለ ንበል ደቂ ጽንዓት
    ተሓምበለ ንበል ደቂ ኤረ
    ተሓምበለ ዕሰሉ ዕሰሉ ተሓምበለ
    ተሓምበለ በሉ
    ዕሰሉ ደቂ ጽንዓት ኣይትሰኣኑ ኣይትሰኣኑ
    ተሓምበለ ኣይከውንን እዩ ንስኩም ዘይብሉ
    ሂወት ኣይምቅርን'ዩ ዕስለኩም ዘይብሉ
    ተሓምበለ ንበል ደቂ ጽንዓት
    ተሓምበለ ንበል ደቂ ኤረ
    ተሓምበለ ዕሰሉ ዕሰሉ ተሓምበለ
    ተሓምበለ በሉ

  • @aeknmore9024
    @aeknmore9024 5 ปีที่แล้ว +6

    LOVE U deki eri atahasasbna tehabtimu weyo diknetna sheau aktimi 😍😍😍

  • @ተኽሊትኩእ
    @ተኽሊትኩእ 5 ปีที่แล้ว +1

    Eska da kulu ne selam mes zemrka entay emo kiabes eu desma eritrean music enber detgber yelen abrihmo amlak abe genetu yeqbelka enber hager da enqa aytrea dehri baba Yemane baryan dehrekum yelen hiwet bedey bakas entay hiwet meqirena eilkayo eika

  • @coffeeluvsgardenia8418
    @coffeeluvsgardenia8418 4 ปีที่แล้ว +2

    Please add his live concerts and live recordings. 💕🎶✨ God Bless Abraham Afewerki, his family and Eritrea.

  • @piokahsay5960
    @piokahsay5960 4 ปีที่แล้ว +1

    Abraham Tanks ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tfyfy7614
    @tfyfy7614 5 ปีที่แล้ว +1

    ወላዲት መምህር ኣብርሃም ውለድባ ካልኣይ ግዜ♥♥ ኣለዋዶ ኣደ ኣብርሃም ♥♥**??