ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
መምህር ቃለ ህይወት ያሰማልን! የሰጠኸው ትምህርት በጣም ጥሩ እና ህዝቡ እንደዚህ አይነት ሀጢያት እንዳይሰራ ይጠነቀቃል
ታባዕ ናይ ክርሰቶሰ ወታደር🙏✝አምላክ ዕድመን ጥዕና ያሃብካ 🙏
አወ ካባኻ አየ አታ ሓቂ ክጽበያ ጸኒሐ ምስ ሰማዕኩኻ ግን ዋአ ኢለ ምስ ሰባት ኖ ገና ክጽበ አየ ካልአ ኢለ አኖሆ ባዕልኻ መጺኻ ኣነ ከም ሰብ ኣይኮነን ኣብዚ ናይዘን ኣዴና ዕድመ ዋላ ቶም ናአሽቱ ዝገብሪኦ ከማን ኣይድግፎንየ ኣምላኽ ኣብ ዝመረጾ ግዜ በቲ ሕጋዊ ተፈጥሮ ክህብ ከምዝኽአል ኢየ ዝኣምን አምበር አዚ ነገርዚ ኣይድግፎንየ
እግዝዮ ማሓረና ክርስቶስ እንገብሮ ኣይንፈልጥን ኢና እሞ ይቅረ በለልና ፈጣሪ ኣቦይ ማዓረይ😢😢
ነመስግነካ በዚ ትምህርትኻ.እዘን ኣደስ ከምዚ ጌረን ክወልዳ ብዙሕ ገንዘብየን ከፊለን ዘለዋ,, ዘኽታም ቆልዐ የዕብየናሉ እንተዝኾናስ ከመይኮን ኣምላኽ ባህ ምበሎ.
ክብር ይሃብካ ስልጣን ዋወይ ኣምላኬ ሆይ ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና ካብ ባዕለይ ጭምር መንገዲ ህወት ይሚርሓና 😢😢
😢ኦ ኣምላኽ እንገብሮ ኣይንፈልጥን ሞ ብ ዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና 🙏
ስልጣን ብሩክ ሐወይ አብዛ ናይ መጀመርያ video ዝሰራሕካያ ናይ ባሐቂ ተስፍ ጌረ ኔረ ስለምታይ ናብ Turkey 🇹🇷 ወይ India 🇮🇳 ዝከድ አዕርኩተይ አለዎ ዉላድ ዝረከብ አነ ግን ይጠራጠር ኔረ ናይ መጀመርያ video እዛ አዴና አብ India ከይዳ ዝወለደት ዝደገፍካዮ መሲሉኒ ምስ ባዕልቲ ቤተይ ናብ turkey ወይ India ንኪዲ ሐጥያት አይኮነን አብ ስልጣን TH-cam ሰሚዔዮ እየ ኢለያ ንሕና ካብ ንፍለጥ 20 ዓመት ካብ ንምርዓዉ 17 ዓመት ጌርና ብዙሕ ጸቅጢ አለና ብስድራ ብፈተዉትና ብዛዕባ ዉላድ ብሕልፊ አነ ዓሌተይ ዉሑዳት ኢና ግን ንአምላክ ናጸለና ብእምነት አምላክና ንጽበ አለና ስለዚ እዛ ካልአይቲ video ጽቡቕ ጌርካ ዝሰራሕካያ ስለምታይ ናብ Turkey & India ምካድ ዉላድ ምርካብ ሐጥያት ከምዝኮነ አረዲኢካና ገሊጽካልና የቀንየለይ አብ ጸሎትካ ዘክረና ናትካ አድነቅቲ ኢና አምላክ ጸጉኡ የብዛሐልካ keep up a good work ስልጣን ሐወይ❤❤❤. አብ እምነትና ጸኒዒና ክንነብር አብ ጸሎትካ ዘክረና...
ለቦዋይ እትንፋሰ ክርስቶሰ ተለምንካዮሞ ዕለት 9 እዩ ዝብዕሉ ናብ ስላሴ ፈጣሪየ ለምንሎይ እልኪ እንድሕር ተማህፅንካዮሞ ውላድ ትርከብ እካ ከዝከርኹም እየ ዐለት 9 ትኮንሎ እልካ መልማን
አጆክም አብ እምነትክም ፅኑዑ እግዝአብሔር አምላክ ድሳአኖ የለይ ድእልሳበት ድብፅሕት ድንግል ማሪያም ትብፀሕክም ክብራት እግዝአብሔር ናዋዕሉ ታአምሪ ከገብረልኩም እዩ እስካትኩም ድማ ዓቅል ከድለየኩም እዩ ክልተክም ዃየኑክም ፆሎት አዝዋትሩ ዳአም ጨቅጨቅ ልውጥ አያምፅኡይ ብምሉኡ ልቤክም ናብ አምላክ ቅረው ትፋቆሩ ናብ ክልተክም ስብ አይታእትው ዋላ በትስብ ወልድካዮለ ከሓምም ይክእል እዩ ምክረ ወለዱለ ደይክስምዕ ክእልእዩ እስካትኩም ግን ጥራሕ ድእምብራሃን ለምንዋ21ባዕላ ታሓልኩም❤❤
Ajokum.egzabihier zeseano yelen bezuh ftena kemxkum eyu besdrabietkum geb betsfa ketsarewo ekum emebrehan mesakum tekun 🙏
Yehwatey tsenikum mesbaykum fetari hizkum sebuk eyu gen wala hendi tekedkum ne hkmna eti zerii natka eti egg nay bealbetka tekone ab tehti fetari be hagez hkmna hatyat delewo aymeslenen menalbat gega enteleni akedime yekreta yehatet sebuk edel ymeneyelkum
ኣጀኩም ብሩካተይ ካብ ሕማቅ ነገር ዳኣ ንርሓቅ እንበር ኩሉ በብግዚኡ ሰናይ ክኮነልና እዩ ዝተባረከ ውላድ ንእግዚኣብሔር ዘገልግል ያሃብኩም እቲ ኩሉ ዝካኣሎ ኣምላክ❤❤❤🙏🙏🙏❤❤❤
ቃለ ህይኸት የስመዐና ክብር ሓውና🙏ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና ጌታዬ😢
ደምረን ወለላይ🎉🎉
ኣሜንኣሜንኣሜን ብሓቂ ቃልህይወት የስመዐል ክብር መምህረይ🤲 ብሓቂ ፈጣሪኣምላክ ብምሕረቱ ይጠምተና ሓዋትይ😥😥🤲
ምሕረት የውርደልና 😢ካብ መሐብሐቢ ህፃናት ሓደ ቆልዓ ኣምፂእካ ምዕባይ የሐሽ በረከት ትረክብ እካ ❤❤❤
Nay behaki hade zektam kolia enteze’ebya abi xdki neru kab bgenzebka abi hatyat mshmat. 😢
ብሓቂ ኣነ ዉን መጀመሪያ ናይዘን ኣደ ምስ ሰማዕኩ ከምኡ ኢየ ኢለ
ገርምና እዩ እኮ ንኣና
አነ እወን ምስሓሳብኪ እየ
ኣነ ከማን ከምኡ ኢለ መኽንያቱ በዚ ዝነበረ ኪናት ብዝሓት ስድራቤቶም ዝሰኣኑ ህጻናት ሰለ ዘለዉ ካብኦም ከዕብያ ነይርወን እምበር እዝስ ስራሕ ኣይኮነን
ስልጣነይ ቃለ ህይወት የስመዐልና🎉😢
ብሓቂ ክብር መምህርና እግዚኣብሔር ኣምላክ ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና❤😢
ደምረን ወለላይ🎉❤
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና ኩቡር ሰልጣን ሓወይ እግዚኣብሔር ዘበን ኣገልግሎትካ ይባርኸልካ ኣሜን 😭😭🤲🤲🌹🤲🌹👏👏👏🌹💒🌹💒🌹💒🌹🌹🌹😥😥🤭🤭
ክፅበየካ እየ ቀንየ🙏ቃለ ህይወት የስመዐልና ዛሓወይ ዕድመ ዘመንካ ይባረኽ🙏ንሓቂ ስለዘይትስሕታ እየ ዝካታተለካን ዘኽብረካን🙏ኣነ ምስ ማሓዙተይ ክማጎት እየ ቀንያ፤ ግን እታ ዝበልክዋ ኢልካያ🙏ብDNA ተዝምርመር እዚ ህፃን ወደን ክኸውን ኣይክእል። ይቕረ ይበለን ኣምላክ😢🙏
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዐልና ሓውና 🙏እግዚአብሔር ብምሕረቱ ይጠምተና🙏
*_እንኳዕ ደሓን መጻእካ መምህረይ ቃለ ህይወት የስመዐና😊🤗 ኣነስ ገይረ ተሰኪፈ ዘለኩ በስምኣም ኣጋ እርጋን ዝርጋን😢😢_*
ኣምላከይ ንገብሮ ኣይንፈልጥን ሞ ይቅረ በለልና😢😢😢😢😢
ብሓቂ ክብር መምህረይ እግዚአብሔር መስተውዐሊ ልቦና ይሃበና😢
አምላክ አቦይ ምሕረትካ ልአከል ክፍአትና በዚሑ ዝገብርዎ አይፈልጡን እሞ ይቅረ በለሎም ከምዝበልካ ይቅረ በለልና መስተውዓሊ ልቦና ዓድለና
አደሕናና ካብ ኩፍኡ ነገረ 😢ቃል ህይወት የሰመዕልና መምህረይ
ንዝሃብካና መንፈሳዊ ትምህርቲ የቐንየልና ተባረኽ 🙏
አሜን አሜን አሜን መምህርና ቃለ ህይወት ያሰማልን እግዚአብሔር አምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርከልና
ደምረን መዓረይ🎉
ነኣካ ኣብ ኢቲ ገአብረኦ ኣሲተሙሁሮ ሀኣይሊን ሲሊጣንን የሃብካ ፈጣሪ ዘሃወይ ነኣና ከኣ ዘሲተዉኢሊ ሊቢን እእምሮን ይሃበና ፈጣሪ
ወይ ምፅኦታት ይቅረ በለና እግዚአብሔር ኣቦና 😢ኣዴታት ኣጋንንቲ ዝወልዳሉ ጊዜ ክመፅእ እዩ ዝብል ትምቢት ይፍፀም ኣሎ ኣባና ምብፅሑ የሕዝን :: ክብረት ሃብካ ዲያቆን ሓውና ካልኦት ኣብ ሓደጋ ከይኣትዋ ከይሰልከኻ ኣምህረና::
ህዝብና ዘየስተውዓሎን ዘይፈለጦን ብደቂ ኣንስትዮ ቢዝነስ ኢዩ ዝካየድ ዘሎ ኣብ ትግራይ እዚ ከምዚ ክኣ ካብ ሕጊ እግዝኣብሄር ኢዩ ዘውጽእ
ቃል ሂወት ይስመዐልና ኪብር መምህርና ስልጣን እግዚአብሔር ይክበረለይ ንሕቶይ ተመሉሱለይ እግዚአብሔር ኣምላክ ይቅር ይበለልና 👏💞
ደምርኒ ህያበይ
@AseTeklberhan እሺ ወለላይ💞💞
እግዚኦ ኣንትን ተጋሩ ኣህዋትና እንታይ ትኮና ኣለክን ክንድዚ ዕሽነት 😭😭😭 እግዚኣብሔር ዘይፈትዋ ስራሕ ማዓረ ክንድዚ😢😢😢 ንርእሲኦም ዘይተጠቀሙሉ ህንዲ ናዓና መፍተኒ ይገብሮና ኣለዉ ኣይ ተክኖለጂ 😭😭😭
ዋእ እዚ ደም ከም ዉሕጅ ፈሲሱ እዚ ካኣ ሓአ. ካሊእ መረገም ይማሓረና እንታይ ይባሃል።
ሕቶይ ሰለ ዝተመለስ ደስ ኢልኒ ተመስገን ኦ ኣምላኽ ይቅረ በለልና😢😢
Qal hiwet yesmalna memhrey ezi ka btami zhzn eu amlak win ayfetwon eu🙏😢
ብሩክ ሓወይ ቃል ሂወት የስማዓልና ክንዲ ሕሽ ናይ ብሓቂ ቁኑዕ
መሓሪ ኣምላክና ከም ህዝበ ነነዌ ምሕረት የዉርደልና እምበር ምድርና ብሓጥያትና ረኪሳ እያ ዘላ ዘመነ ምሕረት ኮይኑ ኣቂሙና እምበር😢
😢😢😢
በስመ ስላሴ ኣምላክ ኣቦይ ካብዙይ ማሓረኒ ኣምላከይ ብዓይኒ ምሕረትኻ ጠምተኒ/ና 😢😢😢 ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህረይ ጸግኡ የብዘሐልኹም❤❤❤
ምሕረት ያውርድና 😢😢 ኣነስ ደስ ብሉኒ ነብሩ ኣብ ክድ ቅርባን ሰይጣናዊ መንግድ 😢😢 ከም በደልና ዘይኾነስ ብምሕረትኻ ጠፍተና 🙏
አዚ ደግብሮ ሓጥያት ቆሪበን ትብሕለን ንውሪ ክብዚ ሓደ ዝኽታም ቆልዓ ይዕብይን አትዞና ጽድቂ መርክባ. ኩብር ሓውና ቃለ ህይውት ይሰማዓልና.
ይቅር በለልና ጌታዬ ሓጥያትና በዚሑ🙏😢 ፀጋኡ ዬብዘሐልካ ስልጣን ሓውና
Amen amen amen behaki kale hiwet yesmealna kubur memhrna egziabher amlak ane lbonana ykfetelna🙏
😢😢😢 ጎይታይ ማዓረይ እዛ ሓላፊት ዓለም ከይትጭወተና ሓልወና😢😢😢 ብጣ ዕም ኽኣ ኣሕዝናትን ንዝተግባርዝ ንምፊፃመን 😢
አብዙይ አነ ሕቶ? አለኒ ስልጣን ሓወይ❤እዘን ሰበይቲ ብዘይ ወዲ አብ ህንዲ ከይደን ብሳይነስ ተደጊፈን እየን እዙ ህፃን ወሊዳን ከምኡ ድማ ቅዱስ ቁርባን/ስጋወደሙ ልአስታት30ዓመት ይቅበል ነይረ ኢለን ካብኡስ ልአባት ንስሐ ክነግሮም ኢለስ እዙይማ አይቅበሉንይ ኢለ ፈሪሐስ ምስነገርክዎም ተቀቢለምኒ ፀገም ዘለዎ አይኮነን ኢሎምኒ ንምንታይ አቀዲምኪ ዘይነገርክኒ ኢሎምኒ 😢ኢለን እና ሕቶይ እዙይ ሰይጣናዊ እምበር ተፈጥራዊ አይኮነን ከመይ ገይሮም ፀገም የብሉን ኢሎም ተቀቢሎምወን ?ልንኡስ ዎሎዶ እንታይ ዓይነት ት/ቲ እዩ እዙይ ምስብዙሓን አሕዋተይ ንካራከር ቀኒና ፍቃድ አምላክ ስለዝኮነ እዩ ወሊደን ይብላኒ አነውን እዙይ ብናሰይጣን ስራሕምበይ ብናእግዚአብሄር ስራሕስ የኮነይ እስመ አልቦ ነገር ዘይሳአኖ ለእግዚአብሔር❤እዙይ ግን ከመይ ገይሩ ተበልኩ ካብ አቦቃሺ ዲኺ ስኺ ፈሊጥኪ ይብላና አብትግራይና እውን አለዋ አናእሽቶን አሕዋትውን ከምዘን አዶ ህንዲ ከይደን ቆልዓ ዝወለዳ😢
ምስኮነ ድኣ እንታይ ክብሉወን?
እዙይስ ኮይኑ እኒኦዋ ግን ግቡእ አይኮነን ክብሉዋን ነይሮም እሰንኮ ምንም ጌጋ ከምዘይኮነ እየን ዝናገራ ነይረን
ሓደ ሓደ ዘለዉ ሰብ ከይፀልኦም ጥራሕ ፀገም የለን ዝብሉ ኣለዉ እዮም የሕዝን እዩ😢
ንፉዕ ጽቡቅ ግሩም
ስልጣነይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ከብረተይ❤❤❤❤
ኣምላክ አቦይ ብምሕረትኻ ጠምተና❤❤❤❤❤
ከፅበየካ ቀኒየ መምህር ሰልጣን😢 ኣምላክ ኣቦይ ዋይ ማሓረኒ ገሪሙኒ እዩ ኣነሰ
Ya wela ane
እድሜና ጤና ይስጥህ❤❤❤❤❤❤
ብሓቂ ቃል ህይወት ያሰመዐልና❤
አዝግዮ🙏🙏🙏 😢😢ኣምላኽ ኣቦይ ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና ። ኡፍፍፍፍ
አምላክ አቦይ እንገብሮ አይኒፈሊጥይ እሞ ይቅር በለና🥲
ሓፍተይ እሞ ዓቅላ ምስ ጸበባ እንታይ ክትገብር ኣላይኣ እባ ክኮና
@@JonasMehari-f5z ደምረን መዓረይ🎉❤
ኣሜን
@@JonasMehari-f5z ልዕሊ እግዚአብሔር ኣላዪ የብልናን ሓወይ ድኻ😢
@@JonasMehari-f5zካብ ሕዚ ዓብዩ ዶዩ ክኣልየን?
Egzio medhanialem anoy meharena 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ምሕረትካ አውርደልና ጎይታ
ከፍረሐካ እግዚአብሔር ኣምላክ ብምሕረቱ ይጠምተና
ኣ ጎይታ ኣድሕነና ከብ እዝ ስራሕ እዝ ኣ ኣምላኽ ይቅረ በልና እሕና ኣይንፈልጥ ሞ ኣደሕነና ብሓቂ ክብሩ ሓውና እግዚአብሔር ምሳሕና ይኹን 😢😢💔💔💔
ሰበይቲ ብመርፍእ እያ ወሊዳ ጓል ትግራይ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ፡ንበረልና።
ኦ ኣምላኬይ ከብዝይ ስውርና በስማኣም እዝይ ሎዶ ኣለካ ኢካ 😢😢ኡፍፍፍፍ 😢😢 ኦ ኣምላከይ ንገብሮን ኣይንፈልጦን ኦም ይቅረ በለልና😢😢
ንስኻ ከማን ቁጭል ኣብልኻ አብዚ አይ ተሚጺእ በጃኻ ንቅድም አስትዉዕል
አምላክ ዎ ይቅር በለለና እሰከ አብ ፈተና አይተእትወኒ ጎይታይ መዓረይ አብስራሕ እግዚአብሔር ምክርካክር እዩ እዚ እንታይ አለው አንድዬ ህፃናት አለው እኮ አዶ ዝስኣኑ ምዒባይ አይሕሽን ባሓቂ ቃሊ ሂወት የሰመዕልና ክብር ሓዉ ዎ🙏😢
ብሓቂ ክቡር መምህርና እግዚአብሔር ምሕረቱ ይልአኸና👏
ኣቤት ኣምላኬ ሆይ ዘይስማዕ ደይለ ብምሕረትኻ ጠምተና ጎይታየ😢
ኦ እግዚኣብሔር ኣምላክ እንገብሮ ኣንፈልጥን እሞ የቅር በለልና ዋይ ናበይ ናበይ እና ንክድ ዘለና ዉላድ ካብ ፈጣሪ እበር ዉላድ ብገንዘብ ዓድግካ ዝመፅእ ኣይንፈልጥን ኦ ጎታይ የቅር በለልና😢😢😢😢😢
መወዳእታ ጊዜ በፂሕና እግዚኦ ማሓረና 🙏🙏
ናይብሐቂ እትትብሎ ዘለዃ ከምአመንቲ 100% ቅቡልዩ። እሞ እዚሐወይ ንኹላቶም ከምእኡ ዝገብራን ከምኡኡውን ዝገብሩን ኹላቶም እተን ቤተእምነታት ኩለን ሐደ ሐላፍነተን ክዋጽኣ ከኣ አይትረስእ። ንሱ ድማ ውላድ ዘየብለን ሰባት ብተፈጥሮአተን ከምዝተረግማ ኮይኑ ዝባሃል አባሃህላ አዚዩ ናብ ዘይኮነ ውሳነ ዝደፍእ ስለዝኾነ እቲህብረተሰብ አረአእዩኡ ክቕየር ንምግባር መንፈሳዊ ትምህርቲ ከጸግብ ናግድ ይብል። እንተዘይኮይኑ ከሚዚ ኣይታት ስለዘይዝረብ እዩ እምበር አዚዩ ኣብ ህብረተሰብና አንጸላልዎ ይርከብ ኣሎ።
ብሓቂ ዝገርም እዩ እግዝአቢሄር ከም ምሕረቱ ይኹን ይቅረ ይበለና ናይ ዘመድ እውን አላ ብከምዚ ዝወለደት
ባሓቂ ቃል ህወት የስመዐልና እንታይ ዓይነት ግዜ እዩ ወደይ😢
እግዛቢሄር ፀጉኡ የብዘሐልካ ለባም ሰብ❤❤
እሰይይይ ስልጣነይ እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ ቃለ ህይወት የስመዐልና ኣብ ናይ ትማሊ ዝሃብካና ትምህርቲ ብጣዕሚ ጥዑም ነይሩ በረከት ኣቦታትናን ኣደታትናን ይሕደረና ነገር ግን ተረድእዎ ድዩ ታይ ኾይኑ ዳኣ ሱቅ እሉ ቆልዓ ብዘይ ኣቦ ናተወለደ ዓገብ ዘይበለ ላበልኩስ ተመስገን ለካ ዘያደመጽካያ ስለ ዝነበርካ እዩ ጸጉኡ የብዘሐልካ ስልጣነይ ለባም ተባዕ ኣቤቱ የንብርካ
እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ስልጣነይ❤ እግዚአብሔር ኣምላክ ዘስተውዕል ልቦና ይሃበና😢😢
ተመስገን ሐዚ ናይ ልበይ መሊስካለይ ሰልጠነ ሓወይ 🙏❤️
ኣምላክ ኣባይ ብምሕረትኻ ጠምተና🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት ይሰመዐልና ብጣዕሚ እንፈተወካን እንኽብረካን ሓውና መምህረና እግዚኣብሔር ኣምላክ ዕደመን ጥዒናን ምሰ ቤተ ሰብካን ደቅኻን ምሰ ሓዳርካን ይሃብካ ።ኣብ ናይ ዛሓለፈ ቪድዪ እንኳዐ ደሰ በለከን ኢልካ ምሰ ኣዴና ሳራ ኣብነት ገይረካ ት/ቲ ሂበኻ ኣነ ብጣዕሚ በኸየን ሓዚነን ምኽንያቱ እቲ ናተን ሰበይቲ ቪድዪ ወይ ካዓ ቃለ መሕተት በደመቢ ረኢዪ ን ሰሚዐዪን ኣነ ደካማ እዪ ምንም ፈልጠት ናይ መነፈሳዊ ይብለይን መፃሓፈ ቁዱሰ እውን ኣንቢበ ኣይፈልጥን ግን እዚ ምሰ ሰማዕኹ ሰላም ሲኢነ በቃ በኸይይይ እዪ ዝብለኒ ምኽንያቱ ናበይ ንኸይደ ከመዘለና ብጣዕሚ ይሕዝንንን ።ብምቅፃል ካዓ ቡዙሓት ብዝተፈላለየ ምኽንያት ዕደሚና ሓሊፈ ኢለን ተሰፋ ዝቆረፃ ኣሕዋትና ኣብ ኮሞን ዝረአኽዎ ክንጅምሮሰ ሓጥያት ድዪ ኢለን ዝሓታ ኣለዋ ሰለዚ ከመዚ ዓይነት ቪድዪ ክመፅእካ ቶሎ ግዜ ሂብካ ሙሉእ ምራኣይን ምሰማዕን ነቲ ሓቂ ክትፈልጦ ይገበረካ እዪ ።ብጣዕሚ መሕዘኒ እሞኻዓ ኦረቶዶክሰ ተኸታሊት እሞኻዓ ዓባይ ሰበይቲ ።እዚሰ ካብ ህንዲ ወይ ቻይና ዘረኢ ምፈራይሰ እንታይ ኣምፆኦ በሰሩ እዚ ኣብ ዓለመ ክምዘገብ ኣለዎ ኻዓ ይብሉ ብሓፂሩ ነቲ ከምዚ ዝሰረሕ ትካል ምድጋፈ እዪ ።ሰለዚ ኣቦታትና በጃኻትኸም መልእኽትኹም ኣሕልፍ ትኹረት ገበረሉ ።ናይ ሎሚዓንቲ መልሲ ኣዕጊብካን ክብረት ይሃበልና ኩቡር መምህረና ❤❤❤❤
Amen Amen Amen 🙏🏻 ♥️ 😢😢😢 kabzi kemzi yedihanena hawye natye ans eza ayewielan ane haki zerba weiladi yeblayen Niamlkye amine eya zikayed AMEN
ከም እምነትኪ ይበረልኪ ማዓረይ 🙏❤🙏
ብጣዕሚ ዘፍርሕ ግዝየ በጺሕና።
አብ ትግራይ በዚ ዝሐለፈ ኵናት ብዙሐት ዘዕብዮም ዘይብሎም ቆልዑ ኣለዉ።
Nay bahaki kindey xegum seb alo 😢
Mistedeka neen zmesli zeren wn mikonelen neru
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የሰመዐና ፀጉኡ የበዘሐልካ
ምስ ሰማእኩወን ብጥበብ ወዲ ሰብ ምኻኑ መኪነ ምትራፍ ይሐሸኒ ዝበልኩ ኣምላክ ዝቁጥዕ ስራሕ 😢😢 ፅጉኡ የብዘሐልካ @ስልጣን ሓወይ ❤
ኣምላክ ይቅር ይበለለይ እምበር እቲ ህፃን መንፈስ እምበር ህፃን መሲሉ ይስመዐካ በስመአብ ኣምላከይ ብመንገድካ ምርሐኒ❤
ትክክል አለኻ ዝሓወይ ካብዙይ የድሕነና 😢😢😢😢
ኣምላክ ኣቦይ እንገብሮ ኣይንፈልጥን ሞ ይቅር በለልና😢😢😢
አግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ😢😢
Selam sltan hawey Egzabieher Amlak Edmen tenan yhabka kemaka ybzhu zahawey orthodox Tewahdo Nzelaelem Temberrrrrr 🙏🙏🙏⛪🙏🙏🙏🙏
መምህር ቃለ ህይወት ያስመዐና
ቃል ሂወት የስመዐና🙏🙏🙏
ብፍላይ ኣብትግራይ ኩናት ዘስዓቦ ጸገም ክንደይ ህጻውንቲ ዘኽቲሞም ኣብዘለውሉ እዋን ከንሱ ኣቡኡ ዘይፍለጥ ህጻን ክሸምታ ህንዲ ካብ ምኻድ እዝግን ረብን ዝፋትዎ ዘኽታማት ምዕባይ ምሓሸን ዋላ ነቲ ዝውለድ ቆልዓ ንመዋእል ስቃይ እዩ ምኽንያቱ ኣቦይ ዝብሎ ይኹን ሓውቦይ ዘይብሉ ከቢድ ስቃይ እዩ ናዚ ኩሉ ስቃይ ኣብ ምድሪ ይኹን ኣብ ሰማይ ተሓታቲት ሙኻነን ይፈልጣ ድየን 😭
ኦ ኣምላከይ እንገብሩ ኣንፈልጠን እሞይቅረ በለልና😢
💯 That's true wards, God bless you Brother, 🙏🙏🙏💛❤
ወይ ጉድ ዘይስማዕ ዘየለ ካዚ ማሓረኒ የእስራኤል አምላክ👐
Tekekl eyu yeqnelna hamnotna zewkl u zeblo zelka kefu ewan bexiyhna 🙏🙏🙏
Kale hiwet yesmealna hawna egziabher newih edme mis tiena yiadlka❤
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ስልጣነይ❤❤❤
እግዞኦ ምሓረና ክርስቶስ ካብዚ ይሰውረና 😭😭😭😭
ብሓቂ ቃሊ ሂወትየሰመዐልና ሓውና እግዚአብሔር ብምሕረት ይጠምተና😢😢😢😢🙏🙏🙏
ስልጣን ሓወይ ኣንሕናስ ጥራሕ ወሊደን ዝብል ፅሑፍ ሪኢና ኢናእግዚኣብሔር ይክኣሎ እዩ ኢልና ንእግዚኣብሔር ዘመስገና እምበርከምዚ ጉድ ዘሎዶ መሲሉና በስመ አብ አምላኽ ኣብ እምነትና የፅንዐናደሞ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዝሕ
Yene abat kelehiwet yasemaln🎉🎉🎉🎉🎉
በሰመ ስላሴ ከምዚለዶ ኣሎ እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ ኣነስ ፈሪሐ ታይ ዝበለ ወለዶ ተበፂሑ ኦ ኣምላክ ቅዱሳን መጨረሻና ኣፀብቀና ኣሜን❤❤❤😢😢😢😢
ቃለ ህይወት የሰምዕልና👏😢
ብጣዕሚ እዩ ዝገርም እሞ ኸኣ ኣጋ ሞታ የቐንየልና ስልጣን ሓውና ቡዙሕ እዩ ዝደናገር ዘሎ በተለይ ኣብ ዛ ሰበይቲ እዚኣ
Kabzi adehnenae gotaye 😢Kal hiwet yesemelnae zhawey 🙏🏾
Yes 👍👍👍👍👍👍
Kale hiwet yesmelna🙏🙏🙏🙏🙏
እንቃዕ ሰላም መፃካ ስልጣነይ ♥️ኣነዉን ብዝሓለፈ ቪድዮካ ይፍቀድ ደድኣ ኮይኑ ኢለ እምበር ከምዚ ዶ ኣሎ ኢለ ተገሪመ ኔረ እግዚኣቢሔር ኣምላኽ ልቦናና የብርሃልና እምበይ 🥺🙏
This is what I thought of. You are correct. HB
_ዋላ አነ ብመጀመርያ ስ ንስብ ተአምር እዩ ንእግዚአብሄር ኣምላኽ ገን ዝሳአኖ የለን ዝብል ሓስብ ነይርን ሐዚ ሙሉኡ ምስ ሰመዓኸወን ሕቶ ፈጥሪለይ ነይሩ ሰልጠን ሓወይ ጸጉኡ የብዘሐልካ መምህረይ_እግዚአብሄር ኣምላክ አቦይ ካከምዚ ማሓረና 😢😢😢😢😢😢
ኣነ ውን ከማኪ
😭😭😭
ቃለ ሂወት የስመዐና ሓወይ ኣምላክ ኣቦይ ካብዚ ማሓረና ኣጋ እርጋን ዝርጋን😢😢😢
Amen qale hiwet yesmealna Egziabihier xegiu ybzhalkum Sltan hawuna
መምህር ቃለ ህይወት ያሰማልን! የሰጠኸው ትምህርት በጣም ጥሩ እና ህዝቡ እንደዚህ አይነት ሀጢያት እንዳይሰራ ይጠነቀቃል
ታባዕ ናይ ክርሰቶሰ ወታደር🙏✝
አምላክ ዕድመን ጥዕና ያሃብካ 🙏
አወ ካባኻ አየ አታ ሓቂ ክጽበያ ጸኒሐ ምስ ሰማዕኩኻ ግን ዋአ ኢለ ምስ ሰባት ኖ ገና ክጽበ አየ ካልአ ኢለ አኖሆ ባዕልኻ መጺኻ ኣነ ከም ሰብ ኣይኮነን ኣብዚ ናይዘን ኣዴና ዕድመ ዋላ ቶም ናአሽቱ ዝገብሪኦ ከማን ኣይድግፎንየ ኣምላኽ ኣብ ዝመረጾ ግዜ በቲ ሕጋዊ ተፈጥሮ ክህብ ከምዝኽአል ኢየ ዝኣምን አምበር አዚ ነገርዚ ኣይድግፎንየ
እግዝዮ ማሓረና ክርስቶስ እንገብሮ ኣይንፈልጥን ኢና እሞ ይቅረ በለልና ፈጣሪ ኣቦይ ማዓረይ😢😢
ነመስግነካ በዚ ትምህርትኻ.
እዘን ኣደስ ከምዚ ጌረን ክወልዳ ብዙሕ ገንዘብየን ከፊለን ዘለዋ,, ዘኽታም ቆልዐ የዕብየናሉ እንተዝኾናስ ከመይኮን ኣምላኽ ባህ ምበሎ.
ክብር ይሃብካ ስልጣን ዋወይ ኣምላኬ ሆይ ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና ካብ ባዕለይ ጭምር መንገዲ ህወት ይሚርሓና 😢😢
😢ኦ ኣምላኽ እንገብሮ ኣይንፈልጥን ሞ ብ ዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና 🙏
ስልጣን ብሩክ ሐወይ አብዛ ናይ መጀመርያ video ዝሰራሕካያ ናይ ባሐቂ ተስፍ ጌረ ኔረ ስለምታይ ናብ Turkey 🇹🇷 ወይ India 🇮🇳 ዝከድ አዕርኩተይ አለዎ ዉላድ ዝረከብ አነ ግን ይጠራጠር ኔረ ናይ መጀመርያ video እዛ አዴና አብ India ከይዳ ዝወለደት ዝደገፍካዮ መሲሉኒ ምስ ባዕልቲ ቤተይ ናብ turkey ወይ India ንኪዲ ሐጥያት አይኮነን አብ ስልጣን TH-cam ሰሚዔዮ እየ ኢለያ ንሕና ካብ ንፍለጥ 20 ዓመት ካብ ንምርዓዉ 17 ዓመት ጌርና ብዙሕ ጸቅጢ አለና ብስድራ ብፈተዉትና ብዛዕባ ዉላድ ብሕልፊ አነ ዓሌተይ ዉሑዳት ኢና ግን ንአምላክ ናጸለና ብእምነት አምላክና ንጽበ አለና ስለዚ እዛ ካልአይቲ video ጽቡቕ ጌርካ ዝሰራሕካያ ስለምታይ ናብ Turkey & India ምካድ ዉላድ ምርካብ ሐጥያት ከምዝኮነ አረዲኢካና ገሊጽካልና የቀንየለይ አብ ጸሎትካ ዘክረና ናትካ አድነቅቲ ኢና አምላክ ጸጉኡ የብዛሐልካ keep up a good work ስልጣን ሐወይ❤❤❤. አብ እምነትና ጸኒዒና ክንነብር አብ ጸሎትካ ዘክረና...
ለቦዋይ እትንፋሰ ክርስቶሰ ተለምንካዮሞ ዕለት 9 እዩ ዝብዕሉ ናብ ስላሴ ፈጣሪየ ለምንሎይ እልኪ እንድሕር ተማህፅንካዮሞ ውላድ ትርከብ እካ ከዝከርኹም እየ ዐለት 9 ትኮንሎ እልካ መልማን
አጆክም አብ እምነትክም ፅኑዑ እግዝአብሔር አምላክ ድሳአኖ የለይ ድእልሳበት ድብፅሕት ድንግል ማሪያም ትብፀሕክም ክብራት እግዝአብሔር ናዋዕሉ ታአምሪ ከገብረልኩም እዩ እስካትኩም ድማ ዓቅል ከድለየኩም እዩ ክልተክም ዃየኑክም ፆሎት አዝዋትሩ ዳአም ጨቅጨቅ ልውጥ አያምፅኡይ ብምሉኡ ልቤክም ናብ አምላክ ቅረው ትፋቆሩ ናብ ክልተክም ስብ አይታእትው ዋላ በትስብ ወልድካዮለ ከሓምም ይክእል እዩ ምክረ ወለዱለ ደይክስምዕ ክእልእዩ እስካትኩም ግን ጥራሕ ድእምብራሃን ለምንዋ21ባዕላ ታሓልኩም❤❤
Ajokum.egzabihier zeseano yelen bezuh ftena kemxkum eyu besdrabietkum geb betsfa ketsarewo ekum emebrehan mesakum tekun 🙏
Yehwatey tsenikum mesbaykum fetari hizkum sebuk eyu gen wala hendi tekedkum ne hkmna eti zerii natka eti egg nay bealbetka tekone ab tehti fetari be hagez hkmna hatyat delewo aymeslenen menalbat gega enteleni akedime yekreta yehatet sebuk edel ymeneyelkum
ኣጀኩም ብሩካተይ ካብ ሕማቅ ነገር ዳኣ ንርሓቅ እንበር ኩሉ በብግዚኡ ሰናይ ክኮነልና እዩ ዝተባረከ ውላድ ንእግዚኣብሔር ዘገልግል ያሃብኩም እቲ ኩሉ ዝካኣሎ ኣምላክ❤❤❤🙏🙏🙏❤❤❤
ቃለ ህይኸት የስመዐና ክብር ሓውና🙏
ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና ጌታዬ😢
ደምረን ወለላይ🎉🎉
ኣሜንኣሜንኣሜን ብሓቂ ቃልህይወት የስመዐል ክብር መምህረይ🤲 ብሓቂ ፈጣሪኣምላክ ብምሕረቱ ይጠምተና ሓዋትይ😥😥🤲
ምሕረት የውርደልና 😢ካብ መሐብሐቢ ህፃናት ሓደ ቆልዓ ኣምፂእካ ምዕባይ የሐሽ በረከት ትረክብ እካ ❤❤❤
Nay behaki hade zektam kolia enteze’ebya abi xdki neru kab bgenzebka abi hatyat mshmat. 😢
ብሓቂ ኣነ ዉን መጀመሪያ ናይዘን ኣደ ምስ ሰማዕኩ ከምኡ ኢየ ኢለ
ገርምና እዩ እኮ ንኣና
አነ እወን ምስሓሳብኪ እየ
ኣነ ከማን ከምኡ ኢለ መኽንያቱ በዚ ዝነበረ ኪናት ብዝሓት ስድራቤቶም ዝሰኣኑ ህጻናት ሰለ ዘለዉ ካብኦም ከዕብያ ነይርወን
እምበር እዝስ ስራሕ ኣይኮነን
ስልጣነይ ቃለ ህይወት የስመዐልና🎉😢
ብሓቂ ክብር መምህርና እግዚኣብሔር ኣምላክ ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና❤😢
ደምረን ወለላይ🎉❤
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና ኩቡር ሰልጣን ሓወይ እግዚኣብሔር ዘበን ኣገልግሎትካ ይባርኸልካ ኣሜን 😭😭🤲🤲🌹🤲🌹👏👏👏🌹💒🌹💒🌹💒🌹🌹🌹😥😥🤭🤭
ክፅበየካ እየ ቀንየ🙏
ቃለ ህይወት የስመዐልና ዛሓወይ ዕድመ ዘመንካ ይባረኽ🙏
ንሓቂ ስለዘይትስሕታ እየ ዝካታተለካን ዘኽብረካን🙏
ኣነ ምስ ማሓዙተይ ክማጎት እየ ቀንያ፤ ግን እታ ዝበልክዋ ኢልካያ🙏
ብDNA ተዝምርመር እዚ ህፃን ወደን ክኸውን ኣይክእል።
ይቕረ ይበለን ኣምላክ😢🙏
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዐልና ሓውና 🙏እግዚአብሔር ብምሕረቱ ይጠምተና🙏
*_እንኳዕ ደሓን መጻእካ መምህረይ ቃለ ህይወት የስመዐና😊🤗 ኣነስ ገይረ ተሰኪፈ ዘለኩ በስምኣም ኣጋ እርጋን ዝርጋን😢😢_*
ኣምላከይ ንገብሮ ኣይንፈልጥን ሞ ይቅረ በለልና😢😢😢😢😢
ብሓቂ ክብር መምህረይ እግዚአብሔር መስተውዐሊ ልቦና ይሃበና😢
አምላክ አቦይ ምሕረትካ ልአከል ክፍአትና በዚሑ ዝገብርዎ አይፈልጡን እሞ ይቅረ በለሎም ከምዝበልካ ይቅረ በለልና መስተውዓሊ ልቦና ዓድለና
አደሕናና ካብ ኩፍኡ ነገረ 😢
ቃል ህይወት የሰመዕልና መምህረይ
ንዝሃብካና መንፈሳዊ ትምህርቲ የቐንየልና ተባረኽ 🙏
አሜን አሜን አሜን መምህርና ቃለ ህይወት ያሰማልን እግዚአብሔር አምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርከልና
ደምረን መዓረይ🎉
ነኣካ ኣብ ኢቲ ገአብረኦ ኣሲተሙሁሮ ሀኣይሊን ሲሊጣንን የሃብካ ፈጣሪ ዘሃወይ ነኣና ከኣ ዘሲተዉኢሊ ሊቢን እእምሮን ይሃበና ፈጣሪ
ወይ ምፅኦታት ይቅረ በለና እግዚአብሔር ኣቦና 😢ኣዴታት ኣጋንንቲ ዝወልዳሉ ጊዜ ክመፅእ እዩ ዝብል ትምቢት ይፍፀም ኣሎ ኣባና ምብፅሑ የሕዝን :: ክብረት ሃብካ ዲያቆን ሓውና ካልኦት ኣብ ሓደጋ ከይኣትዋ ከይሰልከኻ ኣምህረና::
ህዝብና ዘየስተውዓሎን ዘይፈለጦን ብደቂ ኣንስትዮ ቢዝነስ ኢዩ ዝካየድ ዘሎ ኣብ ትግራይ እዚ ከምዚ ክኣ ካብ ሕጊ እግዝኣብሄር ኢዩ ዘውጽእ
ቃል ሂወት ይስመዐልና ኪብር መምህርና ስልጣን እግዚአብሔር ይክበረለይ ንሕቶይ ተመሉሱለይ እግዚአብሔር ኣምላክ ይቅር ይበለልና 👏💞
ደምርኒ ህያበይ
@AseTeklberhan እሺ ወለላይ💞💞
እግዚኦ ኣንትን ተጋሩ ኣህዋትና እንታይ ትኮና ኣለክን ክንድዚ ዕሽነት 😭😭😭 እግዚኣብሔር ዘይፈትዋ ስራሕ ማዓረ ክንድዚ😢😢😢
ንርእሲኦም ዘይተጠቀሙሉ ህንዲ ናዓና መፍተኒ ይገብሮና ኣለዉ ኣይ ተክኖለጂ 😭😭😭
ዋእ እዚ ደም ከም ዉሕጅ ፈሲሱ እዚ ካኣ ሓአ. ካሊእ መረገም ይማሓረና እንታይ ይባሃል።
ሕቶይ ሰለ ዝተመለስ ደስ ኢልኒ ተመስገን ኦ ኣምላኽ ይቅረ በለልና😢😢
Qal hiwet yesmalna memhrey ezi ka btami zhzn eu amlak win ayfetwon eu🙏😢
ብሩክ ሓወይ ቃል ሂወት የስማዓልና ክንዲ ሕሽ ናይ ብሓቂ ቁኑዕ
መሓሪ ኣምላክና ከም ህዝበ ነነዌ ምሕረት የዉርደልና እምበር ምድርና ብሓጥያትና ረኪሳ እያ ዘላ ዘመነ ምሕረት ኮይኑ ኣቂሙና እምበር😢
😢😢😢
በስመ ስላሴ ኣምላክ ኣቦይ ካብዙይ ማሓረኒ ኣምላከይ ብዓይኒ ምሕረትኻ ጠምተኒ/ና 😢😢😢 ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህረይ ጸግኡ የብዘሐልኹም❤❤❤
ደምረን መዓረይ🎉
ምሕረት ያውርድና 😢😢 ኣነስ ደስ ብሉኒ ነብሩ ኣብ ክድ ቅርባን ሰይጣናዊ መንግድ 😢😢 ከም በደልና ዘይኾነስ ብምሕረትኻ ጠፍተና 🙏
አዚ ደግብሮ ሓጥያት ቆሪበን ትብሕለን ንውሪ ክብዚ ሓደ ዝኽታም ቆልዓ ይዕብይን አትዞና ጽድቂ መርክባ. ኩብር
ሓውና ቃለ ህይውት ይሰማዓልና.
ይቅር በለልና ጌታዬ ሓጥያትና በዚሑ🙏😢 ፀጋኡ ዬብዘሐልካ ስልጣን ሓውና
Amen amen amen behaki kale hiwet yesmealna kubur memhrna egziabher amlak ane lbonana ykfetelna🙏
😢😢😢 ጎይታይ ማዓረይ እዛ ሓላፊት ዓለም ከይትጭወተና ሓልወና😢😢😢 ብጣ ዕም ኽኣ ኣሕዝናትን ንዝተግባርዝ ንምፊፃመን 😢
አብዙይ አነ ሕቶ? አለኒ ስልጣን ሓወይ❤እዘን ሰበይቲ ብዘይ ወዲ አብ ህንዲ ከይደን ብሳይነስ ተደጊፈን እየን እዙ ህፃን ወሊዳን ከምኡ ድማ ቅዱስ ቁርባን/ስጋወደሙ ልአስታት30ዓመት ይቅበል ነይረ ኢለን ካብኡስ ልአባት ንስሐ ክነግሮም ኢለስ እዙይማ አይቅበሉንይ ኢለ ፈሪሐስ ምስነገርክዎም ተቀቢለምኒ ፀገም ዘለዎ አይኮነን ኢሎምኒ ንምንታይ አቀዲምኪ ዘይነገርክኒ ኢሎምኒ 😢ኢለን እና ሕቶይ እዙይ ሰይጣናዊ እምበር ተፈጥራዊ አይኮነን ከመይ ገይሮም ፀገም የብሉን ኢሎም ተቀቢሎምወን ?ልንኡስ ዎሎዶ እንታይ ዓይነት ት/ቲ እዩ እዙይ ምስብዙሓን አሕዋተይ ንካራከር ቀኒና ፍቃድ አምላክ ስለዝኮነ እዩ ወሊደን ይብላኒ አነውን እዙይ ብናሰይጣን ስራሕምበይ ብናእግዚአብሄር ስራሕስ የኮነይ እስመ አልቦ ነገር ዘይሳአኖ ለእግዚአብሔር❤እዙይ ግን ከመይ ገይሩ ተበልኩ ካብ አቦቃሺ ዲኺ ስኺ ፈሊጥኪ ይብላና አብትግራይና እውን አለዋ አናእሽቶን አሕዋትውን ከምዘን አዶ ህንዲ ከይደን ቆልዓ ዝወለዳ😢
ምስኮነ ድኣ እንታይ ክብሉወን?
እዙይስ ኮይኑ እኒኦዋ ግን ግቡእ አይኮነን ክብሉዋን ነይሮም እሰንኮ ምንም ጌጋ ከምዘይኮነ እየን ዝናገራ ነይረን
ሓደ ሓደ ዘለዉ ሰብ ከይፀልኦም ጥራሕ ፀገም የለን ዝብሉ ኣለዉ እዮም የሕዝን እዩ😢
ንፉዕ ጽቡቅ ግሩም
ስልጣነይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ከብረተይ❤❤❤❤
ኣምላክ አቦይ ብምሕረትኻ ጠምተና❤❤❤❤❤
ከፅበየካ ቀኒየ መምህር ሰልጣን😢 ኣምላክ ኣቦይ ዋይ ማሓረኒ ገሪሙኒ እዩ ኣነሰ
Ya wela ane
እድሜና ጤና ይስጥህ❤❤❤❤❤❤
ብሓቂ ቃል ህይወት ያሰመዐልና❤
አዝግዮ🙏🙏🙏 😢😢ኣምላኽ ኣቦይ ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና ። ኡፍፍፍፍ
አምላክ አቦይ እንገብሮ አይኒፈሊጥይ እሞ ይቅር በለና🥲
ሓፍተይ እሞ ዓቅላ ምስ ጸበባ እንታይ ክትገብር ኣላይኣ እባ ክኮና
@@JonasMehari-f5z ደምረን መዓረይ🎉❤
ኣሜን
@@JonasMehari-f5z ልዕሊ እግዚአብሔር ኣላዪ የብልናን ሓወይ ድኻ😢
@@JonasMehari-f5zካብ ሕዚ ዓብዩ ዶዩ ክኣልየን?
Egzio medhanialem anoy meharena 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ምሕረትካ አውርደልና ጎይታ
ከፍረሐካ እግዚአብሔር ኣምላክ ብምሕረቱ ይጠምተና
ኣ ጎይታ ኣድሕነና ከብ እዝ ስራሕ እዝ ኣ ኣምላኽ ይቅረ በልና እሕና ኣይንፈልጥ ሞ ኣደሕነና ብሓቂ ክብሩ ሓውና እግዚአብሔር ምሳሕና ይኹን 😢😢💔💔💔
ሰበይቲ ብመርፍእ እያ ወሊዳ ጓል ትግራይ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ፡ንበረልና።
ኦ ኣምላኬይ ከብዝይ ስውርና በስማኣም እዝይ ሎዶ ኣለካ ኢካ 😢😢ኡፍፍፍፍ 😢😢 ኦ ኣምላከይ ንገብሮን ኣይንፈልጦን ኦም ይቅረ በለልና😢😢
ንስኻ ከማን ቁጭል ኣብልኻ አብዚ አይ ተሚጺእ በጃኻ ንቅድም አስትዉዕል
አምላክ ዎ ይቅር በለለና እሰከ አብ ፈተና አይተእትወኒ ጎይታይ መዓረይ አብስራሕ እግዚአብሔር ምክርካክር እዩ እዚ እንታይ አለው አንድዬ ህፃናት አለው እኮ አዶ ዝስኣኑ ምዒባይ አይሕሽን ባሓቂ ቃሊ ሂወት የሰመዕልና ክብር ሓዉ ዎ🙏😢
ብሓቂ ክቡር መምህርና እግዚአብሔር ምሕረቱ ይልአኸና👏
ኣቤት ኣምላኬ ሆይ ዘይስማዕ ደይለ ብምሕረትኻ ጠምተና ጎይታየ😢
ኦ እግዚኣብሔር ኣምላክ እንገብሮ ኣንፈልጥን እሞ የቅር በለልና ዋይ ናበይ ናበይ እና ንክድ ዘለና ዉላድ ካብ ፈጣሪ እበር ዉላድ ብገንዘብ ዓድግካ ዝመፅእ ኣይንፈልጥን
ኦ ጎታይ የቅር በለልና😢😢😢😢😢
መወዳእታ ጊዜ በፂሕና እግዚኦ ማሓረና 🙏🙏
😢😢😢
ናይብሐቂ እትትብሎ ዘለዃ ከምአመንቲ 100% ቅቡልዩ። እሞ እዚሐወይ ንኹላቶም ከምእኡ ዝገብራን ከምኡኡውን ዝገብሩን ኹላቶም እተን ቤተእምነታት ኩለን ሐደ ሐላፍነተን ክዋጽኣ ከኣ አይትረስእ። ንሱ ድማ ውላድ ዘየብለን ሰባት ብተፈጥሮአተን ከምዝተረግማ ኮይኑ ዝባሃል አባሃህላ አዚዩ ናብ ዘይኮነ ውሳነ ዝደፍእ ስለዝኾነ እቲህብረተሰብ አረአእዩኡ ክቕየር ንምግባር መንፈሳዊ ትምህርቲ ከጸግብ ናግድ ይብል። እንተዘይኮይኑ ከሚዚ ኣይታት ስለዘይዝረብ እዩ እምበር አዚዩ ኣብ ህብረተሰብና አንጸላልዎ ይርከብ ኣሎ።
ብሓቂ ዝገርም እዩ እግዝአቢሄር ከም ምሕረቱ ይኹን ይቅረ ይበለና ናይ ዘመድ እውን አላ ብከምዚ ዝወለደት
ባሓቂ ቃል ህወት የስመዐልና እንታይ ዓይነት ግዜ እዩ ወደይ😢
እግዛቢሄር ፀጉኡ የብዘሐልካ ለባም ሰብ❤❤
እሰይይይ ስልጣነይ እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ ቃለ ህይወት የስመዐልና ኣብ ናይ ትማሊ ዝሃብካና ትምህርቲ ብጣዕሚ ጥዑም ነይሩ በረከት ኣቦታትናን ኣደታትናን ይሕደረና ነገር ግን ተረድእዎ ድዩ ታይ ኾይኑ ዳኣ ሱቅ እሉ ቆልዓ ብዘይ ኣቦ ናተወለደ ዓገብ ዘይበለ ላበልኩስ ተመስገን ለካ ዘያደመጽካያ ስለ ዝነበርካ እዩ ጸጉኡ የብዘሐልካ ስልጣነይ ለባም ተባዕ ኣቤቱ የንብርካ
እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ስልጣነይ❤ እግዚአብሔር ኣምላክ ዘስተውዕል ልቦና ይሃበና😢😢
ተመስገን ሐዚ ናይ ልበይ መሊስካለይ ሰልጠነ ሓወይ 🙏❤️
ኣምላክ ኣባይ ብምሕረትኻ ጠምተና🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት ይሰመዐልና ብጣዕሚ እንፈተወካን እንኽብረካን ሓውና መምህረና እግዚኣብሔር ኣምላክ ዕደመን ጥዒናን ምሰ ቤተ ሰብካን ደቅኻን ምሰ ሓዳርካን ይሃብካ ።ኣብ ናይ ዛሓለፈ ቪድዪ እንኳዐ ደሰ በለከን ኢልካ ምሰ ኣዴና ሳራ ኣብነት ገይረካ ት/ቲ ሂበኻ ኣነ ብጣዕሚ በኸየን ሓዚነን ምኽንያቱ እቲ ናተን ሰበይቲ ቪድዪ ወይ ካዓ ቃለ መሕተት በደመቢ ረኢዪ ን ሰሚዐዪን ኣነ ደካማ እዪ ምንም ፈልጠት ናይ መነፈሳዊ ይብለይን መፃሓፈ ቁዱሰ እውን ኣንቢበ ኣይፈልጥን ግን እዚ ምሰ ሰማዕኹ ሰላም ሲኢነ በቃ በኸይይይ እዪ ዝብለኒ ምኽንያቱ ናበይ ንኸይደ ከመዘለና ብጣዕሚ ይሕዝንንን ።ብምቅፃል ካዓ ቡዙሓት ብዝተፈላለየ ምኽንያት ዕደሚና ሓሊፈ ኢለን ተሰፋ ዝቆረፃ ኣሕዋትና ኣብ ኮሞን ዝረአኽዎ ክንጅምሮሰ ሓጥያት ድዪ ኢለን ዝሓታ ኣለዋ ሰለዚ ከመዚ ዓይነት ቪድዪ ክመፅእካ ቶሎ ግዜ ሂብካ ሙሉእ ምራኣይን ምሰማዕን ነቲ ሓቂ ክትፈልጦ ይገበረካ እዪ ።ብጣዕሚ መሕዘኒ እሞኻዓ ኦረቶዶክሰ ተኸታሊት እሞኻዓ ዓባይ ሰበይቲ ።እዚሰ ካብ ህንዲ ወይ ቻይና ዘረኢ ምፈራይሰ እንታይ ኣምፆኦ በሰሩ እዚ ኣብ ዓለመ ክምዘገብ ኣለዎ ኻዓ ይብሉ ብሓፂሩ ነቲ ከምዚ ዝሰረሕ ትካል ምድጋፈ እዪ ።ሰለዚ ኣቦታትና በጃኻትኸም መልእኽትኹም ኣሕልፍ ትኹረት ገበረሉ ።ናይ ሎሚዓንቲ መልሲ ኣዕጊብካን ክብረት ይሃበልና ኩቡር መምህረና ❤❤❤❤
Amen Amen Amen 🙏🏻 ♥️ 😢😢😢 kabzi kemzi yedihanena hawye natye ans eza ayewielan ane haki zerba weiladi yeblayen Niamlkye amine eya zikayed AMEN
ከም እምነትኪ ይበረልኪ ማዓረይ 🙏❤🙏
ብጣዕሚ ዘፍርሕ ግዝየ በጺሕና።
አብ ትግራይ በዚ ዝሐለፈ ኵናት ብዙሐት ዘዕብዮም ዘይብሎም ቆልዑ ኣለዉ።
Nay bahaki kindey xegum seb alo 😢
Mistedeka neen zmesli zeren wn mikonelen neru
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የሰመዐና ፀጉኡ የበዘሐልካ
ምስ ሰማእኩወን ብጥበብ ወዲ ሰብ ምኻኑ መኪነ ምትራፍ ይሐሸኒ ዝበልኩ ኣምላክ ዝቁጥዕ ስራሕ 😢😢 ፅጉኡ የብዘሐልካ @ስልጣን ሓወይ ❤
ኣምላክ ይቅር ይበለለይ እምበር እቲ ህፃን መንፈስ እምበር ህፃን መሲሉ ይስመዐካ በስመአብ ኣምላከይ ብመንገድካ ምርሐኒ❤
ትክክል አለኻ ዝሓወይ ካብዙይ የድሕነና 😢😢😢😢
ኣምላክ ኣቦይ እንገብሮ ኣይንፈልጥን ሞ ይቅር በለልና😢😢😢
አግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ😢😢
Selam sltan hawey Egzabieher Amlak Edmen tenan yhabka kemaka ybzhu zahawey orthodox Tewahdo Nzelaelem Temberrrrrr 🙏🙏🙏⛪🙏🙏🙏🙏
መምህር ቃለ ህይወት ያስመዐና
ቃል ሂወት የስመዐና🙏🙏🙏
ብፍላይ ኣብትግራይ ኩናት ዘስዓቦ ጸገም ክንደይ ህጻውንቲ ዘኽቲሞም ኣብዘለውሉ እዋን ከንሱ ኣቡኡ ዘይፍለጥ ህጻን ክሸምታ ህንዲ ካብ ምኻድ እዝግን ረብን ዝፋትዎ ዘኽታማት ምዕባይ ምሓሸን ዋላ ነቲ ዝውለድ ቆልዓ ንመዋእል ስቃይ እዩ ምኽንያቱ ኣቦይ ዝብሎ ይኹን ሓውቦይ ዘይብሉ ከቢድ ስቃይ እዩ ናዚ ኩሉ ስቃይ ኣብ ምድሪ ይኹን ኣብ ሰማይ ተሓታቲት ሙኻነን ይፈልጣ ድየን 😭
ኦ ኣምላከይ እንገብሩ ኣንፈልጠን እሞይቅረ በለልና😢
💯 That's true wards, God bless you Brother, 🙏🙏🙏💛❤
ወይ ጉድ ዘይስማዕ ዘየለ ካዚ ማሓረኒ የእስራኤል አምላክ👐
Tekekl eyu yeqnelna hamnotna zewkl u zeblo zelka kefu ewan bexiyhna 🙏🙏🙏
Kale hiwet yesmealna hawna egziabher newih edme mis tiena yiadlka❤
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ስልጣነይ❤❤❤
እግዞኦ ምሓረና ክርስቶስ ካብዚ ይሰውረና 😭😭😭😭
ብሓቂ ቃሊ ሂወትየሰመዐልና ሓውና እግዚአብሔር ብምሕረት ይጠምተና😢😢😢😢🙏🙏🙏
ስልጣን ሓወይ ኣንሕናስ ጥራሕ ወሊደን ዝብል ፅሑፍ ሪኢና ኢና
እግዚኣብሔር ይክኣሎ እዩ ኢልና ንእግዚኣብሔር ዘመስገና እምበር
ከምዚ ጉድ ዘሎዶ መሲሉና በስመ አብ አምላኽ ኣብ እምነትና የፅንዐና
ደሞ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዝሕ
Yene abat kelehiwet yasemaln🎉🎉🎉🎉🎉
በሰመ ስላሴ ከምዚለዶ ኣሎ እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ ኣነስ ፈሪሐ ታይ ዝበለ ወለዶ ተበፂሑ ኦ ኣምላክ ቅዱሳን መጨረሻና ኣፀብቀና ኣሜን❤❤❤😢😢😢😢
ቃለ ህይወት የሰምዕልና👏😢
ብጣዕሚ እዩ ዝገርም እሞ ኸኣ ኣጋ ሞታ
የቐንየልና ስልጣን ሓውና
ቡዙሕ እዩ ዝደናገር ዘሎ በተለይ ኣብ ዛ ሰበይቲ እዚኣ
Kabzi adehnenae gotaye 😢
Kal hiwet yesemelnae zhawey 🙏🏾
Yes 👍👍👍👍👍👍
Kale hiwet yesmelna🙏🙏🙏🙏🙏
እንቃዕ ሰላም መፃካ ስልጣነይ ♥️ኣነዉን ብዝሓለፈ ቪድዮካ ይፍቀድ ደድኣ ኮይኑ ኢለ እምበር ከምዚ ዶ ኣሎ ኢለ ተገሪመ ኔረ እግዚኣቢሔር ኣምላኽ ልቦናና የብርሃልና እምበይ 🥺🙏
This is what I thought of. You are correct. HB
_ዋላ አነ ብመጀመርያ ስ ንስብ ተአምር እዩ ንእግዚአብሄር ኣምላኽ ገን ዝሳአኖ የለን ዝብል ሓስብ ነይርን ሐዚ ሙሉኡ ምስ ሰመዓኸወን ሕቶ ፈጥሪለይ ነይሩ ሰልጠን ሓወይ ጸጉኡ የብዘሐልካ መምህረይ_
እግዚአብሄር ኣምላክ አቦይ ካከምዚ ማሓረና 😢😢😢😢😢😢