ባህሊ ትግርኛ እንታይ እዩ፧

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 ก.พ. 2025
  • ባህልታትና ንፈልጦም ዲና፧
    Subscribe
    / mahderproduction
    Follow on Facebook
    / mahderproduction
    Instagram
    / mahder_production
    @ዳኒ ወዲ-መምህር
    / 100008694858215

ความคิดเห็น • 1.7K

  • @siku9753
    @siku9753 4 ปีที่แล้ว +351

    እዚ ወዲ ናይ ብሓቂ ጥይት ኢዩ ምሳይ ዝሳማማዕ እስከ #like

    • @hbtube247
      @hbtube247 4 ปีที่แล้ว +2

      th-cam.com/video/DKY3k2cMGYU/w-d-xo.html ሓደ ሓደ ግዜ: ኣሰንበድትን: ኣሰቀቕትን ነገራት : ንጥዑያት ሰባት ኢዮም ዝገጥሙዋም:: ሓደ ሓደ ግዜ: ሂወት ርትዓዊት ኣይኮነትን: ሂወት ፍትሓዊት ኣይኮነትን:: ጎዳኢት ልቢ: ኣሕዛኒት ልቢ: ክትከውን ትኽእል ኢያ:: እዛ ማዓልቲ እዚኣ ኣጋጢመትኹም ምስ ትህሉ? ኣይትረበሹ: ኣይትጨነቁ :: ምክንያቱ እዚ ውን ክሓልፍ ኢዩ::th-cam.com/video/DKY3k2cMGYU/w-d-xo.html

    • @koala10ish
      @koala10ish 4 ปีที่แล้ว

      ሙሽሙሻት ኤርትራውያን፣ ገና ኣብርሃም ኢሳያስ ንሓምሳ ዓምት ክገዝኣክን እዩ!!! ኤርትራ ኩሉ ጊዜ ብነገስታት ጀጋኑ ተጋሩ እያ ትግዛእ!!! ኢሳያስ ሓውና ንትግራይ ሃገሩን ህዝቡን እምበር ንጋዕጋዓት ኤርትራውያን እይሰርሕን!! ሓደ ጂግና ትግራዋይ ከም ኣባጊዕ ከምድላዩ እንዳእላኸዓ ይገዝኣክን ኣሎ ደም ስጋብ ዝጥዕመክን!! ሙሹሙሻት፣ ህውሓት እዩ ኤርትራ ነጻ ኣውጺኡልክን። ጀጋኑ እንተ ትኾና ከምትብልኦ፣ ሓደ ቴምቤናይ አምብሳ አብ ርእስኽን ኣይምሸነልክንን!! ኣብ ትበጽሕኦ የብልክንን!! ኢሱ ቴምቤናይ ሓውና ኽዓ ልዓመታ ቀይሕ ባሕርና ከረክበና እዩ። ዕልልልልልል!!!

  • @fiimon554
    @fiimon554 4 ปีที่แล้ว +156

    ባህልና ዝፈቱን ን ዳኒ ዝፈቱን ኣብዛ ታሕቲ ላይክ ኣዲኑ ደቂ Eri

    • @betromnegassi9270
      @betromnegassi9270 4 ปีที่แล้ว +1

      ንባህለይን ንዳኒን ምፍታወይ፡ ምስ ንዓኻ like ምግባረይን እንታይ የተሓሕዞ?

    • @missymusa6443
      @missymusa6443 4 ปีที่แล้ว

      bmejemerta mahder hawey btaemi adnakitka eye.
      nmktsal bzahba nay marta beznes ktfeltwo tdelyu
      th-cam.com/video/aFd7NKMG4ZY/w-d-xo.html&feature=share

    • @rahwatesfasion1777
      @rahwatesfasion1777 4 ปีที่แล้ว

      ንዳኒ ኣይጸልኦን እየ፣ እንተ እዛ ቪድዮ ግን ኣይግድን

  • @adhanomferejay657
    @adhanomferejay657 4 ปีที่แล้ว +945

    እዛ ወዲ ጥይት እያ ምሳይ ትሰማምዑ like#

    • @yonaskinfe6164
      @yonaskinfe6164 4 ปีที่แล้ว +15

      እዚ ወዲ ጥይት እዩ ። ካብ ኣዘራርባና ንተኣረም ፡ እዛ ናይ ጓል እዩ ሓወይ ናተይ ።

    • @fnanteame7629
      @fnanteame7629 4 ปีที่แล้ว +7

      Kabzom ab medya wexiom felata Ena enabelu kxarefu zwelu aykonen Bela medeb eyu zeqrb Vorbild nbuzhat ykewn eyu just Respect

    • @semeretesfaghabir186
      @semeretesfaghabir186 4 ปีที่แล้ว +2

      ከይትምንቁሰካ ግን ተጠንቀቀላ

    • @eseyasgrmay5102
      @eseyasgrmay5102 4 ปีที่แล้ว +3

      ናይብሓቂ ጥይት

    • @honorscore629
      @honorscore629 4 ปีที่แล้ว +1

      Nay bhaki fenji dkone menesey anes kem beal izi belih nay hmamey mhlawna hugus ye keygeremeni gn ayterefen bro keep going I'm your security👏🏾💪🏾💎👑👈🏽

  • @Brhantgraweyti
    @Brhantgraweyti 2 ปีที่แล้ว +1

    ዳኒ ክድንጉየና ከሎ ደጊመ ንዝሓለፈ መደባቱ እየ ክለሳ ዝገብር! እዛ መደብ'ዚኣ ከዓ ካብተን አዐርየን ዝምስጣንን ዓባይ መልእኽቲ ዝሓቖፈትን እንድያ👌 መን አሎ'ስከ ናብዚ ተመሊሱ ምሳይ ክለሳ ዝገብር 🙋

  • @filimonembrza5376
    @filimonembrza5376 4 ปีที่แล้ว +245

    ብርሃን ገጹ ተሻቂለ ቀንየ ጠፊእካ፡
    ብዕድመ መዘናይ ኢካ ግን ሓቂ ንምዝራብ መምህረይ ኢካ፡ መንእሰይ ብሙልኡ ኣብ ጎንካ ኢዩ ዘሎ ቀጽል ኣጆካ ።

    • @berekettewelde9688
      @berekettewelde9688 4 ปีที่แล้ว +3

      100% ሓቂ

    • @filimonembrza5376
      @filimonembrza5376 4 ปีที่แล้ว +1

      @@berekettewelde9688 thank u bro

    • @ናቲኣንበሳ
      @ናቲኣንበሳ 4 ปีที่แล้ว +4

      ናይ ብሓቂ ፊሊ ሓወይ ኣነ ከምዚ ናትካ ሓሳብ እዩ ዘለኒ።

    • @filimonembrza5376
      @filimonembrza5376 4 ปีที่แล้ว +7

      @@ናቲኣንበሳ ነዚ መንእሰይ ካብ ቖሎ ጥጥቆ ናይ ባዕል ነሽነሽን ኣድሓነትን ከድሕንዎ እዮም ባዓል ዳኒ ንፉዓት

    • @yonaswem3473
      @yonaswem3473 4 ปีที่แล้ว

      Nay behaqi bro

  • @michaelasefaw8865
    @michaelasefaw8865 4 ปีที่แล้ว +82

    "ሸያብ ዓቢ ኢልካ ኣይትጸውዕ፡ለባም ጸውዕ"
    ዝብልዎስ ከም'ዚ ከማኻ ኢዩ።
    ጽቡቕ ስራሕ፡ቀጽሎ በርትዕ ኣጆኻ።

  • @bemifnn9770
    @bemifnn9770 4 ปีที่แล้ว +85

    ዳኒ ብጣዕሚ ክትታባባዕ ዝግባካ መንአሰይ ኢካ ኣቦ ባህሊ ትግርኛ ኣጆካ ቀጽሎ አዝጋቢሄር ጸጉኡ የብዝሓልካ

    • @nasirjemal311
      @nasirjemal311 4 ปีที่แล้ว +1

      Yekreta bkemey mengedi eyu ktebabae zelewo bezi bahli tigrigna elki kulu bherat zkonenkyo.endhr teredieki eti melekti wegen zeynebero nay mulu hzbi eritrea eyu neru ember.dani hzbi wekilu eyu zzareb zelo malet eritrawnet endhr astewelki semikiya kbrti hafti.ember wela ane tigrigna eye kalie kanka yebleyn begekiu.eta kendi melektey neaki gn b kulu hbrete seb eritrea hbnti nktkoni ye.tetegagie degime yekreta haftey yehwat

  • @samielokubay7254
    @samielokubay7254 4 ปีที่แล้ว

    ዳኒ ሓውና ትምህርትካ ብጣዕሚ ዓሚዩቕ፡ ብሱል፡ ሓቀኛ፡ ቅቡል፡ ገሳጺ፡ መሃሪ፡ ሓላፍነታዊ ኢዩ። መጽናዕቲ ዝሓለፎ ይመስል። እንተኮነ ከምዚ ናተይ ገይሩ ኩሉ ሰብ ክርዳኣካ ተስፋ ይገብር። ብፍላይ እዘን ገለገለ ኣሕዋትና ግርምም ኣደብ ዘግብረን ይደልያ ኣለዋ ፡ ክንደይ ግዜ ክንሓፍረለን

  • @daveking3696
    @daveking3696 4 ปีที่แล้ว +106

    ኣሻቂልካኒ ቀኒካ መምህረይ ጠፊእካ፡
    ከምዚ ናተይ ዳኒ ብምድንጋዩ ዝተሻቀለ
    እስከ like ይግበር።

    • @hbtube247
      @hbtube247 4 ปีที่แล้ว +2

      dave king th-cam.com/video/DKY3k2cMGYU/w-d-xo.html ሓደ ሓደ ግዜ: ኣሰንበድትን: ኣሰቀቕትን ነገራት : ንጥዑያት ሰባት ኢዮም ዝገጥሙዋም:: ሓደ ሓደ ግዜ: ሂወት ርትዓዊት ኣይኮነትን: ሂወት ፍትሓዊት ኣይኮነትን:: ጎዳኢት ልቢ: ኣሕዛኒት ልቢ: ክትከውን ትኽእል ኢያ:: እዛ ማዓልቲ እዚኣ ኣጋጢመትኹም ምስ ትህሉ? ኣይትረበሹ: ኣይትጨነቁ :: ምክንያቱ እዚ ውን ክሓልፍ ኢዩ::th-cam.com/video/DKY3k2cMGYU/w-d-xo.html

  • @samuelberhane8737
    @samuelberhane8737 4 ปีที่แล้ว +33

    Amazing analysis. He is too young and gave us a good wake up call that we never thought before. God bless you young brother.

    • @missymusa6443
      @missymusa6443 4 ปีที่แล้ว

      bmejemerta mahder hawey btaemi adnakitka eye.
      nmktsal bzahba nay marta beznes ktfeltwo tdelyu
      th-cam.com/video/aFd7NKMG4ZY/w-d-xo.html&feature=share

  • @joegr5323
    @joegr5323 4 ปีที่แล้ว +130

    ዳኒ ሓውና ትምህርትካ ብጣዕሚ ዓሚዩቕ፡ ብሱል፡ ሓቀኛ፡ ቅቡል፡ ገሳጺ፡ መሃሪ፡ ሓላፍነታዊ ኢዩ። መጽናዕቲ ዝሓለፎ ይመስል። እንተኮነ ከምዚ ናተይ ገይሩ ኩሉ ሰብ ክርዳኣካ ተስፋ ይገብር። ብፍላይ እዘን ገለገለ ኣሕዋትና ግርምም ኣደብ ዘግብረን ይደልያ ኣለዋ ፡ ክንደይ ግዜ ክንሓፍረለን ክክክክ

  • @geduldnur2574
    @geduldnur2574 4 ปีที่แล้ว +50

    እድመ ይሃብኪ መራር ከም ሽርባ እስክ መጽሓፍ ክሕትም ሞራል ንሃቦ ክንሕግዞ ትብሉ like

  • @filibronl561
    @filibronl561 4 ปีที่แล้ว +163

    ብትግርኛ ትሕበንን like ንወዲ መምህር ሃብለይ ደቂ ኤረይ

  • @adudumekseb6656
    @adudumekseb6656 4 ปีที่แล้ว +3

    You are very genius keep it up! We need people like you to give education to this young generation. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @jonejoni256
    @jonejoni256 4 ปีที่แล้ว +144

    ቀዳማይ ኣነ ጽሒፈ ሎማዓንቲ እታይ እዩ ቱርጉሙ ግን ቀዳማይ ምጽሓፍ ላይክ ግበርለይ ከም ሰበይ

    • @firiyatyemane
      @firiyatyemane 4 ปีที่แล้ว +3

      ዘሓወይ ንተሓጋገዝ subscribe ክገብረልካ ሞ subscribe ትገብረልይ ዶ?

    • @samisami6513
      @samisami6513 4 ปีที่แล้ว

      @@firiyatyemane bhaqi zerebaka des iluni ane subscribe aydeln eye neaka gn gierelka aleku

    • @dejendejen2276
      @dejendejen2276 4 ปีที่แล้ว

      Anbibka do xhifka welas ms xehafka xihfka hawey kkkk

    • @firiyatyemane
      @firiyatyemane 4 ปีที่แล้ว

      @@samisami6513 Betami Thanks Zhawey

  • @salmsalh6668
    @salmsalh6668 4 ปีที่แล้ว +26

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣገላልጻ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።Bravo

  • @rustomgebremedhn701
    @rustomgebremedhn701 4 ปีที่แล้ว +51

    ዳኒ ሓውና ግዜ እንተ ሃሉይካ፡ ኣብ ሰሙን ሓደ ግዜ ትምህርቲ ተትህበና ደስ ምበለና ፡ በቲ ሓድ ወገን ድማ ተምህርቲ ምቐሰምና።
    ብዝኮነ ብታዕሚ ዝነኣድ ስራሕ'ዩ!

  • @faresomer1011
    @faresomer1011 4 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ኣገላልጻ፡ ካብቶብ ኣብ live ወጺኦም ምሉእ ምዓልቲ ነዚ መንእሰይ ባህልኻ ተወሪርካ፡ተዘሚትካ፡ እንዳበሉ ክጭድሩ ዝውዕሉ ከምዚ ጌሮም ባህሉ ብሉጽ ሙኻኑ ክምህርዎ እንተትውዕሉ እንዳተሓጎሰ ንባህሉ መኽበረ።
    ብሉጽ ስራሕ ወዲ መምህር።

  • @fnanmicheal3156
    @fnanmicheal3156 4 ปีที่แล้ว +106

    ክንዲ 1000 ኤርትራውያን ካብ ኣብ ሜድያታት ወጽዮም ዝዛረቡ ሰባት ኢኻ ንስኻ። እትሃንጾም ሓሳባትን እትዛረበሎም ኩሎም ኩርንዓት መካትዒ ዘይብሎም ኢዮም ። ብናተይ ኣረኣእያ ከኣ ፡ ካብቶም ለባማት ኣብ ማስትሜድያ ዘይነበረ ግን ከኣ ብዙሕ ሕማቅ ምስ ረኣኻ ክትእርም ኢልካ ዝመጻኻ ኢኻ ።ቀጽሎ ግን ኣብ ሰሙን ክልተ ወይ ሓደ ቪድዮ እንተትዝርግሕ ጽቡቅ ኔይሩ። ብዙሕ ምስ ተማሃርና ።

    • @ሃገረሰብሚድያ
      @ሃገረሰብሚድያ 4 ปีที่แล้ว +6

      Kndi 100,000 belo ember jgna yu bejaka i love him ❤

    • @ናቲሓዉኣቢ
      @ናቲሓዉኣቢ 4 ปีที่แล้ว +1

      ናይ በሓቂ ጂግና መንእሰይ ❤❤❤❤🇪🇷❤😘✌️

  • @auntieyoutube5375
    @auntieyoutube5375 4 ปีที่แล้ว

    Daniel , you are absolutely wise. Keep teaching our youngsters generations Eritreans,Pleas ur speech is excellent if our society could understand them. May God bless you for ever.

  • @deaconshumamdi6463
    @deaconshumamdi6463 4 ปีที่แล้ว +38

    ቡሩኽ ኩን ጥበብ ዝመልኦ ልቦና ኣሎካ ልዑል ኣምላኽ የዕቢኻ።

  • @Mera.habeshawi
    @Mera.habeshawi 4 ปีที่แล้ว

    ዳኒ እቲ ኩሉ ናይ ባህልና ኣፍልጦ ብምፍላጥካ ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቀካ
    ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ፈጣሪ
    ባዓል ሙሉእ ተስፋ። √

  • @zementmt6700
    @zementmt6700 4 ปีที่แล้ว +77

    እዛ ጉዳይ ከነዕሙቓ እና። ብሓቂ እዝኣ እያ ክትዓሙቕ ደለዋ እሞ ዳኒ ብቐዳምነት ትምህርትኻን ፍልጠትካን ንምዕባይ ከይቲ ሕለል ናይ ትምህርትኻን ትማሃረሉ ግዜን ብምኽባር ኣብ ትርፊ ግዜኻ ግን ቡዙሓት ተማሃሮ ንጽበየካ ኣለና እሞ ቀጽሎን ቀጻጽሎን

  • @habtomberhane5425
    @habtomberhane5425 4 ปีที่แล้ว

    ዳንኤል ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወደይ ኣስተምህሮኻ ካብ ጸልማት ናብ ብርሃን ኢዮም ዘውጽኡ ንዝርደኦም ኣጆኻ ኣጆኻ ኣጆኻ።

  • @abiiilove7993
    @abiiilove7993 4 ปีที่แล้ว +65

    በዚ ሕጂ ሳዓት ከምዚ ዓይነት ለባምን መስተውዓልን ቆልዓ ምርካብ ከቢድ እዩ ብሓቂ ኑፉዕ

    • @missymusa6443
      @missymusa6443 4 ปีที่แล้ว

      bmejemerta mahder hawey btaemi adnakitka eye.
      nmktsal bzahba nay marta beznes ktfeltwo tdelyu
      th-cam.com/video/aFd7NKMG4ZY/w-d-xo.html&feature=share

  • @rimrim4026
    @rimrim4026 4 ปีที่แล้ว

    ጽቡቅ ሓሳብ ዩ ፡ ቀዳምኔት ባህሊ ፡ ልምድና፡ ብፍላይ አብ አካዳድናና ሰለፍና ፍርቂ ጡብና እናተራአና ክንከይድ ክንረኤን ብጣዕሚ ዘሕፍርን ክብርኻ ምቅናስ ዩ፡ በጃኽን ምዕባለ ማለት አብክዳንካ አይኮኔን፡

  • @Rahel248
    @Rahel248 4 ปีที่แล้ว +73

    ብራቮ ዳኒ ሓውና ተባረክ ፅጋ ኣምላኽ ይብዘሓልካ, 💓💓💓💓💓💓💓💓👍👍👍👍👍💓💓👍💓👍💓👍💓💓

    • @hbtube247
      @hbtube247 4 ปีที่แล้ว +2

      ጋል ሰንዓፈ ወርቂ th-cam.com/video/DKY3k2cMGYU/w-d-xo.html ሓደ ሓደ ግዜ: ኣሰንበድትን: ኣሰቀቕትን ነገራት : ንጥዑያት ሰባት ኢዮም ዝገጥሙዋም:: ሓደ ሓደ ግዜ: ሂወት ርትዓዊት ኣይኮነትን: ሂወት ፍትሓዊት ኣይኮነትን:: ጎዳኢት ልቢ: ኣሕዛኒት ልቢ: ክትከውን ትኽእል ኢያ:: እዛ ማዓልቲ እዚኣ ኣጋጢመትኹም ምስ ትህሉ? ኣይትረበሹ: ኣይትጨነቁ :: ምክንያቱ እዚ ውን ክሓልፍ ኢዩ::th-cam.com/video/DKY3k2cMGYU/w-d-xo.html

  • @Sebah291
    @Sebah291 4 ปีที่แล้ว +3

    ዳኒ ሃወይ ብሓቂ ተባረኽ ዕድመን ጥዕናን ዝህበካ ጽቡቕ ትምህርቲ ደጋግማ እዚኣስ ኣገዳሲት ኣርእስቲያ የዕምቇ

  • @nohnoh4127
    @nohnoh4127 4 ปีที่แล้ว +62

    ትግርኛ ምካንካ እትሕበንን ፡ንሕና ክንህሉ ማለት ከም ህዝቢ ትግርኛ ዝተከፈለ ዋጋን ዘፈለጥ ፡ብትግርኛ እንተተወዲብና ጥራይ ሃገርና ከምእንድሕን ዘኣምን ሰብ እንተሃልዩ ዓሸራኡ ኣብዚኣ ይግደፍ ።

    • @hermonghebremichael7635
      @hermonghebremichael7635 4 ปีที่แล้ว +1

      አዚ ሰሪሕካዮ ደለኻ ዕትሮ ጺቡቅ አንዲዩ፥ ከም በሃሓዲሽ ሰባቢሪና, ተሃጋጊዚና ሚስ ካሎት ዕትሮ ዲሰርሑ ቢሄራት ኒሓዊሶ, ኣዚዩ ጹቡቁን ሙቹእን ኺኾነሊና አዩ.

    • @nohnoh4127
      @nohnoh4127 4 ปีที่แล้ว +2

      @@hermonghebremichael7635 ኣባሃሃላይ ግድን ንሕና ጥራይ ክንውደብ ኣሎና ማለት ኣይኮነን፡ኣብቲ መነነት ግን ሕቶን ርእይቶን ዘይብላ ናይ ትግርኝ ኢያ።

    • @hermonghebremichael7635
      @hermonghebremichael7635 4 ปีที่แล้ว +1

      @@nohnoh4127 Eritrea መኒነት እዩ. ቲግሪኞ ከኣ ቢሄር አዩ፥ እዚ ኣይቲቅበሎን እካ ማለት ዲዩ፧

    • @mikigoldenboy
      @mikigoldenboy 4 ปีที่แล้ว +2

      ዓለም'ኒ ፉቁራት ቲኹን
      Eritrea meninet aykonen” n’abinet anen hade rashayda wey kunama bsaesiet bQuanQa hade aykonan slezi Eritrawnet meninet zeykone Ziegnet eyu!!!

    • @hermonghebremichael7635
      @hermonghebremichael7635 4 ปีที่แล้ว

      @@mikigoldenboy Eritrea ዤጊነት. ቲግሪኛ፣ ኹናማ፥ ቲግረ, kea ቢሄር or meninet እዩ. is this acceptable now

  • @sevhilkuku181
    @sevhilkuku181 3 ปีที่แล้ว

    ጎቦዝ ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ኣገላልጻ

  • @merihsolo4025
    @merihsolo4025 4 ปีที่แล้ว +58

    ኣነስ ባህሊ ትግሪኛ ከሕፍረኒ ማዓት'ዩ ኔሩ፡ ካብዛ ናይ ዳኔኤል ዘረባ ሰሚዐ ግን ብምሉአ ርአሰ ትኣማናንነት ጌረ ልዕሊ ማንም ፈተዪ። ደጊም ኣነን ባህለይን።

    • @gazella2867
      @gazella2867 4 ปีที่แล้ว +5

      ተፈቃሪ ሙኻን ጥዑም ሰብ ይነብርካን ህጂ ግን ሰብ ኮንካ ማለት ዪ congrats zearkey sorry ካብ ሃሊዮት ዪ ኣይተሳረፍኩን ኪቡር hawey.

    • @nhgdefsenkaekaayegelgelku6327
      @nhgdefsenkaekaayegelgelku6327 4 ปีที่แล้ว +3

      Congra

    • @ናቲኣንበሳ
      @ናቲኣንበሳ 4 ปีที่แล้ว +4

      እንቃዕ ደስ በለካ፡ ብባህልኻ ምኩራዕ እቲ ኣብ ዓለም ምስቶም ቀዳሞት ዝስርዑ ዝበለጸ እዩ።

    • @helen99084
      @helen99084 4 ปีที่แล้ว +2

      ተፈቃሪ ሙኻን ጥዑም Ane kab zefeter abe hiwet be nebsey wey be bahley hafire ayfeleten. Nebseka mes tetheta tray eyu zekone neger tesele. Example, sebat, haymanot, alet, etc.

    • @RobiRobi-by7yr
      @RobiRobi-by7yr 4 ปีที่แล้ว +4

      @@helen99084 ናይ ብሓቂ ኣነ ከማን ብባህለይ ሓፊረ ኣይፈልጥን ሞንያቱ ባህልና ናይ ኣቦታትና እምበር ናይ ባዕዳውያን ኣይኮነን።

  • @johngidey8977
    @johngidey8977 4 ปีที่แล้ว +2

    ናይብሐቂ ኑፋዑ ሐወይ ክብረት ይሀብካ አይ ትፋአና ጥራይ

  • @malhabib357
    @malhabib357 4 ปีที่แล้ว +27

    ኣድነቅቲ_ዳኒ _እስከ_ ላይክ_ ዳኒ ኣስላዊ እስካ ብጣዓሚ ሓያል መንእሰይ_ኢካπ€Samrt boy really you are right boy Thanks you keep going👍🏿

  • @michaelmengsteab
    @michaelmengsteab 4 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ጎቦዝ (ብሉጽ) ቀጽሎ ጽቡቅ ትምህርቲ ሓውና።

  • @filialem2917
    @filialem2917 4 ปีที่แล้ว +89

    ዳኒን ፡ ፍናንን ካብቶም ብሉጻት ብባህሎምን ሕብረተሰቦምን ተሓቢኖም ዘሐብኑኻ ፡ ኮሪዖም ዘኽሩዑኻ ብርግጽ ንህዝቢ ኤርትራ ወይ ንህዝቢ ትግሪኛ ዝውኩሉና ኮይኖም ሕብረተሰብና ዘፍረዮም ኩላትና ነተባብዓዮም፡፡

    • @ghirmajtekie5187
      @ghirmajtekie5187 4 ปีที่แล้ว +5

      & Joci (Jstudio) 👍

    • @goytomteklemaryam8166
      @goytomteklemaryam8166 4 ปีที่แล้ว +1

      ዘመደይ ምስ መን ተወዳድሮ ኣለኻ ተኪኢልካ ደምስሳ እዛ ኮመንት በዴኻ ኢለካ ኣለኹ

    • @filialem2917
      @filialem2917 4 ปีที่แล้ว +2

      @@goytomteklemaryam8166 ደምስሳ ቅድሚ ምባልካ ዘለካ ሪኢቶ ተተቕርብ ቅቡል ምኾነ እቲ ምኽርኻ ፡ ሕጂ ውን ተስፋ ይገብር ኣወንታዊ ዝኾነ ርኢቶ ከተቕርበለይ ?

    • @semharokba1875
      @semharokba1875 4 ปีที่แล้ว

      @@filialem2917 ፍናን ማሌት ዳዲ ድዩ ዝኸውን ዘሎ

    • @filialem2917
      @filialem2917 4 ปีที่แล้ว +2

      @@semharokba1875 ዳኒ እዚ ዋና Mahder production eyu, ፍናን ክኣ Fnan App infotech.

  • @ghirmayhabte6089
    @ghirmayhabte6089 4 ปีที่แล้ว +3

    We are really really proud of you. A very smart young 🇪🇷 Eritrean. Keep going. 👏 Bravo

  • @ካፒተንናይጸርፊ
    @ካፒተንናይጸርፊ 4 ปีที่แล้ว +36

    ዳኒ ጅግና ኣነ ነዓኻ ኪርኤካ ከለኹ ጥራይ እየ ትግርኛ ምዃነይ ዝኮርዕ ። THANK YOU DEAR BRO

  • @ተመስገንኣምላክ-ሰ3ፀ
    @ተመስገንኣምላክ-ሰ3ፀ 4 ปีที่แล้ว +3

    ናይ ባሓቂ ኣበሳ ዳኒ ናዛ ናይ ባህልና እሞ ወጺና ኢና ዘለና ብፍላይ ንሕና ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ፍልማ ባፍናይ ናይ ኤርትራ ክንደይ ግዜ ተዛሪብናየን ኣይሰምዓን ኢየን

  • @ወዲእንባየ
    @ወዲእንባየ 4 ปีที่แล้ว +9

    እምባእ ከማኻ ኣየጋጠመንን። ኣደ ወሊዳ ትምከን።
    በል እስከ ከማኻ የብዝሓልና ፈጣሪ።

  • @selemunteklemariam9065
    @selemunteklemariam9065 4 ปีที่แล้ว

    Excellent dani hawey btaemi xbuk hasab eyu kexlo berta 🇪🇷🇪🇷🍟👍👍👨‍🎓👨‍🎓

  • @abrahamadhanom7117
    @abrahamadhanom7117 4 ปีที่แล้ว +7

    ኣነ ከምዚ በሊሕ እዚ መንእሰይ ኣይራኣኹን ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ፈጣሪ።

  • @tedyaron5885
    @tedyaron5885 4 ปีที่แล้ว +18

    ኣንቱ ሰባት ንዑ ኣብዛ chanelle ኩቡር ሂያብ ብነጻ ተጋበዙ!! ከላ ዋእ እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @ቀዳምነትፍልጠት
    @ቀዳምነትፍልጠት 4 ปีที่แล้ว +47

    ናትካ ክሳብ ህጂ ዘቅረብካዮ ቅቡልን ምጽናዕቲ ዝሓለፎን ዩ ብሮ 100% ሕንቲ ጸገም ኣለትካ ንሳ ክኣ ግዜ ዘይትህበና ሙካንካ እዩ ማለት ኣብ ወርሒ ልዕሊ ወርሒ ተጸቢና ኢካ ትመጸና ብፍላይ ኣብዚ ሕጂ እዋን ግዜ ክህልወካ ይክእል ይከውን ዩ ምስ እዚ ዘሎ ሕማም ስለዝስ ኣብዚ እዝንና ካብ ፍልጠትን ካብ ጽቡቅን ምስማዕ ብቃንቃ ኣዴና ባህልና ኮታስ ኩሉ ደው ኢልሉ ዘሎ ግዜ ሓሳብካ ክም መድሃኒት ወይ መጽረይ ነቲ ዘዘርከበ ዝዕንድርሉ ዘለዉ ኣኣዛና ክትፍዉስ ሲ ትዱንጉየና ኣለካ ዘየለና ከንጸንሓካ መክንያቱ መድሃኒት ኣብ ግዚኡ ዩ ክውሰድ ዘለዎ ሓሳበይ ረረዲካ ይከውን ምሳኻ ኣለና ሞ ምሳና ምህላውካ ንምርግጋጽ ኣብ ጎንና ደው ኢልካ ፈውሰና ኣብነት ፍናን ኣፕ በቲ ብዙሕ ፍልጠትካ ነቶም ዘይፈልጡ ደው ኣብለልና ።

    • @missymusa6443
      @missymusa6443 4 ปีที่แล้ว

      bmejemerta mahder hawey btaemi adnakitka eye.
      nmktsal bzahba nay marta beznes ktfeltwo tdelyu
      th-cam.com/video/aFd7NKMG4ZY/w-d-xo.html&feature=share

    • @rezene7448
      @rezene7448 4 ปีที่แล้ว

      ቋንቋ*

  • @yonasbelay429
    @yonasbelay429 4 ปีที่แล้ว

    ሰላም ጅግና ወዲ ኢረትራ!
    ወዲ መምህረ !
    መጀመረያ ኣብ ዘለካዮን ኣብ ስራህካን ሙሉኡ ትኢና ኢናተመነኩን። ኣነ ሃደ ካብቶም ተፈረዮም ኪልባት ብዩቱብ ካብ መጀረስታ 2020 ታህሳስ ተከታታሊ ኢየ። ወዲ መምህረ ሃወይ ወዲ ኣደይ ኢረትርዊ ፥ ብትሰዶ ኩሉ 100% ትክክል ፥ በዚ ትገብሮ ኩሉ ህጉስ ምካነይ ክህብረካ ይፈቱ። ኢና ጸብ

  • @wintamebrahtu2505
    @wintamebrahtu2505 4 ปีที่แล้ว +8

    ናይ በሓቂ ነጸላይ ሲ ሎሚ ተመስኪሩልኪ።ተመስገን

  • @samemekseb5650
    @samemekseb5650 4 ปีที่แล้ว +1

    ብራቮ ናይ ሕማመይ ከምኡ ጌርካ ደኣ ናብ ንቡር ምለሰና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ሓወኒ

  • @weditseguboy3799
    @weditseguboy3799 4 ปีที่แล้ว +3

    ናይ በሐቂ ብሱል ዘረባ እንታይ ክወጾ ዳን በዓል በልሕ አእምሮ👍👍 አብ ሂወትካ ዓወትን አሳልጦን ይምነየልካ::

  • @luliya11gebremariam46
    @luliya11gebremariam46 4 ปีที่แล้ว +2

    Dani jigna natey ksab medebka btami eyu mahari. Ksabi 2013 ab Eritrean keleku bzey adere aynwexni neyrna kemti tfelto bflay ab geter gali ksada wey riesa adere ktgebr alewa sle zblna weldna. Gin ab tmhrti memharan yhdguna neyrom bzh yeshegruna neyrom awxa wejabat endabelu slemntay kemeu ygebru neyrom ksab hji eyu zetahasbeni .

  • @Ibrahimsalh.
    @Ibrahimsalh. 4 ปีที่แล้ว +13

    ብራቮ ዳኒ ቀጽል ብጣዕሚ ገላጺ ዝኮነ መደብ።ጊን ሓንቲ ኣላ ኣስተዉዕለላ ኢካ ብዛዕባ ትግራይ ጎሮበትና ኣይትዛረብ ምክንያቱ ንሶም ተደልዮም ክዛረቡ ይክእሉ ኢዮም መሰል ኣለዎም ባዕሎም ክሳብ ዘይ ተዛረቡ ምግዳፍ ትሕሸካ።ካሊእ ቀጽል ኣብ ስሚዒት ከይ ኣተካ ከምዛ ናይ ሎሚ ኣብ ስራሕ ኣሳልጦ ይምነ።

  • @hubur1895
    @hubur1895 4 ปีที่แล้ว

    ሰላም ዳኒ ሓወይ ኣጆካ ኣይትሕመቅ
    ኣነስ ብከመይ ኽረክበካ ይኽእል ኣቅመይ ዘፍቀዶ ኽሕግዘካ ምደለኩ ብጣዓሚ እየ ዘድንቀካ ሓደ ማዓልቲ ኽረክበካ ተስፋ ይገብር።

    • @efremsunmoonstar8146
      @efremsunmoonstar8146 4 ปีที่แล้ว

      Facebook dani wedi memhr tigrigna alphabets but I think he doesn't need help just encourage him.

  • @successproduction38
    @successproduction38 4 ปีที่แล้ว +53

    *ኣድነቅቲ ዳኒ ደቂ ትግርኛ ኣብዛ ናተይ ይቱብ ሳብስክራይብ ውቅጥ ኣብሉለይ እቶም ፈተውቲ መንነትኩም ዝከንኩም ።*

    • @Eritrea-e4q
      @Eritrea-e4q 4 ปีที่แล้ว

      Tegetimka b xhfetka like yele subscribe yele መላኽዕቲ ሌባ

    • @ImproudbTigrinya
      @ImproudbTigrinya 4 ปีที่แล้ว +1

      @@Eritrea-e4q ata kid gahaf eshi gerna alena zhaftey wey zhawey

    • @Eritrea-e4q
      @Eritrea-e4q 4 ปีที่แล้ว

      @@ImproudbTigrinya ክኽኽኽኽ enena ዝብል ካብዘይሃለወና ኣይግደሰልካን የ ቆማል ጓሓፍ

    • @ImproudbTigrinya
      @ImproudbTigrinya 4 ปีที่แล้ว +1

      @@Eritrea-e4q ok ata dyablos sheytan

    • @successproduction38
      @successproduction38 4 ปีที่แล้ว +3

      @@Eritrea-e4q እንታይ ከፊኡካ ላሃጃ ትግርኛ ካብ ቦታ ናብ ቦታ ይፈላለ ዩ ስለዚ ጸርፊ ግደፍ ።

  • @f.tesfay7076
    @f.tesfay7076 4 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ብሓቂ እግዚኣብሄር ክንደይ ኣብ ልሳንካ ኮይኑ ክንደይ ሰናይን ጽቡቕን ኣዛረበካ። ጅግና ኢካ ናይ ብሓቂ ። ነዕሙቃ እወ ደኣ ነዛ ጉዳይ ። ባህልና እወ እዚ ክቡር ካብ ክቡራት ኣቦታትናን ካብታ ክብርቲ መሪትና ኤርትናን ዝተዋሃብናዮ ክንዕቅቦ ኢዩ ዘለና። ነዚ ክንገብር ከኣ ክንንተሓጋገዝ ኢና ዘለና።። ብሓቂ ክቡር ባህሊ።

  • @efbiwaltahaqi429
    @efbiwaltahaqi429 4 ปีที่แล้ว +4

    ናይ ባሓቂ ንፉዕ ሰብ ኢካ ጽፉፍ ኣቃራርባ ኢካ ትክተል ንዕብየት ቃንቃ ብፍላይ ጽቡቅ ሰብ ዝሕግዝ እዩ መደብካ

  • @mussiegebrengus1319
    @mussiegebrengus1319 4 ปีที่แล้ว +1

    ብጣሚ ጽቡቅ ጌርካ ገሊጽካዮ"ን ኣብሪሂካዮ"ን ትመስል ፡ብወገነይ ከምዚ ኣቀዲምካ ዝገለጽካና ኣከዳድናና መሓርስ ኮታስ ኩሉ ናይ ገጠር ነገር በሃልና ገረ ይዎስዶ ነረ ግን ንሱ ኣኮነን እቲ ሓቂ። ካብ ሓሳበይ እቲ በሓልና ኢለ ዘኣምነሉ"ን ዝሕበነሉን ኣብ መኣዲ ከቢባካ ምብላዕ ኣብ አዋን ሽግር ምትሕጋዝ ንጎሮበትካ ወይከርባ ፈለጥካ ምግሳጽ ከሙኡ ውን ሰላምታ ምልውዋጥ ክብሎ ይክእል ።

  • @natnael75
    @natnael75 4 ปีที่แล้ว +4

    እስኪ ብዘይ ሕብእብእ ብዕድመ ትዓጽፍዎ ከምዚ ኸማይ ንሱ ግን ብፍልጠትን ልቦናን ዝዓጽፈኩም like ግበሩሉ ::

  • @ኣገልግሎትሜድያጽድቕንቕድ
    @ኣገልግሎትሜድያጽድቕንቕድ 4 ปีที่แล้ว

    ጽቡቕ ስራሕ ኣምላኽ ይባርኽካ

  • @Abizzy26
    @Abizzy26 4 ปีที่แล้ว +33

    *ንየማን ዝመርሕ መምህር ወሎዶ*

  • @yobiz3370
    @yobiz3370 4 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ብሱልን መሃርን ፣ ብጣዓሚ ነመስህነካ ዳኒ ሓወይ በርትዕ ።

  • @sadorer586
    @sadorer586 4 ปีที่แล้ว +16

    My goodness this guy is genius, love him🤍💛

  • @amanielandemeskel399
    @amanielandemeskel399 4 ปีที่แล้ว

    ዳኒ ሓወይ ከማኻ ይብዙሑ ጥራይ ኢዩ ዝበሃል !እዚ መንእሰይ ትግርኛ ከኣ ናይ ምስማዕ ባህሊ ዘጥሪ ይግበሮ ካብ ክዳነን ዝቀለዓ ደረፍቲ ኢና ዝብላ ምርኣይ ፡ካብ ድራም ማሽን ገይሮም እንጣጢዕ ንዘርእ ኣለና እንዳበሉ ዝደርፉ ደረፍቲ እዝንና ዘጋላገል ግዝየ የምጻልና

  • @robielbrhane3544
    @robielbrhane3544 4 ปีที่แล้ว +33

    ዳኒ ወዲ ሩባይ proud of you
    ምስ ሓንቲ ገፍላው መሓዛይ፡ ኣብ ዝተራኸብናሉ ሓደ ካብቶም ኣርእቲ ዕላልና ኢኻ፡ እዚ ማለት፡ ብልሕካ፡ ርእሰ-ምትእምማንካ፡ ጽፈት ኣቀራርባኻ፡ ወዘተ ካብቲ ኣዝዩ ዝምስጠና ኢዩ፡ ብፍላያ ገፍላው መሓዛይ።
    ኣብ ሂወተይ እቲ ክገብሮ ዝሓልሞ ዝነበርኩ፡ ህየሳ ክሊፕን፡ ምንቃሕ መንእሰያትን ባኣኻ፡ ብንእሽቶ ሓወይ ምቅዳመይ ቁርብ ቂር ኢሉኒ፡ ሓውሲ ቅንኢ ተሰሚዑኒ፡ ግን ዓጊበልካ። ኣጆኻ በርትዕ ተስፋ ይገብር ሓደ መዓልቲ ብሓገዝካ፡ ኣሰርካ ክስዕብ።
    ሓውኻ Robiel brhane

    • @adiam7060
      @adiam7060 4 ปีที่แล้ว +1

      Robiel Brhane ጋፍላው ድኣ ናይ ፍቅሪ ድያ🤔 gda zterefe rietotatka tesemamielu eye.

    • @judithjudithna5254
      @judithjudithna5254 4 ปีที่แล้ว +1

      Geflaw bruh you so funny 🤣🤣🤣

    • @user-dy5kf3dr4h
      @user-dy5kf3dr4h 4 ปีที่แล้ว +1

      እዚኣ ሕማቕ
      ወዲ ሩባይ እንታይ ንማለት እዩ

    • @adiam7060
      @adiam7060 4 ปีที่แล้ว +2

      B B wedi Rubay malet dea wedi kebabiyey meteabitey.. Welhade xegem yeblan wedi gezawtey kem malet endialu

    • @robielbrhane3544
      @robielbrhane3544 4 ปีที่แล้ว

      @@adiam7060 ገፍላው ናይ ፍቅሪ ኢያ ኣዱ ሓፍተይ ክክክክክ ከም መስሓቅ ማስያ ንጥቀመላ ኢያ

  • @tirhasabraha1300
    @tirhasabraha1300 4 ปีที่แล้ว +1

    እዋይ! ከመይ ዝበልካ ጅግና ኢካ ፡ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣጆካ ቀጽሎ ዝሓወይ

  • @africaafrica3915
    @africaafrica3915 4 ปีที่แล้ว +33

    ባህልና ክምለሰልና ኣለዎ ኣቱም ሰባት

    • @pastorfred2048
      @pastorfred2048 4 ปีที่แล้ว

      africa africa ንምንታይ?

    • @africaafrica3915
      @africaafrica3915 4 ปีที่แล้ว +1

      @@pastorfred2048 ጉዕ ባህልካ ዘይዓቀብካ ደኣ ናይ መን ባሃሊ ትዕቅብ ትሓስብ ኣለካ

    • @pastorfred2048
      @pastorfred2048 4 ปีที่แล้ว

      africa africa እኮ ንምንታይ?

  • @tesfausinqey1814
    @tesfausinqey1814 4 ปีที่แล้ว +1

    Bravo betami xubuq gerkea gelixikayo👍😍

  • @Herimon514
    @Herimon514 4 ปีที่แล้ว +37

    ኣነስ ዘረባ ክትጅምር ከለካ ስቅ ኢለ ይሰምዐካ ማራ እካ ለባም መስተዋዓሊ
    ደጊመ ከመስግነካ ይደሊ
    *ባህልና ክብሩ እዩ*

  • @abrhamgoitom8525
    @abrhamgoitom8525 4 ปีที่แล้ว

    Thanks mor dani hawey nay bhaki tsubuk tmhrti belen dea nezen tray nebsen zkeda zelewa

  • @nohnoh4127
    @nohnoh4127 4 ปีที่แล้ว +20

    ላይክን ኮምንት ሼርን ብምግባር ነታባባዓዮም ነዞም ጅጋኑ መንእሰያት ትግርኛ ።

  • @hulumbesher1099
    @hulumbesher1099 4 ปีที่แล้ว

    ኩቡር ሓወይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ባህልና ይጠፍእ ኣሎ ኢልካ ዋላ ዘረባና ይባላሾ ኣሎ ኢልካ ሓቅኻ 👌ኩሉ ዘረባኻ ጹሩይ ሕዉስዋስ ዘይ ብሉ ደስ ይብል ሓደ ሓደ እንግልዝኛ ትሕዉስ ንኣብነት ኣግዛክትል ካብ ምባል ብቀጥታ እንተትብል ደስ ምበለ 2ይ ሕጂ ካብ ምባል (ሕዚ ) እንተ ትብል ደስ ይብል ከምዚ ዝብል ከለኹ ካባኻ ንላዕሊ ፈሊጠ ኣይኮንኩን 🙏
    እቲ ኩሉ ግዜ እቲ ተቅርቦ ሕጉስ እየ ብኣቅርቦትካ 👌

  • @ጽዮናዊ-ቘ4ነ
    @ጽዮናዊ-ቘ4ነ 4 ปีที่แล้ว +7

    ኣቦታይ ኣግኣዝያን ወሊዶም ዮም ተስፋና ብሩህዩ ዳኒ

  • @Simonygs
    @Simonygs 4 ปีที่แล้ว

    Nay bahaki wedi memhir hawey kemaka si 1000 yiweledu azika nifue eka emo ajeka kexlo ❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @simontekali2738
    @simontekali2738 4 ปีที่แล้ว +15

    እዛ ኮመንት ብ ኢንግሊሽ ከይገብራ ስ ባህሊ ከይብርዝ ኢለ እየ:: ብዓቢኡ ከኣ ምስቲ ትምህሮ ከይጻረር ብ ትግርኛ ፊደል ይጽሕፋ ኣሎኩ::
    ኣብዚ ሓናጺ ሓሳብ ዘውጻሉ የብለይን: የግዳ ኣብ ገለ ገለ ትሕቶ ኮመንት ትግራይ ዘሎ ኣይትንቀፍ ዝብል ርእየ: የግዳ ክሳብ ሓደ ቃንቃን ትሕዝቶ ኣነባብራን ዝሃለወና ክንተኣራረም ኣሎና!!! ቀጽሎክቡር ሓው!!!

  • @ፊሊኤርትራዓለመይ
    @ፊሊኤርትራዓለመይ 4 ปีที่แล้ว +1

    ባሓቂ ቡሉጽ መንእሰይ ኣጆካ በርትዕ ከምዞም መወዳእታ ናብ ሃለዉሎው ዝኮዱ መናእስይ ከይትከይድ ኣበርቲዕካ ስራሕ ንሕና ድማ ኣብ ጎድንካ ኣለና ካባካ ቡዙሕ ኢና ንማሃር ብሕጂ ቡዙሕ ራኢ ዘለካ መንእሰይ ኢካ

  • @tekieweldegabr2730
    @tekieweldegabr2730 4 ปีที่แล้ว +13

    ብሱል ዘረባ እዩ ኣብ ልብና የሕድሮ ድሕሪ ኣቦካ ሞት ጊደካ እዩ ተከባቢርና ባልና ንዓቅብ እዞም የሕዋተይ
    ናይ ሕማመይ ምባል ንግደፎ ብመትከል ምእንሰያትና 2020 ንበል ከምቲ መንሰያት ናይ 70ታት 90ታት ለውጢ ከምዘይብሉ ፍሉጥ ነገር እዩ

    • @missymusa6443
      @missymusa6443 4 ปีที่แล้ว

      bmejemerta mahder hawey btaemi adnakitka eye.
      nmktsal bzahba nay marta beznes ktfeltwo tdelyu
      th-cam.com/video/aFd7NKMG4ZY/w-d-xo.html&feature=share

  • @darsamussa44
    @darsamussa44 4 ปีที่แล้ว +2

    You are so wise person I am very happy when I listening like this great idea.
    If I have amharic or Tigrigna kyboard it was very easy for me but I don't have it.
    Lebam ikha qaxil tray jobsite brtue ikha.

  • @mikael6188
    @mikael6188 4 ปีที่แล้ว +5

    Ata eza Wedi kief delewa like giber bahli Tigrinya zikorae

  • @Sharon.91
    @Sharon.91 4 ปีที่แล้ว +2

    እንጀራ ዓለም ብላዕ ኢለ'የ ዝምርቐካ ኩሉ ግዜ ፡ ኢዱ የንብረልካ ኣምላኽ ፡ ኣየ ልቦና ዝድነቕ ብጣዕሚ ።

    • @erisoc109
      @erisoc109 4 ปีที่แล้ว

      Nay behaki single tekonki telephoneki kehbo eye 😅😂

  • @tedrosasafa4077
    @tedrosasafa4077 4 ปีที่แล้ว +6

    God bless you Dani jigna ኣታ ወዲ ተስፋ ኣለኒ ንስካ ኤሪትራ ፕረዝደንት ኮይንስ ኪትምርርሓ በሊሕ ሰብ ኣጀኯ ቀጺሎ ሓወይ ናተይ

    • @tedrosasafa4077
      @tedrosasafa4077 4 ปีที่แล้ว

      Mechem ሓበሻ ሕንባሻ ተስፋ ንሰብ ምሃብ ኣይናትኩሙን ኢያ ኢስከ በል ነዚ ወዲ ተስፋ ተሃብኩዎስ ኢንታይ ኢዩ ጠራዕራዕ ዘቢለካ ዘሎ ክክክ

  • @livewithhope9586
    @livewithhope9586 4 ปีที่แล้ว +1

    Wawwwww anesi entay kem zbil keman tefieni..1000 amet nberelna edme yhabka. Bruk hawey always proud!!!!!!!!

  • @WhatsUp-z3b
    @WhatsUp-z3b 4 ปีที่แล้ว +8

    ብሓቂ ለባም መንእሰይ ንእንጀራ ዓለም ብላዕ

  • @yonathanasmerom3046
    @yonathanasmerom3046 4 ปีที่แล้ว

    Btaemi belih eka hawey natey kabka buzh ena knxbe kulu negerka nbereket ykun bless you smart man

  • @efremkahsay7201
    @efremkahsay7201 4 ปีที่แล้ว +7

    ብጣእሚ በሊሕ መንእሰይ ከየድነኩኻ ኣይሓልፍን ቀፅለሉ ሓውካ ካብ ትግራይ

  • @samuelbereket7170
    @samuelbereket7170 4 ปีที่แล้ว

    Wowww ነዚ ኣርእስቲ ብጣዕሚ ጽቡቅ ጌርካ ገሊጽካዮ ንፉዕ ወዲ

  • @MyLife-vl9yc
    @MyLife-vl9yc 4 ปีที่แล้ว +4

    ዳኒ ሓወይ ኣዝዩ ብሉጽ መደብ ኣምጺእካ ናይ በሓቂ ከየድንቁኩኻ ክሓልፍ ኣይደልን ግን ኣብዚ ምስ ባህሊ መንነት ሃይማኖት ብናይ ክልተ ሃይማኖታት ንምባልዩ ብፍላይ ንባህሊ ትግሪኛ ተሓለቅቲ ኢና በሃልቲ ስንኩፍ ግን ካኣ ሓደገኛ ዝኸነ ስነ ሓሳብ ኣብዚ social media ይጋዋሕ ኣሎ ሞ ምስ ምዕማቅ ኣብ ዝመጽእ 2ክፋል ክንጽበየካ ኢና ሰናይ ቅነ

  • @medhanietesfamariam7768
    @medhanietesfamariam7768 4 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ኩቡር ሕዊ ንፉዑ ቀጽሎ ኣምላል ይሓግዝካ ነቀፌታ ስለ ዘይለመድና ዝበዛሕና ኣይለመድናን ከምዚ ብፍላይ ኣከዳድና ሎሚ ዝሕፍር ዩ

  • @RemHanKidsShow
    @RemHanKidsShow 4 ปีที่แล้ว +4

    What a revelation. God bless you more and more dear.(Fiyori)

  • @laboratoryfggg5517
    @laboratoryfggg5517 4 ปีที่แล้ว

    ውዲ መምህር ጎበዝ ምሳይ ዝስማዕማዕ እስከ

  • @God-db9vp
    @God-db9vp 4 ปีที่แล้ว +6

    ጎበዝ ዝሓወይ ብጣዕሚ ንፉዕ ቀጽሎ።

  • @berekesemere7557
    @berekesemere7557 4 ปีที่แล้ว

    የቀንየልና ብሱል ኣትሓሳስባ ዘለዎ ሰብ እዩ እዚ መንእሰይ ናይ ብሓቂ መሳጢ ዝኾነ ኣገላልጻ ዳኒ ሓወይ ብዙሕ ኣይትጥፋእ!

  • @binyamsamsomsamsombinyam112
    @binyamsamsomsamsombinyam112 4 ปีที่แล้ว +24

    እዞም ዲስ ላይክ ህቦም ዘለዉ እኮ ካብዞም. ............? ኢዮም ክክክክ ደቂ ሓሳዳት ገይና ላምባ ክንፋሶ ኢና ትግርኛ for ever 🇪🇷💪

    • @michealhaderaadam5417
      @michealhaderaadam5417 4 ปีที่แล้ว +2

      ካብዞም ኣልናህዳ ኢዮም ።

    • @rahwatesfasion1777
      @rahwatesfasion1777 4 ปีที่แล้ว +1

      ኣወዳት ስምዑ፣ this is not about you guys፣ ንስኹም መን መሰል ሂቡኹም ኢኹም፣ ከምዚ ዝተኸድነት ኣመንዝራ እያ፣ ኮንፊደንስ የብላንዶ..... ትብሉ፣ ኣታሓሳስባኹም ቀይሩ ካብ ሰብ ክትቕይሩ ድቃስ ትስእኑ፣ ከምዚ ንስኹም ከምድሌትኩም ትኽደኑ ብዝመረጽክምዎ ትነብሩ፣ ኣዋልድውን ከምንደልዮ እምበር ከምትደልይዎ ኣይንኸውንን ኢና።

    • @binyamsamsomsamsombinyam112
      @binyamsamsomsamsombinyam112 4 ปีที่แล้ว +1

      @@rahwatesfasion1777 ስምዒ እዶ ሓተፍተይ ኣወዳት ገይሮሞ ኢልክን ንስክን ክትደግምኦ ማለት ዲዩ ኣወዳት ጥራይ ነብሶም ይኸዱ ኣለዉ ሞ ጥራይ ንምብና ንኺድ ኣወዳት ይሰኽሩ ኣለዉ እሞ ንስከር ኣወዳት ይዓብዱ ኣለዉ እሞ ንዕበድ ኢዩ እዚ ናትኪ ሪኢቶ ኣይ ትጋገይ ጋል ክብርቲ ኢያ ግን ነብሳ ምስ እትገንሕ ኢዩ ክብረታ ሞ ከምዘን ነብሰን ተጸሪፈን ሕብረተሰብ ድጽርፋ ዲኺ ክትኮኒ ድርሉኺ ንሱ ናትኪ ምርጫ ኢዩ ግን ብሰንክኺ ሕብረተስብ ክዋረድ ፍቃዴኛታት ኣይ ኮናን ።

    • @rahwatesfasion1777
      @rahwatesfasion1777 4 ปีที่แล้ว

      @@binyamsamsomsamsombinyam112 ኣይሓዝካንን፡ ዘኽፋኣለይን ዘጸብቐለይን ይፈልጥ፡ ባህለይ ልምድታተይ ይፈልጥ፡ ክዳን ኣውሒደ ማለት ግን እዚ ዳኒ ሓውና ዝገልጾ ዘሎ፡ ጽብቕቲ ስለ ዘኮንኩ፡ ስለ ዘይሰርሕ፡ ርእሰ ታኣማንነት ስለ ዘይብለይ፡ ማቹር ስለ ዘይኮንኩ፡ ኣወዳት ክስሕብ፡ ኣመዛዚነ ስለ ዘይክእል፡ ኣመንዝራ እየ..... ማለት ኣይኮነን ንምባል እዪ፡ ንጓል ባህልኺ ኣይኮነን ኣይተኽፍኢ ክትብላ ጸገም ኣይኮነን፡ ምንእኣስ፡ ንስኻ ብትደልዪ ጥራይ ንኽትከይድ.... ምስ ኣመንዝራን፡ ማቹርን ዘይማቹርን ግን ዘታሓሕዝ የብሉን ንምባል እዪ። ኣስሕ ኣቢለኮ ርኢቶይ ገሊጸ እንተዘይተደምሲሱ።

  • @desbelekehase4299
    @desbelekehase4299 4 ปีที่แล้ว

    እግዘኣብሀር ኣዕዚዙ ብርኽ ይብልካ ጅግና ንፉዕ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣገላልጻ ኣብ ባህልናን መንነትናን ክንምለስ ብዘየሻሙ ግዜ ልዕሊ ማንም የድልየና ኣሎ።

  • @robatejohn2352
    @robatejohn2352 4 ปีที่แล้ว +4

    ዳኒ ሓቢቢ ጠፊእካና ቀኒኻ
    ብዕምቆት ፍልጠትካ ብጣዕሚ ኢየ ዝግረም መምህር ናይዚኣ እዋን ኢኻ ቀጽሎ

  • @danielabreha5834
    @danielabreha5834 4 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ንፉዕ ወዲ፡ ሓቂ እይው አከዳድና መንነትካ ይገልጽ እይው

  • @ምንባርከቢድድዩ
    @ምንባርከቢድድዩ 4 ปีที่แล้ว +4

    ኣታ ንስካስ እንቃዕ ተወለድካ በጃካ !!! ኣጆካ በሎም ግዜ እንተ ረኪብካስ ኣይትሕመቅ ዳኣ ፡ ህዝብና ይጠፍእ ኣሎ።

  • @fevenabreham4059
    @fevenabreham4059 4 ปีที่แล้ว +2

    ርግጸኛ'የ ህዝቢ ትግርኛ ካብዚ ዘለናዮ ዓዘቅቲ መሰስ ኢልና ወጺና ፡ ክብሪናን፡መኒነትናን ክንመሊስ። ንሱ ጥራይ ዘይኮነ ን ጸላም ኣፍርቃ ዊን ሰጊድ ሰላም ከንብላ፡፡

  • @wintamebrahtu2505
    @wintamebrahtu2505 4 ปีที่แล้ว +31

    ዘዳግም 22 (Deuteronomy)
    5፤ ሰበይቲ ኽዳን ሰብኣይ ኣይትከደን፡ ሰብኣይ ከኣ ክዳን ሰበይቲ ኣይከደን፡ ከምዚ ዚገብር ዘበለ ኣብ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ ፍንፉን እዩ።

    • @most5793
      @most5793 4 ปีที่แล้ว +1

      መሲልካ እንታይ ኣምጻካ እዩ? ንምንታይ ምባል እዩ? እስኪ እዛ ጥቅሲ መጽሓፍ ቁዱስ ግልጽ ኣብላ?

    • @most5793
      @most5793 4 ปีที่แล้ว

      @win meb ናዓካ/ኪ እየ።

    • @wintamebrahtu2505
      @wintamebrahtu2505 4 ปีที่แล้ว

      Bruk tegrigna endu.gen dhan neska qemish nay gual aytkden gual dma sere natka aytkden.

    • @most5793
      @most5793 4 ปีที่แล้ว

      @@wintamebrahtu2505 ስረ ናይ ኣዋልድ ከ ትክደን ዶ? መልእክትካ ንጹር ኣይኮነን ዘሎ። ጋል ኮይናስ ስረ ናይ ኣዋልድ ትክደን ዶ? ወዲ ኮይኑ ከ ቀሚስ ናይ ኣወዳር ይክደን ዶ? መልእክትካ ንጹርን ጽፉፍን ግበሮ ሞ ክንረዳዳእ። ጥቅሲ መጽሓፍ ቁዱስ ኣውጺካ ኣብ ኮሞንት ምጥቓዕ ቀሊል እዩ። ክትትርጉሞን ክትገልጾን ግን ብልሓት የድሊ እዩ ዝሓወይ/ዝሓፍተይ።

    • @wintamebrahtu2505
      @wintamebrahtu2505 4 ปีที่แล้ว

      @@most5793 ayrkdenn eya bruk wedi wen aykdnn eu nenatom eyom zkodenu.gula sere ketbl yblan .wedi dma aykonn eu

  • @misginat3917
    @misginat3917 4 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምህርቲ ። ካልእ ኢና ንጽበ ካባካ ጂግና ወዲ ትግርኛ

  • @heri2068
    @heri2068 4 ปีที่แล้ว +18

    ያ" ወዲ መምህረይ ትጠፍኣና ኣለኻ። ምጥፋእኻ ከይኣክል ከኣ ናይ 18 ደቒቕ ሒዝካ መጺኻና። እዚ ግን ክንድቲ ዝተጸበናዮ ኣይከውንን'ዩ። ስለዚ ንሎሚ ብሉጽ ኣርእስቲ ምስ ብሉጽ ኣቀራርባ። ግን ኣብ'ዚ ውሽጢ ሰሙን ብኻልእ ትሕዝቶ ምልስ በለና። ጽቡቕ ጌሩ ክወሓጠልና።

  • @Teklitey
    @Teklitey 4 ปีที่แล้ว

    Ezi wedi wudua nay wudua etu nice message keep going the best job

  • @MrEphily
    @MrEphily 4 ปีที่แล้ว +18

    Welcome dani the smartest young man

  • @zufanyeabio2681
    @zufanyeabio2681 4 ปีที่แล้ว

    Anbesa bruk hawey ajoka qexlo bravo edmen tenan yhabka fetari