ጸርፊ ባህልና ’ዶ ኣይኮነን፧
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 9 ก.พ. 2025
- #ጸርፊ መወዳእታ ዘይብሉ ናይ ቋንቋ መልክዕ ኮይኑ ክነወግዶ ወይ ክነጥፍኦ ዝከኣል ኣይኮነን፣ እቲ ምንታይ
ጸርፍታት ኣብ መዓልታዊ ሂወትና ንነገራት ብልክዕን ቀሊልን ኣገባብ ዝገልጹልና ኣካል ቋንቋና ስለ ዝኾኑ። ከም ሕብረተሰብ ክንውንኖ ዝግበኣና ናይ ጸርፊ መዐቀኒታት ግን ንዓሌት፣ መልክዕ፣ ጾታ፣ ዕድመን ካልኦት ተፈጥሮኣውያን ህያባትና ዝዕይር ክኸውን ኣይግባእን፣ ስለዚ ጸርፊ ዘይኮነ ክነወግድ ዘለና ዓሌት ገዲፍና ሕመቕ ኢና ክንጸርፍ ዝግበኣና።
ስነ-ጥበብ ኤርትራ ናበይ የምርሕ ኣሎ፧
/ 467838700828733
Produced by Mahder Production
Subscribe here - / mahderprodu. .
Follow on Facebook - / mahderproduc. .
@ዳኒ ወዲ-መምህር www.facebook.c....
#ጸርፊ #ባህሊ #ህየሳ #ስነጥበብ
ዳኒ ኮርዒዳ፣ ግሩም ኣስተንትኖ። ናሆም ንሱ'ዩ ክኽሰስ ዘለዎ። ፈለማ ስነ-ጥበብ እንታይ ምዃኑ ዘንጊዑን ዘይምፍላጡን። ቀጺሉ ፍርያት ስነ-ጥበብ፡ድሕሪ ምዝግርሑ ናይ ህዝቢ ምዃኑ ኣይተሰቈሮን ዘሎ....ካልእን። ኣብታ ክሊቡ'ውን ኣብ ሕብረተሰብና ከም ሓደ ውጕዝ ነገር ዝርአ ክንሱ፡ ከም ቅቡልን ህሉውን ገይሩ ብምቕራብ ክብርታት ሕብረተሰብና ዝግሃሰ'ዩ። ነቕፌታን ህየሳን ኣብ ስነ-ጥቡብ ኮስኳሲ ኣፍራዛ'ዩ። ብኸመይ ትነቅፍን ትህይስ ድማ ነቱ ሕጊ ኣለዎ። ህየሳን ንቕፌታ ብዘይምህላው'ዩ፡ ጥዕና ዘለዎ ጥበብ ክውለድ ዘይተኻእለ ዘሎ።
ናሆም ጸላዕላዕ ክብለካ የብሉን። ኣብ ክንድኡስ ከተመስግኖ'ዩ ዝግብኣካ።
Dani! Dude I'm quite sure you will make a difference and great impact in our perception.
ዳኒ ዋውው ሓወልቲ ናይ መንሰያት ትሕቲ 30 ። እስከ ትሕቲ 30 ዘለኹም ላይክብሃብኒ መኽንያቱ እዚ ግዜ ናትና ኢዩ ንህና ኢና ንቕይሮ ፡ዓለም ኣስካላ ኣስካላ ኢያ እቲ ሓደ ይድይብ እቲ ሓደ ይወርድ ስለዚ እቶ ኣበይቲ ይወርዱ ኣለዉ ንህና ድማ ታራና ስለዝኾነ ክንድይብ ግዴታና ኢዩ።
ሳላሳ,ሲ ፈሪሕናያ,ምበር ሓሊፍናያ,ኮ ምሃለና ግን ሳላሳ ክሰምዕ ከለኹ ኣነ እታ ድሕሪኣ ዘላ,ያ ትርኣየኒ kkk
31 zikona ke habibi?
@@ስደተኛኮይነድየክነብር kkkk absherka zarkey
ዕስራታት ጢዒምናሎ ግደፍ ሰላሳ ከይትሰምዓና ኣብኡ ትጽናሓልና
@@begemdr502 kkkkkkkkk haqka entay salasu elka zerba ke kk
ንዳኒ ዝፈቱ like ከይገበርኩም ከይትሓልፉ እዞም ተንብቡ ኮመንት በጃኩም እዚ ዘሎ ሕማም ከኣ ይሰውረልና ፈጣሪ ሩሑስ ቅንያት ፋስካ ከኣ ይግበረልና ንኩሉና ኣመንቲ ኦርተደክስ ኣሜን(3)
ኣነኮ ብጣዕሚ አየ ፈትየዩ ኩሉ ትዛረቦ ትኸከል ኢካ ዝሓወይ ኣደነቂትካ ጎል ዓጋመ
እቲ ዝሕጉሰኒ ነገር
1ይ ደፊርካ ኢኻ ትዛረብ
2ይ ብርዲኢት ኢኻ ትዛረብ
3ይ ስሚዒታዊ ኣይኮንካን
4ይ ኣጋላልጻኻ 100% ኑጹር እዩ
5ይ ስነ ጥበብን ባህልን ንኻዓቢ ዘለካ ድሌት ኣዝዩ ዓይቢ እዩ
ኣጆኻ ቀጽሎ
ኣይሰምዕን 😢❤ተማዒድ ኣይሰምዕን ❤ይቅጥቀጥ❤ኣይሰምዕን ኣይርዳእን ❤😢ኣይሓስብ ጉዙእ ስሚዒቲ😢መቅፃዕቲ እናፈለጠ ይጋገ ይሑሱ ካዓ ❤
ዝድነቅ ኣቀራርባ ብሓቂ ንፉዕ መንእሰይ: ብፍላይ እታ ንቆልዓ ብኸመይ ተረድኦ ትብል ሜላ ዋውውው👌👌👌 ቀጽሎ ኣብ ጎንኻ ኣለና::
ናይ ብሓቂ ብሱል ኣተሓሳስባን ኣብነታዊን መንእሰይ ኢኻ :: ቀጽሎ እግዚኣቢሄር ኽኣ ጥበብን ምስትውዓልን ይወስኽኻ :: GBU.
ጸርፊ ባህልና"ዶ ኣይኮነን ፧
መልሲ ፥ ኣይኮነን!!!
ንቅፌታ ግን ባህልና እዩ
ዓይነት ጸርፊ ከኣ ይፈላለ እዩ ኣድኒቀካ ግን DANI BOY
ok ቆጽሎ ኣጆካ ነቀፍታ ጽብቕ ኢዩ ዓሌተውነት ግን ሕማቅ ኢዩ።
እሞ እታ ንሱ ዝበላ ኮ ደጊምካያ ክክክክ
ጸርፊ ባህልና'ዩ።ከመይ ንዝብል ግን ኣጸቢቕካ ሕሰብ
@@cdc2391 bkemey dea Hawey natey
@@yonaskinfe6164 "ስሓቕካን ዕላልካን ስቕ ኢሉ ይብርሃኒ ቀትርን ለይትን ወት'ዛ"
ተጀምረንስ ኣለኻ ትብል ደርፊ ናይ ሩታ ኣብርሃም ኣብርሃም እንተሰሚዕካያ(ወድ'ዛ)ኢላቶ ኣላ።እዚ ድማ ኣብ ገለ ገለ ኣጋጣሚ ሰባት ከነድንቕ ከለና ካብ ምሒር ተምሳጥ እንጥቀመሎም ኣበሃህላ ኣለዉና።ንዝያዳ ምስትምቓር ነታ ደርፊ ደጊምካ ስምዓያ።
Well come Dani boy
እንቃዕ ብደሓን መጻእካ
ዳኒ ሓወይ ከም ኩሉ ግዜ ንዓካ ዝከውን መግለጺ የብለይን። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ኣተሓሳስባ መንእሰያት ክትልውጥ ትገብሮ ዘለካ ጻዕሪ ክትምስገን እዩ ዝግብኣካ።
ዳኒ ጽቡቅ ኣጋላልጻ ተስፋ ደለኪ መንእሰይ ኣጀካ ቀጽሎ ሎሚ ሰብ ብዓለትን ዓድን ኣውርራጃን ክጻረፍ ይውዕል ኢሎ ሓቅካ ኣይተጋገካን ኩላትና እስከ ንቀየር ካብዚ ሕማቅ ኣታሓሳስባ ኣብነታውያን ንኩን ከም ዳኒ ❤️👍🏻
ኣታ ተስፋ መንእሰይ ኣጆኻ እስከ ህየሳ ኣብ ኩሎም "ስነ-ጥበባውያን" ሃገርና ግበር ምኽንያቱ ናይ ሓደ ሕብረተሰብን ባህልን ልምድን ኣርኣያ ስለ ዝኾኑ፡ናይ ሕጂ ዘለዉ ግን ንንቅፌታ ዘይምቅባሎም ጥራሕ እዩ ኣበይ ኩነታት ከም ዘለዉ ዝሕብረካ,so i'm proud of you continue.
ብጣዕሚ ንፉዕ ኢካ ፡ብዝኮነ ከምዚ ዝብለ ስራሕ ኣብ ባህልና ልሙድ ኣይኮነን ፡ንክንያቱ ናይ ምንቅቃፍ ልምዲ ኣየጸንሓናን ።
ብዝኮነ ኖሆምን ከምኡ ሰባትን ኣብ ረሳሕ ማይ ምሕንባስ ግደፉ!!!!!
ዳኒኤል ንኡሰይ ብሓቂ ንፉዕን ተባዕን መንእሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ፡ኣጀኻ በርትዕ።
ናይ ናሆም ሲ ብጣዕሚ ሓዚነሉ፡ ትርጉም ስነጥበብ ዝፈልጥን ዝርዶን ኣይኮነን ማለት እካዩ፡ ድምጻዊ ከም ስነጥበበኛ ክትቅበሎ ከምዘይብልና ሎሚ ተረዲኤ፡ keep up ዳኒ ሓውና
👍
Thinks bror
መርሓባ፡ ሽኮር ፍጥረት።
Ata nezi wedi kemey gere #1000 #Like kgebrelu ye I'm proud of u bro❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤👍👍👍👍👍🙏🙏🙏🙏🙏🌍🌍🌍🌍🌍💪💪💪💪💪👍👍👍.
ናይ ብሓቂ ዳኒ ኩሉ ንስካ ትዛረቦን ትትንትኖን ካብ ሓቂ ዝራሓቐ ድልይ ውዒሎም ይኹን ወሪሖም ሓንቲ ክረኽቡልካ ኣይክእሉን ኢዮም ።ደቂ ሰባት ግን ንሓቂ ክንቀብር ክንሓብእ ሒኽ ኢና ንብል ።ብዘይ ንቔፈታን ህየሳን ክኣ ዝኮነ ኢትገብሮ ይኹን ትሰርሖ ዕውትን ምሃርን ክኸውን ኣይክእልን ኢዩ ።ሰለዚ ቀጽሎ ከማኻ ለማማትን መስተውዓልትን ይብዙሑ ወለዶናን ባህልናን ክኽበር።
ነዚ መደብ ከተዳሉ እተካይዶ መፅናእቲ ኮነ ምድላው ዝንኣድዩ:: ህጊ እንዳባ ዝኣክል ምቅራብካ ኣድኒቀካ ዘይፈልጦ ከማን ኣፍሊጥካኒ ዳሃን እቶ
ዳኒ ብጣዕሚ ዝነኣድ ስራሕ ካብ ኩሉ ሕጊ እንዳ ባ ኣምጺካ ከም ኣብነት ምሃብካ ከምኡ ውን ግዜካ ሰዊእካ ትገብሮ ጻዕርታት ከመስግነካ ይደሊ።
ካዓ መፀ መፀ
ኣንበሳ 'መስል ካብ ትግርኛ ዝወፀ!😃
well come ሃብሮም!
kakakakaka
ትግርኛ ትዝረብ ደኣ'ምበር ኣይትፈርን። ልሳነ-ትግርኛ ምባል እዩ እቲ ቅኑዕ። ብግጉይ ርድኢት ዝተኣታተወ ኣጠቓቕማ ሳዕሪሩ። መንእሰያት እሞ ከኣ ሓቅኹም፡ ምስ ተጸየቐት ኢኹም ተወሊድኩም።
ናይ ብሓቂ ብዝገርም መልክዑ ክትትንትን ብቅዓት ዘለካ መንእሰይ ኢኻ እሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናይ መጻኢ መራሒ ሃገርና ከም ትኸውን ከኣ ርግጸኛ እየ
ልዕሊ ኩሉ መልእኽትካ ንጹር መጽናዕቲ ዝተሓወሶ ምኻኑ ድማ ቀጽል #ንናሆም# ክኣ #ሰነፍ# ኢለዮ ኣለኹ ተተረዲኣቶ። ከም መንእሰይ ካብቶም ዘድንቆም ውሑዳት ሓደ ኢኻ ልቦናኻ ዝደሊ መዘናኻ እየ ኣጆኻ።
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ኢዩ ዳኒ ኣነ ኣብዚ ሕጂ ዘሎ ወለዶ ዳርጋ ኩሉ ፈሸሉ ኢዩ ከም ኣቦታትና ክንመጽእ ንኸል ኮይኑ ኣይ ስማዓንን ኢዩ ንቅፈታ ብዘይ ምንባሩ ከም ብዓል ቅጫ ዛመሰሉ ኣሪትስ ሃገርና ንሕብረተሰና ዘዋረደ ስራሕ ሰሪሖም ኢዮም ከም ብዓል ጡዑም ሓጥያት ዘርእስታ ኣብ ሃገርና ግብረሰዶም ዘየለ ክንሱ ከም ዘሎ ገይሩ ኣምጺዎ ነይሩ እዚ ብጣዕሚ ኢዩ ዘግህየካ ሕጂ ግን ንስኻ ኣለኻዮ ንሕብረተሰብና ደው ኢልካ ትካታዓሉ ኢለ ኢየ ዝኣምን ኣነ ሶ ዕድመን ጥዓናን ይሓብካ ፈጣሪ
ናሆም ኣብ ረሳሕ ማይ ምሕንባስ ግድፋ 👌
Ata kndey thasm 😃
ክክክክክክክ
@@tesfa7382 ምስማዕ ኣቢና ኣሎ ሓግዘና እስከ
@@angesommekseb67 Neqefeta kqbel zeykl dea xemam eyu neay wn aysemann eyu.
Kkkkkkkkkkk....ktregmm
Egziabiher Amlak Hasab Lbka Yesmrelka. Kemaka Ybzhu 👍🏽👍🏽👍🏽
ናይ ብሃቂ ወዲ መምሂር ቀጺሎ አዝ አዮ ዘድሊየና ዘሎ ።
ናይ በሓቂ ዳኒ ሓወይ ገላይነት በሎ ዳሕዳሓዮ ትራሕ
ተስፋ ይገብር ሓደ ማዓልቲ ብዛዕባ ሕጊ እንዳባ ጹብቅ ገርካ ተቅርበላ፡
ብዝኮነ ጹቡቅ ስራሕ ቀጽሎ።
🇪🇷እሾክ ምስ ብልሓ ትፍጠር። ዋውውውው እንታይ እሞ መጻኢካ ዕድመን ጥዕናን ይትሓወሶ
እንታዲኡ ኮይኑ ነቀፌታ ዘይቅበል ናሆም? ካብ ድሕሪ ሕጂ ኣብ ርእሱ ኣለኹ ብ እዝንና ዝተላገጾ ይኣክል
haha
ክ ክ ክ ሞይተኮ 😂😂
Kkkkkkkkk
👌🏽
Nohom yohans Eti sebay adyam dyu bekay 🤣
Dani boy: btami eka eko tkur. Ajoka nhna ena etom teazebti. Kurub eti sdnet zeleka ymesl emo thtina tetgebr des mbelena.
Ento eti nahom yohannes zbluwo esu entay geru menseya eyom asheharitomo. Esu lomi teba'ese lomi tearike, lomi temeri'e enda'bele tederefe beka adnket abzihemlu. Hji nska eti gega balka ms abrehakalu: hji terediwom. Ane gn kab kedem atihize yzerabe nere ezi seb shekatay tray kemzkone .
Do not take personally what Nahom said. Just keep doing your great Job.
Eske temeharu antum tisarefu, from this young and intelligent guy❤️🙏
ዳኒ ብሉጽ ንኡስ ሓወይ ናተይ ዕድመን ይሃብካ ፈጣሪ ሰማይ ።
ርእሲ ብዙሓት ሰማዕቲ ሙዚቃ ሓኪምካ ኣለኻ በዚ ኣጋጣሚ እዚ ኣድናቂኻ ኢየ ንፉዕ ቀጽሎ።
Deret nkhatkan dereja atahasasbakan naybahaki keyednekuka khalf aydeln you are dynamic bflay abzi hadsh weledo tesrxom zeleka ewetawi sne hasabat nay bahaki kem kaebi zhfeso brkut awdi eyu emo kexlo wedi memhr we proud u ♥ ❤
ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምህርቲ ኢዩ።ነቶም ዘይርድኦም ነዚ ናትካ ሓሳብ ተቀቢሎም ኣብ ግብሪ ከውዕልዎ
ኣጆኻ ሓቢቢ መደብካ ኣዚዩ ኑጹር አዩ!!!። ኣነ ኣዚየ አየ ዝጽበየካ ቀጻሊ ክኸውን መደብካ። ናይከምዚኦም ዓይነት ምፍርራህ ኣይተድህበሉ። ብጌግኡ ክዛረቦ ዘይፈቱ ሰብ ጸገሙ ብርግጽ ጸገም ኢዩ። ትንታነኻ ወለሓደ ጸግዕታት የብሉን ፖሎቲክ ክትዛረብ ተደሊኻ ናቱ መደብ ኣለካ። ብዛዕባ ደርፊ ክትዛረብ ዝኮነ ጌጋ ኣይረኣኹልካን። ኣነ'ውን ከም ሰብ ኣብ ሙሲክ ዝነጥፍ ሰብ አየ ሬይቶታትካ ከኣ ከም ሰብ ኣዚየ አየ ዝድግፎን ልዕለይ ኣፍልጦን ኣለካ ኣብ ህየሳ። ኣብ ጎንኻ ዘለና ንበዝሕ ቀጽሎ።ንጽቡቕ ደርፍታት ውን ሃይሶ አኻ ሓቢቢ።
ቀጽሎ ጥራይ ኣብ ዓጀውጆው ዝፈትዉ ሰባት ኣይተስተብህል ንስኻ ግን ልዕል'ዚ ዝብለካ ዘለኹ ሓያልን ጽቡቕ ኣፍልጦን ዘለካ ሰብ ኢኻ ብራቮ።
ናሆም የውሃንስ ኣይትጋገ ነቐፌታኻ ተቀበል እንተዘይ ኮይኑ ኣብ ጎኒ ዳኒ እዩ ኩሉ ህዝቢ ብጌጋኻ ታኣሪምካ ጥዑይ ዝኾነ ስራሕ ሒዝካ ክትመጽእ ተስፋ ይገብር እንተ ዘይኮይኑ ጌጋኻ ኣሚንካ ስቕ በል ፈንጠርጠር ትብል ተኾንካ ግን ዕጫካ ጽቡቕ ኣይክኸውንን እዩ
medakeri zkone hzbi..mes zleflefe tedakiru...
@@kaib5735 nska ika medakeri shmka xhifka msae nqdem
@@hiermongebru2651 fgara shmey dea ab gnbarka kxiehfeleka eye...hasewti
@@kaib5735 klae anjal
@@kaib5735 ygermeka u ane zgermeni bzuh ztezarebe kulu lebam zkone ymeslo
ዓይኒ ውጅብር ። ገጽ ማዳ። መዓልትካ ጥራይ
Daney you're smart we love you so much 💚💚💚💚💚💚💚🇪🇷
ዋው ተኣምር ካባኻ እዚ ትምህርቲ መንእሰይ ህጊ እና ኣባ ሙቅሊል ዘረባ የመስግነካ ቀጽሎ እማ
I'm Tigraway & eri-Zega (wedi-Kebesa) so proud of myself 😎
Well done Daniel hawei !!
water full 🤙
😉💛❤👍
Dani hawey really brilliant nay mzrab mesel kkelaka zkil manm yelen kemzi zbelkayo nekifkayo ember mesel derasi aygehaskan serika ayshetkan ayebazahkan ajoka meglexika nxuratn evidences zelewomn understandable and to the point I love that keep going
ናይ Nahom ይገርም'ዩ ነዛ ሓንቲ ከም ሓሙስ ንመንእሰየት ኣብ ስነ ጥበብን ካልእን ኣጠማምትኦም ንምዕባይ ትገብሮ ዘላ ዓቢ ስራሕ ክቆርጽ ሓሲቡ ኣነ ይጠቀም እምበር ህዝብስ ባዕሉ ይፈልጥ ጌርዋ 99% ከም መሓሪት እዩ ተቀቢልዋ ሰብ ነዛ Channel plz ንቀፌታ ኣይትጽላእ Nahom ናይ ህዝቢ ስራሕ ናተይ'ዩ እናበልካ ደኣ ትም ኢሉ ክሪኤካ ደሊካ
Btaemi grum zkone zereba Daniel. Tesfa ygebir srahka kulu seb bflay Kia snetbebawyan hagerna & ezom TH-cam & f.b live endawetsu metsaweti geromo zelewu, kab thztiom hmaq ember tsbuq tmrti zeyblu kabza lomi zbelkaya bzuh kmharu. Ab qetsali kia temehayshom kmetsu. Eska gn srahka qetslo ajoka. GBU& stay safe bro!!
ሓሳብካ የድንቖ ,የ ግን ብጸርፍን /ብዝንጠላን/ ክኽውን የብሉን ርኢቶ ግን ናይ ግድን ,ዩ ኣብ ኩሉ ፍቕሪ ይቐድም።
Nay bahaqi hayal seb eka ajoka qexlo 👍👍👍💪💪💪🙏🙏🙏
Waw dani medebatka kulu gize yeketatelom ye. Betami abertaie dekone hasabat alewuka. Bmiksal bezaiba eti positive side eko buzuhat sebat geliesemo alewu midgam ayedliyon. Natey rieyto gn, abten kulen dekrebkayen videotat abti etgebro nay intro selamtan kitwedie keleka tifanewon, kem akrabi medeb meten selamtaka kemti nubur zegib and kitfano keleka kea for example xbuk timnitat delewom kalat tetkem temerasi koinu yesmani. Eza hji zela gn shiwya nab tiebit wey kea kemza tibla zesenahka aninet gesa keyda.🙏👌
ዳኒ መግቢ ኣእምሮ፡ መግለጺ የብለይን ንብልሕኻን፡ ንመንፍዓትካን ዝኸውን። ኣይትዶንጉየና ጥራሕ። ከማኻ ኢና ስኢንና ጸኒሕና።
good idea dani bro
Nay bihaki Dani jgna ajoka kexlo habibi am proud of you
ብርግጽ ጽረፊ ባህልና ኣይኮነን እንተ ናይ ሕጂ ግን እንቃዕ እቲ እዞም ወነንቲ ትካላት ማስመድያ ዝፍልጥዎ ኣይክኑ በጃኩም ኣሓውት ካብ ጸርፊ ንቆጠብ ኣምላክ ካብዚ ሕማም ኮሮና ይሓልወና
Wwwww Teferyu alekum meneseyatna temesgen fetari
ውላድ ጥበብ ሰሎምን ተበልኩኻስ ይውሕደካ ዶ' ይኸውን? ጥበብካ ይሰስን ወዲ መምህር ነብሲ።
Zednkeka mknyat kem kulu seb bdfret zeykone baflto mkrakayu proud of you keep it up.
ሰላም ዳኒ ንስካ ንዓይ ብዘይ ቀልዐለም እዋናዊ መምህረይ ኢካ እዚ ክብል ከለኩ ንስካ ከምቲ ኣቦታትና ዝብልዎ ካብ ብሱል ጥረ ኣብዚ ግዜካ ከማካ ዝኣመሰሉ መንእሰያት ንምርካብ ኣዝዩ እዩ ከቢድ ንስካ መንግድካ ካብ ብምቅጻል ምንቅስቓስ ኣይትበል ኣምላክ ውን ምሳካ ይኩን ግድ ሓቂ ካኣ ናትካ you tube ዘይኮነ. ክዕጾ ዝግብኦ ናቱ ናይቲ ዝከሰካ ዘሎ እዩ ክዕጾ ዝግባእ
Msaka aleku
ዳኒ ኣታ ኣምበሳ !!!!!! ግና ሐደ ነገር ክነግረካ ድደሊ ቀዳማይ ነገር ከም መንእሰይ ኣበርቲዕካ ብትምህርቲ ክትዓቢ ምኽንያቱ ከምዚ ድሪኤካ ደለኹ በሊሕ እንዲኻ ትምህርቲ ተወሲካሉ ውጺኢቱ ፉሉጥዩ ውጺኢቱ ፡ክላልኣይ ድማ ሓንቲ ኢድ ስለ ደይተጣቕዕ ከማኻ በላሕትን መናእሰያት እንተወዲብካ ኣብ ሓጺር ግዜ ዓቢ ለውጢ ከተምጽኡ ይብል ኣነስ ዳኒኸ እንታይ ትብል።
Dani wala million gzie chanell keyr alena msaka. Btaemi eka belih. Bzuh knxbe ena hji wn. Ab kulu awdiatat kab hdhd zeybelalex multi dimentional aflito twnn mukuanka btaemi eye zednikeka. Proud of you.
መትኒ ናይ ሓንጎል ኢኻ ብሓቂ 4 ሳዓት እንተትዛረብ ከም 4 ደቂቅ ምራእኽወን።ቡልጽ!!!!
እንታይ ዝብል ምስላ እስከ ኣዘኪርካኒ ፡ "ን ሕማቅ ንቐፎ ክጸልኣካ'ዩ ን ለባም ንቐፎ ከመስግነካ ዩ " you know what I like from your show, first of all you brought them with prove and copy right but I don't get it how that useless person sue you by copy right as u said, " it's a shame" but we don't care what he thought just be your self and keep doing it it means a lot to your audience. Secondly your points are incredibly awesome and useful to you beloved people. So you deserve motivation not sue.
Be strong as usual you have us 🙏❤️♥️❤️
✅::
Btaemi des zblu hasabat alewuka nezi welodo zkewun menesey eka
Tay Kemzedleyo Zyfelet Hezbi. Were/ Himeta Nay Neshnesh Tv 200k viws Kumneger Zelewo Ezi Demma 27k viws ATA Hezbi Lebem.
ኣታ ስኻስ እውይ ኣደይ ማዓረይ ክሳብ ሕጂ ነዚ ነገራት እዚ ኣይፈልጦን የ ኔረ ከምቲ ዝበልካዮ ዋውው ጽቡቕ ስራሕ ቀጽሎ ቀጽልዮ እንዳ በልኩ የሽኮንድር ኔረ ሕጂ ግን መደባትካ ክከታተል ካልእ ብዘይ ቀይሕ ብጫ ሂበዮ ብዝኾነ ከምዚ ኢለ ክገልጸካ ኣይክእልንየ ቀጽሎ ጥራይ ሃተፍተፍ ናይ ባዓል ናሆም ኣይተድህበሉ ቡሉጽ ናይ ብሉጻት ወዲ ኤረይ ጅግና🇪🇷🇪🇷🇪🇷👈🇪🇷🇪🇷🇪🇷👈👈👌👌👌👌👌👈👈
yqenyeley wegeney kabaka bizuh ymahar aleku, qexilo"
Beka meglexi sienelka Dani you are my inspiration
Ah kndzi thasbu kelekum bereka sefirkum azom gawenu ymerhuna alewu
😭😭😭😭😭😭
ብጣዕሚ ንፉዕ መግለጺ ሲኢነልካ 💯
What a niece description, really I appreciate you mate. But let me tell you some thing about the people of Eritrea specially at this season. They do not like smart people like you.
GOD blessing & protecting for ever ,Danie !!!
ወዲ መምህር ቐጽሎ ጥራይ ግን ሓደ ነገር ክነግረካ ። ክሳብ ክንደየናይ ናሆም ከሙኡ ክገብር በየናይ ዓቅሚ
ቖርጫጭ ሙኻኑ ኣጸቢቀ ከራጋግጽ እፈቱ ምኽኒኣቱ። ቡዙሕ ግዜ backgraund music ናይ ቡዙሓት ሰባት አገብር የ። ናይ ቆርጫጭ ክገብር እንከሎኹ ኪሲ ኮፒ ራይት ይምጸኒ ፡ ጹቡቆም ደሊና ሃንቀው ክንብል ዘይረቢሕ ምስ ሰርሑ ጻርጻር ክብሉ ገጋ ዩ ።
ኣብ መወዳእታ ዝመሰለካ ሞ ግበር ብዛዕባ ኮፒ ራይት የዳክሙኻ እምበር ንስኻ ከምትዕወት ርግጸኛ የ ቀጽሎ።
ብሓቂ
ኣብዘበነይ ሓደ ተስፋ ዘለዎ ኤርትራዊ ይበርቕ ኣሎ ቀጽሎ ሓቢቢ
ናይ ብሓቂ ንፉዕ
ዳኒ ደንጊኻ ኢለ ሸር ክብለካ ሓሲበ ኔረ
እንቃዕ መጻኻ ብሉጸይ።
ስቅ ዶ ክብል ሎምስ ቐሺ
ክክክክክክክ ናይ በሓቂ ከምዚ ከማይ ተረኪብካ
Sharp
Dani haweyy habrom!!ybel abyet lbona nzrdeo btaemi eka gelixkayo, bravo continues bro!!!
ዳኒ Boy ሓሳባትካ ፡ ቃላትካ ፡ ትንታኔኻ ከም መሎኽያ ከየኾምሳዕካዮ ብዘይ ማይ ሰተት ኢሉ ዝወርደልካ ። So ኮርዒዳ ኢለካ ኣለኹ ።
ናይ ብሐቂ ጽቡቅ ስራሕ ዳንኤል👍👌 ዋውው
መጀመርያ እንቛዕ ብድሓን መጻእካ ዳኒ፡ቀጺለ ሕጂ ውን ነዚ ለዋህ ህዝቢ ኤርትራ,ዩ፡ንሱ ድማ ብዛዕባ ናሆም ገለ ከምዝብሉ ኣይስሕቶን,የ,ማለት፡ኣብዚ ዳንኤል ዘቅርቦ ዘሎ ትሕዝቶ ናይዚኣ ቪድዮ ገና ውሽጣን ደጊኣን ኣዕሙቅ ኣቢልና ከይተረዳኣና፡
.እዚ ወዲ ንናሆም ካብ ዝባኑ ምውራድ ኣብዩ፡
.ውልቃዊ ጽልኢ ኣለዎ
.ቀጻሊ ይጸርፎ
ቀኒኡሉ....ወዘተ ዝብሉ ሓሳባት ኣብ ርእስና ከምዝመጹና/ከምንብሎ
ዳርጋ 65% ርግጸኛ,የ ምበልኩ።ነገር ግን እዚ ኩሉ ከብለና ዝኽእል፡ናይ ኣጽቢብካ ምሕሳብን,ምርዳእን, ባህሪ ዓብሊሉና ስለዘሎ,ዩ,ሞ ሓደራ ንኹሉ ኣማዛዚና ነዚ ዳኒ ሓውና ዝገብሮ ዘሎ ዓቢ ዓቢ ዓቢ ዝኾነ ዕማም ምስጋናን ምትብባዕን ክንገብረሉ ስለ ሓቅን፡ቅንዕናን ክብለኩም ይፈቱ። ዳኒ ኣጆኻ በርትዕ ክብለካ ይደሊ √√√
ቅድሚ ምርዳእናን ምምባሉ ግን ኣቐዲመ
ዳኒ ናይ ባሓቂ ትኽክክ ዘረባ አዩ ጋጋ እንዳ ራኣኽ ከም ቅኑዕ ኣብዚ ኩሉ ኣውዲቅና ዘሎ
ብጣዕሚ ትንሳኤ ናይዚ ህዝቢ ኢኻ
ነዓና ካኣ ሎሚ ምንቋሕ
ንጽባሕ ካኣ ምድማቅ,ዩ።
ኣነ ድማ እዛ ናይ ናሆም ዝብሃል ደራፊ ዝገብርካያ ቪድዮ ንሓደ ፈታውየይ ንዓ ርአ ክብሎ ደልየያ ዝሓለፈ ሰሙን ስኢነያ ከኣ ።ጸገም የብሉን ዳኒ ሓወይ ጅግና ።
ደፋርን ንፉዕን ኢኻ ቀጽሎ ዳኒ
ብጣዕሚ ንፉዕ ዳኒ ወድ መምህር ኣጆካ ቀጽሎ
Nayzi wedi zereba bzey mslchaw leytn mealtn msemaekwo nere.
ARKKA BA GBERENI BEJAKA
ኣታ ዛ ወዲ ፈየያ ኣጆካ ኣብ ልበይ ሰፈርካ፥ እንተ እቲ ናሆም ፊሊፖስ ይሙት ይጸልኣካ ኣለኩ ተማዒደ ኢልካስ ጸርጸር ዋ እሞ አዝንና መጻወቲ ክትገብሮ በጃካ ተሰተር እወ ሓቅካ ክእረሞ አየ ተትብል ማራ ምጸበቀ ተዘይኮይኑ ተከታታሊ ቃንዛ ጌርካ ኣቀናዚካና ሕጂ ከኣ ፍረጋባ ኢልካ ብ እዝንና ክትጻወት ዓገብ መስተ ዓርከይ።
ብኖት እዚ ወዲ ኣብ ኤርትራዊያን ገለ ለውጢ ከምጺእ ዩ።ኣጆኻ እስከ ቀጽሎ ነዓይ ኮ ቀይርካኒ ኣለኻ።
I think this channel is the best channel you know why cause teaching our culture by this young charismatic guy, the ather channels they all running after money
Smart smart smart::
Dani bro nay behaqi busul zereba tezaribka hade seb neqefeta zeyqbel( senfe,moloksiene,betki,ade,hamli.......ywhdo keman so msaka aleku keep going bro.
well done my bro
ኣጆካ ዳንየ ኣብ ጎንካ ኣለና
ናሆም መስተ ደኣ ሰበይቱ ዘይኣከበ ዶ
እንዳማት ቻነል ክእክብ ለዛይ ዝኮነ ሰብ
ህጊ እንዳባ ትጥሕስ ኣለካ
ሓቅኻ ኣለኻ ሕጊ እንዳባ ይጥሕስ ኣሎ ኣሽቡር ጌርካ ምጽራፍ ተቅጽዕ ያ
ኣብ private ናይ ውልቁ ጉዳይ ማንም ሰብ ኣይምልከቶን ኣፍና መትሓዚ ንግበረሉ ተደልዩ ይኣክባ ዋላ ይግደፋ ነዓና ዝምልከተና ነገራት ንፍለጥ ኣብ ኣፍንጫና ዘሎ ንፋጥ ንቐደም ነጽሪ
Rhqetka halu hawey.snetibeb eyu zezarbena Zello.ab hadaru santim aymlketenan
Nskas enkae tigrigna tzareb konka mknyatu neti meliektka xbuk geyre sle dsmeo deleku bzuh keani ymhar aleku kabaka god be with you Bro
ወይ ናሆም ዬሃንስ ጌግኡ ከይቅበልሲ ክኸሰካ ከኣ? ኣይሓፍርን ድዩኸ? ነቀፌታ ሂቦምኒ ኢልካ ምብካይ ናይ ዘይስነጥበባዊ ባህሪ እንድዩ ንስኹም ግን ብቀደምኩም ውን ስነጥበባውያን ኣይኮንኩምን: ካብ ዲክታተር ደኣ ታይ ይፈልየኩም?? ከይትነቅፋኒ ኢልካ ሎ ዘረባ??
ja Nay Behkiy
Dani Smart Boy👍👍 nahom mishti nkfeta mkbal abyu dehan
ክክክክክ ርእስ ርእሱ ሂብካዮ ዳኒ መቕሰን ኣምበሳ፡ ኣጆኻ ልክዕ ልክዖም ሃቦም ዳኣ
ቀጽሎ ብጣዕሚ ጽቡቅ ደሰ ዝብል ትምህርቲ እዩ
ዚያዳ ቀምዘድንቀካ ኣብ ዝሓለፈ ነጊረካ ነይረ ሕጂ ውን ቀጽል ብናህሪ እካዳኣ ትድንጉየና ኣለካኢ ይብለካ ፡ ኖሆም ግን ስዕረት መራር ስለዝኮነት ኢያ ምቅባላ መሪራቶ! ኣይተረደኦን እንበር ሕመቅ ኢዩ ወሲኩ ምክንያቱ ጌጋካ ምእማን ዝዓበየ ብልጫ ኢዩ ነይሩ።
ከም ናይ ናሆም ኩሉ ሰብ ምደረፈ ብልቢ ብዓል ንሱ ደረፍቲ ምስ ኮኑ እንድዮም ዝተበላሸወ ደርፍታት ትግርኛ 🙏thanks ዳኒ ቀጽሎ ኣጆኻ
መርሓባ መርሓባ ዳን ወዲ መምህር ኢንቆዒ ደሓንን መጺኣካ ኣሻቂሊካና ቀንካ ህዚብ ኣብ ጎኖካ ኣሎ ኣጀካ ጊን ኣጆካ ኢኮ ኣየተደሊን ኢካ።