ኣእምሮኻ ኣብ ዝርበሸሉ ግዜ ብቐዳምነት ክትገብሮ ዘለካ ነገር።

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 7 ส.ค. 2017
  • Mesobna: ኣእምሮኻ ኣብ ዝርበሸሉ ግዜ ብቐዳምነት ክትገብሮ ዘለካ ነገር። by Frezghi Tesfom
    ንዘጋጥሙኻ ሽግራት ሃዲእካ ብምርኣይ፣ ንኽትፈትሖም ምሉእ ዓቕምን ክእለትን ኣሎካ። ንመንፈስካ ዝርብሹ ኩነታት ኣብ ዘጋጥመካ፣ ህዳእን ተረጋጋእን። ሽግራት ንኽፍትሑ ግዜ ከም ዘድልዮም ተገንዘብ። ልዕሊ ኩሉ ግን፣ ዝተረበሸ ኣእምሮ ሽግር ንኽፈትሕ ዕቕሚ ከም ዝውሕዶ ዘክር። ስለዚ መጀመርታ ህዳእን ተረጋጋእን።
    Music:
    Cryin In My Beer by Audionautix is licensed under a Creative Commons Attribution license (creativecommons.org/licenses/...)
    Artist: audionautix.com/
    © Copyright: Mesobna ( )Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    ካብ You Tube ኣውሪድካ ኣብ ማሕበራዊ ሜድያ ምዝርጋሕ ኣይፍቀድን።
    Facebook: mesobna.de/?...
    ብዙሕ ቪድዮ ንምክትታል ናይ You Tube ሳብስክራይብ ጠውቑ! / @mesobna
    E-mail: eyeru717@gmail.com
    Thank You!

ความคิดเห็น • 317

  • @Mesobna
    @Mesobna  7 ปีที่แล้ว +30

    ኩቡራት የሕዋት፡ ንትህቡኒ ሃናጺ ርኢቶ እንዳ ኣመስገንኩ። ካልእ ሰብ መታን ክጥቀም ምስ ይዕሩኽትኹም Share ብምባል ኣካፍልዎ። Subscribe ብጥዋቕ ተኸታተልቲ ናይዚ መደብ ክትኮኑ ብኽብሪ ይዕድመኩም።
    የቐንየለይ!

    • @zinarnazrawi4044
      @zinarnazrawi4044 6 ปีที่แล้ว +1

      Mesobna ዓንጋሊት frzgi btami des zbel nanamro megbi zkone nemnfs zheds eu temhrtka kulu gze ab gdnka alana berti ok danke

    • @brhanehadgu6332
      @brhanehadgu6332 6 ปีที่แล้ว +1

      Mesobna ዓንጋሊት

    • @godislove8828
      @godislove8828 6 ปีที่แล้ว +1

      Mesobna ዓንጋሊት , kulu eti mekera zhalefkayo mejemera thaseb!
      Nau enteresikayo gdn ktchneq eka!
      Kalay nab amlak mqrabn mmsgannen!
      Temesgen elka endhr elka Kulu gzie temesgen u zfetrelka (2)
      Btesfa magas( men alewo ezgi alwo)
      Nabnet msana ab sdet 1€ zeyyeblom key kefelu amlak yfelt elom bharn sahran zsegeru aleu. Kabu zkefi chnqet yelwn, sdra tedewelu temels zbl qal awxiom telephone taxo! Entay ysmaka. Wala ymt enber aymlesn yblu. Bwegenka entay mstesemaka?
      3) kab natka zsemakwa nay eti sebay balina ( hangolka kem zgeberkayo)
      Yeqenyelna memehr!
      Melska kxbe eya!

    • @godislove8828
      @godislove8828 5 ปีที่แล้ว

      @@Mesobna , viel Erfolg. Mach's gut.
      Vielen vielen Dank für ihre Mühe 🤗! Das ist total interessant. Ich gucke seit 2 Jahre Ihr Channel.
      LG.

    • @Mesobna
      @Mesobna  5 ปีที่แล้ว

      @እታ ፈቃር ሄዋን eyeru717@gmail.com በዚ ርኸበኒ።

  • @meronhabte176
    @meronhabte176 7 ปีที่แล้ว +70

    ኣብ ትጭነቀሉ ጸሎት ክጽሊ ኣለካ ጸሎት መፍትሒ ኩሉ ኢዩ። ተጨኒቁ ከ ኣብልዕሊ ቁመት እመት ዝውስክ ኣሎ ዲዩ ነይ የለን። ነብሪ ካብ ክዳን ትበልጽ ኢያ እሞ ብትክደንዎ ይኩን ብትበልዕዮ ኣይትጨንቁ ዝበለ ጎይታ ኣሎ ዝተሓጎሰ እንተሎ ይዘምር ዝሓዘነ እንተሎ ከኣ ይጸሊ ኢሉ ጎይታ ስለዚ ጸሎት መፍትሒ ናይ ሽግርን ጭንቐትን ኢዩ። ተባረክ ሓወይ ከኣ

  • @mussiegoytom8099
    @mussiegoytom8099 7 ปีที่แล้ว +33

    ዮሃንስ 14 (John)
    27፤ ሰላም እሐድገልኩም፡ ሰላመይውን እህበኩም አሎኹ። እቲ ኣነ ዝህበኩም ዘሎኹስ፡ ከምቲ ዓለም እትህቦ ኣይኰነን። ልብኹም ኣይሸበርን ኣይሰምብድን።
    Selam wey erefti kab amlak eyu kalie kab welhade ayrkebin eyu zahawey mexhaf kudus membab hiwet alewo, bruder

  • @eriboys1075
    @eriboys1075 7 ปีที่แล้ว +144

    ደቂ ሰባት ብዝተፋላለየ ምኽንያት ክንጭነቅ ንኽእል።
    1.ኣብ ሂወትና ብዘለና ዕጉባት ምስ ዘይንከውን
    2.ንደልዮ ምስ ዘይንረክብ
    3.ዘጸግመና ነገር ምስ ንረክብ
    4.ፍቅሪ ምስ ነፍቅር
    5.ምስ ሰባት ክንጋራጮ ከለና
    ወዘተ ዝኣምሰሉ።
    መግለጺ
    1.ኣብ ሂወትና ብዘለና ዕጉባት ምስ ዘይንከውን ክንጭነቅ ንኽእል። ደቂ ሰባት ብስሚዒት ኢና ንነብር ሓደ ሰብ ወርቂ ከልዎ ክንሱ ከም እምኒ ዝቆጽሮ እንተኮይኑ ክድርብዮ ይኽእል። ኣብ ሂወት ንዘለካ ነገር ብስሚዒት ጠምቶ ማለት ንእሽተይ ነገር ከም ዓይቢ፣ ንውሑድ ከም ቡዙሕ። ፈውሲ ናይዛ ጭንቀት ተመስገን እዩ ፈውሳ።
    2. ንደልዮ ምስ ዘይንረክብ። ኣብ ሂወትና ንደልዮ ምስ ዘይንረክብ ንሓርቅን ንጭነቅን፣ ኣብዚ ክንገብሮ ዝግብኣና እንተሃልዩ ኣብ ዓለም ዘሎ ዝኮነ ከጋንፈና ናይግድን እዩ ከምቲ ምርካብ ዘሎ ምስኣን ከምዘሎ ክንፈልጥ ኣሎና። ትደልዮ ኣብ ዘይትረኽበሉ እዋን ንሂወትካ ከምዚ እንዳበልካ ኣእምና፣ ሂወት ምልእቲ ኣይኮነትን ኩሉ ትደልዮ ኣይርከብን እዩ ግን ሎሚ እንተዘይረከብክዎ ጽባሕ ክረኽቦ ተስፋ ይገብር ኢልካ ነብስካ ኣጻናንዕ።
    3. ዘጸግመና ነገር ምስ ንረክብ። ኣብ ሂወት ናይ ግድን እዩ ዘይትኽእሎ ዘጸግመካ ነገር ክትረክብ። ስለዚ ክሳብ ቲ ትኽእሎ ጸገምካ ንኽትፈትሖ ኣበርቲዕኻ ጽዓር፣ ፈጺምካ ምስ ዘይትኽእሎ ንግዚኡ ጊደፎ ዘይፍታሕ ጸገም ስለዘየለ ቀስ ኢሉ ክፍታሕ እዩ ብዝኾነ መንገዲ።
    4.ፍቅሪ ምስ ነፍቅር። ኩሉ ሰብ ሓቄኛ ፍቅሪ ክፍቅር ከሎ ቡዙሕ ይሓስብን ይጭነቅን። እንዳተጨነቀ ከሎ በይኑ ጥራይ ዝጭነቅ ምሽ ይመስሎ መሊሱ ይጭነቅ። ፍቅሪ ኣብ ተፍቅረሉ አዋን በቲ ቁኑዕ መንገዲ ነታ ዘፍቀርካያ ሕተታ፣ ግን ሓደ ነገር ኣሎ ክትዝክሮ ዝግብኣካ እታ ዝሓተትካያ ጋል ወይ ሓራይ ወይ ነኖ ክትብለኒ እያ ኢልካ ኣቀዲምካ ነብስካ ኣእምን። ሓራይ ጥራይ ትጽበ እንተኮንካ ነኖ መልሲ ምስ ረከብካ መልሲስካ ኣደዳ ጭንቀት ከይትከውን።
    5. ምስ ሰባት ክንጋራጮ ከለና። ኣብ ሂወት ንቡር እዩ ምስ ሰባት ክትጋራጮ፣ ኣብ ትጋራጨወሉ እዋን ከብቲ ቦታ ብቁልጡፍ ትኣለ። ዝሕል ምስ በልካ ተመልሲካ በዲልካ እንተነይርካ ተቃዳዲምካ ይቅረ ሕተት። ተበዲልካ እንተኮንካ ክኣ ይቅረ በለለይ ንዝበለካ ቀልጢፍካ ይቅረ ይኩንካ በሎ። ስለምንታይ ኣምላኽ በደልኩም ክሕደገልኩም እንተደሊኩም በደሎም ሕደጉሎም ስለዝብል።
    ዝኮነ ሪኢቶ ምስ ዝህልወኩም ርኢተኩም ሂብኩም ኣሩሙኒ። ተወሳኪ ዝብሎ እንተ ሃልዮ ኣነ ብዓቁመይ ሓጸርቲ ዛንታት ጺሒፈ ኣብ TH-cam ስለ ዝእቱ Filli wedi blala ilkum SUBSCRIBE ግበሮ.
    ፍረዝጊ ሓውና ክኣ ኣጆካ ቀጽሎ ንስካ ከም መምህር ኮንካ ንሕና ከምተማሃረካ ክንከይድ እየ ዝደሊ.🤝🤝

    • @Mesobna
      @Mesobna  7 ปีที่แล้ว +3

      Filli Wedi Blala Thank You!

    • @eriboys1075
      @eriboys1075 7 ปีที่แล้ว +2

      Mesobna ዓንጋሊት You're welcome.

    • @eriboys1075
      @eriboys1075 7 ปีที่แล้ว +6

      Minase Merach ኣብ ዓለም ምባርካ ዘይተረፈካ ትደልዮ ነገር ክትረክብ ተስፋ እንዳገበርካ ብትዕግስቲ ተጸበ፣ ትግስቲ መራር እያ ፍርኣ ግን ሙቁር እዩ። ነቲ ወሳንን ጠቃምን ዝኾነ ነገር ኣብ ሂወትካ ጊዜ ክትውፌሉ ኣለካ። ግን ኑኹሉ ነገር መምስ ኣንጻሩ ርኢኻ ሓዲኡ ከምዘጎንፈካ ክትፈልጥ ኣለካ። ቡዙሕ ኣይትጨነቅ ዘይጭነቅ ሰብ የለን ግን ተራጋግኣ ንኣምላካ ለምን ክትዕወት ኢኻ። ይቅረታ ኣይትሓዘለይ ንሳ እያ ዓቅመይ ኮይና ካልእ ከየማኽረካ።

    • @gwnmelat9966
      @gwnmelat9966 7 ปีที่แล้ว +1

      Filli Wedi Blala betami xbuq sle eti zehabkana temrhti nemsgneka God blees you bro

    • @eriboys1075
      @eriboys1075 7 ปีที่แล้ว +1

      Thanks melat

  • @danielsbhatu8504
    @danielsbhatu8504 7 ปีที่แล้ว +9

    ብጠዓሚ ጽቡቕ ትምህርቲ ኣነ ከኣ ምበልኩ መጽሓፍ ቅዱስ ምንባብ

  • @awetselemun5238
    @awetselemun5238 5 ปีที่แล้ว +1

    ጽብቅ ምክሪ እዩ ክብረት ይሃበልና ፈጣሪ ሓወይ ናተይ ካብ ምጭናቅ ኣምላክ ይሰውረና ኣሜን

  • @oneeyetomyselfoneeyetomyco7617
    @oneeyetomyselfoneeyetomyco7617 7 ปีที่แล้ว +9

    ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ዩ ፡ ደቂ ሰባት ብተፎጥሮና ንነብስና ዝሕጉስ እምበር ዘጨንቅ ኣይንፈቱን ኢና ግን ሃጎስን ሽግርን ከም ዘሎ ፈሊጥና ኩሉ ከከም ኣመጻጹኡ ኪንፈትሖ ኣለና ንሓደ ሽግር ብሰለስተ ሸንኽ እንተ ትዓጽወ ብሽድሽተ መፋትሕ ከም ዝኽፈት ክንኣምን ኣለና ፡ ብዝያዳ ኪንጥንቀቀሉ ዘለና ነገር ድማ ሰባት ክጭነቁ ከለዉ ከም መስተ ፡ሽጋራ ወዘተ ዝተፈላለየ ወልፍታት ይጥቀሙ እዚ ግን ከድሕነካ ዘይኮነ ከግድደካ ዩ ስለዚ ኣብ ንጭነቀለ ግዜ እንተ ተኻኢሉ ሚስ ንፈትዎም ሰባት ተራኺብካ ሚጽዋት ምዝታይ ወዘተ ክንጥቀም ኣለና። so Thank you so much my borther

  • @gebremariam7918
    @gebremariam7918 7 ปีที่แล้ว +5

    ዓወት ሓወይ ብጣዕሚ እየ ዘመስግነካ፡ ሓንትስ ክውስኸልካ ናብ ኣምላኽካ ናብቲ ፈታሒ ኩሉ ዝኾነ ጎይታ ብጸሎት ምቅራብ ዝዓበየ ፍታሕ ዩ።

  • @habtomhaile6890
    @habtomhaile6890 7 ปีที่แล้ว +13

    መወዳእትኡ ዘይፈለጥናዮ ስደት ጀሚርናዮ ኣለና ። ጭንቀትና ጠባይናን ድማ ከም weither እንዳ ተቀያየረ ኣሸጊርና ኣኽእሎ የሃበና ፈጣሪ።thanks bro

  • @mygodisthelightofmylife2518
    @mygodisthelightofmylife2518 6 ปีที่แล้ว +12

    ሓንጎልና ንከይጭነቅ ንገብሮ ሜላታት ቡዙሕ ነገራት ኣሎ ቀዳምነት ኣብ ሓንጎልና ነገቲፍ ዝኮነ ሓሳባት ሒዝካ ክንጎዓዝ የብልናን ንነብስካ ብዙሕ ጠለማት ክተብዝሓላ የብልካን እንቲ ምንታይስ ነቲ ኩሉ ዝጠለብካዮ ጠለባት እንተዳኣ ዘይረኪብካዮ ኣብ ጭንቀትን ሕማምን ክሽመካ ስለ ዝክእል ብዝኮነ ፍረዝጊ ሓወይ መድብካ ምራ እየ ዝፈትዋ ቀጽሎ ጥራይ እየ ክብለካ ዝክእል✔

  • @gtsmgtsmmikialemey7810
    @gtsmgtsmmikialemey7810 7 ปีที่แล้ว +121

    ተወሳኪ ንእሽተይ ርእይቶ ኣብ ንጭነቀሉ እዋን ደርፊ ክንሰምዕ የብልናን ተኪኢልና መዝሙር ወይ ቃል ኣምላክ ምንባብ ከነዘውትር ኣለና

  • @dahlakteklay3997
    @dahlakteklay3997 7 ปีที่แล้ว +4

    ዓቢ መልእኽቲ እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @simonseltene928
    @simonseltene928 6 ปีที่แล้ว +3

    ዋውውውው እብዚ ነሀለ ኣገዳስን ጠቓምን ዝኾነ ትምህርቲ 100% ኣጆኻ ቀጽሎ ዝሓወይ።

  • @zeritadhanom6027
    @zeritadhanom6027 6 ปีที่แล้ว +3

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ተሳትፎካ ቀጽሎ!!!

  • @Godislife903
    @Godislife903 5 ปีที่แล้ว +1

    ዝነኣድ ምኽሪ'ዩ ዝግ ምባል ኣገዳሲ'ዩ ኣዳላዊ ናይዚ መደብ ከኣ ኣጆኻ ከጽሎ ብራቮቮቮቮቮ

  • @habtomtekele2334
    @habtomtekele2334 6 ปีที่แล้ว +2

    ሂወት ብርሃንን ጸላምን ትመስል ።ጸላም ኢንተዘይ ሂሉ ብርሃን መን ከስተማቅሮ። ስለዝ ፡ ኩቡር ጻሓፍ ኣዝየ የድንቕካ ቅጽሎ

  • @fhyfvhfdfcgjtdchjfd2680
    @fhyfvhfdfcgjtdchjfd2680 6 ปีที่แล้ว +3

    ብጣዕሚ.ነመስግነካ.ኩብር.ሓወይ.እዛትምህርትካ.ተስፋ.ረኪበላ

  • @LOVE-yw3tv
    @LOVE-yw3tv 7 ปีที่แล้ว +7

    መርሓባ ፍረ ዓርከይ ናይ ብሓቂ ኣነ እኳ ብዙሕ ተማሂረ እዛ ናየዴታትና ዝበልካያ ብሓቂ ሳሕቲ ግዜ የጋጥመና እዩ ፡ ስለዚ ኣእምሮና ከይቐሰነ ወላሓደ ፍታሕ ኣብ ንደልየሉ ፍታሕ ኣይንረክብን ኢና። ብዝኾነ ብዙሕ ኢና ንጽበ ካባኻ ቀጽሎ ። ያላ ንሕና ከኣ ነተባብዓዮ አቲ ላይክ ሼር ኮመንቲ ኸኣ ይምህር'ዩ ዝበልናዮ ብዓቢኡ ከኣ ሳብስክራፕ ንግበረሉ የሕዋት ።👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍💯💯💯

  • @tsegatdf6961
    @tsegatdf6961 3 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ መሃሪ ትምህርቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ❤❤❤❤

  • @mgbneshgebrabzgi1276
    @mgbneshgebrabzgi1276 7 ปีที่แล้ว +8

    ናይ ብሓቂ ክብረት ይሃበልና ሓወይ.....ኣምላክ በብዘለናዮ ሰላሙ የብዛሕልና

  • @Habu98
    @Habu98 7 ปีที่แล้ว +9

    ብጣዕሚ ኣደኒቀካ ኣጀኻ ዝሓወይ ሰብ europa ምስ ኣተና ኢና ንጣላቀ ዘለና ።

  • @HenosVijay1
    @HenosVijay1 6 ปีที่แล้ว +2

    slekulu mkrtatkan hagezkan amlak tbebn lbonan ybzhelka kbur hewna Frezghi.......Ketslo

  • @dejenrueson8938
    @dejenrueson8938 6 ปีที่แล้ว +1

    ክቡር ሓውና ብጣዕሚ ምሃሪ ዝኾነ ኣስተምህሮ ኢኻ ለጊስካልና ከይመስገንኩኻ ክሓልፍ ኣይደልን ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ማዕዳኻን ምኽርኻን ኣይፈለየና ኣብዚ ግዜ መብዛሕትና ደቂ ሰባት ግዳያት ናይዚ ናይ ስነኣእምሮ ጸገም ኰና ማለና ብፍላይ ከኣ ኣብ መንእሰያ ኣብ ስደት ንርከብ ሰባት ኣነ ግን ሓንቲ ርእይቶ ኣላትኒ ንሳ ኸኣ ከምዚ ዓይነት ኣስተምህሮ ክንሰምዕ ከለና ወይ ከኣ ናይ መንፈሳዊ ስብከት ሰሚዕና ወይ መጽሓፍ ኣንቢብና ንግዚኡ ንሕጎስ ተስፋ ንገብር እንተ ኾነ ግን ብድሕሪኡ ኣብ ዘጋጥሙና ሽግራት ነቲ ዝተዋህበና ማዕዳን ምኽርን ዝስማዕናዮ መንፈሳዊ ስብከት ረሲዕና ናብቲ ናይ ቀደና ጭንቀትን ናብ ዘየድሊ ወልፍታት ሽጋራን መስተን ናይ ድኹማት ተግባር ንወድቕ እንታይ እዩ እቲ ጸገም ንምንታይ ነቲ መንፈስና ዘረጋግእ ዝተውሃብናዮ ምኽርታት ንርስዕ እንታይ እዩ እቲ ጸገም ካብ ተመክሮኻ ከተካፍለና ብትሕትና ይሓትት thank you

  • @hritghebreslasie2934
    @hritghebreslasie2934 7 ปีที่แล้ว +4

    ብጣዕሚ መሃሪ ትምህርቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ keep up it.

    • @Mesobna
      @Mesobna  7 ปีที่แล้ว

      Hrit Ghebreslasie Amen! Thank you!

  • @user-fd2me8im7b
    @user-fd2me8im7b 6 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ብሓቂ ተስፎም ሓዉና ንክመስሎ መስልካ ንጎሮ ድስስስስስሳ ትምርቲ

  • @freweyneluwam3132
    @freweyneluwam3132 7 ปีที่แล้ว +2

    ነመስግነካ። ሐወይ ማሀሪት እያ

  • @ngusalem9885
    @ngusalem9885 7 ปีที่แล้ว +14

    ኣዝዩ ደስ ዘብል መግቢ ኣእምሮ ፡ኩሉ ግዜ ከምዚ የድልየና ኣሎ ቀጽሎ ሓወይ መዓረይ ።thank,s more ኣቱም እንሰምዕ ዘለና ውን ሰሚዕና ተግበርቲ ይግበረና ፨ሓወይ ናተይ ሕልናዊ ምኽርኻ ብልቢ እናመስገንና ኢና፡ካብዞም ቀንጠመንጢ ሒዞም youtube ኣጽሚሞምና ዘለው'ስ ከምዚ ናትካ እንተዝበዝሑ ክንደይ ሰናይ ምበዝሓ እዛ ዓለም ።so keep it up

  • @aminegezae6194
    @aminegezae6194 7 ปีที่แล้ว +6

    ጽቡቅ ምክሪ ዩ ብሩክ ካልእ ከኣ ሂወት ብሰልፊ ዝተከበበት ምኳና ምሕሳብ ነቲ ሰልፊ ብ ዓወት ክትሰግሮ ግን ካበይ ከም ዝመጻእካ ምሕሳብ ማለት በቃ ዝበልካሎም ኣምላክ ከም ዝሓገዘካን ዘሳገረካን ምዝካርን ንሂወትካ ዝከታተል ሓላዊ( ኣቦ )ከም ዘሎካ ምህሳብን ንሱ ከኣ ኣብ እድ ፈጣሪ ከም ዘሎካ ምሕሳብ ህድእ ክትብል ይገብረካ ዩ ፡ብዛዕባ ኣምላክ ክትሓስብ ከሎካ እቶም ጎቦ መሲሎም ምሕላፍ ዝከልኡካ ደቀቅቲ መሲሎም ክረኣዩካ ዮም ፡ ንኩሉ ጊዜ ከም ዘለዎ ምሕሳብ ጉዳይካ ንፈጣሪ ሂብካ ዓለም ትብሎ ኩነታት ዝብሎ ዘይኮነስ ፈጣሪ ዝበሎ ዩ ዝከውን እልካ ምህዳእ ነገራት ክልወጡ ክትረእ ዩ ዝገብረካ ልዕሊ ኩሉ ከኣ ን ኣእምሮ ሰላም ዝህብ ክርስቶስ የሱስ ምኳኑ ምሕሳብን ጎይታ ተረብሸ ኣለኩ ሰላምካ ሃበኒ እልካ ኣብ እግሩ ወዲቕካ ምጽላይን ዩ እቲ ካብ ጭንከት እነምልጥሉ መንገዲ

  • @kanditey6291
    @kanditey6291 6 ปีที่แล้ว +1

    Tanks ዓቢ ትምህርቲ ኢዩ

  • @halaltsilal2652
    @halaltsilal2652 4 ปีที่แล้ว +1

    ኩሉ ከብዱና ህወት

    • @Mesobna
      @Mesobna  4 ปีที่แล้ว +1

      ኣጆካ ሓወይ ኩሉ ሰናይ ክኸውን እዩ!

  • @user-zi2fx4yg5x
    @user-zi2fx4yg5x 7 ปีที่แล้ว +3

    ዋዉዉ ደሰ ብሃል እዩ ቀፅለሉ ዝሓወይ

  • @filmongebremedhin1517
    @filmongebremedhin1517 7 ปีที่แล้ว +3

    Btami des zebl kexlo hawey natey 👌

  • @rutaaraya5666
    @rutaaraya5666 6 ปีที่แล้ว +1

    የቐኔልና

  • @senaitgetachew189
    @senaitgetachew189 6 ปีที่แล้ว +3

    ብጎይታ ኩሉ ግዜ ተሐጎሱ

  • @khaldsulemanabdallahkhalud5400
    @khaldsulemanabdallahkhalud5400 7 ปีที่แล้ว +3

    ናይ ብሓቒ ንፉዕ ቐጽሎ ሓቢቢ!

  • @kalMHe
    @kalMHe 6 ปีที่แล้ว +3

    Amlak ybarikka!

  • @user-em7lt1qg1c
    @user-em7lt1qg1c 7 ปีที่แล้ว +6

    Thank bro!ከምቲ ኣቦና ስሎምን ዝበሎ ኣብትሕቲ ጸሓይ ሓዱሽ ነገር የለን?እዚ ሎም ዘጨንቀና ሓዱሽ ነገር ኣይኮነን እቶምቅድሜና ዝነበሩውን የጋጥሞም ኽምዝነበረ እንድሕር ፈሊጥና ብከመይ ከምዝሰገርዎዉን ክንፈልጥ ንክእል ኢና፡ስለዚ ንዝመጸ ንምፍታሕውን ኣይክንሽገርን ኢና ማለትዩ፡ብዝያዳግን/ መጽሓፍ ቅዱስ ምንባበ ኣቢታራ ኣለዎ ኣብዚ!!

  • @adeyzyaday7653
    @adeyzyaday7653 7 ปีที่แล้ว +3

    Nay bhaki xbukmkrti u frezgi hawena yenyelna

  • @Sulinaist
    @Sulinaist 5 ปีที่แล้ว +2

    Thanks Frezghi Hawina aytfelena ❤️❤️❤️

  • @meriwedierimeriwedieri5097
    @meriwedierimeriwedieri5097 6 ปีที่แล้ว +4

    Thanks bro des enabelena

  • @EMW450
    @EMW450 7 ปีที่แล้ว +3

    Tnxxxxx hawey natey kem twesakit kea ab tchneqelu zhul may tehaxeb 😍

  • @teamemerhawi3876
    @teamemerhawi3876 7 ปีที่แล้ว +3

    Zdneq srah frezgi ajoka qexlo.thanks

  • @funnytvafricana4156
    @funnytvafricana4156 7 ปีที่แล้ว +3

    Thanks frezgi hawna

  • @onedayentertainment2470
    @onedayentertainment2470 7 ปีที่แล้ว +3

    Abayn ewanawitn topic.Thanks

  • @slamaslama1847
    @slamaslama1847 6 ปีที่แล้ว +1

    nay behaki
    abye memhr Thank you
    selam nay yacob adnakit

  • @asmeromtekle2764
    @asmeromtekle2764 5 ปีที่แล้ว +1

    ድሌትኩም ዘበለስ ብጾሎትን ልመናን ምስናይ ምስጋና ኣብ ኣምላክ ይፈለጥ እምበር ብገለ እካ ኣይትጨነቁ ። ፊሊ 4 ፣ 4

  • @user-vh3mm3hu7x
    @user-vh3mm3hu7x 7 ปีที่แล้ว +7

    በርቲዕካ ዓወት ዓርከይ አጆኻ በርትዕ አይትሕመቕ ቀጽሎ :: big Respect and love ❤️

    • @Mesobna
      @Mesobna  7 ปีที่แล้ว +5

      ከመይ ኣሎ ናብራ Thank You!

  • @kalMHe
    @kalMHe 6 ปีที่แล้ว +3

    Shiro,timtimo,hamli,kawlo, Blae n werhi. Shiu asmara zeleka mis sidraka koyinu kisimeaka kijimir eyu. Shiu chinket keyterediaka kitefialka eyu nzelalem ! Amlak mis kulina ykun yehwatey. Lomin tsibahin hade aykonan .tium Gzie niblo kimetsie eyu akli gerna ntsebeyo ❤❤❤

  • @user-kz7sf1hz6c
    @user-kz7sf1hz6c 6 ปีที่แล้ว +2

    Nay bahaki hawey natey Abi tmhrti ajoka kexlo god bless you

  • @finang4777
    @finang4777 7 ปีที่แล้ว +7

    Kemaka Ybzhulna Abi Seb, Abe Kulu Etgebro Negrat Zymehewak Nab Awt u Zbxhaka Beneashtun Haleften negerat Nbseka Zeymehesay.

  • @danyahoo2584
    @danyahoo2584 6 ปีที่แล้ว +1

    Wawww mara eyu medebka zimsiteni you so genius ! bro you will continue !

  • @isakmicheal3422
    @isakmicheal3422 5 ปีที่แล้ว +1

    Nay behaki habibi 🇪🇷🥰🥰🥰🥰🥰

  • @kenerakebina3910
    @kenerakebina3910 7 ปีที่แล้ว +3

    Waww Nice mara meharit eya tack qetselo aytetfeana👊👍👍👍👍

  • @efremamanuel8594
    @efremamanuel8594 6 ปีที่แล้ว +6

    1፣ጾሎት ክንጽሊ ኣለና ምክንያቱ ጾሎት መፍቲሒ ኩሉ ስለ ዝኮንት።
    2፥ ናብ ጽቡቅ ኣረዳዳ ዘሎዎም / ሓይሊ ዝህቡካ / ትርጉም ሂውት ዝፈልጡ ጉድኣቱን ጥቅሙን ዝፈልጡ ኣማክርቲ ክንከይድ ይግባ።

    • @efremamanuel8594
      @efremamanuel8594 6 ปีที่แล้ว +2

      2፥ ጽቡቃት መጽሓፍቲ ምንባብ

  • @deviii1070
    @deviii1070 7 ปีที่แล้ว +5

    wawwww nay bhaki xubuk tmhrti eyu nic bro kexlo.

  • @amanmeh5956
    @amanmeh5956 7 ปีที่แล้ว +4

    Thanks a lot brother, thats wonderful and i'd like to appreciate you for your advice and the two examples you gave us too, thats timely and i guess a lot of people are experiencing with that kind of problems. Just Leave it alone for a moment and time will solve it. Thank you and God Bless you and i hope we all got it.

  • @baryablackdiamond9907
    @baryablackdiamond9907 6 ปีที่แล้ว +1

    nay bahaki tkkl aleka frezgi Thanks mor

  • @selameritrea8143
    @selameritrea8143 6 ปีที่แล้ว +1

    I love you so much Bro you are the best way

  • @wedigash8914
    @wedigash8914 6 ปีที่แล้ว +1

    yeknyelna zkeberka hawna

  • @mengsteabgoitom3470
    @mengsteabgoitom3470 7 ปีที่แล้ว +1

    I really admire you Mr Tesfom
    thanks for inspiring and encouraging with the special thoughts
    keep it up

  • @user-cw4du8ow2z
    @user-cw4du8ow2z 7 ปีที่แล้ว +3

    በጣዕሚ ነመስግን ሓውነ

  • @jeremiah5707
    @jeremiah5707 3 ปีที่แล้ว +1

    Wowwwwwww so fabulous and amazing inspirational God bless you bro keep it up 😍😍😍😍😍❤️❤️

  • @milibrhane9834
    @milibrhane9834 7 ปีที่แล้ว +4

    thank u br eidmen tienan yhabika Bertie Ane ab zihashe źibihal adi eiye zeleku gin kem hadish Seb kelitifka settled sile zeykewin ychenek aleku eimo abey mikiri legskaley thank & GBU br

  • @user-ik9cz3dg8e
    @user-ik9cz3dg8e 7 ปีที่แล้ว +3

    Tanks bro great adivce

  • @gergisbrahne3587
    @gergisbrahne3587 5 ปีที่แล้ว +1

    ሓቂ ብሓቂ

  • @filmonkibrom6711
    @filmonkibrom6711 5 ปีที่แล้ว +1

    Thx zahawey ajoka bertae

  • @abaditesfa9127
    @abaditesfa9127 7 ปีที่แล้ว +30

    xelot migbar
    mezmur mismae
    ጎይታይ ኣለካ ባእልካ ኢልካ ምሕሳብ

  • @tesfahiwettsegay657
    @tesfahiwettsegay657 7 ปีที่แล้ว +6

    ya u are Right

  • @besratshker437
    @besratshker437 6 ปีที่แล้ว +1

    Beraemi xebku zehawey.

  • @tigstigoitom2389
    @tigstigoitom2389 6 ปีที่แล้ว +1

    Tanks sle eti abi tmhrtika

  • @zerisenayandemichael5751
    @zerisenayandemichael5751 6 ปีที่แล้ว +1

    Tack

  • @tsegaytesma6030
    @tsegaytesma6030 7 ปีที่แล้ว +5

    Thanks. For advice bro

  • @medhaniehadgu8775
    @medhaniehadgu8775 7 ปีที่แล้ว +2

    Nay behaki xbuk hawey Danke

  • @nzemenawi8454
    @nzemenawi8454 6 ปีที่แล้ว +1

    yekenelna hawey

  • @filimesfen3863
    @filimesfen3863 6 ปีที่แล้ว +3

    Thankyou hawey

  • @user-if3yg4bm5k
    @user-if3yg4bm5k 6 ปีที่แล้ว +1

    ዋውውው ናይ ብሓቒ መሃሪ ፡ so thank you so matchp

  • @kemzefkedkayoykunkemzefked6014
    @kemzefkedkayoykunkemzefked6014 7 ปีที่แล้ว +4

    Thanks more bor xubuk mkri eyu koxlo

  • @eliastesfatsion1959
    @eliastesfatsion1959 6 ปีที่แล้ว +1

    Xbuk srah u wegeny gle aynet kixlo

  • @user-yl5ns6ll9f
    @user-yl5ns6ll9f 7 ปีที่แล้ว +2

    Thanks more ሓውና

  • @hermiih3082
    @hermiih3082 7 ปีที่แล้ว +3

    Waww nay bhaki abi seb abay mkri hibkana

  • @kidanegebrezgiabiher647
    @kidanegebrezgiabiher647 7 ปีที่แล้ว +4

    Thank you so much bro

  • @angosomtadesse3986
    @angosomtadesse3986 6 ปีที่แล้ว +2

    Thanks a lot for ur vital advise

  • @daniwediqeshidaniwediqeshi4131
    @daniwediqeshidaniwediqeshi4131 5 ปีที่แล้ว +1

    hawey Thanks des zbil azararban des zbil mekrin so Thanksss

  • @freweyneluwam3132
    @freweyneluwam3132 7 ปีที่แล้ว +3

    አብ ዝርበሸሉ ግዜ መጽሐፍ እየ ዘንብብ

  • @waebgayim4171
    @waebgayim4171 6 ปีที่แล้ว +1

    Thx hawey natey

  • @shewittekle1556
    @shewittekle1556 3 ปีที่แล้ว +1

    Thanks hawey 🙏

  • @michealwelderufael6165
    @michealwelderufael6165 6 ปีที่แล้ว +3

    Constractive idea keep it .Brilant guy

  • @yakobgerzgher1453
    @yakobgerzgher1453 6 ปีที่แล้ว +1

    Asli Asli Asli Nay bhaqi gobeze adnqeka alku qexlo kelu meral nabna gedofo eka sebeyyy

  • @mussietesfasilase8429
    @mussietesfasilase8429 7 ปีที่แล้ว +3

    Thanks brother

  • @edenwerede1192
    @edenwerede1192 7 ปีที่แล้ว +3

    Thanks my bro keep it up i like your advise

  • @canadalatin3769
    @canadalatin3769 7 ปีที่แล้ว +7

    btami xubuq mkri eyu frezgi qexlo keep it up bro!

  • @tsegawittekle6449
    @tsegawittekle6449 6 ปีที่แล้ว +1

    Thank You so mach bro

  • @efremhabetmaraim1718
    @efremhabetmaraim1718 5 ปีที่แล้ว +1

    Thanks fri hawey

  • @efarrobishkortebeatyderfii5527
    @efarrobishkortebeatyderfii5527 7 ปีที่แล้ว +2

    Naybhaki xabuk hasab abi seb

  • @filmonhabtu8945
    @filmonhabtu8945 7 ปีที่แล้ว +2

    Nice bro keep it up and contune

  • @wedigash7409
    @wedigash7409 7 ปีที่แล้ว +4

    Thanks

  • @filmondawitalazar7690
    @filmondawitalazar7690 7 ปีที่แล้ว +2

    Naybehaki zarkey mearey ajoka 👍👍👍

  • @debesayhiyabu3673
    @debesayhiyabu3673 6 ปีที่แล้ว +2

    Slety xbuk mkrka kbret yhabelna wedyzom abeity so nice jobb

  • @lazaeri7278
    @lazaeri7278 7 ปีที่แล้ว +2

    Thanks Gbu

  • @ARAR-nh6db
    @ARAR-nh6db 7 ปีที่แล้ว +3

    Sehr gut so weiter mein Bruder vielmals Danke