ማዕርነት ኣመኻኒኻ ዝግበር ተጽዕኖ ኣብ ልዕሊ ደቂ ተባዕትዎ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ส.ค. 2024

ความคิดเห็น • 381

  • @hiyabmeles5201
    @hiyabmeles5201 7 ปีที่แล้ว +7

    ብታዕሚ ሰናይ ቃል እዩ ፍናን ሓውናን መምህርና ኣምላክጸጓኡ የብዘሓልካ ብፍላይ ኣብዚ ናይ ኣካዳድና ድማ ከማ ገርካ እንተሚሂርካና ብጣዕሚ ጽቡቅ እዩ ቡሩካት ይህዋተይ ካኣ ኣግዚኣቢሄር ኣምላክ ባዕሉ ኣይኮነን መጺኡይ ዝምህረካ ኣንታይ ደኣ ሰብ እዩ ዝሰደልካ ኣጆካ ፍናንሓወይ ኣምላክ ጸጋኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዘሓልካ ተባረክ

    • @tekasegen
      @tekasegen 6 ปีที่แล้ว

      hiyab Meles i agree with your idea thanks keep it.

  • @user-uw7gj6yz8i
    @user-uw7gj6yz8i 7 ปีที่แล้ว +36

    ኣንታ ከንደይ ሓቂ ትፈቱ ሰብ ኢካ እዝሃኣቢሄር ይባርኽካ thank you my level brother

    • @alganeshgoitom9405
      @alganeshgoitom9405 6 ปีที่แล้ว +4

      ፍቅሪ ምስ ፈጣሪ ዓቢ ጸጋ 'ዩ Yes Amlak jhagzena selam jhbena och amen.

    • @tomastesfahiwot1567
      @tomastesfahiwot1567 4 ปีที่แล้ว +1

      Fana thanks good job

  • @user-ih3tg1ep6u
    @user-ih3tg1ep6u 7 ปีที่แล้ว +66

    ዋ! ኣነ ብወገነይ ንወድ ታባእታይ ፍሉይ ቦታን ኣለን. ምክንያቱ ወድ ማለት አቦ ናይ ክፉእ ማእልት ሃውን ምሃዛን እዮ ኣፍቃርካ ሰባይካ ማራ ትፈትዎም ቆልዑ ትህት ፈጣር ዝህበካ ወድ እዩ ።ማማይ ባባን ማራ ይከባበሩ እዮም እዝይ ክርእይን ክምሃርን እየ ዓብየ ስለዝህ እድመን ጥእናን ክብርን ንኣወዳት ኣህዋትና. ።የቀንየልና bro

    • @samueltewelde6925
      @samueltewelde6925 6 ปีที่แล้ว +3

      ሸምሱ ታዳግዋ ሱቅቤት gobez abey emo naki zrekbe

  • @ablelhagos5553
    @ablelhagos5553 6 ปีที่แล้ว +3

    ብጣዕሚ እዋናዊ እዩ ብፍላይ ነቶም ብናይ ምዕራባውያን ባህልን ልምድን ተደፊና ዘለና።
    ናይዚ ኣብነቲ ዝኮነና ኣብ እስራኤል ጋል ኣዝያ ክብርቲ እያ ማለት ጋል ዋላ ትበድልካ ኣፋ እዩ ምስክራ ናይዚ ውጽኢት ድማ ብዙሓት ደቂ ኣንስትዮ ንሰብኡትውን እና ኣፈራርሓ ሕሉፍ ሓልፍወን ብpolice ዘእሰረኦም ውን፡ኣዝየን ብዙሓት እየን ናይዚ ውጽኢት ኣደዳ ፍትሕን ዘይሓሰብዎ ክንደይ ውን ከይነገርዎም እግረይ ኣውጽእኒ ናብ ugandan rwandan ዘይሃደሙ።
    ስለዚ ከም ኣዴታትክን ብክብሪ ንሰብኡትክን ክትሕዘኦም ይግባእ።
    ኣቱም፡ሰብኡት ውን ኣፍቅርወንን ደግፍወንን ንሰንብድኩማት እየን።

  • @weiniamine3510
    @weiniamine3510 7 ปีที่แล้ว +16

    ንፉዕ ኣብ ተቅርቦ ዋውውውው።ሪቶይ ዶ ክህብ መቸም መደብካ ኣዝዩ እዩ ዝስሕበኒ ፡ልክዕ ጽቡቅ ኣለካ ብሰንኪ ንቁጽ ይነድድ ርሑስ ከም ምኳኑ ነገሩ የስደምመካ እዩ፡ኣብ ሐዳር ክትብል ከለካ ብዝያዳ ጓል እያ ትጻወር ፡90% ናይ ኣወዳት ጸገም እዩ፡ሐደ ወዲ ኣብ ዕርክነት ክቀርባ ኮሎ ነታ ጓል ልክዕ መልኣክ እዩ፡ኣብ ሐዳር ምስ ኣተወ ግን ሕቡእ ምስጢር ጠባይ እዩ ዝወጽእ፡ጓል ንእሽቶይ እያ ተድልያ ቀልጢፋ እያ ትምለስ ካብ ጌጋኣ፡ነተን መዕገርገርቲ እሞ ረሳዓየን እተን ለባማት ይበዝሐ፡ወዲ መሰላ ዘይፈለጠላ ዘይኮነስ ብነብሱ ውን ጠላም እዩ፡ክገርመካ ኣዝዩ ዓቢ ኣርእስቲ እዩ ደስ ምስ በለኒ ብዛዕባ እዚ ኣስፊሐ ክጽሕፍ ምደለኩ፡ዘክብረኒ ሰብኣየይ እግሩ እንተሐጸብኩ ሐላል እዩ፡ወዲ ግን ኣይፈትዋን እዩ ምክባር ካብ ትዕዝብተይ ማለተይ እየ፡ሐንቲ ኣብነት ጓል ብቀረባ ዝፈልጣ ክነግረካ፡ማራ እዮም ዝፋተው ነይሮም ምቸም እቲ ወዲ ተቀይርዎ ክሳብ ፍትሕ ውን ወዲኦም፡ወዮ ጓል ሕራይ ንፋታሕ ኢልካ ግን ሐንቲ ዝደልያ ግን ኣብዛ ገዛ ደቅና ከይፈለጡ ከም የሕዋት ንቀመጥ ንስካ ድሌትካ ግበር ኣነ ግን ንደቀይ ክብል ንእስነተይ ክሸጠሎም ብምባል ኣብታ ገዛ 3 ዓመት ተቀሚጦም ብዘይ ዋላ ሐደ ርክብ ግን ባሐንሳብ ይበልዑ የዕልሉ ደቆም ዝደልይዎ የማልኡ፡ኣዝየ ክዛራረበላ ዝደሊ ኣርእስቲ እያ፡እቶም ኣውዳትና ኣዋልድና ብዝተካእለና መጠን ነቲ ዝሐለፍናዮ ፍቅሪ ንርኣ፡የቀንየለይ።

    • @vidibeni
      @vidibeni 6 ปีที่แล้ว

      Weini Amine kebid eyu Bhaki gn ane Tay ybil mesleki ab Egziabher nay bhaki emnet ente leka Sebiay Egziabher tferih sebeyti ;sebeyti wn Egziabher Zferih sebiay Nkitrekib ab wsaneka wey wn, mis merexika bfqri ykun bztefelaleye miknyat fkad Egziabher kea mihtat Agedasi eyu Amlak Ente fekidwo kea kem Emintoka gele Milkit sle zsedelika Bereket zelewo hadar yhilweka zbil Rdiet eyu zeleni

    • @tekasegen
      @tekasegen 6 ปีที่แล้ว

      Weini Amine good job

    • @beilulgoitom5574
      @beilulgoitom5574 4 ปีที่แล้ว

      🙏

  • @mulugetaweldetnsa7214
    @mulugetaweldetnsa7214 4 ปีที่แล้ว

    ናይ በሓቂ ጽብቅ ዘረባ እዩ ፍናናን ሓወይ ኣበይ እሞ ይርድአን ኢልካዮ ኢካ

  • @meharigebretnsaae3026
    @meharigebretnsaae3026 7 ปีที่แล้ว +5

    ሰላም ሓውና ፍናን ከመይ ኣለካ
    ኣነ ብጣአሚ ከየመስገንኩካ ክሓልፍ ኣይደልን ኩሉ ምክርካ ዝድርበ የብሉን
    ነዘን የሕዋትና ድማ ነተን ለባማት ተወሳኪ ምክሪ ነተን ዝጋገያ ዘለዋ ድማ መአረሚ ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ዘረባ።

  • @senutesfalem7078
    @senutesfalem7078 7 ปีที่แล้ว +28

    ናይ ብሓቂ ጽቡቅ የለዋን 90% ማለት

  • @matishow3043
    @matishow3043 7 ปีที่แล้ว

    ናይ ባሓቂ ደስ ዘብል ጽሕፍቶ ዩ ፍናን ሓውና ስለቲ ሰናይ ምዕፎኻ ክነመድግንርካ ንፈቱ ኣጆኻ ማዕብል ተውህቦ ኣለካ ዝሓወይ ወዲ ከረን ጻዕዳ

  • @aminesecurityyoutube9549
    @aminesecurityyoutube9549 7 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ብሓቂ ፍናን ዓቢ ሰብ ጽቡቕ ኣለኻ ኩሉሰብ እዩ ተበላሹ ደሎ ምናዳ ድማ ኣወዳት ፡ ቀጽሎ ትምህርትኻን ተግሳጽካን።

  • @zeritsegen1916
    @zeritsegen1916 7 ปีที่แล้ว +26

    እንጀራ'ዝጊ ብላዕ ቢል ዓክስ ዝኾነ ግዜ ዩ ፍናን ነብሲ ዝድርበ ዘይብሉ ሓቂ ዘረባ ዩ ቀጽሎ ዝዓርከይ so thanks bro

  • @daniboyboy6205
    @daniboyboy6205 7 ปีที่แล้ว

    ናይ በሃቂ መሃሪት ጽህፍቲ ናህዋትና ደቀንስትዮ፡ብፍላይ ኣብ 1ይ ኣለም ዘለክን ፡ ልቢ ይሃብኪን።

  • @g.t.5313
    @g.t.5313 6 ปีที่แล้ว +2

    ቀጽለሉ ናይ በሓቂ ንፉዕ , ወረ ክንደይ ኣለዋ ስልጣነ መሲልወን ሰብኣይ ኣብ ገዛ ኣደቂሰን እንዳማሓዛይ የ ኢለን ፎቖዶ ዲስኮ ሽጋራ ሒዘን ዝሓድራ . ሰብኣይ ከኣ ንጎሆ ንጎሆ ተሲኡ ጸብሒ ንዕዑን ንደቁን ክሰርሕ ተዋሬኡ ይነብር ኣሎ።

  • @yemaneazeze3140
    @yemaneazeze3140 6 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ብዘይ ዝኮነ ነገር ኩሉ ኣምጺእካዮ መግለጺ ስኢነሉ መግለጺ ስኢነሉ ቃላትካ ቀጽሎ ፍናን ሓወይ።

  • @mokonenbrhane8992
    @mokonenbrhane8992 7 ปีที่แล้ว +1

    ጽቡቕ ኣለኻ ባህልኻ ምዕቃብ ጽቡቕ እዩ፡ ብዙሕ ግዜ ዋላ እቶም ደቂ ተባዕትዮ'ውን ከም ድሕረት ጌሮም ይገልጽዎ እዮም። ንኣብነት ንደቀይ ኣቦይ ኢልኩም ጸዉዑኒ ብባህልና ኣቦይ እዩ ዝበሃል ስለ ዝበልኩዎም፡ ኣቦይ ኢሎም ይጽዉዑኒ ፡ሰብግን እዞም ደቂ መኮነን ከም ሃገረሰብ ኣቦ ይብሉ ኢሎም ይሓምዩዎም ዝገርም።

    • @semharhagos7822
      @semharhagos7822 6 ปีที่แล้ว

      Mokonen Brhane kemey enjera alem blae wedey mechem ezom habesha eti kubur bhlom qanqoeom nay kedem azararba eyu enda belka nqanqaka mitslae metsye mechem wedi seb bhalu qanqueu endhri atifeu compasa ztfiet merkeb koinu eyu znber

  • @millionafewerki6696
    @millionafewerki6696 6 ปีที่แล้ว +1

    ኣምላክ ኣዛርብካ ፍናን ሃወይ ኣምላክ ጸጉኡ የብዛሃልካ ኣይትትፋና እካ

  • @awetgebrehiwet344
    @awetgebrehiwet344 6 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ልክዕ ዘረባ ፍናን ሓውና!!! ብዙሕ ግዜ ኣብ ብዙሓት ደቂ ኣንስትዮ ዝረአ ዘሎ ተርእዮታትን ንመጻኢ ውን ኣሰካፍን እዩ።

  • @robiman531
    @robiman531 2 ปีที่แล้ว

    ፍናን ሓወይ ብሓቂ ይብለካ። ኣነ ቡዙሓት ተረኽቲ ሰባት ይፈልጥ እየ እንተበልኩ ምግናን አይመስልን ግዳሓቂስ ንስኻ ኣዚየ ካብ ዝፈትዎም ተረኽቲ ኣብነት ፅቡቕ ድምፂን ፅቡቅ ኣቀራርባን ካብ ዘለዎም ሐደ ንስኻ ምዃንካ በዚ ኣጋጣሚ ክገልፅ እፈትው ።ኩሉ እትሰዶ መሀራይን ኣዘናጋዕን እዩ ።ብፍላይ ልባም ሰበይቲ መን ይረኽባ እና መፅሓፍ ተመርዓወኒባ ኣዝየ እፈትወን ።ክብሪ ይግበኣካ 🙏🙏🥰

  • @unitasefaw7858
    @unitasefaw7858 6 ปีที่แล้ว +1

    Fnan nice mikri eu xibuk aleka gin netom awedat kea gele belom. Mihgaz beal betom newri zimeslom alewu !

  • @user-oc4ep9iz3q
    @user-oc4ep9iz3q 7 ปีที่แล้ว +5

    nay behaki ቅኑዕ ሰብ ኢካ ፍናን ሓውና ኣምላክ ይባርኽካ።

  • @habtomkahsay4277
    @habtomkahsay4277 6 ปีที่แล้ว

    ፍናን ሓወይ ናይ ብሓቂ ዝድነቕ ምኽርን ስራሕን ኣዝዩ ደስ ዝብል ኢዩ ሎሚ ምክብባርን ፍቕርን ትሕትናን ጠፊኡ መሰል ወዲ ተባዕታይን ጓል ኣንስተይትን ማዕረ ኮይኑ እዚ ግን ከምዚ ክኸውን ኣይግባእን ዘይመሰረታውን ዘይ መጽሓፍ ቅዱሳውን ኣካይዳ ኢዩ ምኽንያቱ ካብ መጀመርታ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ሓደ ጌሩ ኣይፈጠሮምን ማለት ንኣዳም ናቱ ክብሪ ንሄዋን ድማ ናታ ክብሪ ኢዩ ሂብዎም። ኣትን ኣንስቲ ውን ከምኡ ብስሩሕ ርእስን ብወርቃ ብዑንቅን ወይ ድማ ብብዙሕ ዝዋግኡ ክዳውንቲ ዘይኮነስ ብግቡእ ክዳውንትን ብሕንክን ብምቕጻዕ ነፍስን ፍርሃት እግዚኣብሄር ንዘለውን ኣንስቲ ብምምሳል ብሰናይ ግብሪ ክስለማ እደሊ ኣለኹ 1ይ ጠሜ 2 9 -10 ኣዳም ቅድም ተፈጢሩ ኢዩ፡ ደሓር ከኣ ሄዋን እሞ ሰበይቲ ብህድኣት ክትመሃር ደኣ እምበር ኣብ ልዕሊ ሰብኣያ ስልጣን ክህልዋ ኣይፈቅድን ኢየ ይብል እቲ ቅዱስ ቃል 1ይ ጠሜ 2 12 -13። እግዚኣብሄር ኣምላኽ ንኹለንትናና ይቐድሶ ነዚ ክንገብር ድማ ብሓይሊ ጸጋ መንፈስ ቅዱሱ ይደግፈና ኣሜንንንንንንን!

  • @tamealem9085
    @tamealem9085 7 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ባሓቂ ኣገዳሲትን እዋናዊት ኢያ

  • @wawwwnice5849
    @wawwwnice5849 6 ปีที่แล้ว

    ፍናን ኩሉ ነገርካ ወገንነት ዘብሉ ምኮኑ ርዱእ እዩ ብዛዕባ ኣብ ልዕሊ ደቀንስትዮ ዝግበር ዓመጽ ውን ኣልዒልካ ክትዛረብ ስለዝሰማዕኩካ ኣነ ከምዝርዳኒ ኣዋልድና ሓድሽወን ጥራየ ክብል ዝክሽል ማለተይ ሰብ ብባህርኡ ኣብ ሓድሽ ነገር ተደናጋራይ እዩ

  • @EldanaHenok
    @EldanaHenok 7 ปีที่แล้ว +2

    Fnan hawna Egziabher azaribuka ab mierabawi alem mexina hagernan bahlnan axrifna bkulu texerifna yegda hade hade awedat kea alewu msten zmaiebela mesilwen zxlela zelewa kemti nataten zeytkeda Fara zbel gega sem atemikom kndey bzeythasbe agatami hakenia fkrin hadarn ybetaten alo. Bezia semiom bmejemeria nhna eten awald bmkixal etom awedat kskorom tesfa ygebr. Egziabher bayni Mhretu yriayena. GOD BLESS YOU DEAR BROTHER!!!.

  • @brhanehagos444
    @brhanehagos444 4 ปีที่แล้ว +1

    HAKI NKTGELX,ZTEFETERKA ,ERTIRAWI SEB .EIKA !!!!!!!!!!!!!!!!!!

  • @user-gh7ch1te8n
    @user-gh7ch1te8n 6 ปีที่แล้ว +1

    Hirikrik zeybilu haki zereba thanks bro

  • @alganeshhabte9891
    @alganeshhabte9891 7 ปีที่แล้ว

    ፍናን ሐወይ ጌታ ይባርኻ እወ ብጣዕሚ አብዚ ትብሎ ዘለለኻ ብጣዕሚ ሐቅነት ዛሐዘለ እዩ

  • @yoditkbrom8368
    @yoditkbrom8368 6 ปีที่แล้ว +2

    Nay bhaki fani hawey xbuk zereba eyu ane nbaley gal eye gn nay bhaki hmak bhri atrina alena bejakn nezia tsema zelekn xerfi gedifkn ab lbna yehdro bela fani hawna kea yekenelna👌👌

  • @aminesecurityyoutube9549
    @aminesecurityyoutube9549 7 ปีที่แล้ว

    ፍናን ዓቢ ሰብ ናይ ብሓቂ ሰሚዕካያ ዘይትምኖ ንኹሉ ንነውስ ወከፍ ሰብ ውሽጡ እትትንክፍ ትምህርቲ እያ ፡ብሓቂ 3 ግዜ ሰሚዐያ ብሕጂ 'ውን ጌና ኽደጋግማ እየ ፡ ነዞም ካብ እምነቶም ዝዝንብሉ ደለዉ ድማ ከምዚኣ ማዕዳን ትምህርትን ተድልዮም ኣላ ፍናን ሓወይ ካባኻ ብዙሕ ኢና ንጽበ ስለዚ ቀጽሎ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ.

  • @merhawitesfai2764
    @merhawitesfai2764 6 ปีที่แล้ว +1

    Nay behaki des zbl yu, temesite semieya, kulu eti zegatm zelo teqiskayo, Kotslo amlak msaka ykum zhawey👍🤙👌

  • @kesetekesete1233
    @kesetekesete1233 6 ปีที่แล้ว

    ፍናን ወዲ ሓቂ እንገራ እዝጊ ብላዕ .ን ደቂ ሀዋን የሕዋትና ድማ ልቦናን ምስትውዓልን ይሃበን ፈጣሪ so thank you bro....

  • @searemichael1790
    @searemichael1790 7 ปีที่แล้ว +2

    nay bhaki mehar xhuf
    adi sle zkeyerna Haymonot Bahili lmdi knkyr gdn dyu zblae zerba 👍👍👍

  • @samuelteklehaymanot4012
    @samuelteklehaymanot4012 6 ปีที่แล้ว

    Selam buruk
    Bihaq niska aimuroka zitebarek Seb eka. Kulu gize. Tisedo xihufat kemuwun anabibakan kulu yimsteni tebarek. Zebenka ybarek

  • @mulugietasolomun4598
    @mulugietasolomun4598 7 ปีที่แล้ว +8

    kdamnet fxum zkone selam nay egzabiher amlak naka ykun bhaki fnan hawna 100% mlue godolo zeyblu malte ane akmi yeblyen ane kemsgenka tray eye zkel kexlo amlak xgeu ybhzagalka malt kulu gelixkayo eika selzi ajoka brte aythmek ezi kulu tgebro zela btami maharen ketgbero zelka zmher eyu so amlak xgeu yebzh

  • @amaama4636
    @amaama4636 6 ปีที่แล้ว +1

    ሃይ ፍናን ኣቐዲመ ሙውቅ ሰላምታ ይመነየልካ፣ብምቕጻል በዚ እትገብሮ ዘለካ ምትብባዕን ነቀፌታን ከይድነቁኻ ኣይሓልፍን፣እምበኣር ናብ ሕቶይ ክኣቲ ኣብ ገለ ገለ ሰብ ሓዳርን ፍቁራትን ንብዝኾነ ኣጋሚ ኣብ ቀስ ኢሎም ክረዳድእሉ ኣብ ዝደልይሉ ግዜ እተን ኣንስቶም ክንድራን ዓው ክበላን ናይ ዘይምርድዳእ መንፈስን ይዕዘብ ፣ እዚ ምክንያት'ዚ ከመይ ትገልጾ ክትምልሰለይ ተስፉ ይገብር።

  • @woredeimam6966
    @woredeimam6966 7 ปีที่แล้ว +11

    ፍናን በፉጹም ኣብ ዓለም ከማኻ ኣይረኣኹን ዕድመን ጥዕና ን ይሃብካ

    • @fnanappinfotech
      @fnanappinfotech  7 ปีที่แล้ว +2

      Worede Imam kbret yhabeley amlak xegaue yebzhalka/ki

  • @asmeromsolomon4830
    @asmeromsolomon4830 5 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ምግለጺ ሲኢነልካ ቡርክ ሓወይ

  • @tyuiihbgg8201
    @tyuiihbgg8201 5 ปีที่แล้ว

    10000000%ሓቂ ሓወይ ዕድመ ጥዕና ይምነይልካ መሃራይ ብኡነት

  • @roozroooz7979
    @roozroooz7979 7 ปีที่แล้ว

    ፍናን ሓወይ ይ ብጣዕሚ ዝገርም ትምህርቲ አሂርካኒ ብጣዕሚ ነመስግን የቀብየልና

  • @user-xv5bn3go4b
    @user-xv5bn3go4b 7 ปีที่แล้ว +1

    Increadble speech fnan the great continue please.......!!!

  • @Tv-gr6rg
    @Tv-gr6rg 7 ปีที่แล้ว +7

    ኣጋጣሚ ሎሚ ኣብ ትምህርቲ ኔርና ወዲእና ካብ ክላስ ምስ ወጻና ሓንቲ ጓል ንርኢ ቀጣን: ረቂቅ ክዳን ዝለበሰት, ማቲ ገለ ገራ እያ ብሓጺሩ ንራክባ እንዳ ተዛወርና ።ቅድሚ ሰለስተ ማዓልቲ ካኣ ረኪብናያ ኔርና ምስ 3 የዕርክተይ።ሎሚ ሓደ ምስ ዓረከይ እንዳ ታዛወርና ንረክባ እዋይ ኣታ እታ ጓል ናይ ብቅደም ትማሊ ትርእያ‘ዶ ኣለካ ምስ በልክዎ ስሒቅኒ ኩሉ ሰብ ካኣ ረሪኢዎ ይስሕቅ ሽዑ ወዮ ዓርከይስ ጓል ማሲላትካ ኣይ ወዲ እንድዩ በለኒ ናብ ጓል ተቀይሩ እምበር በለኒ ዝገርም ኢዩ።ዓለም ኣበይ ማዕቢሉ እንዳበልካ ክሳብ ተፈጥሮካ ትቅይር እንድዒ ምጾት ኣርኪብና ከይነከውን ኣምላክ ባዕሉ የርህዎ ።
    ከምይ እልካ ግን ኣጋጣሚ ምስዛ ጽሕፍቲ ኣጋጢምኒ ሎሚ ይገርም ኢዩ ።
    ብዝኮነ ጽብቅ ትምህርቲ ብፍላይ ኤርትራውያን ኢትዮፓውያን ክብር ባህሊ ኣለና ኣይነባላሽዎ ንጻዕዱ ሪኢና ።ጻዕዱ እታ ዘላቶም ፍልጠት እያ ።ፍልጠት ጥራይ ኢዩ ዘድልየና ካብኣቶም ።

  • @tsegatekle4957
    @tsegatekle4957 7 ปีที่แล้ว +70

    gal eye gn nay bhaki neten anfetnan nay adatatna bahln netfe zelena melebemi ykunna nhawna wn sle zmadkana blibi yemesgn kexlo

    • @dawitbrhane1496
      @dawitbrhane1496 7 ปีที่แล้ว +3

      Tsega Tekle xbuk Aleki haftey natey hmak gze eu lebam nay lebamat kulen kemaki entzkona kulu mhalewe fkri emnet kulu mnegese

    • @feruzaentertainment
      @feruzaentertainment 7 ปีที่แล้ว +3

      Tsega Tekle ymelalki brkti Haftey nay bhaki mestewalit

    • @teklitweledgashxada2722
      @teklitweledgashxada2722 7 ปีที่แล้ว +3

      Tsega Tekle
      Enjera alem blai zhabtey haqi mzrab fetari zfetwo eu

    • @hazomotv1561
      @hazomotv1561 7 ปีที่แล้ว +1

      So true

    • @tesfalemabel5753
      @tesfalemabel5753 6 ปีที่แล้ว +2

      Tsega Tekle 2222112121111122221921 Amen 228229

  • @lovethelifeyoulive5733
    @lovethelifeyoulive5733 6 ปีที่แล้ว

    You really great man
    I follow your program every time
    Nice nice please continue Fiman brother

  • @tiktaklife9484
    @tiktaklife9484 6 ปีที่แล้ว

    waww. the unique&genius man finan .go ahead ma supper brother!!! thank you more than I can say!!!!

  • @gouykiflu1663
    @gouykiflu1663 7 ปีที่แล้ว +1

    wawwww wawwww thank you sukor hawey tawet tawet 💔💓💜💛💚💗💘💝💞💟👌👌👌👌👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @sesunaeyob691
    @sesunaeyob691 6 ปีที่แล้ว

    fnan kulu wedeikayo. Egziabhier edmen teinan yhabka .

  • @michaelyonas8832
    @michaelyonas8832 6 ปีที่แล้ว

    ናብ ሓቂ እዋናዊ ሓበሬታ ኢዩ

  • @abelhagos2769
    @abelhagos2769 6 ปีที่แล้ว

    Nay bhake nice zanta eu edmen tinan ymneylka zhawey kulu seb eu zmahir kabze kulu natka tareka I love you so much ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @tesfomtweldegergs2700
    @tesfomtweldegergs2700 4 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ እዋናዊት ዝኮነት ልቢ ወለድ ዛንታ እዩ ። እዚ ኣብ ምዕራባዉ ሃገር ኤብሮጶን ዘለዋ ኣወልድ ዝረአ እዩ ።

  • @fitwiweldezgi5719
    @fitwiweldezgi5719 6 ปีที่แล้ว

    እግዛብሄር ኣእምሮካ ይክፈተልካ ኣዝያ ደስ ዝብል ዩ ቀጽሎ።

  • @user-ol3er1qu3r
    @user-ol3er1qu3r 7 ปีที่แล้ว

    ኣነስ እዛ ክላሲካል እምበር ኣብ ደመይ ኣትያ።ፋኒ ድማ በርትዕ ኣጆኻ ኣብ ጎድንኻ ኣለና።

  • @kahsayisac4660
    @kahsayisac4660 6 ปีที่แล้ว

    ይቕረታ ሓወይ ናተይ ኣብ መደባትካ ቀንዲ ተኸታተሊ ኢየ ብጣዕሚ ኢየ ከኣ ዘድንቐካ ሓንቲ ነገር ግን ኣላ ማለት ከም ናተይ ርእቶ ብኻልእ ግን ከይትርድኣ ኣብ መንጎ ከተዕርፍ ወይ ከተስተንፍስ ከለኻስ ግዜ ትወስድ ዘለኻ ኮይኑ ይስምዓኒ ተጋግየ ኢንተኾይነ ግን ይቕረታ ብዝተረፈ ግን ኣጆኻ ቀጽሎ ኢየ ዝብለካ thanks!!!!!!!!

  • @ftahawighrmawi9207
    @ftahawighrmawi9207 5 ปีที่แล้ว

    Nay bhaqi qunue eyu fnan hawina haqi tzareb thanks.

  • @merhawitmelake4525
    @merhawitmelake4525 7 ปีที่แล้ว

    kubur hawey mejemerta ab hiwetka tiena ab srahika asalito yimineyelka qexile rieyitoy kihib eti kulu zigelexikayo xibuk kikewn kelo gn gele awedat emo abzi muebul gize gal kitixiqet tiray eu zelewa nasinet zey hubu elewu emo ezine nifth ms merexa xegiben yibahala xibuk du sile timhirtka gn thanks

  • @rahelestifanos9138
    @rahelestifanos9138 6 ปีที่แล้ว

    wawwwww .....I really admire you. ..my dear Bro. U R brilliant. ..proud of you! !!!

  • @kingrasha4261
    @kingrasha4261 7 ปีที่แล้ว +3

    you are so so smart fnan hawey kexlo

  • @efremmedhanie419
    @efremmedhanie419 7 ปีที่แล้ว +2

    👏🏿👏🏿👏🏿👏🏿👏👏👏👏 I am agree With bro!

  • @habtomkahsay418
    @habtomkahsay418 6 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ኩሉ እስኻ ተኣቅርቦ ነገራት ርጡብ እዩ!!

  • @desbelebizen9906
    @desbelebizen9906 6 ปีที่แล้ว

    Nay bhake jegena nay lemu zelewa awaled da wehidat eyn

  • @meri8812
    @meri8812 7 ปีที่แล้ว

    thanks Bro .it is clear message

  • @belultekhle5191
    @belultekhle5191 7 ปีที่แล้ว

    fnan abi seb neten ndelyo mkbbar e/r yhagzena &neten zeydelio mkbbar marnet enabela znebra kea nab lben ymlesen fetari abi mkri eka hibkana thanks

  • @tesfitfshiktaameley2017
    @tesfitfshiktaameley2017 6 ปีที่แล้ว

    Wwwww fnan hawna bhaki memhr hiwet enteleka aybezhakan eyou etelay eten ab feac book zwela kmara entelay nabu share belelen thanks more kexlo berte menti nehna hbretesebka knmahar

  • @robielokubazgi4015
    @robielokubazgi4015 7 ปีที่แล้ว +1

    nay bhaki des zbln mharn eyu
    kexlo fnan bro
    marnet malet nay kbri ember nay mdffar aykonen.
    keep it up.

  • @atoyaraya4582
    @atoyaraya4582 6 ปีที่แล้ว

    Bro I agree with your 100%100,just continue bro & thanks !!

  • @haileemereb3975
    @haileemereb3975 6 ปีที่แล้ว

    Fnan very good I like your topic

  • @mengi.delayifkri.9055
    @mengi.delayifkri.9055 7 ปีที่แล้ว +12

    እንታይ እሞ ክንብል ዝበሃል ደኣ ኔሩ ደሓን ግን ኣብርሃም ኣፍወርቂ ዝደረፎ እንዳ ሰማዕና ንስገሮ ንኩሉ ዓለም ኩሉ ግዜ ዘይ ከም ዝደለኻዮ እንድዩ ብሄዋን ኣይትፍረዱ በኣዳም እውን ኣይትፍረዳ ዘይ ናይ ኩልና ልቢ እንድዩ ሪሒቑ ፍቅሪ ሙቁር ፍረ ክንሱ ሎሚ ግን ፍቅሪ ካብ ረሓቀ ኩሉ ኮይኑ መሪር ዕረ።

    • @simondebesay1111
      @simondebesay1111 7 ปีที่แล้ว +1

      መሰል ውን ሕልና አንተ ደይብሉ ፈታሕ ዩ. Nice good job

  • @johnabrha2252
    @johnabrha2252 7 ปีที่แล้ว +1

    ሓቂ ይሃብካ ተባረክ ባህሊ ክክበር ድኣ እምበር ክሸራረፍስ ኣይግድን
    ምክብባር ከዓ መሳልል ጥንኩር ዝምድናንፍቅርን እምበር ካልእ ትርጉም የብሉን ።ስለዚ ካብ ልቢ ነመስግን ፍናን ቀፅለሉ

  • @teweldehaile3776
    @teweldehaile3776 6 ปีที่แล้ว

    Fnan bro kulu teqrbo hasab btaemi meharn mesatn u’. Msti zeleka tium dmxi
    Kulu gze ka bhanqewta yxbeyo medebka😍😍

  • @wedkebri8729
    @wedkebri8729 6 ปีที่แล้ว

    Nay behaki hawna fnan you're always right especially at this time people do

  • @awetghirmay6201
    @awetghirmay6201 5 ปีที่แล้ว +1

    ንሕና ዳ ፍናን ሓወይ እንታይ ምበልና መስለካ ከምቲ ቅዱስ መጽሓፍ ዝብሎ ርእሲ ሰብኣ ክርስቶስ እዩ ርእሲ ሰበይቲ ድማ ሰብኣይ እዪ ማዕርነት ክንብል ከለና ግን ንእግዚኣብሄር ብዝፈጠሮ ሰብ ክቅይሮ ኣዝዩ ጌጋ እዩ ።ስለዚ ማዕርነት ምባል ብፍላይ ኣብ ኤሮፓ ድሮ ይሰርሕሉ ኣለዉ ግን ክሰርሕሉ ከለው እተን ደቂ ኣንስትዮ ይዕብልሎኦም እየን ዝለዚ ንእግዚኣብሄር ምሕሳር ማለት እዩ ።

  • @brandonben5990
    @brandonben5990 6 ปีที่แล้ว

    The habesha culture is very religiousness should change this kind of culture completely from world

  • @goodboy8569
    @goodboy8569 7 ปีที่แล้ว +1

    I think that is will be not good for someone with marriage or personal life we give to advice for people.thanks for your advice!

  • @filimonokubay7226
    @filimonokubay7226 6 ปีที่แล้ว

    Xbuk aleka fnan hawna dlet Wedi seb wsen yeblu gn balka deret ktgebrelu aleka ezi kea maernet zeykone xlul naxnet eye zblo ane bwegene so thanks bro

  • @wedieritrea5016
    @wedieritrea5016 7 ปีที่แล้ว +1

    nay bhaki temhirti eyu fanan hawena so thanks

  • @oneloveevrione2978
    @oneloveevrione2978 7 ปีที่แล้ว +1

    entay yibihal koynu arku gin ke kab werede sedet ela tesedida seb tewarida sebeyti tinegselu sebay dinbrkekelu gize bexihna amlak da bailu yiqre yiblelna enber bial wezero si aygidin ajoka qxilo gin xibuq medeb bro😙😙

  • @merrygerie6971
    @merrygerie6971 5 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ፅቡቅ ጌሬን ባእ ክንደይ ግዘ ደኣ ደቂ ኣንስትዮ እናሓሰራ ክነብራ ኮይነን በቢ ግደ ባ

    • @user-sy5hi8kx4y
      @user-sy5hi8kx4y 3 ปีที่แล้ว

      O etc aboki hawen ke zekirkeyom do

  • @nbabaynafikenmamamaynafike8582
    @nbabaynafikenmamamaynafike8582 6 ปีที่แล้ว

    Wawwwwww Nay bahaki funu hawey nufue eka ajoka kexlo 👍👍👍

  • @bereketkidane7884
    @bereketkidane7884 7 ปีที่แล้ว +1

    goede advies voor asociale gedrag vrouwen speciaal voor habesha vrouwen .Gelijk in onze cultureel niet plek.Zodat vrouwen moet geef respect voor maanen .Omdat je correcte bent.
    doorlopende man.

    • @kaluaygedu8708
      @kaluaygedu8708 7 ปีที่แล้ว +2

      Bereket Kidane manen en vrouwen zijn gelijk dus respect is voor alles

  • @arbsezewde8279
    @arbsezewde8279 6 ปีที่แล้ว

    በትክክል ከሆነ በተለይ ኢትዮጵያዊ እና ኤርትራውያን ያሉ በጣም ያሳዝናሉ
    የወለደውን ልጅ እስከ መከልከል የምደሩሱና አፍርካውያን ያልተማርንና ደካማ መሆናችንኒ የምመሰክሩ አሉ በጣም ነው የምያሳዝነው ወዴት እያመራን እደሆነ ግራ ይገባል

  • @henokteklit8844
    @henokteklit8844 7 ปีที่แล้ว

    Really Really fnan hawey Egziabhier daa ayni lbona ykfetelen

  • @staystarting6022
    @staystarting6022 7 ปีที่แล้ว +3

    ፍናን ናይ" ብሓቂ"ተብዓታይ"ወዲ"ኢኻ "ቀጽሎ"ሓውና"ዕድመ"ይሃበልና"ቀጽሎ

  • @danielhasho5331
    @danielhasho5331 6 ปีที่แล้ว

    Bsul zereba ms luzub hasab,really appreciate bro,keep going on..

  • @sebmeksebeyuloveyou3581
    @sebmeksebeyuloveyou3581 7 ปีที่แล้ว

    nay bahki tsbuk hasab eyu fnan hawey bravo megltse yeblyen ketslo very ::

  • @tedros5352
    @tedros5352 6 ปีที่แล้ว

    Edmen teanan yhabka fetari Fnan hawna.

  • @hagosmikale3980
    @hagosmikale3980 6 ปีที่แล้ว

    bihaqi hawey natey azika hayal seb eka malet abzi zemen ezi mearinet enda belna zibeyena bahli nirsalu gize ena bexihna zelena bizkone ajoka qexilo tiray eye zibleka hawey natey

  • @Aranshi-menderini
    @Aranshi-menderini 7 ปีที่แล้ว +3

    btami xbuk tmhrti hawey marey amlak xegu yebzhalka

    • @mekonentesfastion3475
      @mekonentesfastion3475 7 ปีที่แล้ว +4

      naybhaki fnan ajoka kexlo

    • @ge3865
      @ge3865 7 ปีที่แล้ว +1

      bihakey hawey natey kulen eka tezey kona gele gele gen ab bayta yrea alo

  • @EfremKSium
    @EfremKSium 6 ปีที่แล้ว

    Waww anta kindey tinefi thanks morr mehri qexlo

  • @amanuelamineokbamchael7691
    @amanuelamineokbamchael7691 6 ปีที่แล้ว

    እወ እቲ ምክርካን ምዶካን ብጣሚ ጽቡቅ አብ ዓለም እንኾ መዳርግቲ ዘይብሉ ፍቅሪ ትራሕ እዩ።ስለዚ ድማ በቲ ወግዓዊ ባህልን ልምድን ዝጸንሐና ናይ አቦታትናን ናይ አዴታትናን ተካባቢርና ብፍቅሪ እተከድና ይሕሸና ማዕርነት መሰል ወገናት አብ አታሐሳስባና እተ ዘይ ወቂጥናዮም ብፍቅርን ስኒትን ኩሉ ክንብድሆ ምኾና አይጣራጠርን ንሕና ደቂ ተባቲዮ ነታ መጻምትና ልክዕ ከምቲ ናትና ራኢ ዘለና ንሳ እዉን ብርግጽ ከሙ ምኾና አዳዕዲዕና ክንርዳላ ይግባና እዩ ንሳ እዊን ከሙኡ ሐደ ሐረስታይ ዝዘሮ እዩ ዝሐፍስ ንሕና ካአ አብዛ ዐሰለም ክሳብ ዝሃለና ፍቅሪ ነትከለላ ቤትና

  • @msafertanha9052
    @msafertanha9052 7 ปีที่แล้ว +1

    እንጀራ ዓለም ብላዕ

  • @efremghebretinsae7404
    @efremghebretinsae7404 7 ปีที่แล้ว +3

    selam nayti luel fetari msaka ykun fnan hawey xbuk aleka abzi gize ezi neti xbuk neger gedifen neti hmaq trah msmae mmhar elama gereneo
    sleti hasabka mkfalka btaemi eye zemesgneka Ajeka koxlo

    • @user-pw4ob8sk2x
      @user-pw4ob8sk2x 7 ปีที่แล้ว +1

      fenu hawey behaqi xbuk mkri thank you go ahead

  • @eyobsiele6417
    @eyobsiele6417 6 ปีที่แล้ว

    ማሃሪ መደብ!ቀጽሎ።

  • @selammichael931
    @selammichael931 7 ปีที่แล้ว +1

    Btami mehari fnan hawey xegu yebzhalka

  • @menbarelamanayhabareyou5572
    @menbarelamanayhabareyou5572 6 ปีที่แล้ว

    Btami xbuq temhrti fenane hawna

  • @carlostimo7236
    @carlostimo7236 4 ปีที่แล้ว

    Awaldna trgum mearnet bgbun ayteredeanon zelewa sebnayka mkbar neaka mhsar yu zmeslen trgum mnbale anfetu trgumun beti knue mesmer ayfeleton zelewa

  • @beyraubrhanuraya468
    @beyraubrhanuraya468 5 ปีที่แล้ว +3

    እዛ ቻናል እዚኣ እንታይ ዓይነት ማዓልቲ እያ ዝረኸብክዋ በተለ ናይ# እስኮባር ማራ ይአ ሓብየያ

  • @lemlemtsagay9614
    @lemlemtsagay9614 ปีที่แล้ว

    ብሓቂይ ዝሓወይ🙏💛💛

  • @luwamnegassi2435
    @luwamnegassi2435 7 ปีที่แล้ว +3

    you are really right

  • @temsgenkaamelakefuralles1609
    @temsgenkaamelakefuralles1609 7 ปีที่แล้ว +1

    Ney.baheki fenan hawena Kemka.see 10000

  • @mhreteabhero8901
    @mhreteabhero8901 7 ปีที่แล้ว

    Good advice on time bro keep it up

  • @abebakasa349
    @abebakasa349 4 ปีที่แล้ว

    Bahaki Amlak ybarkeka sebaay malet resi geza euyy ena ketselelu