ERIPM | እታ ኣብ ሞንጎይን ኮሮኔል ወዲ ሚለን ዝተመዘት ሽጉጥ | ምስ ሞት ዝተፋጠጥኩላ ዕለት

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ส.ค. 2024
  • Join ERIPM Membership:
    / @eripmeritreanpublicmedia
    Welcome to EriPM (Eritrean Public Media), your premier source for authentic Eritrean content, broadcasting directly from the diaspora to our beloved homeland and beyond.
    EriPM is your go-to destination for news, analysis, discussions and debates and everything in between, tailored specifically for the Eritrean community worldwide. Our dedicated team of journalists strives to bring you the latest updates, insightful discussions, and exclusive interviews, live events, and engaging programs all with the aim of connecting Eritreans across the globe.
    If you are eager to stay informed about developments in Eritrea, EriPM has you covered.
    Can't catch us on satellite? No problem! Subscribe to our TH-cam channel and join the digital diaspora as we stream our content live for audiences everywhere. Don't miss out on the conversation - hit that subscribe button, turn on notifications, and be part of the EriPM community today!
    Join the conversation using #EriPM and let your voice be heard.

ความคิดเห็น • 38

  • @ERIPMEritreanPublicMedia
    @ERIPMEritreanPublicMedia  หลายเดือนก่อน +3

    ንዕብየትን ቀጻልነትን ERIPM ~ ኣብዚ ኣቲኹም ኣባልነት ብምምላእ ኣበርክቶኹም ክትገብሩ ትኽእሉ 👇👇👇። th-cam.com/channels/-AmTx0AHOD3JeGI1hj2IQQ.htmljoin

  • @emaagostino
    @emaagostino หลายเดือนก่อน +4

    Very interesting
    Thank you

  • @HaileMeles-yx7kx
    @HaileMeles-yx7kx หลายเดือนก่อน +3

    ኣቤል ናይ ብሓቂ ንቑሕ ሰብ
    እዚ ንዓኻ ዝጋጠመ ንኹሉ ኤርትራዊ ዘጋጥም ዝነበረን ሕጂ ውን ዝቕጽል ዘሎን
    ኢዩ እንተኾነ ግን ሰባት ብትብዓት ወጺኦም
    ዝዛረቡ ግን ውሑዳት ኢዮም ስለዚ እቶም ወጺእኹም ብትብዓት ትዛረቡ ምስግንታ ይግባኣኩም።ኣጀኹም በርትዑ።

  • @PODCAST-xy5mu
    @PODCAST-xy5mu หลายเดือนก่อน +7

    Gbu abi hawey🩵👑and henoka👏

  • @user-ng9wv7rb2r
    @user-ng9wv7rb2r หลายเดือนก่อน +3

    🎉ጽቡቅ ስራሕ ኣቤላ❤

  • @tekestetekeste276
    @tekestetekeste276 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤

  • @teumberhe4355
    @teumberhe4355 หลายเดือนก่อน +1

    ጹብቅ ስራሕ ሄኖግ ሓወይ ኩሉ ተቅርቦ መደባት መሃሪን መሳጥን እዩ 🌿🌿🌿💙💙💙💙🌿🌿🌿🌿💪💪💪💙💙💙🤝🤝🤝🌿🌿🌿👍👍👍💙💙💙

  • @awetteklehaimanot7679
    @awetteklehaimanot7679 หลายเดือนก่อน

    Abel’s family life experience is like a drop from the ocean understandable person . Congratulations for publishing your book .

  • @yosimont
    @yosimont หลายเดือนก่อน

    Impressive conversation!
    Congrats Abelo! I can't wait to buy and read the book.

  • @azeabgkidan5508
    @azeabgkidan5508 หลายเดือนก่อน +2

    🙏🙏🙏💙💙💙🙏🙏🙏💪💪💪

  • @wedikifle
    @wedikifle หลายเดือนก่อน

    Great interview Henock and Abel.
    I cannot wait to read the book @Abel!

  • @asmarino598
    @asmarino598 หลายเดือนก่อน

    Good Job

  • @SamsonTsegay-fj4ev
    @SamsonTsegay-fj4ev หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @teklitberhane6136
    @teklitberhane6136 หลายเดือนก่อน

    Senayt Senayt Senayt enay history qennu eu denqoro seb..

  • @meharimeles3993
    @meharimeles3993 หลายเดือนก่อน +1

    ይቅሬታ ኣሕዋትን ዉላድን: ንሳዋ ለውጢ ክገብረላ ዘይምኽኣለይ!
    ኣነ ብኣካል ዝሰልተንኩላ እየ:: ህውተይ ካብ ኣፍሞት ዝተመልሰት ን 2-ሰሙን 24 ስዓት ዝተሳቀኹላ: ኡይ ክብል ብቃንዛ ግዲ ዘይብሎም ተኹላታት እዮም: ዝሓሸ ስጉምቲ ንከይንወስድ ዝሕልዉና ነሮም::
    ወልፊ ዶ ኣለኩም ኢሎም: ሽጋራን ትንባኾን ንዕሸላት ተዓለምቲ ነዝሑሎም :: እቶም ዓያሹ ቆልዑ በለጽ መሲልዎም: ብወልፍን ራዕድን ተበኪሎም ኣብኡ ተሪፎም ዳሕራይ ክኣ ኣብቲ ሰላሕታ ወራራት ተሰዊኦም::
    እቲ ዝወሃብ ታዕሊም ከምዝተጸበኩዎ ኣይነበርን ነዓይ: ልዕልኡ ጥበብ ኔሩኒ እብል:: ሕማም ሾሮኽ: ካልእ ሕማማት ሞንጾሮርን ቃንዛ ርእሲ ዓይኒ እዝኒ: ቆማጦ: ቁማል ካብቲ ጥይት ንላዓሊ ሞት ትመርጸሉ ሕሰም እዩ ኔሩ::
    ድሕሪ ነጻነት ግን ዝሓሽ ቦታ ክምረጽ ይግባእ ኔርዎ:: ኢቲ ሕሰም ንዳሕርይ ወሎዶ መሊሱ ገድዱዎ እምበር ነጻነትስ ባርነት ሒዛ እይ መጺኣ::
    ሕሰም ወይ ናይ እዝኒ ሓሳዊ ሒዙ ኣየጽናዓንን:: ነቲ ናይ 2-ሰሙን ቃንዛ ዓይኒ ርእሲ እዝኒ : ሰዓት 2-ናይ ለይቲ እየ ፈቲሐዮ:: ነቲ ኣጽቢቡለይ ዝነበረ ጸላኢ ክሳዱ ቆሪጸ: ነብሰይ ካብ ቃንዛን ጭቆናን ሓራ ኣውጻእኩዋ:: እወ ናብ መዓስከራት እንዳ ኣተኹ ቆጽሊ ሓይኸ ጎሮሮይ እንዳ ኣጥለልኩ: ድሕሪ መዓልታት ግዑዞ: ዶብ ሱዳን ሰገርኩ:: ሱዳናውያን ሻህን ባንን ቀሪቦም ኣፈይ ክፈክት ይጽዕሩ: ሓደ ጉሒላ መጺኡ: ግን "ኣታ! ህዝቢ ሓራ ከውጽእ ሜዳ ይኣቱ ንስኻ ከኣ ትህሃድም" በለኒ:: እንተ ተጸባእካን ወይልኻ:: ቃልሰይ ግን አብዝደለኩዎ ቦታ ኮይነ ክቅጽል እየ ኢለ ገናሕኩዎ: እሞ ሽዑ ንሽዑ: ናበይ እዩ ዝኸይድ ዘሎ ኢሎም ሓተቱ: ሓደ ንከሰላ ዝኸይድ ነቶም ሻህን ባንን ዘኣ ንገዱኒ ሓዎም ሱዳናውያን ማኪና ኣስቂሎም: እሞ ድሕሪ 4 ስዓጥ ጉዕዞ መኪና: መገዲ 2 ሰዓት ብእግሪ: ርሒቆም ኣውሪዶምኒ ኸዱ እሞ መሬት ዓሪባ አብ ኣፍደገ ዱኴን ቶንኮቦት ዝድርብዩለይ ብሩኻት ረኺበ የዕርፍ እሞ: ንጉሆ ተሲአ ኤርትራውያን ክደሊ ኣርፈድኩ እሞ: ሓደ ሓርበኛ ጀብሃ ነበር ወዲ ዓደይ ረኸብኩ: ነዛ ጎድነይ ዘዕርፈላ ደገ ኣርኣየን እሞ ናብቲ ኣዝዩ ከቢድ ዝኾን ስርሑ ተመልስ እሞ ንከባቢ ወርሒ ኣይረኣኹዎን:: ኣነ ግን ንጽባሓይቱ ስራሕ ብምድላይ: ክልተ ሰለስተ መዓልቲ ክወስደልካ እዩ ዝበሉኒ: አብ ፍርቂ መዓልቲ ወዲአዮ: "ኣዑዝብላህ ከለስታሁ" ያሬድ ዕንደና ማራ ሽቁል ብምባል ምሉእ: ማለት ናይመዓልቲ ደመወዘይ ሂቦም ሰደዱን::
    እዚ ነጻነት እንብሎ ዘለና ናይሎሚ ኤርትራ ግን: ከቲሮም ገንዘብ ኣምጽእ ወይ ኣካላትካ ክንሸጦ ኢና ዝበሃለሉ ዘመን ጽንተት ክርኢ ከለኹ: ህውተይ ኣዝዩ ይመረኒ:: እቲ ዝነበረኒ ግልበታዊ ጥዕና ሕጂ እንተ ዝነብረኒ እንዳበልኩ : ኹሉ ኤርትራዊ ነዚ ግዝኣት ዲያብሎስ ሓግ-ሒግና ክንኣልዮ ዘይሰምር ተቃዋሚ : ካብቲ ዘጽንተና ዘሎ ገዛኢ ፈሊና ዘይ ንርእዮ ሙኻና ንሕብር::
    ንዓና ንኤርትራውያን ካብ ዝኾነ ይኹን ዘመናት ከፊኡና ከምዘሎ: እሞ ገለ ይጽለል : ገለ ነብሰ ቅትለት ይፍጽም: ገለ አብ ባሕርን ምድረበዳን ይበርስ: ገለ ተረፍ ነደይ ገንዘብ ክሰደላ እንዳበለ ስኑ ነኺሱ ከርተት ይብል አሎ:: ንሕና ንሱ ዝብሉ ተበለጽቲ ዉን ንህዝቢ ኤርትራ ሰራዉር ናይ እቲ ድያብሎስ እዮም እሞ: ወይልኦም::
    ቃልሲ ዉጹዓት: ክሳዕ ወይ ኣብቲ ሃገር ዘድሊ ለውጢ ክሳዕ ንርኢ: ወይ ከኣ ሓግሒግና ክሳዕ ንኣልዮ ደው ኣይብልን እዩ::
    መሰል ኤርትራ ዝረጋጋእ ብባዕዳውያን ሰበኽቲ: ዓረብ ኮን ጻዕዳ: ቻይና ኾነ ህንድ ኣይኮነነ! ሕጂ ዉን በቲ ንቡር ናህና ናይ ጥንተ ዉርሻና እዩ:: እሞ
    ዓዎት ነቲ ምእንቲ ህዝቢ ፍጹም ራህዋ ህዝብን ዝቃለስን: ነቲ አብ እስርቤት ኮይኑ መኣስ ኮን ይመጽኡ ኢሉ ዝጽበ ዘሎን ይኹን!
    ብስም እቲ ንኹሉ ዘይግሁድ ኣቦና: ስላሴ ለውጢ ክንርኢ ኢና: እሞ: ንሓቂ ንምረጽ: ኣሜን::
    2:13

  • @berihu9286
    @berihu9286 หลายเดือนก่อน

    Wawww azyu mesati zanta abiela kabaka bzhu knxbe eina odmen tenan yhanka 💙💙🙏

  • @M-vr7zo
    @M-vr7zo หลายเดือนก่อน

    This is a story that each diaspora born teens and adults should read.It will be part of the struggle even if we buy one and gift to close friends or families who r born in Diaspora

  • @MengistabGubsa
    @MengistabGubsa หลายเดือนก่อน +2

    መጀምርያ ፖለትካ አብ ጀርመን ክትማሃር / ጋል ( 14 - ዓመታ ) ትሓቶ ሕቶ ኢዩ ።
    Wer bin ich ?
    Wo komme ich ?
    Wohin gehe ich ?
    21/ ክፍለ ዘመን * ለውጢ ናይ ግድን * ኢዩ ። ብርገድ ንሓመዱ - ይዕወት ብሓይሉ ። ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ክአ ምሱኡ ኢዩ ።

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 หลายเดือนก่อน +1

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤

  • @medhanieteklemariam8282
    @medhanieteklemariam8282 หลายเดือนก่อน +1

    ምሃሪ ዝኾነ ተመኩሮ ተዛክሮ፡
    ንኽልቴኹም ብዙሕ የመስግን፡

  • @yohannesdesta6954
    @yohannesdesta6954 หลายเดือนก่อน

    Selamt 📚⚖️signal for human sacrifices.👈🏿

  • @kalMHe
    @kalMHe หลายเดือนก่อน

    Bhaki emkot zelewo atehasasibiu, kelil ymesil gin zetehasasibeka eyu

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem4132 หลายเดือนก่อน

    ጆ😂ኮም ደኺና❤❤❤❤❤

  • @amanuelainzo1898
    @amanuelainzo1898 หลายเดือนก่อน

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @tsehayehaile4760
    @tsehayehaile4760 หลายเดือนก่อน +1

    ABEL DEWLELEY

  • @miletebahta7184
    @miletebahta7184 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ መሳጢ ዝኮነ ታሪኽ የቀንየልና እቲ ንነዊሕ ግዜ ብፕሮፖጋንዳ ንሰምዖ ዝነበርና ሂወት ናይ ሳዋ ብኹሉኹም ብሉጽት መቁሕ ዝሰበርኹም የሕዋትና እቲ ሓቂ ዝኮነ ትሪኽ ክንሰምዕ በቂዕና ኣለና እም ብትግሪኛ ኸ ትትርጉማ ዶ ትኸውን

  • @lmuielnebirezene600
    @lmuielnebirezene600 หลายเดือนก่อน

    Eza Tarik hiwet kab canada jemiriwo ,abey tewelidu kab 1-12 wey Lieliu abey temahiru wezete aymeleson ?

  • @Aswa2000
    @Aswa2000 หลายเดือนก่อน +4

    ኣብ ኤርትራ ብፍላይ ክኣ ኣብ ኣገልግሎት ዝነበርኒ ህይወት ክዝክሮ ኣይደልን ጥራይ ዘይኮነ ዝዝክርለይ "ውን ኣይደልን ።
    ምክንያቱ ነቶም ደንቁር ተጋደልቲ ኣብ ቅድሚ ዓይንካ ኣምጺእካ ኣብ ንብስኻ ሓዊ ምዝራእ'ዩ ።
    ምስ ሻዕብያ ዝነብርካ ህይወት ምዝካር ባዕሉ ትራማ እዩ።

  • @sdetech4428
    @sdetech4428 หลายเดือนก่อน

    Abz werh 6 - 7 kab keneda seleste muhurat tarik hiweto kgeltsu semia gn lomi eritreawi tarak serehu nab adu keatu eyu zideli.

  • @teklitberhane6136
    @teklitberhane6136 หลายเดือนก่อน

    Are you talking about this jeljal asenayt bro 'waste of time 😢

  • @YohanaHagos-w5c
    @YohanaHagos-w5c หลายเดือนก่อน

    X

  • @goitommaru1990
    @goitommaru1990 หลายเดือนก่อน +2

    Come on man it personal information it is not about writer please somtims it is media

  • @MichaelAbebe-zk3ni
    @MichaelAbebe-zk3ni หลายเดือนก่อน

    መምለኽቲ ጣኦት ኣእዱግ እሰያስ ኣይትጻረፉ ተማሂርኩም ውጹ

  • @mulugetamuler464
    @mulugetamuler464 หลายเดือนก่อน

    Mebekolika ke?

    • @hegawi7
      @hegawi7 หลายเดือนก่อน

      Mebekolka da nay kulu seb Hamed ika nab Hamed temles . Nesu terh flet

    • @awetberaki5910
      @awetberaki5910 หลายเดือนก่อน

      Akele iyu anbah bel kkk wey shgr

  • @tsehayehaile4760
    @tsehayehaile4760 หลายเดือนก่อน

    HI ABELA KEMZI ISEYS Z ZAREBO GERKA KTZAREB ALENA BAXA LUL TBHAL NERA MALET SHQUN WEDI SHQUN ZFELALI AREDADA AYU AMLEKTU HAQU BEYNU KOYNU YBLUKA ANBER ? MKONET YBLU

  • @azeabgkidan5508
    @azeabgkidan5508 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏💙💙💙🙏🙏🙏💪💪💪