ወዲ ሞባእ ዝበሎን ንሕና ንብሎን ወላሓደ ፍልልይ የብሉን_...ግን......

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 12 ก.ย. 2024
  • Join this channel to get access to perks:
    / @meronsat7665
    @DEHAY TV @ZENATIGRIGNA @zarafltet @solomedia9376 @AlenaWaltaHager @fnanappinfotech @DrSharonWoldu @neshnesh_show @EriOneTouchEntertainment @MahdernaEntertainment @MahderPro @zomaychannel @erisat @eritv @meronsat

ความคิดเห็น • 153

  • @mannamenasie3064
    @mannamenasie3064 หลายเดือนก่อน +10

    Eritrea for Eritreans !

    • @Yacob-bn1jw
      @Yacob-bn1jw หลายเดือนก่อน

      YES!!!
      BUT?
      ERITRA?
      BY ERITREANS
      IN ERITREA 🇪🇷
      TO ERITREANS
      IN ERITREA 🇪🇷 ONLY!!!!

  • @mannamenasie3064
    @mannamenasie3064 หลายเดือนก่อน +7

    We don’t have Awraga problem in Eritrea!

  • @haben686
    @haben686 หลายเดือนก่อน +11

    ዉሑዳት ሰባት ኣዉራጃ ስለ ድበሉ ቃልሲ ምስቲ ሃገር ምሉእ ጅሆ ሒዝዋ ደሎ ገዲፍካ ምስቶም ከማኻ ወላሓንቲ ዓቅሚ ደይብሎም ክትጎተት ትዉዕል ደለኻ ሓድሽ ሓሳብ ደይኮነስ ናይ ሓሳብ ድኽነት እዩ። ጸላዊ እየ ትብል ተኾይንካ ድሽየጥ ሓድሽ ሓሳብ ሒዝካ ብምምጻእ ኣማራጺ ክትከዉን ፈትን። ካልእ ግን ብ10 ሰባት ክንደይ ጥቁዋት ተቃለስቲ ከምደለዉ ተረዲእካ ንሻዕብያ ተቃለስ።

    • @sewitghabremichael3132
      @sewitghabremichael3132 หลายเดือนก่อน +1

      @@haben686 HADESH HASAB ENTEZEYKOYNU SELEMENTAY ZEYTEMAHARKALU. NAY KEDEM HASAB , KEDEM EKA KETEMAHARELU NEYRUKA!!
      SELEZI HEJI WEN KEM MERON GERKA N ESEYAS TEKALES.
      MERON N KULU AGEB BAHALI YU!!!
      NETOM WUHUDAT TEBLOM ZELEKA AGEB ENTEBELE, N ESEYAS GEDIFEWO MALET DEYU?

    • @haben686
      @haben686 17 วันที่ผ่านมา

      ደይ ተማሃርካሉ ዶ በልካ/ኪ? ሰብ ንዘይ ፈልጦ እዩ ድመሃረሉ ፡ ትፈልጦ ነገር ግን ክትመሃሮ ደይኮንካ መምህር ኢኻ ትከዉን። ኣዉራጃ ኢልካ ከምጸማም ሓደ ደርፉ ካብ ምግዳፍ ኣብ ሓንቲ ደይጠቅም ኣርእስቲ መዓልቲ መጸ ኮለል ምባል ናይ ሓሳብ ድኽነት እንበር ፍልጠት ኣይኮነን። ህዝቢ ንእዝኑ ንድሌቱን ድስሕብ ሓሳብ ተምጺኻ ነቶም ኣዉራጃ ድብሉ በሃማት ደይኮነ ድስዕብ ነቲ ፍሉይ ሓሳብ እዩ ድኽተል። ብሕጽር ድበለ በሊሕ ሰብ ክስቶ ከምዚ በለ ክብል ድዉዕል ደይኮነስ ኣነ ዝሓይሽ ሓሳብ ኣለኒ ድብል እዩ።

    • @haben686
      @haben686 17 วันที่ผ่านมา

      ከምዘይ ጠቅም ክርድኣካ ተደሊኻ ፡ ኣብዛ ድምልሰልካ ደለኹ ሰዓት ትምህርቲ ኣዉራጃ ደይኮነ ነዞም ኣብ እስራኤል ድቃተሉ ደለዉ መድረኽ ፈጢርካ ሰላም ንምፍጣር ትጎየሉ ግዜን ሰዓትን እዩ። ግዚኡ ድሓለወ ፕሮግራም እንተ ተዝህልዎም ምናልባሽ ሞት የሕዋት ኣብ ሙግዳል ኣወንታዊ ድኾነ ኣስተዋጽኦ ምሃለዎ ኔይሩ ባሃላይ እየ። ስለዚ ሕጅዉን ናይ ዓስተር ሰባት ዘረባ ከተሰሲ ካብ ምዉዓል ፡ ተተኻኢሉ ብናትካ ሓሳብ ሰብ ንኽዛረብ ምጽላዉ ተዘይ ኮይኑ ከኣ ንዒቅካዮም ካል ቁምነገርካ ምግባር እዩ።

  • @HaraGhirmai
    @HaraGhirmai หลายเดือนก่อน +5

    ካብቲ ዘገርመናስ..እዚ ኩሉ ህዝቢ ካብ ገዝኡ ግፍፍ ኢሉ ንቢንያም ክቅበል ዝወጸስ ህግድፍ ገዲድዎም እዩ ክብሉ ምስ ሰማዕናዮም እዩ።
    ኣብ ኒስ ፈረንሳይ ግን ማንም ኪዱ ከይበለና..ደገፍቲ ድዮም ተቋወምቲ ፈተውቲ ሃገሮም ህዝቦም እክብብ ኢልና ኢና ከድና ስጋብ ጸዓዱ ዝግረሙ ባንዴራ ኤርትራ🇪🇷💚 ኣውለብሊብናያ 💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷💚💚💚

  • @user-jz3rz5cs7t
    @user-jz3rz5cs7t หลายเดือนก่อน +4

    እዚኦም መሪ ወዲኦም ኢዮም ከምዛ ናይ ጀብሃ ሄንከል ጥርሙዝ ሒዝካ ጎደናታት ኢሮፓ ክትኮልል ኢካ ወዲካ ዝዕረ ነገር የለን

  • @lulrbahri
    @lulrbahri หลายเดือนก่อน +2

    ሜሪ ሓወይ ጅግና መትከላዊ ኤርትራዊ ኢካ ንስካ ❤❤❤❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓወይ ናተይ ተባረኽ

  • @chelseaforever9905
    @chelseaforever9905 หลายเดือนก่อน +4

    ሜሪ ወላ እሰያስ ይሃሉ ኣይሃሉ ኣብታ ውሽጢ ሃገር ደሞምን ርሃጾምን ዘፍስሱላ ዘለው እዬም ክርከብዋ : ኣብ ደገ ዘለኻ ተቃዋሚ ኢየ ብሃላይ ኣብታ ዘለኻያ ጥራይ ዕድሜኻ ወድኣዬ :

    • @godsacrificesforus1600
      @godsacrificesforus1600 หลายเดือนก่อน +1

      Ane wala kulu gize komu eye zbl zereba tray lewti yelen ktkales delika kea ab ztmeka kof elka aykonen meret weridka eyu kalsi abzi koynom gn wedi dka afti kmotelom yhasbu shue keydom merihnet krkebu derho tray eya kemzi thalm Eritrea 🇪🇷 forever ane iseyas aydgfon eye hagerey gn kemey yehlife khba

    • @As22611
      @As22611 25 วันที่ผ่านมา

      Haki 100%

  • @user-qf2oy7xq4n
    @user-qf2oy7xq4n หลายเดือนก่อน +4

    Hababe meron naska jigina wadi Eri hababe ant Eri for ever ❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @alfooz8964
    @alfooz8964 หลายเดือนก่อน +2

    Wow Meron hawna you so different, I'm proud of you amazing explanation. 💕💕🙏🙏💕💕

  • @kibratesfamichael
    @kibratesfamichael หลายเดือนก่อน +4

    Suk bel ata halaw kabaka nlaeli awrajawi yeln aribatka ala.

  • @michwishumay6483
    @michwishumay6483 28 วันที่ผ่านมา

    ሜሪ ጅግና ጽቡቕ ሓሳብ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤ ንኹሉ ኣብ ኤርትራን ታሪኽን ህዝብን ዝሓሰብ ንድግፎ

  • @user-qm7wo9yj3m
    @user-qm7wo9yj3m หลายเดือนก่อน +5

    መሪ ተቃዋሚ ዘባሃል ያለነ
    ኣውራጃወ ዓለታዊ ሃይማኖታወ
    ጠራይኢዬ ዘሎ

  • @efikida2631
    @efikida2631 28 วันที่ผ่านมา

    Antay ika dea wedi mobaa zbehal hawna ztdzareba elka aqanatsibkayo tsbuq gerka Gletso wedi mobaa netom zeyfeletna danke

  • @yordaethan652
    @yordaethan652 หลายเดือนก่อน +1

    Meri Anbesa Eritrea 🇪🇷 Media

  • @user-mm3zy3rl2i
    @user-mm3zy3rl2i หลายเดือนก่อน +3

    ነዓይ ሱሙዕኒ ዝኮነ ግዜ። ኩሉ ሰብ መምህር ምስ ኮነ ዝሰምዕ ሰብ ተሳኢኑ በቃ። እዝኒ ካብ ስራሕ ተሰጊይጉ።

    • @shamram6200
      @shamram6200 หลายเดือนก่อน

      😊

    • @habenaraya-cf2cu
      @habenaraya-cf2cu หลายเดือนก่อน

      Kemu sele zekone yu ka zezarb zelo awraja melke hizu yeblki alo::

    • @shamram6200
      @shamram6200 หลายเดือนก่อน

      @@habenaraya-cf2cu aymeslenin

  • @Merrih
    @Merrih หลายเดือนก่อน +1

    ክክክክክክክ

  • @GenetAbeba-w9t
    @GenetAbeba-w9t หลายเดือนก่อน +1

    Meron wedey❤ nisika kulu gize xibuk tesmiana aleka

  • @As22611
    @As22611 25 วันที่ผ่านมา

    Bravo Meron Ertra nay Ertrwyan

  • @fanaisaak-haggi5094
    @fanaisaak-haggi5094 หลายเดือนก่อน +1

    Ata anbesa kemsiiyu eritreawi tsada asli❤❤❤❤❤❤

  • @asmerettekle55
    @asmerettekle55 29 วันที่ผ่านมา

    When are you going to Eritrea

  • @MikiHabtuHaile-ur5ep
    @MikiHabtuHaile-ur5ep หลายเดือนก่อน

    👉👌💪👌🇪🇷♥️🇪🇷 Eritrean for Eritreans 🎉🎉🎉

  • @amanuelmoges5650
    @amanuelmoges5650 หลายเดือนก่อน

    Thank you Meron everything you saying correct

  • @simonghebru7176
    @simonghebru7176 หลายเดือนก่อน +1

    ሚሪ ተባዕታይ ልክዕ ጽቡቕ ኣለኻ ልክዖም ኢኻ ሂብካዮም ገና ናብ ዓዳዊ ይወርዱ ኣለው

  • @anderberhantesfaledet5671
    @anderberhantesfaledet5671 หลายเดือนก่อน +3

    Meron mergeska aflt wey delay fthi wey nab ygdef kid
    Nbriged nhamedu Awragiawyan iyom ilka ktzareb geben iyu
    Nska tebelasi ika

    • @SomariSomari-y1u
      @SomariSomari-y1u หลายเดือนก่อน

      ውሓጦ ኣታ ወጋናዊ

    • @anderberhantesfaledet5671
      @anderberhantesfaledet5671 หลายเดือนก่อน +1

      @@SomariSomari-y1u ane wegenawi zeykonku methedeyim hanti oya nfthi klte merges hiska kem beal Meron tebelesti
      Wey ms hzbka wey ms Drbay Tgraway Iseyas mquan iyu
      Nay Meron gn belesn hasotn iyu

  • @MikiHabtuHaile-ur5ep
    @MikiHabtuHaile-ur5ep หลายเดือนก่อน

    Yes tekkli 👉 👏 meron

  • @Eritreashikor
    @Eritreashikor หลายเดือนก่อน

    Well said meri jegna 👏🏽👏🏽☝🏼🇪🇷✊🏾

  • @er-uq6we
    @er-uq6we หลายเดือนก่อน

    መን'ሞ ይስማዕካ

  • @desalexegay2634
    @desalexegay2634 หลายเดือนก่อน

    Krmaka gieru zerqeni menEsey yelen.
    Ane hade medemdemta giere aleku abaka .ghri qurub Ametat nab wedi Bashay ktxeri ika.

  • @ayooooooooayoooooooo7246
    @ayooooooooayoooooooo7246 หลายเดือนก่อน

    ፈሊጥካዬም ነዞም ዓሌታዉይን ንህዝቢ ኤርትራ ኸኣ ፍትሒ የዉጽኣሉ ኣሞላኸ ንስኻ ኣ ተባረኸ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @habtemariamdebesay2559
    @habtemariamdebesay2559 หลายเดือนก่อน

    Nice wedi ere

  • @teweldekidane107
    @teweldekidane107 หลายเดือนก่อน

    Well said

  • @Mikeritrea
    @Mikeritrea หลายเดือนก่อน

    Meron ketsilu heki kulu gize ynehi enber eti heki afu keftu kizareb jemru alo
    Meron keep going u r the best person true is true always

  • @adietekle9756
    @adietekle9756 หลายเดือนก่อน

    Mearon shikor weday anbesa ❤❤❤👏👏👏👌👌👌🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @meharigebre6440
    @meharigebre6440 หลายเดือนก่อน +1

    ምስ ተጋሩ ይዋሰባ እንታይ ኮንካ ቶግ ዘይተብላ

  • @mulluesilthan5135
    @mulluesilthan5135 หลายเดือนก่อน

    You right 💯

  • @WudaseWoldemariam
    @WudaseWoldemariam หลายเดือนก่อน +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @SurafealGhereamlak
    @SurafealGhereamlak 29 วันที่ผ่านมา

    Smart

  • @MehariSium-ec4le
    @MehariSium-ec4le 29 วันที่ผ่านมา

    ሜሮን ከመይ ኣለካ ፡መደባትካ ጽቡቅ ዩ ብዙሕ ግዜ ግና ነታ ካብ 10 ቃላት ዘይትሃልፍ መደብ ቃላት ክትደጋግም ትውዕል ንኣብነት እዛ ናይ ሎሚ መደብካ

  • @samsontecle1184
    @samsontecle1184 หลายเดือนก่อน

    Don’t generalize. These days I think u r going out off the opposition against HGDEF

  • @habtomgilazgi2407
    @habtomgilazgi2407 หลายเดือนก่อน +3

    እሞ ዋን መሽን ደኣ እንታይ ኮይኑ ፈሪሱ ካብ ዋን ነሽን ንላዕሊ ሃገራውነት ዝበለ የለን ሰብ ኮንካ ተቃወም ካድር ሜሮን ኣብ ኤውሮጳ ኮንካ ናይ ሳሕል ፖለቲካ ትዛረብ ንእሽቶይ ማንኪ

    • @musaomar7058
      @musaomar7058 หลายเดือนก่อน

      Meron you are so our hero 🦸‍♀️🇪🇷🇪🇷👍

    • @fkreykidane
      @fkreykidane หลายเดือนก่อน

      Ab eroupa konka anxar hzbi iertran nhzbawu gnbar mxrafn dhamq akayda kea yelan😂😂😂😂

    • @HaraGhirmai
      @HaraGhirmai หลายเดือนก่อน +1

      ሃገራዊ እዩ ናይ ግድን ኣይኮነን ድማ ምስ ማንኪ ክሳማማዕ ደሓር ከኣ ማንኪ ህግድፍ እምበር ሻዕብያ ኮ ኣይኮነን።ንሕና እዞም ፈተውቲ ህዝቦም ሃገሮም🇪🇷 ደቂ ጀብሃ- ሻዕብያ እምበር ደቂ ህግድፍ ኣይኮናን💪🇪🇷💙

    • @fkreykidane
      @fkreykidane หลายเดือนก่อน

      @@HaraGhirmai nhna kea deqi hgdefn hgdefn ina 98.9 % hzbi eritrea 🇪🇷 kea kemu,eu eyu. Dhri hji hgdef Andabelkum teferarhwo men,esey yelen

    • @SomariSomari-y1u
      @SomariSomari-y1u หลายเดือนก่อน

      ፈቲኻ ፅልኢኻ ንሱ እዩ እቲ ሓቂ

  • @Merrih
    @Merrih หลายเดือนก่อน

    ክክክክክክ ሜሪ ናይ ልቡ ደርጒሕዎ ክክክ ኣወዲኦሞ።ኣጆዃ እዚኦም ከምዚ ጌርካ ትኺ ብትኽ ተዘይነጊርካዮም ኣይርድኦምን እዩ

  • @Sgahe-c2z
    @Sgahe-c2z หลายเดือนก่อน

    ነዞም ባዕሎም ዝጸመሙ ተቃለስቲ ናይ አውራጃ በሃልቲ ቱሩፋታት አስምዓዮም እስኪ ማይ ይሓቁኑ ከምዘለው።

  • @meazakrstos3209
    @meazakrstos3209 29 วันที่ผ่านมา

    Eritrean Hzbi Eritea mdri Eritrean kqtsl eu Eritrea brikti mdri eya🎉

  • @sewitghabremichael3132
    @sewitghabremichael3132 หลายเดือนก่อน

    Good job MERON AS ALWAYS ❤❤❤❤❤

  • @akiyor3615
    @akiyor3615 หลายเดือนก่อน +2

    ክክክ ፍልልይኩም ንስካ ኣብዕጹው ገዛ ኮንካ በይንካ ኣዝማሪኖ ኣዝማሪኖ ክትጻወት ስለ እትውዕል ኣዝማሪኖ ከኣ ዕጭ ሓንፊፎም መግዛእቲ ይሕሸና ኢሎ ምምጻእ ኣቢዮምክኻ😂

    • @sewitghabremichael3132
      @sewitghabremichael3132 หลายเดือนก่อน

      Kabakatkum emni zederbeyu mechem zeyhayish yelen!!

    • @akiyor3615
      @akiyor3615 หลายเดือนก่อน

      @@sewitghabremichael3132
      Kkk እምኒ ምድርባይ ይሓይሽ ካብ ጸማም ደጋፊ ግደፍ ምካን ህዝብን ሃገርን ኣብረስቲ
      እምኒ ዝደርበዩ ሰብ ኣየእሰሩ ኣየቅተሉ ከም ደገፍቲ ህግደፍ።

    • @akiyor3615
      @akiyor3615 หลายเดือนก่อน

      @@sewitghabremichael3132
      ባርያ ምኳን ካብ ወላሓንቲ ኣይሓይሽን ኢዩ እምኒ ሓንቲ መዓልቲ ኢያ ትርደርብያ ደርቢዮም ከኣ ኣይቀትሉ ኣይዓመጹ ሰብ ኣየእሰሩ ገንዘብ ህዝቢ ኣይዓመጹ በጾት ኣይዓመጹ ንጹሃት ኣይቀተሉ ወላሓንቲ ኣይገበሩን እዞም ባራዩ ናይ ህግደፍ እኮ 33 ዓመት ምስ ኢሰያስ ኮይኖም እንታይ ዘይ ገበሩ ሃገር ረሚሶም ህዝቢ በታቲኖም ብጸቶም ደቂ ሃገር ቀቲሎምን ኣእሲሮምን ደቂ ሃገር ኣሰዲዶም ናይዞም ባራዩ ዘረባ የብሉን ኣብ መጻኢት ኤርትራ ክንተሓሳሰብ ኢና።

  • @asgedomdesta7919
    @asgedomdesta7919 หลายเดือนก่อน

    ኣንታ ሓውና ኩሉ ነገር እኮ መሰረት ካብ ታሕቲ ንላዕሊ ኢዩ እት ሓቀኛን ሙዕቡልን ኣሳራራሓ . ብላዕሊ ዝጅምር ሃብትን ምዕብልና የሎን. ስቅ እልካ
    ዓጀውጆው ኣይተበል
    ኣይትሓፍር ድማ
    ምስ ወዲ ሞባ
    ዝማሳሰል ሓሳብ ኣለኒ ወዳጀ.
    ኣብ ትሕተ ዓራት ኮይንካ ለብ ለብ
    ክመርኩም ንስኻ
    ንኽትምራሕ እውን ዓቢዪ ጸገም

  • @user-db4tb5nl3z
    @user-db4tb5nl3z 29 วันที่ผ่านมา

    ሜሮን ጀግና ንገሮም ነዞም አውራጃዊያን

  • @genettekia8057
    @genettekia8057 29 วันที่ผ่านมา

    Teqawamay wala degafay eye zible alemawi eyu

  • @haimanotghebreyesus6781
    @haimanotghebreyesus6781 หลายเดือนก่อน

    መሮን ተቃዋሚ መን ምኳንካ ጽቡቅ ገርና ኢና ንፈልጠካ ወዲ ሞብእ ተሓጒስካሉ😢😅😂

  • @sebahsaleh
    @sebahsaleh หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @semharkahsay-uh4kf
    @semharkahsay-uh4kf หลายเดือนก่อน

    Bravo 👏 Meri 🇪🇷🙏

  • @brhanemahari6545
    @brhanemahari6545 28 วันที่ผ่านมา

    ኪድ ሕልኩስ ከልቢ ኣንጎሎ

  • @henokhaile3535
    @henokhaile3535 หลายเดือนก่อน

    ኣብ ደገ ቃልሲ የልን ።ኢቶም ሰባት ካ ቡዙሕ ስልጡናት ኣይኮኑን ግዚኦም የባኹኑ ኣለዉ ስደት ቡግቡኣአ ተጠቆሙሉ ምስዳትኩም ዘይተርፍ

  • @Yehdego
    @Yehdego หลายเดือนก่อน

    ነወዲ ሞባእን መሰልቱን ኣወል ጽቡቅ ጌሩ ንተግባሮም መልሲ ሂብዎም ኣሎ መዓር ኣብ ኩቦ ለኽዮም ዝቅርቡ ,ወዲ ሞባእ ከኣ ኤርትራ ትስዕር እንዳበለ ምስ ትግራይ ትስዕር ዝብሉ ሰሚናር ክገብር አይክእልንዩ ,ብኤርትራ ኣይንዋገን ኢና እንዳበለ ምስቲ ዶባት ኣፍሪሱ ዓባይ ትግራይ ክሰርሕ ዝቃለስ ክሳማማዕ ኣይክእልንዩ ስለዚ ኩሉኹም ዉዱቓት ኢኹም መጀመርታ መወድእን ዘይብልኩም እኩብ ባዶ

    • @marudeneke
      @marudeneke หลายเดือนก่อน

      ዝኸበርካ ሓወ ኣብኡ አትዩ እንታይ ኢሉዩ ወሳኒ። በዓልኻ ብእዝንኻ ተሰሚዕዮን ክትርዳእ እንተኺልካን ንሱ ነቶም ዘንባል ሓሳብ ዘለዎም ብዝርድኦም ቋንቃ እዩ አረዲእዋም። ኤርትራን ኤርትራወነትን፡ መጀምርያ`ውን ንቅሓት ከም ዝግብኦም ነጊርዎም፡ ንኤርትራ ትቃላሱ ከም ዘለኹም አርእይዎም ኢልዎም(ስለዝፈልጦም ነቶም ትግራይ ትስዕር)። ንስኻ`ውን ብንቅሓት እንታይ እዩ ዝብል ነይሩ ኢልካ እንተተርእዩ ምተረድኣካ። ካብ አለና ዋልታ ሃገር ጥራይ ይርድኣኒ እንተኢልካ`ውን ኣቡኡ ኪድካ ስምዓዮ። በጃ ወዲ ሞባእ፡ ነዚ አቃጣሪ አወል ከኣ ከም ጅግና ትውስዱ። እዞም በራይ ትግራይ ትስዕር(ጸልማት መጻኢን) ባራዩ ኢይሰያስን እኮ ሰብን ሃገርን ይጠፍእ አሎ።

  • @DawitGebrekrstos
    @DawitGebrekrstos หลายเดือนก่อน

    Meri neska wn kab derejaka aytwered

  • @user-og7sm9qn6p
    @user-og7sm9qn6p หลายเดือนก่อน

    Kemaka ybzulna eritrin hawey ❤❤❤❤

  • @user-qm7wo9yj3m
    @user-qm7wo9yj3m หลายเดือนก่อน

    ጂግና መሪ

  • @robelsultan8980
    @robelsultan8980 หลายเดือนก่อน

    Eh daa nskas 😂😂😂😂😂

  • @hiritytesfagaber3209
    @hiritytesfagaber3209 หลายเดือนก่อน

    Tegeyxka tetwu 😁😁😁😁kema eya

  • @mikieleteklebrhan2765
    @mikieleteklebrhan2765 หลายเดือนก่อน

    መሮን እሞ በዓልንስኻ እንዶ ኣለኹም ብሃገር ትሓስቡ ሃላው

  • @Siku98Kbrom
    @Siku98Kbrom หลายเดือนก่อน

    Suki bel wejab hasawi

  • @MichaelAbrham-lf9zj
    @MichaelAbrham-lf9zj หลายเดือนก่อน

    ህዝቢ ኤርትራ ብፍቕሪ ሃገሩ ዝነድድ ህዝቢ እዩ፡ ስለዚ ዝኾነ ዝቃለስ እየ ዝብል ሰብ ስምዒት ህዝቢ ኤርትራ ከንብቦ ኣለዎ።

  • @kubromhabtay9122
    @kubromhabtay9122 หลายเดือนก่อน

    ጂግና ሐወና አይትሰማዓዮም ቀጽል ጥራይ

  • @ThanksGodኣሜን
    @ThanksGodኣሜን หลายเดือนก่อน

    Smart😂

  • @bereketabrham8495
    @bereketabrham8495 หลายเดือนก่อน

    No adimomka da keharmuka mieron.

  • @HaraGhirmai
    @HaraGhirmai หลายเดือนก่อน

    ህወሓት..ሞይታ
    ሓመድ ድበ ተጸዊዖም እኳ ክከዱ ኣይከኣሉን..ሽጉጥ ኢሎም ይዕዘቡ ኣለዉ ደምበ ድንግርግር 😂😂😂

  • @musaomar7058
    @musaomar7058 หลายเดือนก่อน

    🌺🌺🌺🌺❤️✅👍🇪🇷🇪🇷

  • @bereketkidane6957
    @bereketkidane6957 หลายเดือนก่อน

    ፎሽካል

  • @user-hd2wu1oz6b
    @user-hd2wu1oz6b หลายเดือนก่อน

    ንቢንያም ክቕበል ዝወጸ ህዝቢ ናትና ውጺኢት ኢዪ ክብል ድየ ሰሚዐዮ😂😂😂😂😂አታ ተሰተር

  • @SEMERE2024Eri
    @SEMERE2024Eri หลายเดือนก่อน

    ambesa kulu haqi eka elkaya

  • @haimanotghebreyesus6781
    @haimanotghebreyesus6781 หลายเดือนก่อน

    ኤርትራውነት ክቡር መንነት❤

  • @bereketkidane6957
    @bereketkidane6957 หลายเดือนก่อน

    እቲ ቁልዕነት አይገደፈካን አፋሪ

  • @Amanzeray-p3k
    @Amanzeray-p3k หลายเดือนก่อน

    Meranti blux menesey ❤

  • @ZeruBehre
    @ZeruBehre หลายเดือนก่อน

    ክላእብላሽ

  • @BrGston
    @BrGston หลายเดือนก่อน

    ኣታ ዝወዲ ታይ ኮይኑ ዩ ተስፋ ዝነበሮ ንሙሉእ ህዝብ ኤርትራ ዓሌታዊ ኢልዎ እዋይ ግልብጥ

  • @freweynikidane4943
    @freweynikidane4943 29 วันที่ผ่านมา

    Kid lekibat eka nsika

  • @gezanachannel3463
    @gezanachannel3463 หลายเดือนก่อน

    Atum geltamat meri eski aythrekulna

  • @anderberhantesfaledet5671
    @anderberhantesfaledet5671 หลายเดือนก่อน

    Nska hade hasawi ika abzi leku abti aleku tebelasi ika

  • @KibromAbra9
    @KibromAbra9 หลายเดือนก่อน

    belom tray awrjom hezom ktrfu eyom meri

  • @ZeruBehre
    @ZeruBehre หลายเดือนก่อน

    ኣንታ ከመይ ዝበሉኻ ድርባይ ኢኻ ኩሉ ሰብ ንመላኺ ንምእላይ ጸጸር ይድርቢ ኣሎ ንስኻ ድማ እቲ ኣብ የእምሮኻ ዝህውጸካ ዘሎ ኣውራጃዊ ሕማም ኣውራጃ ክትብል ሰብ ኣጽሚምካ።

  • @HeriHerr
    @HeriHerr หลายเดือนก่อน

    ኤርትራ ተቃዋሚ የብላን ኣርባዕተ ነጥቢ :: 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @welesharegay6326
    @welesharegay6326 29 วันที่ผ่านมา

    Leklakihataf

  • @sansiro1977
    @sansiro1977 หลายเดือนก่อน

    Sorry በይንኻ ዶ ኣይኮንካን ንሕና እናበልካ ትዛረብ? ተወሳኺ ኸኣ ንኹሉ ከም ዘይፈልጥ ደንቆሮ ገርካ ትቆጽሮ ፡ ንፉዕ እንተበልናካስ , ካብ ኣነ ወጺእካ ናብ ንሕና ሰጊርካ። ቀደም ሃይለስላሴ ,እኛ እንዳበለ ይዛረብ ነሩ , ንስኻ ኸኣ ናብ ንሕና ሰጊርካ።ወይ ከኣ ብሽም ውድብ ትዛረብ ተኮንካ ንሕና ውድብ ኩስቶ ኢልካ ትዛረብ።

  • @WudaseWoldemariam
    @WudaseWoldemariam หลายเดือนก่อน

    Wooow du hast wirklich recht besonders dieses tigray ti ewet TPLF ist weg und jetzt auraja😂😂😂😂

  • @kalMHe
    @kalMHe หลายเดือนก่อน

    Ata Meri kurub wieka higis, rigie bel

  • @chelseaforever9905
    @chelseaforever9905 หลายเดือนก่อน

    ምቅዋም ውሽጢ ኣቲኻያ ናይ ሰብኣይ በቃ :

  • @anderberhantesfaledet5671
    @anderberhantesfaledet5671 หลายเดือนก่อน

    Nska hade guahafn Awragiawn ika luk nay ygdef ola tmesl

  • @demhai4560
    @demhai4560 หลายเดือนก่อน +1

    Great job

  • @yehdegokidane9376
    @yehdegokidane9376 หลายเดือนก่อน

    Neskaika hataf agewgew tbzhi alka

  • @haimanotghebreyesus6781
    @haimanotghebreyesus6781 หลายเดือนก่อน

    ንወዲ ሞባእ ሽጣራኻ ደውር በሎ

  • @gtgrowtogether8096
    @gtgrowtogether8096 หลายเดือนก่อน

    Nsu ina nbl zelena tkkl

  • @anderberhantesfaledet5671
    @anderberhantesfaledet5671 หลายเดือนก่อน

    ITA nay Iseyas bandiera kab ksadka awrda

    • @sewitghabremichael3132
      @sewitghabremichael3132 หลายเดือนก่อน

      Akli gerka temahar

    • @anderberhantesfaledet5671
      @anderberhantesfaledet5671 หลายเดือนก่อน

      KAB tebelestin hasewtn intay ktmahar tkil nkulu gn gziye kerskbena iyu!!!!!

    • @HolaBruv
      @HolaBruv 29 วันที่ผ่านมา

      Speak less and listen will minimize the foolishness coming out of your mouth like this one.

  • @keletaberhe7593
    @keletaberhe7593 หลายเดือนก่อน

    Meron hassawi kemakas yihiludo yikewn areminrugum ziteregme
    Hiji kea wedimobae ketefnik jemirka wedimobaeko silent eritra zitezarebo yebilun

  • @estifanosdebas4708
    @estifanosdebas4708 หลายเดือนก่อน +1

    ብናይ ሓደ ሰብ ሓጎስ (ብናይ ብኒ ) ሓጎሲ ህዝቢ ኤርትራ ስዒሩ ትብል ኣፉ ተሓቲሙ ከብዱ ጠምዩ ምንቅስቓስ ስኢኑ'ሲ ህዝቢ ኤርትራ ስዕሩ ትብል ደሓን ኔርካ ኣዘራርባ
    ናይ ነገር ቆልዓ ዘይተርፍ ጌርካዮ ሜሮን !!!

  • @MichaelAbrham-lf9zj
    @MichaelAbrham-lf9zj หลายเดือนก่อน +1

    ኣወራጃ ዝብሃል ኣብ ኤርትራ ቦታ ዝብሃል ክውሃቦ የብሉን፡ ኣውራጃ ናይ ድሑራት ናይ ውዱቓት ናይ ተስፋ ቖረጹ እዮን። ስለዚ እዚ ኣተሓሳስባዚ ክጠፍእ ኣለዎ።

  • @tadesehagos3746
    @tadesehagos3746 หลายเดือนก่อน +1

    ኣላ ሜሮን ንህዝቢ ኤርትራ ብጀካ ህግደፍ ጸላኢ የብሉን። ህግደፍ ክኣ ንህዝቢ ኤርትራ ሕራይ ጌሩ ሲዒሩዎ እዩ። ንስኻን ደገፍቲ እቲ ስርዓትን ንዓወት ቢንያም ከም ፖአለቲካዊ ዓወት ጌርኩም ስለተቃልሕዎ ዘለኹም እዩ ገለ ካብ ደለይቲ ፍትሒ ግብረመልሲ ንምሃብ ዝተዛረቡ። እቲ ዝነበረ ጽምብል ሽሕ እኳ ዓወት ቢንያም ዝሐጉስ እንተኾነ፡ ንፖለቲካዊ ፕሮፓጋንዳ ዝድርዕ ስለዝነበረ ግን ሓቀኛ ጽምብል ነይሩ ክትብሎ ኣጸጋሚ እዩ፡ ምኽንያቱ ዝያዳ ብንያም ህግደፍ ስለዝተናእደሉ፡ ዝያዳ ኣያ ግርማይ ጎይታኹም ስለዝተሸለመሉ። ጉዳማይ ዝኾንኩም ፕርፓጋንዲስት

    • @sewitghabremichael3132
      @sewitghabremichael3132 หลายเดือนก่อน

      Nesekan meseltekan ab asmara zetegebre tsembel, nay Esayas yu elkum sele tedemdemewo, wey wen KONE ELKUM hezbi eretra ente zelele, n Eseyas amsilkum ketekrebewo sele tedekmu, Heji wen PROPOGANDA yu enda belkum nebsekum atsananuu. Ember MERON memher nay antsar amets yu. eta HAKI dema negirukum alo.
      Nenebseka "ala ane " bela.

  • @nakfakarura5670
    @nakfakarura5670 หลายเดือนก่อน

    You're so wrong Meron, I couldn't disagree more.
    You're committing a fatal disservice to the Eritrean community with your misinformation.
    Stop generalizing please!!

    • @sewitghabremichael3132
      @sewitghabremichael3132 หลายเดือนก่อน

      MERON is always RIGHT☝️

    • @nakfakarura5670
      @nakfakarura5670 หลายเดือนก่อน

      @@sewitghabremichael3132 Always right?
      Come on, nobody is always right!!
      Don't get emotional!!Sometimes we have to argue critically.

    • @yordaethan652
      @yordaethan652 หลายเดือนก่อน

      Gdefu tebahilkum abikum. You nailed it Meri. Eritrea will prevail ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷

    • @sewitghabremichael3132
      @sewitghabremichael3132 หลายเดือนก่อน

      @@nakfakarura5670 Dear, you are not arguing, you are accusing MERON THE GREAT by complaining that he is committing a fatal disservice.
      I repeat HE is always RIGHT on RACISIM . and what we see in this so called 'Deleyti fethi' is dicrimination.

    • @nakfakarura5670
      @nakfakarura5670 หลายเดือนก่อน

      ​@sewitghabremichael 3132 Here we again, you are the one supporting Meron for accusing all the deleity fithi are regionalists.
      I am sure you wouldn't agree with Meron if he has said all the HIGDEF supporters are narrow minded regionalists.
      Would you ?
      I don't think so!
      I tell you what, some of them could be but I wouldn't say all of them are because it's plain wrong to generalize.

  • @kesetegeresus3121
    @kesetegeresus3121 หลายเดือนก่อน +1

    Sakit gay😂

    • @sewitghabremichael3132
      @sewitghabremichael3132 หลายเดือนก่อน

      Emni mederbay gedifka akli gerka temahar

    • @kesetegeresus3121
      @kesetegeresus3121 หลายเดือนก่อน

      @@sewitghabremichael3132 neski ka teref condom dargi deki hamam 🤣

  • @merrygebrekidan7672
    @merrygebrekidan7672 หลายเดือนก่อน

    Hasad

  • @meteraentertaiment1614
    @meteraentertaiment1614 หลายเดือนก่อน

    ሎቕማጽ ክትፈላሊዮም ኢልካ እምበር ለመጭ