ንዓለም ምስጢር ዝኾነ ኣነባብራ ሰሜን ኮርያውያን ምስ ተቓልዐ..
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 27 พ.ย. 2024
- ክቡራት ተኸታተልቲ ፡ ነዚ ቪድዮ ብላይክ ክትጅምርዎን ሼር ብምግባር ከኣ ምስ ፈተውትኹም ከተፋልጡናን፡ ሳብስክራይብ እናገበርኩም ከኣ ነዛ ቻነል ከተዕብዩዋን ብትሕትና ንሓትት ፡ክብረት ይሃበልና!!
CONTACT US eritreaeru21@gmail.com
• ንኣና ፍራንክ መን ንሞት ኣሕሊፉ ሂ...
• ብድሕሪ'ዚ እንታይ ተፈጥረ...@BU...
• ፋውዳ! ብኽልተ ኣንጻር ህዝብታት ዝ...
• እታ ብዙሕ ዓለም ለኻዊ ትንቢታት ...
• Video
• ዲሞክራሲያዊ'ዶ ግብረሽበራዊ?@BUF...
• ክሳብ ሕጂ ዝተዓቑረ ምስጢር እንክቕ...
• ኣሚኑ ዝተጠልመ...
• መናፍስቲ ዘዘራርብዎ ኣራዊት መራሒ!!
• እንታይ ይብሉ? የመሳምሱ'ዶ ወይስ ...
• ብመሰረቱ ከመይ ተጀሚሩ? ሓጺር ኣገ...
• ዴሞክራሲ ንምድላይ ወፍሪ ንመቐለ /...
• ምስጢር እንክቕላዕ
• ኣዝዩ ዘሰንብድ መርዚ ሞባይላትና/ ...
• ኣብ ልዕሊ ካልእ ሃገር ዝተሃንጸ ሃ...
• Video
• ንብሉጽ ታሪኹ "ዳግማይ ሂወት" እት...
• ዓለም ጉድ ዘበለ ናይ ሃብቲ ታሪኽ!...
• ዘሰብንድ ምስክርነት ናይ ካብ ቤርሙ...
• ኣየናይ'ዩ እቲ ሓቂ...@BUFERI...
• ዘሕዝን መወዳእትኡ ንመራሕቲ ኣፍሪቃ...
• ኣሚኑ ዝተጠልመ...
• ዲሞክራሲያዊ'ዶ ግብረሽበራዊ?@BUF...
• ንኣይሁዳውያን ካብ ዓለም ዝገለለ ስ...
• Video
• ወፍሪ ኣዲስ ኣበባን ሽርሕታቱን// ...
• Video
• ግን ናይ በሓቂ ግብረሰዶማዊ ድዩ?
• እንታይ ዓይነት መከራ ጎነፎም? @B...
• Video
#tehaguise #tedroshagos #shammedia #Eritreanmovie #Eritreanfilm #Eritreanseriesfilm #EritreanselmiMisgunabraha #Eritreanmusic #eritreancomedy #EriEthio "New eritrean music " #New #eritrean #music "Ethiopian music" #ethiopian #music
#eritreanguayla #Tigrinamusic #ethiopianmusic #eritreanmovie #eritreancomedy #Tigrinaderfi #oldtigrinamusic #Eritreanmusic2020 #Neweritreanmusic #Eritreansong #musicoferitrea #musicoftigrina #besteritreanguayla #eritreanbahlawiderfi #eritreannewmusic #eritreanbestguayla #eritreanfilm #eritreandrama #ethiopiansong #ethiopianmusic2021 #amharicmusic #ethiopianfilm #ethiopianmovie #eritreanbestmusic #eritreanbestfilm #danielxaedu #nahomrecordsinc #minewshewatube #ebstv #kanatv #nahootv #ashamtv #tedyafroarmash #abrahamalemshewitsgem#eritreanmusic2023#ethiopianmusic2023#tigrignamusic2023#newsong2023 #Eritreanmovie #Eritreanfilm #Eritreanseriesfilm #EritreanselmiMisgunabraha #Eritreanmusic #eritreancomedy #EriEthio #Neweritrean music #New #eritrean #music "Ethiopianmusic" #ethiopian #music
#eritreanguayla #Tigrinamusic #ethiopianmusic #eritreanmovie #eritreancomedy #Tigrinaderfi #oldtigrinamusic #Eritreanmusic2020 #Neweritreanmusic #Eritreansong #musicoferitrea #musicoftigrina #besteritreanguayla #eritreanbahlawiderfi #eritreannewmusic #eritreanbestguayla #eritreanfilm #eritreandrama #ethiopiansong #ethiopianmusic2021 #amharicmusic #ethiopianfilm #ethiopianmovie #eritreanbestmusic #eritreanbestfilm #danielxaedu #nahomrecording #minewshewatube #ebstv #kanatv #nahootv #ashamtv #teddyafro #armashkena #abrhamalem #shewitsgem #tedroshagos erurutehaguise #shammedia #FaNus NetWork#DEHAY TV #Jstudio #RED SEA MEDIA#ADMAS MUSIC #nabrana entertainment #Soyra Entertainment #Fnan App Infotech #Mara Entertainment #MEGARYA Entertainment #ERISAT,BAHGNA TV #mahder Media #BANA ERITREA #Rufta Tv #ELA TV #NESHNESH TV #hdmona tv #hdmona nebarit #star entertainment #saeyet entertainment #zena tigrigna #rbl tv entertainment #ERI-TV #DENDEN MEDIA #NATI TV #TIGRAY NEWS #SESEN ENTERTAINMENT #MESTYAT BETNA #LYE #MESOBNA ENTERTAINMENT #eritrean film
መርሓባ ደቂ ሓላል መሬት🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ናይ ኤረትራ ውን ብዙሕ ምስዚ ናይ ሰመን ኮርያ ዝመሳስል ኣለዎ፡ ሓባ ዓጽሙ ናይዞም ገዛ መጽሓፍ ይጥቀም ድኣ ከይከውን፡ ብዝተረፈ ኣጋላልጻ ብጣዕሚ ደስ ዘብል ቀጽሎ❤
I don't understand why you don't have many followers??
Ur program is very impressive keep it up bro
thank you.
Nay bhaki kebrtey 💯
Anta haqom ba yom bzuh zemesasl alewom ms nay eri
ኤሪትርን ሃጠውቀጠው ኢኹም ትሕብዩ ሓቀይ ነዛ media ካብ ዝከታተላ 3ተ ወርሒ ገይረ ኣለኹ ዘምጽዎ መደባት ማራ'ዩ መሃሪ ግን 26000 followers ጥራይ ኬፍ የብሉን የዓኸ follow በሉ ሓሳዳት ብራቮ ድማ ወዲ ኤረይ ኣጆኻ ቀጽሎ follow በሉ ድማ በል ደጋግምካ ብጣዕሚ'ዩ ሓጋዚ
Naybhaki i agree with u🙏🙏🙏🙏🙏
@@danihannibal6356 🇪🇷🫡🫡
ኢደይ ስሒበ ለኹ ካብ ኮሜንት ከተወድኡና ኢኹም ንስኹም 😂
ምዕራባዊያን ኣይትእመን ዓርኩ bbc መሳርሕ ኣሜሪካ እዮም ኣሜሪካ ንሰሜን ኮርያ ስለ ዝፈርህዋ ንዓለም ይእምና ከም ባዓል ዕራቕ ሱርያ ልብያ ወዘተ ክወርዋ ስለ ዝደለዩ ኢዩ::
Hasot eyu dyu abhlaka
مرحبا هلأ وسهلا ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Nay Adina ka kemzia gerka gelxlena eka Burukey?sle eti xbuq agelalxaka yemsegn
ምስ ሓባ ዓጽሙ ዘመሳስሎም ዘርዝረልና part 2 መሊእካ ጽደቅ እምበር 🫣
ከላእ ህዝቢ ሰሜን ኮርያ ኣብ ሓደጋ ክወድቕ ዝሰርሓ ዘለዋ ባዕለን ሃገራት ምዕራብ ኢየን። መንግስቲ ንሕና ንደልዮ መንግስቲ ኣይኮነን ክንግልብጦ ኢለን ኣብ ልዕሊ እታ ሃገር ሰፍ ዘይብል ተደራራቢ እገዳ እንዳገበርካ ግልብጥ ኢልካ ህዝቢ ሰሜን ኮርያ ከፊእዎ ጠምዩ ምባል ምስሉዩነት ጥራይ ኢዩ። እንታይ ደልየን ድየን ኩሉ ግዜ እገዳ ገርና ኣለና ዝብላ? እቲ ኒኩለራዊ ኣጽዋር እንተኾነ ቅድሚ ሰበን ዝዓጠቐኦ ንሰን ሃገራት ምዕራብ ኢየን። ግርም'ባ እንዳዓመጽካ ተገልቢጥካ ሓላዩ ክትመስል ምፍታን!
You are right 💯
👌
👍👍👍🙏❤️
ምስቲ ናይ ዓድና ጨካን ስርዓት ዘመሳስል ቡዙሕ ኣለዎም።
ኤእ አበዚኣስ ኖ ኮመንት። ምስ ሰሜን ኮርያ ላግጺ የለን😊።
kkkkk
Kkkkk
Kemzi teblo zeleka maiere kendu aykonen
ሰሜን ኮርያ✌እቶም ዝሓየሉ ከይኮኑ ኣይተርፉን እዮም ምስ እዚ ኩሉ ጸገሞም ኣዝያ ሓያል ሃገር ፈጢሮም ኣለዉ ኒኩለር ከይተረፈ ክሳብ 90% ዝዓጠቀት ሓያል ሃገር እያ ሃየ ኣንሒና ዉን ኤርትራ ሃገርና ብወተሃደራዊ ሓይሊ ሓያል ክሳብ ኒኩለር ዝዓጠቀት ሓያል ኤርትራ🇪🇷💪ምርኣይ እዩ ድሌተይ
bravo aytihmeq👍🇪🇷
Anes Sorry BBC kamnom yexegmeniyu
'Promo SM'