#ዴስኣ
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 27 พ.ค. 2024
- SUBSCRIBE | ብምግባር ዝተፈላለዩ ናይ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን አገልግሎት ካብ አክሱም ጽዮን ማርያም ንክበጽሖም ቤተሰብ ይኹኑ።
______________________________________________
Follow this channel @
Facebook = / tsegay.gebreslasie.5686
Whatsapp = chat.whatsapp.com/DjxeEUm5sAb...
Telegram = t.me/tseagy
Telegram = t.me/gedamaxum
Instagram = / gedamtube21
ኣብ መላእ ዓለም አትርከቡ ክቡራት ተከታተልትና ኣክሱም ጽዮን ከምእትናፍቅዋን ከምእትፈትውዋን ስለ ንፈልጥ ካብኣ ድማ ንበረከት ዝከውን ስራሕቲ
💐⛪️ካብ ሊቃውንቲ ወለዲ ትምህርት ወንጌል
💐⛪️መዝሙራት ትግርኛ
💐⛪️ካሎኦት ንዓኩም ዝኮኑ ጠቀምቲ መርሃግብርታት
💐⛪️ ምህላ ፀሎትን ካሎኦት መንፈሳዊ ትረካታትን መንፈሳዊ ተሞኩሮታትን ሒዝናልኩም ክንቀርብ ኢና
share subscribe ብምግባር ተሓባበሩና
#ክቡራት_ተኸታተልትና_መሃሪ_ሓሳብኩምን_ርኢቶኹምን_ኣብ_Comment_ግደፉልና
ወላሂ ወንድሜ አንጀራ ይዉጣልህ እድሜ ከጤና ይሥጥህ ወንድሜ የናት ምርቃን ይደርሥል❤️የኔ እናት አድሜኩ የረጂም ያርግልን ያረብ🙏❤
ጎረቤት ሐንቲ መዓልቲ ከይተገደሳለን ሕጂ ስብ ምስረከባ ይሕግዘኤን😢😢
እዘን አዶ ምስ ረአኹወን ቅድስት ግብፃዊት ማርያም እያ ትዝ ኢላትኒ ግብፃዊት ማርያም ትጎብኒኽን አደይ 😢
አብ ሰደት ዘለና ኩላት ኤርትራ ኢትዬጵያ ኸይተባህልና ብፈጣሪ ስም መሳኪን ወለድና ኢደይ ኢድካ ንበል ሐደራ ሐደራ አብዛ ዓለም ሐላፊት እንገብሮ ፅባሕ ንጌታና ኢዬሱስ ማልስ አለዋ {ሰዉ ለመርዳት ሰዉ መሆን በቂ ነው }
ጻዕዳ ተኸደኑ ንእሰነትኩም የምንኹም
ሓመድ ትብለዐኒ ኣደዋይ ብሱሩ ድየን ሰብ ዘይብለን 💔😢😢
እዋይ ኣደዋይ ማዓረይ😭
ዋይ መምህረይ ምስ መሳርሕትካ
በእውነት ኣብዚሑ ጸጋ ይዓድልካ ዝሓወይ ማዓረይ
😭😭😭😭😭
ትሕትናኻ ፣ኣንደበትካ፣ ህድኣትካ ዝገርም ዩ ። ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ።ንስራሕትኻ ፈጣሪ ይሓግዝካ
እግዚአብሔር ይስጣቹ ተባረኩ ማርያምን ኢትዮጵያ ውስጥ በየቤቱ ስንት ችግረኛ አለ ወንድሜ እድሜና ጤና ይስጥህ አይይይይ እናት😭😭😭
Tigray no Ethiopia not
@@user-yp5mf5hb8c😂😂😂🕷🕷🕷🕷🕷🕷👈🙏
እህት ወድም እደዚህ አትሉ ሁላችንም ይቶቢያነን አብይነው ያባላን የገደለን ያጣላን እኛ ሁላችንም ይቶቢያዊ ነን ሴጣን ከማሃላችን እግዚሃብሄር ያጥፋው @@user-yp5mf5hb8c
ሳብስኽራይብ ግበሩለይ አሕዋተይ🎉❤
@@user-yp5mf5hb8c ስው: እንሁን : ሌላው: ይደርስበታል : ስዎች : በበደሉት : ኢትዮጵያ: ምን : አደርገች ? እብደትግራይ : ህዝብ : ለኢትዮጵያ: የሚቀርብ : ህዝብ : የለም : ትርፍ : ንግግር : ባናገር : መልካም : ነው : ስው : ሆነን : እንገኘ!!
ከዚህ በላይ እንድትሰሩ ፈጣሪ እድሜና ጤና ይስጣቹህ!!!!!!!!!!!!!!!
እውይ ዓድና ዴስኣ ሕ/ሰብና ከምዙይ ኣተፀበክወይ ነይረ ግን ደቂ ዴስኣ ሰብ እየ ሰብ ዝገብር ዋ ሀየ ኢደይ ኢድካ ንበል ደቂ 3ተ ዓዲ ዴስኣ😭😭😭😭ንምንባርካ ዘፅልእ
ትሓደ ብጽጋብ ትሓደ ብጥምየት ኣየ ዝዓለምምምምም ኡፍፍፍፍፍ
እህህህህህህህህህህህህህ
😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ዓለም መዳለዊት
መድሂናለም ይሃግዝኩም ካብ መከራ የድህንኩም ናይዘን ኣዶ ምርቃ ኣብስማይ ይብፃኩም
እዋይይይይይ መሕዘኒ ክንደይ እዩ ዘሎ ዕፅፊ ገዛ ሒዙ ዝሓድር ዴስአታይ አይከመቀደምካን
ገዳም ሚድያ እግዚአብሔር ይክቡርኩም
ብዝወፀ ይተከአልኪ እግዚአብሔር አምላክ ዝሓፍተይ
ፍጣሪ ዝጎደለ ብርከት ይዓድልካ መምህረይ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
እፍፍፍ ብጣዕሚ ልብኻ ይስብር 😂😂😂
መምህረይ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናንይሃብካ
ብሓቂ ሰማያዊ ፀጋ ልበሱ ብጣሚ ዘሕዝናካ ኣደዋይ 💔😥
ዋይ አደዋይ ሰው አይረሳም ጌታ ብቻ ተመስገን ተባረኩ ወገኖቼ በምድር ላይ ንገሱ
ማማ ማኣረይ😢😢😢😢
ገነት ሓፍትና ከምኡዉን ክብርሓዉና ፀጋይ አብዚ ሰናይ ተግባር ዝሓበርኩም እግዚአብሔር አምላክ ግርማ ይክደንኩም ❤❤❤
እግዛኣቢሄይ ይሓግዝ
መምህረይ ምስ መሳርሕትኻ ብአ ድመን ብጥአናንናን ይሃልኹም fetsari ❤❤❤❤❤😢😢
ኣደዋይ እፍፍፍ😢😢😢
ዋይ ዝዓድና ግን ክንደይ እዩ ጨኩኑ ዘሎ በስመእም
እግዜኣብሄር ዓስብኻ ይኽፈልካ ዝሓወይ❤❤❤❤❤ ይገርምዩ ናይ ዛዓለም ነገር
ተባረክ ልሃብኪ ሓፍትና ብሰላም ብጥዒና ልዓድኪ ይምለስኪ
ገዳም ሚድያ እግዝኣብሄር የክብርኩም ታይዋጋ እኒእዎ እምበይ ዴስኣና ደማ ገዛ ተስኢኑ ገይርና ተጫካኪና😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔
ኣይይይይ አደዋኒ😢😢😢ኣሕዋተየ እግዝአብሔር ይባርኩም
ኣይይይይይይ ኣደዋይ ማዓረይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ተባረኩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ገነት ሓፍተይ🙏
መምህር ጎይታ ይሓግዝካ።
😭😭😭😭እዝጋብሄር ይሃብኩም ኣሕዋተይ ንእስነትኩም የምንኩም
ብርሃን ተዓደሉ ዝሓወይ 😢 ኣይ ኣዶ ለዋህ
በወጣ ይተካ እግዚአብሔር ጨምሮ ጤና እድሜ ይሰጣቹ🙏🙏🙏😊
Ene afer libla yane enati
Egzabiher zemenachun yibark
እፍፍፍፍፍ እነዊተይ መዓረይ😢😢😢ኦ ጎይታይ እንታይ ክብል😢
ሓወይ ብሩክ ዓስብኩም ካብ ፈጣሪ ርከብዎ ዝተባርኩም ሰባት ኢኩም ብሓቂ።
እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሳኹም ይኹን ብዝወፀ ይተከአልኺ ገነት ሓፍትና ስደትኪ የሕፅረልኪ ሓሳብ ልብኺ የስምረልካ ዛሓፍትና ማኣረይ🙏💜🥰
ብእግዛቤሄር ርከብው😢😢
😢 እግዜኣብሔር ዓስብኩም ይክፈልኩም ዘም ኣሕወተይ ብዝወፀአ ይተክአልኪ ገነተይ 👏
ሳብስኽራይብ ግበሩለየ አሕዋተየ🎉🎉
ኣደዋይ መዓረይ ነከምዚ ምርዳእ ኣይንድከም ቡዙሕ እዩ በረከቱ💔💔💔💔
ኡፍፍፍ ከም ሎሚ በኽየ ኣይፈልጥን 😢😢😢
Medahnyealem. Edmey yistachu ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ልብኻ ይሰብር እህህ ብኣምላክ ርከቦ መምህረይ
Maybe 60 year old unfortunately hungry life God bless you and protects you brother to help them 🙏🙏🙏♥️💪💪💪
እግዚአብሔር ዓስብኩም ይክፈልኩም
እግዝኣብሄር ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኩም ኣሕዋት ።
ዋይ ትህዝብና ነዚአን ምካን ሲኢኑ በስምአብ😢😢😢😢
ወይ ፈጣር አታ ጎታይ ሒማቅ ዓኑ ሰብ የለይ ዲዩ አብ ዚዓዲ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
😢እዘን ጎረቤት ግን የሕዝና ተገደደ አብ ወርሒ ሐንቲ ጊዜ ዘይሐፅበአን ቀለብስ አቅሚ ዘይብለን ይኮና አረ ነንሕድሕድና ጉሮቤትና ንፈትሽ በተለይ ዉላድ ዘይብለን
ኹሉ ሰብ ሓደ ኣይኮነን 😢😢እፍፍፍ
@@Slamh-qv4gm ብሐቂ ልብካ ዝሰብር
ሳብስኽራይብ ግበሩለይ አሕዋተየ🎉
@@user-op8qs6ix2l ጨለ
@@Slamh-qv4gm ሳብስኽራይብ ግበሩለይ አሕዋተይ❤
ኡፍፍፍፍ ብጣዕሚ ልብኻ ዝሰብር 😢መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤❤❤
በስማኣም ኣይኮነን ስብ እንስሳ ክነብረሉ ኢልካ ኣይሕስብን😢 ተባረኺ ዛሓፍተይ ገዛኺ ከፊትኪ ዝተቐበልክየን ተዓዲልኪ
ዋይ ግዜ ማማዋይ ማዓረይ😢😢😢
Memher Tsegay beruk fetret kufee aygetemka bezekedkayo kulu Fetari yeketelka edmen teenan yehabka zehawey🙏🙏🙏🙏🙏
ኦኣምላከይ ሓደራ ካብዚ መሓረና😢😢😢😢😢😢😢😢😢. ካብ. ኢደ. ሰብ ምዉዳቅ ይምሐረና😢😢😢😢😢. ዘም. ኣሕዋትና. ብእግዚአብሔር ርከብዎ 😢😢😢
ሳብስኽራይብ ግበሩለይ አሕዋተይ🎉
ሎሚ፡ሓፍርና፡ደቂስለስተ፡ኣዲ፡ዴስኣ😢😢😢😢😢😢😢😢😢፡ኣለኩሙዶ፡ደቂ፡ሰለስተ፡ኣዲ፡ዴስኣ፡በይዛ፡መምሕር፡ፀጋይ😢😢😢😢😢😢
ኣለና መሀለይሰ
ኣለና ምህላይስ ዋ ዘይምህላይ የሐይሽ😢
ኣለና ምህላይስዋ ዘይ ምህላዉ መሐሸና 💔😢😢😢
ሳብስኽራይብ ግበሩለይ አሕዋተየ🎉❤
😥😥😥😥😥😥😥😥😥😭😭😭😭 አይይይ አደዋይ ፀላኢክን ይጨበጥ😥😥😥 መድሃኒአለም ግርማ መጎሰ ይልበሰኩም ብሓቂ እግዚአብሔር ይሃብኩም❤❤❤❤😥
እውይ ኣደዋይ መዓረይ ደቅኽን ላሃለና 😢😢😢😢
እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣብ ትከዶ መንገዲ ይሓልዉካ ሓሳብ ልብካ የስምረልካ መምህረይ❤❤
My Love mom❤❤❤😭💔💔💔💔
ዞም. ኣሕዋትና. ዕደመን. ጥዕናን. የሃብኩም.
ብዝዎፃ የተከኣልኩም❤
ኣሕዋትና❤
እግዚኣብሔር ኣምላክ ብሪሃን ይዓድልካ ዝሓውይ እፍፍፍፍ😭😭😭
Edmen yhabka memhr tsegay❤❤
ወንድሞቼ እግዚአብሔር ይርዳችሁ ማርያምን በጣም ያምራል😢😢😢😢😢😢😢😢
መድኃኔዓለም ግርማ ሞጎስ ይልበስኩም ብሓቂ እግዚአብሔር ይሃብኩም
ግርማ ይክደንኩም እግዚአብሔር ኣምላኽ❤
😢 ብጣዕሚ የሕዝናካ !
ንዓኩም ከአ አምላኽ ይባርኩም , ውላድ አምላኽ ሂቡ ወሲድዎም ኩሉ ፍቃድ አምላኽ እዩ።
አምላኽ ወሃቢ አምላኽ ናቱ ወሳዲ።
ከብደይ በሊዔናኒ እዘን አደ, እተን ዘለዋ ዕድመኤን ጥዕና ይሃበን።
ማሚቕኩም ሕደሩ, ንገነት ከአ አምላኽ ይባርኺ
ሳብስክራይብ ግበሩለየ አሕዋተይ🎉❤
ዘበንኩም ይጸብቕ አምላኽ ይባርኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏አቤት እግዛቢሄር አሉይ ሰላም ፍቅሪ አውርድ አሜን ንዐካትኩም ከአ ዕድመን ጥዕና ይሀቡኩም አሜን
መምህር ፀጋይ ፀግኡን ጉልበቱን የብዘሐልካ ጎይታ ሓውና💚🙏
Tebarek memhrey nkulu gthgziy ktrieiy amlak yihagzka ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤
ኣይካኣልኩን ኣሕ ገዎ ብጥምየት ገዎ ብፅጋብ ንነብር ኣለና😢
ተይሞታይ ተቀብረን ኣደዋይ ማዓረይ ኡፍ መሕዘን😭ግርማ ይክደንኩም🙏🙏🙏
እግዚአብሔር አምላክ በእውነት ይባርካችሁ
God bless you brothers
😭😭😭 አነ ከም ሎሚ በኽየ አይፈልጥን ብጣዕሚ ጹቡቅ ስራሕ እግዚአብሔር ይሀብኹም ብኡነት❤❤
😢😢😢
ሳብስኽራይ ግበሩለየ አሕዋተይ🎉❤
ተባረኽ ዝሓወይ ሐሪፍ ስራሕ እንተ 3ተ ዓዲ ግን ተሓባቢርና ንዝተፀገመ ንሓግዝ ።ዘተሓባብር እምበር ዝኸብደና ኣይኮነን።እታ ""ዓፋር ከተማ ዴስኣ"" ዝበልኻያ ግን ኣሰተኻኽላ ኢኻ
እሺኒ
እግዚኣብሔር ኣምላኽ ብዘውፃእክምዎ ይተክኣልኩም 😭😭😭😭ኣደይ 😭
እግዚአብሔር ይባርካ ዝሓወይ🙏🙏🙏🙏🙏
እግዚኦ እናታችን 😢😢😢😢😢😢የምትሠሩት ስራ ቅዱስ ሚካኤል ይድረስላቹ ዘመናቹ ይባረክ😢😢😢
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኡፍፍፍፍፍ መይትካ እኳ መቃብርካ ኣይፅበብ ይብል ነበረ ነብሲ ብሰላም ይዕረፍ ዞቦይ ማዓረይይይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ሳብስኽራይብ ግበሩለየ አሕዋተይ🎉❤
ኣደዋይማርያምሓደራኪ
ሓብሓብት
መሳክንግበርኒ
ብስምኪዘክርኒ
ሓጥያተይሓድግኪ
ዘክርኒ
ፍቀድለይ
ሓደራኪዘክርኒ
ኣሜንኣሜንኣሜን❤❤❤
ብሩክ ኩን ግርማ ይክደንካ መድሃኒአለም ዝሓወይ
😢❤😢wallah keralkum 😢😢😢 Thankyou 😢😢
Bezeh ademaysetahe 🎉❤❤❤
እግዚኣብሔር ኣምላክ ዓስብኩም ይሃብኩሙ መምህረይ 😢😢
ዕድመ ጥዕና ይሃብካ ምስ መሳርሕትካ
ንዝሃቡ ንዝሓገዙ እግዚኣብሔር ኣብዚሑ ይሃቦም
ኡፍፍ ዋይ ኣደይ 😢ዝረገፅኩምዎ ለምለም ይኩን መምህረይ❤
እግዝአብሄር ይመስገን በርትዑ
እህ አምላክ ይደግፍኩም ኩሉኹም ዕድመን ጢዒናን ይሀብኩም
ማማዋይ ፈጣሪ የበርቱዑኹም
ፈታሪ መልካም ስራህን ይቀበልህ ወንድም በረታ እግዚአብሔር ከአንተጋር ይሁን ኣጋይሸና🙏☺
እንተ ፀግሸይ ኣምላክ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ🙏
መምህረይ መዳህኒኣለም ዕድመን ጥዕናን ይሃቡኩም 😢❤🙏
😭😭😭🙏🙏🙏🙏ዋይ ዓክ
እድመን ጥዕናን ይሃብኻ ውዱቅ ለልኣለ ፈጣሪ ኣስቡ ይክፈልኻ ❤❤
ከም ሎሚ ሓዚነ አይፈልጥን ክብሪ ይሃብኩም መምህር ምስ መሳርሕትካ
እምበር ዓድስ ተስፋ የብሎምን
ገነት ሓፍተይ ዕድመን ጥዕንን ይሃብኪ
የቀንየልና ። ዝሓወይ ዕድመ ጥዕናን ይሃብካ።
😢😢😢ኤህ ኣደይ ምዓረይ