ብክልተ ሚልዮን ዝተዋሓስክዋ ጠሊማትኒ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 30 ก.ย. 2024
  • ብክልተ ሚልዮን ዝተዋሓስክዋ ጠሊማትኒ
    VISIT AT JOSIAS DENDEN
    - linktr.ee/josi...
    - FACEBOOK PERSONAL Josias Denden
    / josiassdenden
    - FACEBOOK PAGE 1 Josias Denden TV / josiassdendentube
    - FACEBOOK PAGE 2 Josias Denden
    / josiassdendentechno
    - INSTAGRAM Josias Denden
    / josiassdenden
    - TWITTER Josias Denden
    / josiassdenden
    - TIKTOK Josias Denden
    / josiasdenden
    #eritrean#furtunaeritrean#furtunaisrael

ความคิดเห็น • 440

  • @berhanesara8887
    @berhanesara8887 5 หลายเดือนก่อน +93

    ግርህነት ዋጋ የክፍለካ

    • @eriasmara8111
      @eriasmara8111 5 หลายเดือนก่อน +4

      ናይ ብሓቂ ተረኺብና ኢና

    • @desbeletamanuel6017
      @desbeletamanuel6017 5 หลายเดือนก่อน +1

      Ja nay behaqi

    • @hizbawit
      @hizbawit 5 หลายเดือนก่อน

      ABEY ZELO GERHINET IYU. ABEY ADI IYU LIBRETO TEHEGA ZEKONE ? MUKANU HESEB DO ABILKALU. IZA AB Israël zela seb tetemelisa inta kegatema iyu. Neza sebyti ab Asmara zela mengsti iyu uko 500k kefli zebla zelo. Lenaka mafia zekone mengsti

    • @shkorinaBowey
      @shkorinaBowey 5 หลายเดือนก่อน

      @@hizbawitstupid!! why relating everything with Government!!! Knowing the Low is the best if you don’t know just shut your mouth Mehayeme!!!

    • @tsigerdaberakey2381
      @tsigerdaberakey2381 5 หลายเดือนก่อน

      💙💚🙏💪👈

  • @aronbrhane374
    @aronbrhane374 5 หลายเดือนก่อน +38

    ፍርሃት እግዚአብሄር ይሃልኪ አብ ክንዲ ጽቡቅ ዝገበረት ታአሲራ ወጽያ ገንዘባ ምለስላ በጃኺ

    • @RuthaBrhane
      @RuthaBrhane 5 หลายเดือนก่อน

      ፍርሃት እግዛኣቢሄር ግበሪ ኣይትበለኒ ፍርሃት እግዛኣቢሄር ኣሎኒ ዝግባኣኒ ክኸፍል ብመንገዲ ደላሎ ዝረኸክቡዋ እየ እዚ ኣብዝይ ዝዛረበለይ ዘሎ ኣነ ፍቃደኛ እየ እቲ ሓቂ ከብርህ ክመጽእ ኣብዚ ቲቡ ጌጋ መልእኽቲ እዩ ዘመሓላልፍ ዘሎ ከሙኡ ኣይኮነን እቲ ሓቂ እዛ ሰበይቲ ደላሊት ስለ ዝኮነት ብደላሎ እየ ረኺበያ እቶም ደላሎ ናቶም ወሲዶም ንሳ ኻኣ ናታ ወሲዳ ኣብ ሞንጎይን ኣብ ሞንጋኣን ጥራሕ ተፈሊጡ ብሑቡእ ኣይኮንኩን መጽኤ ሰባት ኣብ ማእከልና ኣለዉና ደላሊት ብሙኻና እያ ታኣሲራ ኔራ እቶም ምሳኣ ዘራኸቡኒ ኻ 1 = ለምለም ገረዝጊሄር ትባሃል
      2 = ሲዒድ
      3 = ጆማል
      እዮም እዚኦም ኩሎም ዝፈረሙሉ ወረቀት ኣሎኒ ። በዚ ናይ ሓባር ስርሖም ታኣሲሮም
      ኣነ ኻኣ መትረፍየይ ጉዳይ ሓሚመ ተሪፈ ከምዝይ እዩ እቲ ጉዳይ

    • @gualyesus7242
      @gualyesus7242 4 หลายเดือนก่อน

      Wala bgenzeb tiwhaski kitmlesi yigbiaki abshigir seb derbikis dekiski thadri aleki bejaka kab giegaki temelesi xibah entay kem tikoni aytfeltin eki

  • @Filimon-fm9bg
    @Filimon-fm9bg 5 หลายเดือนก่อน +18

    በጃኩም ኣብ እስራኤል ዘለኩም እዘን ኣደ ስውኣት እየን ገለ ግበሩ በጃኩም 😢😢😢😢

  • @ksanettekle1805
    @ksanettekle1805 5 หลายเดือนก่อน +23

    እዋይ ጭካነ እዞ ህዝቢ ግን እንታይ እዩ ወሪድዎ ብጣዕሚ ተደንግጸካ ክልተ እዮም ውላደይ ንሶም ካኣ ስዋኣት እዮም ላዕልን ታሕትን ዝብለለይ የብለይን ክትብል ከላስ ብጣዕሚ ይሕዝነንካ እዚ እምነት ከመይ ድዩ ኮይኑ

    • @yonitomm1520
      @yonitomm1520 5 หลายเดือนก่อน

      😢

    • @Fthawikun
      @Fthawikun 5 หลายเดือนก่อน +1

      በዚ ዘይድንግጽ ፍጡር ተሎ፡ ሽግርና ኣይክውዳእን እዩ፡ ወላቶም ዛኣስርዋ ሸሞንተ ወርሒ ደቀን ተዝህልው ብሂወት ኣይምተኣሰራን ይኾና።

  • @eriasmara8111
    @eriasmara8111 5 หลายเดือนก่อน +16

    እምነት ሓያል እዩ ሰባት ግን ሽግሮም የሕሊፎም ይርሱዑካ ጠላማት ዘይተነግረሎም እምበር ብዙሓት ኣሎው ተገምጥሎም ዝጻረፉ ኣምላኽ ግርህነትክን ይርኣየልክን 🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @AdayHiwet
    @AdayHiwet 5 หลายเดือนก่อน +13

    እቶም ኣብ ደገ ዘለው ቤተሰብ ናይታ ዘይተመለሰት ሰበይቲ እቲ ገንዘብ ኣኪቦም ይስደዱላ።

  • @ማርያመይሕድርኺ-cu9ey
    @ማርያመይሕድርኺ-cu9ey 5 หลายเดือนก่อน +1

    እዚ ጆሲ ዝብልዎስ ክንደይ ይስብብ 'ዩ እንታይ ገዲሽዎ 'ዩ ኣብ ዘይፈልጦ ናይ ሰባት ጉዳይ ዝኣቱ።ባዕላ ፈትያ ዝተዋሕሰታ እንታይ ክንብል ደሊኻና።ወይለከ።

  • @tibleztesfamariam1680
    @tibleztesfamariam1680 5 หลายเดือนก่อน +5

    ❤ዓጽሚ እቶም ሰዉኣት ይዉጋኪ ኣደ ሰዋኣት ክተእሰሪ ።ጆሲ ወድይ gofundme ግብረላ ኩላህና ክንክፍለላ ቁሩብ ክትቀስን ኣጂኦኪ ን በላ

  • @RuthaBrhane
    @RuthaBrhane 5 หลายเดือนก่อน +2

    ኣይትጋገ እታ ፉርቱና ትብላ ዘሎኻ ኣነ እየ ፍርቱና ብርሃነ እንተኾነ ንኽልተና ምስ ረኸብካና ኣብ ዩቲብ እንተ ትጽዕኖ ጽቡቅ ነይሩ ኣይገበርካዮን ናይ ግዜ ሕቶ እንተ ዘይኮይኑ ክትሕተት ምኻንካ ፍለጥ ድምጸይ ከይ ሰማዕካ ስእለይ ኣብ ዩትብ ምጽዓንካ ናይ ሓደ ሸነኽ ሰሚዕካ ከምዝይ ክትገብር ኣይምተገበእን በል ሓዝኒ ከረዳኣካ
    እዚ ትብሎ ዘላን ንስኻ ዉን ኣጋኒንካ ትደግሞ ዘሎኻን ካብ ሓቂ ዝራሓቀ ጌጋ እዩ ነዛ ሰበይቲ ኣነ ኣይፈልጣን እየ ደላሎ እዮም ኣራኺቦሙና ንሳ ክትዋሓሰኒ ኣነ ድማ ዝግባኣኒ ክኽፍል ኣሰማሚዓሙና ዝግባኒ ከፊለያ ተበጊሰ ።ኣብዚ ካኣ ሓሚመ ተሪፈ ኦፕረሽን ክገብር

    • @gheresolomon4369
      @gheresolomon4369 5 หลายเดือนก่อน

      Anti haftey Haknet enteluyki nay rkebni .nski dea ab Israel mexiki haguzni elki enda bar zewxaeki men mkanki xbuk geyrom xexneuki sebat ab godnki alewu.hji kale keynzareb haknet enteluyki nabay dewli

    • @semhar3426
      @semhar3426 5 หลายเดือนก่อน

      እዚ ትብልዮ ዘለኺ ካልእ ክጻረ ዘለዎ ነገር እንድዮ። ግና መንግስቲ ዋሕስ ክሓተኪ ከሎ እቲ ዕላማ ምእንቲ ናብ ኤርትራ ክትምለሲ ምኻኑ ኣጸቢቁ ይርደኣኪ እዩ። እዚ እንተዘይጌርኪ ድማ ዋንነት ገዛ ናይዘን አደ ኣብ ሓደጋ ኣትዩ አሎ። ንዋጋ 2 ሚልዬን ገዛ ብ 30 ሽሕ ዝዋገያሉ ዶ ይመስለኪ??? ልቢ ይሃብኪ። በየን ረኺብክየን ብዘየገድስ፤ እቲ ጌጋ ኣባኺ እዮ ዘሎ። ዓገብ።

    • @yohanasereke2876
      @yohanasereke2876 5 หลายเดือนก่อน

      እዋይ መስደመም ሓቅነት እንድሕር ኣሎኪ ደኣ እንታይ ኮንኪ ኣብ እስራኤል ተሓቢእኪ: እዘን ኣዴናን ጋልክን ክእሰራ ከለዋ ምሕባእኪ ጥራይ ሓሳዊት ምካንኪ ዘረጋግጽ እዩ: ሽምኪ እንተቀየርኪ ነዚ ኩነታት ካልእ መኣዝን ክተትሕዝዮእንተፈተንኪ ሕጂ ዝኣምነኪ የለን: ኣብ እስራኤል ዘለኩም ኤርትራውያን ተጠሪዛ ንዓዳ ትምለሰሉ መንገዲ ርከቡ:

  • @ghenetghirmay3917
    @ghenetghirmay3917 5 หลายเดือนก่อน +16

    አዋይ ህዝብና ለዋህ አዋይ በኣል ኣደይ ብሩካት አግዚኣብሄር ይርዳኢክን

    • @hiyableomessi2020
      @hiyableomessi2020 5 หลายเดือนก่อน

      ልውህና ጥራይ ኣይኮነን ክሕደትን ጥልመትን ውን ተዛረበሉ ናይታ ነውራም ጠላም ሰበይቲ

  • @mf4244
    @mf4244 5 หลายเดือนก่อน +8

    ኣታ ሓቂ ትሓይሽ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ሰብ ንጹህ ኢዩ እዛ ኣደ ንሓግዛ

  • @yafetamanuel6539
    @yafetamanuel6539 5 หลายเดือนก่อน +7

    ሰብ ሎሚ ዝእመን ሰብ ስለ ዘየለ ብመሰረቱ ክትውሓሳ ኣይነበራን ይትረፍ ፈላጢታ ዋላ ውን ጓላ ትኹን ክትኣምና ኣይነበራን እሞ ከኣ ብ ክልተ ሚልዮን ናቕፋ ዋላ ብዝውሓደ መጠን ከማን ክትውሓሳ ኣይነበራን ሙሉእ ብሙሉእ ተጋግያ።

    • @KbreKdusan-un3rl
      @KbreKdusan-un3rl 5 หลายเดือนก่อน +3

      ንእስራኤል ዝከዱስ ብዙሕ ኢዶም ክህቡ ስለዘይፍቀዶም እሞ ከ ንጸሎት ስለዝከደት እያ ኣሚናታ ምስኪነይቲ

  • @Habrom
    @Habrom 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኩለን ኣይጠዓመንን እዛ ኣደ ተጠሊምእ ግን እታ ጠላሚት ውን ናብራ ከቢድዋ ይከውን ከምዚ ሽግር ዝመጽእ ውን ዘይመሰላ ይከውን እንተተመሊሰ ክእሰር ኢየ ኢላ ውን ትከውን

  • @wediteklu1750
    @wediteklu1750 5 หลายเดือนก่อน +15

    Thelam seb ayrkebka eu 😢

    • @ኣነእየ-ቐ5ኰ
      @ኣነእየ-ቐ5ኰ 5 หลายเดือนก่อน

      Ata hasot eu drama eyom zelewu. Gofund me kibil elu eu akedimu drama ziserha zelo.

  • @fqrimskulu5615
    @fqrimskulu5615 5 หลายเดือนก่อน +24

    Eway ezi hzbnas klwh zeytfeltas 2milon wahs

    • @RobielAbed-jc8mi
      @RobielAbed-jc8mi 5 หลายเดือนก่อน

      Bahki ezi hezbna ne zelwahalu zekibr ne zetwahso ka ab satu wahsu zewrd eu hezbna beruk

    • @hizbawit
      @hizbawit 5 หลายเดือนก่อน

      Hizbeka lewah aykonen . Hizbka mafia iyu. Abey alem terayu libreto methaz ne hade seb ne erefti kekeyed????? Izi iyu ketahasasebeka nerewo. Gin abey ilkayo asha

    • @shkorinaBowey
      @shkorinaBowey 5 หลายเดือนก่อน +1

      @@hizbawitzeytefekete tekoynka suk bele Tigraway deka Eritrawe?

    • @hizbawit
      @hizbawit 5 หลายเดือนก่อน

      @@shkorinaBowey eway hangol dorho. Beka tigraway dika eritreawi ketebel. Wala china zeykewen. Yeteweka diyu gunuf

    • @ghidenahabtegerghish2940
      @ghidenahabtegerghish2940 5 หลายเดือนก่อน +1

      Emio kea ade sweate 😢😢😢

  • @eritreaweymot
    @eritreaweymot 5 หลายเดือนก่อน +4

    Mlu sma abeynay gzye eya nesrael atya entethbrena ab nay Israel embasy mkesesnaya

  • @Inevergiveup1992
    @Inevergiveup1992 5 หลายเดือนก่อน +4

    እዋይ ናብ ኣምላኽ ኢላሲ ኣታሊላተን ርግምቲ ፋጥረት ብገንዘብካ ውርደት ኤህ ኣደይሠዓረይ😢

  • @azmeratuccu9108
    @azmeratuccu9108 5 หลายเดือนก่อน +16

    jossi eza seb ab asmara zelo ambassy keida kitkesa tikel eyea nisu dima ketereza ykel eu bizgbereto geben reu

  • @jossitomi9321
    @jossitomi9321 5 หลายเดือนก่อน +14

    ኩራዕ ኤርትራዊ እህምምም ኣቱም ህዝቢ ግደፉ ጸገምና ሓደ ኢዩ ጸገምና ንእለ ከም ህዝቢ ናብ ድላይና ክንኣቱ ክንወጽእ 5000000 ሽሕ ትሕጃ ኣደ ክልተ ስውኣት

    • @yotesentertainment4199
      @yotesentertainment4199 5 หลายเดือนก่อน +2

      Btaemi hatine mskineti, anes ferihe aleku slemntay tezarbki elom kaiy keyasrwa

  • @behabelombe1679
    @behabelombe1679 5 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ዝሃወይ ክምዝባሃል ዘረባ ክልተ ከይሰማካ ኣይትፍረድ ይባሃል ንታትባላ ዘለካ ክንራክበካ ኣታይ ከምትብል ርከብ

  • @SieamBrhane
    @SieamBrhane 5 หลายเดือนก่อน +1

    መጀመርታ እዛ ሰብይቲ ምስ እዛ ትብላ ዘላ ኣይፋልሓን ኢየን ብደላሎ 30ሽሕ ናቕፋ ኢያ ረኽቦም ሂባማ ብዝተእክእለ መጠን ክትርኽብኒ ፈትን

    • @fokirmua1035
      @fokirmua1035 5 หลายเดือนก่อน

      እወ አነ ውን ሰሚዐ እየ ገንዘብ ሂባተን እያ

  • @natsnetwoldemicheal1185
    @natsnetwoldemicheal1185 5 หลายเดือนก่อน +8

    Jossi hawey eza seb men alwa ela kone ela eya gerato

  • @ka567
    @ka567 5 หลายเดือนก่อน +11

    ኡፍፍ ግርህነትክን ይርኣየልክን ኣዴና

  • @hizbawit
    @hizbawit 5 หลายเดือนก่อน +2

    Donkoro hizbi. Selemtay visa tewahiba ne Israël zeytekeyed ilkum kendi tehatu bezaba telmet tehateu. Iza seb entay gera. Eti gunuf mengstina teblwo mafia selmtay 500 k 8 wehi asirwa ilkum zeytahatu

  • @semharkahsay1946
    @semharkahsay1946 5 หลายเดือนก่อน +22

    ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ እስራኤል እዛ ሰብ ብኽሳዳ ሒዝኩም ዓዳ ምለስዋ ስለዝግሄር ነዛ ሰበይቲ 500000 ሽሕ ካበይ ያ ከተምጽእ ።

    • @EliasTafla
      @EliasTafla 5 หลายเดือนก่อน +1

      Ja ❤❤

    • @Sebml12
      @Sebml12 5 หลายเดือนก่อน

      ባሃም እንታይ ኣጋጢምዋ ከይፈለትክስ ነዛ ባዶ ርእይቶኺ ትድርብዩ ። ናዓኽስ ብሓቂ ጓል ኢሉ ሰብኣይ ዶ ሓቊፍኪ ይሓድር ይኸውን

    • @yoditfkrieuhiwetey3333
      @yoditfkrieuhiwetey3333 5 หลายเดือนก่อน

      Ete agatimwa wen eka xbuk zgeberlka kemzi agatimni ybahl eu nab kale tdewl eya eka amntaya zwala ade eyen bzey gebero 8weri mule zesera​@@Sebml12

    • @yoditfkrieuhiwetey3333
      @yoditfkrieuhiwetey3333 5 หลายเดือนก่อน

      ​@@Sebml12meliska ka txaref weci weda wey nata betesb eka

    • @asmaraeritrea2930
      @asmaraeritrea2930 5 หลายเดือนก่อน

      ​@Sebml12 zegatem yegatema entay emo eka tebl zelka ne hagera zeytmles Wahes geren aminen sedidena si kemu tebl do zemde eka

  • @robir0ket489
    @robir0ket489 หลายเดือนก่อน

    ሻዕብያ ጎሓፋት ማስጣ ህዝብና ብውጽኣት ይቅተልኩም ደቂ ደቃሉ

  • @EriLove01
    @EriLove01 5 หลายเดือนก่อน

    KULU Eritrawi ab Isreal zelo halafinetkum wisedu ade jeganu suwat kemzi gera adanagira eza serakit hazuwa , milesuwa ada . serakit kitsalem ka tikeyd keyhaferet . Nay kulu Eritrawi zega halafinet eyu ezi . Ajoki ab Isreal hawi hawi zichenuwu Eritrawyan hagerawyan alowu hanikom kemixuwa eyoum Ajoki adey mearey . Jossi xubuk sirah eka tiserih zeleka bifalay kemzea serakit kigalexu alowom . Endhir eza serakit zeytemeliset kuluna awaxina kinekeflo ena . Mengisti ka yirdeo eyu eza sebeyti xubuk geru zixhifela seb enterekibu kixbeyuwa yikilu eyoum . eza serakit ka ab hikimina ente alya wereket nay hikimina kab Isreal tisidedela nigizu sigab timiles haki entehalyuwa.

  • @yonaskeshi1863
    @yonaskeshi1863 5 หลายเดือนก่อน

    ዉላድ የብለይን 2 ኔሮም ተሰዊኦም እዮም
    ምስበለት ከብደይ ከምገለ ጌርኒ
    ክትዛረቦ ቀሊል ይመስል
    ኣዝዩ ከኒድዩ
    ዳሓን ክትታሓዝያ ዓዳ ክትጥረዝያ

  • @AfrikaEritrea
    @AfrikaEritrea 5 หลายเดือนก่อน

    አይትጥለም አማኒኻ። ከይጠልመካ ፈጣሪኻ እሞ ከአ አብዛ ዐለም ክንጸንሕ እንበር ክንነብር አይኮናን ኣብዛ ሐጻር ዕድመና አይነዐሹ

  • @tiemzgihagos6658
    @tiemzgihagos6658 5 หลายเดือนก่อน

    500,000 ንመን እዩ ክኽፈል ደሓር: ንምንታይ ብዘይ ትሕጃ ሰብ ናብ ዝደለዬ ዘይከይድ ብዝኮነ እዝብና ተሳቅዩ ዳውን ዳውን እሰያስ ምባል ጥራሕ::

  • @BerhaneKebrom
    @BerhaneKebrom 5 หลายเดือนก่อน

    ምስኪነይቲ ተደንግጸካ እሞ ጎፎንድሚ ነውጽኣላ ክሙኡ ይሕሽ እንብር ካብይ ከትምጾኦ ክንድዚ ገንዘብ ዳኣ።

  • @kebirates5125
    @kebirates5125 5 หลายเดือนก่อน +2

    ብመቅጻዕቲ ሳላሳን ሰለስተን ሺሕን ሰለስተ ሚእትን ሰላሳን ሰለስተን ዶላር ክትከፍል ታሓቲታ ኣላ ማለት ኳ ዩ ወይ ጉድ! $33,333,3333 USD ዓገብ ንጠላሚት! ዓገብ ንቤትፍርዲ! ዓገብ ንመንግስቲ!

  • @TesfalemSahulu
    @TesfalemSahulu 5 หลายเดือนก่อน

    እዛ ሰበይቲ ናብሕጊ አቅርባ ክልተ ምልዮን ካበይ ተምጻአዮ አብኤረትራ ዐገብ ዐገብ

  • @yehdegatsegay2674
    @yehdegatsegay2674 5 หลายเดือนก่อน +2

    btaem eyu zsmaaka Entekone temeliski ykreta htetyenn tezey koynu genzeben laakla kndi tsibuk zgebera !!!!!

  • @watislove2650
    @watislove2650 5 หลายเดือนก่อน

    መንግስቲ ኤርትር ትብል ሽፍታ ዘይትብል!! ደሓር እዛ ሰበይቲ ክልተ ደቃ ከፊላስ ገዛኣ ከኣ ከሕድጉዋ ያገርም!! ደሓር ነታ ዝኸደት ጓላ ኸ እንታይ ሰለ ዝገበረት ኣሲሮማ ሸፉቱ::

  • @janbessa7051
    @janbessa7051 5 หลายเดือนก่อน

    እሳ ስለዘይተመልሰት ኣይትእሰርን እያ!! እቲ ዝተዋሓሰትትሉ ገንዘብ እዩ ዘይምለሳ ። ብገዛ ውን ትውሓስ ኣይመስለን። ስለዚ እዚ ጉዳይ ሃውሪ ከይከውን ወይ ካብ መንግስቲ ወጻኢ ዝተጻወትላ ሰባት ከይህልው!! ምጽራይ ዘድልዮ ጉዳይ እዩ።

  • @DjRobi43378
    @DjRobi43378 5 หลายเดือนก่อน

    አቲ ገንዘብ ግድን ክትከፍሎ ኣለዎ አንተ ትኽሲ ግን ኣይግድን ብሓዊ ላግጺ የለን በዚ ዝፍጺማቶ ኣብ ኤርትራ ተመሊሳ ዕጫ ፍሉጥ ኢዩ ታህዋኽ ኣገዳሲ ኣይኮነን ተሽጊራ ትኽወን ።

  • @elsaasmelash5926
    @elsaasmelash5926 5 หลายเดือนก่อน

    እንተኪእልካ ዓዲ ትውለደሉ እንተዝግለፅ አብዚ ብደቅ ዓዲ ትርከብያ

  • @eliaskeleta1342
    @eliaskeleta1342 5 หลายเดือนก่อน +21

    ንጽሎት ኢልካስ ሰብ እሞ ኣደ ጀጋኑ ስዉኣት ምብዳል ምስታይ ይቁጸር

    • @ኣነእየ-ቐ5ኰ
      @ኣነእየ-ቐ5ኰ 5 หลายเดือนก่อน

      Ata hasot eu drama eyom zelewu. Gofund me kibil elu eu akedimu drama ziserha zelo.

  • @MussieArki
    @MussieArki 5 หลายเดือนก่อน +1

    በሓቂ ዘሕዝን ዩ ሕማቕ ረኺበን እዘን ሰበይቲ መንግስቲ ባዕሉ ኣራእያ ንተዘይጌሩለን
    እዛ ገያሺት ዋላ እንተተረኸበት ንዒ ተመለሲ ኢልካያ እሱርቤት ስለዝጽበያ ሐራይ ኣይትብልን
    እዚ ዝበሃል ዘሎ ገንዘብ ናይ ዘን ሰበይቲ ዋሕስን ናይ ገዛን ክትከፍል ክኣ ብውሕዱ ክሳብ 5ተ ዓመት ዝከውን ክትሰርሕ ኣለዋ ስለዚ ኩሉ ከቢድ ዩ

  • @elsaasmelash5926
    @elsaasmelash5926 5 หลายเดือนก่อน +1

    ደቅ ገዛዉትን ደቅ ዓዲ አገብ በሉ

  • @Vip-eq6ku
    @Vip-eq6ku 5 หลายเดือนก่อน +7

    Ab risho tibal bota israel ala

    • @DejenTadese
      @DejenTadese 5 หลายเดือนก่อน

      Emo haka dya hamima

  • @simhasimha1579
    @simhasimha1579 5 หลายเดือนก่อน

    ናይ ክልተ ሰብ ነገሮ ወይ ሰብ ጉዳይ ከይ ሰምዕኻ ብዝሕ ምዝራብ ጽባሕ ከይ የታዕሰካ ምጥንቃቅ የድሊ።

  • @kukushukor2625
    @kukushukor2625 5 หลายเดือนก่อน

    መርሓባ ጆሳ እዘን ኣደ ዋላ 30000 ትኽፈላ እንበር ከም ዘይ ትምለስ ክትነግራ ኔርዊ እንበር ናይ 2000000 ከተኽስራ ኣይነበራነን ዋላ ሕጂ ክትምለስ እዩ ነርዋ ብሰንካ 4 ሰባት ብ 30000 ኣረኪሳቶም ማለት እዩ።ነባሪ ሰብ ዩለን እማ ልቢ ኣዕብያ ትመለስ

  • @akineb3527
    @akineb3527 5 หลายเดือนก่อน +2

    ኢዋይ ኢዚ ህዝቢ ወላ ተጎርሐ ንሰሙን ንወርሒ ጸንሑ ናብታ ናይ ቀደሙ ይምለስ
    ሓቆም ዮም ተጋሩ ኢዞም ጎረበትና ሃሳሳት
    አዮም ክብልዎ።

  • @Nothing_heree
    @Nothing_heree 5 หลายเดือนก่อน

    Zkone,,,seb,,kgage,,ykhle,,eyu,,geghu,,entezey,,aminu,,gn,,bety,,zrdho,,,teredho,,,bdubay,,gerki,,,temelesi,,wey,,bhuganda,,,ente,zey,,koinu,,,,kndey. Dya,,,tehanqa,,,temelsa,,,,kab,,esral,,,esrae,mehkobit,,,shefatu,,,aykonetn,,,enda,biza,,,emegreshn,,,kttahazi,,,,eki,,,,newry,,,eyu,,,kemzi,,,ay,,,gbern,,eyu,,,aqallki,,,,rhikio,,,aloki,,,,deqn,,,nebsikn,,,,ab,,,hadega,,,aytehtwi

  • @zereitokbaslase8243
    @zereitokbaslase8243 5 หลายเดือนก่อน

    እዋይ ህዝና ረኣክብዋ ዘሎ ን 1ሰብ 2 ምልዮን እሞ ኣብ ገዛእ ሃገርካ እዚ ሰብትይ ዝተዋሕሰት ሕጂ ብ ከመይ 5 ሚእቲ ሽሕ ግን ስለ ዘይ ተመሰት እሞ 8 መርሕ ትኣስራ እዋይ ጸገም እሞ ኣደ ሰዉኣት 2 ደቅን ኣደና ኣዚ ኮይኑ ዕጭኡ እዚ ህዝብ ሂወት ዝከፈለ ህዝብ መንባር ዝተኸልኤ 😊

  • @Kemkemey
    @Kemkemey 5 หลายเดือนก่อน +1

    እቲ ዘገርም ነታ ጀይዳ ዘላ ጓላ ምስኣ ተኣሲራ እንተነይራስ ዓባይ ኢያ ማለት ዩ። እቲ ዘገርም 2 ደቃ ዝከፈለት መንግስቲ ይሕዘኒ ኣሎ ክትብል ዓገብ

  • @kaymsheli8378
    @kaymsheli8378 5 หลายเดือนก่อน +2

    Emo eza telima tbhal zela seb guday tenea ktgebru alekum mknyatu azya lewah ya nera yfelta ye haqa ya hamima ya tkewn

  • @tzigheredacernuto1569
    @tzigheredacernuto1569 5 หลายเดือนก่อน

    ሓቂ ዘይብሉ ነገር እዩ ካልእ ምስጥር ዘለኦዎ ኮይኑ ይስማዓኒ ቀዳማይ ነገር ንግደት እልካ ንኽትወጽእ ናይ በተክህነት ( ብመምበረ ጳጳስት ኦርቶዶክስ ኮይኑ ከምዛአተን ዝመስላ ሓጥያት ዝተሰከማ አይኮናን ዝኸድኦ ኣብ ኤምባሲ እስራኤል ከድኪ ኣድልያ ውይ ብሕጊ ኤርትራ ኢንተር ፑል ክሰሰስያ ኢርትራ ሓንቲ ክብተን ናይ ኢንተርፑል ስለዝኾነት ብመንግስትኽን ሕጊ ሃገረ ኤርትራን ኽትውድኣኦ ፈትና ስራሕ ቖልዑ ኣይትስርሓ ።

  • @yonaszegergesh
    @yonaszegergesh 5 หลายเดือนก่อน

    ሻሎም ነዘአን አደና ሕማቅ ረኪበን ብሐቂ ክንድ ዘከለስኩስ ኢደይ ተነከስኩ ኮይኑወን ዘሕዝን እዩ።
    ግን አብ ኢስራኢል ታሐብእካ ክትሕባእ አይትክእልን እካ ደቂ ብላጆ ሐቲትካ አበይ ከም ዘላ ክትርከብ ትክእል እያ ብመገዲ እመግረሽን ክትርከብ ትክእል እያ አብ ሰለስተ ወርሒ ብዛ ስለ ዝሕደስ ሐበረታ ክረክቡ ድሕር ከኢሊም ክረክብዋ አየጸግምን እዩ ብሀሊ እየ ።
    15 ዐመት እየ ገረ አነ አብኡ
    ተገድሱ ድሕር ሐቲቱ ቀሊል እዩ ንክትርከብ ።ወዲ ዐይኖም ዝብሀል አብኡ አለ አብ መድያተት ዝነጥም ምስኡ ብዐልካ ተትራከብ ጹቡቁ ብሀሊ እየ ስንብል እዩ ንክትርከብ ምሰኡ ጥራሕ ተራክብካ ሐግዘን ነዘኢን አደና።እግዛብሄር ምሰአን ይኩን ሕማቅ ዝገብር ናይ ኢዱ ክረክብ አለዎ።
    ኩሉ ሰብ ካብዘአን አደ ክማሀር ይግባእ።
    ጹቡቕ ምግባር ሰናይ እዩ ግን ብከምዚ ዐይነት ግን ንነብሰና ሀሳይ ከይከዉን ክንምሀረሉ ይግባእ።

  • @EritreanQueen
    @EritreanQueen 5 หลายเดือนก่อน +1

    💔💔😭😭😭😭 Ewayyyy teal ya sebeb😢

  • @user-yi2fy5vz8l
    @user-yi2fy5vz8l 5 หลายเดือนก่อน

    Hii. Josi. Etom. Teasirom zneberu. Mesekakr. Sle. Zkonu. Eti. Haki. Kmexiee. Eyu. Mefthi. Ktrekb ykaaal. Eyu

  • @MeskeremAbeba
    @MeskeremAbeba 5 หลายเดือนก่อน +1

    Yossi lomi tegagika slemntay ምሉእ ሽማን ሽም ኣቡኣን ዓዳን ዘይሓተትካያ

  • @terhasberhane71
    @terhasberhane71 5 หลายเดือนก่อน +1

    ንቶም ናይ ጉዑዞ ወኪል አትሒዞም ክመልስዎ ይክእሉ እዮም እስራኤል ንባኬሽን ድመፀት ተተረኪባ ቀጥታ ክመልስዎ እዮም

  • @Awet-sd7fi
    @Awet-sd7fi 5 หลายเดือนก่อน +1

    Bjakum ab Esrael zelekum hzbna hagzwen nezen jeganu zweleda adena hji eu hagez zedlyen melisene ka ab esrbet keyatwa. Nzi tlmet zgeberki ati gal Amlak b mhretu ybtsahki grhneten teteqimki keyakleks ab serbet katwa suq mbalki ezi ka kalay bedelki eu entekone ezn adena netom jeganu zweleda eyen nbetn gele keygebreki temelesi etsfi gerki khasyen.

  • @kemalemey
    @kemalemey 5 หลายเดือนก่อน +3

    ኤህ መንግስቲ ኤርትራ ኣደ ስውኣት ብዘይ ገበረቶ 8 ወርሒ ክእሰራ ዓገብ ዓገብ ዓገብ

    • @abibabraham8763
      @abibabraham8763 5 หลายเดือนก่อน +1

      እንታይ ትብል አለካ ነቲ መንግስቲ እንታይ ገይሩ

  • @HelenTesfamichael-u9v
    @HelenTesfamichael-u9v 5 หลายเดือนก่อน

    Ewy kthasm ezias🥹pleas share ngbero yehwatey gdn ktrkebalewa eza telam ade jedanuya eza adiena

  • @shkorinaBowey
    @shkorinaBowey 5 หลายเดือนก่อน +1

    500,000 abzi geze betami bezuhe eu sham on you !!! if she had surgery simply she can say that why not toking to this woman who did good for her honestly pay the money !!!

  • @GrumGebremskel
    @GrumGebremskel 5 หลายเดือนก่อน +1

    Nay Midiya Zeamino Nay Hawina jos Eyu Anbes qexilo mis Haq werik Eyu❤❤

  • @shkorinaBowey
    @shkorinaBowey 5 หลายเดือนก่อน +1

    For those who don’t know it’s same when we take a mortgage to buy house in western country for 30 years if we fail to pay Bank will come and take your house or you pay do not relate the issue with politics try to educate yourself!!!

  • @KbreKdusan-un3rl
    @KbreKdusan-un3rl 5 หลายเดือนก่อน +7

    ዋይ ምስኪነይቲ ሓያውነታ ሃስይዋ ምስኪነይቲ።

  • @YohanisKibrom
    @YohanisKibrom 5 หลายเดือนก่อน +2

    ቃል ሓደ ሰሚዕካ ኣይትዛረብ

  • @shkorinaBowey
    @shkorinaBowey 5 หลายเดือนก่อน +1

    Aboy hade gize kemzi koynu ne hanti menesey betesebna tewahesewa segredob keyda genzeb kefelu gin eta seb kab America koyna genzeb sededatelu Amlak yemesgen Berekti nera gin Beteseb eya

  • @abuchiesset8294
    @abuchiesset8294 5 หลายเดือนก่อน +3

    eway abey eki kitbxh pls gezan arkbyan keli aykona wahs 😢😢

  • @Sebml12
    @Sebml12 5 หลายเดือนก่อน +4

    ሕግን ሕጋውነትን ዘይፈልጥ ሰብ መፍቶ ጓሓላሉ'ዩ ዝኸውን

  • @hidatasmelash1109
    @hidatasmelash1109 5 หลายเดือนก่อน +2

    Eway besmeam anta amlak egzeabihir zeyniferihi 🙏🙏🙏

  • @genetakilas7098
    @genetakilas7098 5 หลายเดือนก่อน

    Mesmer zobok eyo zelo
    Kabzi nlaili entay delka
    Weys Hahger mikifa key
    Terif eyuo Donkoro Bizey
    Hager kibret yelen!!!!

  • @freweyniGhebrekidan
    @freweyniGhebrekidan 5 หลายเดือนก่อน +1

    Ezen, Aede Embassy Israel. Aeb ERITREA. Zrkeb keyden Yksesa.
    Weydma , Aembassy. Eritrea. Aeb Israel zrkeb nab. Israel. Report ygber.

  • @DrarAnd
    @DrarAnd 5 หลายเดือนก่อน +1

    ምስኪነይቲ ኣደ😢 ደቃ በጃ ጌራ ሂወታ ክኣ።
    ብመሰረቱ ት ጌጋ ናይቲ ሽፍታ ስርዓት ዩ ንሰብ ዶ ከምዚ ጌርካ ትሕዞ ኢኻ። 8 ወርሒ ተኣሲራስ 1/2 ሚልዮን ክኣ ኣምስያ ሓንቲ ሂወታ ከተውሕስ ዝኸደት ሰብ። እንታይ ግፍዑ ዩ ዚ

  • @abebawoldukiflay6523
    @abebawoldukiflay6523 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኣብ እስራኤል ዘለኹም የሕዋት ኤርትራዊያን በጃኹም ተሕባበሩአኣ ነዛ ኣዴና ።

  • @Eriboy2024
    @Eriboy2024 5 หลายเดือนก่อน

    Hawey nktrkeb trah ab israel znebru ben gurion international airport keydom elet zatewetlu tfelto endhr koyna eza sebeyti kab eritrea zmexu asmatom bzrzr knegrwom ykielu eyom

  • @Rahwa20156
    @Rahwa20156 5 หลายเดือนก่อน +1

    ቀደሙ ነዛ ውቅጥቃጥ ብዓልቲ ባር ትመስል እንዳ ራኣየት ማዕረ ክንድዚ ሂባ ትዋሓሳ 🤔🤔🤔🤔🤔እዋይ እዚ ህዝቢ ለዋህ እዩ እካ 🤔🤔🤔

    • @fokirmua1035
      @fokirmua1035 5 หลายเดือนก่อน

      ሰብ ብደጊኡ አይምዘንን እዩ ትፈልጦ ዘይብልካ ጸርፊ ጽብቅ አይኮነን ዳሕራይ ከየጣዕሰካ

  • @danieltewelde330
    @danieltewelde330 5 หลายเดือนก่อน +2

    ኢዋ ኣንታ ኢዚ ህዝቢ ኢንታይ ኢዩ ዝኸውን ዞሎ ኪሳዕ ኪንድዚ ኪሕደት

  • @yafetgebryesus7935
    @yafetgebryesus7935 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኣበት ክሕደት ኣምላክ ናብ ዝተወልደሉ ቦታ ከይዳ ክትጠልማ ኣምላክ ዋናኣ ክትብል ትኽእን ግን እዘን ኣዶ ኸ ካሕዳም ሰብ ኣብዚ ምድሪ ውን ብሕጊ ክተሓዝ ኣለዎ

  • @asmeraroyalcafe
    @asmeraroyalcafe 5 หลายเดือนก่อน +3

    በዚ ሎሚ ግዜ ዶ ሰብ ይዋሓስ አዩ አሞ ከኣ ብእምነት ትበል ከኣ ብማዕዶ ትፈልጦ ሰብ አኮ ተራ ሌላ ተልካስ ከቢድ አዩ አምነት ናይዚን ሰበይቲ ግን የገረም አዩ ብሰንካ 8ወርሓ ትኣሲረን 🤔ኣብ እስራኤል ኮይና ገንዘብ ትእኽብ ትሑሉ አምበር ወይ ጉድ ይሕዘን

    • @ምንባርብዓቅሊ
      @ምንባርብዓቅሊ 5 หลายเดือนก่อน

      Nmntay ke nisa tsubuk giera zeytfelta twahas nayza sebyti yu giega

    • @asmeraroyalcafe
      @asmeraroyalcafe 5 หลายเดือนก่อน

      @@ምንባርብዓቅሊ ግርህነት አዩ ናይዘን ሰበይቲ ኣብ ሓደጋ ኣወድቁወን ሰብ ሎሚ ብተንኮል ተሓጺቡ

  • @mulugere8879
    @mulugere8879 5 หลายเดือนก่อน

    እቲ መፍትሒ ቕሊል እዩ ካብ ካብ ሕልናኣ ካብ ዝሽፍተት ዝጠለመት ኣብ እስራእል ዘላ ካብ ፍትሒ ምጽባይ እቲ ኣብ ኣስመራ ዘሎ ምሕረት ክገበአላ ንዛ ኣደ ስውእ ይቅልል ነይሩ ግን እቶም ኣብ ኣስመራ ዘለው ሽፍቱ ናይ ሳሕል ኣጋንንቲ ካብታ ዝጠለምት ንስራእል ዝኽደት ዝገደደ ጨካን ባህሪ ኣለዎም ምሕረት ዘይፍልጡ ኣረመናት እዮም።እንበር እዘን ኣደ ደቕን ስውኣት እሞ ጽቡቕ ክገብራ ክብላ ግዳይ ዝኾናስ ክመይ እሎም 5000 ሽሕ ይሓትወን እሞ ዝብላዕ ኣብ ዘይብሉ ኣስመራ?

  • @user-vt4ul2yf6n
    @user-vt4ul2yf6n 5 หลายเดือนก่อน

    Kgermekum adey nzteshgere sen twehas nera lali 30 zkonu Ane zfeltom trah bnay dkan ltensa athiza. Nsom Kea amunat nerom. Nzameneka mkhad egziabehe r ykadeka eyu. Haftey lbi gberi

  • @tesfaydesta4015
    @tesfaydesta4015 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኣበይ ኢዩ ዓዳ ኣብ ኤርትራ ፡ ነታ ሰብ ንምርካባ ክሕግዝ መታን።
    እቲ ንጽህናን ግርህናን ናይዘን ኣደ ብጣዕሚ የደንግጸካ።

  • @fekarwedifekarat
    @fekarwedifekarat 5 หลายเดือนก่อน

    Seb kmles sle zeykel dyu hji ribriato wey kale eathzu zblu zelewu eti mengsti::
    Neabnet Ethiopiawyan thja yethzu do kemzi natna?

  • @goodriea5478
    @goodriea5478 5 หลายเดือนก่อน

    ምሉእ ኣድራሻ ንገረና ክንተሓባበራ ነዛ ሰበይቲ ኣነ ኣብ እስራኤል የ ዝቕመጥ

  • @tesfayteklu7991
    @tesfayteklu7991 5 หลายเดือนก่อน

    Ata wedi seb aytebelashu awatsiu inabelka baelu mengsti alewo kemzi guday zeymlketeka guday aytsrah nyoutoubka ktbl

  • @KbromMekonem
    @KbromMekonem 5 หลายเดือนก่อน +6

    Izi kab polotica wexai iyu nihagza

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 5 หลายเดือนก่อน +6

      ነዛ ሰብ ትትሓዘሉ መንገዲ ክናደ ኣለዎ እምበር ክንደይ ዘታለለ ሰብ ኢዩ ክሕገዝ ተጓይኹም ናብ ገንዘብ ምኽፋል በቃ ተሰቢልኩም ።ን መታለሊ መሊስኩም ተተባብዑ በጃኹም ሕሰቡ።

  • @helenbrhane3618
    @helenbrhane3618 5 หลายเดือนก่อน

    Antum sebat entay tbluna alekum emo heji abzi sleztezarbna zqyer alo du koynu bejakum xbukna ybezih memhari zkewin xbuk negerat amxu 😒

  • @KbromMekonem
    @KbromMekonem 5 หลายเดือนก่อน +1

    Iza seb izia Baal Miki kalot gdusatin ab Israel zeleuom mahbere com kikesua aleuom nza haftina nhagiza nsol media Maribel kulukum idey idka Nigel hawey ajoka fre xarika kitrekibika ajoka

  • @selamawittekeste821
    @selamawittekeste821 5 หลายเดือนก่อน

    Kudusaney hmak rekibki kulatna betesebn felatikn btaimi ena hazinina zelena . Amlak neta grhneyki yereayelki

  • @fokirmua1035
    @fokirmua1035 5 หลายเดือนก่อน

    ዘረባ ሐደ ሰሚዕካ አይፍረድን እዩ ቀዲምካ ሕማቅ ምጽሐፍን ምጽራፍን ጽብቅ አይኮነን

  • @Wegawi_8
    @Wegawi_8 5 หลายเดือนก่อน +6

    eway israel zelekum hagzwa neza ade swuat😢💔💔

    • @simonmengstab2620
      @simonmengstab2620 5 หลายเดือนก่อน

      Kemey elka tamn lomi film kkewun ykel eyu

    • @simonmengstab2620
      @simonmengstab2620 5 หลายเดือนก่อน

      Lomi zeygber yelen eza sebeyti azerarbea s yemen do?

    • @salitekle4013
      @salitekle4013 5 หลายเดือนก่อน +1

      Film entezikewn siela aymewxetin

    • @simonmengstab2620
      @simonmengstab2620 5 หลายเดือนก่อน

      @@salitekle4013 abzi goze zi seli mzrgah aziyu kelil eyu genzeb genzeb eyu zelo nfasu bro lomi zeytenegre enber zeytegebre yelen

    • @Wegawi_8
      @Wegawi_8 5 หลายเดือนก่อน +1

      @@simonmengstab2620 wa film tbl ab Eritrea konka ebar film ala eya. weys betesb eta ztelemet eka

  • @MaykoAfwerki
    @MaykoAfwerki 5 หลายเดือนก่อน +2

    ሰላም ሰላም ቀጺለ ተሌፎን ስደዱልና በዚ ከነትሕዛ

  • @merhawitpetros355
    @merhawitpetros355 5 หลายเดือนก่อน +1

    ክትሳለም ምብላ እምንቲ ኣደ ስብ ሎሚ ግን እይእመንን ነብስና እና ክንኣምን ንክእል. እግዚአብሔር መዋጽኦ ይፍጠረልኪ 8ወርሒ ብእምነት

  • @ghidenahabtegerghish2940
    @ghidenahabtegerghish2940 5 หลายเดือนก่อน +1

    Eway eze hizbina see ah bigerhinetu kulu geze Mise tbadalie ah 😢😢 masteane ywrredaa😢😢😢😢 ah

  • @negusekidane323
    @negusekidane323 5 หลายเดือนก่อน

    Ahhh ewayyyyy please ab Israel zelekum ewyyy 2 deqa teswiom sei bukoa felita eya ezi kulu ajoken kerkbewa eyom ab Israel zelewu telam zekonet seb

  • @asmera6972
    @asmera6972 5 หลายเดือนก่อน +9

    ኣደ ስዉኣት ኣሕ እስራኤል ዘለኹም በጃኹም🙏🙏🙏

  • @felegtekle8250
    @felegtekle8250 5 หลายเดือนก่อน +1

    Kemzia chekan seb semie ayflitn ahhhh ajoki mama kemzi zeygbaki dhan amlak nay eida yhaba

  • @EyobKidane-i3k
    @EyobKidane-i3k 5 หลายเดือนก่อน

    Ab iserael aloku talofoney haba ane kethababera eye kem feqade fetarey

  • @selamabraham5770
    @selamabraham5770 5 หลายเดือนก่อน

    Ezia ko atalila aykonetn eti mengsti yu eti tsegem zfetr zelo seb kem dlyetu katun kwetsen nmtay yu zeykel gud rekibu ezi hzbi meskinay

  • @simretberhane501
    @simretberhane501 5 หลายเดือนก่อน +1

    Name nata Israel zela ay haberkan

  • @almazgessesew13
    @almazgessesew13 5 หลายเดือนก่อน +3

    I believe her it happend to alot people shame

  • @Tiqqa
    @Tiqqa 5 หลายเดือนก่อน +1

    ንምርካባ ሐገዝ መታን ንኽኸውን ዓዳ//ዓድኺ አበይዩ ምባል ጽቡቕ ኔሩ፣ዝፈልጥ ሰብ መታን አጸቢቁ ብተገዳስነት ክሐትት።

  • @sirakzerufael5721
    @sirakzerufael5721 5 หลายเดือนก่อน

    Kamzen ansti eziom kemziom sebeut kefieom were trah kale srah medeb yelen