ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ኣትም ህዝቢ ገደፍ ኣትሓስዱ✊ሳብስክራይብ ግበርኒ ተጋሩዋይ❤
እሺ ናዓይለ❤❤❤
ገረልኪ 🤩
@@sultansultani5501 ❤
እሺ ክገብረኪ እየዋ ልቃሕኪ ምለሲ ንስኪ እውን ግበርለይ
@@dvjvbh4571 እሺ
አሰይ ወለድና ኮ ዋሕለለታት ዘይተምሃራ ግን ልዕሊ ሙሁራት ዕድመን ጥዕናን ይሃብን 😘😍😍😍
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ
ኣቤዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ምስ ክብርቲ ወላዲትኪ ኣብ ስደት ዘለና ደሞ ንዓኺ የምስለና ምስ ኣደዋይ ናይ ልበይ ናዕለልኩ ቡና ዝሰትየሉ ግዜ ናፊቀዮ ኣለኹ🥺💖🥰🥰🥰🥰🥰
ንዓክ የምስለና አበባየ❤ እሰይይይ አደዋክ ልባመይ እየን ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብክን ፈጣር❤ ጡዑም ብና
ኣብየ እግዚአብሔር ኣምላክ የክብረለይ ኣነእየ ሓቲተኪ ነይረ ዕድመን ጥዕናን ይሃበን ንማማይ ኢደን ይባረክ❤❤❤
ሳብክራይብ ግበርኒ ክብረተይ🎉❤
ወለድኺ ስለተኽብሪ ክብሪ ይኀብኪ ብውላድኪ ተፈደይዬ ምርቓ ወላዲ ቀሊል አይኮነን🙏
ጡዑም ቡን አደዋ 🕊💒😇✌🏻
አክሱም ዓዲ ጥብብ ትግራይዶ አብዚ ትቀሪ😢 ንፍዕቲ ማዘር❤❤❤
ሳብክራይብ ግበርለይ ጋል ዓደይ❤🎉
አዴታትና ውሓላሉ ጥበብ መሊኡ ወረጃታት እንካዕ ካብዚ ህዝቢ እዚ ተፈጠርና።ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ አደዋይ።❤🧡👍👍👍👍👍💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯
ጥበብ ቀዳሞት ወለድናኮ ኣዝዩ ድንቂ እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ኣቤዋ እሞ ንማማይ ክሰርሓለይባ ለምንለይ ድሕሪ ስደተይ ማርያም ፅዮን ክስዕም ክመፅእ ከለኹ ክማላኣስ በይዛኽን ኣደዊተይ በልለይ
ዕድመን ጥዕናን ያሃብክን እግዚአብሔር አምላክ
ብጣዕሚ ዝገርም ጥበብ እዩ ኣቢ ሓፍተይ ወለድና ዋሓላሉ ጠበበኛታት እየን ብሓቂ ኢድ ይባርክ ኣደዋ ፅርቲ❤❤❤❤
ብሓቂ ኽንደይ ደስትብላ ኣብየይ ንሕና ኣሕዋትኪ ውን ንዓኺ የምስለና ጋልነይዋ 💞
❤❤❤wow betami zebuk serah adey meray ❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ን ክብርቲ ወላዲትና
ሳብስክሬይብ ግበርለይ ማዓረይ
ደስባሃልቲ ደስ ዝብል ስራሕ፡ዕድመን ጥዕናን ንኩላትክን ይኩን 👍
ብትክክል ሕዝብ ትግራይ ዋሀለ እዮ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ናይ አዶ አንደበትን ትሕትናን እኾ❤❤ዕድመን ጥዕናን ይሃበን ምቅርቲ ወላድት
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኽ ይብዛሕ ኣብዋይ ሓዳሽ የአዋ ስብስክራይብ ግበርኒ ወለላዋ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Asey አደን ጋልን ምቁራት ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ
እስይ ዉሕልና ኣዶታትና ኮ❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃበን ኢድ ይባርክ እና ቀለም ቀልምለን❤❤❤❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
አሰይይይይይ ወላዲትና ዕድመን ጥዕናን ይሃበን አበባየ ቅጫንን እንኮዕ ዳሓን መፃኪ❤❤❤
ዘን ኣደታትና ወሓላሉ ደሰ ክብል
ብጣዓሚ፡ሕማቅ አለኪ አቤየ ሐፊተይ መራዓት ምሲሊ በጃኪ
Ewae yibehal diyu koynu
@@esetmekonen3856 አየናዩ፡ዚባሃል ሕማቅ አሎኪ ዲዩ ።ንሱ እንተኮይኑ ይባሃል ዩ ገና ብሕጂ ሐደ ቆላዕ ክይወለደት ከምዙይ ዚመሰለት ምሲ ወለደት ከ እንታይ ኪትመሶል እያ
Ab minitay kunetat kem zela zeyfeletiki himak aleki aybehalin tinisi nibaelu mehimeki u yey
እሰይይይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን እግዚአብሔር አምላክ ምሰ ሰድራኪ አቢየይ ሸኮር❤❤❤
አቤ ሓፍተይ ኣዲኪ ንኣዴይ ትመስል ❤
ኣዴታትና እኮ ይፍለያ እየን 🥰
አሰይይ ኣዴታት ጥበቡኛታት እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን❤❤
ናአኪ ይምሲለና ዝሓፍተይ ፁሩዩቲ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ብኡውነት ከምናይ ኣደዊተይ ኣሳራራሓ መቀመጢ ፃሕሊ መቀመጢ ጀበና ፈናጅል ከምሊ ኮላል መንደድ ናብዝደለካ ኣሊዒልካ ዝትወስዱ መንደድ ልክዕ ከም ፈርመለ ዝተፋላለዩ ዘይዘርዘርኩዎም ብዛሓት ኣለዉ ኣደይ ወላዲተይ ብዚ ስራሕ ትሽላሚት ኢያ ነይራ ስደት ካብዝወፅእ እንድዒ እምበር ዒድመን ጢዒናን ይሃብክን ክብራት ወለድና ኣበባየይ ደሞ ዒድመን ጢዒናን ይሃብኪ ምስማዘርኪ ብጣዕሚ ኣዘኪርክኒ የቀንየልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ደስ ክብል እዚ ገዛ❤🥀 እቲ ምድሪቤት ከ ባ እንታይ እዩ
ኮርኪ እዩ ዝመስል
ሰላም ሰላም ኣብተይ እንኳዕ ዳሕና መፃእክ ብሓቅ ኣዴታትና ኣቦታትና ለባማት እዮም ዕድመን ጥዕናን ይሃበን🎉❤❤❤❤❤
ኣሰይ ኣዴታትና ወሓላሉ❤
ኣጆኺ ማዓረይ ጎቡዚ ዝያዳይ❤❤❤
ኣቲ ናጠፋኣኪ እንዶ ኩሉ ግዜ ምፅና❤❤❤
ባለሞያ❤
😍😍😍 ገጠር ድዩ ዝገዛ🎉🎉
አዶታትንኮ ውሕሎታት ኮየእን❤❤❤
ኣደዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ❤❤
ወሓለ❤❤❤❤❤
Nay behaki wehale adena 😊🎉
❤❤❤❤❤❤❤ Abi shekor enkuae beselam metsaki❤❤❤
Sbkti anewin feteya
አደዋተይ ምስ ጋልኪ ፅብቅት❤❤🎉
እመብርሃን ታሓልኪ ወለላይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤️❤️
Aseyyyy ❤❤❤❤❤❤
ነዊሕ ዕደመይ ጥዕኛይ ይሃብኽን ኣዴና ❤
Bzaaba nay aksum ba areana ad ba melcilna
ክትፅብቅ ኣደታትተና ዋሓለታት ኣየን❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Wawwww ብጣዕሚ ደሰ ዝብል ንወለድና ዕድመን ጥዕናን ያሃቦም ኣቢ ሓፍተይ ዉን ከም ወለድኪ ኩኒ እኪ🫶🏼💪🏻💪🏻💪🏻
ዋውውውውውው አድዋይ ውሐል 😍
ዊ ነደዋኒ ይመሰላ ኣደዋኺ ሰዓምለይ ❤❤
ኣዶና ብርሃን ገዛ❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሂብክን ኣደዋ❤❤❤❤
ሳብስክራይብ ግበርለ🎉❤
Asay betame eya dase bahale❤❤
ሰላም ሰላም ኣቢቲይ እንኳዕ ሰላም መፃኺ አሰይ ክንዲይ ደሰ ይብል ዘለውን ጥበብ ኣደዋኒ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤
አዶታትና ዋሓላሉ እየን❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን አደዋና ኣዴታትና ጥበበኛታት እየን👌💟
ሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይ
😘😘😘😘😘😘
❤❤❤❤ኣብየይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን❤❤❤.ዘን ኣደዋኪ ምቅርቲ ዓብዪ ዕድመን ጥዕናን ይሃበን❤❤❤ ወሓለ እዝውቲ ህድእቲ ኣዴታትና ወሓለታትት❤❤❤❤❤ማማዊተይ ብጣዕሚ የ ዘፍቅራ ከምዚኣለ ምስኣ ከፍ ኢለ ገፃ ናረአኩ ቡና ኣፍሊሐ ዘስትያ መዓልቲ ኩሉ ጊዜ ይናፍቃ ❤❤❤❤❤ንኣኪ ዝገበረ ይግበረልና አብየይይ
@@mariyamey555 አሜን ንኩለና ዛንበይተይ እሞ ትፈትውኒዶ ክክክእሽኒ ብስም እመ ብርሃነይ ገረልኪ ኣለኩ
@@ፈቃርንወላዲታ ክብረት ያሃበለይ ወለላይ ፍትውው እየ ዘብለኪ ዝያዳይ
ንኣዴኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና.አቤት ውሕልና እቲ ገዛኹም ከ ክፀሪ ደስ ክብለካ.እቲ መሬት ከ ባሊቃ ድዩ ሓቀይ😊.
ሰበሰክራይብ በልለይ ወለላይ❤❤
እወ ናይ ቢራ እዩ
Betaemi des behali tawaye kemey alki nab merikab yebkeena ena selamkum yebzah edmen tenan yehabkum
ደምርኒ ወለላይ❤
Wuhale eyen mamaki
ኣዶ ብርሃን ገዛና❤❤❤ ኣቢ መቅርቲ ኑኽለክን ዕድመና ጥዕና ይሃብኽን ፈጣሪ ❤❤❤❤
ሳብስክራይብ ግበርለይ❤🎉
ዋውውውውውውው ደስክብል❤❤❤❤❤❤❤
ግበዚ ነሺ እህቴ
አሰይ አደዋይ ምእዝንቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ አቢተይ
ሳብክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤🎉
ጡዑምቡና ኣብየ ዉሕልልቲ❤❤❤
አቤዋይ ፅሪቲ ደስ ክብል ናይሀገረሰብ ገዛ ጋል ወሓለ❤❤❤❤ትመርየቱ ደስ ክብል ዋውውው
ሳብስክራይብ ግበርለይ❤🎉🎉
አደዋይ ፅረይቲ ደስ ክብላ❤❤❤❤❤
ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉❤
🙏🙏🙏🙏
❤❤❤❤ማማየ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ
ደምርኒ ወለላይ❤❤
❤❤❤❤❤አስይ ዳስ ክብልካ ኣድ
ማሚተይ ወሓለእያ ከምዘን ማማኪ ስእልትውዕሎ ኣነማ ኢደእግሪ ዘይብለይ ፍልይዝበለ እዩ ዕድመንጥዕናን ይሃበን👏😍😍🌹
ሰላም ማዓረይ ግን ሲ እቲ ገዛኩም ገጠር አይመስሊ ታዓዲልኪ🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ኣብየት ሞያ ክዓ😊
ኣብ ብሮፋይል ኣቲክን❤
መልስ ገኒ🎉🎉
💜💜💜
❤❤❤❤❤
አደዋይ ፅረይቲ ደስ ክብላ አና ተጋሩዋይ ሳብሰክራይብ ግበሩለይ🎉🎉🎉🎉
ዋው ደስ ክብል ገዛ❤ግን እቲ ኣብ ምድር ዘሎ እምኒ ድዩ ታኡዩ
ናይ ቢራ ባሌጣ እዩ
wowww❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣቤዋይ ደሰ ክትብላ ምሰ ኣቁሑ ቡናኺን ንማማ ማ ሰርሓለይ በልየን😍❤💓💓💓
ተጋሩዋይ ንዳማመር❤❤
ፅብቅትን ፅሪትን ወሓለን ኣደ❤። እቲ ናይ ናይ ምድርቤትኩም ስራሚክ ዝመስል እንታይ እዩ ኣቢየይ።😊
ናይ ቤራ መክደን እዩ
ኮርኪ
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣብየ ቡናኪ ከዓ ጡዑም ቡና ኢልና ኣለና ❤
ኣበየይ ደስ ይብል ኣዴታትና ኣምላኽ ዕድመ ጥዕናን ይሃበን ❤️ሕቶ ክሓተኪ እቲ ኣብ መሬት ዘሎ እንታይ ጌይሩ ተስርሑ በጃኺ ተግደስኪ መልስለይ ❤️
ኮርኪ እዩ ትሕብፄዮ እሞ ካብኡ ብሩሑሱ አቅምጥ አቅምጥ ትብልዮ ዝኮርኪ
❤️❤️❤️👍
❤️❤️❤️❤️❤️❤️
አሲተይይይይይ አደዊተይ የቀንየለይ❤
@tiemtitgray1 ግበርለይ ክምልስ እየ ኮሞንት አቅምጥለይ ጥዕምተይ
ኣሰይ ለደዋኪ ነዊሕ ዕድመ ይሃበን ጥበብ መሊኡ ልፈሰሰን ወለድና ❤❤❤❤ኣቤ ሳብስክራይብ ግበሪለይ ናኣቤ ተከታተልቲለ ደምሩኒ❤
እቲ ምድሪቤት ከ እንታይ እዩ ኣራሸንታ (ናይ ቤራ መኽደን)ድዩ ♥️🥰🥰🥰
ናተይ ለ ሕቶ እዩ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Looks very beatfull ❤❤❤❤❤
ሳብስክራይብ ግበርለይ
❤❤❤🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉Amen
እቲ መሬት ልሑክቲ ይባሃል
ኣትም ህዝቢ ገደፍ ኣትሓስዱ✊ሳብስክራይብ ግበርኒ ተጋሩዋይ❤
እሺ ናዓይለ❤❤❤
ገረልኪ 🤩
@@sultansultani5501 ❤
እሺ ክገብረኪ እየዋ ልቃሕኪ ምለሲ ንስኪ እውን ግበርለይ
@@dvjvbh4571 እሺ
አሰይ ወለድና ኮ ዋሕለለታት ዘይተምሃራ ግን ልዕሊ ሙሁራት ዕድመን ጥዕናን ይሃብን 😘😍😍😍
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ
ኣቤዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ምስ ክብርቲ ወላዲትኪ ኣብ ስደት ዘለና ደሞ ንዓኺ የምስለና ምስ ኣደዋይ ናይ ልበይ ናዕለልኩ ቡና ዝሰትየሉ ግዜ ናፊቀዮ ኣለኹ🥺💖🥰🥰🥰🥰🥰
ንዓክ የምስለና አበባየ❤ እሰይይይ አደዋክ ልባመይ እየን ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብክን ፈጣር❤ ጡዑም ብና
ኣብየ እግዚአብሔር ኣምላክ የክብረለይ ኣነእየ ሓቲተኪ ነይረ ዕድመን ጥዕናን ይሃበን ንማማይ ኢደን ይባረክ❤❤❤
ሳብክራይብ ግበርኒ ክብረተይ🎉❤
ወለድኺ ስለተኽብሪ ክብሪ ይኀብኪ ብውላድኪ ተፈደይዬ ምርቓ ወላዲ ቀሊል አይኮነን🙏
ጡዑም ቡን አደዋ 🕊💒😇✌🏻
አክሱም ዓዲ ጥብብ ትግራይዶ አብዚ ትቀሪ😢 ንፍዕቲ ማዘር❤❤❤
ሳብክራይብ ግበርለይ ጋል ዓደይ❤🎉
አዴታትና ውሓላሉ ጥበብ መሊኡ ወረጃታት እንካዕ ካብዚ ህዝቢ እዚ ተፈጠርና።ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ አደዋይ።❤🧡👍👍👍👍👍💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯
ጥበብ ቀዳሞት ወለድናኮ ኣዝዩ ድንቂ እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ኣቤዋ እሞ ንማማይ ክሰርሓለይባ ለምንለይ ድሕሪ ስደተይ ማርያም ፅዮን ክስዕም ክመፅእ ከለኹ ክማላኣስ በይዛኽን ኣደዊተይ በልለይ
ዕድመን ጥዕናን ያሃብክን እግዚአብሔር አምላክ
ብጣዕሚ ዝገርም ጥበብ እዩ ኣቢ ሓፍተይ ወለድና ዋሓላሉ ጠበበኛታት እየን ብሓቂ ኢድ ይባርክ ኣደዋ ፅርቲ❤❤❤❤
ብሓቂ ኽንደይ ደስትብላ ኣብየይ ንሕና ኣሕዋትኪ ውን ንዓኺ የምስለና ጋልነይዋ 💞
❤❤❤wow betami zebuk serah adey meray ❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ን ክብርቲ ወላዲትና
ሳብስክሬይብ ግበርለይ ማዓረይ
ደስባሃልቲ ደስ ዝብል ስራሕ፡ዕድመን ጥዕናን ንኩላትክን ይኩን 👍
ብትክክል ሕዝብ ትግራይ ዋሀለ እዮ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ናይ አዶ አንደበትን ትሕትናን እኾ❤❤ዕድመን ጥዕናን ይሃበን ምቅርቲ ወላድት
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኽ ይብዛሕ ኣብዋይ ሓዳሽ የአዋ ስብስክራይብ ግበርኒ ወለላዋ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Asey አደን ጋልን ምቁራት ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ
እስይ ዉሕልና ኣዶታትና ኮ❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃበን ኢድ ይባርክ እና ቀለም ቀልምለን❤❤❤❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
አሰይይይይይ ወላዲትና ዕድመን ጥዕናን ይሃበን አበባየ ቅጫንን እንኮዕ ዳሓን መፃኪ❤❤❤
ዘን ኣደታትና ወሓላሉ ደሰ ክብል
ብጣዓሚ፡ሕማቅ አለኪ አቤየ ሐፊተይ መራዓት ምሲሊ በጃኪ
Ewae yibehal diyu koynu
@@esetmekonen3856 አየናዩ፡ዚባሃል ሕማቅ አሎኪ ዲዩ ።ንሱ እንተኮይኑ ይባሃል ዩ ገና ብሕጂ ሐደ ቆላዕ ክይወለደት ከምዙይ ዚመሰለት ምሲ ወለደት ከ እንታይ ኪትመሶል እያ
Ab minitay kunetat kem zela zeyfeletiki himak aleki aybehalin tinisi nibaelu mehimeki u yey
እሰይይይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን እግዚአብሔር አምላክ ምሰ ሰድራኪ አቢየይ ሸኮር❤❤❤
አቤ ሓፍተይ ኣዲኪ ንኣዴይ ትመስል ❤
ኣዴታትና እኮ ይፍለያ እየን 🥰
አሰይይ ኣዴታት ጥበቡኛታት እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን❤❤
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ
ናአኪ ይምሲለና ዝሓፍተይ ፁሩዩቲ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ብኡውነት ከምናይ ኣደዊተይ ኣሳራራሓ መቀመጢ ፃሕሊ መቀመጢ ጀበና ፈናጅል ከምሊ ኮላል መንደድ ናብዝደለካ ኣሊዒልካ ዝትወስዱ መንደድ ልክዕ ከም ፈርመለ
ዝተፋላለዩ ዘይዘርዘርኩዎም ብዛሓት ኣለዉ ኣደይ ወላዲተይ ብዚ ስራሕ ትሽላሚት ኢያ ነይራ ስደት ካብዝወፅእ እንድዒ እምበር ዒድመን ጢዒናን ይሃብክን ክብራት ወለድና ኣበባየይ ደሞ ዒድመን ጢዒናን ይሃብኪ ምስማዘርኪ ብጣዕሚ ኣዘኪርክኒ የቀንየልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ደስ ክብል እዚ ገዛ❤🥀 እቲ ምድሪቤት ከ ባ እንታይ እዩ
ኮርኪ እዩ ዝመስል
ሰላም ሰላም ኣብተይ እንኳዕ ዳሕና መፃእክ ብሓቅ ኣዴታትና ኣቦታትና ለባማት እዮም ዕድመን ጥዕናን ይሃበን🎉❤❤❤❤❤
ኣሰይ ኣዴታትና ወሓላሉ❤
ኣጆኺ ማዓረይ ጎቡዚ ዝያዳይ❤❤❤
ኣቲ ናጠፋኣኪ እንዶ ኩሉ ግዜ ምፅና❤❤❤
ባለሞያ❤
😍😍😍 ገጠር ድዩ ዝገዛ🎉🎉
አዶታትንኮ ውሕሎታት ኮየእን❤❤❤
ኣደዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ❤❤
ወሓለ❤❤❤❤❤
Nay behaki wehale adena 😊🎉
❤❤❤❤❤❤❤ Abi shekor enkuae beselam metsaki❤❤❤
Sbkti anewin feteya
አደዋተይ ምስ ጋልኪ ፅብቅት❤❤🎉
እመብርሃን ታሓልኪ ወለላይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤️❤️
Aseyyyy ❤❤❤❤❤❤
ነዊሕ ዕደመይ ጥዕኛይ ይሃብኽን ኣዴና ❤
Bzaaba nay aksum ba areana ad ba melcilna
ክትፅብቅ ኣደታትተና ዋሓለታት ኣየን❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Wawwww ብጣዕሚ ደሰ ዝብል ንወለድና ዕድመን ጥዕናን ያሃቦም ኣቢ ሓፍተይ ዉን ከም ወለድኪ ኩኒ እኪ🫶🏼💪🏻💪🏻💪🏻
ዋውውውውውው አድዋይ ውሐል 😍
ዊ ነደዋኒ ይመሰላ ኣደዋኺ ሰዓምለይ ❤❤
ኣዶና ብርሃን ገዛ❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሂብክን ኣደዋ❤❤❤❤
ሳብስክራይብ ግበርለ🎉❤
Asay betame eya dase bahale❤❤
ሰላም ሰላም ኣቢቲይ እንኳዕ ሰላም መፃኺ አሰይ ክንዲይ ደሰ ይብል ዘለውን ጥበብ ኣደዋኒ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤
አዶታትና ዋሓላሉ እየን❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን አደዋና ኣዴታትና ጥበበኛታት እየን👌💟
ሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይ
😘😘😘😘😘😘
❤❤❤❤ኣብየይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን❤❤❤.ዘን ኣደዋኪ ምቅርቲ ዓብዪ ዕድመን ጥዕናን ይሃበን❤❤❤ ወሓለ እዝውቲ ህድእቲ ኣዴታትና ወሓለታትት❤❤❤❤❤
ማማዊተይ ብጣዕሚ የ ዘፍቅራ ከምዚኣለ ምስኣ ከፍ ኢለ ገፃ ናረአኩ ቡና ኣፍሊሐ ዘስትያ መዓልቲ ኩሉ ጊዜ ይናፍቃ ❤❤❤❤❤ንኣኪ ዝገበረ ይግበረልና አብየይይ
እመብርሃን ታሓልኪ ወለላይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤️❤️
@@mariyamey555 አሜን ንኩለና ዛንበይተይ እሞ ትፈትውኒዶ ክክክ
እሽኒ ብስም እመ ብርሃነይ ገረልኪ ኣለኩ
@@ፈቃርንወላዲታ ክብረት ያሃበለይ ወለላይ ፍትውው እየ ዘብለኪ ዝያዳይ
ንኣዴኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና.አቤት ውሕልና እቲ ገዛኹም ከ ክፀሪ ደስ ክብለካ.እቲ መሬት ከ ባሊቃ ድዩ ሓቀይ😊.
ሰበሰክራይብ በልለይ ወለላይ❤❤
እወ ናይ ቢራ እዩ
Betaemi des behali tawaye kemey alki nab merikab yebkeena ena selamkum yebzah edmen tenan yehabkum
ደምርኒ ወለላይ❤
Wuhale eyen mamaki
ኣዶ ብርሃን ገዛና❤❤❤ ኣቢ መቅርቲ ኑኽለክን ዕድመና ጥዕና ይሃብኽን ፈጣሪ ❤❤❤❤
ሳብስክራይብ ግበርለይ❤🎉
ዋውውውውውውው ደስክብል❤❤❤❤❤❤❤
ግበዚ ነሺ እህቴ
አሰይ አደዋይ ምእዝንቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ አቢተይ
ሳብክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤🎉
ጡዑምቡና ኣብየ ዉሕልልቲ❤❤❤
አቤዋይ ፅሪቲ ደስ ክብል ናይሀገረሰብ ገዛ ጋል ወሓለ❤❤❤❤ትመርየቱ ደስ ክብል ዋውውው
ሳብስክራይብ ግበርለይ❤🎉🎉
አደዋይ ፅረይቲ ደስ ክብላ❤❤❤❤❤
ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉❤
🙏🙏🙏🙏
❤❤❤❤ማማየ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ
ደምርኒ ወለላይ❤❤
❤❤❤❤❤አስይ ዳስ ክብልካ ኣድ
ማሚተይ ወሓለእያ ከምዘን ማማኪ ስእል
ትውዕሎ ኣነማ ኢደእግሪ ዘይብለይ ፍልይ
ዝበለ እዩ ዕድመንጥዕናን ይሃበን👏😍😍🌹