ኣብ መዓልቲ መርዓይ ምስ ሰብኣየይ ዝዘመወት ዝኣምና ማሓዛይ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 4 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 185

  • @ليلى-ص9و
    @ليلى-ص9و 3 หลายเดือนก่อน +77

    ሕማቅ ማሓዛ ኣይት
    ሃበኒ ኣምላከይ💔😢

  • @godisgoodallthetime3681
    @godisgoodallthetime3681 3 หลายเดือนก่อน +27

    ንዓይ ዝፈትዋ ብልበይ መሓዛይ ኣብ ጥምቀት ወደይ ንሰብኣየይ ሰበይትካ እዚ እዩ ኔሩ ዓርካ ተጠንቀቀላ ኢላቶ ሕራይ ኢልዋ ኣነ ከኣ ብግርህነተይ ኪዲ እባ ሰላም በልዮ ኢላትኒ ኣነ ከኣ ከይደ ምስኡ ኮፍ ኢለ ምስ ዓርከይ ዝነበረ ንሰብኣየ ይ ተሌፎን ወሲዳ ሰበይትካ ከምዚ እያ ምስ ዝኮነ ወዲ እያ ትድቅስ ትብሎ ምስቲ ዓርካ ቀዳማይ ቪድዮ ሒዝላ ኣሎ ምስ ካልእ ዜጋ ደቂሳ ኢላቶ ቡዙሕ ኣክፊኣትኒ ሓስያ መጠረሽታ ሰብኣየይ ሓቲታቶ ንዓይ መጽዩ ነጊሩኒ ሓሲካ መሓዛይ ከሞኡ ኣይትገብርን እያ ኢለዮ ብጣዕሚ ስለ ዝኣምና እሱ ከኣ ተሌፎን ኣጋጭዩ ስምዕያ ኢሉኒ ሰንቢደ ወዲቀ ሰብኣየይ ኩሉ ነጊሩኒ ካብዛ መዓልቲ መሓዛ ጸሊአ ጓል መሓዛ ሒዘ ኣይፈልጥን እየ ጓል መሓዛ ርግምቲ እያ 😢😢

    • @BurukTeklit-g1p
      @BurukTeklit-g1p 3 หลายเดือนก่อน

      Aye seb rgum... entay keekba even wedey

  • @robelabrham9888
    @robelabrham9888 3 วันที่ผ่านมา

    ኩሉ ንጽቡቅኪ ትብል ቃል ወለድኺ❤❤❤ ንጽቡቅኪ እንኳዕ ገበረልኪ
    እንበር ዝኣመንካዬም ምስ ጠለሙኻ ነቶም እሙናት ሰባት ክትኣምን ዘይትኽእለሉ ዘመን ኮይንና
    እግዚኣብሄር ምሕረቱ የውርደልና

  • @HaniHawa-u7l
    @HaniHawa-u7l 11 วันที่ผ่านมา +1

    ኣናብስ ዝኾኑ የሕዋት ኣሎዉኺ ❤❤❤ ካሕስዮም እምበር ከይትሓስዮም Congra

  • @ኣbiቲgualኣቦኣ-16f
    @ኣbiቲgualኣቦኣ-16f 3 หลายเดือนก่อน +9

    እንኳዕ መጨረሻኺ ኣጸበቀልኪ መዓረይ ዓገብ ኣቲን ኣብ ልዕሊ መሓዛኺን ሕማቅ ትገብራ ተመልሱ ዋጋ ከም ዘኽፍለኪን ኣይትረስዓ ንሕልናኺን ንበራ🙏

  • @FanuelKiflom-m3e
    @FanuelKiflom-m3e 3 หลายเดือนก่อน +3

    ዋው ይበል ይበል ዛንታ ማራ መሲጣትኒ ንጽቡቅና ዩ ትብል ሓረግ ብግብሪ ሪአያ ቀጽልዎ እተቅርብዎ ኣዝዩ መሃሪ ኢዩ❤❤❤❤❤❤

  • @ጋልትግራይ-አ6ቐ
    @ጋልትግራይ-አ6ቐ 3 หลายเดือนก่อน +7

    ኣብ መጠረሽታ ኣፀብቅልኪ ማዓረይ ሓዳርኪ እግዛኣብሔር ይባርከልኪ ብጣዓሚ ዓሃርት ዛንታ እየ

  • @AmlakAboy27
    @AmlakAboy27 3 หลายเดือนก่อน +5

    ብጣዕሚ ደስ ብሃሊት ሓቀኛ ዛንታ። ግን ነሰብ ብምሉእ ልብኻ ኣሚንካ ምቅራብ ሕማቅ ከም ዝኾነ እያ ምሂራትና የቀንየልና ሓፍትና ኣብ ሓዳርኪ ሰላምን ፍቅርን ይምነየልኪ።❤❤

  • @Maryamyyyyyyyyy
    @Maryamyyyyyyyyy 3 หลายเดือนก่อน +8

    ብጣዕሚ ማሃሪት ዛንታ
    ብሓፍሻ ግን ንሰብ እቲ ዝግቦኦ ክብሪ ከም ሰብ ከትህቦ ኣልካ ዓቆኑ ዝሓለፈ ግን ንስካ ብጣዕሚ እካ ተጎዳኢ
    ካብ ፈታዊካ ዳ ተጠንቀቀ እንበር ናይ ጸላኢካስ ዳሓን ።
    ኣብ ፍቅራዊ ሂወትካ የኩን ሓድርካ ካኣ ንሰብ ለብካ ከፊትካ ዘይምዕላል በፍላይ ኣብ ሓድርካ እቶም ፈተውታይ ትብሎም ክሉ ዘጋጠመካ ተንግሮም ተኮንካ ንክፍልይካ እንበር ንካዕርቅካ ኣይፍትኑን እዮም ሓፍተይ ክኣ እንካዓ መውዳኣቱኡ ኣጸበቀልኪ ፍቅረን ስኒትን ይምነይልኪ ኣብ ሓድርኪ

  • @Ostirch
    @Ostirch 3 หลายเดือนก่อน +5

    መወዳእታኪ እንቆዕ ጸበቀ ዝሓፍተይ 😢❤❤❤

  • @MielawitGrmay-or4dx
    @MielawitGrmay-or4dx 3 หลายเดือนก่อน +29

    Wawww amazing I am so amazing amlak nay bhaqi ngerhi seb yu ztmt grhneta riu ka xbuq gierula ❤❤❤❤

  • @HshHd-j3o
    @HshHd-j3o 3 หลายเดือนก่อน +3

    መጨረሻኪ ዘፀቦቆ ፈጣሪ ይክበር ይመስገን 🙏ገባሪ ኩፉእ ንርእሱ ገባሪ ፁቡቅ ንርእሱ

  • @avg4628
    @avg4628 3 หลายเดือนก่อน +4

    ጎተተዋይ ኣጆኪ ንፅብቅኪ እዩ ዝሓለፈ ሂወት መምህርኪ እዩ ኣመና ገርሂ ኣይትኩኒ

  • @ጓልዓጋመእየ
    @ጓልዓጋመእየ 3 หลายเดือนก่อน +38

    ኣቤት መሓዙት ሎሚ ገጽክን ይርሓቅ😢
    ናዓኪ ከኣ መወዳእታኪ እንቋዕ ኣጸበቀልኪ

    • @mamihalal1786
      @mamihalal1786 3 หลายเดือนก่อน

      ሓቂ ድዩ ግን ከመይ ገሩ ይጀውን😢

    • @ጓልዓጋመእየ
      @ጓልዓጋመእየ 3 หลายเดือนก่อน

      @@mamihalal1786 ሰብ ሎሚ ኣይገብሮን ኣይበሃልን ዓይኒ ጤል ዝበልዐ እንድዩ ኮይኑ ዘሎ

    • @mamihalal1786
      @mamihalal1786 3 หลายเดือนก่อน

      @@ጓልዓጋመእየ ኣምላክ ኣቦይ ፈሊካ ህረም ኢዙ ዘብል

    • @NabyatTeklemariam
      @NabyatTeklemariam 2 หลายเดือนก่อน

      ​ካብዚ ዝገድድ ከማን ኣሎ ናተይ bestfriend ከኣ ኣብ መግቢ መድሃኒት ገራ ኣብሊኣትኒ ኩሉ ነብሰይ ቂሲሉ ለሚሰ ትምርቲ ኣቃሪጸ ህጂ ግን ኣምላክ ይመስገን ሃውየ ክንቀሳቀስ ውን ጀሚረ ኣለኩ ከም ጓል መሃዛ seytan yelen

  • @cbffhf1567
    @cbffhf1567 3 หลายเดือนก่อน +3

    እንኳዕ መወዳእታ ኣጸበቀልኪ ሲሰተረይ🥺❤❤

  • @AwetEfrem-jm9zf
    @AwetEfrem-jm9zf 3 หลายเดือนก่อน +2

    Btaemi eye zketateleka kulu agalalxeka des eyu zbleni mahustar hawey 😊

  • @mylovelyfamilygg4000
    @mylovelyfamilygg4000 3 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ደስ ትብል ዛንታ። ኣሚንካ ዝቀረብካያ ናይ ስደት መሓዛ ከምዚ ክትገብር መሪር ኢዩ። መወዳእትኡ ግን ኣምላኽ ንጽቡቅ ኢዩ ዝገብሮ። እንካዕ ተኻሓስኪ ሓፍተይ ናተይ እንካዕ ንሰናይኪ ኮነ።❤❤❤

  • @690Hani
    @690Hani 3 หลายเดือนก่อน +31

    ስለዚ እየ ጓል መሓዛ ዝጸልእ ፎእ 😢

    • @EriTigray
      @EriTigray 3 หลายเดือนก่อน

      መብዛሕተን ኣዋልድ ሰብኣይ መሓዛኣ ይፈትዋ እየን ዝሕዝን ዩ ኣነ ውን ከምኡ ኣጋጢሙኒ ዩ

    • @BetielMichael-j5t
      @BetielMichael-j5t 3 หลายเดือนก่อน

      Wale ane kemeki aye gale zaxela mahz😢

    • @dl4055
      @dl4055 3 หลายเดือนก่อน

      Hmaq aytzarebi kndey alewa thuyat

  • @FyFfd-p8f
    @FyFfd-p8f 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኣብ ምወደኣት ኣፀብቀለኪ ማዓረይ❤❤❤

  • @fiyorihagos892
    @fiyorihagos892 3 หลายเดือนก่อน +1

    Wawww enqae fetrelki nexehti lebi mehaza hmam eya mehaza nenseki teray kuni hadarkum ybarkelkum fetari ❤zahftey

  • @ይናፍቀኪኣሎበልለይንማማ
    @ይናፍቀኪኣሎበልለይንማማ 3 หลายเดือนก่อน +2

    ወዲ ጌጋ የብሉን አታ ጋል ግን ሎቅማጽ ስለዚ ኣጆኪ ሓፍተይ ❤

  • @tirhasbirhan3065
    @tirhasbirhan3065 3 หลายเดือนก่อน +2

    Ajoki zhaftey alem kmu eya eti Des zebel nger gen abmwedetu xbuk Hadar mmsrtki Des zebel eu ❤❤❤❤

  • @FuFg-me2eo
    @FuFg-me2eo 26 วันที่ผ่านมา

    ወይተመስገን ተበደል እበር ከትበድል እዩ ነገሩ ብዙሕ ማሃሪት😢😢✋✋✅✅✅✅✅✅✅✅✅✅✅✅✅♥️♥️🌅🌅🌅

  • @SelmaMosa
    @SelmaMosa 3 หลายเดือนก่อน +3

    Bitaemi des zbli😊❤

  • @haben1178
    @haben1178 3 หลายเดือนก่อน +3

    😂😂😂😂😂ክላእ ገርኢ ካብ ን ጓል ምምእማን ሞት ይሓይሽ ከም ጓል ሓሳዊት ሸርሙጣ ረሳሕ የለን ስለዚ ክትነብሩ እንተ ደሊኩም ኣይትመንወን ካብ ብዓል ሃብቶም ን ካብዚ 60 ሽሕ ዝበልዓቶ ተምሃሩ

  • @luchutajebe381
    @luchutajebe381 2 หลายเดือนก่อน

    Wawww ❤❤❤ amlak lbi yrie eyu kab kenae mehaza ysewrena😢kulu nxbukna eyu

  • @astertesfe5701
    @astertesfe5701 หลายเดือนก่อน

    Nay behaqi ed tsenahit shenahit enqa ab kemzi abtsehaki ❤❤

  • @__-wj7zq
    @__-wj7zq 3 หลายเดือนก่อน +1

    _እንኳዕ መጨረሻኺ ኣጸበቀልክ ዝሓፍተይ😊_

  • @ShewitFantahun
    @ShewitFantahun 2 หลายเดือนก่อน

    Wewwwwazakathe hafateye❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @LamekMatiwos
    @LamekMatiwos 3 หลายเดือนก่อน +1

    Eway eza sharmuta ahhh ati gohaf nzias kemzi tfde 😢 asey ka enqo kemzia gebereki nski ka enqo hagoseki habtey natey 👸🤩😍🙏😘

  • @PETROSWEDIMEMHR
    @PETROSWEDIMEMHR 3 หลายเดือนก่อน +1

    wwwwww mesatit zanta enkua mefexemtaki xebeke habtey halaley ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @seblezeray2385
    @seblezeray2385 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤wawwwww nic job really

  • @MerhawiMehari-wg9ut
    @MerhawiMehari-wg9ut หลายเดือนก่อน

    ኣታ ከምዚኸ ኣሎዱ ኣጆኪ ምዓረይ መጨረሻኪ ግን

  • @እግዚብሔርእሪኛየነዉ
    @እግዚብሔርእሪኛየነዉ 3 หลายเดือนก่อน

    እግዚአብሔር ፍርሓት ይሃብን 😢😢😢👏👏👏👏🙏🙏🙏💔❤❤😢😢

  • @WanineyikiWanineyiki
    @WanineyikiWanineyiki 3 หลายเดือนก่อน +1

    ተመስገን መፈጸምታ❤

  • @paulmccarthy8607
    @paulmccarthy8607 3 หลายเดือนก่อน

    Wow beautiful story 😢 n seb ftowo eber aytemono zbhals haki eu eqae da mewedaetu'o tawetki zyada

  • @FiyiriKelati
    @FiyiriKelati 3 หลายเดือนก่อน

    Enqa behan mexeka hame nateka temxo betami xebuk tmherti zelowo eyu❤❤❤❤🎉🎉

  • @SmretBeyene-k1t
    @SmretBeyene-k1t 3 หลายเดือนก่อน +1

    Enqa nexbiki gebrliki haftay meray❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @HeruMilu
    @HeruMilu 3 หลายเดือนก่อน +3

    Waww🎉❤

  • @እጓሂእምበርተስፋኣይቀርጽ
    @እጓሂእምበርተስፋኣይቀርጽ 3 หลายเดือนก่อน +1

    asey መጨረሻኪኣጽብቅልኪ🎉🎉🎉🎉

  • @Uealisreal
    @Uealisreal 3 หลายเดือนก่อน +3

    Temzgen ftari aboy ❤

  • @ኮራለይ
    @ኮራለይ 3 หลายเดือนก่อน

    ኡፍ እንኳዕ ተሓጎስኪ😊 ምሳኺ የ ነቢዕ😢 ናይ ቅንዕናኺ ፈጠረልኪ ኣምላኽ ጥዑም ሓፍተይ ናተይ❤🎉
    ካብ ፈታውየይ ሓልወኒ እበር ንጸላኢሲ ፈጢርካ ኢኻ በትሪ።✅ ምስ መን ንጉዓዝ ንፍለጥ የሕዋተይ!!

  • @ሜሪጋልውቅሮ
    @ሜሪጋልውቅሮ 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣጀኪ ማዓረይ😮 መጨረሻኪ ግን🙏

  • @SemareyDanial
    @SemareyDanial หลายเดือนก่อน

    ሰናይ ተግባር ንነብስኻ እዩ 😊😊

  • @abrhethaile9681
    @abrhethaile9681 3 หลายเดือนก่อน +1

    Aseyyyyyyyyyy ❤❤❤❤

  • @yonbest73
    @yonbest73 3 หลายเดือนก่อน +5

    ሰብ ርጉም ሓጺር እዝኑ

  • @YonasGerezgiher-qf5mw
    @YonasGerezgiher-qf5mw 29 วันที่ผ่านมา

    ብተስፋ ትሓጎስ
    ብጸበባ ትዓገስ ❤

  • @AmaneSeid
    @AmaneSeid 3 หลายเดือนก่อน +1

    Wowww meshalah

  • @feruzmichael4473
    @feruzmichael4473 3 หลายเดือนก่อน +1

    Aynay tegbre ember zaytngre yelen😢😢😢😢😢

  • @modeleyabofikiri4169
    @modeleyabofikiri4169 3 หลายเดือนก่อน +1

    Well come mahstoer bilbi zednkeka hanti mexhaf gine zey tirkelna bro❤

    • @Mahustar1
      @Mahustar1  3 หลายเดือนก่อน

      የመስግነካ ዓቢ ሰብ

  • @sabahailemichael4043
    @sabahailemichael4043 3 หลายเดือนก่อน +4

    Eway bmkinyat eye eko gal deyfetu😢

  • @efratelhaneldanalfaomega9385
    @efratelhaneldanalfaomega9385 3 หลายเดือนก่อน +1

    waww🎉🎉🎉❤❤

  • @luwamkidane1589
    @luwamkidane1589 3 หลายเดือนก่อน +1

    Nay bahqi mahari zata amani mukan yegodaka eye🥲🥲

  • @SegenKassa
    @SegenKassa 10 วันที่ผ่านมา

    💔embar hiwet yemsasel eyu

  • @user-orthodox.mkghaa
    @user-orthodox.mkghaa 3 หลายเดือนก่อน +11

    መምሂር ተስፋየ ኣበራ ዩቲዩብ ኣቲኩም ኣቢ መክሰብ ትረክብሉ ትምህርትይ ክትከታተሉ ይ አድመኩም

  • @RahelMebrahtu-g9y
    @RahelMebrahtu-g9y 3 หลายเดือนก่อน +1

    Waw azya mharit zanta

  • @AdiyamYeman
    @AdiyamYeman หลายเดือนก่อน

    ኣንቃዕ መወዳእታኪ ኣጸበቀልኪ ዝሓፍተይ

  • @temesgentesfay3365
    @temesgentesfay3365 3 หลายเดือนก่อน +2

    Epeeeeeeeeee

  • @NatiNati-e8v
    @NatiNati-e8v 2 หลายเดือนก่อน

    waw betam des miel new🙏🙏🙏

  • @MalateKeberabe
    @MalateKeberabe 2 หลายเดือนก่อน

    Amazing😘😘😘💝💝💝

  • @Mahustar1
    @Mahustar1  3 หลายเดือนก่อน +9

    ኣብ መዓልቲ መርዓ ምስ ሰብኣየይ ዝዘመወት ዝኣምና ማሓዛይ

  • @RobelNegash-lm9pr
    @RobelNegash-lm9pr 3 หลายเดือนก่อน +1

    Wawwww❤

  • @hamadhamad9521
    @hamadhamad9521 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኢጸናሒት ሽንዳሒት ባ ዕልኻ ዘይሃነጽካዮ ፍቕሪ መሰረት የብሉን ብዝወሰደቶ ስጉምቲ ዋጋ ኣኽፊሉዋ ስነስርዓት ዘይብሉ ኣካይዳ እዚ ኢዩ ትርፉ ሕማቕ ዘጋጥመካ ንጽቡቕካ ኢዩ ዝብል ኣባህላ ኣብዚ ዛንታ እዚ ኢዩ ረኺበዮ ለባማት ኣሕዋት ኣለውኺ ይመላእልኪ

  • @صارهصاره-ص8ص
    @صارهصاره-ص8ص 2 หลายเดือนก่อน

    Temesgn amlak antay ysano ❤

  • @Hanifetawimomona
    @Hanifetawimomona 3 หลายเดือนก่อน

    Enkae des beleki haftey nty❤❤🙏

  • @MeseretAlmeday
    @MeseretAlmeday 3 หลายเดือนก่อน

    Wowww amazing i am so. Amazing amlak nybahaki. Geerhneta. Riue

  • @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
    @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ 3 หลายเดือนก่อน +1

    😢😢😢

  • @nardoshabtom4578
    @nardoshabtom4578 3 หลายเดือนก่อน +1

    Aseyyyyyy ❤❤❤❤

  • @BiteyHiwetey
    @BiteyHiwetey 3 หลายเดือนก่อน +1

    Egziabiher ymesgen enkae tebedilki ayterefki

  • @MengsRuta
    @MengsRuta 3 หลายเดือนก่อน +1

    Aseyyyyyyyyy ❤❤❤

  • @bibi2961
    @bibi2961 2 หลายเดือนก่อน

    Betami zegerem eyu

  • @zighehabtemariam5540
    @zighehabtemariam5540 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @SosiSosi-q7d
    @SosiSosi-q7d 3 หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤❤🎉🎉🎉

    • @መሰረትሲስ
      @መሰረትሲስ 3 หลายเดือนก่อน

      ክብረተይ ኣብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲኪ ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉❤🎉❤

  • @RahwaRahwa-g9z
    @RahwaRahwa-g9z 2 หลายเดือนก่อน

    Tamsgen❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @taflawedigash6831
    @taflawedigash6831 3 หลายเดือนก่อน +1

    Bteami zgrem zanta Eu 🎉

  • @AliAlusen
    @AliAlusen 3 หลายเดือนก่อน

    amazing 😢😢😢

  • @Nebyat-dp2fi
    @Nebyat-dp2fi 3 หลายเดือนก่อน

    Enikae abe mewedaeta axebekeliki zhafitey

  • @ZerayHailay-yx2td
    @ZerayHailay-yx2td 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዓክ😥😥

  • @ThgHbd
    @ThgHbd 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤

  • @aprikos-49104
    @aprikos-49104 2 หลายเดือนก่อน

    Tsubuk tegerka tsubuk trekb des zbl tarik thanks

  • @yohannazaki
    @yohannazaki 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤️❤️❤️🙏🙏🙏

  • @seidomar5458
    @seidomar5458 3 หลายเดือนก่อน +1

    wwwww meharit zanta

  • @meazahabtemariam7966
    @meazahabtemariam7966 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤

  • @Tes861
    @Tes861 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዝኣመንካዮ ሰብ ኣይጥለምካ 🥲🥲

  • @AbiYengusLj
    @AbiYengusLj 3 หลายเดือนก่อน

    Wawww Nice ❤❤❤

  • @HermonSeare-kb7pn
    @HermonSeare-kb7pn 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Titi-cp2ji
    @Titi-cp2ji 3 หลายเดือนก่อน +1

    Aseyyyyyyyyyyyyyyyyyy

  • @Maebelmussi
    @Maebelmussi 3 หลายเดือนก่อน

    Oww OMG 😲

  • @alganeshteclai1797
    @alganeshteclai1797 3 หลายเดือนก่อน +2

    Wow bteami nxubuki des dbel zanta yekenyelna

  • @arisemasielemariam9328
    @arisemasielemariam9328 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤🎉🎉

  • @HabtomMehari-g8m
    @HabtomMehari-g8m 18 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @haimanotgilagabir3725
    @haimanotgilagabir3725 2 หลายเดือนก่อน

    Lovely

  • @hdhugydydy8893
    @hdhugydydy8893 2 หลายเดือนก่อน

    አሰይ እንቃዕ ሐጎሰኪ ማሐዛ መንቀኛያ

  • @RewinaTadese
    @RewinaTadese 2 หลายเดือนก่อน

    ኣምላከይ ካብ ከምዚ ዓይነት ነገር ሓልወኒ😢

  • @nahomnahomie
    @nahomnahomie 3 หลายเดือนก่อน

    ኣየ መሓዛ ትገብር ገጻ ትርሓቅ ስዲ😢

  • @yerusalemyemane1794
    @yerusalemyemane1794 3 หลายเดือนก่อน +1

    Ny behaqi mesathit zanta. Family kulu gizye ab goneka ente koynom wediqka aytwedqn.

  • @HagushMommm
    @HagushMommm 22 วันที่ผ่านมา

    🎉ሓውካጥዕሞ🎉

  • @temesegenamlak5851
    @temesegenamlak5851 3 หลายเดือนก่อน +1

    Ezi zanata natay tedegmu😢

  • @lulyasemere7801
    @lulyasemere7801 3 หลายเดือนก่อน +2

    Sebayey ka gal mhaza aythazi ane alkulki kendi kelu kebelni haku eyu

  • @feruzmehari7393
    @feruzmehari7393 3 หลายเดือนก่อน +1

    Sile ezi ye adey weladitey mehazay zigeberkiwa