ከም ንጥፉእ ወዲ … ሰሚዕካ ዘይምኖ መዝሙር ........... ዕረፍቲ ንልቢ kem ntfue wedi bzemari bereket tkue

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 13 ต.ค. 2024
  • ሰብኡት ንምንታይ እዮም ኣንስቶም ዝሃርሙ ? ሰብኣይ ተኾንካ እስኪ ተንክፈኒ...!
    • ሰብኡት ንምንታይ እዮም ኣንስቶም ...
    • ዝጽግዖ እንባ የለን ብዘይካ ቅዱስ ...
    ካልይ ግዜ ደጊሞሞ ብጣዕሚ ደስ ይብል ሰሚዕኩም ዶ?
    • ካልይ ግዜ ደጊሞሞ ብጣዕሚ ደስ ይብ...
    ሽሕ ሰብ ብናይ ኣድጊ መንጋጋ ዝቀተለ ሓያል ሳምሶን መንፈሳዊ ፊልም ብትግርኛ ታሪኽ
    • ሽሕ ሰብ ብናይ ኣድጊ መንጋጋ ዝቀተ...
    ሰራሕተኛን ሓፍቱን ምስኡ ይድቅሳ ከም ዝነበራ ኣይፈጣን ነበራ
    • ሰራሕተኛን ሓፍቱን ምስኡ ይድቅሳ ከ...
    zemari bereket tkue
    ዘማሪ በረኸት ትኩእ
    • Video

ความคิดเห็น • 378

  • @aronpicsartentertainment9577
    @aronpicsartentertainment9577 2 ปีที่แล้ว +305

    ከም ንጥፉእ ወዲ
    ከም ንጥፉእ ወዲ ምሕረትካ ዘጥረዮ
    ምጥፍእይ መሊስካ ምድሓንካ ሪእዮ
    ታሪኽይ ቀይርካ መሊስካኒ ክብረይ
    ኣምላክ ሰናያተይ (ክበር ብመዝሙረይ(2))
    ዘይከም ድኽመት ዘርኪዬስ ዝሓጸሮ ንግቢ
    ተጋዊ እንደየ ነይረ ዘይናቱ ኣካቢ
    ብፍጽም ትሕትናይ ቃላትካ ከይስከም
    ኣብ ሳግላ ትዕቢተይ ሓኹረ ክትዕነን
    ትሪ ልበይ ሴርካ ከፌትካ ንዓይነይ
    ቤተይ ምስ ባረኽካ (ርኤካ መድሕነይ(2))
    ኣዝ.....
    ይትረፉ ኣነ ንህያው ዝዛረብ ብልሳን
    ሰማይ ኣንቃዕሪራ ዑፍካ ትምስክን
    ሎቆታ ከብደይ ግን ተመስገን ደረታ
    ብሰሪ ስስዕቲ ንሕግኻ እስሕታ
    ሰላመይ ክትመስል ንሓጥያት ከርዲና
    ሓይሊ ኢድ ምሕረትካ (ውሉድካ ኣድሒና(2))
    ኣዝ....
    ከም ጥጦስ ኣይኮንኮን ክብርኻ ዝመሰከረ
    ከም ጴጥሮስ ኣይኮንኩን ንስሓ ዝኽበረ
    ንሳቶም ብግብሮም ክስመዮ ጸጋ
    ንዓይ ንሓጥእ ግን ግብሪ ኣይነበረንን
    ምሕረትካ ዓዚዙ ሂብካኒ ይቅሬታ
    ምስጋና ይብጻሕካ (ናይ ሰራዊት ጎይታ(2))
    ኣዝ....
    በሊሕ ብምርጋጸይ ነብሰይ ከም ትጉዳእ
    ኣየናይ’ላቶ ልበይ ንቃልካ ክትርዳእ
    ፈቃር ኣምላኽይ ግን እንታይ ይስኣነካ
    ብግሊ ግሌኻ ንርእሰይ ጎልቢብካ
    ብዝርጉሕ ቅልጽምካ መሊስካኒ ክብሪ
    ክርስቶስ ተመስገን (ለዋህ ኣቦ ፍቅሪ(2))
    ከም ንጥፉእ ወዲ ምሕረትካ ዘጥረዮ
    ምጥፍእይ መሊስካ ምድሓንካ ሪእዮ
    ታሪኽይ ቀይርካ መሊስካኒ ክብረይ
    ኣምላክ ሰናያተይ (ክበር ብመዝሙረይ(2))
    Follow us at Instagram:
    @Kidstie_silase

  • @emaema7744
    @emaema7744 2 ปีที่แล้ว +88

    I hope ነዛ መዝሙር እንዳሰማዕኩ ናብ ክብረይ ክምለስ ፍሉይ ዝክሪ በቃ ስደት መንገደይ ኣስሒቱኒ ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩኒ ኣሕዋት

    • @JE10149
      @JE10149 2 ปีที่แล้ว +4

      Emebrhan Tdegfka xelot kudusan hawey

    • @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
      @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ ปีที่แล้ว +3

      Xelot kdusan ajoka!

    • @ruti935
      @ruti935 ปีที่แล้ว +1

      Ajoka amlak msaka u

    • @Bana07tv
      @Bana07tv 11 หลายเดือนก่อน

      xolot kudusan zhawey 🙏🙏🙏

    • @Almazfqri
      @Almazfqri 7 หลายเดือนก่อน

      Xelot nay emebrhann nay kulom kudusan msaka ykun🙏🙏🙏

  • @ኣክሱማዊት
    @ኣክሱማዊት 2 ปีที่แล้ว +43

    #ከም ንጥፉእ ወዲ ምሕረትካ ዘጥረዮ
    ምጥፈአይ መሊስካ ምድሓንካ ሪእዮ
    ታሪኸይ ቀይርካ መሊስካኒ ክብረይ
    ኣምላክ ሰናያተይ ((#ክበር ብመዝሙረይ/2))
    #ዘይከም ዘርኪዬስ ዝሕፅሮ ንግቢ
    ተጋዊ እንድየ ነይረ ዘይናቱ ኣካቢ
    ብፍፅም ትሕትናይ ቃላትካ ከይስከም
    ኣብ ሳግላ ትዕቢተይ ሓኺረ ክትዕነን
    ትሪ ልበይ ሴርካ ክፌትካ ንዓይነይ
    ቤተይ ምስ ባረኽካ ((#ርኤካ መድሕነይ/2))
    #ይትረፍ ኣነ ህያው ዝዛረብ ብልሳን
    ሰማይ ኣንቃዕሪራ ዑፍካ ትምስክር
    ሎቆታ ከብደይ ግን ተመስገን ደረታ
    ብሰሪ ስሰዕቲ ንሕግኻ እስሕታ
    ሰላመይ ክትመስል ንሓጥያት ከሪዲና
    ሓይሊ ኢድምሕረትካ ((#ውልድኻ ኣድሒና/2))
    #ከም ጥጦስ ኣይኮንኩን ክብርካ ዝመስክረ
    ከም ጴጥሮስ ኣይኮንኩን ንስሓ ዘኽብር
    ንሳቶም ብግብሮም ክስመዩ ፀጋ ንዓይ
    ንሓጥእ ግን ግብሪ ኣይነበረንን ምሕረትኻ
    ዓዚዙ ሂብካኒ ይቅሬታ ምስጋና ይብፃሓካ
    (( #ናይ ሰራዊት ጎይታ/2))
    #በሊሕ ብምርጋፀይ ነብሰይ ከምትጉዳእ ኣይናይ"ላቶ
    ልበይ ንቃልኻ ክትርዳእ ፈቃር ኣምላኸይ ግንእንታይ ይስኣነካ
    ብግሊ ግሌኻ ንርእሰይ ጎሊቢብካ ብዝርጉሕ ቅልፅምካ
    መሊስካኒ ብክብሪ ንክርስቶስ ተመስገን(#ለዋህ ኣቦ ፍቅሪ/2))
    ከም ንጥፉእ ወዲ ምሕረትካ ዘጥረዮ
    ምጥፈአይ መሊስካ ምድሓንካ ሪእዮ
    ታሪኸይ ቀይርካ መሊስካኒ ክብረይ
    ኣምላክ ሰናያተይ ((#ክበር ብመዝሙረይ)

  • @ADE-GOYTA
    @ADE-GOYTA ปีที่แล้ว +14

    ትክክል ሰሚዕካ ዘይምኖ የዕጽምቲ ዘለስልስ🌿🌿🌿 ናይ እግዚአብሔር ዶ ኣይኮነን🌺🌺🌺

  • @AskaluTesfay-m9o
    @AskaluTesfay-m9o 10 หลายเดือนก่อน +8

    ዝማረ መላእክቲ የሰምዓልና በረከት ሓወና እግኣቢሔረር ጸጉኡ የብዝሓልካ ኣቤቱ የጸንዓካ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ድንግልኣደጎይታይ
    @ድንግልኣደጎይታይ 2 ปีที่แล้ว +19

    ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና፡ ክቡር ሓውና።
    እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዝሓልካ። ዘመን ኣጎልጉሎትካ ይባረኽ፡ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዝማሬ፡ ቀጽሎ ዝሓወይ። ወለዶና ማለት እዚ መንእሰይና ሰኣን ከምዚ ጌርና ንእግዚኣብሔር ምምስጋንን ምጽላይን እንድዩ መፍቶ ድያብሎስ ኮና ዘሎና፡ ብደርፍን ጓይላን ኣጎልጉሎት ድያብሎስ ንገብር ዘሎና፡ ኣይጠዓመናን ከኣ፡ ከመይ ኢሉ ከ ካብ ኣምላኽ ዝረሓቐ ወለዶ ክጥዕሞ።

    • @eyerusendriass8191
      @eyerusendriass8191 2 ปีที่แล้ว +4

      ናይ ብሓቂ ክቡር ሓወይ/ሓፍተይ።
      እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኣቦታትና፡የዒንቲ ልቦናና ኸፊቱ ብመላእኽቱ ከሊሉ፡ናብታ ናይ ዕረፍቲ ቦታና ቕድስቲ ቤተክርስትያን ይምርሓና።

  • @azugaltigray8414
    @azugaltigray8414 ปีที่แล้ว +9

    ዝማሬ መላእክት የስመዐና በረከት ሓዉና ኣቤት የንብርካ❤️‍🩹✝️🕊

  • @Solomie.Feshaye
    @Solomie.Feshaye 7 หลายเดือนก่อน +3

    ብጣዓሚ ጡዑም መዝሙር በረኸት ሓወይ ደስ ዝብል በቃ መግለጺ የብለይን 🙏🙏🙏❣️

  • @GenetAlem-tj8yu
    @GenetAlem-tj8yu ปีที่แล้ว +6

    ክቡር ወደይ በረኸት ዝማሬ መልእክቲ የስምዓልና
    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
    ካብ ብጣዕሚ ዝፈትወካን ዘኽብረካን

  • @selihomchannel
    @selihomchannel 2 ปีที่แล้ว +9

    ልብኻ ዘረስርስ ዝማረ ኣንታ ክንደይ ይጥዕም ዜማ ኣንታ ኣቦይ መዓስ የ ክምዚ ገረ ከመስግነካ ዝማረ መላእኽቲ የሰምዓልና ሓውና ኣዕዚዙ ይባርኽካ እእዝኣቢሄር

  • @elsamehari742
    @elsamehari742 3 ปีที่แล้ว +99

    ሰላም ዉሰናይ ክብር ሓወይ ማኣረይ ብሓቂ ይክበር ይመስገን ልኡል እግዚአብሔር ኣምላክና በረኸት ሓወይ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ቤቱ የንብርካ ሰላም ኣምላክ ሓይሊ ኣምላክ ይሃብካ ፈጣሪ ክሉ ኣለም ደጊመ ደጋጊመ ዝሰምዓ መዝሙር ኣጆካ በርትዕ እስካዕ መፈፀምታካ መንፈስ ቅዱስ ምሳካ ይሕደር ዝማሬ መላእክት የስመዐልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @mengsfilmon7148
    @mengsfilmon7148 ปีที่แล้ว +4

    በረከት ሓወይ ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና
    መዝሙራትካ ምስጢር እዮም ንልቢ ዝምርሙሩ !!!
    ኣምላከ ቅዱሳን ጸጋኡ የፍስሰልካ

  • @aesdgerziher9605
    @aesdgerziher9605 8 หลายเดือนก่อน +2

    ዝማሬ መላእክቲ ይስመዐናል ፀጉእን በረኸትን ይብዘሐልካ ክብር ሓወይ ኣብ ቤቱ ይንብርካ🙏🙏🙏

  • @-marizematube
    @-marizematube 2 ปีที่แล้ว +8

    ይህን መዝሙር በተዳጋጋሚ ባዳምጠው ባዳምጠው አልጠግበው አልኩኝ ወንድማችን ዝማሬ መላአክት ያሰማልን!!!!!

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox 4 หลายเดือนก่อน +1

    Zmare Melaekti Yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.

  • @fyoritesfalem5990
    @fyoritesfalem5990 6 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤ Amen amen amen amen amen amen amen amen amen

  • @tadeseamare9544
    @tadeseamare9544 2 ปีที่แล้ว +4

    Kbri namlak beza mezmur nebsey rekibeya zmare melakti yesmalna Berye bruk naka dima nay agelguilet zemenka ybark nana dima ziseme handebetna yikfetelna amen 🙏

  • @maryameyFidelmezmurey
    @maryameyFidelmezmurey ปีที่แล้ว +1

    Zmare melaekti yesmalna Bereket hawey amlak tsegeu yebzhalka ❤❤❤

  • @mebratberhane7402
    @mebratberhane7402 ปีที่แล้ว +2

    Zimare meliekiti yesmaelna Amen 🙏♥️🙏

  • @IbelongtoJesus123
    @IbelongtoJesus123 ปีที่แล้ว +5

    እልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስምዓልና፡ ኣምላክ ጸግኡ የብዛሓልኩም ❤🙏🏾💓💕💫

  • @wintahabtetsion6486
    @wintahabtetsion6486 ปีที่แล้ว +1

    Zmarie melaekti yesmealna kbur hawey egziabher xegu yebzhalka,zmarie melaekti yesmealna❤❤❤❤

  • @yodittekie6118
    @yodittekie6118 2 ปีที่แล้ว +3

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ፡በራኺ ሓወይ ፈጢርልካ ከምዚ ክትብል ክትዝምር ንበር።

  • @MuramMuram-s2r
    @MuramMuram-s2r 22 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን (3)❤🎉ዝማሬ መላእክቲ የስምዐና
    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MiliMillan-u6r
    @MiliMillan-u6r 5 หลายเดือนก่อน

    😢😢ኡፍፍፍፍፍ አነ ጥራይ ድየ ግን ናይ በረከት መዝሙር ኩሎም ዘንብዑኒ 🤲
    ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና❤❤❤❤❤❤

  • @filmonghirmay8591
    @filmonghirmay8591 2 ปีที่แล้ว +3

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና፡ ክቡር ሓው ዘማሪ በረኸት!! ኣገልጉሎትካ ይባረኸ።

  • @sarhali1760
    @sarhali1760 ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መላእክት ይሰመዓና እግዚአብሔር አምላክ ናይ ዘመን አገለግልትካ ይባረክልካ ክብር ሓውይ ኩሉ መዝሙርካ ድሰ ክብል ኣነሰ በጣዕሚ እየ ዝደንቅካ በረከት ሓውይ እግዚአብሔር አምላክ ይክብረልና በፍላይ አብ ሰድት ዘልና በዙሑ መፀናኒዒ መዝሙር እካ ዘመረካሊና💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒ኦርቶዶክስ ምኳን ትዕድልቲ ፈጣሪ እዩ ተዋህዶ ንዘላአለም ተንበር💐💐💐💐💐🌺🌺🌺🌺🌺🌺❤❤❤❤❤❤

  • @saragebremedhen398
    @saragebremedhen398 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen ❤❤❤ Elelelelele elelelelell elelelelell❤❤❤❤ Zmare mlakti ysmeline kubur hawne edman tinan yhabki fetari 👏👏👏❤❤❤❤

  • @robelmtrd
    @robelmtrd ปีที่แล้ว +2

    Zmare Melaekti Yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.

  • @mebratberhane7402
    @mebratberhane7402 8 หลายเดือนก่อน +1

    Zmare meliekiti yesmaelna Amen 🙏♥️🙏

  • @muraelnaeb9922
    @muraelnaeb9922 8 หลายเดือนก่อน +1

    ሰሚዐ ዘይጸግባ መዝሙር❤❤❤🙏💒❤❤❤

  • @semhartesfay7044
    @semhartesfay7044 ปีที่แล้ว +1

    Offf degime degagime zeytmno mezmur zmare melakti yesmalna Amen Amen Amen

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox 4 หลายเดือนก่อน +1

    God Bless You Amen Amen Amen.

  • @genetyosief8036
    @genetyosief8036 2 ปีที่แล้ว +2

    ካብ ጽምኢማይ ንላዕሊ መዝሙርካ ፈጣሪ ሰላም ንሂወተይ"እዩ ፡ቃል ሂወት የስምዓልና፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @ሃረገወይኒማርያመይYouTube
    @ሃረገወይኒማርያመይYouTube ปีที่แล้ว +2

    ❤❤❤🎉ተመስገን ካብ ጸልማት ናብ ብርሃን ዝጸዋዓና ጎይታ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ኣምላክና❤🎉

  • @RobelYacob
    @RobelYacob ปีที่แล้ว +2

    ዝማሬ መልእክቲ የስምዓልና ሓዉና 🙏🙏🙏😍😍😍

  • @zainazaina2750
    @zainazaina2750 2 ปีที่แล้ว +9

    ብሓቂ ቃለ ሂወትየስመዐልና ክውር ሓውና ፀግኡ የብዘሐልና

  • @ashebrteklu3487
    @ashebrteklu3487 2 ปีที่แล้ว +6

    ኢየሱስ ፀጋኻ የብዛሓዮ።

  • @salinatey8322
    @salinatey8322 2 ปีที่แล้ว +2

    Aseyyyyy elll ell brukey amlak xegio yebzhalka

  • @ኣየግዜ1939
    @ኣየግዜ1939 2 หลายเดือนก่อน

    አሜን(3)ዝማሬ መላእክት የስምዓልና እግዚአብሔር ናይ አገልጉሎት ዘመንካ ይባርክ፡ጸጋኡ የብዝሐልካ

  • @semharina272
    @semharina272 2 ปีที่แล้ว +2

    Wawww tetuemus bgoyta eyesus krstos dea inkea nkalei aykone wawww kexlo bere hawey

  • @msganatesfamikael1984
    @msganatesfamikael1984 2 ปีที่แล้ว +5

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና በረኸት ሓውና

  • @sabawelday2623
    @sabawelday2623 ปีที่แล้ว +1

    Zemare melaekete yesmealna 🙏❤️🙏❤️🙏❤️ betami zefetwo mezmuratka xegu yebzhalka fetari

  • @tsegaygebremedhin2233
    @tsegaygebremedhin2233 ปีที่แล้ว +1

    AmEN amen amen Zemar melkita yesmaln.
    Berkete hawey Eidamen tienan yehbka Egzaibhier nay Agulgulat zebanka yibrke

  • @zamzam4140
    @zamzam4140 ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መልእክት ያሰመዐልና ክብረ ሓዉና 🙏💖❤💖❤💖

  • @weiniestif4684
    @weiniestif4684 ปีที่แล้ว +1

    Zmare melakti yesmalna kubur hawna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mbrakzemkiel9670
    @mbrakzemkiel9670 ปีที่แล้ว

    Zmare Melaekti yesmalna nzemaray Dawit zbareke Goyta srawit naka ybark ab betu yenbrka nay msgana kalat ab lbka yenbr memeliska ktzmr edme Matusala yhabka
    Kemti Goytann Amlaknan nana ndkumat barotu khlu zeytakes
    Nktzmr keyttakes
    Bereket Egziabiher ab zuryaka ykun Amen(3)

  • @hanakbrom7504
    @hanakbrom7504 3 ปีที่แล้ว +4

    Xguen berketun ybezhalka ...amlak senyayna ykber bmezmurna!

  • @savanah6075
    @savanah6075 ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መላእኽት የስምዓልና በሬ ሓወይ ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘበንኻ ይባርኸልካ

  • @FdsAsd-ff2nq
    @FdsAsd-ff2nq 3 หลายเดือนก่อน

    ቃለ ህይወት ሉኡል እግዛብሄር
    ናይ መዝሙርካ ምሕረትን በረከትን
    ይማላለአኒ ንደካማ ሓፊትካ
    ንዓይ ስደተኛ ሓፊትኻ ኣብ ፀለትኻ
    ዘክረኒ🙏🙏🙏ተዋህዶ እዩ ሓይለይ

  • @ey504
    @ey504 3 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ዝባርኽ መዝሙር እዩ ተባረኽ። እቲ ሙዚቓ ግና ቑሩብ በርትዑ ይርብሸካ ትሕት ተዝብል ብዙሕ ምጸበቐ ነሩ።

  • @hagosmusgun2512
    @hagosmusgun2512 4 หลายเดือนก่อน

    ዝማሬ መላእክት የስመዐና በረከት ሓዉና ኣቤት የንብርካ

  • @alexanderalexander7126
    @alexanderalexander7126 7 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን (3) ጸግኡ የብዝሓልካ ክቡር ሓዉና

  • @SenayFshaye-l4y
    @SenayFshaye-l4y 5 หลายเดือนก่อน

    እግዚኣቢሄር ይመስገን AMEN AMEN AEMN🙏✝️⛪️

  • @masmaa6587
    @masmaa6587 7 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ቃለ ህይወት ቃለስናይ ያስምዐልና ኩቡር ሓወይ ብሓቂ ይኽበር ይመስገን ክርስቶስ ኣምላኽና 🙏🙏🙏🙏 ዕልልልልልልልል 🙏🙏❤❤❤❤❤

  • @joninayyesus3512
    @joninayyesus3512 2 ปีที่แล้ว +2

    እግዚኣቢሄር ኣቦ ጎይታና የሱስ ይባርኽካ ሓወይ ናተይ ጸጋ ኣምላኽ ይብዛሓልካ

  • @ሓዊመዳ
    @ሓዊመዳ 3 ปีที่แล้ว +6

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጸግኡ የብዝሃልካ ኩቡር ሓውና ።

  • @filmonsamuel3621
    @filmonsamuel3621 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen zemare malekti yesmealena Behra hawey

  • @shewittesfastion7658
    @shewittesfastion7658 2 ปีที่แล้ว +2

    Amen amen amen zemare meliekt yesmealina bereket hawey egzeabiher amlak naye agoligulet zemneka yebareklika 🙏🙏🙏💒💒💒❤❤❤

  • @ዪዳሄዪዳሄ
    @ዪዳሄዪዳሄ 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና ፀግኡ የብዝሕ ቅዱስ እግዚአብሔር አምላክ በረከት ሓውና

  • @mewael_black1844
    @mewael_black1844 ปีที่แล้ว +2

    💚💚💚💚💚💚💚💚💚
    💛💛 🕊 ሰላም 🕊 💛💛
    ❤️❤️❤️❤️❤️️❤️️❤️️❤️️❤️
    ክብርን ምስጋናን ንጎይታና ኢየሱስ ይኹን

  • @KbraBrhane-v5w
    @KbraBrhane-v5w 10 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤ amen Amen Amen zmar amlak yesmalan

  • @brhanagerye815
    @brhanagerye815 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ቀያሪ ታሪክና እየሱስ ጎይታና ክብሪ ይውሰድ ኣምላኽ ዘበንካ ይባርኽ ብሩከይ

  • @aboyhalaley5258
    @aboyhalaley5258 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን።ዝማሬ መላእክት የስምዓና፡ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ በረከት ሓወይ

  • @ሶሊ
    @ሶሊ 2 ปีที่แล้ว +1

    አሰይ እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና በሬ ሓወይ 🌸🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌸🌸💐💐💐💐💐💐🌺🌺🌸🌺🌸🌺🌸🌺🌸🌺🌸🌺🌸

  • @mozaiktube9105
    @mozaiktube9105 2 ปีที่แล้ว +1

    Qale hiwet yesmialna. Zmare melaekt yesmalna xeguu ybzhalka egziabhier nay agolglot zemenka ybark

  • @yerusalemyohans6729
    @yerusalemyohans6729 2 ปีที่แล้ว +1

    Ketem mezmur .il in love with this mezmur .txegeu yebzehalka kebur hawey zemari bereket🙏🙏♥️🙏🙏🙏🙏♥️♥️♥️🙏🙏

  • @kesanetgoytom6077
    @kesanetgoytom6077 2 ปีที่แล้ว +2

    Amen Amen 🙏 hawey natey Aseyyyyyyy

  • @abbeyene
    @abbeyene ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ስሜን ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉😢😢😢

  • @hermonabrham8433
    @hermonabrham8433 ปีที่แล้ว

    Zmare meleakti yesmealna bereket hawey kem smu bereket

  • @lulyosief8024
    @lulyosief8024 2 ปีที่แล้ว +2

    ዝማሬ መላእክት የስመዕልና በረኸት ሓውና

  • @ushuxdugdutdydhdh2933
    @ushuxdugdutdydhdh2933 11 หลายเดือนก่อน

    Amen amen amen zemare melekti yesmalna nay agelglot edmekum yebarek ezgabher amlak 🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🇪🇷

  • @mashaodesta2201
    @mashaodesta2201 2 ปีที่แล้ว +4

    ብሓቂ ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኸልኻ ክቡር ሓውና👏👏👏

  • @Lulyatesfagabir
    @Lulyatesfagabir 8 หลายเดือนก่อน

    Nay Bhaki Lbka Ttnkf Mezmur Eiya ❤🙏🙏🙏🙏🙏Kexlyo Zhaftey 🇪🇷🇻🇳

  • @ፈቃርወዲኤረይ
    @ፈቃርወዲኤረይ 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና

  • @lidyaGg-z5s
    @lidyaGg-z5s 10 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣክት የስመዓና 🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏👏👏

  • @FtCf-qf6so
    @FtCf-qf6so 11 หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን ዝማረ መላእክቲ የስምአልና

  • @aranshingusse9578
    @aranshingusse9578 2 ปีที่แล้ว +1

    Amen(3) Qal hiwet yesmeana amlak agelgulet zmenka ybark bereket hawey

  • @AkberetMael
    @AkberetMael 8 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጸግኡ የብዝህልካ ክብርን ህዉና

  • @Okwedibokure
    @Okwedibokure 2 หลายเดือนก่อน

    ዝማረ መላክ የስማዓልና በረከት ሓዉና

  • @shewitmulu-bk1ue
    @shewitmulu-bk1ue ปีที่แล้ว

    Zmare melaeket yesmealna bereket hawey ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @ማርያመይመዝሙረይ-ዀ8አ
    @ማርያመይመዝሙረይ-ዀ8አ 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ዝማሬ መላአክቲ የሰመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ አግዚኣብሔር ኣምላክ ክቡር ሓውና

  • @asmeretandom8154
    @asmeretandom8154 2 ปีที่แล้ว +2

    Amen Amen Amen Zemare Mlakatene yesmalna Hawna
    🙏🙏🙏💒🙏✝️🙏💒✝️💒✝️🙏💒🙏

  • @ጓልተዋህዶ-ጸ7በ
    @ጓልተዋህዶ-ጸ7በ 2 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና ፀጋኡ የብዝሐልኻ እግዚአብሔር አምላክ

  • @peaceonearth4824
    @peaceonearth4824 ปีที่แล้ว +1

    Zmare melaekt yesmalna . Egzabher aezizu ybarka zhawey

  • @oneday8568
    @oneday8568 ปีที่แล้ว +6

    ድ/በረኸት ንዓኻ ክገልጽ ዝክእል ቃላት የብለይ። ነዚ ብስደትን ብሓጥያትን ናይዛ ዓለም ጉሁይን ሕዝንን መንእሰይን ህዝቢ እግዚኣብሔር ብሓፈሻ ከምዚ ግርካ ከይተፈለካ ኣጸናናዓዮ ጥራይ እየ ክብለካ ዝክእል፣ብኣካ ግሩ ንመንፈሰይ ዝሕድሶ ተስፋ ከምዝሰንቅ ዝገበረ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይመስገን፣
    ናይ ዘመና ዳዊት ኢካ ንዓይ።
    ዕድመ ማትሶላ ይሃበለይ

  • @merhawisereke9822
    @merhawisereke9822 ปีที่แล้ว

    እግዚኣብሔር ጸጋኡ የብዝሃልካ በረኸት ሓወይ ዝማረ መላኽት የስማልና ኣዝያ ደስ ትብል መዝሙር 💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒

  • @Exanimo16
    @Exanimo16 2 ปีที่แล้ว +1

    Zmare melaekt yesmaelna bereket hawey

  • @fqadkaamlakey9489
    @fqadkaamlakey9489 2 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen bereket bruk hawna amlak xegu yebzhalka🙏🙏🙏

  • @جُودكِيندال
    @جُودكِيندال ปีที่แล้ว

    Zmare melaekt yesmaelna amen amen amen

  • @arsiema5234
    @arsiema5234 2 ปีที่แล้ว +1

    Bereket hawey zmere melakti yesmana

  • @ድንግለይኣደፍቕሪ-ጨ3ዠ
    @ድንግለይኣደፍቕሪ-ጨ3ዠ 2 ปีที่แล้ว +8

    ኣሜን ቃል ሕይወት የስምዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘበንኻ ይባርኽ ብመንፈስ ኩላትና ዝጠፋኣና ኣምላኽ ባዓሉ ናብ ቤቱ ይምለሰና ጸሎት እመ ኣምላኽ ምስኹላትና ይኩን

  • @robelmosazghilebasiisrael3232
    @robelmosazghilebasiisrael3232 2 ปีที่แล้ว +2

    Zmare Meleakti Yesmealna 🙏🙏🙏1️⃣

  • @getfanmedia
    @getfanmedia ปีที่แล้ว

    ቃለሕይወት ያሰማልን/የስምዐልና

  • @lemlemkahsay2097
    @lemlemkahsay2097 11 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏🙏ዝማሬ መላኣክቲ የስመዓና🥰❤

  • @bilubirhane5589
    @bilubirhane5589 11 หลายเดือนก่อน

    Zmarie melaekti yesmalna edmen tenan yhabka fetari bereket hawna❤❤❤❤❤

  • @delian443
    @delian443 ปีที่แล้ว +5

    Kem ntfue wedi nay bhaki....All to the Almighty....God only and as long as people classied God as a religion I'm so Happy to be Tewahdo....♥️😇

  • @yordateklegergish6363
    @yordateklegergish6363 2 ปีที่แล้ว +2

    zemari mlakti yesmilna berie hawey 🙏🙏🙏

  • @faas-qc5bz
    @faas-qc5bz ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ዝማሬ መላአክቲ የሰመዐልና ሓወይ🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲

  • @godislove3977
    @godislove3977 2 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen xegeo yebzhalka kbur hawna

  • @YordaGerye-mt2js
    @YordaGerye-mt2js 10 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬየ መላእክት የስመዐልና ፀጋኡ የብዘሐልኻ እግዚአብሔር ኣምላክ ክቡር ሓወይ🙏🙏🙏✝️✝️✝️💖💖💖🥀🥀🥀✝️✝️✝️🙏