You Guys your conversation is interesting marriage is the perfect idea of God it stared in Bible from Adam and hiwan God bless you Jesus loves you stay bless
I do my own laundry, I do my own dishes (dish washer), I do my own cooking. Your Perception towards marriage and equality has a mixed messages. Social aspects on all, but towards individualism has to have a clear ethnography. Love your topics. Thank you
Furtuna you used to teach me at limeat.. Everyone used to be obsessed with you even teachers me and my freinds used to gash over how you made the simplest clothes look elegant you ware beauty with brain.. I see you kept it that way am glad ❤
In my opinion, marriage is a contract between two different gender voluntarily to support each other no matter the situation look like. They share emotionally, financially, and socially each other. In addition, having love, respect, and good communication are the pillars of the marriage.
The same background, here 😂 We only have 6 months difference,meet on campus, and have been happily married for 10 years. Yes, it's easier to understand each other due to a similar background and unconditional love but also a little challenging, too😂 easily keteshiwo aytkiln eka, your peer 😂 So, it's like government structure 😂😂😂 check and balance. All in all, zeyseletekum, kemana hadar yfterelkum ❤ By the way, the good thing, mhrti mimiraw, wela ente tefatahka keman,there's a high possibility that she will take care of her kids, I mean, she has both professional and emotional capabilities ❤
I love the way you guys are so calmly discussing the topic, and the classic music is also lovely. Yes you are right love should come before money, but also it is understandable when people put money first because of economical problems. 😊 ❤ I love your shop very much keep it up 😊
ሕዳር ማለት፡
ሓደ ሓረስታይ ንሓደ ነዊሕ ግዜ ዝተሓርሰ ግራት (ዝበዝሐ ግዜ ከባቢ ድሕሪ 7 ዓመት) ንሓደ ዓመት ዝኸውን ከይሓረሰ ይገድፎ፡፡ እዚ ግራት ድማ "ሕዳር" ተባሂሉ ይጽዋዕ።
ድሕሪ ከባቢ ሓደ ዓመት፡ እዚ ሕዳር ግራት ከይተሓርሰ ንነዊሕ ግዜ ስለ ዝጸንሕ ብዙሕ ቃዲሩን፡ ንክትሓርሶ ድማ ኣዝዩ ተሪርን ብዙሕ ጻዕርን ሃልክን ዝሓትት ይኸውን።
ነዚ ኩሉ ጻዕሪ ሓሊፍካ፡ ሓሪስካ ምስ ዘራእካዮ ማለት'ዩ፡ ልዕሊ ሰልስተ ኣርባዕተ ዕጽፊ ናይቲ ቀጻሊ ዝህበካ ዝነበረ እቶት ትረክብ።
በዚ ምኽንያት ከይኮነ ኣይተርፍን ነዚ "ሓዳር ሕዳር" ዝብል ኣበሃህላ ኣብ ሓዳር ብዙሕ ጻዕሪን ዓቅልን ዝሓትት ምዃኑን ኣብ መወዳእታ ነዚ ኩሉ ምስ ትሰግሮ ድማ ፍረ ሓድርካ ዝበለጸ ውጽኢት ከም ዘለዎ ንምግላጽ ዝዝረብ ይመስለኒ።
የቀንየለይ
ብጣዕሚ ነመስግነካ ተገዲስካ ኣጽፊፍካ ዝመለስካልና ክቡር ሓው።🙏
Wow thanks
True,
Zhadere megbi ms bele shaq moite. Ab ketema zeabeye neza bhil kirdea kelal kitkewin zey kitkewin tkiel iya.
Xbuk gerka gelixkYa Hawna
ትክክል
ብጣሚ ጽቡቅ ኣገላልጻ.. ሓዳር ኣክሊን ትዕግስትን ዘድልዮ እይ ክሳብ ትለማመድ...3 ዓመት ይወስድ ይብልዎ ምሁራት
ፈትየኩም ክመውት ደልየ። ደስ ክትብሉ መዓት ኢኹም!!!❤
ከማኺ ሰበይቲ ክትህልወኒ ተመኔ ዕድለኛ ኢኻ ዓርኩ❤❤❤
I think you are the first young couple to do this from Eritrea. Im so proud of you guys.
ደስ ክትብሉ !
ኣነ ኣብ CASS ኢየ ዝፈልጠኩም እቲ ደስ ዝብለኒ ኩሉ ነገር ካብ ተራ ፍቑራት ናብ መምህራን ሓዳርን ፍቕርን ኴንኩም ክርእየኩም ኮሪዐልኩም❤ !
ሓውኹም መብራህቶም !
😊9
Dihri eti ewut sebiay nifieti sebeyti ala wey kia dihrta ewiti sebeyti nifie sebiay alo tibil misila ab kilitekhum bimiare rieya wonderfull
ኣነስ ኣድኒቀ ምጽጋብ ሲኢነኩም። ኬፍ ኣለኩም ባሓቂ። ፈጣሪ ሓዳርኩም ይባርክ።
ብጣዕሚ ብሉጻት ኢኹም፥ ኣብዚ ኣብ ካምፓላ ሶያ ሓሽ ከም ዘለኹም ሰሚዐ' ክረኽበኩም እንደሊ እየ፥ ተልዕልዎ ዘለኹም ኣርእስቲ ኣዝዩ ብሉጽን ዓብን እዩ፥ ኣጆኹም፥ ኣምላኽ ሓዳርኩም ይባርኽ፣❤
ብጠዓሚ ኣድኒቀኩም ብፍላይ ኣብዚ ናይ ሓዳር ጉዳይ መጀመርታ ሓዳርኩም ይባርከልኩም ቀጽልዎ ❤❤❤❤❤❤❤
ግን እኮ ተፋቂርካ ስለዝተመርዓካ ክትፋላለ ኣይትክእልን ኢካ ማለት ኣይኮነን ብኣንጻሩ ውን ገንዘቡ ሪእያ እታ ጋል ወይ እቲ ወዲ ይምርዓዉ ሞ ኣብቲ ሓዳር ምስ ኣተዉ ብጠዓሚ ብፍቅሪ ይነብሩ እዮም
ብሓቂ መምሃራን ኢኹም፡ ከማኹም የብዝሓዮ። ቀጽልዎ!❤
ብሩኻተይ ዋላ ደቀይ ክብል ይመርጽ።ስሱን ምሙቅ ሓዳር ይግበረልኩም።
ንሓዳር ጥዑይ ክኸውን ዝገብሮ ቅድሚ ምእታውካ ፈሊጥካ ምእታው ።
ብሰለስተ ዓይነት ፍቅሪ
ብእዘጊኣብሄር
ብሕውነታዊ
ብጾታዊ
ፍቅሪ ዝተመርኮስ
ምስዝኸውን እሂን ምሂን ምብህሃል ምምልላእ (ግሉጽነት)
ንስኻ ናይ ኣዴኻ መተካእታ ብርሃን ገዛኻ ከምዝረኸብካ።
ንስኺውን ናይ ቦኺ መተካእታ ከምዝረኸብኪ ውሕስነት ናይ ሂወትኪ
ኣሚንኩም ንዝመጽእ ጉዕዞኹም ዋላ ሓደ ኣብ መንጎኹም ክኣቱ ከምዘይብሉ ምፍላጥ።
ክንዲሰብ ምስኣኸልካ በይንኻ ምንባር ማለት ጎደሎ ሂወት ኢዩ።
ኣንነት ኣብሓዳር ዋጋ የብላን።
"ሓዳር ሕዳር"
ጌጋ መልእኽቲ ናይ ዘሕልፉ ሰባት ኢዩ ።
"ሕዳር "ማለትዘይተሓርሰ ቃድራ ግራት ዘይተሓረሰ ማለት ኢዩ።
ሓዳር ክኣ ከምቲ ዘይተሓርሰ ግራት ከይከውን
ገንዘብና ጉልበትና ግዜና ሂብና ፍቅርና ነሰስኖ እሞ ፍቅሪ
ዝዓሰሎ ስሱን ሓዳር ክንመርሕ።
ሓዳር ክኣ ምስ ንእስነት
ዓርከይ ዓርከይ ዘየድልዩ ሕማቅ ኣመላት ተፋቲሕካ (ገዲፍካ )
ዝእቶ ብሉጽ ናይ ሂወትካ
ሓንሰብ ምስኣተኻዮ ዘይውጻእ ብሉጽ ህንጻ
መንበሪ ሂወትና ኢዩ ።👍🙏🏿🤩😍🌹
ብጣዕሚ ነመስግን።🙏🙏🙏
OMG eway ktftewni bflay nski kalay yeblkin kulu negerki mkrti eki keep it up ❤❤❤
መደብኩም ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣሎ ብሩኻት ስድራ፡ ሓንትስ ኢንግሊሽ ተብዝሑ ኾንኩም እዚኣ ኣብ ቀጻሊ ከተዐርይዋ ይላቦ። የቐንየለይ!!
You Guys your conversation is interesting marriage is the perfect idea of God it stared in Bible from Adam and hiwan God bless you Jesus loves you stay bless
ክክክክ ብጣዕሚ ጽቡቕ ትምህርቲ ክቡራት የሕዋት
ሓዳር ሕዳር ማለት ምናልባት ደቂ ሓሮስቶት ኣይኮንኩምን ማለት እዩ እምበር ምፈለጥኩማ ሓዳር ሕዳር ማለት ሓረስቶስ ዝሓርስዎ ግራት ኪይኑ ንኣብነት ሓደ ክፋል መሬቶም ነፍሲ ወከፍ ዓመት እንዳ ተሓረሰ ክዝራእ ከሎ ዓመት መጸ ስለ ዝሕረስ ንክትሓርሶ ቀሊል እዩ ማለት ኣየሸግረካን እዩ ገለ ክፋል መሬቶም ግን ሓደ ዓመት እንዳጸቀጡ ስለ ዘሓርስዎ ሕዳር ተባሂሉ ይጽዋዕ ምክንያቱ ሓደ ክረምቲ ኣይትሓረሰን ስለዚ ሓዲሩ ወይ ከም ጸሙ ሓዲሩ ማለት እዩ ስለዝኮነ ኣብ ካልኣይ ዓመት ክሕረስ ከሎ ንክትሓርሶ የሸግረካ ይተርር ብፍላይ ማይ ከሓረሞ ክትሓርሶ እንተ ፈቲንካ ብጣዕሚ የሸግረካ ወይ ድማ ፈጺሙ ተሓሪሱ ዘይፈልጥ ቦታ ንመጀምርታ ግዜ ክትሓርሶ ከለካ ሕዳር ኔሩስ ሓሪሰዮ ግን ተሓሪሱ ስለ ዘይፈልጥስ ኣሸጊሩኒ ይብል ሓረስታይ ስለ'ዚ ሕዳር ኣሸጋሪ ብዙሕ ጻዕሪ ዘድልዮን ማለት እዩ ስለዝኮነ እዩ ሓዳር ሕዳር ዝበሃል ብሓቂ ድማ ቀሊል ኣይኮነን ብፍላይ ደረጃ ንቅሓት ናይ ሓዳር እንተዘይ ብልካ እሞ ነዚ ይመስል ብትገብርዎ ።አሃርን ኣናቃቃሕን ትምህርትኩም ዑጉባት ኢና ቀጽልዎ ተስፋሚካኤል ካብ ስዊዘርላንድ❤
ክቡር ሓው ተስፋሚካኤል ስለቲ ተገዲስካ ዝሃብካን መልሲ ብጣዕሚ ነመስግን🙏
ክብረት ይሃበልና ሓዉ❤
qrub abta teharisu zeyfelt meriet zibelkaya kiermeka mdeleku, malet teharisu zeyfelt meriet BODU ety zibehal. bzaeba meglexi nay HIDAR gn yibel agelalxa
@@tekleabhabte9157 ጽቡቕ ኣለካ ክቡር ሓው
Wey ane she wedi harestay koleku ayfelton nere malet btegbar enda neberkwo bqal trgumu gin hji arediekani thanks bro
I do my own laundry, I do my own dishes (dish washer), I do my own cooking.
Your Perception towards marriage and equality has a mixed messages.
Social aspects on all, but towards individualism has to have a clear ethnography.
Love your topics. Thank you
Bunet des kitblu hadarkum ybarek ❤
ፉርቱና ጓለይ
You hit the nail on the head!
ሓዳር ንስለ ፍቕሪ ድኣ እምበር ንስለ
ቑተባዊ ደገፍ እንተ ኾይኑ እዩ እቲ ጸገም
ደስ ብሃልቲ ❤ኣጆኹም እዞም ደቀይ
It's much needed educstional topic
Thank for your information from tigrayns USA
Hibri podcast thanks for all. ኩሉ ተበጊሶኹም ዘለኩም ንህዝብኹም ክትህቡ ድልዋት ምዃንኩም ካብ ልቢ የመስጊነኩም። ሓንቲ ሪኢቶ ግን ኣላትኒ። ኣብ ተምጽዏ argument ግን ድኻም ርኤልኩ፡ ማለት ተዳለዉሉ good reasoning ከኣ ቀርብሉ። ኣብ ብዙሕ ዝበልኩም ኣብ reasoning ኣፍኪስኩሞ። ር ኢቶኹምን ርድኢትኩምን ትህቡ ስለ ዘለኹም ናተይ ካብ ርኢቶ ኣይሓልፍን እምበር ኣብ ብዙሕ ዘምጻእኩሞ reasoning or argument ኣይሰማማዕን። ግን ደስ ዘብል መደብ ተዳልዉ ኣለኹም እሞ ግዜኹም ብዘፍቀዶ መጠን ቀጽልዏ ክብለኩም ይደሊ።
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ አናዘናግዐ ዝምህር ስለዝኮነ ተወሳኪ ሰብኣይን ሰበይትን ከምዚ ኢልኩም ምስራሕኩም ኣብ ሚድያ ምውጻአኩም ነቲ ጽባቀ ጽባቀ ወሲኹሉ ኣዝዩ ደስ ኢልኒ
Good Job Yehwat...qexlwo....our society really need this
Nay bhaqi adlayi habereta eyu, tebarekhu
መደብኩም ብጣዕሚ ጽቡቅ'ዩ ግን ኣብ ባዓል ቤትኪ ስክፍታ ኣለኒ ብዝሑ ዓቲቡ ኣይሓዞን ኣሎ መስለኒ ፡ ምክንያቱ ብጣዕሚ ዑሙቅ ዝበለ ኣፍልጦ የብሉን ኮይኑ ይስማዓኒ ። ከምዚ ኖርማል ጌሪ ይገልጾ ኣሎ !! ብልቢ ክትንትን ይግባእ ከም ናትኪ ምክንያቱ ካብዚ መደብ ብፍላይ ድማ ካብዚ ሓዳር ዝብል ኣርእስቲ ቡዙሕ ክንማሃር ስለ ንኽእል ። ኣጅኩም ድማ ❤
Nay Bhaky des Bhalti Egziabher Amlak Edmen Tenann Yhabkum
ብጣዕሚ ደስ ዝበል ምብኃል እንታይ ርእዮቶ ነይሩኒ ካብ ክልቱኩም ወጻኢ ካልእ ሰብ ዝዕደመሉ ማለት ዝተፈለየ ሓሳብ ዘለዎ ኣካታዒ ዝኮነ ነገር ጽብቅ ነይሩ እዚ መደብ ካኣ ምዓበየ ኢለ ይሓሰብ፡ ብዝኮነ ናይዛ ናይ ሎሚ ኣርእስቲ ግን ነዓይ ክምዝተረድኣኒ ኩሉስ ብፍቅሪ ክከወን ኣለዎ እዩ መስለኒ እንተ ኮነ ወን መብዛሕትኡ ሰብ ተፋቂርና ፍቅሪ ኣለና ኢሉ እዩ ኣብ ሓዳር ዝኣቱ እንተ ኮነ ግን እፋታሕ ካኣ ስለዚ እቲ ፍቅሪ ዝብል ኣመር እዮ ሰብ ክርድኦ ዘለዎ ኢለ እሓሰብ ናይ በሓቅስ ፍቅሪ እንታይ እዩ ኢሉ ብዕምቀት ክርድኦ ኣለዎ ኢለ እሓሰብ እንድሕር ተፋቂርካ ተኣካኪብካ ትፋታሕ ኮይንካ ንፍቅሪ ብሓደ ሸነኩ ጥራይ ኢካ ፈሊጥካዮ ዘለካ ምክንያቱ ፍቅሪ ንዓይ ከም ዝርድኣኒ እቲ ዝለዓል ናይ ፍቅሪ መግለጺስ ወይ ፍቅሪ ዝክፈሎ ዋጋስ ሂወት እዩ ብዙሕ ኣበነታት ኣሎ ማለት ኣቦታትና፡ኣሕዋትና ብሰንኪ ፍቅሪ ሃገር ሂወት ከፊሎም፡ጎይታና የሱስ ክርስቶን ናትና ፍቅሪ እዩ ኣብ መስቀል ተሰቂሉ፡ካልእወን ብዝሑ ኣበነት ኣሎ ብዝኪነ እንደሕር ፍቅሪ ዋጋኣ ፈሊጥካዮስ ንምናታይ ዝኣተካዮ ቃል ተፍርስ ስለዚ ብክልቲኡ ወገን ሓቅኛ ትርጉም ናይ ፍቅሪ ዘይ ምርዳእ ኣሎ ኢለ እየ ዝሓሰብ።
ብጣዓሚ ጽቡቅ መደብ ቀጽልዎ።
ክክክ እዞም ዋሃብቲ ሩኡቶ ብዛዓባ ሕዳር ትህብዎ ዘለኩም ሪኢቶ ደቂ ዓኳይ ኣይኮኩምን መስለኒ፡ ሕዳር ማለት ሓደ ግራት ዝሕረስ ዝነበረ ድሕሪ ግዜ ግን በቶም ኣናባበርቲ ዓዲ ተወሲኑ ይሕድር መጸዊዑ ካኣ ሕዳር ወይ ካኣ ሓዲሩ ይባሃል። ሓደ ዓመት ከይተዘርአ ዝጸንሕ ግራት ግን ንቕድም ይግረፍ ዳሓር ይርዋሕ ብድሕሪኡ ማይ ክሰቲ ካኣ ይከርም መጸዊዑ ካኣ ንክጸጊ እዚ ዓመት እዚ ክገድፉ'የ ይብሉ ኣቦታትና ወይ ባሓጺሩ ክጸጊ ይባሃል እምበር ሕዳር ኣይኮነን ዝባሃል ሰብ ኣይተጋጊዩ።
Beautiful couples, smart, models .
Thanx guys for this great job and we will stand by you till za end Insheallah
People should watch them they should have 100k views. Great lesson
❤ንስለ ሃናጺ መደብኩም።
BOTH OF YOU , YOU ARE LUCK!
ፍቅርኹምን ፍልጠትኩምን ይሳስን።
ጹብቃት ስድራ ብጣዕሚ ጽብቅን እዋናዊ ኣርእቲ ኣሊዕልኩም።ብጣዕሚ ንፉዓት ቀጽልዎ፡ዕድመን ጥዕናንን ይሃብኩም።
Keff alekum yehwatey
ናትኩም ሓሳብ ኣስካላ ናይ ሕብረተሰብናን ስድራቤታትን እዩ ብዝያዳ ኣብ ናይ ሓዳር ዕሙቕ ዝበለ ኣራዳድኣ ጌርኩም ብዝያዳ ኣጸቢቁም ክትትንትኑልና ብኽብሪ ንሓተኩም ጽቡቃት ስድራቤት ሓዳርኩም ሓዳር ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም ናበልኩ ኣምላኽ ጸጋ በዲበ ጸጋ ይዓድልኩም ሓውኹም ኣሚነ ካብ ሆላንድ🫶🥰🙏
ብጣዕሚ ንፍዕቲ ኢኺ ። ዝወጸኪ የለን ። ሙሉእ ዕድመ ይምነየልኮ
ዋእ ሻራዊ ባ ኣይትኩን መምህር ዓወት ውን ዝጎድሎ የብሉን ኣንበሳ እዩ ከማን from now day im gone put him us my role model !!!!!
@@Tihtnay
ሕማቕ ዘይወጸኒ ኣብ ኣወሃህባ ርኢቶ ደቂ ሰባት ግና ክንፈላለ ናይ ግድን ኢና ።እዚ እዋን ካብተን ብዙሓት ዉሑዳትን ንፉዓትን ደቂ ኣንስትዮ የሕዋትና ከምዚ ንሳ እተቕርቦ ዘላ መሃርን ናብ ኣእምሮ ደቂ ተባዕትዮን ደቂ ኣንስትዮን ብምስራጽ ፡ ንእተመሓላልፎ ዘላ መሃሪ መደብ ካብተን ብዙሓት ኣብ ሜድያታት ባይቶኦን ዝረስዓን ጽዩፍ ዝኾነ መልእኽትታት ዘመሓላልፋ ዘለዋን፡ ብዝተፈልየ ኩርናዕ እዛ ወረጃ ሓብትና ግና ዘይ ከም ከምአን ብልጽትን ብቑዕ ዝኾነ መልእኽቲ ሓዘል ተመሓላልፍ ስለ ዘላ ንኢስዋ እንበር ኣይዓበያን።
ንንፉዕ ወዲ ሰብኣይ ብድሕሪኡ ንፍዕቲ ሰበይቲ ከም ዘላቶ ኩሉ ይፈልጥ ኢዩ ።
ኣብዛ መደብ'ዚኣ ግና እታ ንፍዕቲ ሰበይቲ ብድሕሪኡን ኣብ ቅድሚኡን ቅያ ዓሚቕ ፍልጠት ኢያ ተፈልፍል ዘላ ።
ስለዚ ስም ቀይረላ ኣለኹ
"ተውለ ኢለያ "።ኣለኹ ።
ኣርቱስት ወዲ መምህር
Furtuna you used to teach me at limeat.. Everyone used to be obsessed with you even teachers me and my freinds used to gash over how you made the simplest clothes look elegant you ware beauty with brain.. I see you kept it that way am glad ❤
Thank you dear.....I am glad to see my student commenting....and thank you for the compliments ❤....much love🙏
@@fortunaghirmay6645 ❤️❤️
Bhaqi des zebl medeb egziabiher memelisu hadarkum ybark❤❤❤❤❤
ዓወት ሓወይ ብጣዑሚ ኡይ ዘድኑቀኩም
Hisar malet zeyteharese grat zeyxerye sari zelewo
Tsibuqi aresti alialkum xbuqi agelalixa gna hadari sefihi aresti eu bmedeb bkifalat enda amxakum ktgelixluna ntsfo awetey and furtutey ❤🎉
እግዚአብሔር ኣምላኽ ሓዳርኩም ይባርኽ❤
Good message. God bless you
ብጣዓሚ ማሃርን መሳጠን ዩ ሓሳባትኪ።
ህዱእ ቢልካ ትዛራረብ ተለኻ እቲ ተሕሊፎ ደለኻ መልእኽቲ ንጹር ኢዩ ከምዚ ሕጂ ትራዳድእዎ ደለኹም ሰብ ወዲ ሰብ ነቲ ትዝሮቦ ደለኻ ጽን እሉ ንድሕሪ ደይሰምዕ ኮይኑ ናይ ሚምላስ ዓቅሚ ውን የብሉን ስለዚ ኢየ ካኣ ናይ ብሓቂ ቡቁዓት መምሃራን ኢኹም ድብለኩም ደለኹ ቀጽሉዎ ብዙሕ ካባኹም ንማሃር ኣለና❤❤🎉
ሕዳር ማለት ፡
ሓደ ሓረስታይ ኣብ ግዜ ክረምቲ ንሓንቲ ካብ ግራቱ ተዳጋጋሚ ካብ ምሕራስ ይኩን ምዝራእ ተቖጢቡ ነጻ ማለት ከይሓረሳ ምስ ዝከርም ሓዲራ ከሪማ ወይ ከኣ ሕዳር ኢያ ዘላ ኣብዛ ከረምቲ ንምባል ዝጥቀመሉ ቃል ኢዩ።
ድሕሪ ሓደ ወይ ብዙሕ ዓመት ከይትሓርሰት ምስ ትነቢር ድማ ቦዲ ትበሃል ።
ብጣዕሚ ነመስግን ክቡር ሓው ፡ ትርጉማ ብዙሕ ዘይፈልጣ ሰብ ብምጽንሑ ተማሂርና ኣለና።
I amazing conversation Aweta. God bells u.
mezeraf eyu zebagal fetaheti zemereo beruk zarifu wesdewa yebahal
In my opinion, marriage is a contract between two different gender voluntarily to support each other no matter the situation look like. They share emotionally, financially, and socially each other. In addition, having love, respect, and good communication are the pillars of the marriage.
Betemi des zebel conversation I like it please keep going. ❤
Ajoki mesaki alku Xubuketeyy thanks
I've seen your channel today. Very interesting !
ዓወት ሓወይ ሓዳርኩም ዩባረክ
Woww,nice too see u both of u & really appreciate u memhrtii CASS ❤😘
May the Lord bless your marriage and your life abundantly!
You are borh Mature,God bless you
እዉይ በጃኹም ብከምዚ ዝርርብ ቀጽልሉ ኢኹም ብዙሕ ንምሃር ኣለና ካባኻትኩም🙏
Beravotat❤❤❤❤ hanaxi zekone hasab be mekrabkum belbi yemsgnkum❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Haki fikrie ente zeybilika zeymimiriaw
ኣብ ሓዳር, ንኽትሰማማዕ ምስምማዕ'ዩ ዝሓሸ መንገዲ።
Asey shikorinatat
ዝተረፈ ግዜኹም ይባርክ🎉 ቀጽልዎ
❤❤❤❤❤❤يسلام u are laki my bro
አምላክ ይባርክም ክብራት አሕዋተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
The same background, here 😂
We only have 6 months difference,meet on campus, and have been happily married for 10 years.
Yes, it's easier to understand each other due to a similar background and unconditional love but also a little challenging, too😂 easily keteshiwo aytkiln eka, your peer 😂
So, it's like government structure 😂😂😂 check and balance.
All in all, zeyseletekum, kemana hadar yfterelkum ❤
By the way, the good thing, mhrti mimiraw, wela ente tefatahka keman,there's a high possibility that she will take care of her kids, I mean, she has both professional and emotional capabilities ❤
well come!
wow God bless you
Be taeemi Tsbuk des teblu Respekt danke schön 🙏 hanti tewesaki bitte hanti merediee gemirkum wedieewa 👍🫶
My favourite couple. Keep up the good work ❤
ተቅርብዎ መደብ ብጣዕሚ መሃሪ እዩ።ከመዚ ዓይነት መደባት ዝተፈላለየ ኣርእስቲ እናምጻኹም መሃሩና። ኣምላኽ ሓዳርኩምን ፍቅርኹም ይባርኽ። love u all❤❤❤
Selam egziabher amlak ms kulna ykun enkae bselam mexakum❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Wow btaemi des zbel mehari areasti eikum tkrbu zelekum…nhna wn bzuh ena nmehar zelena kabakum so kexlwo pls ajokum berteu 🎉❤❤❤
xsbuk geyru yhzeki alo amesgnyo rdue sebay amlay ybarka
I really enjoyed your video!!!
God bless you and your marriage.
አምላክ ይባርክኩም 23:46
ዋዉ ደስክብሉ 🎉
ክብረት ያሃበልና
Hadar hdar malet
Bxahyay zbezho grat ymsel
you Guys your conversation is interesting marriage is the perfect idea, So I proud of you.
Amlak Hadarkum ybark !
Btaemi des tblu qexlwo amlak hadarkum ybarkelkum
Good job 👏 guys!
I love the way you guys are so calmly discussing the topic, and the classic music is also lovely. Yes you are right love should come before money, but also it is understandable when people put money first because of economical problems. 😊 ❤ I love your shop very much keep it up 😊
Degagimka kitsemiao des zbleka hasabat 🥰 🥰Aweta dhri newih gzie
Ane ye xhifeya bezi agatami aqlibkumula ab zhalefe video
Sebeyti ke mekina geza genzeb khlwa aygbean do eile nere thanks xbuk meliskuma
Hiji wun harisom dinebru alowu eko tay dea kedem nay abohagotatna gerkumo
thank you yehwat
Anes mara fetyekum
Ane mis sebeyti z’abey btaemi jigna mkanu eye zfelit kulom mkniyatu bmlue fkri megiba sle te’abiyo
Behaki, kabzi nrieyo zelona hadar lomi beynka tebyom kolu etom zbeletsu ewtat, selam zelewom eyom❤️
ደቂ ዓበይቲ, ብዛዕባ ሓዳርን ፍትሕን መደብ ምስራዕኩም ጽቡቅ እዩ. ብዛዕባ ሕዳር እንታይ ምኻኑ ከይፈለጥኩም ኣብ ሚድያ ክትወጹ ግን ቅቡል ኣይመስለንን. ሓዳር ሕዳር ከብሎ ዝኽኣለ, ሓዳር ቀሊል ከምዘይኮነ! ብዙሕ ከምዝፍትነካ, ብዙሕ ጻዕሪ ከምዝሓተካን ንምግላጽ እዩ. እቲ ሕዳር ዝብል ቃል ብቃል ክትርጎም እንተድኣ ኮይኑ, ንነዊሕ እዋን ከይተሓርሰ ዝጸንሐ መሬት እዩ. ብዙሕ ኣግራብን ቆጥካጥን, ሳ ዕርን ሮማድን ስለዘብቁል ንምሕራሱ ኣዝዩ ከቢድ እዩ ዝኸውን. ገረብ ቆሪጽካ, መንገዲ ውሕጅ ኣውጺእካ, ልዕሊ 3 ግዜ ብምሕራስ ናብቲ ናይ መወዳእታ ፍረ እትረኽበሉ ንምብጻሕ ብዙሕ ድኻምን ጻዕርን እዩ ዝሓተካ. ንሓዳር ምስ ሕዳር ከመሳስልዎ ዝተገደዱ ካኣ, ሓዳር ምምስራት ማዕረ ክንደይ ሓያል ጻዕሪ ከምዘድልየካ ንምግላጽ እዩ. 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
ብጣዕሚ ነመስግን ክቡር ሓው ፡ ሕጂ ጽቡቕ ገይሩ በሪሂልና ኣሎ።
@@Hbri-vodcast ክብረት ይሃብኩም ክቡራት ኣሕዋት. ኣነ ውን ብጣዕሚ የመስግን ኣጆኹም በርትዑ 🙏🙏🙏
አምላክ ይባርኩም
Tsbukat….hadarkum ybarek
Are tefelyu ekum😍
Mesaka aleku awet arkey ab serah xenihka nay geza kesereh mara u zeselcheweni ,ayxenhanen kea
I am so happy to see u guys .....together from cass and true love and inspiring.
ደስ በሃልቲ
ሕዳር ማለት ሓደ ግራት ከይተዘርአ እንትግደፍ ሕዳር ይበሃል ኣብዚ ናይ ሓዳር ኮንቴስት ብኸመይ ይተዓረቕ ግን እዝጊ ይፍለጦ
Your love truly inspiring for others ❤❤❤❤love you both
ብሉጻት መምሃራን
اتمنى اشوفكم في افضل مستوى حقيقه انتم افضل ثنائي برامجكم تعجبني كثير وهي هادفه ومفيده
تسلم❤❤❤
ናእዳ ኣብ ናይ ናብራ /ሓድር ብጸይትኻ /ኺ
ኣገዳሲ ይኹን'ምበር sincerely ኽኸውን ኣለዎ.... ንዘይጥዑም ጸብሒ ጥዑም እንተልካያ ንጽባሒቱ እንተተደግመት ብሓሶት ጥዑም ኢልካ ስለዝተልብክኣያ እያ ❤
ግልጹነትኩም ብጣዕሚ መሳጢ።
Hadar hdar malet Hadar hmak malet eyu