✳️ዓሻ ሓፍተይ ጉድ ገይራትኒ፣ ማሓዛኣ ልኢኻ ልበይ ሴራትኒ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 ม.ค. 2025
  • 😓✳️ዓሻ ሓፍተይ ጉድ ገይራትኒ፣ ማሓዛኣ ልኢኻ ልበይ ሴራትኒ #እንታይ_ትመኽሩኒ #መሃሪትፊልም #ሓቃኛ_ዛንታ #እንታይ_ትመኽሩኒ #eritreannewsong #ethiopianmusic #eritreanguayla #ethiopiantiktok #eritreannews #habesha #tigray #eritrean #eritreanmusic #eritreancomedy #eritreanfilm #eritrea #eritreannews #ሓቃኛ_ዛንታ #ዛንታ #ሓቀኛዛንታ #tigray #ethiopianmusic #ethiopiantiktok #ethiopianmovie
    Join this channel to get access to perks:
    / @mahustar1

ความคิดเห็น • 142

  • @Mahustar1
    @Mahustar1  5 หลายเดือนก่อน +11

    ኩቡራት ቤተሰብ Mahustar #like&Share ምግባር እዚ ቪድዮ ናብ ካልኦት ንክበጽሕ ሓጋዚ ስለ ዝኾነ #like&share ምግባር ኣይትረስዑ ኢኹም፣ የቀንየለይ

    • @FanuelKiflom-m3e
      @FanuelKiflom-m3e 5 หลายเดือนก่อน

      ሓፍትኻ ጉድ ኢያ ጌራትካ ነታ ማሓዝኣ ውን ኩነታታ ተዓዘባ ምኽንያቱ መን ምዃንካ ክነግረካስ ምስ መን ከም ትኸይድ ንገረኒ ኢዩ ነገሩ ግን ስጋ እንተወደቀት ሓመድ ሒዛ ትትስእ ስለ ዝኾነ ቁሩብ ቀጺዕካ ምኽፋል ይሕሸካ ኣጆኻ ተስፋ ኣይትቁረጽ ኩሉ መመስመሩ ክሕዝ ዩ❤❤❤

  • @saraestifanos5044
    @saraestifanos5044 5 หลายเดือนก่อน +11

    እዋይ ሐፊትኻስ ትሐሊ እምበር። ግን ዳሐን አምላኽ ብጻይ ቅኑዕ ዩ ሞ። ሐውና ዘውጻእካዬ ይተካአልካ።

  • @asmeraroyalcafe
    @asmeraroyalcafe 5 หลายเดือนก่อน +21

    ናይ መን ዓሻ ወዲ አዩ አዋይ ኣታ ቁሩብ እባ ኣወዳት ጎራሓት ኹኑ ወላ ሓፍትኻ ተኾነት አኮ ዝግባእ ቁሩብ ገንዘብ ተሰድላ አምበር ባዕልኩም አኮ ተሻድንወን ዘልኩም ልዕሊ ዓቐን ገንዘብ ተሰዱሉን ድሓር ፋሉል መትሓዚ ዘይብልን ይኾና ንዛ መሓዛ ሓፍትኻ ውን ከይትኣምና ገንዘብካ ወይ ክትወስዳ አምበር ብሓቂ ፍቅሪ ሓሊዋ ኣይኮነትን ትልምነኻ ዘላ ሓወይ ተጥንቐቕ ሂወትካ ኸይተባላሽወልካ ኣስትውዕል

  • @NatnaelTeklemariam-rq2yp
    @NatnaelTeklemariam-rq2yp 5 หลายเดือนก่อน +11

    ዛኣርከይ ነታ ሓፍትኻ ክፈላላ ንመን ኢኻ እሞ ክትህባ ኣምላክ ካኣ ብሰላም ይእትዋ ምእስ ኣተወት ገን ዋላ እንተ ደሊካ ካይትረክባ ነዛ ወያል ናይ ኣዲስ ፈሊጥካ ሕጂ እሞ መርዓ ዘይንገብር በላ ኣነ ናብ ኣዲስ ክመጽእ እየ በላ ሽዑ እንታይ ከም ትብለካ ትመዝና dont worry❤

    • @sesusweety426
      @sesusweety426 5 หลายเดือนก่อน +1

      ATA hawey Mis atewet ke Selam tibo do abzi nisu zelewo Adi mexiya zigedede shigir Kitikono eya ezi nireyo zelena Hiwet Europa eyu keyatewet zehreretos misatewet Gin adeda sikiyat kitgebro eya bizikone Ane biwegeney tikexae Mis belku

    • @rahelgoitom6686
      @rahelgoitom6686 5 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@sesusweety426abey krakebu nsu euko America eyu zelo menti weledu yeetwa dhar teqlilu yaxwa

    • @GenetTecle
      @GenetTecle 11 วันที่ผ่านมา

      Nhaftka uka nmen kthba, eta mahaza gn mnti ktatu ela eya. Ttrefka.

  • @ምስግናይንፈጣሪይኩን
    @ምስግናይንፈጣሪይኩን 5 หลายเดือนก่อน +14

    ዋይ ሰበብ ኣጆኻ ማዓረይ
    ካብ ሓፍትኻ ርሓቕ ንዛ ዓርኪ ሓፍትኻ ቆልዓ ዶሞ ብርሕቕ ተዓዘባ ገንዘብ ኣይትስደደላ ንሓዳርን ንቁምነገርን እንተደሊያትካ ብፍፁም ገንዘብ ስደደለይ ኢላ አይትሓተካን እያ ስለዚ ማንነታ ግዜ ሂብካ ተዓዘባ

  • @Mahustar1
    @Mahustar1  5 หลายเดือนก่อน +3

    ✳ዓሻ ሓፍተይ ጉድ ገይራትኒ፣ ማሓዛኣ ልኢኻ ልበይ ሴራትኒ #እንታይ_ትመኽሩኒ

  • @Hani-l2v
    @Hani-l2v 5 หลายเดือนก่อน +2

    ኣበይትርከቡ ጡዑያት ኣወዳት ኣቱም ጡዑያት እዘን መያዘይ ብለን ይረክባኩም እዘንጢዒያት እዙም ሕማቃት ይረክቡና እንታይ እዩ እቱፀገም😊😊 ኣይቲጠቅመካይ ዛሓወይ እቡእምስ ኣተየት ኪድትብለካ እያ ትቅረይካ ❤ ሓፍቲካለ ከመይሙካኑ በትሪ ትጀሙሮ ስቅበልልተወሰነ ግዚየ

  • @Sweetsusu-tj7rl
    @Sweetsusu-tj7rl 5 หลายเดือนก่อน +4

    ንዓሻ ሐፉትክ ከፉለላ ሰለምንታይ ምሰ ትቡላ ምረቃ ወለድ ክትረክብ ምእንታአን ግን ንምሓዛ ናዉ በለአ አይትጥቃመክን አይ ከትግድኢ አከ ንክልአይ ግዘ ከይት ግድ ሐድራ
    ሰለ ክበራት ወለድ ንሓፉትኻ ግበረላ አጀክ ረብ የክን ምሳክ::❤

  • @SemareyDanial
    @SemareyDanial หลายเดือนก่อน

    እዋይ ሓፍትኻ ግን ስዲ እያ ግን ከኣ ሓፍትኻ እያ አብ ሞንጎ ተቀርቂርካ ፈጣሪ ይሓግዝካ

  • @Natuhenok
    @Natuhenok 5 หลายเดือนก่อน +5

    እሳ' ሲ እምንቲ አያ ፡ምክናቱ ሕልና ስለ ዝወቐሳ አያ 'ኮ ነጊራትካ ሕልኑ ዝወቕሶ ሰብ ከኣ ጥዑይ ልቢ ዘለዎ አዩ so ተዘይ ከሰርካያ ይሓይሽ ይብል ኣነ ፡ንጽብቑኻ ይግበሮ ፈጣሪ ።

  • @mohammedsuleyman2915
    @mohammedsuleyman2915 5 หลายเดือนก่อน +17

    ሱቅ በላ ኣብኣ ጥጥቆ ትምሰል ግደፋ ኣብ ሊብያ ገስረጥ ኢያ እዚኣ

    • @ትግራወቲ
      @ትግራወቲ 5 หลายเดือนก่อน +1

      እወ ትስሓና እዛ ክፍእቲ 👌😂😂😂😂

  • @SmretSmret-in4ot
    @SmretSmret-in4ot 5 หลายเดือนก่อน

    ዋይ ሓወይ ፀሎት ግበር ፈጣሪ ናዓካ ትኮን ክህበካ እዩ ንሓፍትካ ውን ኣይትግደፋ🙏

  • @HermonTeklebrhan
    @HermonTeklebrhan หลายเดือนก่อน +1

    መጀመርታ ሓፍትካ ኣውጽእ

  • @biniasli4331
    @biniasli4331 5 หลายเดือนก่อน +15

    Hawey behanti emni kelta geza keytenkafe tetankeke eza nay Adiss block gebera kab hewatka Awexaya enta haftka gen keflela awxaya hewate be ganzabe aytrkaben eya Dahan wen edmaka mulu way keytebel gen tetankaki heji wen eti leba mesa keyhelu ❤

  • @Makepeacenow
    @Makepeacenow 5 หลายเดือนก่อน +8

    እዚ ትውልዲ እዚ ምምካሩ ኣዝዩ ዘጸግም እዩ። ንሓፍትኻ ኣቢኻ ፡ ንዘይትፈልጣ ቃል ኪዳን ንዘይኣሰርካላ ፡ ብውሕዱ ንዘይተሓጸኻያ ሰልዲ ተሰዲድካ ፡ ግጉይ ኢኻ ።
    ዋጋ ጌጋኻ ድማ ተቐበል ።
    ኣብጉዳይ ሓፍትኻ ኣይመኽረካን ። ካብ ገዛ ክራይን ቀለብን ወጻኢ ዝስደድ ገንዘብ ፡ብዘይካ ለመጫት ኣዝማሪኖታት ሒዝካ ንመዕወሊ ካልእ ትርፊ የብሉን ።
    ጉዳይ እዛ ፈቴካ ትብል ዘላ ሰብ ፡ ግን ነዓኻ ድያ ፈትያ ንኣመሪካ ፧ ኣብዚ ዘርዚረ ዘረደአካ ኣይመስለንን ።
    ምስ ሓብትኻ ኣብቲ ተዓብደሉ ፡ ዝነበረት ስፍራታት ተላልያታ እንተኾይና ፡ ንኣብ ከባቢኻ ዘለዉ "ሓሙሽተ" ሰባት ስለ ትመስል ከም ሓፍትኻ ኢያ ።
    ኣብ ገዛውቲ ተላልየን እንተኾይነን ግን ፡ እቲ ዝገበረቶ ጌጋ ፡ ሰብ ስለ ዝኾነት ተጋግያ ክትከውን ትኽእል ፡ ደጊማ እቲ እኪት ሓብትኻ ከም ዝጸሞቖቶ ብምንጋራ ድማ ቅሩብ ፡ ቅራቦ ናይ ዘፍቀረትካ ምልክት ሪአ ኣለኹ ።
    እትነብሮ ስፍራ ኣብ ግምት የእትየ ግን ተፍቅረካ እያ ዝብል መደምደምታ ክህብ ይጽገም እየ ።
    ደቂ ኣንስትዮ ጎራሓት እየን ፡ ካብቲ ብግርህና ትሰደላ ዝነበርካ ፡ ስነ ልቦናካ መዚና ናይ ፕሮሶስ ዕድል ክትጥቀም ደልያ ክትከውን ዓብይ ተኽእሎ ኣሎ ።
    ብኸመይ ክትፈልጥ ትኽእል ግን ኣብዚ ኩሉ ዘርዚረ ክገልጾ ኣይኽእልን እየ ።
    በኣካል ንዝፈልጥዋ ሰባት ብምውካስ ፥
    ድሕሪ ባይተኣ ኣጸቢቕካ ብምምርማር፥
    ወላ ቅርሺ ማርያም ገንዘብ ብዘይምስዳድ፥
    ብዙሕ ግዜ ምስኣ ብምሕላፍ ፡
    ገለ ብሓቂ ኣፍቂራትካ ድያ ክትፈልጠሎም ካብ ትኽእል ሜላታት እዮም ፧
    N.B /ለቡ ነታ ሓብትኻ ውን ፡ 😢ሓብትኻ ምዃና ስለ ዘይተርፍ ተትኸፍለላ ይብል ። ምስቲ ጠንቃም ኣዝማሪኖ ዓርካ ከይዳ ፡ ናይ ክልተ ሰብ ከይተኽፍለካ ግን ተጠንቀቕ ።
    ካብ ካሊፎርያ ኢየ ኣብዚ ተለኻ ንራኸብ ክሕግዘካ ።
    ወዳሕንካ !

  • @BettyG271
    @BettyG271 5 หลายเดือนก่อน +3

    እዋይ ኣይውረድካ ሕማቅ ወሪዱካ ግን ለባም ኢኻ ትመስል ኣነ ዝብል ሓፍትኻ ሓፍትኻ እያ ገለ እንተኮይና ጣዕሳ እዩ ክኾነካ ስለዚ ክፈለላ ኣብ ሕማቕ ከይትወድቐካ እንተ እታ ሓንቲ እንተኽኢልካ ግደፋ ድሮ ሕማቅ ሚዛን ተመዚና እያ እፈትዋ እየ ትብል እንተኮንካ ግን ሰልዲ ገለ ከይበልካ ስቅ ኢልካ ተዓዘባ ምዘና ድሕሪኡ ዝሓሸ ትገብር፡ ብዝተረፈ ኣምላኽ ይሓግዝካ ኣጆካ ኣብ ከብድኻ ኣይተእትዎ

    • @Nataniya22
      @Nataniya22 5 หลายเดือนก่อน

      Entay koynu kteas nsu eko eti zgebr geru eyu sean akayda eya abzi wediqa.menti sdru enber zeteas yeblun .ms gona Regina nhawa kemzi tgebr seb hwunet ayntayan eyu nea

    • @BettyG271
      @BettyG271 5 หลายเดือนก่อน +1

      @@Nataniya22 ኣይትጋገ ሓወይ ንሳ ዓሽያ ኢሉ ንሱ ክዕሹ የብሉን፡ ንሕማቕ ከኣ ብሰናይ ኢኻ ትስዕሮ ኣይኮነን ሓፍትኻ ጓል ኣቦኻ ጓል ኣዴኻ ንጓና ከማን ኣብ ሽግር እንተወዲቁ ክትሕግዞ ትጎየ ኢኻ፡ ጽባሕ እዛ ሰብ ትሓምም ትመውት ኣላ ንዑዑ ሕማቅ ስንብራት እዩ ክገድፈሉ። ምእንቲኣ ድዩ ምእንቲ ወለዱ ክብል እንተሓገዛ እዩ ጽቡቅ እየ ዝብል ኣነ።

  • @SeeSee-n4x
    @SeeSee-n4x 3 หลายเดือนก่อน

    ኣጀካ ሓወይ ናተይ 😢😢❤

  • @ጓልተዋህዶ-ሠ4ቨ
    @ጓልተዋህዶ-ሠ4ቨ 5 หลายเดือนก่อน +1

    ሓወይ ማዓረይ መጀመርያ ንስካ ጥዑይ ምኩካንካ ንእግዚኣብሔር ኣመስግኖ ከመዚ ክርኢ ከለኩ ሕማቅ ንርእሱ ጽቡቅ ንርእሱ ዝብል ምስላ ወለድና እዩ ቅጅል ዝብለኒ ሓፍትካ ብርግጽ ተጋግያ እያ እኳ ድኣስ ዓብዪ ጌጋ ግን ሓፍትካ እያ እንታይ ትገብር ሓደ ነገር እንተገጠመ ነስሕኡ ኣይወጸልካን ዓድሰብ ምስ ኣተወት ኩሉ ክርድኣ እዩ በዕላ ይቅሬታ ከም ትብለካ ርግጸኛ እየ
    እንተ ዓርኪ ሓፍትካ ግን ብክልተ ወገን ኢኻ ትምርምሮ ረብሓን ፍቅርን ግዜ ሂብካ ገንዘብካ ከይሠደድካ ተዓዘባ

  • @MeazaDawit
    @MeazaDawit 4 หลายเดือนก่อน

    B amlak ktrekbo ika eti xubuk neger hji gn kfelela menti etom weledi ktbl kubur hawey ❤❤❤

  • @fekadugaberahwt5135
    @fekadugaberahwt5135 4 หลายเดือนก่อน

    Bewgny Mes sedrak alkew nahftka Kabty zalto xalmat medrbda sahra Leby nektwxe hageza
    Esa zegbrto nay eda ketfda ey
    Ajoka zahwy fatry meska alo❤️🙏🏼

  • @KomeKome-h1w
    @KomeKome-h1w 4 หลายเดือนก่อน

    Woy gud 😢ya nehna entay eyu awedat hateyatna 😢😢😢

  • @zewditesfazion9441
    @zewditesfazion9441 5 หลายเดือนก่อน

    ጁቡር ሃው ሃብትካ ያ ንህማቅ ጽቡካ ትራህ ኣረያ መለበሚኣ ክከውን ዩ😊ልቡያ ከቢድ ዩ ኣይትቸኪን ብሰላም የአትዋ ኣምላክ

  • @alexandershewitalexander2394
    @alexandershewitalexander2394 5 หลายเดือนก่อน +5

    ፅብቅ ግበር እሞ አብ መገዲ ደቅስ እዩ ሐወይ ሐፈትካ ብሐቂ ሕማቅ ገራትካ እያ ግን ንስካ ትሐይሸ ካብአ ገንዘብ ሐላፈይ እዩ በጃካ ቁሩብ ትቀፃዕ እሞ ከፈልካ አውፃአያ ክዓ ሕማቅ ነገረ እንተኮይና ጣዕሱኡ አይወፀልካን እንተ ናይታ ጋል ሞ ፈልሚ ዩ 😂

  • @Seluselam-h1h
    @Seluselam-h1h 5 หลายเดือนก่อน

    አፍፍፍ ወይ ሓወይ አይ ክንደያ ዘይሓሰብ ኣሕዋተ እዩም ሐደ ሐደኦም ዝለወስ💔😢

  • @yorranos1238
    @yorranos1238 5 หลายเดือนก่อน

    ኣጆኻ ❤️🙏

  • @ማጊ
    @ማጊ 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኣጆካ ዝሓወይ

  • @Eritreantv-k8b
    @Eritreantv-k8b 5 หลายเดือนก่อน +1

    Kfelela sekitka Haftka Eya entay zmekr delika selam ente Atya key thafr bro😢😢😢

    • @Nataniya22
      @Nataniya22 5 หลายเดือนก่อน

      Haftu tekonet emo eko agebab alwo.entay koynu khafr nsu eti zgeber gerula eyu .nsa eya akayda zeyereyet .wela hawuka ykun enber gdeta yeblun khgza.menti sdrueu key shigeru enber neas aygban eyu.

  • @SeareGebremariam
    @SeareGebremariam หลายเดือนก่อน

    ስማዕኒ ሓወይ ጡፍ ዝበልካዮ ናብ ጭሕምኻ እዩ ሓፍትኻ ክፈለላ ጉዳይ ሂወት ዩ ዝኮነ ምስ ዘጋጥማ ነዓኻ እዩ ልዕሊ ኩሉ እቲ በሰላ ናይጣዕሳ ነቲኣ መሓዝኣ ግን ኣይትቅረባ ምክንያቱ መን ምኻንካ ክፈልጠካ ስ ምስ መን ከምትኸይድ ንገረኒ ኢሎም እቶም ለባማት ኣቦታትና መስሎሞ

  • @Wedienbaye
    @Wedienbaye 5 หลายเดือนก่อน

    ኣጆኻ bro😢❤

  • @salemaraya9182
    @salemaraya9182 5 หลายเดือนก่อน

    Neza mehaz haftka keytamna blok gibera n haftka gin hagza b selam ms atewet gin teredia mknyatu etom Sdraka dima teshakilom sile zelewu❤❤❤❤❤

  • @ኤርትራንሻዕብያነጋውስባሕ
    @ኤርትራንሻዕብያነጋውስባሕ 5 หลายเดือนก่อน

    ኣጀካ ዝሓወይ እንተ ሓፍትካን ኣፍቃትካን ግን የጸግም ዩ

  • @ትግራወቲ
    @ትግራወቲ 5 หลายเดือนก่อน

    እታ ሓፍትካ ቁሩብ እቲ ክፍኣት ናይ ልብያ ትሞክሮ ችግር ትጥዓሞ ዳሕራይ ኩሉ ክርድኣ እዩ ባዕላ ይቅሬታ ክትብለካ እያ
    እንተ እታ ኣፍቃሪት ዶ ግደፋ ሓዱሽ ሂወት ጀምር ክርስትያን እንተኮይንካ ከዓ ብዝበለፀ ምስ ኣባት ነብስካ ተላዘብ ናይ ሕልና ዕረፍቲ ውስድ ካብኣተን ርሕቅ ኢልካ

  • @eritreatibarekx4013
    @eritreatibarekx4013 5 หลายเดือนก่อน

    ንሰብ ምኸሮ ተዘይሰምዔ ግን መከራ ይምሃሮ ዝብሃል ምስላ ኣሎ። ኣነ ከምዝመስለኒ በዛ ጠፊእካያ ዘለኻ ስቕ በል። ንሐፍትኻ መከራ ይምሃራ ፣ ተዘየላ ትሕግዛ ዘለኻ መሲሉካ ትጎድአ ኢኻ ዘለኻ። ንስድራዶ ንወለዲዶ ዝብሃል ነገር የለን፣ ስድራ ወሊዶማምበር የእምሮ ኣይኮንዋን ኢዮም። ካብ ጌግአ ትምሃር ግደፋ። ንዐኻ ድማ ኣምላኽ ትፈትዋን ተኽብረካን ይፍጠረልካ፣ ጸሎት ኣይተቋርጽ። ኣብ ዘለኻዮ ሰላምካ ይንገስ። ተባረኽ።

  • @mewaeldaniel6223
    @mewaeldaniel6223 5 หลายเดือนก่อน

    Zgber yelen nhaftka kfelela ,neta gal gn aytbedla kab kulu zenagefetka nsa eya nezia fqri aykonen kale ygbea haqena sle zkonet wn haqi habiratka ember aysededeleyn enabelet genzebka mlequmexeto nera ,kabzi nlaeli zereba trgum alboyo aytashu❤❤❤❤wedehanka

  • @TeklitkidanKidane
    @TeklitkidanKidane 5 หลายเดือนก่อน

    ንሓፍቲካ ክፈልላ ነታ ናይ ኣድስ ግን ገንዘብ ከስደድካ ጽብቅ ገርካ ሚዘና ውይ ንዮ በላ

  • @SeidJamie
    @SeidJamie 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @PenMATester
    @PenMATester 4 หลายเดือนก่อน

    ሓፍትካ ሓፍትካ እያ: ኪትድርቢያ ስድራ ጽቡቅኣይኰነን: ምእንቲ ስድራካ እልካ ክትሕግዛ ኣለካ:: ነታመሓዝአ ግን ሓሳዊት ቅንዕና ዘይብላ ጋል ሄዋን እያ:: ረሲዓያ ኢካ ከይትክሕደካ መሰምጸካያ::

  • @ghebarrezene3934
    @ghebarrezene3934 4 หลายเดือนก่อน

    ኣከላ ኩሉወዲእካዮ ልካ ክሰርቀኒ ዝረኣክዎስ ክመልሰለይ ነይ ኣምኖ ። ናይሓውትካ ካኣ ወዲ ከልብስ ወዲ በረካ ካይሞኮደ ልቢ ኣይገብርን ድዩዝበሃል ስድነታ ትወድእ ትቀጻዕ።

  • @samtikokesete180
    @samtikokesete180 5 หลายเดือนก่อน +2

    Welfasa nay msdad hmam aleka du😂

    • @Bleney
      @Bleney 5 หลายเดือนก่อน

      ATA hawey ente kilka hesbka mhabka tezey Koynu gen entay melaley kendzi xerfi xebah negho Abe nebska keymexaka aytlagex beruk hawey yeqerta akribe eye ❤

    • @samtikokesete180
      @samtikokesete180 5 หลายเดือนก่อน

      @@Bleney hzbna ente gerkalu ab reska shey shey eyu zbl ember ayred

  • @FGx-js7co
    @FGx-js7co 5 หลายเดือนก่อน

    እዋይ ኣጆካ ማዓረይ😢

  • @mussietn1966
    @mussietn1966 4 หลายเดือนก่อน

    ንእታ ሓፍትኻ ዶ ክንብላ ፡ ከይትኸፍለላ ናብ'ታ መሓዛኣ ውን ከይትምለስ ፈጺምካ ካብ 2ቲኤን ርሓቕ ።

  • @ASSETENTERTAINMENT1
    @ASSETENTERTAINMENT1 4 หลายเดือนก่อน

    እዘን ሽጉራት ደኣ ናይ ክልተ ደቂቅ ተዋሲአን ፡ ናይ ዒስራን ክልተን ሳዓት ብወዲ ተባዕታይ ዝወራዘያ እየን ኣይትእመነን ሓወኒ ፡ እንተ ናይ ሓፍትኻ ግን ገለ ግበራ ፡ ገለ ተጋጢሙ ጓሂ ወላዲት ናባኺ እዩ ክግምጠል

  • @Tsgenay
    @Tsgenay 5 หลายเดือนก่อน +1

    Eway hawey😢 seb hlan atfieu

  • @Nibaelu
    @Nibaelu 5 หลายเดือนก่อน

    እዚኤን ኣዋልድ ኣብ ንእስነት(ኬፋት) ኢየን ዘለዋ ቡዙሕ ዘሕለፍኦ ሚስጢር ይፈላለጣ ኢየን ስለዚ ከቢድ ነገር ኢዩ

  • @Joniji9
    @Joniji9 14 วันที่ผ่านมา

    Hawey natey haftka zbedeltka eko kebd endu gn haftka kisab zkonet kfelela nweldika kia simayom bdhri ezi netia afqreka tbl zela gal wun simaia entay eu dileta qes elika trediaya bdhriau kulu kberhalika eu lialu kulu kia ab mewedata wusaneka ariey wedhanka

  • @መቅዲyouTube-t5o
    @መቅዲyouTube-t5o 5 หลายเดือนก่อน

    ሕልፍ ተበካስ ህንደይ ጉድ እዩ ዘሎ

  • @MulueFsaha-b4x
    @MulueFsaha-b4x 5 หลายเดือนก่อน

    ነታ ሰይጣን ሓፍትካ ደሃን ንዚጊ ይጥዓሞ ሓግዛ ነታ ናይ ኣዲስ ከኣ ብጥበብን ብምስትውዓልን ተጠንቂካ ዕድል ሃባ ናይ በሓቂ እንተደኣ ተፍቅረካ ኮይና ገንዘብ ኣይትብለካን ብዙሕ ዉን ዘጸግም ኣይትሓተካን ያ

  • @FthiGuesh
    @FthiGuesh 5 หลายเดือนก่อน

    እዋይ ሐወይ ከምዚ ከኣ ኣሎ

  • @EsraelMoss
    @EsraelMoss 23 วันที่ผ่านมา

    😊😊😊

  • @TekhaHajjai
    @TekhaHajjai 5 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ሓወይ ካብኣ ውን ምርሓቅ ይሕሸካ ይብለካ ብወገነይ

  • @HayelomTechale
    @HayelomTechale 5 หลายเดือนก่อน

    አጆካ ሐወይ

  • @NightDream.DeepSleep
    @NightDream.DeepSleep 5 หลายเดือนก่อน

    kbur haw emeneni nab kali zeytwexo gedel eka ktatu. sgaka slezkonet kfelela kabu ms haftka ykun msta afkarit tbla zeleka teqlilka rehaq .

  • @ንፍቅሪንዘምርኣሕዋተይ
    @ንፍቅሪንዘምርኣሕዋተይ 5 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ይብዛሕ ዝሓወይ መጀመርያ ኣጆካ ካብ ቂም ሕማቅ ስምዒት ምእንቲ ትርሕቅ ናብ ኣምላክካ ፀሊ ካብኡ ሓሊፉ ንሓፍትካ ከም ዝሃበካ ተቀበላ ሰጋ ተወደቀት ሓመድ ሒዛ ትትስእ እዩ ነገሩ ሓደ ማዓልቲ ኩሉ ከናስሓ እዩ ካልኣይ ምእንቲ ዝወለዱ ብዛዕባ ኣፍቃሪትካ ግን ትትረፍካ ቅንዕቲ ተትከውን ኔራ ካብ መጀመርያ ኣብ ከምዚ ዓይነት ስራሕ ኣይምኣተወትን ሰብ ክጋገ ግድን እዩ ግን ኣብ መፃኢ ሂወትካ ቂር ክብለካ ይክእል እዩ ናተየ ሓሳብ እያ❤

  • @AbaseSamara
    @AbaseSamara 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤🎉🎉❤❤

  • @muzitberhane7884
    @muzitberhane7884 5 หลายเดือนก่อน

    ብዛዓባ ሓፍትካ ሕደጎ ! እታ ዘፍቐረትካ ጓል ግና እመና ትዘይተፍቕርካ ኩሉ ኣይምነገረትካን ኔራ እብል ።

  • @tsegahailu6129
    @tsegahailu6129 5 หลายเดือนก่อน

    ስድታታ በርሑቑ😊😊

  • @HawAwetye
    @HawAwetye 5 หลายเดือนก่อน +1

    Sga ente wedeqet hamed hiza ya ttse....so xbah key tteas nhaftka kfelela ...dehar nta afqaritka kea bruq key qerebka key rehaqka axneaya qdmi zkone mwsanka

  • @mekonnenhafte2649
    @mekonnenhafte2649 5 หลายเดือนก่อน

    እዛ ዓሻ ሓፍትኻ ቁሩብ ሽግር ይግረፋ ። ንቶም ወለዲ ግን ገንዘብ ክእክብ እሞ ካውፅኣ እየ በሎም ልቦም ይዕረፍ። እታ ሙሉእ ብሙሉእ ዓሻ ስለዝኾነት ሓፍትኻ ምስ ወፀት ግን ባዕላ ይቅሬታ ክሳብ ትጥይቐካ ከይታዛርባ ። ዘጥፍአቶ ጥፍኣት ተረድኣ ይቅሬታ እንተሓትታ ግን ይቅር በላ።
    እታ አፍቅረካ ትብል ዘላ ግን ገፃ እውን ከይትርእያ ። ለባም ተትኾን ነይራ ሰይጣናዊ ናይ ሓፍትኻ ምኽሪ ተቐብላ ክፉእ አይትገብሪ ነይራ ። እዝኣ ካብ ሓፍትኻ ዘይትሖሽ ደረቕ ሰይጣን እያ ። ኻልእቲ ሰበይቲ ግዜ ህብኻ መርፅኻ ዘይታእቲ ? ንዘልአለም ምሳኻ ትነብር ሰበይቲ ተረጋግዕኻ አልሽ ።

  • @akberetweldaie2220
    @akberetweldaie2220 5 หลายเดือนก่อน

    አይትእመን ሐደራካ ገንዘብካ አክብ ሰረቅቲ በለን ዋላ ሐፍትካ ትኩን ግደፋ

  • @beryechapi1881
    @beryechapi1881 5 หลายเดือนก่อน

    Neta habtu ktqxae mmerexku nztewesen gzie 🙌

  • @KedanKedan-hq3zv
    @KedanKedan-hq3zv 5 หลายเดือนก่อน

    ዋይ ሰብ ረኺብዎ ዘሎ 😢😢

  • @eyobielmisghina-xc2bk
    @eyobielmisghina-xc2bk 5 หลายเดือนก่อน

    Aytkfelela sq elka raya

  • @tesfebeyene94
    @tesfebeyene94 5 หลายเดือนก่อน +3

    ሰላም ኩላትኩም ተካታተልት (Mahustar)
    ማሓመድ ሓዉና በዚ ትገብሮ ዘለካ ኣቀዲመ ከመስግነካ ይፈቱ ቀጽሎ ኣጀካ ብርትዕ
    ካብኡ ቀጽሊ ናብ ክቡር ሓዉና ኣብ ኩሉ እትከዶን እትሓስቦን ሰላማዊ ኣምላክ ምሳካ ይኩን ካብዚ ቀጽሊ ኣቦታትናስ እንታይ ይብሉ ኔሮም ሰጋ ተወደቀት ሰ ሓመድ ሒዛ ትትስእ ይብሉ ኔሮም ንሕማቅ ማልካስ ትሸጦ ንሕማቅ ሰብ ከ ጡፍ ተበልካስ ናብ ጭሕምካ ሰለዚ ነቦካ መርቅ ነቦካ ርገም ኮይንካ ከም ዘሎ ኣይጠፈኣናን ኢዩ ግን እቶም ወለዲ ከ ንዕኦም ኢልካ ክፈለላ ኣብ ትራብሎስ ምስ በጽሐት ኣብ ቀይሕ መስቀል ክትምስገብ ከም ዘለዎ ነጌርካ ክሳብ ናብ ልባ ትምለስ ከይትድዉለላ እዚ ክትለካ ግን ብጠቅላላ ክተታ ማለተይ ኣይኮነን ክሳብ ብልባ ይቅሬታ ትሓተካ እታ ብፈቅራ ሓሚምካላ ዘለኻ ከኣ እት ገንዘብ ካባካ ተቀቢላ ንሓፈትካ ትህባ ከም ዝነበረት ሕተታ ግድን ክትኣምነሉ ከም ዘለዎ ትወስዶ ተኔራ ሓቂ ከይነገርክኒ ኣይዕረቀኪን ኢየ ናይ ባሕር ወን ከመዘይ ትክፈለላ ኣፈልጣ

    • @hermontekle1418
      @hermontekle1418 5 หลายเดือนก่อน

      ትክክእል ብሮ❤

    • @militetesfatzion2418
      @militetesfatzion2418 5 หลายเดือนก่อน +1

      Genzebkume Akebu Wala hafeteka tekun Ab America 🇺🇸 Awlede yelewan Dien? Africa 🌍 zelewa genzebe eyu Haimanoten 🎉🎉God bless you 🙏.

  • @gheryewedimesfun5098
    @gheryewedimesfun5098 5 หลายเดือนก่อน

    ምኾርኒ'ዶ በልካ ፦ እህህህህህ ሰብ ናብ ክእመነሉ ዘይክእል ናይ ድንቁርና ጎዶና ተጸንቢሩ :ነቲ ዝኣምን ሰብ ሰፍ ዘይብል ጾር ወዲቅዎ ይርከብ ።
    ብመጀመርታ መኽሪ ተመኪርካ ንዝገጠመካ ሽግር ክትፈትሕ ምሕሳብካ ብጣዕሚ ንፉዕ ።እግዚአብሔር መንገድኻ የቅናዓልካ።
    መኽሪ ብዛዕባ ሓብትኻ :ክገርመካ ገንዘብካ እምበር ንስኻ ኣብ ልቢ ሓብትኻ የለኻን።ኣብ ልቢ ሓብትኻ እንተትነብር ነቲ ገንዘብ ብኸመይ ከምተምጾኦ ምተረዳኣ ነይሩ ።ከምኡ ውን ኣእምሮኻ ብናይ ፍትወት ፍለጻ ክትምረዘካ ከላ መቀንዘዋ ነይሩ ኮይኑ ግን ሓብትኻ ምስ ኣእምሮኣ የላን ።ንስኻ ካኣ ንኣእሙሮኣ ዝሳሓተት ሓብቱ ከይትጠፍኦ መስዋእቲ ዝኸፍል ዘሎ ሓው ምዃንካ ፈሊጥካ ንሓብትኻ ንምድሓን ብብዙሕ ጥንቃቄ !!! ዝካኣለካ ግበር።
    ምኽንያቱ ወሪዱካ'ዩ እግዚአብሔር ኣኻኣሎ ይሃብካ።
    እንተ ናይዛ ማሓዛካ ነገር ግን ክብድ ይብል'ዩ
    ሕጂ ንስካ ፍቅሪ ዘይኮነስ ናይ ፍትወት ፍለጻ (መንደፍቲ) ኣብ ልብኻ ስለ ዝተተኸለ ኣሪሒቅካ ክትሓስብ ኣይትክእልን ኢኻ።ዞወር ኢልካ ናብኣ :ምኩልይ ኢልካ ምስኣ ኢኻ ትሓስብ።
    ስቅ ኢልካ ኣይተዕነኒ :ካብ ናብዚ ቅድሜኻ ዘሎ ረመጽ ምርጋጽ :ኣብ ውሽጥኻ ዘሎ ፍትወት ምቅታል ይሕሸካ።

  • @edengere8143
    @edengere8143 5 หลายเดือนก่อน

    Selam kubur hawey bemjmrta beknena zeykrbetka kemey gerka ketamna .ane keblka zedli kabti zelkayo adi teti gal reka hadar gber .

    • @KedishWeldu-t2i
      @KedishWeldu-t2i 5 หลายเดือนก่อน

      ክቡር ሓዉ ንታ ሓብትካ ክፈለላ ናይቶም ወለድካ ሻቁለት ረአ ብዝተረፈ ቃንዛ ልብ ትፍዉስ ይፍጠረልካ ወይ በዓለይ ከመጻካ❤❤❤

  • @TrhasTsgehansTrhasTsgehane
    @TrhasTsgehansTrhasTsgehane หลายเดือนก่อน

    NeLbiya kabe kedt kefelela Libeya sahra siol nay meriytu besnki zeymehgazka hade negr tekoyna zeywexe tasa kekonkau enber eti zegeberto amena eu zechken mejmerta ketstwlela nerka ekul teruf dasedeka tezey akela kesukoreka ketetratr nereka

  • @BdhoBrhane-vd1uq
    @BdhoBrhane-vd1uq 5 หลายเดือนก่อน +1

    ዝገደደ ሰበብ ብሰምሰርቲ ከይትባላሾ ሓብትኻ ኣብዝብጻሕ ኣብጻሓያ ነዛ ምሓዛ ሕብትኻ ቀስ ኢልካ ርሓቃ ብፍላይ ገንዘብ ከይትርእያ ስድራ ኣይነሻቅል የሕዋት

  • @nahomisaiascool2604
    @nahomisaiascool2604 5 หลายเดือนก่อน

    Hawey haftka deamo haftka endiya emo libiya mhlawa teafafi bota eyu qeltifka ketewuxaa fetn ente nayta gal gina kemzi kbleka aykelln eye

  • @MebrahtomBidayMebrahtomBiday
    @MebrahtomBidayMebrahtomBiday 5 หลายเดือนก่อน

    Ajoka hawey

  • @helenshifere8150
    @helenshifere8150 5 หลายเดือนก่อน +1

    Don't help her period.

  • @TesfaldetMengustu
    @TesfaldetMengustu 5 หลายเดือนก่อน

    ክቡር ሐወይ እንተኪኢልካ አብቲ ዘለካዮ ዓዲ ወይ ከባቢኡ ድለ ድአምበር እዘን ከምዚኤን ሰባት ዝብኢ ስጋዕ ዝደሉ ይሕንክስ ከምዝባሃል ንሰን ምስ ከምአተን ሰብ ኢየን ዝዕንድራ ማይ ሐቂንካ ከይትተርፍ ኢድካን እግርካን አኪብካ ተቀመጥ አየዋጻካን ኢየን ምሕሳብ አቃርጽ በእኤን ዝብል ርእይቶ ኢዩ ዘለኒ

  • @RaiYmane
    @RaiYmane 4 หลายเดือนก่อน

    ከም ኣነ ኮይነ ክሪኦ እንከለኹ እግዘኣብሄር ኣምላኽ ነቲ መእሰርን መትሕን ዘይርከቦ ኮይኑ ዝስመዓካ ብመንገዱ ኩሉ ንሰናይካ እዩ ዝገብሮ ስለዚ መን ይፈልጥ ምስዛ ኣፍቃርትካ ኮይና ዝቐረበትካ ክፍኣት ናይ ሓፍትኻ እንተዘይህሉ ኣይምተራከብኩምን :: ሰብ ኮይኑ ውን ዘይጋገ የለን እዛ ሰብ እዚኣ ከኣ ክትብለጸልካ እንተትደሊ ገንዘብካ ምስዳድ ኣቃርጽ ኣይምበለትን ኔራ ስለዚ ብህድኣት ሕሰብ እሞ ምስትውዓልካ ክፈቶ ቅረባ ረጊእካ ውን ፈትሻ ሓንሳብ ዓቢ በደል ንዝበደልካዮ ሰብ ደጊምካ ናይ ምብዳል ዘሎ ተክሎ ኣዝዩ ዉሑድ እዩ ፈጣሪ ተይልዎ ውን መባልይትካ ይግበረልካ :: እንተ ናይ ሓፍትኻ ግን ዘረባ የብሉን ሓፍትኻ ሙኻና ኣይተርፋን እዩ ግዝያዊ መቕጻዕት ሂብካ ከይሃሰኻ ክትረድኣ ኣለካ 🙏🙏🙏

  • @DanielMihreteab-e7e
    @DanielMihreteab-e7e 3 หลายเดือนก่อน

    Zey gage yelen kab gegatatu zierem seb eu halal zkewun do mhret gberela

  • @mnbaraydgemnu4994
    @mnbaraydgemnu4994 5 หลายเดือนก่อน

    Ane bwegeney gzie haba nhabtaka ab Libya temahira ktwex alewa kndey alewa yehwaten kefilomlen ab Europa ms atewa kem seb zeydwlalom.

  • @MamaAfrica03
    @MamaAfrica03 5 หลายเดือนก่อน

    Ere amlake ata kemzi ke alo diu😢

  • @YourdaLove
    @YourdaLove 5 หลายเดือนก่อน

    😢😢

  • @TsigeHagos-g5w
    @TsigeHagos-g5w หลายเดือนก่อน

    Haftka neshtey teketsea gdfea eza afikere tbel gin ktamna aytdlykan kem kumay

  • @Meronteklia-rm9mg
    @Meronteklia-rm9mg 5 หลายเดือนก่อน

    Hawey nmtay mkri deleka kflela dhar kea nay sdrka msrtir entay nabzi zemze aleka seq elkum ekum,nskum

  • @KisanetTeklaeb-e2q
    @KisanetTeklaeb-e2q 5 หลายเดือนก่อน

    Ajka zahawey

  • @BestBuu68
    @BestBuu68 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤

  • @kidstweldeamlak2617
    @kidstweldeamlak2617 5 หลายเดือนก่อน

    Nata mhaza hafteka bolki gebra n amlak xlot gebere ab zlekuya ktirkib eki
    Gahaf genzbka ktfaka eu

  • @romankflie389
    @romankflie389 5 หลายเดือนก่อน

    Selam hawey dehan neta mehaza haftka ykre tray belela msa mkxal gn ende kebad eya nhaftka gn kfelela haftka haftka eya nsdraka ktbl bproses eka mhasha aygeberoton enber gn nska hagza

  • @SamrwitGirmay
    @SamrwitGirmay 5 หลายเดือนก่อน

    Ajoka zhawey

  • @meazaandom4657
    @meazaandom4657 5 หลายเดือนก่อน

    Haway haftkia kifalialia natia geali gen walia tefekirkia gedefaia men mekuankua mesi men kiamtekiayed negeranie eyu negaratuie

  • @ShewitTesfay-y6o
    @ShewitTesfay-y6o 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @TGunners
    @TGunners 5 หลายเดือนก่อน

    Wela gah tbel aytkfelela eza haftka ab Europa atya wun kabzi nlaeli ya kteguhyeka new bela 🫡

  • @KjvccYexs
    @KjvccYexs 5 หลายเดือนก่อน

    👏🏾🥺

  • @philimonsiem6366
    @philimonsiem6366 4 หลายเดือนก่อน

    ሓብትካ ግደፋ ክትማሃር ኣለዋ ብጥሚትን ሽግርን ን4 ወርሒ ቅጽዓያ ነቶም ስድራቤት እንዳ ኣመክነኻ ማለት እዩ ሓሞመም ኣልኩ ከምዚ ኮይነ ኣልኩ እንዳ በልካ ቅጽዓያ ክትምሃር ኣለዋ ንሳ ካብ ሕሉፋ

  • @Nana-bl8xr
    @Nana-bl8xr 5 หลายเดือนก่อน

    Eway hawey zgber yelen n haftka kfelela n sdraka kitblie neta mehazia gina new bela hansab emnetka zseberet seb eya

  • @Abatreg
    @Abatreg 5 หลายเดือนก่อน

    ኣንታ እዘን ይሕዋትናስ ኣለኒ ካብ ዝሓለፈ ኣጥራቂመ ዝኣከብክዎ ክብላካ እዚኣ ኪኣ ብሰብ ጌራ ክትበልዓካ ሞራልካ ትሰበር ብ ሓብትካ ከምዚ ክትፍደ ክትኣምኖ የጸግመካ።

  • @SelihomeEyob
    @SelihomeEyob 5 หลายเดือนก่อน

    Hawey naty ane bezeba eta zefqretka eya kezareb zedaley nay belbi tezay tefqreka nera ay mingertkan seq ela genzebka mewedetka nesa tezay tengreka ke man mengerka ezi hesebalu

  • @BanaTesfasilasie
    @BanaTesfasilasie 5 หลายเดือนก่อน +1

    Sga tewedeket hamed hiza eya titisie eza haftka kea ms gize nab lba temelisa blibi titeas tikewnya slezi nsle sdrakan biabiu dma zkone tekoyna hlnaka keywekxeka nay Libya kifelela adi seb bselam teatiya gn beka kemseba baela nabra tkales ente eta mehaza gn niyeww bela bkemzi zjemere hadar mewedaetu aykxbknyu aytedlyekanya behalitye ane

  • @AsmeromTadesse-ck2pq
    @AsmeromTadesse-ck2pq 5 หลายเดือนก่อน

    Selam hawey kulu zweredeka tsubuq aykonen yegdas kem gbra eko qulih ktbla keman aygbaen gn kab tefelalyu zeyfalale hibreteseb ena tefetirna habtka shih gize titegageyet nabey emo kthba eka emo kea ab libya slezi zereba weledka smae tray kabu watsia tmhar bela,ente nayta zefqeretka gn mes gize qes elka bmray zeleka smiet natka tegenzibka wesn fetari msaka ykun hawey......

  • @لنمتم
    @لنمتم 5 หลายเดือนก่อน +1

    Hafitka afitka eya mnim kitigebri ayitkieln biabyu'u kea weledika entay yibluka leakela ente mahaza hafitka gni bilbi afiqiratka kitkon sile tikiel liba aytigudiaya entezeytefiqireka eti haqi aymitezarebetikan neyra

  • @SeidJamie
    @SeidJamie 4 หลายเดือนก่อน

    Hawey behanti emni kelte geza keytenkage tetankeke eza nay Adiss block gebera kab hewatka

  • @ሜሮንሜሮን-ገ8ቀ
    @ሜሮንሜሮን-ገ8ቀ 5 หลายเดือนก่อน

    😢❤🎉

  • @kevu9384
    @kevu9384 5 หลายเดือนก่อน +2

    N sdraka ktbel kfelela kab libya ms wexet gen kem haftka keman keytreya ente nayta afqarit gen kulen eko hade tezeybelna gen tetenqeqela genzeb keysededka msa qex. mkri kab chaina

  • @BiniamOkubamichall
    @BiniamOkubamichall 4 หลายเดือนก่อน

    Smani zearkey ezi agatmka zelo kelil eu haftka kemgenzebka, nkdm nnebska kun nnebska ms konka nsdraka tkown neza afkireka tbl zela emena emnet eyu wesani nsa eya natka keytgedfa eta mebalitka nsa eya, 2 gzie aytbdlekan eya gn ksab ab edka tatu keythmen

  • @teklomkahsay6796
    @teklomkahsay6796 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ሓውና ሓብትኻ መሃሪ ቦታ ባዓሉ ሒዝዋ ኣሎ ትምሃር ሕደጋ ዘረባ ሓደ ሰብ ኣትስማኣ ትምሃር ግደፋ ሓብተይ አንተትኽውን ካብ ኣመርጫ ንባኡምሰደድክዋ ምክንያቱ ናቅን ስድራኻን ለካምት አያ አንተ ምሓዛ ግን መንፋትካ ኤዩ ዝውስኖ በልሕን ንፋትን ክትከውን ድከመላ ፍቅርይ ህንጻበያ ስለዚ ካለ ከተፍክር ከቢድ ዩ ኣታልልሓካ ኣትያ አንተትከውን ከዳ ኣምላኻ ኣሚንካ ወስን sesenayu

  • @meashentesfay9016
    @meashentesfay9016 5 หลายเดือนก่อน

    😢