ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
❤🎉❤🎉❤🎉
ሙለር ጅግና ሓሪፍ ብሮ✌️✌️✌️
🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉
ብሰላም ሙፁና ❤❤❤🎉
እንድያም እናበልካ ትግርኛ የለን በጃኩም ሙሉእ ትግርኛ ግን በርትዑ ❤❤❤
ሓቂ ተኮይኑ መልሲ ሀብሉ እቶም ዝሰራሕክዮም ስራሕቲ ኣበይ ንረክቦም ብድርሰት ብዳይሬክቲንግብፕሮዲዩሰር ዝተሳተፍክሎም ስራሕቲ እንተሀልዩ እዝን እዝን ኢልኪ መልሲ ሀብና ዝሐተኪ ኣካል ስለዘየለ ናብ ኩሉ ባታ እናኣተኪ ዘየለ ነገር ኣይትመልሲ ነውረ እዩ
ሰብ ኣይተታልሊ ሰላም ዝሓፍተይ ኣነ ናትኪ ኢንተርቪው ተከታቲሎዮ እየ ዝገረመኒ ነገር ብስምኪ ዳይሬክት ዝገበርክዮ ስራሕ ዋላ ሓንቲ የላን ባዕልኪ ዝደረስክዮ ስራሕ እወን የለን ስለምንታይ ደኣ በዚ ኩሉ ስም ክትፅውዒ ደሊኪ ከም ዝመስለኒ እቲ ጋዜጠኛ ሓፍ ኣቢሉ ልዑል ናእዳ ክትረክቢ ደልዩ ክኸውን ይክእል ግን ዘይናትካ ኣይናትካን ኣብ ሓንቲ ፊልም ሓደ ክልተ ሲን ሰሪሕኪ ሪኤኪ እየ ማለት ኮረስ ኮይንኪ (መማልእቲ ) ካብኡ ብዝዘለለ ምንም ዓይነት ባግራውንድ የብልክን ሰብ አይተታልሊ ሰሪሕኪ ኣርእይና
❤🎉❤🎉❤🎉
ሙለር ጅግና ሓሪፍ ብሮ✌️✌️✌️
🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉
ብሰላም ሙፁና ❤❤❤🎉
እንድያም እናበልካ ትግርኛ የለን በጃኩም ሙሉእ ትግርኛ ግን በርትዑ ❤❤❤
ሓቂ ተኮይኑ መልሲ ሀብሉ እቶም ዝሰራሕክዮም ስራሕቲ ኣበይ ንረክቦም
ብድርሰት
ብዳይሬክቲንግ
ብፕሮዲዩሰር
ዝተሳተፍክሎም ስራሕቲ እንተሀልዩ እዝን እዝን ኢልኪ መልሲ ሀብና ዝሐተኪ ኣካል ስለዘየለ ናብ ኩሉ ባታ እናኣተኪ ዘየለ ነገር ኣይትመልሲ ነውረ እዩ