32 ዓመት ኣምባሳደር ባህሊ ትግራይ | ምሳይ ዝነበሩ ብመኪና እዮም ዝንቀሳቀሱ ኣነ ግን ሳይክል የብለይ | ሰሎሞን ባስቾካይ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 23

  • @binyamftsum-h9d
    @binyamftsum-h9d 2 หลายเดือนก่อน +1

    መ/ር ሰሎሞን ባሽቸካይ አቦ ባህላዊ ትልሄት 🙏
    ክብረት ይሃበለይ ንመዳለውቲ 🥰🥰🥰

  • @MaichewEntertainment
    @MaichewEntertainment 3 หลายเดือนก่อน +1

    ን መ/ር ሰሌ ይግበኦን ፈረቃን❤ ይወሃቦ

  • @solomonassefa3521
    @solomonassefa3521 3 หลายเดือนก่อน +1

    እካዕ ደስስስ በለካ ማስተር ሰለሞን ግርማይ:: ፍረ ድኻምኻ እካዕ ረአኻ❤ ብርትዕ ቓፅለሉ ይበል ይበል!!

  • @solomonassefa3521
    @solomonassefa3521 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሰለሞን ግርማይ እካዕ ደስ በለካ ልደኸምኸኻሉ ፍረ ውፂትኻ ረአኻ:: በርትዕ ቓፅለሉ!!

  • @michaeltilahun8898
    @michaeltilahun8898 3 หลายเดือนก่อน +2

    ❤ ሰሌዋ ዕድመ ጥዕና ይሃብኻ 🙏🏾

  • @habexhm6748
    @habexhm6748 2 หลายเดือนก่อน

    Amernon ykrablna

  • @awetafera2102
    @awetafera2102 3 หลายเดือนก่อน +1

    ክብሪ ልግብኦ ክብሪ ንሃቦ የቀንየልና

  • @emmaq1588
    @emmaq1588 3 หลายเดือนก่อน +2

    እንኳዕ ድሓና መፃእኩሞ ደስ ዝብል መደብ እዩ ቀፅልሉ

  • @mawchagebreyohannes5987
    @mawchagebreyohannes5987 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣቦ ድምቀት ትግራይና ክቡር መም/ር ሰለሙን ንስኹም ኣብ ምምዕባል ጥበብን ባህሊን ትግራይ ልዑል ስራሕ ስለ ዝሰራሕኹምን ትሰርሑ ዘለኹምን ንሕና 'ውን ንዐኦም ልዑል ክብሪ ኣለና። ክቡር ኣያና።🙏
    ብባህሊን ጥበብን ሃኒፅኩም ብተዕብይዎም ዘለኹም ሰገናት ትግራይ..ትግራይ ብጣዕሚ እያ ትምዕብል ዘላ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። ንበሩልና!!!
    ማውጫ ትግራዋይ ወዲ ሽረ ካብ ኣውሮፓ።

    • @HARAMBE-SHOW
      @HARAMBE-SHOW  3 หลายเดือนก่อน +2

      🙏🙏

    • @NatnaeltilahunNatnaeltilahun
      @NatnaeltilahunNatnaeltilahun 3 หลายเดือนก่อน +1

      ብመጀመርታ ደስ ልብል ፕሮግራም እዩ ቀፅለሉ.....ሀምዚኦም ልበሉ ኣምባሳደራት ትግራይ ኣፍልጦ ክወሃቡ እዩ ልግብኦም መዓት እንኤዉ በየቦትኡ ንትግራይ ሓሊፎም ብኣፍሪካ ብዓለም ደረጃ ባህሎም መንነቶም ለፋለጡ ዑንቑታት ልኾኑ ሰብ ሞያ ልኣብነት ሀም ናለማዓንቲ ጋሻና መ/ር ሰለሙን ፥ኽቡር ከያኒ ኣያና ፅጋቡ ተሻለ ቡዝሓት ምግላፅ ይከኣል ግን ሰኣን ኣፍልጦ ምሃብ ሰኣን ምሕጋዝ ዓቕሚ ልሰኣኑ እና ከይሰኣንናዮም ከይ ሓለፉ ዓቢይ መድረኽ ተዘጋጁዩ ኣፈልጦ ክወሃቡ ተልግበር እና ሃራምቤ ሾዉ እጃሙ ሀም ልዋፃእ ተስፋ ይገብር ይቀንየለይ። 🙏

  • @Mideacorner
    @Mideacorner 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤

  • @SimonKinetibeb
    @SimonKinetibeb 2 หลายเดือนก่อน

    Amernon

  • @wxKGebrehiwet
    @wxKGebrehiwet 3 หลายเดือนก่อน

    ትግርኛ ምዝራብ ዘይከኣልካስ ባህሊ ክትዕቅብ😂።መጀመርታ ንባዓልካ ትግርኛ ተምሃር። ካብኡ እዊን ንህና ፆቡቅ ባህልን ክብርታትን ኣለና።ብስነ ጥበብ ኣይተዓቀበን።

    • @michaeltilahun8898
      @michaeltilahun8898 3 หลายเดือนก่อน

      @@wxKGebrehiwet ኣየኑ ት ትግርኛ ንገሩናስቲ ደቂ ማይ ጠላሚት . ምኽረይ ተምሃሩ , ለብሙ, ንቅሑ እጀ ልብለኹ ...ጥይት ሒዝካ በሎም የኾነይ ምፍላጥ

  • @FeruzGebregiorgis
    @FeruzGebregiorgis 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤

  • @radah-v3g
    @radah-v3g 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @hggh7539
    @hggh7539 3 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @beyblademasters9650
    @beyblademasters9650 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤