"ደገ ሞት ሪኣ ዝተመልሰት ህፃን!"
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 8 ก.พ. 2025
- ኣብ ወረዳ ኣላጀ ጣብያ ቀይሕ ተኽሊ ካብ ሓደ ብጣዕሚ ድኻ ቤተሰብ ተወሊዳ ዓብያ። ከም ኩሉ ህፃን ብንፁህ ልቢ ትመላለሰሉ ኣብ ዝነበረትሉ ዓለም ግን ኣዝዩ ከቢድ ፈተና ኣጋጠማ። ገና ዘይወንወነት ጓል 14 ዓመት ሰገን ከላ ክልተ ጨካናት መናእሰይ ኣብ መንገዲ ሓኒቖም ይደፍርዋ። ብህይወት ድሒና ንኸይትጥቁሞም ድማ ናብ ገደል ኣፅዲፎማ። ጎየን ዘይመነዋ ኣእጋራን ሓመድ ዓዅተን ዘይወዳኣ ኣእዳዋን ተሰባበራ። ኣስናናን ኣዕፅምቲ ገፃን ደቐቐ። ትረፊ ክብላ ግን ድሒና ነዞም ጨካናት ደፈርታ ክእሰሩ ገበረት፤ እንተኾነ ዋና ተጠርጣሪ ካብ ማእሰርቲ ኣምሊጡ ዝብል መርድእ ንስድራ ተነግሮም። እናበለ ዝቕፅል እዚ ታሪኽ - ፍትሒ ምስ ፀምአ እንሆ ናብ ፕሎት ሚድያ በፂሑ። እዚ ታሪኽ ሰገን ሰሰን ሳሙኤል እዩ። ኣርሕቡ!
ዓደይ ክአቲ ደልየኔረ ይትረፈኒ ሰደተይ ይሕሸኒ ወላ ናፍቕ ይሃልወኒ ዓኽኽ ሓባሪ ዝሰአነ ህዝቢ😢😢😢😢
ዋላ ኣነ ሎምስ ፈሪሐ😢
ክንደይ አሎ ዘይተዘረበ 😢 ትግራይ ሲኦል ካብትከውን ፀኒሓ ኣላ።
_አጀና እንበረ ዓድና እካ ገለ እየ ኮይኑ ዘሎ ሰድትና አሕፅረልና አልና ንእግዚአብሔር ንልምን አለና_
ዋላ ኣነ ብጣዕሚ ብጣዕሚ ኣፅሊኡኒ😢😢😢😢😢
ኦፈፈፈ ክንደየነይ ሞ የሕምምም ኣረ እዝኦም ሰባት ድዮም ቡሱሩ እስክ ፈጣረ ነይ እዶም ያሃቦም ዋይ ዕሸል እስክ ኣጀኩ ዛሓፈተይ 🙏😢😢😢
እዋይ ዛዓድና ናበይ ገፃ እያ ትከይድ ዘላ ከምናይ ሱዑዲ ዓረብ ሕጊ ምፀደቀ ከመይ ፅቡቅ ነበረ😢😢
ትግራዋይ እየ ኢለ ዘሕብነና ዘነበረ ትግራዎት ንሙካና የሕፍረና ኣሎ😭
መራሒ ዝሳአነ ዓዲ ህዝብና ተሳቕዩ 😢😢😢😢 💔💔💔💔
❤❤😢😢😢 ኤርትራዊ እዩ ጸላኢ ህዝቢ ትግራይ ካአ ይሃለለይ ጸላኢ ህዝቢ ትግራይ ትግራዋይ እዩ ።
Ane kemzi ab tgray zgber zelo ab Eritrea semie ayfeltn
ንኤርትራዊ ከ ተላግቡ ኤርትራዊ ኑጹህ እዩ ነዞም ከምዚ ዝገብሩ በታ ዝገርዎ ገበን ፍረድዎም በታ ገደል ዘይ ተጽድፍዎም ኣብቅድሚ ኣምላክ ዘሕመካ እዩ💔🇪🇷😭
💔🇪🇷😭ዋይ ሓፍተይ ሑስማት ረኪቦማ ኣዛብእ እዮም እዚኦም ከምታ ዝዓመጽዋ በታ ገደል ዘጽደፍዋ በታ ገደል ኣጽድፍዎም ረሳሓት ጋኒናት ዝገርም እዩ እሞ ሓዚነ ኣነ ኣብቅድሚ ኣምላክ💔😭
ወይ ዓድና ክንኣቲ ንደሊ ኣለና ዋ ንሕደጎ ኣቱም ህዝብ ካብ ስዑዲ ንልብያ መንገዲ ይህልዶ 💔እዚ ናሰማዓካ ዓዲ ኣለኒ ምባል መሕፈሪ እዩ ዋ😢ኣምላክ ይሓግዝካ መንግስትስ የለይዋ ካብ ፈጣሪ 😢
ከቢድዩ ኣብ ሰደት ዘለና 😢
ጎይታ የሱስ አቦ ዝተበደሉ ንስካ ኢካ ካብ ሰብ ትርፊ የለን ንኩሉ ድማ ትራኢ አለካ ነዛ ሃፍቲ ፍትሂ ክትረክብ እልምነካ አለኩ ስለ በደልና ምህረት ግበረልና😭😭😭😭😭
ኡፍ ኣታ ኣምላክ ባዕልኪ እባ ምሕረትካ ጠምተና እዚ መንእሰይ እንታይ እዩ ጉዱ እዋይ ዓደይ ምዓረይ ምዓዝ እኪ ናብ ዝነበርክዮ ትምለሲ ኣቶ ሕማቅ ትገብሩ ልቦና ይሃብኩም ኣዘኪ ዝሓፍተይ❤
ሕማቅ ስማዕ ብታዕሚ ዘሕዝን።
ኩሉ ጸገማት ናይ ደገግፍዕታት ተጻዊርናዮ ነርና ሓገዛት ከኣ ብዓቅምና ውን እናሓገዝና ነርና። ኣብ ውሽጥኩም ዘሎ ሕግታትኩም ኣትርሩ ተጋሩ፡ ብጣዕሚ ተሰሚዕኒ፡ ይቅሬታ ዝስማዕ ዘሎ ኣማና መሪሩ፡ ስለምንታይ ሕጊ ሒዙ ዝሰዶም why? ? ? እቶም ገበኛታት ኣብ ሕጊ ዘለዉ ኢዮም። ብገንዘብ ብወሓስ ብብላዕ ዝሰዱዎም ዘለዉ፡ ሕግኩም መርምሩ ኣትርሩ please.
መንግሰቲ fail ገይሩ እዩ ። ኣብ ሰልጣን ፍክክር እዮም ዘለው ብጣዕሚ ምዘኒ
ዋይ ፍትሒ ዝተሳኣነላ ግዜ ከሐሽ እዩ ተበልናስ እናገደደ ከዓ ይቅፅል ኣሎ😢😢😢😢😢
እግዝኣብሀሔ ኣምላኽ ካብዝሰዊረና ኣነስ ፈሪሐ ብልብ መዳህን ኤለም ፈጣሪ ዓለም ባዕኻ ፊረድ😢😢😢
ኣጀኻ ዝሓወ ንስኻ ኑፉዕ ጠንካራ ጂግና ኣቦ የኻ እግዝኣብሔር ኣሜላኽ ንዛ ጋህን ሓዘንን ዘመለአት ገዛኹም ናብ ሓጎስ ይቀይሮ😢😢
ዋይ ፋትሒ ዝተሳአነሉ ግዜ 😢😢😢
ዋይ አታ ታይኡ ድኾንሎ እዝ ሰብ እፍፍፍፍ💔💔💔 ፈጣሪ አቦይ እካዕ ዳአም እዛ ሞት ናባዕኻ ኾነት
እግዚአብሄር ኣምላክ ፍትሒ የውርድ ኣይዞካ ዝሓወይ😢😢😢
አነ ከም አነ አብ ትግራይ ሐዲሺ ሕግ ኪወጸኤ አለዋ ።ንዚቀተለ ኪቅተል ንዚሰረቀ እዱ ኪቁረጺ ወዘተ ዚብሉ
መንሞ ክገብሮ ንኸበዶም እምበር ንህዝቢ ዘይሓልዩ ጉሓፋተ መራሕቲ ሒዝኻ😢
ፈጣሪ ፍትሒ የውርድ ኣይዞካ ዝሓወይ
ጓል ወሊድካ ዘይትሕጎሰሉ ግዜ በፂሕና እፍ ፍትሒ ንደቂ አንስትዮ😢😢
ጉአለይ ብሃቂ ዘሕዝን እዩ አጆኪ አምላክ አሎ ፈዳይ ሕነ ዝፈዲ ጎይታ ጥራይ እዩ ምህረት አምላክ የብዝሃልኩም
ከመይ እዩ ዝኾውን ዘሎ እዚ ሕብረተሰብ ግን ካብ ጸላእትና ድኣ ብምንታይ ይነኣኣሱ እዛ ህጻን ናይ ዕሸል ዕድሚኣ ክንዲዚ ጭካኔ 😢
ቅድመኻ ይሰደደን ጎይታዋይ ኣይ ድኽነት እህህህህህህ😢😢😢😢😢😢😢
ዋይ ፍትሒ ዝተሳአነሉ ግዜ😢😢
ኣጀኪ ጋል ዓደይ ፍትሒ ንደቂ ኣኒኢስትዮ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ ሲሳይ ወረስ🙏
እግዜአቤህ ምሕረት ይውርደልና እግዜአቤህ ሆይ ምስትውዓል ሃበና አብይት ይቅር በለን አባትየ ይቅር በለን
እፍፍፍፍፍፍፍ ኣይኸኣልኩን ኸዝስ ታይ ዝበለ ጭካኔ እዩ 😭😭😭 አቦ ዓንዲ ገዛ ጸዋሪ ኹሉ ኣብ ከብዱ ክብሪ ልአቦ ዓብይ ቦታ እኒኤኒ መድሃኒኣለም ናይ ርህራሔ መንፈስ ይልኣኸልና ሰገነይ እመብርሃነይ ምሳኺ ትኹን 😭😭😭 በደልና ሓዲጉ ሰላምን ዕግበትን ምሕረትን ልህዝብና የውርደልና 🙏🙏🙏
እፍፍፍፍፍ 😢😢😢😢 አረ ዓድና ግን ናበይ እያ ትኸይድ ዘላ ሕጊ ይንገስ ፍትሒ እንተነጊሱ እዩ በደል ዝቅንስ ኣረ ፍትሒሒሒሒ😢😢😢😢
ዋይ ከመይ እዩ ዝኮን ዘሎ ዝሕጊ እረ ፍትሒ ንደቂ ኣነስትዮ😢😢
ዋይ ትግራይ ዳስኦል ትቐየረት ፅቡቕ ደይትሰመዐሉ ግዜ 😢😢😢😢😢😢😢😢
ዎ ኣምላኸይ ዎ ፈጣሪ ፍትሒ ክትህበና ንልምነካ ኣለና ንዓድና ንስኻ ሓልዋ ኣምላኸይ ህዝብኻ ኣድሕን ርስትኻ ባርኽ ፍትሒ ንደቂ ኣነስትዮ ፍትሒ ንሓፍትና
አየ ወላድ ለም ድረኸቦ ካድገደለማ ወላድ የሕዝን😭💔😭♠️😭
ፊልሚ ዝመስል አዝዪ መሕዘኒ ታሪክ
ሕጊ የለን ኣብ ትግራይ ብሱሩ 😢😢😢😢😢😢😢😢
ስጉምቲ የለን #ወንጀል ኣሎ እናገደደ ከዓ ይቅፅል ኣሎ😢😢😢😢😢😢😢
ፈጣሪ ፍትሕ ይላኣክልኪ
ኣጆኪ ዛሓፍተይ። 😢😢😢😢
Amlak yhagzkum fetari yhalkum
😢😢ማዓረይ
😢😢😢😢😢😢ዋይ ማዓረይ😢😢😢
Btaemieu zehznela antmusebat emtayena nlewin zelenatom krstiyan enbhal krstiyambakema loms. mtraf yhaysh😢😢😢
አፍፍፍ በጣዕሚ ይሕዝን😢😢😢
ላበይ ኢና ንኸዶ🥺💔
ትግራይ ግን ኣመና መሰከፊትን መጽሊእትን ኾይና ኣብ ሰደት ብናፍቖት ተሓሚስና ኣብ ኩናት ግዜ ደም ነቢዕናስ ሕዚ ውን ብስንኪ ደቂ ዓዲ ደም የነብዕ ስደራኻ ናፊቅኻ ዘይትኸደሉ💔🥺
እግዚአብሔር ይፍረደልኪ ሓፍተይ😭😭
Uffff bejakum iba fithi ngaul anisiteyti way sihger abey iyen kinbera wey gud azika nebisika zexilei hiwet tegaru bejakum qolahita geberilu 😢😢😢😢
መሰልጠኒ፣ማፍያ፣ትግራይ፣ወዮላቹ፣
ኣየ ዓድና😢
ኣሕ ማዓረይ 😥
Eway galey. Tgray si shaebya do knsedealkum kexaffkum
Btaemi yhzneaka mesel wedi seb zeyele.
😢😢😢😢 አቱቱም ሰባት😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
May the Lord God heal your entire body, in Jesus' precious name I pray
ካብ ስደት ናብ ትግራይ ምምላሱ ኣፅሊእኒ መንገዛ ዓደይ እህ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
ኣጆካ ሓወይ ፍትሒ ንሓፍትና😢
አየ ጌታቸው ኢድካ አይትስአን አጆኪ እዛ ጋለይ
ውይ ሓፍተይ ኣህ😢😢😢
Btamy yknelena mlka bzey mrayka ylmed kmu gsen Aytrewen
😢😢😢 Heart breaking😢😢😢
እዝግዮ💔💔😭😭
መሕፈሮ ሕጊ ዘየለ😢😢😢😢😢
😢😢😢😢💔💔💔💔😭😭habtey natey ajeki
ታይ ዝገበረ ቆልዑ የን ግን ብጻላኢ ዝወረደን ንከየማርራ ድዩ ብወዲ ዓደን ክንድዚ ግፍዒ
ኡይ ኡይ አታ ስለ ወላዲተ አምላክ በጃኩም ስል ህጽናት አይትጨክኑ ቅሩብ አምላክ ፍርሑ
Very interesting
እሕሕሕሕሕ ደካ ዘይነበረላ ዓዲ
እዋይይይይ ህዝበይይ😢😢😢😢😢😢😢
ቅዲመኽ ይስደደን ጋልነአይ ዋ😢 ኣጀኽ
ኣይይይ ዝዓድና😢😢😢
በስማኣም😢😢😢😢😢😢
Wayyy haftey ezi kulu neaki dhan amelk alo ezi kulu zebixehaki gudiat zekifel
ዋይ ሓፍትይ 😢😢😢😢😢😢😢
ዓክ 😢😢😢
Ehi gualy❤❤❤ ajoki goyta yhagzkj
nay wtsuat dmtsi sle tkonu zelekum edmen tenan yhabkum
እቲ ኩሉ ሓሶት እወ እቲ ኩሉ ሕስድና ዝተገብረ ዕንደራን ዕብዳን ኣብ ልዕሊና እቲ ኣብ ግዜ ኩናት ዝተባህለ ናይ ሓሶት ዓመጽ ከምዝነበረን ካብኹም: ናባኹም : ብኣኹምን ከምዝነበረ ሕጂ ኣብ ግብሪ ንርእዮ ኣለና: ዝግ: ቀሲ ጥራይ በሉ እቲ ኩሉ መርገም ብሓሶት ዝመስከርኩሞ ብሕጂ ክትርእይዎ እኹም: ፎእእእ
👹👹👹🇪🇷👹🇪🇷👹
Ata kendey yehasmo eyom ezeyom besmam 💔🥹
ወይ ታይ ዓይነት ጨካናት ፍጠርት እየሞ
ፍትሒ ናሓፍትና😢
Hzbi tgray shelel aytbelu tensau hiji sk entelkum tsbah ab reskum eya mesel deki anstyo ythalo terir higi ytsdek geberena b whas kwetse aygbaen ageb
ኣይይይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
Mearey abon galn lewahat eyom kab xebeba yewxkum amlak haftey natey kea tenkara eki abea kexlla shkor haftey nsom kea ab hgi keribom ati natki ztegodaekyo eka tezey temelese gn kea nay edom krekbu alewom ajoki ❤❤mkrtey amixkas meliska kea ketexdf si bae etay aynet hlna u gn ayyyy ygerm u
ኣረ ሕጊ ደቂ ኣንስትዬ😢😢😢😢😢😢
Ms yehwatu koynu kusadu ybtekom memhari kikunu eiyom thti edme amixkas korieka zkyed adi eintay aynet nieqet eiyu 😢😢😢 hinekum fdeyu Atum sdra hade hlfetu yake 😢
ሰብ ሩጉም 💔ዋይ ሓፍተይ😥😥😥
እፍፍፍ😢😢😢😢😢😢😢
እፍፍፍ ማዓረይ😢
እፍፍፍ😭😭😭❤❤🙏🙏
Gualeyyyy gualey😭😭😭entay eyu gudu egzioooo.
Entay aynet hzbi eyom wedey foo
Way gualey 😢😢
ሰልክ ናይ ዞም ገዛ ኣበይ ኣሎ
Eway Tigray siol
Eway hawey
😢😢😢😢😢😢ኡፈፍፍፍፍ ጋል ነይ
💔💔💔💊💊💊💊💊
Seb kdks. Zey dks fetari alo❤❤❤❤
አዛብዕ በዚሖም😢
በስማአም😢
😢😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏አረ ተተባብዐየም ኣሐዋተይ ፈተዉቲ ትግርኛ ላይክ ሳብክራይብ ንግበር ኣሐዋተይ ማዓረይ😢 ንምንታይ ንሓልፍ አረ😢
Adey Mary Ate Ado Gena Malte gdlke Abzye wedkey Adey Mary Ayku Khlfe eyu Keme Tmaley .😂😂😂
Aye Tegaruna 😭😭😭
Ahhh kdmeki da😢😢😢😢