"ቀታሊ ሰናይት ንክርከብ ሓገዝቲ ክንኸውን ኢና-ወላዲ ቀታሊ ተባሂሉ ዝተጠርጠረ!"
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 5 ก.พ. 2025
- ናይል ሚድያ ቅድሚ ሕዚ ኣብ ከተማ መኾኒ ብዘስካሕኽሕ ኹነታት ህይወታ ብዛዕባ ዝሰኣነት ጓል 23 ዓመት ሰናይት ብዝምልከት ምስ ወላዲታን ምንኣስ ሓፍታን ፃንሒት ጌርና ምንባርና ይዝከር።
ቐታሊ ሰናይት ተባሂሉ ዝተጠርጠረ ግለሰብ ብውሳነ ቤት ፍርዲ ነፃ ተባሂሉ እዩ።
ወላዲ ኣቦ ተጠርጣሪ ናብ ሚድያና ብምምፃእ "ወደይ ንሰናይት ኣይቀተላን ፤ ሓቂ ኣለኒ ስምዑኒ"ይብሉ።
ሕዚ 'ውን ሰናይት ፍትሒ ንኽትረክብ ንሕተት፤ ወደይ ግን ቀታሊ ሰናይት ኣይኮነን ይብሉ።
ባዕሉ ይቅረብ ትብሉ እስኪ ተኣከቡ😢
ሓቅነት እንተሃሊዎ ግድን
❤
💯 you are right ✅️
ባዕሉ ይቅረብ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
መፃልእቲኻ ብዓል ውኖ ይግብሮ ዝበሃልስ ለከ ናይ ብሓቂ እዩ😢😢😢😢😢😢😢 ንባራክ ኣሙፁሉና ካብ ቃሉ ይሰማዕ😢😢😢😢😢
HBEY HWSWS ABILKAYA !!!
ብስሩከ ትሓስቢ ዶ እወ ቃቲሉዋ ክብሉ ወላዲ እዮም ኾ ዋእ ብስሩ እስኪ እዉን ኣስተኻኺልኪ ኣምጽእልና ማለተይ ባዕሉ ይቅረብ 😢😢😢😢
ኣነም ኣግሪምለይ ከመይ ገይሩ ወላዲ ከምኡ ክብል ትፀበ
እረ ሓቂ ይውፃእ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ልስናይት 😢😢😢😢😢😢😢😢 ናይዙ ጅግና ተጋዳላይ ግን ወዲቁ ድዩ ቃርዩ 😢😢😢 እረ ናዩለ ይቅረብ 😢😢😢😢
ታይ ኾይኖም ወዶሞ ሒዞም ዘይቃርቡ 😢 ምክንያቱ ቃሉ ዝይህብ ንሱ ከ
ሃድሙ / ትሸኩዑ እዩ ዘሎ
እግዚአብሔር ምስ ሐቀኛ ይኹን
አሜን አሜን አሜን 😢
ማርያም መኾኒ ባዕላ ትፍረድ ኻልእ ታንብል 😭😭
ክብር ወላዲ ክንድ ብፅሕ ውልድካ ኣይትማሓል። ንመዋትቲ ሓፍትና እውን መንግስቲ ሰማይ የዋርሳ ። ፍርዲ ካብ ኣምላኽ ኢዩ።
😭😭😭😭😭😭ወለድ መዋት ጵንዓት ይሀብም አምላኽ ብውላትክም። ርከኸብዎ አረግት ሰብአይ ሐስው
ጋዜጠኛ አ ግን አድናቂአ እየ 🎉🎉😢😢
እግዚአብሔር ይፈርዳ🙏😭😢
ባራኪ ይቅረብ😢😢
እግዚአብሔር ይፈርዳል
መድሃኒ ኣለም ምስ ዝተበደለ ይኩን ደም ንፁህ ሰብ ማዓልቲ ይነውሕ እምበር ጠፊኡ ኣይጠፍእን
ገዛ እንድሕሪ ናይሩ ምሳኩም ዳአ ክትሪድኡ ከለኩም ምሳኩም ደይናበረ አበይ ናይሩ ዳሕረይ ንወንጀለኛ ሰለምንታይ ኢኩም ተጠሪጣሪ ትብልወባ ናዲአ ፅንዓት ያሀባ እዋይ ትግራይ 😢😢
ዘየፃረኺ ክፉኡን ጽቡቅን አይትናገሪ
አምላኽ ንውጹዕ ይርኤገባሪ ክፉእ ይግለጾ ካብታ ሞታስ ሕጂ ገዲዱዎም እዞም ሐዘንተኛታት ወለዲ🙏🙏🙏
ፍትሒ ፍትሒ ንሰናይት
ሓቂ ክወፅ ኣለዎ
ኦጌታ ሆይ አንተ ፍረድ😢😢😢
ድሕር ወርሕ እንድዩ ትረኽቡ ታዓባኣ ብሎምን ዓዲ ቤተሰብ ኣብ ገጠር ብሉ ቃሉ ዝሃበሉ ንምንታይ ፖልስ ወረቀቱ ኣጥፍእዎ የህ ፈጣሪ ይፍረድ😢
አቱም ሰባት እወ ቅትልዋ እወ አፋራርሕዋ ድዮም ክብሉ ትጽበ አለኹም ወላዲ እየምኮ ከመይ ገይሮም ልዉላዶም እሕልፎም ኩዉ አሕሕሕሕሕ 😥🥺😥🥺😥🥺🥺
እኮ
ዋይ አፍ ጨል ንእሽተይ ዶ ሕፍር ዎሉይ ፈጣር ሆይ ባዕልካ ፍረድ ፍትሕ ፍትሕ ፍትሕ ድሰናይት😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
አዝአኤም ሰብአይ ናይ ወድም ግኑ እዬም ዘለው ወልአ ዝመት ሕግ ዘብል ዓድ። ንሰድራ መዋትት ጵንዓት ይሀብም መንግሰተ ሰማይ የዋርሳ😭😭😭😭😭😭😭✝️
ዓሻራ ልባሐል ነገር የለይ ድዩ አብ ትግራይ።
ክጽሕፋ ዝሓሰብኩ ሓሳብ👌
@@loveyourself2406 አሎባ
ምስክር ገይርካ ድዩ ዝቅተል እቲ ተጋዳላይከ ወዲቑ ድዩ ተሪፉ ዘይጥየቅ
አታ ቁንጅና ደይርአየ ሰብ እኮ ጉብዝና በስምአም አደኡ ድፍእ ትበል ትደፉኡ ቃርዩ አብ ማእኸል ሜዳ እፍፍፍፍ😭😭😭😭😭
@@ማርያም-ኰ7ጸ ትፎልጦ ዲካ ማዓረይ 😭
@@jeirejeire8992 ጓል ይአ ግን አፍት ዝሞቱሉ እዩ ዓደይ አብ ሆስፒታል ከይድና ርእናዮባ እፍፍፍፍፍ😭😭😭😭
@@ማርያም-ኰ7ጸ ብጣዓሚ እዩ ለሕዝን ካብ ፀላኢ ወፂኡስ ብደቂ ዓዱ ተቀቲሉ 😭
@jeirejeire8992 ብጣዕሚ ካብዝ ኹሉ ሓው ወፁ ምስ ጥምየቱይ ፅምኡይ አደዋኡ ሓልማ ሓድራ ትኾን ድአም እህህህ😭😭😭😭
እቲ ተጋደላይ ከ ተተፈለጠይ ድዩ ቀሪዮ ብጣዓሚ የሐዚን😭😭
ፍትሒ ልሰናይት😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ይቅርታ እበር ባዕሉ ቃሉ እንድሕር ሂቡስ ንምንታይ ወላዲ ይመፅኡ ሲጀመር ገበነኛ እበር ተጠርጣሪ ኣይኮነን ባዕሉ ቃሉ ሂቡ መሰካክር መሲክሮም ከዝውን ፍትሒ ፍትሒ ይንገስ 😢😢😢
ትደብቁ እዩ ዘሎ
@ራያራዩማ-ቨ8የ ይገርም እዩ ኣነ መሊሰ ክደፍኦ ኔረ
ትክክል 😢😢
@@HayatHayat-g5y እስኽኸ ሃመይ ልበልኺ ሰብ እኺ በዛኺ ኣየ ሰብ ብጣዕሚ የሕዝን ብዘይ ፈልጦ ጉዳይ ጣልቃ ምእታይ ማሃይምነት ይኡ
@@HayatHayat-g5yኣቲ ጨምላቅ ስርዓት ሓዚ ስር ስር ኣይትበሊ
justice for senayit ዳግም ሀቁ ይወጣል
ፍትሒ ንሳናይት
እቲ ተገዳላይኸ መን ዋሕሱ😢😢
ወዶም ኣሕቦኦም ዘይሓፍሩ 😢😢 ኦ ፈጣሪ ፍረድ
ባዕሉ ይቅረብ 😢😢😢
ኣብ ገዛ እንድሕር ኮይኑ ንምንታይ ምሳኣቶም ዘይረደአ ሓቂ እንድሕር ኮይኑ
ኤረ ኣይትፍረዱ ዓዲ ራያ ሃምደይትፈልጥዎ በዘይ ወዓሎ ተቓተልዎኸ
@ገኒ.ጓል.ተዋህዶ ማለት ራያ ድረኸዎ ድዩ ዝቃትል
@@ራያራዩማ-ቨ8የ ቓታሊ ትብህሉ ድትጠርጠረ ሰብ ሃምይ ብሉ ምስኣቶም ክረአ ዋላማ ኣይግበሮ ክድን ይኡ ክስወር ንዕቐትዶ
Are bejakum ageb kemey elkum abkindi wedkum timskru hiji wn fthi ni senayt 👈😭💔
ኣረጊት ሓሳዊ ቃትሉ እወ ደማ ክብል😢😢😢😢
ለይቃተለኸ ግድን ድዩ እወ ክብል
ኣቲ ረሳሕ ዘይቃተለ ደማ ቃትለ ይብሃል እዩ ሓስኻ ኣይትመስክር ይብል ፈጣሪ ኣደብ ግበሪሉ ቃላትኺ😏
ናይል ♥️♥️
ለሕዝን ታሪኽ! 💔
ባዕሉ ይቅረብ😢
ኣታ ሕዶጉናይዶ ወድኹም ካብ ሰብ ዝተፈለየ ኣይኮነንዋ ትግራይ ንሃፍታም ገነት እያ 😢😢
Ata resah tikitokr sirat haz aytikonen kunenyam
ባሓቅ😢😢😢
ኣብ ናይ ወንጀል ክሲ 100% ከምዝፈፀሞ እንተዘይተረጋጊፁ ክፍረድ ኣይኽእልን። ናይ ይመስለኒ ፍርዲ ኣብ ወንጀል ኣብ ተፈራዲ ሂወት ሓደጋ ከስዕብ ስለዝኽእል ጥንቃቐ የድሊ።
ቤተሰባ እንተመስኪሮም እወ ይፍረዶ ግን እቲ ሓደ ዘጥነሳ እታ ጎሮቤታ ክቐትለኒ የፈራርሐኒ ኣሎ ዝበለታ እንታይ ኮይኑ ዘይተሓተተ
@habesha132ab ኣብ መጀመሪያ ወይ ኣብ ዞባ እኮ ሙሉእነት ዘይብሉ ምስክርነት እዩ እንተሊዎ፣ ምስክርነት ብዓይኒ እንተዘይሪኦም ወይ ካልእ መረጋገፂ እንተዘይሪኺቦም ይብል ነይሩ ወይ ትብል ነይራ ብስማዕ ስማዕ ወንጀል ኣይፍረድን ካልእ ተወሳኺ ናይ ሰብ ይኹን ናይ ማቴሪያል ማስረጃ ክቐርብ ኣለዎ። ካልእ ናይ መጀመሪያ ምርመራ መዝገብ ተቐይሩ ካልእ ምርመራ እንትስነድ ፍርዲ ቤት ክርእን ክሰምዕን ይግባእ። ጥራሕ ሰብ ስለ ዝሞተ ፍትሒ ክትህብ ኢልካ ካልእ ንፁህ ከኡትልክም ምጥንቃቅ ድማ ናይ ዳኛ ስራሕ። ንኡ ድማ እዩ ንፍታቡሄር ክሲ ዝቕፃዕ ገንዘብ ስለዝኾነ ካብ 51% ንላዕሊ ተፈፂሙ እዩ እንተሊዎ ንወንጀል ግን እቲ ድርጊት ፈፃሚ 100% ከምዝፈፀሞ ርግፀኛነት እንተረኺቡ ኢሉ የቐምጦ እቲ ናይ ሕጊ ኮንሴት። ብወንጀል ዝፍረድ ሰብ ኣብ ሂወቱ ዝፍረድ እውን ስለዝኾነ። ዝምርምሮ ዝነበረ ላዕለዋይ ዳኛ ተቐይሩ ክርክሩን ፍሰቱን ዘይተኸታተለ ዳኛ ምፅእ ኢሉ ውውንጀል ክፈርድ ዓርሱ ዝኸኣለ ግድፈት ስለዘምፅእ ማለተይ እዩ።
@@habesha132abወዲ ዘብአብሩክ ኢዩ ዝቃተላ ሰለስተ ወርሒ ተአሲሩ ተፈቲሑ ምጥናሳ አይደልን ክትሰዶ ይነግራ ነይሩ ትአብዮ ነይራ
ጓል ኣካትየዋ ነብስኽ ባዕላ ትፍረድ ኣነስ ምንም ክብል ኣይኽእልይዋ😢😢😢
Amlak ferd hab
ድሞያትትለ ነብሳ ይማሓሮ ፈጣሪ ቃታላኣለ ፈጣሪ ያዉፀኤላ ኻብድ ዩኡ ድትለ ድትለ ማለት ኣይኣልይ
ክንድአፍ በኩሪ ዉላድካ አይትምሓል ድዩ ዝተባሃለ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
ግን ከመይ ገሩ እወ ቀቲልዋ ክብለኩም ትፅበዮ🤔 ይቃልለለይ ኢሉ ከም ዝነበረ ተዛርበም ኮ ኣሚኑ ማለት እንድዩ🙄🤔🤔😒😒😢😢
ብትኽክል
መጀመርያ እቲ ሓቂ ፈሊኺ ኣፃርይዮ ዳሕራይ ናብ ፍርዲ ክትመፂ ኢኺ
ባዓሉ ዘይቀርብ ማ ማለት ክንፈርድ ካብ ኣንደበቱ@@EeEr-t1s
መጀመርያ ሕጊ ኣፃሪዩ ዝወደኦ ከመይ እወ ክብሉ ሕጊ ይፍረዳና እዮምኮ ዝበሉ
እንታይ ትብል ኔራ ኣደይ ሓላል መስለኩም 🤔ኣብ ክንዲ ብጹሕ ውላድካ ኣይትምሓል ትብል ኔራ. ስለዚ ኣብ ክንዲ ብጹሕ ውላድኩም ኣይትምሓሉ ኣቦና 🙏🏼ንሓፍትና ሰናይት መንግስተ ሰማያት ይዋርሳ 🙏🏼ፍትሒ ንስድራ ሰናይት ጽንዓት ይሃብኩም ውን 🙏🏼😭
እሞ ምምሓል ዘይኮነ ንሶምኮ ምስክር ይኦም ዘለው በታ ዝሞተትላ ማዕልቲ ምስኦም ከምዝነበረ ሕጊ ኣፀሪዩ ነፃ ከምዝበሎ ብመርተዖ እዮም ዝዛረብለው
@@Eruna1993 ዘይቀተላ ለኮ ክኮን ይክእል ካሊእ ቀቲሉዋ ክከውን ይክእል
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ዋይ ባዕልኺ ዘይኻነ ሰብ ትቀረበ በጣዕሚ ተሓዘን ዋይ ታይ ዓይነት ቀህመም ኣኪ ጓልይ አዎ ቀተሎ ደዮም ከብልኪ ህዝዉ 😅😂😂😂
ሓደ ሰብ ገበን ፈፂሙ ዝባሃል ድሕሪ ቤት ፈርዲ እዩ ጋይሰ ስምዕዎም ዞም ወላዲና ማ ቅድሚ ምፃሓፍኩም
ናታ ተበዳልት እኖ ሼር ኢልናዮ ፌስቡከይ ኣዕፅዮምኒ እዮም ደም ክፈርድ እዩ😢😢
ኣጆኪ/ካ🙏
ሕሕሕሕሕሕ😢😢😢ክደይ ብጽው ውላድካ አትማሓል
ባዕሉ ይቅረብ አይቃተልኩይ ብሉ በመፀሓፉ ይማሓል ደማ ሰ ሓቅ እሰ ህዲ ኮዩኑ ሰ ፈጣራ ኽፈርዲ ዩኡ😭😭💔
ስብኣይ ኣዘራርባ ጠንካራ እዩ ክንዲቦኽሪ ውላድኻ ኣትምሓል እዩ ሓደ ፈጣሪ እዩ ዝፈልጥ ።
Lab..Nyram
ፍትሕ ድሰናይት ወላድ ቀትልዋ አብልን😢
ሰናይት ጥራሕ ኣይኾነትይ Tdf እውን ቃትሉዎ እዩ ግን ጠያቅ የብሉይ ንበተሰብ ኣብ ውግእ ትሰውኡ እሎ ኣርደኦሞም እዩም ጉዱ ብዙሕ እዩ
ቅድሚ ሕማቅ ምንጋርኻ እቲ ሓቂ ኣፃሪኻ ትናገር ምኽንያቱ ሓቂ መቸም ወዲቃ ኣይትተርፍን😗
@EeEr-t1s ትሽ ልማዳኹም ይኡ ሰብ ምብላዕ ጉበ ናሃውኹም ሕጊ ኣኽብሩ ብቻ ፈጣሪ ይፈርዳል
ኣታ ሃምኣኻ ድበለ ሰብ ሕጊ ኣይፎልጦይ ማሃይም
አቦ ኮይኡ ቃትሉ እወ ወደይ ክብል ድኡ ባዕሉ ደይቃርብ 😢😢😢😢😢😢😢
አረ በይዛኹም ሕፈሩ ዎያ ፍቅረኝኣ እዩ ነይሩ ንዑኡ ገዲፋ ካሊኢ ምስሓዘት እዩ ዝቀተላ እና ክንድ ብፁሕ ውልድካ ድማ ኣይትሕለፍ እዩ ስጀመር ናይመን ወላድማ ውልደይ ሕማቅ እዩ ይብል ኮይኑዋ ዝሮ ዝሮ ሞተ ገዶዶ😢😢
ድኻ እየ ዝበሉስ ታይ ማለት እዩ ኹሉ መሬት ሕዘሞ እዮም ኣብ ከተማ ሞኾኒ ጉቦ ይበልዑ እዮም ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን 😢😢
አታ ሕደግይዶ ምስጥር አይታውፁኡ ኡኡኡኡ
ህብኻዮም ዶ ነብርኻ
@@HuryDesta ሓውኺ ኾይኖም ድዩ ኣነ ታይኢለ እየ ዝህብ
ፍትሒ ፍትሒ ካብ ባዓል ጣፍ ባዓል ኣፍ ኣትግበርዎ ፍትሒ ንክለን ግዳያት ሞት ዝካና ኣሕወትና😭😭😭😭😭😭😭😭
ኣየ ፈጣር ባዕሉ ይፍርድ እማ ወደይ ቓቱሉ ክብሉ ደማ ይኡ😢😢😢😢😢😢😢
Midea Malet kemzi eyu ❤
ባዕሉ የቅረብ እስቲ ትቡሉ 😢😢😢😢😢
ክንድ ብፅሕ ውልድካ አይትማሓል
ትኽክል😢
ልምንታይ ባዕሉ ለይ መፀ ትግራይ ልድካ አይትኮንን ግን ሐደ ማዓልቲ ፈጣሪ ክፈርድ እዩ
ባዕሉ ይቕረብ
ጌታቸው ረዳ ኢድ ይህልዎ ኣብ ምውጽኡ ተሓታቲ አዩ ግን እግዚኣብሄር ባዕሉ ይግለጾ ኩሉ ይሪኦሎ ወላዲት ኣይዞኽን ሓቂ ግዜ ሓልያ ክትወጽእያ።
ሓደ እቲ ፈፃሚ ገበን ትጠርጣር ይቅረብ
ኻላኣይ ወደይ ድሕር ወሪሕ እየ ልቓረብ ድብል ወግዕ ብድኾነ መንገድ ኣይቓረበይ ብድቓረበ ለ እቲ 25 ዓመት ፍርድ ብደይ ምኽንያት ኣይትፎሮዶይ ስለ 90 % ገበነኛ እዩ::😢
ዙ ኢንተርቪዉ ክዉድእ ትዕግስቲ የብለይ ወደይ መልኣክ እዩ ልብለዉ መሲሉ ተሰሚዑኒ
ሓያል እያ ትበሃል ኸ ታይ ማለት እዩ ?
ጠንካራ እያ ብማንም ትሽወድ ኣይኮንትይ ማለቶም አዩ
ፈጣሪ ይቅር ይበለልኩም ክንዲ ውላድካ ኣይማሓልን ልሞዋቲ ቤተሰብ እዩ ቃንዝኡ 😭😭
ነቲ ቀንዲ ሓላፊ ፖሊስ ናይቲ ዓዲ ኣቕርቡልና
ብር ከለ በሰማይ መንገድ አለ አሉ ኣማሓሩን 😢
@@ራያራዩማ-ቨ8የ ስማ ወንድሜ ስርዓት ብትይዝ ይሻላል በማታውቀው ጉዳይ ኣትግባ ማሃይም
@EeEr-t1s አንች የሰው በላ እህቴ አህያ ነሽ
EVER FOR EVER I CAN' T BELIVE TGRAWAY !! SIDTAT ENDYOM KOYNOM !!!
😢😢😢😢😢😢
በጃከኻ ሐሳው ወድኳ አቅርቤ ጃህራ አይትጃሀር ሐሳው😭😭😭
❤❤❤❤
እቲ ብረት ሒዙ ናብ በጃጅ ተሰቕሉ ሪኤዮ ዝበለ ነቲ ወዶም እሱ እዩ ክምርመር ዘልዎ ካብ ነብሱ ከህድም ክከውን ይኽእል እዩ ።እታ ዝቐተለታ ጥይት ኣብ ነብሳ ወይ ኣብቲ ከባቢ ረኪብካ ቁጽራ ሪኢካ ክትርከብ ትኽእል እያ ናይ ኣብየናይ ኣርሚ ምኻና ፖሊስ ብጹፉፍ እንተ ሕዝዎ ክርከብ ይክእል እዩ ።
💔💔💔💔😭😭😭😭
ዋይ አነ እዚ ብ2 ጥይት ዝሞተስ ከንቱ ተሪፉ ዋይ ዋይ ዋይ ሓወይ ቤተሰብ ዲኻ ሲእንካ
❤
ባዕሉ ይቅረብ
😭😭💔💔💔💔💔😭
ንግዚኡ ገበነኛ ካብ ሕጊ ከምልጥ ይክእል ኢዩ ዉዒሉ ሓዲሩ ግን ክርክብ ኢዩ ፍትሒ ንተበዳሊት ሰናይት
Bsru ab tigray buzuh chegri lewt alo ktsarey alowo bejakum kdmi wuge kezi aynebernan
yene enat😢😢😢😢😢😢😢😢 amlake fired😢😢😢😢😢😢😢😢
እት ሓቅ እሱኡ ተደለኸሐምለ ሞኾን ዉረዱዋ ድህዝብ ጠይቁ ተደደለይ ኣብደይትፈልጥዎ ኣይታሓምዝጉ ድቃተላ ሃርሱ ናሓደረ ደይቃተለ ድምንታይ ይሳቀይ ባራኪ ቃታል ሓፊቱ ኣይኾነይ።
ብሓቂ ይገርመካ እዩ ምዕር ዕስራ ትጠርጠቲ ናሃለዩስ ርግፀኛ ኾይኖም ይዛረቡ
Neli media selam neakum mejemerita kexile eti tetaray baelu zey kerib media kab natu hasabat buzun kalat Ab confidence Fit nfit metezabna neyrina weladi Gn weladi eyu shikor haftey yehlifu ay beka weladika anwey ab. Kexali nab media ketmxieyo nxiba natey rito you
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
እፍፍ ናታ ሞት መሕዘኒ ናሃለወ ናታ ቤተሰብ ግን ሓቀኛ ቀታሊ ንከየውፀእ ይገብርለዉ መስተ ትሸጥ ጓልማ ክንደይ ዘይጥይቓ ዓዲ ራያ ከምዘይትፈልጡዎ ብስንኪ ጓል ናተቓተሉ ናሓደሩ ካውኡለ ባራኪ ብፆዩ ክቓትል ሞራል የብሉን እቲ ተጋደላይከ ሰብ የብሉን ድዩ ኣቱም ሰባት የሕዝን😢
እዚ እቲ ዘጥነሳ ከም ዝቐተላ እዩ ዘርእየካ እቲ ተጋዳላይከ መን ቃቲልዎ
Neti ketali zeytemuxie abo ketali abhatiyat teatiwi way genzeb eten ziwelda kebti ke tesheyten do aregagistiyen nigibo elu sheytiwen yikewin 😮😮😮
ወዲ ዲዩ ቀቲሉ ካልእ ናይ ፖሊስ ስራሕ እኮ እንተኮነ። ግን እዚ ሰብኣይ ውን ኣብ ሕጊ ኣፍልጦ ኣለዎ። ነቲ ገበናት ክሓብኦ ውን ዝላዕለ ተክእሎ ኣለዎ። ብዛዕባ ብረት ሒዙ ኣይመጸን ዝብሎ ዘሎ ግን ብረት ካብቲ ከባቢ ከምጻኣሉ ኣብኡ ውን ከም ዝክእል ልዑል ተክእሎ ኣለዎ።
😢😢😢😢😢😢❤❤🎉🎉
አቱም ሳባት አዲአ ንቲ ምሰአ ዝነበረ ብ2 ጥይት ቀታሉ ንሰናይትውን ቀቲሉዋ ኢለን እየን እሞ ብዛዕባ እዚ ብ2 ጥይት ዝሞተስ ዝጣበቀሊስ የለን ድዩ ካልአይ እዚ ቀታሊ ዝበሃል ዘሎ ናብዚ መደብ ቀሪቡ ይዛረብ ካብ አዘራርብኡ ንርአ
አቦይ ክንዲ ብፁህ ውላድካ አይትምሀል ይበሀል
ንሱ ብእሉ ቀሪቡ ዘይዛረብ እንተዘይኮይኑ ጊና ተንኮል አላታ ማለት እዩ
መጀመሪያ 25 አመት ተፈሪዱ ካይተመስከረ ድዩ ተፈሪዱ ኔሩ እንተተመስኪሩ ኮይኑ ከእኣ ንምንታይ ነፃ ተባሂሉ መልሲ ንፅበ
ኣትዮ ሕሙምቲ ዲኺ ንሓደ ወለዲ ውላዶም ቃቲሉ ክብሉ ትፅበይ ? ሃመይ ይብል ነይሩ ገለ ትብሊ
😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ሰናይት ኣብ ዝተቀትለትሉ ምሸት ብረት ሒዙ ምስኣ ዝተሰቅለ ሰብ ኑሱዩ ቀታሊኣ።
ተጋሩ ግን ነቲ ገበን ዝፈጸመ ሰብ ዘይኮኑ ነቲ ዝወሃቦም ገንዘብዮም ዝፈርዱ።
ጠዋይን ሓንኳል ህዝቢ ቁኑዓት ከፍሪ ኣይክእልን።🎉
እንታይ ይምልከተካ ተካል ህዝቢ ዘልዕል ታይ ኣለካ ስለ ህዝብኩም ግበሩ
መን እያ ሰናይት
ቅድሚ እዚ ልተሰርሐ ቪድዮ አለኪ ረአዮ
ኦ Nile ሚድያ እቲ ዓብይ ገይጋ ትገብሪ አለኺ አብኡ እኮ ቀታልኩም አይተብሃሉን ንምንታይ ነብኡ አቅርብኪ ወዶም ዝሞቶም እንተዝኸውን ቀሪቦም ፍትሒ ምሕታት ግቡኡ እዩ አብ ከምዚ ዓይነት ግን እታ ገበነኛ ዝበሃል ዘሎ ሰብ ክቀርብ ነይሩ
ተነበሮ ከ ከመዙይ ዓይነት ይንበብ ነይሩ ድድም ክብሉ እባ
እቲ ሓቂ ሓደ ፈጣሪ ይኡ ድፎልጦ ደም ክርሰትያን ብኸንቱ ኣይትጠፍእይ ባዕላ ትፈርድ ይኣ ድሞቱ ኣሕዋትና ነብሶም አብ ገነት ያንብረልና ወለዶምለ መፅናዕነዕ ይሃቦም ድኣም በእውነት ኻብድ ይኡ ኣቱም ሰባት ዘረቦኦም ኣይጋነይ ምሰ ኣዶ ጓል ሰማይና ምድሪ ይኡዋ ፈጣሪ ምሰ ውፁዓት ይኹን ኡፍፍፍ😭😭