ልኣዕርክትና ሳፕራይዝ ገይርናዮም 😍🥰🙏

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 ธ.ค. 2024
  • ዩቱብ ቻናልና like, comment, share, and subscribe ብምግባር ቤተሰብ ንኡድ ስለዝኮንኩም ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏 ሐዚለ ኣብጎንና ኮይንኩም subscribe ብምግባር ስራሕትና ተሎ ክበጽሐኩም እታ ደወል ምልክት ብምንካእ ቻናልና ናብ 40 ፡ 50 ሽሕን ልዕሊኡን ንክበጽሕ ሞራልኩምን ቤተሰብነትኩምን ኣይፈለየና 🙏🙏

ความคิดเห็น • 296

  • @Selamwet2272
    @Selamwet2272 6 วันที่ผ่านมา +1

    የኔ ውዴ 🧸🧸🧸🧸🧸⚽️⚽️⚽️⚽️❤️❤️❤️❤️🎉🎉🎉🎉🎉🙏🙏🙏🙏 እግዚ አብሔር ብጥበብ የዕብየልኹምም 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @zewduzewduzewduzewdu-k2q
    @zewduzewduzewduzewdu-k2q 7 วันที่ผ่านมา +1

    ሓዳሽ የ ደምራኒ ተጋሩዋይ🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ኽምልስ የ🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ላዛወጀራት-ገ4ጀ
    @ላዛወጀራት-ገ4ጀ 11 วันที่ผ่านมา +2

    አሰይ እግዚብሔር ኣምላኬ ብጥበብ ብሞጎስ ያዕቢኻ🙏♥️

  • @Hait-yl1mg
    @Hait-yl1mg 11 วันที่ผ่านมา +2

    እንካዕ ደስ በለኪ ዛንበተይ ኣሙየይ ግን ኣብዙ ኣፍደገ ተጠንቀቂ ማዓረይ ነኮል ነገር ኣለወ እሞ ከይወድቀኪ ምካድ ተጀሚሪም ምጥንቃቅ የድልዮም እዩ ዝያዳይ 🎉❤🎉❤🎉

  • @AaAs-ns7sx
    @AaAs-ns7sx 10 วันที่ผ่านมา +2

    ጎይታዋይ H,b,d ዝወደይ ብጥበቡ የዕቢካ እግዚአብሔር ኣምላኬ💋🙏💋 ካብዓይን ሓሳዳቲ የዉፅአሉኩም ዞምሓተይ 🌿😍🙏😍ዉላዲካ ጥዕሙ ተመስገን ኣምላኬ😍🌿

    • @MashoGalber
      @MashoGalber 10 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ውዲ

    • @AaAs-ns7sx
      @AaAs-ns7sx 9 วันที่ผ่านมา +1

      @@MashoGalber ደምረኪ ማዓረይ❤

  • @مممم-د7ل
    @مممم-د7ل 11 วันที่ผ่านมา +1

    እሰይ ቃደማካ ዝወደይ የዕብካ❤❤❤

  • @natsanetreda-f3s
    @natsanetreda-f3s 11 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሸይ ብጥበብ ብሞጎስ ያዕቢካ እግዚአብሔር ንኡደይ❤

  • @richochewa1640
    @richochewa1640 6 วันที่ผ่านมา

    Bless U Neude Sweet Happy birthday Little Cutie ❤🙏❤

  • @Mere-c5j
    @Mere-c5j 12 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሰይ ጅቦዐይ 🥹❤️ፈጣሪ ብጥበብ የዕቢካ 👏

  • @ራያራዩማ-ቨ8የ
    @ራያራዩማ-ቨ8የ 10 วันที่ผ่านมา +1

    መልካም ልደት🎉

    • @MashoGalber
      @MashoGalber 10 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ውዲ

  • @MesiSeyeme
    @MesiSeyeme 11 วันที่ผ่านมา +1

    እኳዕ ተወለድካ ዚወደይ ብጸጋን ጥበብን የዕቢኻ መጻኢኻ ብሩህ ፍጻሜኻ ፍጻሜ ቅዱሳን ይግበረልካ 🎉🎉🎉❤❤❤ አቤት ወላዲ ምዃን ክደይ ይጥዕም ውዕለት ወለድና ንምኽፋል የብቅዐና

  • @ArsemaMengstu
    @ArsemaMengstu 5 วันที่ผ่านมา

    ንኡደይ ያሳድግህ H.B.D🎉🎉

  • @selamtsegay
    @selamtsegay 11 วันที่ผ่านมา +1

    እግዚአብሔር ብጥበ የዕቢካ እንኾዕ ተወለድካ ❤❤❤❤

  • @Selamtube-B21
    @Selamtube-B21 11 วันที่ผ่านมา +1

    እንካዕ ደሰ በለኩም ምዓረይ ኣብዛ ምዓለቲ ዘላ ደሰት ዝፈለጠ እዩ ዙፈለጦ ጎታውይ ዕድመን ጥዕናን ፈጣሪ🙏🥰

  • @MebrahtiMebrahti-i5v
    @MebrahtiMebrahti-i5v 11 วันที่ผ่านมา +1

    እንኳዕ ተወለድካ እግዚኣብሔር ብጥበቡ የዒብካ ኣብሸይ❤

    • @Hadu_8
      @Hadu_8 11 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ❤❤

  • @ArsemaMengstu
    @ArsemaMengstu 5 วันที่ผ่านมา

    ናኡደይ ያሳድግህ H.B.D🎉🎉

  • @SolyanaKindeya-lb4di
    @SolyanaKindeya-lb4di 11 วันที่ผ่านมา +1

    እንካዕ ደስ በለኩም ፅሩያት ወድኩም የዕብየልኩም ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @Fs3C3
    @Fs3C3 11 วันที่ผ่านมา

    ዋው ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @selameasgedome1386
    @selameasgedome1386 11 วันที่ผ่านมา

    ኑኡደይ እንካዕ ተወለድካ ግን የበረንዳውን ነገር አስቡበት በዚ ሰዓት ልጆች ብዙ ጥበቃ ያስፈልጋቸዋል በጠባብ ነገር ብትሸፍኑት💘💝💖💞

  • @Meri-j8b
    @Meri-j8b 11 วันที่ผ่านมา +1

    እንኳዕ ደስ በለኩም❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 11 วันที่ผ่านมา

    ብጥበብ አምላክ የዕብየልኩም ምእዙዝ አቡኡን አዲኡን ቤተሰብን ዘኽብር ይግበረልክም ዕኳዕ ተወለድካ 🎂🎂🎂🎂🎂❤️❤️❤️❤️❤️🎉🎉🎉🎉🎉

  • @teb-x4w
    @teb-x4w 11 วันที่ผ่านมา +1

    እንካዕ ደስስ በለኩም እንዳ ንኡድ ሽኮራተይ❤❤❤ንኡደይ ብጥበቡ የዕብይኻ ዝወደይ👏💕
    ኣነ ወደይ አብስዴት ኢየ ወልደዬ ን7ወርሑ ኻዓ ናብ ዓዲ ስደድዮ ማለት ኢዩ ና አብ ይኸይድ አሎ ምስ በሉኒ ከመይ ድየ ታሓጉሰ አምላኽ ይመስገን ብዓነይ ዘይምርአየይ ኢካ ይሓዝን ነይረ ልማዕንቲ ንንኡድ ርእየስ ወደይ ዘሰርአኹዎ ኢዩ መስለኒ ብእውነት💕

    • @NuedTube
      @NuedTube  11 วันที่ผ่านมา +1

      ክብረት ይሃበልና ዛሓፍተይ ምስ ውላድኪ ብሰላም የራክበኪ ዛሓፍተይ

  • @fyorigaltigray8279
    @fyorigaltigray8279 11 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሰይ ጁቡዐይ ዝወለደስ ይተሓጎስ ደኣ ❤❤❤

  • @Samri-my4cq
    @Samri-my4cq 11 วันที่ผ่านมา

    ክንደይ ሕማቅ ሰብ አሎ ዝያዳይ , ዓይነት ከይኮኖ, HBD Niudey🍿🎂🎂🎂

  • @dadsfade477
    @dadsfade477 9 วันที่ผ่านมา

    እንኳዕ ተወለድካ ንኡደይ አየ ወላድ ውላድካ ብእግሩ ክጅምር ከሎ ዝስምዐካ ስምዒት ዝወለደ ጥራሕ እዩ ዝፈልጦ

  • @ሩፍታልበይ-ዐ6ዀ
    @ሩፍታልበይ-ዐ6ዀ 11 วันที่ผ่านมา

    marey Amelak betibebiu Yebylekum ena nab mideya xsbku aykone

  • @ማህሉጋልወየንቲ
    @ማህሉጋልወየንቲ 12 วันที่ผ่านมา +1

    የዕብየልኪ ኤማየ ማዓረይ

  • @HdOi-w9r
    @HdOi-w9r 12 วันที่ผ่านมา

    ኣሰይ ናኡደይ ደስ ክብል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እንኳዕ ተወለድካ ናኡደይ ፁሩይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @welelamezgebe
    @welelamezgebe 12 วันที่ผ่านมา +3

    ናዳወለላይ ቤተሰብ ላይክ ደምሩኒ🎉❤

    • @ሶሲናግሬስ
      @ሶሲናግሬስ 12 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ማዓረይ❤🎉🎉

    • @welelamezgebe
      @welelamezgebe 12 วันที่ผ่านมา

      @@ሶሲናግሬስ ኮመንት ሕደጊ ኣብናተይ

    • @ሶሲናግሬስ
      @ሶሲናግሬስ 12 วันที่ผ่านมา +1

      @@welelamezgebe ትማሊ እኾ ገይረልኺ ኩሉ ብድዮኺ ማዓረይ♥️💋

  • @samiraahmed1322
    @samiraahmed1322 11 วันที่ผ่านมา

    እንኳዕ ተወለድካ ንኡደይ ዝተረፈ ዕድመካ ይባረክ 🙏❤❤❤

  • @gual70enderta17
    @gual70enderta17 9 วันที่ผ่านมา

    እንኳዕ ተወለደ እግዚአብሔር ብጥበቡ የዕብየልኹም 🎂🎂😍😍🙏 ጥንቅቅ በሉ ከይወድቅ ሕዚ እዩ ሓለዋ ለድልዮ

  • @FiGi-d3p
    @FiGi-d3p 12 วันที่ผ่านมา

    እሰይ ንኡደይ ደሰ ክብል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ እንካዕ ተወለድካ❤❤❤

  • @Rozacanel
    @Rozacanel 11 วันที่ผ่านมา

    ኣብሳላተይ ጅብዕቲ❤

  • @SelamDesta-gx2ti
    @SelamDesta-gx2ti 9 วันที่ผ่านมา

    እግዚኣብሄር ብጥበቡ የዕብየልኩም እንኳዕ ተወለደ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Aznm-kt6fz
    @Aznm-kt6fz 11 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤ አሰይ ሙቁረይይይይ🎉🎉🎉

  • @merigaltewahdo1460
    @merigaltewahdo1460 10 วันที่ผ่านมา +1

    እንኳዕ ተወለድኻ ንኡደይ❤

    • @MashoGalber
      @MashoGalber 10 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ውዲ

  • @JfyDrr
    @JfyDrr 11 วันที่ผ่านมา

    ኣምላኽ ብጥበቡ የዕቢኻ ዝወደይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @gullala4624
    @gullala4624 10 วันที่ผ่านมา +2

    ካብ ዓይኒ ሓሳድ ይሰዉርካ ዙወደይ 1ዓመት ብጣዕሚ ቀልጢፋ

    • @MashoGalber
      @MashoGalber 10 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ

    • @abrhaleyrussom1718
      @abrhaleyrussom1718 10 วันที่ผ่านมา

      Tenkolot diki ezi dhur emnet zeytghfyoi tnkola ktfetwu ayni hassad zbhal yelen baa meselchewit

  • @maregk4154
    @maregk4154 11 วันที่ผ่านมา

    Ashey 😘😘😘😘 Neudey shikor 👏👏👏👏👏👏👏

  • @tsegahadgu
    @tsegahadgu 11 วันที่ผ่านมา

    Happy birthday fetar betebebu yebylkumo tsebkuat family 🎉

  • @Wezamጋልትግራይ
    @Wezamጋልትግራይ 11 วันที่ผ่านมา +1

    እንኴዕ ደስ በለኩም ዳንኡድ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ጓልራያ-አ9ሠ
    @ጓልራያ-አ9ሠ 11 วันที่ผ่านมา +2

    ንዳማምሪ ኣሕዋተየ❤

  • @medhin8187
    @medhin8187 11 วันที่ผ่านมา

    well come እንዳንኡድ ቤተሰብ❤
    እንኳዕ ደስ በለኩም ❤
    እንኳዕ ተወለደ ዝተረፈ ዕድሚኡ ይባርኸሉ ❤
    እዋይ ንኡድ ሕነ ኮፍ ዝበልኩዎ ኢሉስ ብሓደ ግዜ ኮ ሮማናት ተዘይበፃሕኹያ 😂😂😂
    ደስ ይብል ።

  • @LieltiMak
    @LieltiMak 10 วันที่ผ่านมา

    Asheyy docheweway❤❤❤

  • @ሰሊናነኝ
    @ሰሊናነኝ 9 วันที่ผ่านมา

    ኣምሓርኛ ሲኢራትኩም 😅😅😅😅 ኣየሽ ውዴ

  • @RahwaYbrah
    @RahwaYbrah 10 วันที่ผ่านมา

    Happy birthday 🎉

  • @ደሰታጓልሃገረትግራይ
    @ደሰታጓልሃገረትግራይ 11 วันที่ผ่านมา

    ንኡደይ ጅቡዐይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤🎉🎉🎉

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h 11 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ

  • @sele-e5i
    @sele-e5i 12 วันที่ผ่านมา

    enkea ez arayekumu abisye ❤❤❤❤❤❤

  • @ሰላም1323
    @ሰላም1323 12 วันที่ผ่านมา

    ካብደግም ይኡ ሓለዋኹም አብ ሕማቕ ቦታ ከይወድቅ❤❤❤

  • @ነፃነትአርጋዊጎልተዋህዶ
    @ነፃነትአርጋዊጎልተዋህዶ 11 วันที่ผ่านมา

    እሰይ ፁሩይ እግዚአብሔር የዕቢየልኩም❤🎉❤

  • @Danatube-l6f
    @Danatube-l6f 11 วันที่ผ่านมา

    ደምራኒ❤❤❤

  • @menkemtg6761
    @menkemtg6761 11 วันที่ผ่านมา

    Oh my boy des ybl asey

  • @زهراءكشفالي
    @زهراءكشفالي 11 วันที่ผ่านมา

    Btbebu yebika mukurey ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @mmn7636
    @mmn7636 12 วันที่ผ่านมา

    ውይ ኣነ ግን ንኣብኡ እየ ኣድንቀዮ ❤❤ንኡደይ ብጥበቡ የዕብኻ ዝወደይ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @beyblademasters9650
    @beyblademasters9650 11 วันที่ผ่านมา

    የዕብየልኩም ❤❤❤

  • @Emangalmekele
    @Emangalmekele 11 วันที่ผ่านมา

    Aseyyy shekorey ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @trhaslove4629
    @trhaslove4629 11 วันที่ผ่านมา

    እንኳዕ ተወልድካ ዝወደይ ዝተረፈ ዕድሜኻ ዝተባረኸ መፃኢኻ ብሩህ ይኹን🙏♥️♥️♥️♥️♥️

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h 11 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ

  • @Muhammad-ch4bp
    @Muhammad-ch4bp 10 วันที่ผ่านมา

    ዝገርም እዩ😂😂😂😂

  • @DinaDiana-vd5yq
    @DinaDiana-vd5yq 12 วันที่ผ่านมา

    Aseyyy neudey shkor 🥰🥰

  • @lem607
    @lem607 11 วันที่ผ่านมา

    ኣምላኽ ብጥበቡ የዕቢኻ ንኡደይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @Hadu_8
      @Hadu_8 11 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ❤❤

  • @amanuelaboneh
    @amanuelaboneh 11 วันที่ผ่านมา

    Happy birthday 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @sameralibis6724
    @sameralibis6724 10 วันที่ผ่านมา

    እንኮዕ ተወለድካ ንኡደይ🎉❤❤❤

  • @user-ኣክሱማዊት
    @user-ኣክሱማዊት 11 วันที่ผ่านมา

    h,b,d ማዓረይ🎉🎉🎉🎉🎉

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h 11 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ

  • @Amlisa19
    @Amlisa19 11 วันที่ผ่านมา +2

    ከይወልድ ነበርኹ ያ ቤቲ😂

  • @genetsamuel8518
    @genetsamuel8518 11 วันที่ผ่านมา

    Asey ❤❤❤❤

  • @mashotsegay2610
    @mashotsegay2610 11 วันที่ผ่านมา

    አረ ልወለደስ ኩሉ ይተሓጎስ ኖኦዶይ ብጥበብ የዕብካ ጎይታዋይ💞💞🙏

    • @ኣሉሓበሻዊት1921
      @ኣሉሓበሻዊት1921 11 วันที่ผ่านมา +1

      ኣሜን ክብረተይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤

    • @Hadu_8
      @Hadu_8 11 วันที่ผ่านมา +1

      ሳብስክራይብ❤

  • @Meri.2146
    @Meri.2146 11 วันที่ผ่านมา

    ዕጁበይ❤

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h 11 วันที่ผ่านมา +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ

    • @Meri.2146
      @Meri.2146 11 วันที่ผ่านมา

      @ ገይረልኪ

  • @AdewayEyaalmey
    @AdewayEyaalmey 12 วันที่ผ่านมา

    ኣሰይ ዝወደይ ምቁር❤❤❤❤❤

  • @aberashYohanestesfay
    @aberashYohanestesfay 11 วันที่ผ่านมา +2

    እንኳዕ ተወለድካ ዝወደይ እመቤቴ ሕቁፍ ድግፍ አቢላ ተዕቢካ ትግራይ ትስዕር ኢልካ ምካድ ጀሚርካ ኢድካ ንላዕሊ ጌርካ❤😂

  • @genetmelkam435
    @genetmelkam435 11 วันที่ผ่านมา

    Enekon tewledika

  • @GalBrhane2123
    @GalBrhane2123 11 วันที่ผ่านมา

    አስይ ሙቆር 🎉🎉

  • @ሄኒ
    @ሄኒ 10 วันที่ผ่านมา

    ልገርም ታሪክ እዩ 😮

    • @MashoGalber
      @MashoGalber 10 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ውዲ

  • @DanaytAlemu
    @DanaytAlemu 12 วันที่ผ่านมา

    Wuy deskbl amlak ybarka

  • @Albaadallbadr
    @Albaadallbadr 12 วันที่ผ่านมา +1

    ደስ በሃሊ ግን ሃጊግ ናበልኪ ክትመፂኢኪ ድሕሪ 2ወርሒ ክስልችየኪ እዩ ኣብዚ ዘሎ መንከራ😂😂😂😂

  • @rossatesfit3410
    @rossatesfit3410 11 วันที่ผ่านมา

    Aesyyy ❤❤❤❤

  • @HyabYouTube
    @HyabYouTube 11 วันที่ผ่านมา

    ደጊም ሓለዋ መይትኪ ንኡድ ግን ክቃጥን እዩ ካምዚ ምችው ኢልወም ይፀሕሞ መንገዲ ምስ ጀመሩ ቱ ነርማል ነብሶም እዩ ዝፍለጥ ሓፍ ከፍ ሰለ ዝብሉ ❤ንኡደይ ጓለይ ኣናፍቅኒ ጓል 9ተ ወርሒ ኮይና መንገዲ ጀምራ ልብ ምስኣበቃ ናብ ዝኮዶቶ❤

  • @ሚሊሃፍታይ
    @ሚሊሃፍታይ 11 วันที่ผ่านมา

    ኣንኳዕ ተወለድካ ሚጣየ♥️♥️

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h 11 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ

  • @Zaydd-tl1rb
    @Zaydd-tl1rb 10 วันที่ผ่านมา

    እንካዕ ተወለድካ ንኡደይ

    • @MashoGalber
      @MashoGalber 10 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ውዲ

  • @Seniseniii
    @Seniseniii 11 วันที่ผ่านมา

    እንኮዕ ተወለድካ የዕብየልኩም ፈጣሪ🎉❤

    • @ኣሉሓበሻዊት1921
      @ኣሉሓበሻዊት1921 11 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ❤

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h 11 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ

  • @FjDh-ri4ik
    @FjDh-ri4ik 11 วันที่ผ่านมา

    ኑኡደይ እንካዕ ተወለድካ ብጥበብ የዕብየልኩሙ ቡሉፃተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @gjryftyftdenaytgalgeriye5603
    @gjryftyftdenaytgalgeriye5603 12 วันที่ผ่านมา

    WOW 🎉🎉🎉

  • @wintafetawitthomasalazar6678
    @wintafetawitthomasalazar6678 11 วันที่ผ่านมา

    Kkkkkkk kendey dea yeqltef eu ke ab kelte malteyo dea😂😂❤❤edme yehbu fetari

  • @TsegaTadesseKahsay
    @TsegaTadesseKahsay 11 วันที่ผ่านมา

    Ewe shkor yebyo gn tz tblo ala eza saykl

  • @Brhanጋልብሬየ-b6i
    @Brhanጋልብሬየ-b6i 11 วันที่ผ่านมา

    ደምራኒ ተጋሩዎይ❤

  • @ሊሊትግራወይቲ-በ6አ
    @ሊሊትግራወይቲ-በ6አ 12 วันที่ผ่านมา

    wow ❤❤❤❤

  • @SelamSelam-u8s
    @SelamSelam-u8s 11 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🤲🤲🤲

  • @ብሪጓልሰንዓፈ
    @ብሪጓልሰንዓፈ 10 วันที่ผ่านมา

    ደምራኒ ኣሕዋተይ

  • @MebrahtuGebru-q7f
    @MebrahtuGebru-q7f 11 วันที่ผ่านมา

    እግዛብሄር ብጥበቡ የዕብየልኩም

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h 11 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ

  • @ማናይመድሕን
    @ማናይመድሕን 11 วันที่ผ่านมา

    ደቂ ገጠረስ አብ ሳልሳይ ማዓልቲ ኢና ንላአኽ😂😂😂 ዘይሩ ብጠበብ የዕበዮልእም❤❤❤

    • @mmn7636
      @mmn7636 11 วันที่ผ่านมา

      @@ማናይመድሕን ዋየ ዓፈና🙉🤣🤣🤣

    • @ማናይመድሕን
      @ማናይመድሕን 11 วันที่ผ่านมา

      @mmn7636 😀😀

    • @ኣሉሓበሻዊት1921
      @ኣሉሓበሻዊት1921 11 วันที่ผ่านมา

      ​@@mmn7636ሳብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ❤

    • @ኣሉሓበሻዊት1921
      @ኣሉሓበሻዊት1921 11 วันที่ผ่านมา

      ​@@ማናይመድሕንሳብስክራይብ ግበርለይ❤

  • @zayda-n8x
    @zayda-n8x 12 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @BealaNaif
    @BealaNaif 9 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤🕊🥰🥰

  • @haftisem2712
    @haftisem2712 11 วันที่ผ่านมา +1

    ማሓዙትና ዶ ኣዕርኽትና?????????😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁

  • @FihbHhjj
    @FihbHhjj 11 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @HfhGdh-e2f
    @HfhGdh-e2f 11 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ኣፀደ
    @ኣፀደ 11 วันที่ผ่านมา

    ሓለዋኹም ካብ ሐዚ እዩ ተጠንቀቁ ከይወድቅ ይኸድለኹ ላበለ ብዝተረፈ ብጥበቡ የዕብየልኩም ፈጣሪ❤

  • @selamgegziabhar7019
    @selamgegziabhar7019 11 วันที่ผ่านมา

    ❤🎉🎉🎉

  • @nnbbnnbb3762
    @nnbbnnbb3762 11 วันที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @EdYg-d4g
    @EdYg-d4g 12 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @Tsige-zn7re
    @Tsige-zn7re 11 วันที่ผ่านมา

    ❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @Asertadfans
    @Asertadfans 11 วันที่ผ่านมา

    Waye gembare yebale eyu😂