ፍቅሪ ሚስጥር እዩ!ፍቅሪ ምቅባል ዘይኮነስ ምሃብ ኣዩ! ብሉፃት ፉቁራት Gz Habesha media subscribe Now

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 14 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 252

  • @FhGg-x6w
    @FhGg-x6w 6 วันที่ผ่านมา +25

    ይመቸኩም ደቂ ዓባይ ትግራይ ዛጓል ግን ትፍለ እያ ኣዘራርባ ቃላታ👌👌❤❤❤🎉🎉🎉🎉

    • @Old_music27
      @Old_music27 6 วันที่ผ่านมา +1

      ሓውኩም መረረው እየ ሳብስክራይብ ግበሩኒ ደቂ ዓደይ..!!!!

  • @TesfayFkr-b4w
    @TesfayFkr-b4w 6 วันที่ผ่านมา +70

    ኣነ ዓደይ ኣተየ ክሰርሖ ዝድሊ ናይ ፍቅር መደብ እዩ ❤ ናይ ፍቅሪ ታርክ መስማዕ ከማየይ ዝፍቱ ኣሎ ዶ

  • @ኣደይኣደይyoutube
    @ኣደይኣደይyoutube 6 วันที่ผ่านมา +16

    ናይ ክልትኦም ኣጋላልጻ ፍሉይ እዩ❤
    ፍቅርኩም ይብዛሕ ንኩሉ ወድሰብ ከም ናትኩም ይኩን ፍቅሪ እግዚኣብሄር እዩ ፍቅሪ መስዋእቲ እዩ❤❤

  • @AsSa-bd7nk
    @AsSa-bd7nk 5 วันที่ผ่านมา +4

    ዋውውውውው ትፍለዩ ኢኩም ናይዚ መደብ ፍቁራት ይካታትል እዩ እና አጋላልፃ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዓብዪ መልእክቲ ፍቅሪ ሓዳር ምስ እግዚአብሔር ቀሊል እዩ ተባረኩ እግዚአብሔር ሓዳርኩም ቃልኪዳንኩም ይባረክ አደይ ማርያም ምሳኩም ትኩን ቡሉፃት❤❤❤

  • @WxIb-g7k
    @WxIb-g7k 7 วันที่ผ่านมา +26

    ኡፍፍ ቁዱስ ቅንኢ ፅሩያት😮❤❤❤❤ናተይከ ኣበይ እንአካ😢😂😂😂😂

    • @MashoGalber
      @MashoGalber 7 วันที่ผ่านมา

      ደምራኒ

    • @salmanbineilman2515
      @salmanbineilman2515 6 วันที่ผ่านมา

      ኣብዚኒአኩ😊😂

    • @MKrtihayli
      @MKrtihayli 5 วันที่ผ่านมา

      እንዳዕላዲኦም ጋላይ ጀላዓት😅😮

  • @ራያራዩማ-ቨ8የ
    @ራያራዩማ-ቨ8የ 6 วันที่ผ่านมา +23

    ይቱብ ይክፈቱ ትብሉ ላይክ ዋውው ደስ ክብሉ ፍቅርኹም ፈጣሪ ይባርኮ❤🎉

    • @abebaseyum5368
      @abebaseyum5368 6 วันที่ผ่านมา

      ብምንታይ ላሀጅ እዮም ዝኸፍቱ
      ጉራማይለ ድዩ ትግርኛ እኮ አሕሚሞው እዮም

  • @ኣዙጋልትግራይ
    @ኣዙጋልትግራይ 6 วันที่ผ่านมา +5

    እፍፍ😊 ደስ ክብሉ❤ መንፈሳዊ ቅንኢ ቀኒአ ተዓዲልኹም ፍቑራተዽ ❤ናይ ፍቕሪይ ኣምላኽ ፍቕርኹም የብዘሐዮ❤🎉

  • @HiwanTigraweyti
    @HiwanTigraweyti 6 วันที่ผ่านมา +3

    ርሓሰተይ መማህርተይ ተመስገን ድሕሪ ብዙሕ ግዘ ስለ ዝረአኩኪ ደስ ኢሉኒ ቃል ኪዳንኩም ይባረክ❤❤

  • @Tyffy-z7p
    @Tyffy-z7p 6 วันที่ผ่านมา +6

    ኣታ ክንደይ ደስ ይብሉ ስቅ ኢለ ናይ ልበይ ደስ ይብለኒ እፍፍፍ❤❤🎉❤

  • @mahi_YouTube_
    @mahi_YouTube_ 7 วันที่ผ่านมา +22

    ቀዳመይቲ ባዕለይ #like ርገፁ❤ ለይሓሰብክምዎ ሽሻይ ይፍጠረልኩም ስደትና የሕፅረልና ደቂ ዓደይ ሳብስክራይብ ፀፊዕኩም ሕለፉ ኣይክፈሎይ ዋ ❤🙏

    • @MashoGalber
      @MashoGalber 7 วันที่ผ่านมา

      ንኩልኪን ክምልሰልኪን እየ ደምራኒ🎉

  • @ሰኒሓበሻዊት
    @ሰኒሓበሻዊት 6 วันที่ผ่านมา +5

    ውይ ሃፍቶሞይ ፁሩያተይ ወድ ዓደይ እንኮዕ ደስ በለኩም🎉❤ውለዱ ክበዱ እግዚአብሔር ብፍቅሪ የንብርኩም❤ቀፅሉ ናፍቅሪ ዕላል

  • @yosiryosi6634
    @yosiryosi6634 6 วันที่ผ่านมา +4

    ንፍቅሪስ ብጣዕሚ እዮም ገሊፀምዋ ንዝፈልጣ ፍቅሪ ይፈልጥ እየ ዝብል ብኡኡ ዝሓለፍን ዘሎን አብፍቅሪ ኩሉ አሎ ንክትገልፆ እውን ቃላት ይሓፅረካ እዩ ፍሉይ ሰምዒትእዩ ምንባር ብዘይ ፍቅሪ ትርጉም የብሉን❤❤❤❤ እና ንዛላአላም ብፍቅሪ ማሚቁኩም ንበሩ❤😊

  • @AsSa-bd7nk
    @AsSa-bd7nk 5 วันที่ผ่านมา +4

    መምህራን ናይ ፍቅሪ ኢኩም ቡዙሕ ተማሂርና❤❤❤

  • @stegahiayluhiaylu1843
    @stegahiayluhiaylu1843 6 วันที่ผ่านมา +8

    እግዚአብሔር ኣምላክ ሓዳርኩሙ ፍቅርኩሙ ይባርክ ፅብቃተይ❤❤❤ ሓማተይ ግደፍባ ቱናተይ ኣዳም ዉለዳለይይ😂😂😂😂በሉ ተፍቀሩ ደቂ ዓባይ ትግራይ ንሕናለ ንሰምዕ ኢናዋ😂😂😂

  • @hgf6568
    @hgf6568 3 วันที่ผ่านมา +1

    ደስ ዝብሉ ፍቆራት❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @HxHs-q5o
    @HxHs-q5o 7 วันที่ผ่านมา +5

    ምቅሪተይ ፍቅረኩም የብዘሒ ኣሕዋተይ ተፍቅሩ ገን ብልቢ ብሓቂ❤❤❤❤❤

  • @AsSa-bd7nk
    @AsSa-bd7nk 5 วันที่ผ่านมา +1

    ዋውውውውው ፍቅሪ ክርስቶስ እዩ ተባረኪ ዝሓፍተይ ሓዳርኩም ይባርከልኩም እግዚአብሔር አምላክ

  • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
    @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 3 วันที่ผ่านมา +1

    *_መቅራተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፍቅሪስ አሎ እያ እቶም ህዝቢ😂ሰድትና አሕፅሩ ንዓኩም የመሰለና🙏🌹💖_*

  • @AAAa-fm8xi
    @AAAa-fm8xi 5 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሰይይይ ክንደይ ደስ ክብለካ እዩ ፍቅርኩም የብዛሓዮ ምቅራተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣር❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ሜሪጓልእመብርሃን
    @ሜሪጓልእመብርሃን 6 วันที่ผ่านมา +3

    ደስ ክብሉ😊 ፈጣሪ ንኩልና ንጹህ ፍቅሪ ይዓድለና

  • @AsSa-bd7nk
    @AsSa-bd7nk 5 วันที่ผ่านมา +1

    ቡሉፃት መፃምዲ ውላድኩም የሪኤና ደስ ዝብል ፍቅሪ ጥዑም

  • @GjKj-cq8kx
    @GjKj-cq8kx 3 วันที่ผ่านมา

    GZ ጠፊእካ

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo182 5 วันที่ผ่านมา +1

    አሰይይይይ ፍቁራተይ ፍቅርኩምን ቃል ኪዳንኩምን አምላኽ ቅዱሳን ይባርከልኩም ፈረይትን ፀገይትን ኩኑ ፍቁራተይ❤❤❤

  • @WezamAdahane
    @WezamAdahane 6 วันที่ผ่านมา +1

    ዋው ይሞችኩም ፍቁራተይ እግዚአብሔር አምላክ ሓዳርኩም ይባርክ❤❤🥰🌹

  • @SenaitKidane-m4r
    @SenaitKidane-m4r 6 วันที่ผ่านมา +1

    Hadarkume yebareke meqratey naye ka kemza natkume yereni mise ze natey❤❤❤

  • @awet21awet21
    @awet21awet21 4 วันที่ผ่านมา +1

    ፅሩያት ፍቅሩኩም ይብዛሕ❤❤

  • @akdh2633
    @akdh2633 7 วันที่ผ่านมา +6

    ብሓቂ ዝሓፍተይ ማዓረይ ፍቅር ብፆሎት

    • @MashoGalber
      @MashoGalber 7 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ መዓረይ🎉

  • @ngstigereziher1766
    @ngstigereziher1766 6 วันที่ผ่านมา +2

    Fkrkum ybzah zomahwatey rhasetey enqae nabzi abkeaki❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @TrhasHaylu12
    @TrhasHaylu12 7 วันที่ผ่านมา +2

    Rehasetey beaki des eiluni mareye hadarkum yebarek ❤❤❤

  • @እመብርኃንመርሕኒመንገዲቅ
    @እመብርኃንመርሕኒመንገዲቅ 6 วันที่ผ่านมา +1

    ሰይ ደስ ክብልካ እግዚአብሔር አምላክ ፍቅርኩም የብዘሐዮ አሕዋትና❤

  • @ደሰታጓልሃገረትግራይ
    @ደሰታጓልሃገረትግራይ 5 วันที่ผ่านมา +1

    ተጋሩዋይ ፅሩያት ፍቅርኩም ይብዛሕ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ርሻንዕባይሸራሮ-ጰ2ፈ
    @ርሻንዕባይሸራሮ-ጰ2ፈ 6 วันที่ผ่านมา +1

    ደስ ዝብሉ ፉቁራት ውልድኹም የርኢና 🙏❤😘

  • @BRHANBREY
    @BRHANBREY 7 วันที่ผ่านมา +4

    ደስ ክብሉ እግዚአብሔር ብፍቅሪ የንብርኩም❤❤❤❤

    • @FreHalefom-d8x
      @FreHalefom-d8x 7 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ማዓረይ

  • @FhFg-s4v
    @FhFg-s4v 6 วันที่ผ่านมา +2

    ደስ ትብሉ ፍቁራት❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @Samira-yh8gr
    @Samira-yh8gr 2 วันที่ผ่านมา

    ታዓዲልኩም ሙቁራተይ ፍቅርኩም የብዛሓዮ 💝💝💝💝

  • @MiliTube29
    @MiliTube29 6 วันที่ผ่านมา +6

    ተጋሩዋኒ ደምሩኒ ሙቁራተይ❤❤❤❤❤

    • @trhaslove4629
      @trhaslove4629 6 วันที่ผ่านมา

      ደሚረኪ ሓላለይ ደምርኒ

  • @سلامهسلامه-ش2م
    @سلامهسلامه-ش2م 6 วันที่ผ่านมา +1

    ፍቅርኩም የብዘሐዮ ፅሩያት ❤❤❤❤❤

  • @Mona-mn4fu
    @Mona-mn4fu 7 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤ ፅቡቅ መደብ

  • @Samsunga255g-c3l
    @Samsunga255g-c3l 6 วันที่ผ่านมา +2

    እግዚአብሔር አምላኽ ፍቅርኩም የብዘሐዮ ዛም እሕዋተይ❤❤❤❤

  • @HmHm-h5v
    @HmHm-h5v 6 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤ymochkum des ktblu tsuruyatey❤❤❤❤

  • @AfariAfari-ql7it
    @AfariAfari-ql7it 7 วันที่ผ่านมา +4

    ሽኮራት ፋቅሪኩም ይብዛሕ ❤❤❤❤
    ተጋሩዋ ፅሪያት ደምሪኒ❤❤❤❤

  • @fasaddd4286
    @fasaddd4286 6 วันที่ผ่านมา +2

    እዛ ጋል ትፍለ እያ❤💋💋💋

  • @brhanwejerat516
    @brhanwejerat516 3 วันที่ผ่านมา +1

    ፍቕሪኹም ይብዛሕ😍ፍቕሪ ርሕቐት ኣይ ክልክሎን እዩ እዝ ዱማ ምስክር ባዕለይ 7ተ ዓመተይ ኣብ ስደት ኣለኹ ጡዑም ስቓይ ኣሎዎ የመቅሮ የምዕዞ ናይ ርሕቐት ፍቕሪ ዝመንከረ እዩ ዝፈልጦን ዝርደአልኻን ትነብሮ እምበይ ኣይትገልፆን እኻ♥️😍😍

  • @ዓጋመዓደይማይዳወሎዋሎ
    @ዓጋመዓደይማይዳወሎዋሎ 6 วันที่ผ่านมา +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ፅሩያተይ ደስ ክቡሉ💜🙏

  • @SaraSara14-h3h
    @SaraSara14-h3h 6 วันที่ผ่านมา +1

    ክልተ ቡልፃት
    ፍቅርኹም ይብዛሕ
    ፁርያተይ😊😊😊😊
    ደስ ክብሉ ❤❤❤

  • @TrhasTiti-
    @TrhasTiti- วันที่ผ่านมา

    ሙቁራት ❤❤🎉🎉

  • @solinasoli-kz3xm
    @solinasoli-kz3xm 6 วันที่ผ่านมา +2

    ፅቡቃት❤

  • @ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
    @ሰየጓልገራዓልትዩቲብ 5 วันที่ผ่านมา

    እግዚአብሔር አምላክ ፍቅርኩም ሓዳርኩም ይባረክ ፅርያት ❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @AsRs-u1k
    @AsRs-u1k 6 วันที่ผ่านมา +1

    ብሱም ዞም ፍቁራት ደሙሩኒ ኣሕዋተይ❤

  • @asemaaasemaa297
    @asemaaasemaa297 6 วันที่ผ่านมา +3

    ይቱብ ይክፈቱ ትብሉ ላይክ ግበሩ ደቂ ትግራይ ❤❤❤❤❤❤100👍👍👍

  • @ጓልትግራይእየ
    @ጓልትግራይእየ 6 วันที่ผ่านมา +2

    ፅቡቃት ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @mtlalal
    @mtlalal 6 วันที่ผ่านมา +1

    ይመችኩም❤❤❤

  • @Yut-oq3lw
    @Yut-oq3lw 5 วันที่ผ่านมา

    ፍቅሩኩም ብዝሕ ትርፍ ይበል ምጭዋት

  • @genigeni452
    @genigeni452 5 วันที่ผ่านมา +1

    አሰይይይይ ፅሩያት ፍቅርኩም የብዛሓዮ❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @SalaamMk-uo8tt
    @SalaamMk-uo8tt 5 วันที่ผ่านมา +1

    Natna hiwet gni?????maz eyu kigahad keyiwedaakuwo kahlif nathinet tetesemaan❤❤❤😢

  • @JdDs-yy9xx
    @JdDs-yy9xx 7 วันที่ผ่านมา +2

    ተጋሩዋይ ማዓረይ ፍቅርኩም ይበዛሕ❤❤❤

    • @MashoGalber
      @MashoGalber 7 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ መዓረይ🎉

    • @JdDs-yy9xx
      @JdDs-yy9xx 6 วันที่ผ่านมา

      @MashoGalber ገይረልኪ እዩ 🔥

  • @GalTigray-x5o
    @GalTigray-x5o 3 วันที่ผ่านมา

    ፅቡቃት ብጣዕሚ ኢኩም ደስ ትብሉዋ ቋንቋ ኣይትሓዋውሱ ተጋሩ ኮንኹም ታይ እናካበደኩም እዩ ፅሩይ ትግርኛ ዘይትዛረቡ

  • @ወጀረተይትYouTube
    @ወጀረተይትYouTube 6 วันที่ผ่านมา +2

    ፍቅርኹሙ ይብዛሕ ፁሩያት ስድራ❤ ደሙሩን ተጋርዋይ❤

    • @Amiyoutube1214
      @Amiyoutube1214 6 วันที่ผ่านมา

      ሳብክራይብ ግበርለይ ክብረተይ

  • @ChdjdhhdHdbxxjxj
    @ChdjdhhdHdbxxjxj 3 วันที่ผ่านมา +3

    እሰይ ብሓቂ ፍቅሪ ክርስቶስ እዪ 👏 ናይ ፍቅሪ አምላኽ ሓዳርኩም ይባርከልኹም ምልባሞም ትዕድልቲ እዪ በእዉነት ስለ ኩሉ ነገር እግዝአብሔር ይመስገን ዝደለካዮ ዘበለ ኩሉ ዝህብ አምላኽ እዪ ዉለዱ ክበዱ መባሊይቲ ይግበርኩም ብሩካተይ 🍃🍃🍂🍂🍂🍃🍂

  • @HgGf-kb6rs
    @HgGf-kb6rs 5 วันที่ผ่านมา

    ደሰሰሰ ትብሉ ይመችኹሙ ምቁራት❤❤

  • @ejehshehu843
    @ejehshehu843 6 วันที่ผ่านมา +1

    ብጣዕሚ ደስ እኩም ትብሉ ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩሉ ስብ ካዓ ፍቅር እንታይ ዋጋ ከም ዘድልዮን እንታይ ምኲኑ ኣባኩም ሪእና 🎉🎉🎉🎉🎉❤ ፍቅር እንተስታማቕርኻዮ ጡዑምን ምንባርን እዩ❤🎉❤🎉

  • @ልቺYouTube
    @ልቺYouTube 6 วันที่ผ่านมา +1

    ደስ ክብልካ

  • @user-hiwen
    @user-hiwen 6 วันที่ผ่านมา +1

    ፍቅርኩሙ ይብዝሕዮ ኣምላኽ ቅዱሳን🎉🎉🎉❤

    • @Amiyoutube1214
      @Amiyoutube1214 6 วันที่ผ่านมา

      ሳብክራይብ ግበርለይ ክብረተይ❤

  • @lemlemlemlem5614
    @lemlemlemlem5614 5 วันที่ผ่านมา

    ፍቕርኹም ይብዛሕ 🙏🙏🥰🥰🥰

  • @سلامالعمري
    @سلامالعمري 6 วันที่ผ่านมา +1

    ፅቡቅ መደብ ፍቅርኩም ዘላአለማዊ ይኩን አሕዋት❤❤❤

  • @tegaYoutub
    @tegaYoutub 6 วันที่ผ่านมา +1

    ፍቅርኩም የብዘሐዬ❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @Amiyoutube1214
      @Amiyoutube1214 6 วันที่ผ่านมา

      ነዓይ ውን ሳብክራይብ ግበርለይ ክብረተይ

  • @Tgerryjhgigucofouoxhgxicyyc
    @Tgerryjhgigucofouoxhgxicyyc 6 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤🎉🎉 1:42

  • @rdfgrfv7135
    @rdfgrfv7135 6 วันที่ผ่านมา +1

    እስይ ፅሩያት❤❤❤❤

  • @hewettesFay
    @hewettesFay 6 วันที่ผ่านมา +2

    ሙቁራተይ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ጋልእንዳባፃሕማ
    @ጋልእንዳባፃሕማ 6 วันที่ผ่านมา +3

    ከንደይ ዳኣ ይሽኩሩ ክልቲኦም ኣይፈላልኩም ሙቁራት

  • @Axesmawi
    @Axesmawi 6 วันที่ผ่านมา +2

    💜🙌

  • @MKrtihayli
    @MKrtihayli 5 วันที่ผ่านมา

    አሰይ አምላክ ሓዳርኩም ናብራኩም ይባርከልኩም ውላድኩም ውን የርእየልና ዛጋል ግን ክትምቸየካ አዘራርባአ አብ አምላክ ዘለዋ ርዲኢት ተመስገን ለካ ጡዑም ዩ ሓዳር ከም ናትኩም ናብራ ይሃበና አሜን አማርኛ ግን አይትሓውስሉ ኢኩም ❤❤ግንሲ አነስ ታይ ከም ዝኮንኩ ናፈራሕኩ የ😮😂ሌላ ሾዉ ከ ከመይ ኢካ አብ ሓዳርካ ፈቃር ዲካ ንሰበይትካ አምፃልና አፋልጠና ክንደይ ሻዓ ናይ ካልኦት😂😂❤❤❤😮😮

  • @dgvh7060
    @dgvh7060 7 วันที่ผ่านมา +2

    ፍቅርኩም ይብዛሕ ❤❤❤

  • @SalamaSalama123-ur1nj
    @SalamaSalama123-ur1nj 6 วันที่ผ่านมา +1

    ዕድመን ጥዕና የሃብኩም ፈጣሪ ሙቁራተይይ ❤❤❤❤❤

    • @Amiyoutube1214
      @Amiyoutube1214 6 วันที่ผ่านมา

      ሳብክራይብ ግበርለይ ክብረተይ❤

  • @ስመይተዋህዶውሽጠይባ-ፈ7ጰ
    @ስመይተዋህዶውሽጠይባ-ፈ7ጰ 6 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሰይ ደስ ቅብለካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ብዝሕ ተማሂረ

  • @ሶልያና-ቀ5ፐ
    @ሶልያና-ቀ5ፐ 6 วันที่ผ่านมา +2

    አሰይይይ ደስ ክብሉ❤❤❤

  • @AzebShishay
    @AzebShishay 6 วันที่ผ่านมา +1

    Tfleyu eikum❤❤❤

  • @ሄሩጓልራያኣላማጣ
    @ሄሩጓልራያኣላማጣ 2 วันที่ผ่านมา

    ንሕናሰ ጎድእና እዩ ብርሕቀት ፍቅር😢 ፍቅርኩም ይብዛሕ ንሰኩም ግን❤

  • @cellcell9216
    @cellcell9216 6 วันที่ผ่านมา +1

    ደሰ ክብሉ ፍቅርኩሞ የብዛሓዮ❤❤❤

  • @awaw868
    @awaw868 5 วันที่ผ่านมา +1

    👌👌❤️🥰

  • @አግዚአብሔርፍቅሪአዩንፍቀ
    @አግዚአብሔርፍቅሪአዩንፍቀ 7 วันที่ผ่านมา +2

    ይሞቺኩም ❤

    • @FreHalefom-d8x
      @FreHalefom-d8x 7 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ማዓረይ❤❤❤

  • @ጓልኣሉላyoutube-r7u
    @ጓልኣሉላyoutube-r7u 5 วันที่ผ่านมา

    ዶሙርኒ ተጋሩን ፈተውቲ ተጋሩን

  • @GmhlHpyu
    @GmhlHpyu 5 วันที่ผ่านมา +1

    ፍቅርኩም የብዘሐዮ ግን ትጋሩ ተለኩም ልምንታይ ኣማርኛ ትናገሩ ገርምቲ😮😮😮

  • @جنات-ع5ت
    @جنات-ع5ت 6 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉

  • @Hggh-ws4qh
    @Hggh-ws4qh 6 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ውቅሮዛዓደይ
    @ውቅሮዛዓደይ 3 วันที่ผ่านมา

    🎉🎉❤❤❤

  • @senayt202
    @senayt202 6 วันที่ผ่านมา +2

    🎉🎉🎉🎉

  • @mulualemkidanu7376
    @mulualemkidanu7376 6 วันที่ผ่านมา +1

    ትውውቅና ?????? ፍልጦና ህደጉኢዶ 😊

  • @veratverat-p7c
    @veratverat-p7c 6 วันที่ผ่านมา +1

    nay mera video ba mulu sdedelna

  • @MyLife-pq2rr
    @MyLife-pq2rr 6 วันที่ผ่านมา +2

    ዙዑንጉለ ርእሱ ናተይኸ አበይ ይህሉ😒 ብፍቅሪ የንብርኩም ፅቡቃት😊

    • @yfgfhggc1498
      @yfgfhggc1498 5 วันที่ผ่านมา +1

      ናይኪ ናተይ ዳኣ ግና ኣይትወለድነን😂😂😂

    • @MyLife-pq2rr
      @MyLife-pq2rr 5 วันที่ผ่านมา

      @yfgfhggc1498 ትፅቢትኮሞ በዚሑና😁

    • @mezmur1-t7
      @mezmur1-t7 3 วันที่ผ่านมา +1

      ኣረ ናብኢቶም ይጽንሑ😉😂

    • @MyLife-pq2rr
      @MyLife-pq2rr 3 วันที่ผ่านมา

      @@mezmur1-t7 😀

  • @senayt202
    @senayt202 6 วันที่ผ่านมา +2

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤

  • @SarahSarah-v1t
    @SarahSarah-v1t 6 วันที่ผ่านมา +1

    🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @titichannel8465
    @titichannel8465 6 วันที่ผ่านมา +2

    ሙቁራተይ❤❤❤

    • @Amiyoutube1214
      @Amiyoutube1214 6 วันที่ผ่านมา +1

      ሳብክራይብ ግበርለይ ክብረተይ

    • @titichannel8465
      @titichannel8465 6 วันที่ผ่านมา

      @Amiyoutube1214 👍✍️❤❤

  • @Za27-z1f
    @Za27-z1f 3 วันที่ผ่านมา

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰💞

  • @Tsegu-yl7pp
    @Tsegu-yl7pp 4 วันที่ผ่านมา

    ❤😍🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @ክወግሕእዩ-ጠ5ፐ
    @ክወግሕእዩ-ጠ5ፐ 4 วันที่ผ่านมา

    🥰

  • @AfghjDghjk
    @AfghjDghjk 3 วันที่ผ่านมา +1

    ኣነ ኣብስደት ኮይኑ7 ዓመት ገይርና

  • @Senicho21
    @Senicho21 7 วันที่ผ่านมา +1

    Fkrkum የብዝሓዮ ፈጣሪ 🙏

    • @FreHalefom-d8x
      @FreHalefom-d8x 7 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ማዓረይ❤❤❤

  • @SaudiTaif-ox9xy
    @SaudiTaif-ox9xy 6 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ghgh6482
    @ghgh6482 7 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሰይ ደስ ክብሉ❤❤❤❤

    • @MashoGalber
      @MashoGalber 7 วันที่ผ่านมา +1

      ደምርኒ መዓረይ 🎉🎉