ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
እዚ መደብ ብ መንገዲ ሳትላይት ናብ ዓዲ ዝኣቱ ኢዩ ወጻኢታት ስለ ዘለና ንዕብየትን ቀጻልነትን እዚ መድያ satellite 📡 ክትሕግዙ ትደልዩ membership/ኣባልነት ብምምላእ ዓቕምኹም ክትሕግዙ ብ ትሕትና ንሓትት👇donorbox.org/tefetawi-talkshow
Bravo you have done a great job with Henos, Seltene Good bless you ዕድመን ጥዕናን ንኣኻ ምስ ስድራ ቤትካ
I’m exciting to hearing 1990 history. Thanks again ❤️❤️❤️❤️❤️
❤❤❤❤❤
Wooooooooow woooooooo unbelievably our History was and now very sad story thanks brother always will come. I’m happy to see you. 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌷🌷🌷🌸🌸🌸🌼🌼
Thank you brother Henos 👏👏👏
yes thank you brothers for your dedication and unflinching determination for the sake of our beloved people and society ❤...
Bravo! Seltene. You are adding life to shabya
ጽቡቕ መደብክቡር ብጻይ እሞ ድቃስ ንእውድኢና ይብል ኔሩ ተስፍኣለም ነጥሪ ሓቅኻ ሓልዮት ገድሊ ኣይድገምን ኢዩ።👍👌👌😍🙏🏿🌹
ብዙሕ ፈሊጥና thanks እድመ ይሃብካ
ነዚ ከምዚ ዝአመሰለ ጭዋ ህዝብታትና ኩሉ ዝነበሮ ድሌትን ባህግን፣ ሂወቱን ንብረቱን ዘራሪጎምሉ ብዓል ማፊያ ዘሪጋታት። ኢዶም አይስአኑ።
Great amazing program seltene please bring this kind history to tech young generations thanks seltene
ንኡድ ኣዠቅርቦት. መሃራዊ እዋናዊ ተሪኽ ከስነድ ዝግብኦ ንከምዚ ጀግና ሐወዚ ብግቡእ ኣኽበሮት ተዋሂብዎም እቲ ዝትርኽዎ ብግቡአ ተሰኒዱ ንዝመጽአ ወለዶ መመስከሪ ታሪኽ ክኸውን ይግባእ:
ሰላም ክቡር ሓው ሰልጠኔ ምስ ክቡር ጋሻኻ ባዓል ጥዑም ዕላል መሳጢ ካብ ኩሉ ደስ ዝብለካ ብነብሱ ዝታኣማመን'ዩ
ሄኖስ ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣገላልጻ ። Respekt !!
I like your explanation. Great. Thank you.
ብጣዕሚ ዝገርም ኦፕሬተር ነይረ ኢሉ ንምምስካር ሄኖስ ፍቃዱ ይፈልጠኒ እዪ ብዝብል ቃለመሕተት ዘበገሶ ፅቡቅ ታሪኽ ሰሚዕና ፅቡቅን ሐቀኛ ታሪኽ
Thanks for your narration dear Yonas Fkadu.
ተባዕ ናይብሓቂ ደላይ ፍትሒ ህዝቢ ትግራይ ደላይ ሰላምዩ ራህዋ ንምነየሉ
ወዲ ቲካቦ ደርፊ ኣዘኪርካኒ ንሄኖስ ምስ ረኣኩ ሓወይ ነበረኒ ኣብጎነይ , ዓርከይ ነበረኒ ኣብጎነይ፡ ቁም ነገሩ ኣዳም ከይሃሰየ ፡ ዕላላቱ ኣእዛን ዳ ቃሰየ ........ ትብል ደርፊ ፡ ሄኖስ ጥዑም ሰብ ፡ ጥዑም ተንታኒ ፡ ጡዑም የዕላሊ ፡ ጥዑም ተራኪ ፡ ሰብ ደስ ኢሉዎ ክሰምዖ ዝክእል ሰብ እዩ ፡ ኣጋላልጹኡ ጥዑም ኢዩ ። ብቀጻሊ ተተምጽኦ ጽቡቅ ኔሩ ።
ወዲ ፍቃዱ you very well good explanation ✅✅
Very knowledgeable person
Very interesting interview, Thanks a lot seltene and your guest.
Seltene hawey lomi nay bhaki nufui xubuk meredaita nay bahki thank you ❤ and henos ❤❤
I love henos✌✌✌✌
ጉዳይ መስፉን ፋኖ ፋሕ ኢላ ግን ጽቡቅ መደብ ተፈታዊ አዚ ትገብሮ ዘለካ ቃልሲ ዘይ ምድናቅ ሕስድና አዩ አሞ ቀጽለሉ ኩሉ ግዜ ኢና ንጽበየካ ♥️♥️♥️🙏🙏🙏🙏♥️
"መን ይንገር ዝወዓለ መን ከ የርድእ ዝቀበረ"ኢሎሞ እዮም ኣቦታትና ናይ መስፍን ዝዛረቦ ዝነዘረ ዕድሚኡ እኳ ብትኽክ ኣየቅረቦን።ሄሎስ ብሓቂ ዕላሉ እኳ እንሄሓቅኻ እዚ ተንኮለኛ ኢሳያስ ከይፈለጥናዮ ገበል ኣሰለት ነፋሒቶ ተሰኪምናሉ መጺና👍👌💯 ህዝብና
ሰልጠነ ልክዕ ከም ጋዜጠኛ መሓሪ ሰሙናዊ ፕሮግራም ሓዘሉ ክሕገዝ እውን ይግብኦ ኢዩ
ሄኖስ ቅኑዑ ሰብ ዩ ብቀደሙ ፥ ዕድመን ጥዕናን
Seltene hawey ezi Kulu gizye ka sewika temxeom nhna kea gizyena sewina knsemie kem beal henos zbelu Amxealna pls thanks
ሄኖስ ፍቃዱ ጽቡቅ ኣፍልጦ ኣለዎ ኣብ በለዛ ኢዩ ኒሩ ከምዚኦም መምሃራን ድኣ ኣምጸልና
ሄኖስ ፍቃዱ🥰🥰🥰🖐🖐🖐🌹🌹🌹
ሓቀኛ ተባዓ ሰብ ኣምጺካልና ሰልጠነ
Brother Henos ex shaibia fighter with sanity, courage and truth which is hard to find in the crime enterprise camp.
ጽቡቕ መግለጺ
This is a perfect interview.
Henok agelalixa zinad iyu🥰👍👌
selam tefetawi kisemie senihe des tblu🙏🙏💪💪
Yaeh that is great. Please aziu mukur elal btaemi kef zelewon busulun eyu.
I alwahs cry when ever i hear it what type of love we have.
Thank you.
ኣላ ሰልጠነ ዓርከይ መስሓቅ ንሕናውን ገዲፍናዮ ኢና ወራር ወያነ ምባል 😂😂❤❤❤❤❤❤❤
yones 1000 like. Bhaki tebae.
I have been here in this interview so amazing and painful continued like this henos is a book true is true bro.
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤
Henos hawey xbuk medeb.ajoka kexlo
WOW HENOS FEKADU YA AB SMER PALTALK , ANYWAY NICE TO SEE YOU BROTHER. TEFETAWI IF YOU CAN MEET TUPAC PLEASE INVITE HIM.🙏
Nufuat alewinaba jigna!!!
Very nice 👍👍👍👍👍👍👍
Nice to see you Wedi fikadu, metabiytin mekalstin in hawey, jiggnna.
ሰላም ሰልጠነ ኣብ ግዜ 1987.8.9 ኣብ ጀርበት ዶ ነይሩ ማእከላይ ቦታኩም ከመይ ነይሩ እቲ ሂወት እስኪ በሎ፧
Henos jigna
ሰልጠነ የቀንየልና እንተኪእልካ ደጋጊምካ ኣምጻዮ ነዚ ሰብኣይ ብዝሕ መንእሰይ ከናቃቕሕ ይኽእል ኢዩ ❤❤❤
ፍርሒ እዩ
Naizi hawna interview kisab 10 part tekednawn muquryu
👍👍👍👍👍❤❤❤❤❤
ሄኖስ ፍቃዱ ብጣዕሚ ሐቀኛን በሳልን ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር ብጣዕሚ ደስ ዝብል ሐቀኛ ታሪኽ እዚ ክፀሐፍ ዘለዎ ታሪኽ እዪ
🌹🌹🌹🌹🌹👍👍👍
በቲ ጂግንነቶም እኳ ኢና ንሕና እውን ተጋሩ ኢና ንብል ዘሎና ።
Timbel Denkoro
ሄኖስ ፍቃዱ ኣለካ ዲካ ኣብፈስቡክ ደሊና ስኢናካ ብዝኮነ ኣይትጥፋእ ምስጢር ናይዛ ጸላም ባዓቲ ሓደ ካብቶም ክነግሩና ዝክእሉ ስለዝኮንካ ብሓፈሻ ጽቡቅ መደብ
HeNos relax once U tell the truth the public will protect you.
ኩሉ ዝበሎ ሓቂ ኢዩ
💐💐💐💐
ከም ብሓድሽ ካብ መጀመሪያ ቐድማይ ክፋል ኢልካ ፕሮግራም ሓዘሉ
ሰላም ክቡራት ኣሕዋት ሰለጠነን ኩቡር ጋሻካን ሓው ሄኖኽ ፍቓዱ ብልቢ ዝምስገን ኢዩ ስለቲ ሃብታም ተሞክሮካ እትልግሶ ዘለካ ወሰን የብሉን ኣይትታሓለል ኣገዳስነቱ ብጣዕሚ ልዑል'ዩ። ዳሕዳሕዮ ኩሉ ትፈልጦ ሓቂ።
ታሪኽ ሕማቁ ጽቡቁ ክንገር እዩ ዘለዋ:: ሰልጠነ ቀጽሎ:::ሄኖስ ክኣ ዕድመን ጥዕናን ኣምላኽ ይሃብካ ኣጆኻ ቀጽሎ ::
ሕቶታትካ መሳጢ ሕቶ ይኹን ብናእሽቱ ሕቶታት ጀሚርካ ኢኻ ናብ ዓበይቲ ሕቶታት ትኣቱ ሱቕ ኢልካ ኣይትሕተት ሰልጠነ ።ፈለማ ቕድሚ ጋሻ ምቕራብካ ትሓቶ ሕቶታት ኣዳቂቕካ ሓሲብካ ጸሓፍ ዳሓር በብሪጋ ትሓቶ
ፈጣሪ ዕድመ ይሃብካ ወዲ ፍቕዱ
ልዕሊ 30 ክፋል ዝኸይድ ፕሮግራም ግበረሉ ሰሙናዊ ፕሮግራም ሓዘሉ ልዕሊ ኹሉ ኣብ ኣስመራ ዘለው ሚስጥራዊ ቤት ማእሰርቲን ናይ ገድሊ ሚስጥራዊ ቤት ማእሰርቲን ጭውያን ኣቀታትላን ህግደፍ ባዓል መን ፍሉጣት ሰባት ተቀቲሎም ብዙሕ ብዙሕ ብዙሕ ሕቶታትን ክተቕርብ ትኽእል ኢኻ ።ፈለማ ጽሒፍካ ኣዳሊኻ ምጻእ
🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏
Henok hawey xnue teqalasay
ብዛዕባ ዝሓለፈ ታሪኽ ገድሊ ክትዛረብ ዶ ጽሓይ ይዓርበካ ዩ ።
🎉
❤🎉
We are not nieghbors but blood brothers.
mesfin misganay yekribelka kuku tiblo zeloka imnet ghedly ni hanty eritrea hiwetom zokelelula ..hitoy itom G15 BIHIWETOM ALOWUDO?
ሰላም ሰልጠነ ሎሚ ሓቀኛ ተቓላሳይ ናይ ሻዕብያ ረኺብካ። ከምቶም ፈኸራን ጸርፍን ጃህራን ድራሮም ዘይኮነ።Thank you
Nice man
Welcome Brothers Seltene & Henos
❤ ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ክክክክክክ ደግማይ ተዘክሮ ምትእኽኻብ ከደዓት።
tkkl heni nfelto ena nfelto
🌹🌹🌹🌹❤
ካብ ሓደ ሰዓት ዘይሓልፍ ቓለ መሕትት ብተደጋጋሚ ግበረሉ
👍👍👍👍❤👍👍👍👍
ሰልጠነ ጌና ነዊሕ ዝኸይድ ቓለ መሕትት ግበረሉ ብዚያዳ ኣብ ብዛዕባ እቶም ሚስጥራዊ ቤት ማእሰርቲን ኣቐታትላን ብዙሕ ክምህረና ኢዩ
🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
ብዓል ወዲ መሓመድ ወዲ ሃለቃ ኣብ በይሩት ኔሮም።
👌🏽
🌹🌹🌹🌹🌹🎂👍🙏
Welcome
Wow kenday tehsew
እታ ናይ Eri tv video ሊንክ እባ ስደደለይ
ዓንቀጽ 9 ዘይኮነስ ዓንቀጽ 39 ተባሂላ ትታኣረም ናይ መልሓስ ምዕንቃፍ ኢዩ፣ ሄኖስ.
Who is she?
ወዲ ፍቃዱ አንበሳ
ኣብ ሽረ ዝተማረኸ ካሳየ ጨመዳ ዘይኮነ ጀነራል በረታ ጎመራዉ እዩ።
ሄኖስ ፍቓዱ : ብጥዓሚ ትድነቕ ተባዕ ሰብ ኢኻ።
አብ ሞንጎ ምእሳርን: ምህዳምን ካልእ ጽቡቅ አማራጺ አሎ!!!!!
❤❤❤❤
Operotor አኮ ዋርድያ ማለት አዩ
Hmm
እዚ መደብ ብ መንገዲ ሳትላይት ናብ ዓዲ ዝኣቱ ኢዩ ወጻኢታት ስለ ዘለና ንዕብየትን ቀጻልነትን እዚ መድያ satellite 📡 ክትሕግዙ ትደልዩ membership/ኣባልነት ብምምላእ ዓቕምኹም ክትሕግዙ ብ ትሕትና ንሓትት👇
donorbox.org/tefetawi-talkshow
Bravo you have done a great job with Henos, Seltene Good bless you ዕድመን ጥዕናን ንኣኻ ምስ ስድራ ቤትካ
I’m exciting to hearing 1990 history. Thanks again ❤️❤️❤️❤️❤️
❤❤❤❤❤
Wooooooooow woooooooo unbelievably our History was and now very sad story thanks brother always will come. I’m happy to see you. 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌷🌷🌷🌸🌸🌸🌼🌼
Thank you brother Henos 👏👏👏
yes thank you brothers for your dedication and unflinching determination for the sake of our beloved people and society ❤...
Bravo! Seltene. You are adding life to shabya
ጽቡቕ መደብ
ክቡር ብጻይ
እሞ ድቃስ ንእውድኢና ይብል ኔሩ
ተስፍኣለም ነጥሪ
ሓቅኻ ሓልዮት ገድሊ ኣይድገምን ኢዩ።👍👌👌😍🙏🏿🌹
ብዙሕ ፈሊጥና thanks እድመ ይሃብካ
ነዚ ከምዚ ዝአመሰለ ጭዋ ህዝብታትና ኩሉ ዝነበሮ ድሌትን ባህግን፣ ሂወቱን ንብረቱን ዘራሪጎምሉ ብዓል ማፊያ ዘሪጋታት። ኢዶም አይስአኑ።
Great amazing program seltene please bring this kind history to tech young generations thanks seltene
ንኡድ ኣዠቅርቦት. መሃራዊ እዋናዊ ተሪኽ ከስነድ ዝግብኦ ንከምዚ ጀግና ሐወዚ ብግቡእ ኣኽበሮት ተዋሂብዎም እቲ ዝትርኽዎ ብግቡአ ተሰኒዱ ንዝመጽአ ወለዶ መመስከሪ ታሪኽ ክኸውን ይግባእ
:
ሰላም ክቡር ሓው ሰልጠኔ ምስ ክቡር ጋሻኻ ባዓል ጥዑም ዕላል መሳጢ ካብ ኩሉ ደስ ዝብለካ ብነብሱ ዝታኣማመን'ዩ
ሄኖስ ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣገላልጻ ። Respekt !!
I like your explanation.
Great. Thank you.
ብጣዕሚ ዝገርም ኦፕሬተር ነይረ ኢሉ ንምምስካር ሄኖስ ፍቃዱ ይፈልጠኒ እዪ ብዝብል ቃለመሕተት ዘበገሶ ፅቡቅ ታሪኽ ሰሚዕና ፅቡቅን ሐቀኛ ታሪኽ
Thanks for your narration dear Yonas Fkadu.
ተባዕ ናይብሓቂ ደላይ ፍትሒ ህዝቢ ትግራይ ደላይ ሰላምዩ ራህዋ ንምነየሉ
ወዲ ቲካቦ ደርፊ ኣዘኪርካኒ ንሄኖስ ምስ ረኣኩ ሓወይ ነበረኒ ኣብጎነይ , ዓርከይ ነበረኒ ኣብጎነይ፡ ቁም ነገሩ ኣዳም ከይሃሰየ ፡ ዕላላቱ ኣእዛን ዳ ቃሰየ ........ ትብል ደርፊ ፡ ሄኖስ ጥዑም ሰብ ፡ ጥዑም ተንታኒ ፡ ጡዑም የዕላሊ ፡ ጥዑም ተራኪ ፡ ሰብ ደስ ኢሉዎ ክሰምዖ ዝክእል ሰብ እዩ ፡ ኣጋላልጹኡ ጥዑም ኢዩ ። ብቀጻሊ ተተምጽኦ ጽቡቅ ኔሩ ።
ወዲ ፍቃዱ you very well good explanation ✅✅
Very knowledgeable person
Very interesting interview, Thanks a lot seltene and your guest.
Seltene hawey lomi nay bhaki nufui xubuk meredaita nay bahki thank you ❤ and henos ❤❤
I love henos✌✌✌✌
ጉዳይ መስፉን ፋኖ ፋሕ ኢላ ግን ጽቡቅ መደብ ተፈታዊ አዚ ትገብሮ ዘለካ ቃልሲ ዘይ ምድናቅ ሕስድና አዩ አሞ ቀጽለሉ ኩሉ ግዜ ኢና ንጽበየካ ♥️♥️♥️🙏🙏🙏🙏♥️
"መን ይንገር ዝወዓለ
መን ከ የርድእ ዝቀበረ"ኢሎሞ እዮም ኣቦታትና ናይ መስፍን ዝዛረቦ ዝነዘረ ዕድሚኡ እኳ
ብትኽክ ኣየቅረቦን።
ሄሎስ ብሓቂ ዕላሉ እኳ እንሄ
ሓቅኻ እዚ ተንኮለኛ ኢሳያስ
ከይፈለጥናዮ ገበል ኣሰለት ነፋሒቶ ተሰኪምናሉ መጺና👍👌💯 ህዝብና
ሰልጠነ ልክዕ ከም ጋዜጠኛ መሓሪ ሰሙናዊ ፕሮግራም ሓዘሉ ክሕገዝ እውን ይግብኦ ኢዩ
ሄኖስ ቅኑዑ ሰብ ዩ ብቀደሙ ፥ ዕድመን ጥዕናን
Seltene hawey ezi Kulu gizye ka sewika temxeom nhna kea gizyena sewina knsemie kem beal henos zbelu Amxealna pls thanks
ሄኖስ ፍቃዱ ጽቡቅ ኣፍልጦ ኣለዎ ኣብ በለዛ ኢዩ ኒሩ ከምዚኦም መምሃራን ድኣ ኣምጸልና
ሄኖስ ፍቃዱ🥰🥰🥰🖐🖐🖐🌹🌹🌹
ሓቀኛ ተባዓ ሰብ ኣምጺካልና ሰልጠነ
Brother Henos ex shaibia fighter with sanity, courage and truth which is hard to find in the crime enterprise camp.
ጽቡቕ መግለጺ
This is a perfect interview.
Henok agelalixa zinad iyu🥰👍👌
selam tefetawi kisemie senihe des tblu🙏🙏💪💪
Yaeh that is great. Please aziu mukur elal btaemi kef zelewon busulun eyu.
I alwahs cry when ever i hear it what type of love we have.
Thank you.
ኣላ ሰልጠነ ዓርከይ መስሓቅ ንሕናውን ገዲፍናዮ ኢና ወራር ወያነ ምባል 😂😂❤❤❤❤❤❤❤
yones 1000 like.
Bhaki tebae.
I have been here in this interview so amazing and painful continued like this henos is a book true is true bro.
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤
Henos hawey xbuk medeb.ajoka kexlo
WOW HENOS FEKADU YA AB SMER PALTALK , ANYWAY NICE TO SEE YOU BROTHER.
TEFETAWI IF YOU CAN MEET TUPAC PLEASE INVITE HIM.🙏
Nufuat alewinaba jigna!!!
Very nice 👍👍👍👍👍👍👍
Nice to see you Wedi fikadu, metabiytin mekalstin in hawey, jiggnna.
ሰላም ሰልጠነ ኣብ ግዜ 1987.8.9 ኣብ ጀርበት ዶ ነይሩ ማእከላይ ቦታኩም ከመይ ነይሩ እቲ ሂወት እስኪ በሎ፧
Henos jigna
ሰልጠነ የቀንየልና እንተኪእልካ ደጋጊምካ ኣምጻዮ ነዚ ሰብኣይ ብዝሕ መንእሰይ ከናቃቕሕ ይኽእል ኢዩ ❤❤❤
ፍርሒ እዩ
Naizi hawna interview kisab 10 part tekednawn muquryu
👍👍👍👍👍❤❤❤❤❤
ሄኖስ ፍቃዱ ብጣዕሚ ሐቀኛን በሳልን ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር ብጣዕሚ ደስ ዝብል ሐቀኛ ታሪኽ እዚ ክፀሐፍ ዘለዎ ታሪኽ እዪ
🌹🌹🌹🌹🌹👍👍👍
በቲ ጂግንነቶም እኳ ኢና ንሕና እውን ተጋሩ ኢና ንብል ዘሎና ።
Timbel Denkoro
ሄኖስ ፍቃዱ ኣለካ ዲካ ኣብፈስቡክ ደሊና ስኢናካ ብዝኮነ ኣይትጥፋእ ምስጢር ናይዛ ጸላም ባዓቲ ሓደ ካብቶም ክነግሩና ዝክእሉ ስለዝኮንካ
ብሓፈሻ ጽቡቅ መደብ
HeNos relax once U tell the truth the public will protect you.
ኩሉ ዝበሎ ሓቂ ኢዩ
💐💐💐💐
ከም ብሓድሽ ካብ መጀመሪያ ቐድማይ ክፋል ኢልካ ፕሮግራም ሓዘሉ
ሰላም ክቡራት ኣሕዋት ሰለጠነን ኩቡር ጋሻካን ሓው ሄኖኽ ፍቓዱ ብልቢ ዝምስገን ኢዩ ስለቲ ሃብታም ተሞክሮካ እትልግሶ ዘለካ ወሰን የብሉን ኣይትታሓለል ኣገዳስነቱ ብጣዕሚ ልዑል'ዩ። ዳሕዳሕዮ ኩሉ ትፈልጦ ሓቂ።
ታሪኽ ሕማቁ ጽቡቁ ክንገር እዩ ዘለዋ:: ሰልጠነ ቀጽሎ:::ሄኖስ ክኣ ዕድመን ጥዕናን ኣምላኽ ይሃብካ ኣጆኻ ቀጽሎ ::
ሕቶታትካ መሳጢ ሕቶ ይኹን ብናእሽቱ ሕቶታት ጀሚርካ ኢኻ ናብ ዓበይቲ ሕቶታት ትኣቱ ሱቕ ኢልካ ኣይትሕተት ሰልጠነ ።ፈለማ ቕድሚ ጋሻ ምቕራብካ ትሓቶ ሕቶታት ኣዳቂቕካ ሓሲብካ ጸሓፍ ዳሓር በብሪጋ ትሓቶ
ፈጣሪ ዕድመ ይሃብካ ወዲ ፍቕዱ
ልዕሊ 30 ክፋል ዝኸይድ ፕሮግራም ግበረሉ ሰሙናዊ ፕሮግራም ሓዘሉ ልዕሊ ኹሉ ኣብ ኣስመራ ዘለው ሚስጥራዊ ቤት ማእሰርቲን ናይ ገድሊ ሚስጥራዊ ቤት ማእሰርቲን ጭውያን ኣቀታትላን ህግደፍ ባዓል መን ፍሉጣት ሰባት ተቀቲሎም ብዙሕ ብዙሕ ብዙሕ ሕቶታትን ክተቕርብ ትኽእል ኢኻ ።ፈለማ ጽሒፍካ ኣዳሊኻ ምጻእ
🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏
Henok hawey xnue teqalasay
ብዛዕባ ዝሓለፈ ታሪኽ ገድሊ ክትዛረብ ዶ ጽሓይ ይዓርበካ ዩ ።
🎉
❤🎉
We are not nieghbors but blood brothers.
mesfin misganay yekribelka kuku tiblo zeloka imnet ghedly ni hanty eritrea hiwetom zokelelula ..hitoy itom G15 BIHIWETOM ALOWUDO?
ሰላም ሰልጠነ
ሎሚ ሓቀኛ ተቓላሳይ ናይ ሻዕብያ
ረኺብካ። ከምቶም ፈኸራን ጸርፍን ጃህራን ድራሮም ዘይኮነ።
Thank you
Nice man
Welcome Brothers Seltene & Henos
❤ ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ክክክክክክ ደግማይ ተዘክሮ ምትእኽኻብ ከደዓት።
tkkl heni nfelto ena nfelto
🌹🌹🌹🌹❤
ካብ ሓደ ሰዓት ዘይሓልፍ ቓለ መሕትት ብተደጋጋሚ ግበረሉ
👍👍👍👍❤👍👍👍👍
ሰልጠነ ጌና ነዊሕ ዝኸይድ ቓለ መሕትት ግበረሉ ብዚያዳ ኣብ ብዛዕባ እቶም ሚስጥራዊ ቤት ማእሰርቲን ኣቐታትላን ብዙሕ ክምህረና ኢዩ
🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
ብዓል ወዲ መሓመድ ወዲ ሃለቃ ኣብ በይሩት ኔሮም።
👌🏽
🌹🌹🌹🌹🌹🎂👍🙏
Welcome
Wow kenday tehsew
እታ ናይ Eri tv video ሊንክ እባ ስደደለይ
ዓንቀጽ 9 ዘይኮነስ ዓንቀጽ 39 ተባሂላ ትታኣረም ናይ መልሓስ ምዕንቃፍ ኢዩ፣ ሄኖስ.
Who is she?
ወዲ ፍቃዱ አንበሳ
ኣብ ሽረ ዝተማረኸ ካሳየ ጨመዳ ዘይኮነ ጀነራል በረታ ጎመራዉ እዩ።
ሄኖስ ፍቓዱ :
ብጥዓሚ ትድነቕ ተባዕ ሰብ ኢኻ።