ኣብ ትሕቲ ምክልኻል ዘሎዋ ቤት ማእሰርቲ ክንደይ ይኾና ፥ ምስ መን ከ ኢዩ ርክበን፧

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 6 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 101

  • @tefetawitalkshow
    @tefetawitalkshow  ปีที่แล้ว +4

    እዚ መደብ ብ መንገዲ ሳትላይት ናብ ዓዲ ዝኣቱ ኢዩ ወጻኢታት ስለ ዘለና ንዕብየትን ቀጻልነትን እዚ መድያ satellite 📡 ክትሕግዙ ትደልዩ membership/ኣባልነት ብምምላእ ዓቕምኹም ክትሕግዙ ብ ትሕትና ንሓትት👇
    donorbox.org/tefetawi-talkshow

  • @ኣድናቂኪሮስኣስፋሃኢየብእ
    @ኣድናቂኪሮስኣስፋሃኢየብእ ปีที่แล้ว +2

    ❤❤❤❤ ክብሪ ዝግቦኦ ኣቦ ናይ ባሓቂ ሓርበኛ ባዓል ታሪኽ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ

  • @abrahalehansg1649
    @abrahalehansg1649 ปีที่แล้ว +3

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሄኖሳ

  • @samsonhailemichael6710
    @samsonhailemichael6710 ปีที่แล้ว +2

    ሄኑስ ሓወይ ናይብሓቂ ተቃላሳይ ❤ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ምስ ስድራኻን ፈትውትኻን

  • @tiebeghebru2649
    @tiebeghebru2649 ปีที่แล้ว +3

    ሄንስ ጅግና ብሓቂ እንኳዕ ኣይተወጋእካ ኣይተሰዋእካ💯✅ ኣዘናትዋኻ ማዓር ወለላ❤️🌹
    ፋና ( ርእሲኣድጊ ) 4ይ ክፍሊ እያ ተማሂራ ኣማሓዳሪት ናይ ባጽዕ ጌርዋ ድሕሪኡ ንበዓልቤታዉን ንG 15. ተሓሊቁሎም ኢላ ሓስያ ዘእሰረት ጉዳመኛ እያ

  • @wedimeda6973
    @wedimeda6973 ปีที่แล้ว +2

    ዋውው ሓቀኛ ተጋዳላይ ንመጀምርያ ግዜ ርእየ
    ሰለዚ ወዲ ፍቓዱ ኣጆኻ በርትዕ

  • @TesfamichaelOgbaendrias
    @TesfamichaelOgbaendrias 9 หลายเดือนก่อน

    ሕጂ'ዉን ዓወት-ንሓፋሽ!

  • @pelarbackenmottagning544
    @pelarbackenmottagning544 ปีที่แล้ว +2

    Thank you Seltene, Henos 🙏🙏🌹🌹❤❤

  • @TesfamichaelOgbaendrias
    @TesfamichaelOgbaendrias 9 หลายเดือนก่อน

    ሕጂ'ዉን ዓወት-ንሓፍሽ!

  • @ruttateklezgy5666
    @ruttateklezgy5666 ปีที่แล้ว +3

    ምን አባታቸው ያመጣሉ ላክ ብቻ አይደለም እደግፈዋለሁ አይዞህ ሰልጠነ ልጄ ጌታ ከአንተ ጋ ነው በርታ ዮናስ ተባረክ እውነቱን ስለ አፍረጥረጥከው

    • @yosusGoyta
      @yosusGoyta ปีที่แล้ว

      Bqanqaki zeytxhfi

    • @weldenegodguad4974
      @weldenegodguad4974 ปีที่แล้ว

      ዕባይ ዓዲ ኣምሓራ ትኸዉን ኣጆኺ ሩታ ሓፍተይ......

  • @arefainealem9233
    @arefainealem9233 ปีที่แล้ว +3

    ❤you are the best thank you

  • @nasserahmed6758
    @nasserahmed6758 ปีที่แล้ว

    You are a hero.🎉🎉🎉🎉

  • @lete-mariam4431
    @lete-mariam4431 ปีที่แล้ว +4

    ኩብራት የሕዋት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዓድና ሰላም ኮይኑ ምስ ጎረባብትና ብሰላምን ፍትሕን ንነብረሉ ግዜ የምጻኣልና ንስርዓት ህግደፍ እግዚኣብሔር ኣጥፋኣልና

  • @tesfutekle8928
    @tesfutekle8928 ปีที่แล้ว

    Edmen tenan yhabka kbur jgna

  • @nuguseegn5087
    @nuguseegn5087 ปีที่แล้ว

    ክንደይ ኢንተርቪው ሰሚዕሞ ከም ናይ ሀኖስ ጥዑም ዕላል ሰሚዕ ኣይፈልጥን❤❤❤

  • @media3944
    @media3944 ปีที่แล้ว +4

    ሄኖስ ጅግና ❤❤❤

  • @simon-jc6fs
    @simon-jc6fs ปีที่แล้ว +1

    🙏🙏🙏❤❤❤

  • @nakfa8195
    @nakfa8195 ปีที่แล้ว +1

    Henos hawei ajoka kisen sileya ab wyshtom alona emo kisenu seltene hawey kea thank you ajoka ajokum deki hagerey eritrea adi jeganu tray kisenu keslu

  • @ghirmaihaile7910
    @ghirmaihaile7910 ปีที่แล้ว

    Henos you are great wish you all the best i do not need to visit eretrea because of my good comment of your influential vision.

  • @bisratteclemariam3755
    @bisratteclemariam3755 ปีที่แล้ว +1

    Henos gena 💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽sebay

  • @welduzeray3632
    @welduzeray3632 ปีที่แล้ว +1

    ንጽበየካ ጥራይ ሄኖስ ፍቃዱ ናይ ብሓቂ ይበል ኣገላልጻ ከምቲ ዝበልካዮ ከኣ እዚ ሚካኤል ኣራንሺ ዝብሃልስ ካብቲ ዝገርመኩም ነዛ ነብሱ ከም ሓደ ፈልጥንስ ሕሉፍ ሃገራዉን ክኸዉን ምፍታኑ እዩ

  • @believeyourself1903
    @believeyourself1903 ปีที่แล้ว +4

    ❤ TODAY YOU. DRESS TO. GREAT ❤. YOU. GOVE US ALSO GREAT INFORMATION ❤

  • @Higuain1995
    @Higuain1995 ปีที่แล้ว +2

    እዞም ህግደፋውያን ሰለቲ ናትና ደለቲ ፍትሒ ሕምቀት እዩ ክጋለጹ እዩ ዘለዎም.

  • @asmerettekle55
    @asmerettekle55 ปีที่แล้ว +1

    God bless you

  • @abraham4715
    @abraham4715 ปีที่แล้ว +1

    Fana" Riesi Adgi

  • @weinig230
    @weinig230 ปีที่แล้ว +2

    💐💐💐💐🌹

  • @aexum1597
    @aexum1597 ปีที่แล้ว +3

    Selam selten hawey 🙏🏾

  • @JesusonOfG
    @JesusonOfG 5 หลายเดือนก่อน

    can anyone please send me the video link for the 5th round graduation . Thanks

  • @Fili.eri-south
    @Fili.eri-south ปีที่แล้ว +2

    Like aynewhd nab kulu kbaxah 👍👍👍

  • @tirhashailu619
    @tirhashailu619 ปีที่แล้ว

    Edmen tienan yihabka kubur Ayana thank you for telling the truth ❤❤❤

  • @Africa782
    @Africa782 ปีที่แล้ว

  • @arefainealem9233
    @arefainealem9233 ปีที่แล้ว +3

    ❤🎉❤🎉❤🎉

  • @GenetAbraha-qc9xs
    @GenetAbraha-qc9xs ปีที่แล้ว

    Good job!

  • @diyanaeyob8051
    @diyanaeyob8051 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤❤❤❤💯💯💯💯💯💯💯

  • @weinig230
    @weinig230 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @nasinetb1462
    @nasinetb1462 ปีที่แล้ว +2

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @ruttateklezgy5666
    @ruttateklezgy5666 ปีที่แล้ว +2

    ሄኖስ ፍቃዱ ማለቴ ነው እውነቱ ስለ ሚናገር ጌታ ይባርክህ አይዞህ በርታ

  • @Higuain1995
    @Higuain1995 ปีที่แล้ว +1

    ኤረትራ ሃገርና ስዉኣቱን እሱራትን ተፍሪ ሀገር ሳላ ህግደፍ ኣረሜን. ኩራዕ ኤሬትራዊ ኤሬትራዊ ሕልና ኣልቦ ኾይኑ እዩ.

  • @gebremedhinyohannes6402
    @gebremedhinyohannes6402 ปีที่แล้ว +2

    🎉

  • @mussiekesete1325
    @mussiekesete1325 ปีที่แล้ว

    Kafe.zelewo.elalo.hanos

  • @arefainealem9233
    @arefainealem9233 ปีที่แล้ว +3

    ሓቀኛ ምንጪ

  • @weinig230
    @weinig230 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤🎉❤

  • @fili.ahferom4713
    @fili.ahferom4713 ปีที่แล้ว

    ነዞም ኣያና ኣምጽኣልና ኩሉ ግዜ ስልጡን ሓውና ብዙሕ ዝማዕ ኣለዎም ሓቅን ሓሶትን ይነጽራ

  • @zufanfissahaye5414
    @zufanfissahaye5414 ปีที่แล้ว

    Amazing guy

  • @dantok2472
    @dantok2472 ปีที่แล้ว +2

    እቲ አብ መጨረስታ ዘድረፍካዬ ባድመና ዝብል ደራፍይ ሽሙ መንዩ ? Please please ሽሙ ሃብሩኒ ?

    • @Azmarino-c1l
      @Azmarino-c1l ปีที่แล้ว

      😅😅😅 sum yeblun

  • @isaacteclemariam4986
    @isaacteclemariam4986 ปีที่แล้ว +2

    ጴጥሮስ ዝበሎ ናይ ወጻኢ ጉዳይ ናይ ኤርትራ ኮንካ መምዳብ ኢሳያስ ዝውላዖ ኩናት ምጥፍአ አምበር ካለአ ሰራሕ የለን ኢሉ

  • @tesfamariamtewoldeberhan4731
    @tesfamariamtewoldeberhan4731 ปีที่แล้ว +1

    ደዚኦም ዮም ዘመደ ዝበለሉ አዋን 1991 አዩ ኣብኡ ነረ ኩሎም ጀነራላት በኣል ስብሃት ነሮም

  • @ghirmaihaile7910
    @ghirmaihaile7910 ปีที่แล้ว

    Painful and humulated really Sad i fell it.

  • @weldenegodguad4974
    @weldenegodguad4974 ปีที่แล้ว +3

    ንኢሳያስ ብፖሎቲካዊ ትንታነ ክትገልጾ ምፍታን ነቲ ጉዳይ ፍጹም ዘይምርዳእ እዩ። ዕላማ ኢሳያስ ኣብ ስልጣን ምጽናሕ ጥራሕ እዩ: እንተኾነ ኢሳያስ ሃገር ናይ ምምራሕ ዓቕሙ ዱሩት ምኳኑ ስለዝፈልጥ ህዝቢ ከይሓቶ ካብ ዓሚቕ ራዕዲ ዝብገስ ክቋጻጸሮ ዘይከኣለ ጭካነ ኣማዕቢሉ ብናይ ስነ ኣእሙሮን ስነልቦናን ሕማም ዝሳቐ ሰብ ኮይኑ ይርከብ ኣሎ። ሎሚ ኢሳያስ ሰብ ተሓጉሱን ቀሲኑን ክርእይ ዘይክእል ብስቓይ ናይ ደቂ ሰባት ሩፍታ ዝስምዖ ሑሙም ፍጥረት እዩ። ንኢሳያስ ክትንትኑ ዝኽእሉ ክኢላታት ናይ ስነ ኣእሙሮ ኣምጺእኩም ንህዝቢ ክተረድእዎ ይግባእ።

  • @TesfazgimedhaneWeldemicael
    @TesfazgimedhaneWeldemicael 3 หลายเดือนก่อน

    Resi adgi

  • @berhanetesfalidet2358
    @berhanetesfalidet2358 ปีที่แล้ว

    Enda boy Teclezgi

  • @solomonzerat7043
    @solomonzerat7043 ปีที่แล้ว

    I am coming tomorrow Jeorg around 1pm.

  • @tibezerai5571
    @tibezerai5571 ปีที่แล้ว

    ✌😍💕

  • @asmeromasgodom5829
    @asmeromasgodom5829 ปีที่แล้ว

    Wedi fkadu hewey gigna kula wschta eka tfelta neza menschro higdef

  • @berhetensea451
    @berhetensea451 ปีที่แล้ว

    ENTAY EMO YEGHEBER KEBESSAWIAN BETAEMI DUKHUMAT HANGHOULEN ,MESAKIN N JAJEWTIN SLE ZKHONU BEHADE AMHARAY N LEALI 40 AMET KETXNETOMN BARAYU KEGHEBROMN

  • @teklezgigebrendrias
    @teklezgigebrendrias ปีที่แล้ว

    ጃሱስ ተጋዳላይ ነበር ናይ ሎሚ ከዳዕ መደናገሪ

  • @berhetensea451
    @berhetensea451 ปีที่แล้ว +1

    HEBEY DO YEGHOREH KAB KEBESSAWI??

  • @brhanemebrahtom6264
    @brhanemebrahtom6264 ปีที่แล้ว +3

    like like

  • @wediadi6788
    @wediadi6788 ปีที่แล้ว +1

    ሓደ ምስክር ናይ ሚኒስትሪታት ኣብ ኤርትራ ዝበሃል ናይ ፎርማ ምኻኑ። ስብሓት ኤፍረም ኣብ 2013 ካብ ሚንስተር ምክልክኻል ናብ ምኒስተር ማዕድንን ጸዓትን ምስ ተቐየረ፣ ክሳብ ሕጂ፣ 10 ዓመታት፣ ኣብ ሚኒስትሪ ምክልኻል ሚኒስተር የለን። ስብሓት ኤፍረም ኣብ መወዳእታ 2018 ኣብ ገዝኡ፣ ብልኡኻት ኢሳያስ ተባሂሎም ዝጥርጠሩ ሰባት ምስ ተሃርመ፣ ደሃይ ኣጥፊኡ፣ እቲ ዝመርሖ ዝነበረ ሚኒስትሪ ማዕድንን ጸዓትን ውን ብዘይ ሚኒስተር ኣሎ።

  • @rufaelgebretinsae2064
    @rufaelgebretinsae2064 ปีที่แล้ว

    ጽቡቁ ኣለካ ወዲ ፍቃዱ ኣብ 1994 ኢዚ ትብሎ ዘለካ ኩሉ ይዝረብ ነሩ መስፉን ናይ ቴስዓ ኣይጣየሱን ኢዮም ሃገራዊ ኣገልግሎት ሒጂ ኣይጂመርን ኢዩ ኢሉ ኣይፈረመን ተባሂሉ ቡዙሑ ይዝረብ ነሩ ሽዑ ካብ ምክልካል ብቁሉጡፍ ኣውሪድዎ ናይ ዞባ ደቡብ ገርዎ

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว +2

    እዞም ምስ መንግስቲ ሱዳንን ፖሊስ ሱዳንን ዝተሓባበሩ ዘለዉ ደገፍቲ ህግደፍ ኣብ ሱዳን ዝዓበዩ ናይ ሱዳን ዜግነት ዘልዎም ተወልጀ እዮም። እዚ ሎሚ ዝጀመረ ኣይኮነን ፡ ኣብ በዓል ከሰላ ገዳርፍ ቃሩራ ንመሳኪን ኤርትርውያን መብዛሕትኦም ክርስትያን ብሄረ ትግርኛ ንዝኾኑ ግዳያት ፡ ኣብ ዶባት ኤርትራ እንዳጨውዩ ናብ በደዊን ዓረብ ናብ ዓረብ ራሻይዳ ዝሸጥዎም እዚኣቶም ተወልጀ እዮም።
    ኣብዚ ቀረባ ግዜ በዞም ቀደም ንሱዳን እተሰዱ ተወልጀ ፡ ኣብ ከባቢ ቃሩራ ናይ ሱዳን ተጨውዮም ንልዕሊ ሹድሽተ ኣዋርሕ እተኣስሩ ከበሳ ኤርትርውያን ፡ ሓደ ካብኦም ስለዘምለጠ ናጻ ምውጻኦም ኣብ ዜና ዚዝከር እዩ።
    እቶም ገለገለ ሓሰውቲ ኣባላት ጉጀልታት ተቓውሞ ኢና ዝብሉ ፡ ነዚ ሓቂ ክዛረብሉ ኣይደልዩን እዮም። ብዛዕባ ስደተኛታት ዶ ግፍዒዶ ናይ ካለኦት እናጨደሩ ብዛዕባ መሰል ስደተኛታት ናይ ከበሳ ኤርትራውያን ኣብ ሱዳን ብሒም ኣይብሉን እዮም።
    መብዛሕትኡ ኣብ ሃገራት ዓረብ ኣብ በዓል ሱዳን ግብጺ ሊብያ ዝግፋዕ ፣ ዝጭፍጨፍ ፣ ዝጭወይ ፣ ዝእሰር ፣ ኩሊቱ ዝምዝሓቕ ፣ ገንዘቡ ዚዝመት ፣ ወዱን ጓሉን ብወሲብ ዝዕመጽ ፣ ንባርነት ዓረብ ዝሽየጥ ልዕሊ ቴስዓ ካብ ሚእቲ ክርስትያን ብሄረ ትግርኛ እዩ።
    ኣብዚ ቪድዮታት ናይ ሱዳን ፡ ደድሕሪ ፖሊስ ሱዳን ናታቶም ዱላን ኣባትርን ዓቲሮም ነዞም ኤርትራውያን ካብ ገዛውቶም ጎቲቶም ዘውጽኡን ዝጥቁሙን ንብረቶም ውን ዝወርሱ መብዛሕትኦም ኤርትራውያን ተወልጀ እዮም። እዚኦም ልኡኻት ስርዓት ህግደፍ እዮም ፡ ንብረት ይወርሱ ሞቕሺሽ ውን ካብ ፖሊስ ሱዳን ይረኽቡ። ዘገርም እዩ ክርስትያን ኤርትራውያን ኣብ በዓል ኢትዮጵያ ፣ ኡጋንዳ ፣ ኬንያ ፣ ኣንጎላ ፣ ደቡብ ሱዳን ብኽብረት ይነብሩ። ኣብ ሃገራት ኣስላመ ዓራብ ኣብ በዓል ሱዳን ቱኒዝያ ሊብያ ግብጺ ኸኣ ይዋረዱ።

    • @hani7683
      @hani7683 ปีที่แล้ว

      ንኩሉ ሓደ አዩ ኣስላም እውን ኣይገደፉን

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว

      @@hani7683 .... እቶም ገለገለ ሓሰውቲ ኣባላት ጉጀልታት ተቓውሞ ኢና ዝብሉ ፡ ነዚ ሓቂ ክዛረብሉ ኣይደልዩን እዮም። ብዛዕባ ስደተኛታት ዶ ግፍዒዶ ናይ ካለኦት እናጨደሩ ብዛዕባ መሰል ስደተኛታት ናይ ከበሳ ኤርትራውያን ኣብ ሱዳን ብሒም ኣይብሉን እዮም።
      መብዛሕትኡ ኣብ ሃገራት ዓረብ ኣብ በዓል ሱዳን ግብጺ ሊብያ ዝግፋዕ ፣ ዝጭፍጨፍ ፣ ዝጭወይ ፣ ዝእሰር ፣ ኩሊቱ ዝምዝሓቕ ፣ ገንዘቡ ዚዝመት ፣ ወዱን ጓሉን ብወሲብ ዝዕመጽ ፣ ንባርነት ዓረብ ዝሽየጥ ልዕሊ ቴስዓ ካብ ሚእቲ ክርስትያን ብሄረ ትግርኛ እዩ።

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว

      @@hani7683 ...ምስሉያት ከምታ ርእሳ ኣብ ሑጻ ዝቐበረት ሰገን ኣይንኹን። th-cam.com/video/biIsb_FggcY/w-d-xo.html

  • @tesfutekle8928
    @tesfutekle8928 ปีที่แล้ว

    Ezi hzbi ktefe alew

  • @ksisusus2090
    @ksisusus2090 ปีที่แล้ว

    ርእሲ ኣድጊ ማለት እዝጊሃርያ እዩ ስማ

  • @yoditembaya3722
    @yoditembaya3722 7 หลายเดือนก่อน

    Ygerm eu

  • @binibinbuniam9451
    @binibinbuniam9451 ปีที่แล้ว

    ኒ ፍቃዱ ሕተቶ ናይ ኮነረል ስርናይ ምክትታል፡ዶባት ነሩ

  • @senayyohannes
    @senayyohannes ปีที่แล้ว

    Nay behaki tegerme nay zi abo. Kemey geru hiki zizareb iyreakun edmen Tienana yehabka fatri

  • @tesfutekle8928
    @tesfutekle8928 ปีที่แล้ว

    Gena eseyas gena neza hager ketfa eyu

  • @Hosaena806
    @Hosaena806 ปีที่แล้ว +4

    Riesi adgi 😎 riesi mrak 😎 monkey wedi monkey 😎 wedi kisha wedi zenbil 😎 letina wedi berad wedi merisa kkkkkkkkkk 😎 = sewra Eritrea 😎

  • @singersamimario6898
    @singersamimario6898 ปีที่แล้ว

    ሓቅካ ሄኖስ ፣2004 99% ብሞት ክዕጻዕ ተነቢቡልና

  • @ghirmaihaile7910
    @ghirmaihaile7910 ปีที่แล้ว

    ህግደፍ ናይ 2% ናይ ብሻ ናይ ፓታሽ ኩሉ አታዊ አብ አጽዋር መቕተልቲ ወዘተ እዩ ዝጥቀሙሉ

  • @gebremedhinyohannes6402
    @gebremedhinyohannes6402 ปีที่แล้ว

    Colonial mentality brother

  • @believeyourself1903
    @believeyourself1903 ปีที่แล้ว +1

    ❤WEDEGEBA. LEBAMAT❤
    BEJEKA. AREGAY HAGOS ( HALAY. HASHEMA )

    • @romahagos2615
      @romahagos2615 ปีที่แล้ว

      1:38:41 yeah xubuk aleka n eseyas trah u hgi zeymlketo nay bhaqi

  • @asmeromasgodom5829
    @asmeromasgodom5829 ปีที่แล้ว

    Begeka 1_5 .15000 nleli eyu vdhruz zmeta zurya gin kab 25 0000_ 30. 000 eyom zwerdu neyrom

  • @bynamtensae1165
    @bynamtensae1165 ปีที่แล้ว

    "HaSeKa DenBe Nab Z'LemLemeLu". WHY Hgdef spies on its citizens?

  • @teklezgigebrendrias
    @teklezgigebrendrias ปีที่แล้ว

    ንስኹምኮ ነቲ መንእሰይ ስደቱ ንምርሓቕምበር ምንም ፍታሕ ክትፈጥርሉ ኣይትኽእሉን ኢኹም. ይኣይሲ ብኣኹም ኣብ ውሑስ ቦታ ተኾይጥኩም ኣብ መስኮት ሜዲያ ኮንኩም ንሕና መልክዕና ኣይንሓብእን ኢና ምባልሲ የኣይ ጀግንነት ተረኺቡለይ . ክትፈልጡ ኣፍሪቃ ብጥይት እምበር ንዜጋ ርእሱ ብምቕያር ንህግደፍ ክግልብጥየ ምባል ኣብ ሕልሚ ምንባርዩ. ክትቅይሮ ዝነበራ ዕድል እዛ ኩላ ጀብሃ ነበር ኣብ ስደት ዘላ እታ እንኮ ብተመክሮ ገድልን ፖለቲካን ዓቕሚ ዝነበራን ጥራይያ ንህዝባዊ ግንባር ክትግልብጥ ተኽእሎ ዝነበራ. የግዳስ ነበረ ፍትወት ካብ ሃለወ እንታይ ክግበር ይከኣል ስደታ ኣምሪሓ ከምዘይዋጽኣ ፈሊጣ ስቕ ምባል መሪጻ. ስለዚ ናትክን ከኣ ኣትን ወሻሉኽ ጸርፊ ኣይትገድፋን እንዲኽን ጥሪትክን ግን ተወሲደንየን

  • @AlexanderAregay
    @AlexanderAregay ปีที่แล้ว

    Kkkkkk

  • @mestewalie6479
    @mestewalie6479 10 หลายเดือนก่อน

    አየ ግፍዒ ኤርትራዊ ጨካን ነዚ ዳራአኻ ሓቂ ትደፍን ግን አይሓልፈልካን እዩ ጨካን ስርዐት ነቢዕካ ዘይውዳእ መስቶንኮር ታሪኽ ረሲአን ሕብረተሰብ ብጀካ ውሑድ ነቲ ኑኡስ ወለዶ ግን ከቢድ ደም ትገድፍሉ አለኹም ጨካናት

  • @teklezgigebrendrias
    @teklezgigebrendrias ปีที่แล้ว +1

    ሓሳዊ

  • @misaelmehari2299
    @misaelmehari2299 11 หลายเดือนก่อน

    Henos ed yehtsibka Isayas zeymerekeka ketehetseb keleka be Isayas ketgemer netuka.

  • @tesfamariamtewoldeberhan4731
    @tesfamariamtewoldeberhan4731 ปีที่แล้ว

    በጃኻ አዞም G15 ካብ ኩልና አሪትርትራውያን ጀጋኑ ኢዮም ኣብ ኣዶም ኮይኖም ኒሳያስ ብደሆ ኢሎሞ ኢዮም ሃዲሞም ኣይፈከሩን ኣብዝኾነ ግዝየ ክተናሽዎም ትረአ ከይተፈርዱ ክትፈትድ መሰል የብልካ ህወቶም ከኣ ከፊሎም ኢዮም ኣመሪካ ኮንንካ ምጽራፍ ቀሊል ኢዩ

  • @mestewalie6479
    @mestewalie6479 10 หลายเดือนก่อน

    ረሲአን ህዝቢ እዩ
    ሓደ ኽልተ ጥዑያት ገዲፍካ
    እንበር ዳጋንንቲ ዐዲ እዩ ብሻንኬሎ ማይ አውዒኻ ዶ ንወዲ ሰብ ርእሱ ትደፍአሉ ኢኻ ጉድ ሀገር

  • @mehretabghenet1687
    @mehretabghenet1687 ปีที่แล้ว

    ወዲ ፍቃዱ ሐወይ አነ አኮ ከብታ ዲሸ ናይ ገዘና ተሸጊርና በጃካ ኣእርየልና ኢለካ ሰራሕካ ገዲፍከ ዝገበርከዬ ኣይርስኦን ጥራየ ዘይከነ ሰለቲ ቅኑእ ኣስተምሕሮካ ኸማኻ ይብዙሑ መኣንጣ ይሃቦሞ ይብል ።ብተወሳኪ ጊላይ ፈርኔሎ እኾ ከም ሽሙ ጊላ ኢሳያሰ አዬ አብ ።ህግደፍ ምዉፋር እዬ አቡ ሜዳ ታክሲ ሕሸክብ ሂንቦል ይሰርሕ ኔሩ። ጊላይ ኣወቲሰታ ኢሳያሰ ዝነበረ ኣቡ ኣሜርካ ብሕማም ሓንደበት ዝተሰወእ ክቡር ሰቡ ቡጸቱን መሳርሕቱን ፈለጥቱን ዘፍተው ተጋዳላይ እዪ ።

  • @Seludisen5280
    @Seludisen5280 ปีที่แล้ว

    Isayas teqawamay eyu nay beynu alemu kkkk kedmina alo dembe alato beynu eminwo

  • @tekleabeba88
    @tekleabeba88 ปีที่แล้ว +2

    Henos fikadu great job please contact me

  • @JesusonOfG
    @JesusonOfG 5 หลายเดือนก่อน

    can anyone please send me the video link for the 5th round graduation . Thanks