"ምሉእ ምብሓት ስልጣን ብኢሰያስ ኣፍወርቂ" 3ይ ክፋል ቓለ መሕተት ምስ ገዲም ተጋዳልይ ኣሕመድ ቐይሲ። Part3 Interview with Ahmed Kaisi

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 6 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 422

  • @LYE4EVER
    @LYE4EVER 3 ปีที่แล้ว +35

    እዚ ኣብ መንጎ ኣስላምን ክስታንን ዘሎ ምፍልላይ ክተርፍ ኣለዎ ኤርትራ ናይ ኣስላምን ክስታንን እያ ከምቲ ማዕረ ዝተሰዋእናላ ማዕረ ኻአ ንፍቅራ እቲ ተሪፍና ዘሎ ድማ ብአራጃን ብሄርን ሃይማኖትን ምፍልላይ ወጊድና ከም ኤርትራውያን ማዕረ ዕድላትን መሰልን ዘለዋ ሃገር ክንፈጥር ከም ዘለና ኣሚና ተኸባቢርን ተጻዋዊርናን ክነብር ክንክእል ኣለና 🇪🇷💚❤️💛💙🇪🇷

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 3 ปีที่แล้ว +3

      ማሊሻ -- እተባህለ ሓደ ሰብ፡ ቅድሚ ዕስራ ዓመታት ኣብ መርበብ ኣዝማሪኖ ዝጸሓፎ፡ እተወስደ፥
      ኣብ ታሪኽ ዓለምን ፣ ኣብ ነዊሕ ዛንታ ሰብን ብጭብጢ እተረጋገጸ ሓቂ እንተሎ እዚ እዩ። ዝኾነ ይኹን ሕብረተሰብ ወይ ህዝቢ ፣ ንሕሉፍ ናይ ዘመናት ታሪኹ ዝጸልእ ፣ ውርሻኡ ዝንዕቕ ፣ መረበቱ ወይ ትውልዲ ዓዱ ዝኽሕድ ፣ ቋንቋታቱ ብባርዕ ዘልምስ ፣ ቅርስታቱ ዘፍርስ ፣ ባህልታቱ ስርዓቱ ዘድፍር ፣ ደቂ ሩባኡን ጎዶቦታቱን ዘየኽብር ፣ ይትረፍ መሪሕነት ክጭብጥን ሃገር ክኣልን ፣ ናይ ገዛእ ርእሱ ሉኣላዊት ሃገርን መሬትን ውን ከቶ ኣይግበኦን እዩ።
      እዚ ከምዚ ዓይነት ነፍሰ ሙት ፣ ሕልና ዕሩብ ፣ ኣእምሮ ዕሱብ ጉጅለ ወይ ጭፍራ ፣ እንትርፎ ከም ጊላ ከዳሚ ወይ ዓብድ ናይ ባዕዲ ፣ ብናይ ገዛእ ርእሱ መንነትን ኣብራኽን ደው ክብል ብፍጹም ዝሕሰብ ኣይኮነን ።

    • @tiblezaraia8508
      @tiblezaraia8508 2 ปีที่แล้ว

      t

    • @tiblezaraia8508
      @tiblezaraia8508 2 ปีที่แล้ว

      ​@@zegdagmawi275

  • @abduali2
    @abduali2 3 ปีที่แล้ว +63

    ኣነ ግን ኒ ኣቦና ኣሕመድ ቀይሲ መጽሓፊ ተትጽሕፊ ክንደይ ደስ ምበለ ነሩ

    • @meharigmeskel4774
      @meharigmeskel4774 3 ปีที่แล้ว +2

      Ja nay bhaki bekakum xihaf elkum atababiewo

  • @Mulugeta-js4ct
    @Mulugeta-js4ct หลายเดือนก่อน

    Sir. Mohammed keysi is one of the founding father of Eritrea. We as Eritreans we have a great gratitude for your heroic time for the freedom of Eritrea, I hope your kids knows how much the the Eritrean people loves you and how we never ever forget what you gave us ( free Eritrea) we couldn't say enough saying thank you for your service

  • @samt7785
    @samt7785 3 ปีที่แล้ว +20

    ዮኤላ ናይ ብሓቂ ኣገዳሲ ቃለ መጠይቕ እዩ: እዚ ምስ ኣቦና ኣሕመድ እትገብሮ ዘለኻ። ከምቲ ንቡዙሓት ዚመስሎም: ሰውራ ኤርትራ ብ black and white ዚግለጽ ኣይኮነን። ኣብ ውሽጡ ቡዙሕ complexity ዘለዎ እዩ። ነዚ complexity ድማ ኣቦና ኣሕመድ ቡቕዕን ሚዛናውን ቡሱልን ትንታነ እናቕረበ ንታሪኽ ገድሊ ይትንትኖ ኣሎ። ኣዝዩ ትምህርታዊ መደብ እዩ። ከምቲ ዚበሃል " ንድሕሪት ምልስ ኢሉ ዘየማዕዱ: ሎምን ጽባሕን ጋሻ‘ዩ" : ስለዚ ታሪኽና: ምስ ኣቃዉማን ባህልን ሕብረተሰብ ኤርትራ: ኣስላማይ ክርስትያን: ኣውራጃ: ከተማ ገጠር: minority ድማ ካብ ኢትዮጵያውን ኤርትራውን ዝውለድ: ጀበርቲ: ጽልዋ ሃገራት ዓረብን ዑስማን ሳበን: ኣብ ኢትዮጵያ ዚነበረ ፖለቲካዊ መስርሕ: ተገዳስነት ርእሰ ሓያላን ኣብዚ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ: ዝምድና ከበሳ ኤርትራን ትግራይን: ወለዶ ተጋዳላይ ኢሰያስ ካብ ተንቤን ምዃኑን: ካልእ ቡዙሕ ረቛሒታት ኣብ ግምት ኣትዩ: ክትንተንን ክህየስን ክንመራመሉን ዘለና እምበር: ስቕ ኢልካ ከምዚ ንርእዮ ዘለና ናይ ሓንቲ ገጠራዊት ቁሸት ወይ ዓዲ እተመሓድረሉ ኣካይዳ ጌርካ: ንናይ ሃገር ታሪኽን ፖለቲካን ክትመዝኖ ምስ ትፍትን :ናብ ዕሸላውን ዘይወድዓውን ወይ ግጉይ መደምደምታ እዩ ዘብጽሕ። ብዝኾነ: ናይ ብሓቂ መሳጢ መደብ‘ዩ: ንሱ ባዕሉ ክትንትኖ ኣብ መንጎ interupt ዘይምግባርካ ድማ ጽቡቕ እዩ: ቀጽሎ። ፖለቲካዊ ብስለት ስለ ዘለዎ: ካበይ ተበጊሱ ምስ ምንታይ የተኣሳስሮ: መምህር ናይ ካድራት ስለ ዚነበረ ኸኣ: ይኽእለሉ እዩ። ግና ሓንቲ ከም ለበዋ: እዚ ቃለ መጠይቕ ጽቡቕ እንድዩ :ግና: መጽሓፍ ድማ ክጽሕፍ እላበዎ ንኣቦና ኣሕመድ ኣልቐይሲ። ካልእ ብዛዕብኡ ድማ ክንፈልጥ ንደሊ። ናይ የመን ዘርኢ ከም ዘለዎ ዚሰማዕኩ መሲሉኒ‘ሞ: መን‘ዩ :ኣተዓባብይኡ: ብኸመይ ተሰሊፉ: ሕጂ ኸ ከመይ ይነብር ወዘተ እንተትሓተልና። ምስ ሰላምታን :ጽቡቕ ምንዮትን Thanks.

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 3 ปีที่แล้ว +1

      ማሊሻ -- እተባህለ ሓደ ሰብ፡ ቅድሚ ዕስራ ዓመታት ኣብ መርበብ ኣዝማሪኖ ዝጸሓፎ፡ እተወስደ፥
      ኣብ ታሪኽ ዓለምን ፣ ኣብ ነዊሕ ዛንታ ሰብን ብጭብጢ እተረጋገጸ ሓቂ እንተሎ እዚ እዩ። ዝኾነ ይኹን ሕብረተሰብ ወይ ህዝቢ ፣ ንሕሉፍ ናይ ዘመናት ታሪኹ ዝጸልእ ፣ ውርሻኡ ዝንዕቕ ፣ መረበቱ ወይ ትውልዲ ዓዱ ዝኽሕድ ፣ ቋንቋታቱ ብባርዕ ዘልምስ ፣ ቅርስታቱ ዘፍርስ ፣ ባህልታቱ ስርዓቱ ዘድፍር ፣ ደቂ ሩባኡን ጎዶቦታቱን ዘየኽብር ፣ ይትረፍ መሪሕነት ክጭብጥን ሃገር ክኣልን ፣ ናይ ገዛእ ርእሱ ሉኣላዊት ሃገርን መሬትን ውን ከቶ ኣይግበኦን እዩ።
      እዚ ከምዚ ዓይነት ነፍሰ ሙት ፣ ሕልና ዕሩብ ፣ ኣእምሮ ዕሱብ ጉጅለ ወይ ጭፍራ ፣ እንትርፎ ከም ጊላ ከዳሚ ወይ ዓብድ ናይ ባዕዲ ፣ ብናይ ገዛእ ርእሱ መንነትን ኣብራኽን ደው ክብል ብፍጹም ዝሕሰብ ኣይኮነን ።

    • @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
      @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 3 ปีที่แล้ว +1

      ቀይሲ ኣቡኡ የመናዊ እዪ ኣዲኡ ክ'ኣ ጓል ትግረ እያ ` ኣብ ኣስመራ ተወሊዱ ዓብዪ ኣኣብ ኣስመራ ውን ትምህርቲ ወዲኡ ኣብ የመን ዪኒቨርስቲ ወዲኡ ብድሕሪ እዚ ምስ ብዓል ዓሊ ሰይድ ኢብራሂም ዓፋ ተራኪቡ ብ 1971 ክኣ ብ ደንከል ኣቢሉ ናብ ቀዳማይ ወገን ህዝባዊ ሓይልታት ተሰሊፋ ' ብዝያዳ ኣብ ዝሓለፈ ኣብ ኣሰና 3ተ ክፋል ቃለ መሕተት ጌሩ ኔሩ ኣቡኡ ምውካስ ከድልየካ እዪ ።

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 3 ปีที่แล้ว

      ሓደ ሰብ፡ ካብቲ ንመንነቱ ዘየኽብርን እንታይነቱ ዝፈንፈነን ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ።
      ምስኪናይ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብ ባዶ መደረን መብጽዓን ናይ ክንደይ ዘይረብረበ። ካብ ጀብሃ ስጋብ ህግደፍ፡ ካብ ካርቱም ስጋብ መቐለን ኣዋሳን ክንደይ "መሰጋገሪ መንግስቲ ኣለና" ዘይሰምዐ። ሎሚ ኸኣ ነቲ ኣብ ሃገራት ዓረብ፥ ኣብ የመን፣ ሊብያ፣ ዒራቕ፣ ሶማልያ፣ ሱዳን ቀለሙ ከይነቐጸ ዝፈሸለ፤ ኣብ ኤርትራ ከም "ሓድሽ ምህዞ" ክትግበር እዩ፡ ያኢ ይበሃል ኣሎ። ኣድጊ እንታይ እያ ዝበለት፥ ክንደይ ዓቐብ ዘይረኣና። ሓደ ሕበረተሰብ፡ ቋንቋታቱ ታሪኹ መንነቱ እንታይነቱ ፈንፊኑ፡ ሓድነት ክፈጥርን፡ እትረብሕ ሃገርን ክምስርት ኣይክእልን እዩ። በዓል የመን፣ ሊብያ፣ ሶማልያ፣ ሱዳን ፣ ዒራቕ፣ ሶርያ ... ፡ እወ "ሃገራት" ይበሃላ ኔረን። ሎሚ ግና "ነበርያ" ኮይነን እየን። እዚአን ኩለን ወግዓዊ ቋንቋአን ዓረብኛ፡ ሃይማኖተን ውን ሙስሊም እየን። ግና ሃገር ክኾና ከቶ ኣይከኣላን።

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 3 ปีที่แล้ว

      @@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ The open source in the net, the Eritrean Human Rights Electronic Archive (Ehrea) confirms that the Jebha ELF leaders who decided to burn Tigre language 1500 textbooks in the 1970s that was prepared and printed by its own Department of Education are the following:
      1. Abdela Idris
      2. Hamid Adem Sulieman
      3. Ibrahim Mohamed Ali
      4. Azien Yasin, and few minions
      People like Ahmad Naser and Melake Tekle were not involved.
      Here you have the historical truth and the shameless idiots of Jebha who committed “linguistic suicide”.
      Thank you to the documentation center at - Eritrean Human Rights Electronic Archive - EHREA . at ehrea website …

    • @AbrahamIdrisHibties
      @AbrahamIdrisHibties 3 ปีที่แล้ว

      You are a good writer. But you're mixing things. First and for most beloved Kaisi is an ERITREAN. After this what kind of question, do you have. You are Stupid and Arrogant commentator. If you have guts contact him and ask him.

  • @teshomemesgun347
    @teshomemesgun347 3 ปีที่แล้ว +24

    ንዋሕዚ ሓሳቡን ዘረብኡን ከይኮለፍካ ሱቕ ኢልካ ብምስማዕካ ኣድኒቐካ።

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 3 ปีที่แล้ว +1

      ኣብ ስዑድያ ንስዑድያ ትመስል፡ ኣብ ኤርትራ፡ ንኤርትራ ትመስል፡ ንባዕዳዊ ኣምሓራን ንዓረባዊ ባርነትን ትነጽግ። ሎሚ ቴስዓ ካብ ሚእቲ ኣብ ኤርትራ፡ መዓልታዊ ብትግረን ትግርኛን ቋንቋታትና ይነብር። ጀብሃን ዓረባዊ ሕልሚ ጀብሃን ተቐቢሩ እዩ። ኤርትራ ናይቶም ብኤርትራዊ ቋንቋታት ስርዓታትን ገድላን ዝኣምኑ ጥራይ እያ። ዝኾነ ከዳሚ ካብ ጀበርቲ ዉቕሮ ሽረ ወይ ከዳሚ ዓረብ ካብ ጀበሊ የመን በጃ ሱዳን መጺኡ፡ ኣብቲ ደምና ዝኸፈልናሉ ኤርትራ ኣይእዝዘናን እዩ። ንሕና ቋንቋታትና ብሓዊ ክነዲድ ኣየተጋደልናን። ንሕና ኣምሓሩ ኣይኮናን። ባሮት ወይ ዓቢድ ናይ ዓረብ ውን ኣይኮናን። ንሕና ኤርትራውያን ኢና።

    • @Peace419-l2x
      @Peace419-l2x หลายเดือนก่อน

      @@zegdagmawi275copy paste endageberk ምትዃስ ይሓይሽ።

  • @bereketweldu2870
    @bereketweldu2870 3 ปีที่แล้ว +36

    ኣልቀይሲ መጽሓፍ ተትጽሕፍ ክንደይ ሰናይ ኔሩ።
    እቲ ብዓይንኻ ሪኢኻ ከምኡ ውን ሰሚዕካ ትፈልጦ ትጽሕፎ።
    እቲ የዕሩኽካ ብጾትካ ዝበሉኻ ውን ብመሰረት ተረኽቦ ሓበሬታ።
    ክጠቕመና ይኽእል ኢዩ!

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi 6 หลายเดือนก่อน

    ኒጀቢሃ ምጢፊኢ ኒአቢርሃም ተውልደ መኒካ የሚን ፋሉሊ ኒጅቢሃ ምዲምሳሲ እይርካን ተጋዳላይ መሓመዲ ቀይሲ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤።

  • @petresamanielhabte
    @petresamanielhabte 3 ปีที่แล้ว +3

    A great historical narrative of the respectful father Ahmed kaisi his insight is not only histrically relevant but also for the future of the our politic, conduct and understanding our social compostion.

  • @abduali2
    @abduali2 3 ปีที่แล้ว +24

    Wawwww 2seiat mulu ኣብ ሙድ ኣትየ ሰሚዐዮ የቀንየልና ተጋዳላይ ኣሕመድ ፋኑስ ሓውና የቀንየልና። ግን ምስ መስፉን ሓጎስ ተትምጾኦም ክንደይ ጹቡቅ ነሩ ቡዙሕ ምተማሃርና

    • @advancedcomputersolution2147
      @advancedcomputersolution2147 3 ปีที่แล้ว +1

      please tseketela yoel...and ask him if he already start to write his book...we get so many facts from his experience

    • @fitsumdinay8365
      @fitsumdinay8365 3 ปีที่แล้ว

      Tikikil mis mesfin bihansab aqribelba entedea kielka yoela goblel

  • @far7690
    @far7690 3 ปีที่แล้ว +15

    Yuel, thankfully for the historic interview....please keep doing it forward 🙏👌🏼

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 3 ปีที่แล้ว +2

      The open source in the net, the Eritrean Human Rights Electronic Archive (Ehrea) confirms that the Jebha ELF leaders who decided to burn Tigre language 1500 textbooks in the 1970s that was prepared and printed by its own Department of Education are the following:
      1. Abdela Idris
      2. Hamid Adem Sulieman
      3. Ibrahim Mohamed Ali
      4. Azien Yasin, and few minions
      People like Ahmad Naser and Melake Tekle were not involved.
      Here you have the historical truth and the shameless idiots of Jebha who committed “linguistic suicide”.
      Thank you to the documentation center at - Eritrean Human Rights Electronic Archive - EHREA . at ehrea website …

  • @osmanzean4573
    @osmanzean4573 3 ปีที่แล้ว +4

    Thanks Youel for this wonderful Interview with Ahmed Kaissi

  • @jemalnegash3124
    @jemalnegash3124 3 ปีที่แล้ว +22

    ክሊቴኹም ሰብ ዓቅሊ ኢኹም ተራኻይ ቐይሲ ሓታታይ ዩኤል ህድኣትኩም ዝምሰገን ኢዩ ቀጽሉሉ

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 3 ปีที่แล้ว +1

      ማሊሻ -- እተባህለ ሓደ ሰብ፡ ቅድሚ ዕስራ ዓመታት ኣብ መርበብ ኣዝማሪኖ ዝጸሓፎ፡ እተወስደ፥ ኣብ ታሪኽ ዓለምን ፣ ኣብ ነዊሕ ዛንታ ሰብን ብጭብጢ እተረጋገጸ ሓቂ እንተሎ እዚ እዩ። ዝኾነ ይኹን ሕብረተሰብ ወይ ህዝቢ ፣ ንሕሉፍ ናይ ዘመናት ታሪኹ ዝጸልእ ፣ ውርሻኡ ዝንዕቕ ፣ መረበቱ ወይ ትውልዲ ዓዱ ዝኽሕድ ፣ ቋንቋታቱ ብባርዕ ዘልምስ ፣ ቅርስታቱ ዘፍርስ ፣ ባህልታቱ ስርዓቱ ዘድፍር ፣ ደቂ ሩባኡን ጎዶቦታቱን ዘየኽብር ፣ ይትረፍ መሪሕነት ክጭብጥን ሃገር ክኣልን ፣ ናይ ገዛእ ርእሱ ሉኣላዊት ሃገርን መሬትን ውን ከቶ ኣይግበኦን እዩ። እዚ ከምዚ ዓይነት ነፍሰ ሙት ፣ ሕልና ዕሩብ ፣ ኣእምሮ ዕሱብ ጉጅለ ወይ ጭፍራ ፣ እንትርፎ ከም ጊላ ከዳሚ ወይ ዓብድ ናይ ባዕዲ ፣ ብናይ ገዛእ ርእሱ መንነትን ኣብራኽን ደው ክብል ብፍጹም ዝሕሰብ ኣይኮነን ።

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 3 ปีที่แล้ว +2

      ኣብ ስዑድያ ንስዑድያ ትመስል፡ ኣብ ኤርትራ፡ ንኤርትራ ትመስል፡ ንባዕዳዊ ኣምሓራን ንዓረባዊ ባርነትን ትነጽግ። ሎሚ ቴስዓ ካብ ሚእቲ ኣብ ኤርትራ፡ መዓልታዊ ብትግረን ትግርኛን ቋንቋታትና ይነብር። ጀብሃን ዓረባዊ ሕልሚ ጀብሃን ተቐቢሩ እዩ። ኤርትራ ናይቶም ብኤርትራዊ ቋንቋታት ስርዓታትን ገድላን ዝኣምኑ ጥራይ እያ። ዝኾነ ከዳሚ ካብ ጀበርቲ ዉቕሮ ሽረ ወይ ከዳሚ ዓረብ ካብ ጀበሊ የመን በጃ ሱዳን መጺኡ፡ ኣብቲ ደምና ዝኸፈልናሉ ኤርትራ ኣይእዝዘናን እዩ። ንሕና ቋንቋታትና ብሓዊ ክነዲድ ኣየተጋደልናን። ንሕና ኣምሓሩ ኣይኮናን። ባሮት ወይ ዓቢድ ናይ ዓረብ ውን ኣይኮናን። ንሕና ኤርትራውያን ኢና።

  • @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
    @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 3 ปีที่แล้ว +9

    ጽቡቅ ዘተ እዪ ሓርበኛ ቀይሲ " ኣነ ግን ገሪምኒ ዘሎ ፌሩዝ ጓል ቀይሲ ምኳኑ ይፈልጥ ኣይነበርኩን ኣዝያ በላሕ ዓባይ ሰብ እያ !

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 3 ปีที่แล้ว +3

      ማሊሻ -- እተባህለ ሓደ ሰብ፡ ቅድሚ ዕስራ ዓመታት ኣብ መርበብ ኣዝማሪኖ ዝጸሓፎ፡ እተወስደ፥ ኣብ ታሪኽ ዓለምን ፣ ኣብ ነዊሕ ዛንታ ሰብን ብጭብጢ እተረጋገጸ ሓቂ እንተሎ እዚ እዩ። ዝኾነ ይኹን ሕብረተሰብ ወይ ህዝቢ ፣ ንሕሉፍ ናይ ዘመናት ታሪኹ ዝጸልእ ፣ ውርሻኡ ዝንዕቕ ፣ መረበቱ ወይ ትውልዲ ዓዱ ዝኽሕድ ፣ ቋንቋታቱ ብባርዕ ዘልምስ ፣ ቅርስታቱ ዘፍርስ ፣ ባህልታቱ ስርዓቱ ዘድፍር ፣ ደቂ ሩባኡን ጎዶቦታቱን ዘየኽብር ፣ ይትረፍ መሪሕነት ክጭብጥን ሃገር ክኣልን ፣ ናይ ገዛእ ርእሱ ሉኣላዊት ሃገርን መሬትን ውን ከቶ ኣይግበኦን እዩ። እዚ ከምዚ ዓይነት ነፍሰ ሙት ፣ ሕልና ዕሩብ ፣ ኣእምሮ ዕሱብ ጉጅለ ወይ ጭፍራ ፣ እንትርፎ ከም ጊላ ከዳሚ ወይ ዓብድ ናይ ባዕዲ ፣ ብናይ ገዛእ ርእሱ መንነትን ኣብራኽን ደው ክብል ብፍጹም ዝሕሰብ ኣይኮነን ።

    • @aweterirasta2968
      @aweterirasta2968 3 ปีที่แล้ว +1

      @@zegdagmawi275 ናይ ብሓቂ ኣስትዋዓሊ ኢኻ ን ኢስያስ ኣብዛ ጽሕፍቲ ጽቡቅ ጌርካ ገሊጽካዮ ኣልኻ

  • @kibromzeru671
    @kibromzeru671 3 ปีที่แล้ว +1

    ምስ ብዓል ዩኤል ቃለ መጠይቕ ዝገብር እታይ ዓይነት ውድቀት ከምዝወደቐ ዘመልክትዩ።

    • @alaminali2568
      @alaminali2568 3 ปีที่แล้ว +1

      እንታይ ዳኣ ምስ ባዓል ሰልጠነ ተፈታዊ ዱኹማት ሓንጎል ዘይገበረ ደሊኻ።

  • @abduali2
    @abduali2 3 ปีที่แล้ว +7

    Fanus hawina ትጽብት ነውሑና ናይ ተጋዳላይ ኣቦና ኣልቀይሲ 4ክፋል በጃኻ ናዓ ኣውርደልና አስኪ ዶንክኻ ትብሉ ሰባት አድኩም ሓፊ ኣብሉ ኣነ ክጅምር ☝️☝️

  • @kahssaygebremedhinhabtemic8295
    @kahssaygebremedhinhabtemic8295 6 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ኣገዳሲ ሕሉፍ ታሪኽ ህዝባዊ ሓይሊታትን ምሥጢራዊት ሰልፊን ኢዩ ዝነግረና ዘሎ'ሞ ኩሉና ነስተውዕለላ ።

  • @hagos160
    @hagos160 3 ปีที่แล้ว +9

    Ahmed Kheysi thank you for your life long contribution to our people and country Eritrea. We are also very happy to know about your family. We’re proud of you and we wish you all the best.

  • @etcetera3282
    @etcetera3282 3 ปีที่แล้ว +1

    Wowwww...this is the kind of historical analysis...Ahmed Kaisi is like encyclopedia. But more importantly, he's honest & a true patriot.
    I have never learned more about Isaias and the internal struggles of the Eritrean armed struggle as from this interview.

    • @hussenalamin6826
      @hussenalamin6826 3 ปีที่แล้ว

      شكرا جزيلا المناضل السيد احمد القيسي على المعلومات القيمة وياريت تكتب كتاب هذا تاريخ الثورة إريتريا

  • @zeraitesfai8916
    @zeraitesfai8916 3 ปีที่แล้ว +1

    ክቡር ኢዮኡል ዝና ኣድ ስራሕ ። ምስጋና ን ዓኻ።
    ብኽብረትካ እዛ ሕቶ ንቀይሲ ሕተተለይ ሓደራኻ።
    ከመይ ገሩ ኢዩ ኢሳ ያስ ና ብ ቻይና ከይዱ ኣብ ሓጺር
    ጊዘኣኡ። ካብ ኡ ዝገደሙ እንከለዉ ።

    • @wedebable
      @wedebable 3 ปีที่แล้ว

      ዝኸበርካ ዘርኣይ
      ንሓደ ካብቶም ተጋደልቲ ጀብሃ ን ቻይና ንምስዳድ ወሳኒ ተራ ዝነበሮ ሓላፊ ጀብሃ ነዛ ዝሓተትካያ ሕቶ ኣቅሪበሉ ኔሬ። እቲ መልሲ ከምዚ ይመስል:
      ኣብቲ ግዜ ምስቲ ዝነበረ ዕግርግር ኣብ ሞንጎ ደቂ ከበሳን መታሕትን: እቶም ዝርካቦም ኣብቲ ሰውራ ዝነበሩ ደቂ ከበሳ ሽግር ይወርዶም ስለዝነበረ ከም ሓለፋ ነቶም ኣብቲ እዋን እቲ ናብ ጀብሃ ዝተጸንበሩ እሞ ናይ ትምህርቲ ደረጃ ደሓን ዝነበሩ ክስደዱ ተወሲኑ።
      ብመሰረት ናይዚ ሓላፊ ጀብሃ ነበር እምበኣር ኣብቲ እዋን ዝነበሩ ትግርኛ እሞ ደሓን ናይ ትምህርቲ ተሞኩሮ ዝነበሮም ነቲ ዝመጽእ ዝነበረ ናይ ደገ ትምህርቲ ክጥቀሙሉ ተጌሩ። ናይ ቻይና ጥራይ ዘይኮነ ግን ናብ ብዙሕ ሃገራት ወተሃደራውን ፖለቲካዊን ትምህርቲ ክቀስሙ ይስደዱ ኔሮም።

  • @fionab.6581
    @fionab.6581 2 ปีที่แล้ว

    Very educational. Thank you

  • @abduyassin
    @abduyassin 3 ปีที่แล้ว +3

    By far the best interview, this year. Kaisi was very open and frank in this interview. Whether we like with him with his opinion, it is always very enjoyable to hear Kaisi talking. Good job Fanus Network!

  • @besera4574
    @besera4574 3 ปีที่แล้ว +10

    I wish he can put this in a book for young Eritrean generation and history. Thank you Yoel.

  • @mikeberhe8421
    @mikeberhe8421 3 ปีที่แล้ว +18

    እቲ ሂወት ኣብከርተት ተውዲኡ እዩ እንቆዕ ካብ ኣፍገበል ወጺእካ ፍረ ጻዕሪ ደቅኻ ኣራየካ ክብል ይፈቱ ::

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 3 ปีที่แล้ว +1

      ነቶም ተበልጽቲ መንነቶም ዝፈንፈኑ፥
      ኣሽንኳይ እቲ ቋንቋታቱ ትግረ ትግርኛ ፈንፊኑ ብሓዊ ኣንዲዱ፡ ብናይ ክራይ መንነት
      "ዓረብኛ ኢና" ዝብል ምስሉይ ሓሳዊ፡ እቲ ዓረብ ንባዕሉ፡ ብዓረብኛ እናተዛረበ ፡ "ሃይማኖትና
      ኣስላም እዩ" ፤ እናበለ ዝግዕር ድሑር ውን ኣብ ሱዳን፣ የመን፣ ሊብያ፣ ሶማልያ፣ ሊባኖስ፣ ኢራቕ፣ ሶርያ ... ወዘተ
      ሓድነት ፈጢሩ፡ ብእግሩ ደው ኢሉ፡ ሃገር ምዃን ኣይከኣለን ፤ ነንሓድሕዱ 'ውን ከም ዝብኢ ይማናጨት ኣሎ። ንስኻ ውን ከይሓፈርካ
      ፡ በቲ ካብ ዓረብ እተለቃሕካዮ ናይ ክራይ መንነት ጌርካ ፡ "ዓረብኛ ኤርትራ" ክፈጥር እየ ኢልካ፡ ሰብ
      ተታልልን ትሽቅጥን ኣለኻ። ዕጫኻ ዕድል ናይዘን ዝዓነዋ ሃገራት ዓረብን ኣስላምን እዩ። እንተኽኢልካ ካብታ ቀደም ዝሞተት
      ዓረባዊት ከዳሚት ጀብሃ ተመሃር። ሓደ ሰብ፡ ካብቲ ንመንነቱ ዘየኽብርን እንታይነቱ ዝፈንፈነን ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ።

  • @biniamteweldeberhe1880
    @biniamteweldeberhe1880 ปีที่แล้ว

    Amazing person keisi thank u for ur story

  • @diddidadda7679
    @diddidadda7679 3 ปีที่แล้ว +1

    Great respect for you Ahmed Kaissi. Stay strong and healthy.

  • @degoldessie1826
    @degoldessie1826 3 ปีที่แล้ว +3

    Most informative of all Al-Qeisi 's interviews. Thank you @Yoel.

  • @neameno
    @neameno 3 ปีที่แล้ว +12

    I suggest that you need to upgrade your program to panel discussions on particular issues by inviting more people (more than one) with varying experiences. People are getting one side of story at a time. Your show is much better than what I follow so far. Thanks for your dedication.

    • @immanuelbereket
      @immanuelbereket 3 ปีที่แล้ว +1

      Aside the highly sanitised and narrow narrative furthered by PFDJ, we have not heard another voice, another narrative! We can all judge for ourselves once we gain access to information. Access to credible information is essential, and that is what we have lacked for years!

    • @neameno
      @neameno 3 ปีที่แล้ว

      Most of the time, events are told by interviewees. But people need to know more, like the ideas, motives, stakeholders, impacts and possible outcomes of such events.

  • @asghedomwoldeghiorghis274
    @asghedomwoldeghiorghis274 ปีที่แล้ว +1

    ኤሪትራን ኤሪትራንውን ኣይጠቁምን አዮም

  • @Silento0625
    @Silento0625 3 ปีที่แล้ว +15

    ብመጀመርያ ንክቡር መንእሰይ ጋዜጠኛ ዮኤል Fanus Network፣ ካብ ልበይ ዝነቀለ ምስጋናይ አቅርብ❤️🙌🏽። ቀጺለ ድማ ንኣርካን ሃገር፣ ኣቦና ኣሕመድ ቀይሲ ምሉእ ጥዕና እምነ።
    ባባ ኣሕመድ ፍቓደኛ እንተ ኮይኑ ነዘን ሕቶታት ክምልሰልና ብትሕትና እሓትት።
    1, እሰያስ ኣዝዩ ይቀርበካ ከም ዝነበረ‘ዩ ዝውረ። እቲ ቅርርብኩም መዓስ‘ዩ ዝያዳ ጠንኪሩ? መዓስ‘ዩ ኸ ላሕሊሑ ወይ ተበቲኹ?
    2, ተጋ.ቀይሲ ዝተራእዮ’ዩ ዝዛረብ ኔሩ። ብኸምኡ ውን ቅድሚ ናጽነት ተኣሲሩ ኔሩ ብትእዛዝ እታ ሕብእቲ ሰልፊ ይብሃል‘ዩ?
    ንምዃኑ እቲ ጠንቂ ናይ መእሰሪኻ ቅድሚ ናጽነት፣ እንታይ‘ዩ ኔሩ ?
    3, ኣብ መስርሕ ናይቲ ፖሎቲካዊ ቤት-ጽሕፈት እቲ ዝነበረካ ግርህነት ዘምጽአልካ ሽግር እንታይ ኔሩ ? ብተምሃሮኻ ውን ፍቱው ኢኻ ኔርካ እንታይ‘ዩ ኔሩ እቲ ምስጢር ?
    4, ብዛዕባ እቶም የሚን ተባሂሎም ዝተቀንጸሉ/ ዝጠፍኡ፣ ከም በዓል ተወልደ ኢዮብ‘ከ እንታይ ኣለካ ትፈልጦ ?
    ሓደራ ብፍላይ ቁጽሪ 1&4 መልሰልና ኣብ ዝመጽእ ክፋላት። ክሳብ ሽዑ ንኹልና ዕድመን ጥዕናን እመነ።
    ሓወኹምን ወድኹምን ያፌት 🙌🏽

    • @SuperMobly
      @SuperMobly 3 ปีที่แล้ว

      I think he answered all these questions with Assena interview.

    • @mohamedalihassen1963
      @mohamedalihassen1963 3 ปีที่แล้ว

      @@SuperMobly dear bro could you send me the link ♥️♥️♥️♥️♥️

  • @zebib9761
    @zebib9761 3 ปีที่แล้ว +14

    ክቡር ተጋዳላይ ክብረት ይሃበለይ።ዓስብኹም ክትረኽቡ ቀሪብኩም ኢኹም። ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 3 ปีที่แล้ว +3

      ኣብ ስዑድያ ንስዑድያ ትመስል፡ ኣብ ኤርትራ ንኤርትራ ትመስል፡ ንባዕዳዊ ኣምሓራን ንዓረባዊ ባርነትን ትነጽግ። ሎሚ ቴስዓ ካብ ሚእቲ ኣብ ኤርትራ፡ መዓልታዊ ብትግረን ትግርኛን ቋንቋታትና ይነብር። ጀብሃን ዓረባዊ ሕልሚ ጀብሃን ተቐቢሩ እዩ። ኤርትራ ናይቶም ብኤርትራዊ ቋንቋታት ስርዓታትን ገድላን ዝኣምኑ ጥራይ እያ። ዝኾነ ከዳሚ ካብ ጀበርቲ ዉቕሮ ሽረ ወይ ከዳሚ ዓረብ ካብ ጀበሊ የመን በጃ ሱዳን መጺኡ፡ ኣብቲ ደምና ዝኸፈልናሉ ኤርትራ ኣይእዝዘናን እዩ። ንሕና ቋንቋታትና ብሓዊ ክነዲድ ኣየተጋደልናን። ንሕና ኣምሓሩ ኣይኮናን። ባሮት ወይ ዓቢድ ናይ ዓረብ ውን ኣይኮናን። ንሕና ኤርትራውያን ኢና።

    • @zebib9761
      @zebib9761 3 ปีที่แล้ว +1

      @@zegdagmawi275 ወዲ ገበያ ተጋዲልና ገለመለ ኣይትቡል ። ዓረብ ድሜ ኣመንጊጉ ተዛረብ ዝብለካ የሎን። እቶም ቋንቋ መረዳድኢ ናይቶም እምነት ኣስላም እተደልዮሞ ናትካ ፍቃድ ኣየድልዮምን እዩ። እንታዋይ ኢኻ ንስኻ ? ኣባጅጎ? ከምቶም ኣንድነታውያን ኣቦታትካ ኣብ 40ታት ትነብር ኣለኻ። ሓተላ ዓባየይ ድኣ ዄንካ እምበር ቋንቋ ሃብቲ እዩ። ኣዴታትካ ናይ ዓረብ ተኸታታሊ ፊልም ክርእያ ይውዕላ ኣለዋ። ኣጥፍኣኣ በለን።

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 3 ปีที่แล้ว +1

      ነቶም ተበልጽቲ መንነቶም ዝፈንፈኑ፥
      ኣሽንኳይ እቲ ቋንቋታቱ ትግረ ትግርኛ ፈንፊኑ ብሓዊ ኣንዲዱ፡ ብናይ ክራይ መንነት "ዓረብኛ ኢና" ዝብል ምስሉይ ሓሳዊ፡ እቲ ዓረብ ንባዕሉ፡ ብዓረብኛ እናተዛረበ ፡ "ሃይማኖትና ኣስላም እዩ" ፤ እናበለ ዝግዕር ድሑር ውን ኣብ ሱዳን፣ የመን፣ ሊብያ፣ ሶማልያ፣ ሊባኖስ፣ ኢራቕ፣ ሶርያ ... ወዘተ ሓድነት ፈጢሩ፡ ብእግሩ ደው ኢሉ፡ ሃገር ምዃን ኣይከኣለን ፤ ነንሓድሕዱ 'ውን ከም ዝብኢ ይማናጨት ኣሎ። ንስኻ ውን ከይሓፈርካ ፡ በቲ ካብ ዓረብ እተለቃሕካዮ ናይ ክራይ መንነት ጌርካ ፡ "ዓረብኛ ኤርትራ" ክፈጥር እየ ኢልካ፡ ሰብ ተታልልን ትሽቅጥን ኣለኻ። ዕጫኻ ዕድል ናይዘን ዝዓነዋ ሃገራት ዓረብን ኣስላምን እዩ። እንተኽኢልካ ካብታ ቀደም ዝሞተት ዓረባዊት ከዳሚት ጀብሃ ተመሃር። ሓደ ሰብ፡ ካብቲ ንመንነቱ ዘየኽብርን እንታይነቱ ዝፈንፈነን ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ።

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 3 ปีที่แล้ว +1

      @@zebib9761 ምስኪናይ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብ ባዶ መደረን መብጽዓን ናይ ክንደይ ዘይረብረበ። ካብ ጀብሃ ስጋብ ህግደፍ፡ ካብ ካርቱም ስጋብ መቐለን ኣዋሳን ክንደይ "መሰጋገሪ መንግስቲ ኣለና" ዘይሰምዐ። ሎሚ ኸኣ ነቲ ኣብ ሃገራት ዓረብ፥ ኣብ የመን፣ ሊብያ፣ ዒራቕ፣ ሶማልያ፣ ሱዳን ቀለሙ ከይነቐጸ ዝፈሸለ፤ ኣብ ኤርትራ ከም "ሓድሽ ምህዞ" ክትግበር እዩ፡ ያኢ ይበሃል ኣሎ። ኣድጊ እንታይ እያ ዝበለት፥ ክንደይ ዓቐብ ዘይረኣና። ሓደ ሕበረተሰብ፡ ቋንቋታቱ ታሪኹ መንነቱ እንታይነቱ ፈንፊኑ፡ ሓድነት ክፈጥርን፡ እትረብሕ ሃገርን ክምስርት ኣይክእልን እዩ። በዓል የመን፣ ሊብያ፣ ሶማልያ፣ ሱዳን ፣ ዒራቕ፣ ሶርያ ... ፡ እወ "ሃገራት" ይበሃላ ኔረን። ሎሚ ግና "ነበርያ" ኮይነን እየን። እዚአን ኩለን ወግዓዊ ቋንቋአን ዓረብኛ፡ ሃይማኖተን ውን ሙስሊም እየን። ግና ሃገር ክኾና ከቶ ኣይከኣላን።

  • @tesfalidetfesshaye8778
    @tesfalidetfesshaye8778 3 ปีที่แล้ว +6

    ቀይሲ ከይፈረሒ ዝዛረብ ዘሎ ነጻ ካብ ኩሉ ሰለ ዝኩነ ይመሰለኒ ። በዚ ደማ ናይ ወላደ ወገን አይኩነን መጻሓፈ ክትጸሕፈ ንላወበካ

  • @john9192
    @john9192 3 ปีที่แล้ว +9

    ሰላም ዝኸበርኻ ተጋዳላይ ኣሕመድ ኣልቐይሲ፡
    ንዝሃብካና መብርሂ ብልቢ የመስግን ፡ፍቓደኛ እንተኾንካ ኣብ ቐጻሊ፡ ወልደሚካኤል ሃይለ ኻብቶም መስረቲ ኸሎ ንምንታይ ኣብቲ ውድባዊ ጉባኤ ዘይተመርጸ፡ ኣሰዋውእኡ ከ እንታይ ትብለና የቐንየለይ

    • @kelatiteweldemedhin6613
      @kelatiteweldemedhin6613 3 ปีที่แล้ว

      ሻዕብያ ጥዑይ ምርጫዶ ጌሩ ይፈጥ ኡ እዚ ቆማል ኢሰያስ ድቃላ ብንግሁኡ ዝሓመሶ ሰውራ ቃልሲ

    • @f-fightereri8616
      @f-fightereri8616 3 ปีที่แล้ว

      ዘመድካ ድዩ ኮይኑ?

    • @kibromzeru671
      @kibromzeru671 3 ปีที่แล้ว +1

      @@kelatiteweldemedhin6613 Game is Over

    • @kelatiteweldemedhin6613
      @kelatiteweldemedhin6613 3 ปีที่แล้ว

      @@kibromzeru671 ወዲ ዉጩ ወዲ ወራዲ ማይ ስቅ ኢልክን ጥራሕ ተረገጻ ከም ስብሓት ኤፍረም እንታይከ ክትገብራ ዉጩ እቲ ጀግ ናና ትብልዎ ንአሕዋቱ መቅተሊ ማይ ውዑይ አፍሊሑ ንኢሰያስ ይሁዳ ዘቀብል ዝነበረ ዕንዛርያ እንደአሉ ንስካትኩም ከአ ናይመን ደአ ክትወስዱ ድርባያት ዓዲ እንዳጠፍኤት ተጣቅዑ ዝሩጓት

    • @tesfaldetteweldemedhin9455
      @tesfaldetteweldemedhin9455 3 ปีที่แล้ว +1

      ድሩዕ ኣብቲ ግዜ ምስ ጀብሃ እዩ ኒሩ።ዳሓር ጀብሃ ንከይ ትሓርዶ ሃዲሙ ናብ ጸላኢ ሰራዊት ሃይለስላሲ ኢዱ ሂቡ።ምሕረት ምስ ረከበ ካብ መንግስቲ ኢቶፕያ ድማ ናብ ህግ ተሰሊፉ።ምስ ህግ ነዊሕ ከይ ጸነሐ ድማ ተማሪኩ ኣብ ኣስመራ።ጀብሃ ድማ ኣብ ምውጻእ እሱራት ምስኦም ወጽዩ። ናብ ህግ ስለ ዝመርጸ ድማ ኣፍኒቶ ናብ ህግ።ስለዚ ብከመይ ክምረጽ ትደልዮ።

  • @demhai4560
    @demhai4560 3 ปีที่แล้ว +8

    He has a lot to say. What a modern yet historically and narratively rich. Please please Yoel, bring him every week.

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 3 ปีที่แล้ว +1

      ምስኪናይ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብ ባዶ መደረን መብጽዓን ናይ ክንደይ ዘይረብረበ። ካብ ጀብሃ ስጋብ ህግደፍ፡ ካብ ካርቱም ስጋብ መቐለን ኣዋሳን ክንደይ "መሰጋገሪ መንግስቲ ኣለና" ዘይሰምዐ። ሎሚ ኸኣ ነቲ ኣብ ሃገራት ዓረብ፥ ኣብ የመን፣ ሊብያ፣ ዒራቕ፣ ሶማልያ፣ ሱዳን ቀለሙ ከይነቐጸ ዝፈሸለ፤ ኣብ ኤርትራ ከም "ሓድሽ ምህዞ" ክትግበር እዩ፡ ያኢ ይበሃል ኣሎ። ኣድጊ እንታይ እያ ዝበለት፥ ክንደይ ዓቐብ ዘይረኣና። ሓደ ሕበረተሰብ፡ ቋንቋታቱ ታሪኹ መንነቱ እንታይነቱ ፈንፊኑ፡ ሓድነት ክፈጥርን፡ እትረብሕ ሃገርን ክምስርት ኣይክእልን እዩ። በዓል የመን፣ ሊብያ፣ ሶማልያ፣ ሱዳን ፣ ዒራቕ፣ ሶርያ ... ፡ እወ "ሃገራት" ይበሃላ ኔረን። ሎሚ ግና "ነበርያ" ኮይነን እየን። እዚአን ኩለን ወግዓዊ ቋንቋአን ዓረብኛ፡ ሃይማኖተን ውን ሙስሊም እየን። ግና ሃገር ክኾና ከቶ ኣይከኣላን።

  • @mulugetaabraham9312
    @mulugetaabraham9312 ปีที่แล้ว

    Mohammed caisi is one of very few honest fighter ,i have a great respect for his honesty i hope your kids knows how brave hero you're. I thank you for your sacrifices for Eritrea your country for our freedom my God bless you and give you chance to see the Eritrea you dream off.

  • @iloveu3112
    @iloveu3112 3 ปีที่แล้ว +4

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣገላልጻ ኣቦና ኣልቀይሲ የቀንየልና

  • @eyoyeh8775
    @eyoyeh8775 3 ปีที่แล้ว +6

    ንመሪሒነት ዝበቅዕ ሰብ ስለዝሳኣንኩ ጻዕዳ ወረቀት መሪጸ ዘገርም ኣጃማምራ, ገለ ብገርሃ ገለ ብጉርሓ መስኪን መንእሰይን ህዝቢን ኤረትራ

  • @semere8059
    @semere8059 3 ปีที่แล้ว +4

    Thanks 🙏 Yoel bro 😎

  • @Awelzewa
    @Awelzewa 3 ปีที่แล้ว +2

    الاستاذ والمربي الثوري رجل موسوعة تاريخية وطنية اتمني ان تترجم هذه الحلقات الي اللغة العربية ليستفيد منها الجميع وبالذات الجيل الذي ولد في المهجر العربي من الارتريين ....
    ....

  • @semerekahasr9220
    @semerekahasr9220 3 ปีที่แล้ว +15

    እዚ ሰብኣይ መጽሓፍ ዩ ክንበብ ኣለዎ ። መን ይንገር ዝዋዓለ ፡ መን የርድእ ዝቀበረ ኢዩ ። ኣጋላልጹኡ ብታዕሚ ኣድኒቀዮ ።

  • @ibrahimidris9721
    @ibrahimidris9721 3 ปีที่แล้ว

    Thank you Mr. Ahmed Al Qisi & Youel. Good analyses. I enjoyed it

  • @senayfamily
    @senayfamily 3 ปีที่แล้ว +8

    That is amazing the real story thank you bab qeysi .alah y'adik al afya .as well uel great .

  • @احمد-ض6ط8ل
    @احمد-ض6ط8ل 3 ปีที่แล้ว +1

    Welahi shkuren amu ahmed and yuel habibi

  • @abdusuleiman8657
    @abdusuleiman8657 3 ปีที่แล้ว +14

    መንእሰይ ዮኦል ሰላምታይን ምስጋናይን ሞጎሰይን የመሓላልፈልካ የቐንየለይ:: ሰላም ኡሴታዝ ኣሕመድ! ብቐዳምነት ጥዕናን ቅሳነትን ዘለዎ ቀጻሊ ዕድመ ይምነየልካ:: ብሞቅጻል የቐንየለይ ንትገብሮ ዘለካ ትረታን ትንተናን:: ንታርክ ሃገረ ኤረትራ ዕምቆቱን ስፍሓቱን ብምልእነት ንምግንዛብ ዕድል ዝከፈትካለይ:: ብሃንቀውታ እናተጸበኩ'የ! የቐንየለይ

  • @gergishgergish1130
    @gergishgergish1130 3 ปีที่แล้ว +3

    ቀይሲ ተባዕ ጅግና ከም ወትሩ ብሉጽ ስራሕ።

  • @Simon-gx9xf
    @Simon-gx9xf 3 ปีที่แล้ว +4

    This is great abona keysi .. I love his analysis and arguments very logical realistic and to the point.

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 3 ปีที่แล้ว +1

      ሓደ ሰብ ነቲ ኤርትራዊ ቋንቋታት ትግረ ትግርኛ እንተጸልአን እንተፈንፈነን፡
      ናቱ ናይ ገዛእ ርእሱ ኣእምሮን መንነትን ሕማም እምበር፡
      ናይ ኤርትራን ኤርትራውያንን ጉዳይ ኣይኮነን።
      ሓደ ሰብ፡ ካብቲ ንመንነቱ ዘየኽብርን እንታይነቱ ዝፈንፈነን ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ።

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 3 ปีที่แล้ว +1

      The open source in the net, the Eritrean Human Rights Electronic Archive (Ehrea) confirms that the Jebha ELF leaders who decided to burn Tigre language 1500 textbooks in the 1970s that was prepared and printed by its own Department of Education are the following:
      1. Abdela Idris
      2. Hamid Adem Sulieman
      3. Ibrahim Mohamed Ali
      4. Azien Yasin, and few minions
      People like Ahmad Naser and Melake Tekle were not involved.
      Here you have the historical truth and the shameless idiots of Jebha who committed “linguistic suicide”.
      Thank you to the documentation center at - Eritrean Human Rights Electronic Archive - EHREA . at ehrea website …

  • @tesfayhaile2629
    @tesfayhaile2629 3 ปีที่แล้ว +5

    GOOD JOB WITH EXCELLENT AND VERY INTERSTING.INTERVEW YOLINO HAWEY.

  • @boezteame6935
    @boezteame6935 8 หลายเดือนก่อน +1

    እዚ ሰብኣይ ናይ ሒመታ ዲግሪ ድዩ ዘሎዎ . . . . ምንን ክብል ዓመታት ኣሕልፉ . . . ብወረን ብጸለመን ዝውቃዕ ዕላማ የለን እባ በልዎ።

  • @yemanegebremedhin1841
    @yemanegebremedhin1841 3 ปีที่แล้ว +2

    ተሓቢእኩም መስሪትኩማ ንተጋደልቲ ግዳይ ገርኩሞ፡

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 3 ปีที่แล้ว +2

      ማሊሻ -- እተባህለ ሓደ ሰብ፡ ቅድሚ ዕስራ ዓመታት ኣብ መርበብ ኣዝማሪኖ ዝጸሓፎ፡ እተወስደ፥
      ኣብ ታሪኽ ዓለምን ፣ ኣብ ነዊሕ ዛንታ ሰብን ብጭብጢ እተረጋገጸ ሓቂ እንተሎ እዚ እዩ። ዝኾነ ይኹን ሕብረተሰብ ወይ ህዝቢ ፣ ንሕሉፍ ናይ ዘመናት ታሪኹ ዝጸልእ ፣ ውርሻኡ ዝንዕቕ ፣ መረበቱ ወይ ትውልዲ ዓዱ ዝኽሕድ ፣ ቋንቋታቱ ብባርዕ ዘልምስ ፣ ቅርስታቱ ዘፍርስ ፣ ባህልታቱ ስርዓቱ ዘድፍር ፣ ደቂ ሩባኡን ጎዶቦታቱን ዘየኽብር ፣ ይትረፍ መሪሕነት ክጭብጥን ሃገር ክኣልን ፣ ናይ ገዛእ ርእሱ ሉኣላዊት ሃገርን መሬትን ውን ከቶ ኣይግበኦን እዩ።
      እዚ ከምዚ ዓይነት ነፍሰ ሙት ፣ ሕልና ዕሩብ ፣ ኣእምሮ ዕሱብ ጉጅለ ወይ ጭፍራ ፣ እንትርፎ ከም ጊላ ከዳሚ ወይ ዓብድ ናይ ባዕዲ ፣ ብናይ ገዛእ ርእሱ መንነትን ኣብራኽን ደው ክብል ብፍጹም ዝሕሰብ ኣይኮነን ።

    • @rezantoagerto9672
      @rezantoagerto9672 3 ปีที่แล้ว

      @@zegdagmawi275 suq bel yak ksae hji kea b amharay ktchfchef mhaleka wedza metre gobo chele nay melhas kem beal natka domo meakor halfti nay eto deylahu delikayom

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 3 ปีที่แล้ว +1

      @@rezantoagerto9672 ሓደ ሰብ፡ ካብቲ ንመንነቱ ዘየኽብርን እንታይነቱ ዝፈንፈነን ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ።
      ምስኪናይ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብ ባዶ መደረን መብጽዓን ናይ ክንደይ ዘይረብረበ። ካብ ጀብሃ ስጋብ ህግደፍ፡ ካብ ካርቱም ስጋብ መቐለን ኣዋሳን ክንደይ "መሰጋገሪ መንግስቲ ኣለና" ዘይሰምዐ። ሎሚ ኸኣ ነቲ ኣብ ሃገራት ዓረብ፥ ኣብ የመን፣ ሊብያ፣ ዒራቕ፣ ሶማልያ፣ ሱዳን ቀለሙ ከይነቐጸ ዝፈሸለ፤ ኣብ ኤርትራ ከም "ሓድሽ ምህዞ" ክትግበር እዩ፡ ያኢ ይበሃል ኣሎ። ኣድጊ እንታይ እያ ዝበለት፥ ክንደይ ዓቐብ ዘይረኣና። ሓደ ሕበረተሰብ፡ ቋንቋታቱ ታሪኹ መንነቱ እንታይነቱ ፈንፊኑ፡ ሓድነት ክፈጥርን፡ እትረብሕ ሃገርን ክምስርት ኣይክእልን እዩ። በዓል የመን፣ ሊብያ፣ ሶማልያ፣ ሱዳን ፣ ዒራቕ፣ ሶርያ ... ፡ እወ "ሃገራት" ይበሃላ ኔረን። ሎሚ ግና "ነበርያ" ኮይነን እየን። እዚአን ኩለን ወግዓዊ ቋንቋአን ዓረብኛ፡ ሃይማኖተን ውን ሙስሊም እየን። ግና ሃገር ክኾና ከቶ ኣይከኣላን።

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 3 ปีที่แล้ว +1

      @@rezantoagerto9672 ኣሽንኳይ እቲ ቋንቋታቱ ትግረ ትግርኛ ፈንፊኑ ብሓዊ ኣንዲዱ፡ ብናይ ክራይ መንነት "ዓረብኛ ኢና" ዝብል ምስሉይ ሓሳዊ፡ እቲ ጎይታኻ ዓረብ ንባዕሉ፡ ብዓረብኛ እናተዛረበ ፡ "ሃይማኖትና ኣስላም እዩ" ፤ እናበለ ዝግዕር ድሑር ውን ኣብ ሱዳን፣ የመን፣ ሊብያ፣ ሶማልያ፣ ሊባኖስ፣ ኢራቕ፣ ሶርያ ... ወዘተ ሓድነት ፈጢሩ፡ ብእግሩ ደው ኢሉ፡ ሃገር ምዃን ኣይከኣለን ፤ ነንሓድሕዱ 'ውን ከም ዝብኢ ይማናጨት ኣሎ። ንስኻ ውን ከይሓፈርካ ፡ በቲ ካብ ዓረብ እተለቃሕካዮ ናይ ክራይ መንነት ጌርካ ፡ "ዓረብኛ ኤርትራ" ክፈጥር እየ ኢልካ፡ ሰብ ተታልልን ትሽቅጥን ኣለኻ። ዕጫኻ ዕድል ናይዘን ዝዓነዋ ሃገራት ዓረብን ኣስላምን እዩ። እንተኽኢልካ ካብታ ቀደም ዝሞተት ዓረባዊት ከዳሚት ጀብሃ ተመሃር። ሓደ ሰብ፡ ካብቲ ንመንነቱ ዘየኽብርን እንታይነቱ ዝፈንፈነን ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ።

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 3 ปีที่แล้ว +1

      The open source in the net, the Eritrean Human Rights Electronic Archive (Ehrea) confirms that the Jebha ELF leaders who decided to burn Tigre language 1500 textbooks in the 1970s that was prepared and printed by its own Department of Education are the following:
      1. Abdela Idris
      2. Hamid Adem Sulieman
      3. Ibrahim Mohamed Ali
      4. Azien Yasin, and few minions
      People like Ahmad Naser and Melake Tekle were not involved.
      Here you have the historical truth and the shameless idiots of Jebha who committed “linguistic suicide”.
      Thank you to the documentation center at - Eritrean Human Rights Electronic Archive - EHREA . at ehrea website …

  • @alicabbani1708
    @alicabbani1708 3 ปีที่แล้ว +12

    أشكر صاحب قناة fanus net work لإستضافه المناضل الكبير أحمد القيسي
    واستطعنا من خلال اللقاء معرفة الكثير من خفايا هذا التنظيم بكل مراحله منذ انشقاقه من جبهة الأم حتى هذه اللحظة.
    اسمح لي أخي صاحب القناة أن أوجه سؤالين للأستاذ القيسي بعد كل هذا التجارب المريرة ولدت دولة الفتية
    إريتريا من رحم المعاناة وأصبحت دولة مستقلة ذات سيادة.
    السؤال الأول في ظل نظام الرجل المتسلط الذي يتحكم في صغيرة وكبيرة. في بلد.لا توجد فيه مؤسسات الدولة ، أعني بذالك الدستور والبرلمان السلطةالتنفيذية والقضاء ، والأحزاب ، ما قراءة الأستاذ أحمد القيسي لمستقبل إريتريا ؟
    السؤال الثاني ماذا تعرف عن المناضل عثمان صالح وزير الخارجية الحالي ؟
    مشكورا صاحب القناة ارجو ان توجه هذه الاسئلة للأستاذ أحمد القيسي. . مع تحياتي

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 3 ปีที่แล้ว +1

      ኣሽንኳይ እቲ ቋንቋታቱ ትግረ ትግርኛ ፈንፊኑ ብሓዊ ኣንዲዱ፡ ብናይ ክራይ መንነት "ዓረብኛ ኢና" ዝብል ምስሉይ ሓሳዊ፡ እቲ ጎይታኻ ዓረብ ንባዕሉ፡ ብዓረብኛ እናተዛረበ ፡ "ሃይማኖትና ኣስላም እዩ" ፤ እናበለ ዝግዕር ድሑር ውን ኣብ ሱዳን፣ የመን፣ ሊብያ፣ ሶማልያ፣ ሊባኖስ፣ ኢራቕ፣ ሶርያ ... ወዘተ ሓድነት ፈጢሩ፡ ብእግሩ ደው ኢሉ፡ ሃገር ምዃን ኣይከኣለን ፤ ነንሓድሕዱ 'ውን ከም ዝብኢ ይማናጨት ኣሎ። ንስኻ ውን ከይሓፈርካ ፡ በቲ ካብ ዓረብ እተለቃሕካዮ ናይ ክራይ መንነት ጌርካ ፡ "ዓረብኛ ኤርትራ" ክፈጥር እየ ኢልካ፡ ሰብ ተታልልን ትሽቅጥን ኣለኻ። ዕጫኻ ዕድል ናይዘን ዝዓነዋ ሃገራት ዓረብን ኣስላምን እዩ። እንተኽኢልካ ካብታ ቀደም ዝሞተት ዓረባዊት ከዳሚት ጀብሃ ተመሃር። ሓደ ሰብ፡ ካብቲ ንመንነቱ ዘየኽብርን እንታይነቱ ዝፈንፈነን ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ።

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 3 ปีที่แล้ว

      The open source in the net, the Eritrean Human Rights Electronic Archive (Ehrea) confirms that the Jebha ELF leaders who decided to burn Tigre language 1500 textbooks in the 1970s that was prepared and printed by its own Department of Education are the following:
      1. Abdela Idris
      2. Hamid Adem Sulieman
      3. Ibrahim Mohamed Ali
      4. Azien Yasin, and few minions
      People like Ahmad Naser and Melake Tekle were not involved.
      Here you have the historical truth and the shameless idiots of Jebha who committed “linguistic suicide”.
      Thank you to the documentation center at - Eritrean Human Rights Electronic Archive - EHREA . at ehrea website …

    • @dahlakdahlak9695
      @dahlakdahlak9695 3 ปีที่แล้ว

      @@zegdagmawi275 Dear Ze &Ali
      ... It would.been much Better if/when the focus pays and lear n what those most a very young did in 1950s 60,and 70s + for Eritrea and Eritreans with all challenges ,odds ,obstacles etc..and also using /used the opportunities ..advantages of languages faith ,culture or attitudes then
      Otherwise
      If not then or now ..today or tomorrow ..it may be endless to use languages ,cultures or religions only ,loosely or firmly it may be only shadows the senses of the attitude of endless .
      If Tigrinya was before faith/s and Arab also was/used before the faith/s . So it/languages may be belongs the culture if not to the faiths entirely and should not only use or abandoned by/for the faith or culture sake . It also should not be.. taken as it used by/for some as a knowledge and for/by purpose faith for others..when it used, I mean any language.. And Especially Arabic When anyone trying to use it at anytime.
      I believe if it is in/about Eritrea the Arabic language is mostly and just a symbolic for a faith ,but not entirely related to the culture and to the individual languages of Eritrea especially who those believers religion of Islam even many may not want to agree as it may be related in many , some ways dialectically in many daily use of languages or religion ways, mixed normaly for many reason widely or. for names like many religion /faith, for hope ,for givenness ,for names .. etc..
      Ex:-Dawit ,Dawd, Dave etc...
      There are Christians in /Middle East speaks only Arabic and in the world mostly 90%+ of Islam believers do not speak or related to the Arabic language in the world, so as in Eritrea too . So it should not be a difficult to understand compromise ,widely and.. wisely instead it should not be different, complicated, mixed too , or abandoned.. Close sympathetically for any mixed reasons .
      Arab is a language and Tigrigna, Tigre.. etc.. is a language even though developed related for many reasons with cultures, history religions.... Languages can develop,with /by in Science,Technology, Culture influences.. Education, innovation mix, merge or lost or die... as it may not.. find exact muches. with names, fit much better senss ,or enough reason. I do not think it is hard to see the evidence of the reality how we are living in the world.. For good or for a reason going far and Wishing developed countries cities wishing to go.. for living.. for learning scholarship,. Internationaly recommend recognised Unis.... Oxford,/Uxbridge, Harvard, Yel,.. Or wishing for our children.. when affordable.. Boarding schools in European or in American. Well... Fortunately or Unfortunately, Sfortunamwnte, Malheureusements ንጽቡቕ፡ ይግበሮ፡
      لحسن الحظ ليل اسف
      Even For Ourselves or our children we are far from where we live or wish too about what we try argue or think about the future of our country or themselves in termes of speaking native languages or culture wise or about the world whether... we are living in Cape Town, Angola, Kampala, Khartoum, Cairo, Middle East, Europe, Stockholm,.. London, Canada or America or in Eritrea safe, Dechemhare, mendefera, Asmara, Keren, Assab, BatsE/Masawa, Aqurdat, Teseney or Barentu... Etc.. The world is heading forward for a reason not for bad or good choices of someone trying in in sticking.. Olds.. Historical cultures titer languages only.. For communication, facilities, technology cultures freedom, education, politics etc... We have to devolp and learn..especially in terms of culture , language all we can where ever we are living in the world when possible as we have too.. That why the world is exists....survival, creativity, Enlightenment, evolution, enterpnur, enterprise Globalisation.. Now also cooperation in the pandemic and Vaccination., So please try not to stick with the the old tea or coffee arguments... Like Languages comes first or culture or religion or better is phylosophy or politics.... Constitution. Elections and responsibilities or and the Tolerance and cooperation Technology and cooperation are better and in front of us for better. Future.
      Ex - ኮምፒተር፡ ሞባይል፡ ተለቪዥን ፡አይፓድ፡ ላብቶብ፡ These modern names may be the same by Arabic or almost by any language world wide...
      Anyway peace, stability ,justice and progress for Eritreans and Eritrea.
      እምበር፡ ዝኸበርካ፡ ዓሊን፣ ዘ-ዳግምን፡ ሀገርናን ፡ህዝብናን ይዓብየና፡ እምበር፡ ቛንቛን፡ ባሕልነ፡ ሀይማኖት/እምነትን፡ ሲ፡ ነውሕን፡ ሸሊሕን፡ እዩ፡ ክኸውን፡
      I think We really have to ask to ourselves whenever we say, try to say..... ክብል፡ ክብል፡ ንዓደይ ፡ ድየ ? / ድዩ?
      Anyway Peace, stability, justice and Prosperity for Eritrea.
      ዓወት፡ንህዝብና /ንሐፋሽ!
      Any corrections, comments by anyone welcome.
      የቐንየለይ ።
      شکران لتر کيز کوم
      Thank you for yours emphasis .
      Merci Pour Votre Emphase.
      Grazie per la tua Efasi

    • @salmanal6532
      @salmanal6532 3 ปีที่แล้ว

      @@zegdagmawi275 ከምቲ ኣተሓሳስባኻ በቲ ናይ ኣዴኻ ቛንቃ ጌርካ ጥራይ ምጽሓፍ እንተ ደኣ ኮይኑ፥ ነቲ ካብ ጎይቶትካ ዝተለቃሕካየን ፊደላት ተጠቂምካ ስምካ ክትጽሕፍ ኮነ ሓረጋት ከተቀምጥ ኣይምተገበአን።

    • @salmanal6532
      @salmanal6532 3 ปีที่แล้ว

      የቐንየልና ክቡር ሓው ዩኤል በቲ ተቅርቦ ዘለኻ መደባት፥ ከምዚ ዓይነት ታሪኽ ዝብርብር መደብ ቀጻልነት ክህልዎ ይምሕጸነካ፥፧ እቲ ታሪኽ ይሕመቅ ይጸብቅ ናትና ስለ ዝኾነ ነዚ ንኽንፈልጥ ትገብሮ ዘለኻ ጻዕሪ ክትምስገን ይግባኣካዩ’ሞ ኣጆኻ በርትዕ። ንክቡር ተጋዳላይ ኣልቀይሲ ውን ተቢዑ ካልኦት ሓለፍቲ ዝነበሩ ክዛረብሉ ዘይከኣሉ ዛዕባ ብምቅራቡ ነመስግኖ።

  • @abelkibrom2035
    @abelkibrom2035 3 ปีที่แล้ว +2

    ንኻልኣይ ግዜ ብጽሞና ሰሚዐያስ: ኣቦና ተጋዳላይ ኣሕመድ ቐይሲ ኣዝዩ ተባዕ ናጻ ካብ ወገንነት ኮይኑ ረኺበዮ! ተቐዲሑ ዘይውዳእ ታሪኽ ሒዙ ኣሎ:: ዮኤል ሓወይ ኣይትሕመቅ ኩሉ ግዜ ኣምጻኣልና ወላ ውን ካልኦት ከምኡ ዝኣመሰሉ ገዳይም ተጋደልቲ: ምኽንያቱስ መታን ከነዛንቆን ሚዛን ክንወስድን! ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ተጋዳላይ ኣሕመድ ኣልቐይሲ ከምኡ ውን ንዓኻ ዮኤል ሓወይ! ሓንቲ ግን ከም ንኡስ ሓውኻ ክላበወካ?! ኣብ ሞንጎ ክሕተቱ ዝግብኦም ብዙሓት ሕቶታት ኣሕሊፍካ ኣለኻ: እዚ ካብ ትሕትና ዝብገስ መታን ከይትኾልፎ ኢልካ ከምዝኾነ ብግቡእ ተረዲአዮ እየ: ግናስ ኣገደስቲ ሕቶታት ኣይተሕልፍ! ንኣብነት ገለ ውሑዳት ነብሰ ቅትለት ዝፈጸሙ ኣቦታትና ተጋደልቲ ከምዝነበሩ ክገልጽ እንከሎ ባዓል መን እዮም ካብኣቶም ክትብል ይግባኣካ ኔሩኾይኑ ይስማዓኒ?! ካልኣይቲ ድማ ሓንቲ ኣገዳሲት ሓረግ ብዛዕባ G15 ተዛሪቡ ኔሩ: ንሱ ድማ ሰባት ምኻኖም ስለ ዘይተርፍ ጌጋ ክገብሩ ባህርያዊ እዩ:: ኣብ ሕሉፍ ገድላዊ ጉዕዞኦም ጌጋ ይገብሩ ከምዝነበሩ ጠቂሱዋ ኔሩ ትንክፍ እዩ ኣቢሉዋ ከም ስክፍታ?! ነዚ ውን ከብርሆን ገለ ካብቲ ንሳቶም ዝገበርዎ ጌጋታት እንታይ ኔሩ ክነግረናን መታን ክትሓትት ይግባኣካ ኔሩ ይመስለኒ! ምስ ምሉእ ኣኽብሮት ከም ተወሳኺ ሓሳብ ደኣ እምበር ከም ነቐፌታ ውን ኣይትርኣዮ ሓደራ ምኽንያቱስ ኣነ ወላሓንቲ ኣፍልጦ ስለዘይብለይ!

  • @Michael-ju2kq
    @Michael-ju2kq 3 ปีที่แล้ว +1

    Where is part 4 bro,

  • @jemalabdu2214
    @jemalabdu2214 3 ปีที่แล้ว

    Thanks Thanks

  • @woldaitesfamariam4950
    @woldaitesfamariam4950 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣብታ ትመጽእ ሓራ ኤርትራ፣ ንሓርበኛ ኣቦና ኣልቀይሲ ብስም ህዝቢ ኤርትራ ንናይ ቃልሲ ኣበርክትኡ ዝምልከት ዝኾነ መዘከሪ ክንገብረሉ ኢና።

  • @منوجهةنظري-ر4ص
    @منوجهةنظري-ر4ص 3 ปีที่แล้ว +1

    Raza nay abu haza .Yoel I hope to see you among one of Eritrean leaders.Thanks

  • @amanuelabraham4006
    @amanuelabraham4006 3 ปีที่แล้ว

    Yekeniyelna Abend Adana Kaisi

  • @nazrawiasmara2565
    @nazrawiasmara2565 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሕመድ ኣልቀይሲ ብሓቂ ኣዝዮ ዓቢ ታሪኻዊ ንሰነድ ዝብቅዕ ሰፊሕ ቃለ መጥይቅ ኣቅሪብካ ብሓዕሚ ድማ መሳጢ ኔሩ ንሰውራን መንግስትነትን ዝምልከት ዝሃብካዮ ሰፊሕን መሳጥን ኣግባብ ኣቅሪብካዮ የቅንየልና ቀይሲ ዕድመን ጥዕናን ንዓኻ ይኹን ካልእ ንታሪኽ ዝኽውን መልእኽትካ ብቀጻሊ ክንስምዕ፡፡

  • @melatmiamimari203
    @melatmiamimari203 3 ปีที่แล้ว +1

    Mohammed keysi has to write a book for the new generation. We need to know more about this

  • @mannieberhanu3469
    @mannieberhanu3469 3 ปีที่แล้ว +10

    Wow wow wow man...you truly truly nailed it brother...a lot of previous tegadelti have said the same thing...the dictatorship of Eritrea is for sure a psychologically imbalance based what has transpired in Eritrea on the ground..our suspicion turned out to be true...what unlucky people we are for God sake..what a fate..

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 3 ปีที่แล้ว +1

      @Attraction P. ምስኪናይ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብ ባዶ መደረን መብጽዓን ናይ ክንደይ ዘይረብረበ። ካብ ጀብሃ ስጋብ ህግደፍ፡ ካብ ካርቱም ስጋብ መቐለን ኣዋሳን ክንደይ "መሰጋገሪ መንግስቲ ኣለና" ዘይሰምዐ። ሎሚ ኸኣ ነቲ ኣብ ሃገራት ዓረብ፥ ኣብ የመን፣ ሊብያ፣ ዒራቕ፣ ሶማልያ፣ ሱዳን ቀለሙ ከይነቐጸ ዝፈሸለ፤ ኣብ ኤርትራ ከም "ሓድሽ ምህዞ" ክትግበር እዩ፡ ያኢ ይበሃል ኣሎ። ኣድጊ እንታይ እያ ዝበለት፥ ክንደይ ዓቐብ ዘይረኣና። ሓደ ሕበረተሰብ፡ ቋንቋታቱ ታሪኹ መንነቱ እንታይነቱ ፈንፊኑ፡ ሓድነት ክፈጥርን፡ እትረብሕ ሃገርን ክምስርት ኣይክእልን እዩ። በዓል የመን፣ ሊብያ፣ ሶማልያ፣ ሱዳን ፣ ዒራቕ፣ ሶርያ ... ፡ እወ "ሃገራት" ይበሃላ ኔረን። ሎሚ ግና "ነበርያ" ኮይነን እየን። እዚአን ኩለን ወግዓዊ ቋንቋአን ዓረብኛ፡ ሃይማኖተን ውን ሙስሊም እየን። ግና ሃገር ክኾና ከቶ ኣይከኣላን።

  • @enoghe9474
    @enoghe9474 3 ปีที่แล้ว +3

    Thank you Mr Ahmed for highlighting the rise of Tigrinya and organised and nationalism. For sure the result of independence have come to reality after the rise of Tigrinya.

  • @wegahta5809
    @wegahta5809 3 ปีที่แล้ว

    Thank you so much Yuelino! You are the best!
    ነዚ ኣገዳሲ ሓርበኛ ኣቦና ኣሕመድ ቀይሲ ዘምጻካልና። ኣዝዩ ዝነኣድ ዓቢ ስራሕ ኢኻ ሰሪሕካ። ካብቶም ጽባሕ ንግሆ ኣብ ቅዋማዊት ኤርትራ ሓወልቲ ንሰርሓሎም ሰባት ክትኸውን ኢኻ።
    ኣጆኻ በርትዕ! ካልኦት ሓርበኛታት ውን ኣምጽኣልና!

  • @nuraosman5970
    @nuraosman5970 ปีที่แล้ว

    👍👍👍

  • @mussiesultan5680
    @mussiesultan5680 3 ปีที่แล้ว +1

    ገ/ተጋዳላይ ቐይሲ ፍትሓዊ ሰብ ኢዩ። እቲ ሓቀንኘቱ ከኣ ከየሸልተወካ ትሰምዖ።
    ብፍላይ ብቕዓት ናይ ኣገላልጽኡ ብጣዕሚ ኢዩ ብቑዕን ሚዛላውን ዝእመንን ዝገብሮ። ህዝቢ ኤርትራ ጌና ነሽን ኣይኮነን ዘሎ ምኽንያት ኣብቲ ዝሓለፈ ገሊጽዎ ኣሎ።
    ህዝቢ ኤርትራ ዘካየዶ ኣንጻር ገዛኢት ሃጸያዊት ኢትዮጵያ ቃልሲ ብዉልቀ ሰባት ዝግለጽ ኣይኮነን።

  • @lcgoitom9620
    @lcgoitom9620 3 ปีที่แล้ว +1

    ክብረት ይሃበልና ኣቶ መሓመድ ኣል ቀይሲ።
    ኣብዚ ፈታኒ ግዜ ተስፋዝሃብካኒ ሓደ ንስካ ኢካ። ዮኤለይ ከኣ ክብረት ይሃበልና።

  • @samuelbokre2307
    @samuelbokre2307 3 ปีที่แล้ว +2

    ሓርበኛ ኣሕመድ ቀይሲ ስለምንታይ ኢዩ ቅድሚ ናጽነት ተኣሲሩ ነይሩ ክትሓቶ ነይሩካ ዩኤል።ኣብ ቀጻሊ ኣይትረስዓዮ።ካልኣይ ሓርበኛ መስፍን ሓጎስ ኣብ ኣኼባ ንኢሰያስ ሰልፊ ክተፍርስ መን ስልጣን ሂቡካ ኢሉ ክሓቶ'ከሎ ንበይኑ ድዩ ወይስ ደጋፊ ነይርዎ።

    • @abduali2
      @abduali2 3 ปีที่แล้ว

      Wawww xubuqat netbitat hatitka bro fanus hawina kiea tgediska heteto

    • @meronsimon7049
      @meronsimon7049 3 ปีที่แล้ว

      Wala hanti aygberen dictator ilewo neyru hansab

    • @teweldedermas5057
      @teweldedermas5057 3 ปีที่แล้ว

      Samuel bokre ቅድሚ 3 ዓመት መሊስዋ ኔሩ በይኑ መስፍን እዪ ሓቲትዎ ኢሉ ፡ንመስፍን ከምዘይሓገዝዎ ጠቒሱ፡ ተወሳኺ ዉን ብርሃነ ኣብርሀ እዚ ብወያነ ዝወረደና ወራር ተሓታቲ ኢኻ ኢልዎ ንኢሰያስ ኢሉ ፡ኣብዚ ዉን በይኑ እዩ መስፍን።

  • @jojojojo-dd1bb
    @jojojojo-dd1bb ปีที่แล้ว

    Hasawiy

  • @tedrostesfaab1838
    @tedrostesfaab1838 3 ปีที่แล้ว

    Honest and unbiased. Thank you jigna abo

  • @petermesghina4867
    @petermesghina4867 3 ปีที่แล้ว

    Thanks Ahmed Kaisi... I think we know now the evolution of The General Secretary's consolidation of power. I think Kaisi came out of the Eritrean liberation movements unpolluted....He should write a book...I agree with Kaisi.... We on the so called opposition, need to acknowledge the critical positive roles, Issayas played.... I know it is hard to swallow, but he led the revolution at the critical times...It does not mean he should be entitled to destroy the country as he is doing now.

  • @EyobTes-xz2st
    @EyobTes-xz2st 3 ปีที่แล้ว

    ካብ ዕላሉ ከም ዘስተዉዓልኩሉ ቡዙሕ ዛሓቦኦ ምስጢር ኣሎ

    • @ኣልመዳዊሳሕላዊቢናዓምራዊ
      @ኣልመዳዊሳሕላዊቢናዓምራዊ 3 ปีที่แล้ว +1

      Ane wn buzuh Aqabetat zelewo koyunu tesemini

    • @EyobTes-xz2st
      @EyobTes-xz2st 3 ปีที่แล้ว

      ናዓና ዉን ኣባልሽና እዩ እሰያስ ክብል እኮ ሰሚዐዬ እየ ብተዛዋዋሪ ደም ሰብ ተጸይቁ ማለትዩ ካብዚ ዋጻኢ ካልእ ትርጉም የብሉን ብካልእ ወገን ድማ ቂምታ እሰያስ እዩ ዘለዎ እምበር ጽልኢ እሰያስ የቡሉን በቲ ኮይኑ በቲ ብደም ንጹሃት ዝሕትትሲ ጌሩ ኣሎ:: ከምኡ ሰለ ዝኾነዩ ኣብዚ ቃለ መሕተት ጥንቃቀ ዘብዝሕ ኔሩ ::

    • @maekelekelati4548
      @maekelekelati4548 3 ปีที่แล้ว

      @@EyobTes-xz2st hate speech

  • @liontravel9319
    @liontravel9319 2 ปีที่แล้ว

    Eseyas outsmart our people! Can you tell me about jone ( youhannes) who is his father ? Bc my father was in jebha wanted to know if that history is about my hero father!

  • @temesgentemesgen1916
    @temesgentemesgen1916 3 ปีที่แล้ว +5

    Wellcome Fanus Network & ERISAT Selamkum yibzah 🙏🙏🙏💕💕💕👍👍👍

  • @koneberhanbelay3534
    @koneberhanbelay3534 8 หลายเดือนก่อน

    ኡስታዝ ኣሕመድ ቀይሲ: 'ንብዙሓት ሰባት ዝበደለት ጉዳይ/ደረጃ ሰልፊ: ኣብ'ቲ ቁዋም ዘስፈርዎ: ዝለዓለ ሓላፊ ናይ ሓደ ክፍሊን ኣባል ማ/ሽማግለ ናይ'ቲ ሰልፊን እናሃለወ: ብዛዕባ መን ብቁዕን ኣይብቁዕን: መን ንኣባልነት ይሕጸን ይምረጽን ዝውስን እታ ዋህዮ ኣብ'ቲ ክፍሊ/ኣሃዱ ዘላ እያ: እምበር እቲ ሓላፊ መሰል የብሉን: ትጋገዩ ኣለኹም እዚ ሰብ ኣእትዉዎ: ገለ-መለ ክብል በቲ constitution ኣይፍቀደሉን: ነቲ ሓላፊ ዝፍቀደሉ: ኣብ'ቲ ኣኼባ ናይ ማ/ሽማግለ ዝህልወሉ ዕቃበ/reservation እንተሎኒ እዛረብ: ግን already ኣትዩ'ሎ እቲ ሰብ: ወይ ሰጊጎሞ'ለዉ (ኣብዩዎም ኣሎ?): እዝ ዓይነት ኣካይዳ: ከመይ ጌርካ ከም ተካይዶ ነቲ ማ/ሽማግለ ሰልፊ: ብዘይካ'ታ ውድብቲ ኣኼባ'ሲ: ንኣብነት እቶም ማ/ሽማግለ ሰልፊ ተኸፋፊሎም ኔሮም: ኣነን ወዲ-ሓጎስን ናይ ደጀን ኢና ኔርና ግን say/ድምጺ አይነበረናን: ኣብ'ተን ናእሽቱ (መሰረታውያን ናይ ታሕቲ) ነገራት: ብዘይካ ጸብጻብ ኣኪብካ ጸሚቅካ ተልዕሎ ንማ/ቤ/ጽሕፈት: ድሓር ርእይቶ እንተለካ ኣብ'ቲ ኣኼባ officially ክግበር ከሎ ተቅርብ: ብሰንኪ'ዛ ነጥቢ'ዚኣ ብዙሓት ሰባት ተጋደልቲ ተበዲሎም: ናቶም ተራ ኣብ ልዕሊ ኣባላት ሰልፊ'ዩ ግን ኣባላት ሰልፊ ኣይኮኑን: እዚ complex'ዚ ብዊንታ ስለ ዝኾነ: እቲ ኣትኣታትዋን ኣወጻጽኣን: ኣብ'ቲ ዋህዮ 'ኖኖ እዚ ይጽናሕ ዕቃበ ኣሎኒ: ሓደ ምዓልቲ'ዶ ከም'ዚ ጌሩ: ሓደ ምዓልቲ'ባ ወዘተ እናተባህለ: እዚ ንብዙሓት ኣባላት: ብፍላይ ኣብ ምሁራት ዝብሃል ናይ ብሓቂ ዓቢ ሽግር'ዩ: በቲ other side ክኣ መንገዲ ተኸፋቱ: ንባህ ዝብለካ ሰብ: ዓርክኻ ድዩ: ገለ ዝምድና እንተ ኣሎካ ምስ ሓንቲ ጓል ክኣ ተእትዋ: ዓቢ problem ተፈጢሩ: ብሰንኪ'ታ ዓንቀጽ'ቲኣ: እታ ዓንቀጽ ክኣ ምስ እንታይ'ያ ትትኣሳሰር: ምስ'ቲ centralism: እቲ centralism ክኣ ከመይ ጌርካ ነቶም ኣባላት ማ/ሽማግለ ንምቅያድ'ዩ: እዚ ሓደ ካብ'ቲ ኩነታት'ዩ ነይሩ' ዝብሎ ዘሎ'ኮ ብጣዕሚ ሰባብ ዝኾነ መሰረት ሽግር መሪሕነት ህ.ግ. ኣብ ገድሊን ናይ ድሓር ኤርትራን እዩ።
    Thank you.

  • @kekdkdfkkfidkdfnf9530
    @kekdkdfkkfidkdfnf9530 3 ปีที่แล้ว

    Interesting

  • @fikrizifetu6023
    @fikrizifetu6023 3 ปีที่แล้ว +7

    2 hrs like 2min to me

  • @beyblademaster4445
    @beyblademaster4445 3 ปีที่แล้ว +3

    ይብሕቶ እወ ስብአይ ዘይብላ ሐገር ዘራባ ጥራይ ኮና

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 3 ปีที่แล้ว

      Bravo!

    • @wediafom193
      @wediafom193 3 ปีที่แล้ว

      @@zegdagmawi275 nay Hkya koynka terifka meskin

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 3 ปีที่แล้ว

      @@wediafom193 ንሃገርና ኤርትራ ናትና ግምጃ ክነልብሳ እምበር ፡ ንባዕዳዊ መንነት ኣንጊስና ፡
      ንኤርትራ ዓረባዊት ክትመስል ፡ ቋንቋ ፣ መንነት ፣ ታሪኽ ፣ ባህሊ ህዝቢ ኤርትራ ክነዓቕ
      ወይ ውን ኤርትራዊ ቋንቋታት ትግረ ትግርኛ ክበርስን ብሓዊ ክሓርርን ዝተጋደለ ኤርትራዊ የለን።
      ኤርትራውያን ንኤርትራ ንዓና ክትመስል ጥራይ እዮም ተጋዲሎም።
      እሞ ስለምንታይ ደኣ ሓደ ሓደ ነውራማት ንትግረ ትግርኛ ፈንፊኖም ብሓዊ ዘንደዱ።
      ምስ መንነቱ ዝፈንፈነ ኴንካ እቲህነጽ ሃገር ኣላ ድያ፧
      ብዘይ ብሄረ ትግርኛ፡ ኤርትራውነት ሓንቲ መዓልቲ ውን ኣይትሓድርን እያ።

  • @abrehamkidane3090
    @abrehamkidane3090 3 ปีที่แล้ว +2

    ፋኑስ ሓወይ ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ኢዩ ግና ሕቶ ኣሎኒ፡ንስኻ ዝሓተትካዮ ሕቶ ብጣዕሚ ኣገዳሲት ኢያ ግና እቲ መልሲ ተጋራጫዊ ኢዩ ምኽኒያቱ ክጅምር ከሎ ንኢሰያስ ካብ ዓቀን ንላዕሊ ተዕብዮ ኣሎኹም ኣነ ኣብዚ ኣይሳማምዕን ኢየ ክብል ከም ዘይጸነሐ ቀጺሉ ግና ኣብቲ ዕላሉ ኢሰያስ ኣብቲ ምርጫ ጻዕዳ ወርቀት ከም ዝሃበ ኣብ ኣፎም ድማ ብቁዕ ሰብ የለን ከም ዝበሎም ነጊሩና ስለዚ ካብዚ ዝዓቢ ድኽመት ኣሎ ዲዩ? ኣይትሓዘለይ እምበር እዚኣ ናቶም ድኽመት ኢያ ሕጂ ድማ ንሕና እቲ ዋጋ ንኸፍሎ ኣሎና።

    • @rezantoagerto9672
      @rezantoagerto9672 3 ปีที่แล้ว

      Meselu ykberelu neru nsom fthi u neru emnetom isu kemzi kemaka nerti fthi kem hmqet sle zrayo da deshi 10 yetilom

  • @parisawi1545
    @parisawi1545 ปีที่แล้ว

    🥰❤️

  • @embahbelen4657
    @embahbelen4657 3 ปีที่แล้ว +2

    Thanks again for giving us true history

  • @semere8059
    @semere8059 3 ปีที่แล้ว +2

    Yoel you are doing well keep trying everything come out slowly I have big respect for you bro 😎!!!!

  • @abdulkadirbider914
    @abdulkadirbider914 3 ปีที่แล้ว

    This is very interesting interview.

  • @wintahabtom9894
    @wintahabtom9894 3 ปีที่แล้ว +1

    ንኢሳያስ ካብቶም ምስኡ ዝነበሩ ኩሎም ዓበይቲ ሐለፍቲ ፈሊኻ ምህራም ምጽላም ዓቢ ገበን ኢዩ። እዚ ቃል መሕተት ኢዚ ንነብሱን ንዕኡ ዝቀርብዎ ሰባት ናጻ አውጺኡ ንኢሳያስ ከም ሐደ ዓንተር ናይ ዓለም ማለት ንዝደለዮ ዝአስር ዝቅንጽል ዝሐርድ ገርካ ፈሊኻ ንበይኑ ምጽላምን ምህራምን ዘተኮረ ኢዚ ኣልቅሲስ ዝገብሮ ዘሎ ዓረጊት ሽጣራ ዝመለኦ መደብ ኢዩ። ናትካን ናይ ከማኻ ሐለፍቲ ዝነበሩ ገበናት ከ መንዩ ክነግረና????

  • @bebeihabibi8707
    @bebeihabibi8707 3 ปีที่แล้ว

    ካብ ገዳይም ተጋደልቲ እቲ ደፋር ዑሙቅ ዝበለ ታሪክ ዝገለጸ ሰብ።

  • @natannatan3477
    @natannatan3477 3 ปีที่แล้ว

    Ezi interview ente zxhaf xbuk neyru bzkone btaemi mesati interview

  • @abielmy2448
    @abielmy2448 3 ปีที่แล้ว +1

    Speed up the playback and thank me later.

  • @hakiyser403
    @hakiyser403 3 ปีที่แล้ว +4

    Hi fanus thanks can you please ask him about 1973 movements menka and about Solomon weldemaryam what was the issue thanks a lot

  • @munirmohammedali4703
    @munirmohammedali4703 3 ปีที่แล้ว +1

    Hello Youel, I hope you are doing well and safe. As usual keep your great work.
    I would have to see you interacting with questions to clarify some points and kind of exchanging ideas with your guests next time.
    Thanks

  • @samsonelias2971
    @samsonelias2971 11 หลายเดือนก่อน

    what anyone can understand about Eritrean politicians in those old times is they were ''golden generation'' of all times. now i can see how this fighter were really smart and intelligent. Maybe isaisa outsmarted them at some point. knowingly or unknowingly everyone was playing his contribution on the independence of his country that was lately hijacked by the president. and the president was lucky because he came at a time when Eritrean people were bored of war and chaos.

  • @hakima8589
    @hakima8589 3 ปีที่แล้ว +2

    Thanks ya stuaz as usual phenomenal.

  • @fethihaje6822
    @fethihaje6822 3 ปีที่แล้ว +3

    Bitami tesbuk history....kemziom sebat mimsaka tnx

  • @arkanat9133
    @arkanat9133 3 ปีที่แล้ว +1

    he is a professional story teller it's amazing the way he is telling thanks yoel please don't stop him from telling his history and i expect at the end of documentary story question and answer with him even if you collect from comments questions. thanks

  • @AbrahamIdrisHibties
    @AbrahamIdrisHibties 3 ปีที่แล้ว +3

    Dear Kaisi. Thank you for your time. Nicely Said. Why don't you write a book?
    I can't suggest a title! "The Smooth Dictator"

  • @alitaha1157
    @alitaha1157 3 ปีที่แล้ว +1

    Thanks yuel und kubur Abona gedim tegadalay Ahmed Alkeysi. Yuel hawey mekexelta ab kereba gize nxibeyeka.

  • @yasminali1715
    @yasminali1715 3 ปีที่แล้ว

    Please right a book for the next generation and for the people of ertriya. Thx

  • @awelhussein6611
    @awelhussein6611 3 ปีที่แล้ว

    Please write a book mr qheysi

  • @fenkelnekid7886
    @fenkelnekid7886 3 ปีที่แล้ว

    ብቕዓት ኢዩ ወሴኒ ዝዓበኻ እዋን ወገናዊነት ዝዓብለሎ ስለ ዝነበረ ካብ ወገናውነት ነጻ ኣይትመስልን።

  • @teweldedermas5057
    @teweldedermas5057 3 ปีที่แล้ว +5

    ናይ ብሓቂ እግዚኣብሔር ንህዝቢ ኤርትራ ኣሕሊፉ ኣይሃበናን፡እምበር መራሒኡ ዝጠለሞ ሰውራ ከመይ ተዓዊቱ፡ ናይ ኢሰያስ እሞ ዘኢትነገር እዩ ንመሳርሕቱ ንምህሳስ ይሰርሕ እንተኔሩ ብተዘዋወሪ ነቲ ሰውራ ይህስሶ ኔሩ ፡እዚ ክኣ ዝዓበየ ክድዓት እዩ ፡ካሕዳይ ሰብ

  • @beckhamtsegaibeckham7434
    @beckhamtsegaibeckham7434 3 ปีที่แล้ว

    Baba ahmed keysi thanks so much for all . Hto n wedi baba ahmed keysi : slemntay kab kdm eti mgurfat ktfethwo zeyfetenkum ? Slemntay ke kndiz hlk naru ab mongokum ? Elamakum nastnet wey harnet n mrkab do aykonen naru wala kemey garka ab hlfnet tmexie eu naru elamakum?? Ane si aboy weladiyey swuie eu kemzi ksemie keleku kea btami yehmeni mknyatu nskum nhlfnetkm etom kem beal aboy kea hiwotom ykeflu zehzn . Thank you.

    • @rorahabab754
      @rorahabab754 3 ปีที่แล้ว

      ሃይ ዮአል ንቀይሲ አዘን ዝስዕባ ትኣሪኻዊ ሕቶታት ኣቅረበሉ፥
      1) ኣብ ጉባኢ ዓዶብሓ አንታይ ተፈጸመ?
      2) ስዓብየን ናይ አቲ ኣኸባ አንታይ ነበረ?
      3) ንጉባአ ዓዶብሓ ክግበር ዘተሓሳሰብ ወይ ዘድለየ አንታይ ነበረ?
      4) መን ኢዩ በደለኛ ኣብ ጉባአ ዓዶብሓ ንክበታተን ዝገበረ?
      ምስጋናይ ይብጻሕካ።

  • @merebr1404
    @merebr1404 3 ปีที่แล้ว +2

    Dear yuel i hope you will in invite also Veteran fighters like of Mesfin Hagos ,b/general Tekeste haile & others

  • @dtmedianetwork3861
    @dtmedianetwork3861 3 ปีที่แล้ว

    I love this man

  • @salamsalam-sc4ql
    @salamsalam-sc4ql 3 ปีที่แล้ว +8

    መርሓባ 🐪🇪🇷✋✌ኣለውኣ ዓበይቲ ተጋደልቲ ንሕበን ሓድሽ ወለዶ ሓገዝኩም ኣበርኩቶኺሞ ንደሊ👌✌

  • @abrahamisak7011
    @abrahamisak7011 3 ปีที่แล้ว

    የቀንይልና ኩቡር ሓው እዞም 9 ጀነራላት ካብ ሓደ ዓዲ ዝብሎም ዘሎ ኣይግኦምን ብጅግንነቶም ኣይኮነንን ኣምጺኦም ዲዮ ዝብል ዘሎ ዋላስ ካብ ሓደ ዓዲ ብምካኖም ዩ ብክብረትካ ምስትሓተልና ጽቡቅ ነይሩ መክንያቱ ብዝሓት ሰባት ኢዮም በዚኦም ዝዛረብ

    • @tesfaldettesfamariam2951
      @tesfaldettesfamariam2951 3 ปีที่แล้ว

      Do you known he his a Yemeni grownup in eritrea.and hi have a Yemeni nationally.

    • @zibanhgi8472
      @zibanhgi8472 3 ปีที่แล้ว

      @@tesfaldettesfamariam2951 so what