ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
🍔 ብፍላይ ብፍላይ እቶም ብናይ ካልኦት ሰባት መምርሒ ዝነብሩን ዝዝክሩን ዳርጋ ሐፈሻዊ ሂወቶም ብ ☑️ ኢለሞ እዮም ዝነብሩ ስለዝኾነ ኸአ ተፈጥሮ ንአእምረኦም ንሐንጎሎም ክ. ክምህዙን ክሰርሑን ክማራመሩን ንምባል ዝሃቦም እንትርፎ ቁሩብ ነገር ንአእምርኦም ዝጥቀምሉ እንተዘይኮይኑ ዝበዝሔ አእምርኦም ከይተጠቐምሉ እዮም ናብ መቓብር ዝመልስዎ ማለተይ ንኽምገቡ ንኽሰትዩ ጾታዊ ርክብ ንክፍፅሙ ንኽፀልኡ ገበናት ንኽፍፅሙ ብዝውሐደ ምኽንያቱ ካልእ ዝኾነ ፍልጠት የለን 🤠 ብዝተተፈ ኢሎሞ ዝብላ ቃላት ማራራራራራራ ሐደገኛታት ስለዝኾና Because of ብ ኢሎሞ እንታይ ሙኻኑ ንፈልጦ ኢና አይትበሉ አነ ንዝፈልጦ ጥራይ እየ ብሐቀኛ ፍልጠት እንታይ ሙኻኑ ዝፈልጦ ንዘይፈልጦ ግን አይፈልልጦን እየ ንኽፈልጦ ኸአ ብሐቀኛ ፍልጠት እደሊ እየ ምስእትብሉ ንኽትፈልጥዎ 👍ዓቢ ተኽእሎ አሎ ብፍላይ ብኸምዚ ኸማና ሰባት ዝተመሀዘ ዝተሰርሔ እንድሕርደአ ኾይኑ ክንፈልጦ ንኽእል ኢና ንዘይትፈልጥዎ ግን ብ ኢሎሞ ሐቂ ሙኻኑ ንፈልጦ ኢና ከምኡዉን ንአምኖ ኢና ምስእትብሉ ግን 😎 ዶንቆሮታት ዝዛረቡ እንስሳታት ኮይንኩም ኢኹም ክትነብሩ ክብሪ ንባህልን ክብርታትን ንናይ ግእዝን ትግርኛን የቐንየለይ ንኹሎም ፍጡራት ወይ ስሩሐት
❓❓ ፍልልይ ናይ እምነትን ፍልጠትን ንዝብል ሑቶ ☑️ ፍልጠት ናይ ዝኾነን ዝኸውን ዘሎን ንብሕጂ ክኸውን ንዝኽእል ብፍልጠት ኢና ሐቂ ወይ ክውን እንብሎ ስለዚ ብፍልጠት ኢና ክኸውን ዝኽእልን ዘይክእልን እንፈልጦ #2 እምነት ❌ ማለት እንታይ ሙኻኑ ዘይፍለጥ ሐሳብን ነገርን ስለዝኾነ ሐቂ ወይ ክውን ክኸውን አይክእልን እዩ ማለተይ እምነት ብኸምዚ ኸማና ሰባት ዝተማሀዘ ናይ ሐሶት ምህዞ ስለዝኾነ ሐቂ ወይ ሐቀኛ ፍልጠት ክኸውን አይክእልን እዩ ሰብ ትዕቢተኛ ተንኮለኛ ስለዝኾነ ንዘይፈልጦ ንኹሉ አብክንዲ አይፈልጦን እየ ግንከአ ብጭብጢ ብሐቀኛ ፍልጠት እንታይሙኻኑ ክፈልጦ እደሊ እየ ክብል ዝግባእ ንእምነት ከምእንኮ ሐቀኛ ፍልጠት ወሲዱ ወሲኑ ሐቂ ሙኻኑ ብእምነት አነ እፈልጦ እየ ስለዝብል ዝኾነ ሰብ አነ እምነት አለኒ አማናይ እየ ተኸታሊ እየ አገልጋሊ እየ ልኡኽ እየ ፓስተር እየ ቀሺ እየ ሸክና እየ ጳጳስ እየ Manager እየ President ናይ ሃይማኖትን ናይ እምነትን እየ ንዝብል 😙 ሐሳዊ ኢኻ ክንብሎ ይግባእ ምኽንያቱ እቶም ኩሎም አነ እፈልጦም እየ ኢሉ ዝዛረበሎም ዘሎ እምነታት ምህዞታት እምበር ሐቅታት ስለዘይኮኑ ብዝተረፈ ክብሪ ንባህልን ክብርታትን ንናይ ግእዝን ትግርኛን የቐንየለይ ንኹሎም ፍጡራት ወይ ስሩሐት
ቅንዕና ኣብዚ ደንበ ፍልስፍና ዩ ዝርከብ ንሳቶም ዮም ሓቀኛ ስምዒቶም ዘካፍሉካ።እምበር ኣብ ብዓል politics ሲ እዚ ንዕዘቦ ዘለናዮ።