ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Thanks you fili hawey❤❤❤❤❤
You are one of dom strong person ❤
Fili kem kulu gize blux stay healthy
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤
KEM wetru dawelad gera eya zekatatelka feli bro xabuq temerti
❤❤
ምስልቻው ካብ ብዘይ ውጥን ምጉዓዝ ኢዩ።ብውጥን ተመራሕ።ብድሮ ውጥናውጽእ።
😎 ሰብ ስጋዕ እታ ናይ መጨረሽታ ፃኒሒት Exiting ናይ ሂወቱ እንዳሰንበደ እንዳተገረመ እንዳደለየ እዩ ዝነብር እንዳአመነ ግን አይኮነን ስለዚ ስንባደና ብዝተኻእለ መጠን ከነጉድሎ ክንቅንሶ ከምዘለና ብቕድሚ እቲ ከሰንብደና ዝኽእል ብቕድሚኡ ሐሊፍና ክንፀንሕ ይግባእ ይብል አነ ማለተይ ብሐሳብ ብምፍላጥ ብምርዳእ ብምስትንታን ነቲ ከሰንብደና ዘይግባእ ብፍላይ 👌 ብናይ ተፈጥሮ ስኽሰት ዝኸውን ዝምደብ ዝውሰን እንድሕርደአ ኮይኑ ኤእ ክንስንብድ የብልናን ይብል ሀልየ ይብል ዘይኮንኩ ዘለኹስ ብእንኽእሎ መጠን ነቲ ከሰንብደና ዝኽእል ፈሊጥናዮ እንድሕርደአ ፀኒሕና 👍 መጠን ስንባደናን ፍርሐትናን አመና ክቕንስ ይኽእል እዩ 👌ብፍላይ ሰብ ናይ መጨረሽታ ሂወቱ ወዲኡ ክመውት እንከሎ ምርአይ ክሳቐ ምርአይ ክቕንዞ ምርአይ ክበኪ ምርአይ ክሽገር ምርአይ ከምኡዉን ካባኻ ማራ ዝተሐተ ሂወት መናባብሮን ጥዕናን ዘለዎም ሰባትን እንስሳታትን ምርአይ አብ ሂወትካ 👍 ዝዓበየ ፍልጠት ስለዝኾነ ሀየ ፍለጦ ብዝተረፈ ግን ብዝኾነ ክትስንብድ አይግባእን እዩ ብፍላይ ብናይ ተፈጥሮ ዝበዝሕ ስንባዴኻ አጥፊእካ ስጋዕ መዓስ ሙኻኑ ዘይፍለጥ ሂወታት ትነብር ስለዘለኻ ወይከአ እንድሕርደአ ሀሊኻ ኮይንካ ኾንካ ንኽትነብር እኹል እዩ ምኽንያቱ እስኻ ዘይትምህዝ ዘይትምስርት ዝኾነ ጥበብ ዘይብልካ እንድሕርደአ ኮይንካ ኾንካ ነብስኻ ክትምገብ ክትሰቲ ጾታዊ ርክብ ክትፍፅም ገበን ክትሰርሕ ፅልኢ ክትሐስብ ክትድቅስ እንድሕርደአ ትጥቀመሉ አለኻ ከምኡዉን ብናይ ካልኦት ሰባት መምርሕን ሐቤረታን ትነብር አለኻ ኮይንካ 🙄 አነስ ንስለምንታይ እየ አብዛ ሂወት ንኽነብር ተሰሪሔ ተፈጢረ ኢልካ ሕተታ ክብሪ ንባህልን ክብርታትን ንናይ ግእዝን ትግርኛን የቐንየለይ ንኹልም ፍጡራት ወይ ስሩሐት
ክምቅር ኢቲ ሓሳባት ብሩህ ክብር ሓሳባት🙏❤
😎 አነ ምሳኻ/ኺ ኹም ምስኤን ምስኦም ክዛረብ ክቐርብ አይደልይን እየ ምኽንያቱ ብሰንኩ ልበይ ሰንቢዱ እዩ ልበይ ተቐይሙ እዩ ልበይ ቅሒሩ እዩ ልበይ ተሰሊቡ እዩ ወዘተን እንዳበሉ ብቐፃሊ ሰባት ይዛረቡ እዮም ስለዚ My only question is ? ሰብ ክስንብድ እንከሎ በየናይ ክፍለአካላቱ እዩ ዝስንብድ ዘሎ ብልቡ ድዩ ብእዝኑ ድዩ ብዓይኑ ድዩ ብኸብዱ ድዩ ብሐቂ ክፈልጦ እደሊ እንተዘይይኮይኑ ግን አእምርና ንኽንሐስብ ንኽንውስን ንኽንፈልጥ ጥራይ ዘገልግል አካል ናይ ነብስና እዩ ኢለ ይሐስብ አነ ብዝተረፈ ዘይስንብድ ዝኾነ ፍጡር ወይ ስሩሕ የለን ዋላ እንስሳ እውን ይስንብድ እዩ ካልእ ሻሹ ዝብል ስም ናይ ሰብ እውን አሎ ንዓይ ብቐረባ ቤተሰብ ዝነበረት ሻሹ ዝብል ስም ከምዝነበራ Comments ይቕፅል
❤❤❤❤
❤❤❤
Thanks you fili hawey❤❤❤❤❤
You are one of dom strong person ❤
Fili kem kulu gize blux stay healthy
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤
KEM wetru dawelad gera eya zekatatelka feli bro xabuq temerti
❤❤
ምስልቻው ካብ ብዘይ ውጥን ምጉዓዝ ኢዩ።
ብውጥን ተመራሕ።
ብድሮ ውጥናውጽእ።