New Eritrean Video 2025...ምብጻሕ ናብ ፕሮፌሽናል ተቐዳዳሚት ነፍስሄሪት ደሴት ኪዳነ... PART 2

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 129

  • @SerbiSemay
    @SerbiSemay 9 วันที่ผ่านมา +34

    ንዓይ ከምዚ'ኣ ጌራ ዘሰንበደትኒ ኣጋጣሚ የላን😢
    እዞም ስድራ ሕማቕ ኢዮም ረኺቦም ኮምኡ'ውን ህዝቢ ኤርትራ😢
    ፕስታ ጽቡቕ መደብ ኣቅሪብኩም
    ቐጽልዎ ብስም ኩሉ ኣብ ስደት ዘሎ ህዝብና ነመስግነኩም ።
    ታ' ካልአይቲ ኢራብ
    ኣብቲ ምርብራብ
    ኣብ ጎልጎል ባሃርዳር
    ከም ኢራብ ትነጥር
    ነኺሳ ትሕንበብ ትዘልል
    ርሃጻ ኣንጢባ ግምጅኣ ትዓትር
    ናይታ ኢራብ ሕድሪ ተሰኪማ
    ናተይ'ላ ሕዛቶ ዓወት ጌራቶ ዕላማ
    ኣብ ውሽጣ ሕድሪ ሃገራ ሲኢላ
    ምስ ሕማማ ታሪኽ ኣቀቢላ
    ዛ' ጓል ኤረይ ናበይ ድኣ 'ቢላ
    'ና ተባህለት ኢራብ ተወሊዳ
    እሞ ኸ ድኣ ሕጂ ናበይ ከይዳ
    ኢራብ ከይዳ ተባሂሉ ብንኡሳ
    ከመይ ኪኢላቶ ጌሩላ ዶ ነብሳ
    ወይ ዓይና ዶ ዓጽያ ኣስናና ነኺሳ
    ኢራብ ጓል ኢራበይ ካብ ዓለም ኣልጊሳ ።

    • @Sdeddtd2565
      @Sdeddtd2565 9 วันที่ผ่านมา

      ጹቡቅ መደብ ድማ ኢልካዬ ሐዘንኩም አይትረስዑ እዚኦም ነቶም መወቲ ስድራ ዊን ንዝኽሮም መሲሉካ ንጅቦኦም እዩ ሐወኒ ሐቂ ንመወቲ ደረፍቲ ተዋሳእቲ ባዕሉ ሰመይን መሬትን ዝፈጠሰ አብ የማናይ ኢዱ የንብሮም እምበር ክንደይ ድያ አብ ሜዳ ተጋዳላይ ዋርሴይ ጠፊአ ደላ ግን መንግስቲ ብሐባር ኸይፈለየ 20ሰኔ ይገብረሎም ናይዚኦም ዋጋ 1200 በጊዕ ሒዞም ከይዶም ሐዘንኩም አይተረስዑ ፎእ ክብሎም ይግባእ ህዝቢ ንዓኻ ሐፍተኻ ተትኸውን 2_3 ዓመት ዝገበረት እሞ ድም አቦኻ አዴካ ዳነብዑ ክዝክርዋ ካሎም ዘይአኽሎም ።
      ስለታ ግጥሚ ግን ንፉዕ

  • @RoRo-tu3wf
    @RoRo-tu3wf 5 วันที่ผ่านมา +1

    ከቢድዩ ናይ ብሓቂ ምሽ ዶ ንስኹም ቀረብታ ንሕና ከማን እንዳነብዓና ንርእዮ ኣለና እዚ ቪድዮ😢😢😢😢😢😢😢 ንኹላትና ጽንዓት ይሃበና ብፍላይ ወለዲ

  • @Rahwa20156
    @Rahwa20156 9 วันที่ผ่านมา +20

    ከይሓመምካ ውን ቃንዛ ኣሎ እዩ እንዳ ተቆንዘኹ ሪኤያ እዛ መደብ ቀዳማይ ክፋል ከምኡ ካልኣይ ክፋል ካብኡ ዝገደደ ሱብሓንኣላህ ብርቱዕ ቃንዛ እዩ እሞ ሕጂ ውን ረቢ ሰብርን ኢማንን ይሃብኩም 💔🤲🏽

  • @YekaloSereke
    @YekaloSereke 8 วันที่ผ่านมา +2

    ብጣዓሚ ዝንኣድ ስራሕ ኣካየድቲ እዚ መደብ፡ ክልተ ነገር ተዓዚበ ኣብዛ ዝኽሪ ናይ ደሴት ሓዘንን፡ ሓጎስን ብፍላይ ክኣ ኣደ ደሴትን ማሓዛ ደሴት፡ ደሴት ከም ስማ ደሴት ናይ ኤርትራና ተፈልያትና ኣምላክ ኣብ የማናይ ኢዱ ይቀበላ😢😢😊

  • @zenawikebreab4799
    @zenawikebreab4799 9 วันที่ผ่านมา +9

    ሕልፊ ኩሉ ነዛ ስድራቤት ጽንዓት ይሃቦም ኣብዚ ውሽጢ 3 ዓመት ኣዲኣ ማዕረ ክንድዚ ነብሳ ዶዋዕዋዕ ኢላ 😭 መስኪነይቲ ወላዲት ።
    ሄኒ ሓውና ክኣ ኣዚና ነመስግነካ ናይ ብሓቂ ዝግብኦም ክብሪ ኢኻ ሂብካዮም ነዞም ስድራ 🇪🇷🇪🇷

    • @trhaskesete5975
      @trhaskesete5975 9 วันที่ผ่านมา

      Behki yehzne.Amlke yexneyom zom.sedra

  • @rutgebrezgi2765
    @rutgebrezgi2765 6 วันที่ผ่านมา +1

    ሊዱ ሽኮር ምስ ካአይኪ ክልቴኩም ቡሉጻት ኢኩም ክብሪ ይሃብም ከምዚ ምግባርኩም ብጣዕሚ እዮም ዘደንግጹካ እዞም ገዛ አምላክ ኢዱ የንብረሎም ብልጽቲ ኾኾብ ጓሎም ድማ አብ የማኑ ይቀበላ ፈጣሪ ምሳካትኩም እየ ክበኪ ጸኒሔ ብጣዕሚ ዘሕዝን ኣማውታ እንታይ ይገበር ፍቃድ አምላክ ኮይኑ እሳ ኮይና መጥፊኢና ንእሽተይብ ተስፋ ዝነበራ ቆልዓ መስኪነይቲ ነቶም ስድራቤታ ጽንዓት ይሃቦም❤❤❤

  • @abraham-tz2xb
    @abraham-tz2xb 9 วันที่ผ่านมา +4

    ድሴት ስማ ክልዓልን ስእላ ክርእን ቀጻሊ እየ ዝነብዕ፣ ሎሚ ከኣ ዝተፈልየ፣ ብየማን ኢዱ ይቀበላ ፈጣሪ፣፣

  • @ኣምላኽፍቕሪእዩ-ቀ7ጐ
    @ኣምላኽፍቕሪእዩ-ቀ7ጐ 9 วันที่ผ่านมา +2

    😢😢😢 ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ ናይዛ ቆልዓ እዚኣ

  • @kibromGhebru
    @kibromGhebru 9 วันที่ผ่านมา +6

    በጃኹም ንፈቨን ኣብ ቦታኣ ብምእታው ተረድእዋ፡ ማለት ምስ ደሴት ዝነበረን ምሕዝነትን ሂወትን ቀሊል ኣይነበረን እሞ፡ ዕድሚኣ ብምርኣይ ሕቶታት ኣይተኽብዱላ።
    ብዛዕባ ደሴት እንተኾይኑ ወለዳን ደገፍታን ክሳብ ሕጂ ኣይተደዓዓሱን ዘለዉ።
    ልዑል ኣምላኽ ንስድራኣን ደገፍታን ብርተዐ ይሃብ።

  • @biniamgebretinsae6374
    @biniamgebretinsae6374 8 วันที่ผ่านมา +2

    😢😢 ኣብ ጉዕዞ ሂወት ብዙሕ ዘሓጉስ፡ ዘሕዝን ንዓና ንደቂ ሰባት ዝተዋህበ ውህብቶ ፈጣሪ ዩ። ነዛ መደብ ክዕዘባ ምስ ጀመርኩ ካብ ቀዳማይ ክፋል ክሳብ 2 ክፋል ኣዝየ ኣብ ውሽጢ ከብደይ ካብ ውሽጢ ከብደይ ኣዝዩ ብዙሕ ሓዘን ተሰሚዕኒ ክቆጻጸሮ ዘይ ካኣልኩ ውሽጠይ ዝተንከፈ ኣልቀስኩ ፡ እቲ ክብደቱ ክንድዚ ስምዒታዊ ዝገረኒ ነቶም ወለዳን ኣሕዋታን ቤተሰባን እንታ ክስሞዖም ይክእል ንምግማቱ ዘጸግም ኣይመስለንን፡፡ ብዝኮነ ፍቃድ ፈጣሪ ካብ ኮነ ካብ ምቅባሉ ወጻኢ ካልእ ኣማራጺ ውን የለን ሞ፡፡ ንሙልኣት ስድራቤት ጽንዓት ይሃብኩም ኣምላኽ ኣብ የማናይ ኢዱ ይቀበላ፡😢😢😢😢😢😢

  • @KayaSahibinden
    @KayaSahibinden 9 วันที่ผ่านมา +1

    ደሱ ወትሩ ኣብ ልብና ናይ ብጾትኪ ዓወት ክንርኢ ንዓኺ ኢና ንዝክር ❤❤❤❤❤❤ኣብ ሕቁፊ ኣብርሃል ያቆብ ኢሳቅ ይንብርኪ ደሱ ጅግና

  • @Mana5Eyob
    @Mana5Eyob 9 วันที่ผ่านมา +3

    ደሱ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኢያ.. ኣናብስ ደቂ ኤሬይ ኣጆኩም እንታይ እሞ ክንገብር ፍቃድ ኣምላክ ኮይኑ❤🇪🇷😭❤️🇪🇷😭♥️😭🇪🇷❤️🇪🇷😭

  • @rutahagos1514
    @rutahagos1514 7 วันที่ผ่านมา +1

    😭💔😭💔😭💔Nkulom sedrabit xnatt yhab 🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @dindan5944
    @dindan5944 6 วันที่ผ่านมา +1

    All the in our hear
    What a brave dad

  • @eritreanayeritrawyan4711
    @eritreanayeritrawyan4711 9 วันที่ผ่านมา +5

    ይቅረታ ኡፍፍፍፍፍፍ ክውደኣ ኣይከኣልኩን 😢😢😢😢😢😢

  • @awetkidane7019
    @awetkidane7019 9 วันที่ผ่านมา +1

    ደሱ ሓብተይ 😢 ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኣለኪ ድምቅቲ ኮኮብ ናይ ሃገርና ቀልጥፍክና አንታይ ይግበር ፍቃድ ኣምላክ ኮይኑ ፈጣሪ ኣብ ገነቱ የንብርኪ ደሱ ሓፍተይ😢😢

  • @betelmesfin1888
    @betelmesfin1888 10 วันที่ผ่านมา +3

    Be strong sisters life is going on♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @senaitsemere2515
    @senaitsemere2515 9 วันที่ผ่านมา +3

    ኣይትሓዙለይ ኣነ ኣይከኣልኩን ናይዛቆልኣ

  • @abrahamghebreseasie9640
    @abrahamghebreseasie9640 10 วันที่ผ่านมา +4

    ዝኽራ ብዓቢኡ ብስድርኣ/ኣሕዋታ ብተወሳኺ ከኣ በዘን/ዞም ክቡራ መጻውታ ፈተውታ ኣሰልጠንታ ኩሎም ፈተውታ ብጣዕማ ከብድኻ ግምጥልጥል ይብለካ ብሓቂ ምራቕካ ምውሓጥ ትስእን ብሓቂ ኣዝዩ ከም ብሓድሽ ውዕዑይ ሓዘን ይስማዓካ፣ ክብርቲ ደሴት ሓብትና ንስድርኣ ጥራይ ኣይኮነትን ጠፊኣቶም ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ያ ጠፊኣትና። ነዚ መደብኩም ብሓቂ ብሕንቕንቕ ንክልቲኡ መደብ ርእየዮ፣ ናይ ኩልኹም መግለጺ ብዛዕባ ዋሓዚት ብጣዕሚ ጽቡቕ ስእላዊ መግለጺ ብምቕራብኩም ከድንቐኩም ይፈቱ። እንተ ንክብርቲ ወሓዚት ሓብትና ከኣ ኣምላኽ ብየማናይ ኢዱ ይቀበላ። ሄንፓስ ብኸምዚ ብምቕራብኩም 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @abraham-tz2xb
      @abraham-tz2xb 9 วันที่ผ่านมา +1

      ካብ እግሪ ኣፍ ይዕንቀፍ እዩ ዋሓዚት ብደሴት ተረድእዎ ኮመንት ክንጽሕፍ ጥንቅቅ ንበል፣፣

    • @senaitwoldumisghina593
      @senaitwoldumisghina593 8 วันที่ผ่านมา

      Abraham hawey mewatiti Desiet eya

  • @BinamKesete
    @BinamKesete 3 วันที่ผ่านมา

    እዋይ ኣቦ ግን 100% ኣቦ ደሴት ኣቦ ኩሉና 🥰🥰🥰🥰

  • @zaidtewelde2368
    @zaidtewelde2368 9 วันที่ผ่านมา +1

    ጽቡቅ መደብ ሄኒፓስ !!!!ጽንዓት ን' ኩሉ ስድራ ቤት 🙏🏽🙏🏽🌿🌿👊🏽👊🏽👊🏽👊🏽👊🏽🤲🏼🤲🏼🤲🏼🌹🌹🌹🌹💗💗💗💗🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏽

    • @Sdeddtd2565
      @Sdeddtd2565 9 วันที่ผ่านมา

      ጹቡቅ መደብ ዶ ኢልካዬ ተዘናጊዕካሉ ሐቀይ ንሐዘንሲ ጹቡቅ መደብ ሐፍትኻ ስድራኻ ስለደይኮኑ ሐዘንኩም ከይትረስዑስ ጹቡቅ መደብ ተሕዝን ክንደይ ተጋዳላይ ዋርሳይ ውን ሐሊፎም እዬም መንግስቲ 20 ሰነ ይገብሮሎም ጹቡቅ እንተ ናይዚኦም ሐወኒ ጁባኻ ምምላእዩ ፎእ በልዎም አብቲ ቦታ ስድራ መዋቲ ንኹን

  • @Arushabravo-g5m
    @Arushabravo-g5m 8 วันที่ผ่านมา +1

    Very interested program ❤

  • @user-hd8zm7xd5i
    @user-hd8zm7xd5i 9 วันที่ผ่านมา +1

    Xbuk srah deki erey ❤❤

  • @SasaSquare
    @SasaSquare 9 วันที่ผ่านมา +1

    Good job pasta habibi

  • @NaodDawit-l7b
    @NaodDawit-l7b 5 วันที่ผ่านมา

    ብጣዓሚ ልብኻ ዝትንክፍ እዩ ናይ ደሱ ሓፍትና ብዝኾነ ግን ነቲ ስድራ ኣኪብኩም ታሪኻ ናብ ህዝቢ ምቅራብኩም ብጣዕሚ ዘሐጉስ እዩ ። ምሻሎ ኣብ ገለ ስምዒት እዩ ወሲድኒ ካብቲ ግዜ ንእስነተይ ምስኣ ዘሕለፍክዎ ንኹላትና ቀልጢፋትና እያ ብዝያዳ ነታ ሓብሒባ ዘዕበየታ ስድራ ኮይኑ ግን ፍቃድ ፈጣሪ ካብ ኮነ ኣብ ገነቱ የንብራ Thanks .

  • @YakobMakele
    @YakobMakele 9 วันที่ผ่านมา +2

    Abayiki desu haftey abza meret haxitatki mo abta zey thalf genetu yikebelki nsdrabet dma xnat yihabkum😢😢😢😢😢😢😢

  • @FebFeb-w4r
    @FebFeb-w4r 9 วันที่ผ่านมา +1

    Mengiste semay yewarski desu❤❤❤

  • @dl4055
    @dl4055 10 วันที่ผ่านมา +2

    🇪🇷❤❤😢😢😢,alem godelo,
    Desu hatsiratki,amlak ab genetu yqebelki

  • @Danait-b7g
    @Danait-b7g 7 วันที่ผ่านมา +1

    Ufff betam yamal 😢😢😢 xeneat yhabkum

  • @bananeged5783
    @bananeged5783 7 วันที่ผ่านมา +1

    Desetey xbkti 😢egzabher ab hkfu yenbrki sdra kea xnat yhab 😢😢

  • @senaitwoldumisghina593
    @senaitwoldumisghina593 8 วันที่ผ่านมา +1

    Desietey shkor btaemi zfeteki tekedadamit gn himak agatami koynu, sdra tsnaet yhabkum mengste semay yewars 😢🙏

  • @KayaSahibinden
    @KayaSahibinden 9 วันที่ผ่านมา +5

    ክምዚ ከማይ ብንብዓት ዝተሓጽበ ኣሎ ዶ 😢😢

  • @betelmesfin1888
    @betelmesfin1888 10 วันที่ผ่านมา +3

    😢😢😢😢😢😢 very sad to hear that

  • @semharsemhar-b9m
    @semharsemhar-b9m 10 วันที่ผ่านมา +4

    wawwww xebuk serah deqi erey nity desu kulu geza ala abi libeina❤❤❤😢😢😢😢

  • @BlesssedDay
    @BlesssedDay 9 วันที่ผ่านมา +3

    ሞት ሕሱም ኩልፍ ኢላ እዋይ ስቃይ ናይዞም ስድራ ኣብ ገጾም ይርኣየካ ብፍላይ ኣዲኣስ ኡፍፍፍፍ ሞት ጨካን በዛ ንእስነታ ተመንጢላ😢😢😢😢

  • @luwamtsegay3279
    @luwamtsegay3279 9 วันที่ผ่านมา +1

    😢😢😢😢 Desu haftey mengeste semey yewarski

  • @yamibirhanu5085
    @yamibirhanu5085 9 วันที่ผ่านมา +1

    ደሱ ሓፍተይይ😢😢😢😢😢😢

  • @ablelmesle
    @ablelmesle 9 วันที่ผ่านมา +1

    ክውደኣ ኣይከኣልኩን ኡፍፍፍፍፍፍፍፍ😢😢😢😢😢😢😢

  • @bettylove265
    @bettylove265 6 วันที่ผ่านมา

    Senbidna shkor 😢😢😢 Rest in heaven's glory 🙏🏿😢

  • @robelabraham2894
    @robelabraham2894 9 วันที่ผ่านมา +1

    ደሱ ሓፍተይ ወትሩ ኣብ ልብና ኣለኪ

  • @መኃረነእግዚእ
    @መኃረነእግዚእ 9 วันที่ผ่านมา +5

    Please ab godni ezom sdra nkun ahwat 😢😢..

  • @gaulmokieerey263
    @gaulmokieerey263 10 วันที่ผ่านมา +2

    Eway desu haftina 😢😢😢😢

  • @SaraHaile-s8k
    @SaraHaile-s8k 9 วันที่ผ่านมา +1

    Desu 💔💔💔💔🙏🙏🙏

  • @Wedirezene
    @Wedirezene 10 วันที่ผ่านมา +1

    Desu haftey mngste semeye yewarsa 😢😢😢

  • @zebibghirmay8057
    @zebibghirmay8057 9 วันที่ผ่านมา +1

    Tsbuk gerkum ketslwo nay des eiluna 🙏🙏🙏

  • @wintafetawitthomasalazar6678
    @wintafetawitthomasalazar6678 9 วันที่ผ่านมา +1

    Xenat yehabkum zebhal yelen kulu nay fetari eu mengste semay yewreki 😢😢

  • @michalebrhane5404
    @michalebrhane5404 9 วันที่ผ่านมา +2

    Bmegemerta neza kibrti sdera xniat akilo uhabkum! Deset imo blen ayni hzibi Eritrae iya nera nmului hzbi Eritrea iya godilatna.
    Amlak abyemanay diu hukfu ykebela.

  • @WintaGrmay
    @WintaGrmay 8 วันที่ผ่านมา +1

    Uff heart broken

  • @meiyberhane4824
    @meiyberhane4824 9 วันที่ผ่านมา +1

    Ake😢😢😢😢😢😢

  • @elsafessehaye9397
    @elsafessehaye9397 9 วันที่ผ่านมา +1

    Aemilak Aebiget Yekebelkiy Galey
    Kemiti Seb Zimerexikiy Aemilak Merixikiy Sirabeyt Xinar Yebeb
    Rezin Tarikiy🙏🙏🙏💚♥️💚♥️💚♥️💚💚♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐🌹😭

  • @HanadiGarza
    @HanadiGarza 9 วันที่ผ่านมา +1

    Ahhhh 😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @Fikreyohannes-eg6ty
    @Fikreyohannes-eg6ty 9 วันที่ผ่านมา +1

    Ala alem godolo ajokum nay fetari ngeri u zigberi negeri ylon deset habtna k abi zikdkiyo mengeste semay ywarski

  • @meskelfresenay858
    @meskelfresenay858 9 วันที่ผ่านมา +2

    Ahhhhhh

  • @Finane-ef1zl
    @Finane-ef1zl 9 วันที่ผ่านมา +1

    Heni hero ika beqa ajoka qexlo kemzi aynet medeb meqrabka credit yegbaka iyou...... Beqa meglxi yeblyen abka zelna kebri haweka degfika Kab hagre uganda 🇺🇬🇺🇬🇺🇬🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @EritreaAsmera-g7d
    @EritreaAsmera-g7d 9 วันที่ผ่านมา +1

    Kbri yhabka henok hawna btaemi zhzn fxamie😢

  • @ngstitesfay-el5pr
    @ngstitesfay-el5pr 7 วันที่ผ่านมา +1

    Ah iygbaen nieru gn nhayal fetari entay tblo😢😢😢😢

  • @kisanetestifanos9303
    @kisanetestifanos9303 7 วันที่ผ่านมา +1

    Ufff xniat yhabkum weledi ab zfanu ms kudusan ykun seferki deleted 🙏

  • @monahamid5765
    @monahamid5765 9 วันที่ผ่านมา +2

    ♥️😭🤲🏻🤲🏻🤲🏻🤲🏻🤲🏻

  • @MhretBahta-m8e
    @MhretBahta-m8e 9 วันที่ผ่านมา +1

    😢😢😢

  • @Balla291
    @Balla291 10 วันที่ผ่านมา +1

    It’s very sad 😔💔

  • @eritreanayeritrawyan4711
    @eritreanayeritrawyan4711 9 วันที่ผ่านมา +1

    Ufffff my God 😭😭😭😭😭😭

  • @Huruya-c1f
    @Huruya-c1f 9 วันที่ผ่านมา +2

    😢❤🎉

  • @solomonaster
    @solomonaster 8 วันที่ผ่านมา +1

    Eway haftey hiji zimetet koynu tesemuni merir hazen.

  • @mebrhatumehari3477
    @mebrhatumehari3477 10 วันที่ผ่านมา +1

    Ewayyyyy alem godelu behaki

  • @selamawittsefamicael3122
    @selamawittsefamicael3122 9 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤

  • @HadasTesfatsion
    @HadasTesfatsion 9 วันที่ผ่านมา +1

    Heni hawey azu xbuk senay tbegso eyu xbuk srah egzibher amlak edmen teanann yhabka srahka ybarkelka

  • @ZerezgiHelen
    @ZerezgiHelen 9 วันที่ผ่านมา +1

    😢😢😢❤❤

  • @FiorigebrayFifi
    @FiorigebrayFifi 9 วันที่ผ่านมา +1

    Aye ealem godelo desuye marey ab medri haxerateki yamo abta zythalef mengestu yqbelki fetari

  • @LuulaHabtegiorgis
    @LuulaHabtegiorgis 9 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯

  • @DanayitatobrhanAtobrhan
    @DanayitatobrhanAtobrhan 10 วันที่ผ่านมา +2

    😢😢😢😢

  • @zebibmekonen6643
    @zebibmekonen6643 10 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤😭😭😭😭😭

  • @KsanetEyib
    @KsanetEyib 9 วันที่ผ่านมา +1

    😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @abhiweteyeyezeneber
    @abhiweteyeyezeneber 10 วันที่ผ่านมา +2

    Eway ezom gazetenatat wen kelet hibekum kemzi sedra ketetsenaneu mekalkum kelil aykonen kebret yehabkum

  • @filimonHabtom
    @filimonHabtom 10 วันที่ผ่านมา +2

    ♥️♥️♥️♥️😭😭😭😭😭

  • @MerhawiKesete-ek8pz
    @MerhawiKesete-ek8pz 9 วันที่ผ่านมา +1

    😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @abrhiwadebru2401
    @abrhiwadebru2401 10 วันที่ผ่านมา +1

    Eway mengst semay yewarski haftet

  • @yerusalemmihreteab3695
    @yerusalemmihreteab3695 9 วันที่ผ่านมา +1

    ❤️🙏🕯️🇪🇷

  • @SemharHagos-c6q
    @SemharHagos-c6q 10 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @God2344
    @God2344 10 วันที่ผ่านมา +1

    Deset haftey😂😂😂😂😂 fshktaki kulu gzie ymexeni

  • @እብርሃን
    @እብርሃን 10 วันที่ผ่านมา +1

    💔💔💔😢😢😢😢😢

  • @143-beti.gualey
    @143-beti.gualey 3 วันที่ผ่านมา

    Azina neftwa nedneqa star eya tefleyatna n sedra xenat yehab

  • @RutaBrhane-vl5hv
    @RutaBrhane-vl5hv 10 วันที่ผ่านมา +2

    😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔

  • @senaitsemere2515
    @senaitsemere2515 9 วันที่ผ่านมา +1

    ብኣቢአ ንስድራ ተኮሊፋቶም ኪብኡ ከኣ ንህዝቢ ኤርትራ እግዚኣብሔር ነዲኣ ምጽንናእ ይግበረላ ንኣደ ከቢድ እዩ

  • @Numbers_May24
    @Numbers_May24 9 วันที่ผ่านมา +1

    Kithiliwelna neyrouwa -- Amaz zikonet kolAa sieinaya.

  • @KefelaSemere-oh6ii
    @KefelaSemere-oh6ii 8 วันที่ผ่านมา +1

    😂😂😂😂😢😢😢😢

  • @LuwqmFisahaye-iy9gk
    @LuwqmFisahaye-iy9gk 10 วันที่ผ่านมา +1

    Kbret yhabkum ndeset mzkarkum

  • @feruzandebrhan6609
    @feruzandebrhan6609 10 วันที่ผ่านมา +2

    ❤️❤️❤️🥲

  • @selameyazalkuoamlakiy8787
    @selameyazalkuoamlakiy8787 9 วันที่ผ่านมา +1

    Dagema dagagma xenati yehbkuom n kuluo sedra ufff 😢

  • @abhiweteyeyezeneber
    @abhiweteyeyezeneber 10 วันที่ผ่านมา +1

    Amlak idu yeberelkum ember kebid eu

  • @zebibghirmay8057
    @zebibghirmay8057 9 วันที่ผ่านมา +1

    Desu wetru ab lbna😂😂😂

  • @MerhawitIsaak
    @MerhawitIsaak 8 วันที่ผ่านมา +1

    Zektam chekan eyu kbehal abaki aminelu mosana bkyat yele hnqnq yele flyti ftret

  • @harenatesfu9236
    @harenatesfu9236 9 วันที่ผ่านมา +1

    ኣቀድም ኣቢልኩም ብዝተኻእለ ሓዘኖ ውሕጥ ከብልዎ ምምካሮም ኣነ ክሳዕ ትውዳእ ነቢዐ ክገድፋ ተደናድነ ግን እና ነባኩ ወድኤያ ከቢድ እዩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Sdeddtd2565
    @Sdeddtd2565 9 วันที่ผ่านมา

    መጀመርያ ፍትዋት ስድራ ጽንዓት ይሃብኩም : ብምቅጻል አቱም በዓል አምሰሉ ሄኒብስ ኢንተርትመንት ሐቂ አለኩም ክንደይ ንመሬቱ ዝተሰወአ ተጋዳላይ ዋርሳይ አሎ እሳትም ንሃገር ስለድተሰውኡ አይፍለጡን እዬም ነዞም ተዋሳእቲ ደረፍቲ ግን ነቶም ስድራ መሳኪን ሐዘንኩም አይትረስዑ ክትብሉ ብመንገዶም ጌርኩም ጁባኹም ክትመልኡ በላዕቲ ላይክ ሐቂ አለኩም ቪድዬ ከይሰራሕኩም ብጽሕዎም እንታያ ዋጋ 1200 ሐንቲ በጊዕ ሒዝኩም ኬድኩም ሐዘኖም ትቅስቅሱዎም ደይትምሕርዎም

    • @senaitwoldumisghina593
      @senaitwoldumisghina593 8 วันที่ผ่านมา

      ኣብዛ ሪኢቶካ ግን ስድራቤት ሀዘን ኣብ ዊሽጦም እዩ ኩሉ ግዜ፡ ሃኒፓ ግን ከም ዘክብርዋ ምስ ብጾታ ኩሉ ኣብ ደገ ዘሎ አቶም ስድራ ካአ ዘኪሮም ኣኪቢኦም ስለ ዝበጽሑስ ጽቡክ ይብል ❤🙏

    • @Sdeddtd2565
      @Sdeddtd2565 8 วันที่ผ่านมา

      @senaitwoldumisghina593 ሓፍተይ ናተይ ሓሳብኪ ጹቡቅ እንድዩ ደሎ አነውን ካብቶም ዝፈትዋ ዘኽብራ ብሐዘና ዝሐረርኩ አበይ ክትበጽሕ እያ ኢልና ንጽበያ ዝነበርና እኢና ንዓአ እቲሉኡል ፈጣሪ አብ ሕቅፉኡ የንብራ ። እንተ አብቶም ሃኒባ ኢንተርትመንት ግን ፈትዬማ ክዝክርዋ ደልዬም ከይመስለኪ አበይ አበይ አለው ደረፍቲ ተዋሳእቲ ሳዕሳዕቲ ጥራሕዬም ዝጎዩ ንቪው ጁቡኦም ጥራሕዩ ዘመዶም : አለው እንዶ ስንኩላት የሕዋትና ዘይከዱ ቃኘው አለው እንዶ ብሕማም ድሳቀዩ ዘይበጽሕዎም ሐቂ ተለዎም ወላ 5 ኪሎ ስጋ ንአውዳአመት ኢሎም ነዞም ደረፍቲ ግን በጊዕ ሒዞም መጸበቂ ነቲ ቻነሎም ነቲ ካሜራ ክጽብቀሎም እዬም ሐፍተይ ናተይ እምበር ወዬዶ የሕዋትና አብ ኩሉ ዝተሰውኡ ዘኪርና አይምጸገብናዬምን ወዳሐንኪ ሰሰናዩ

    • @Sdeddtd2565
      @Sdeddtd2565 8 วันที่ผ่านมา

      @senaitwoldumisghina593 ሰናይት ሐፍተይ አባ ከለኺ ድማ አብ ቦታ ነዛመዋቲት ሐፍታ ኩኒ እሞ ከምዚ ጌሮም ከዘኻኽሩኺ ንምንታይ ንባዕልኺ አብመዓልታዊ ሂወትኪ ሕሳኺ ትጓዓዝ አላ ስእላ ክትርእይ መሐዙታ ክትዝክሪ ውሽጣዊ ሕማም ከቢድዪ

  • @danidanitesfay946
    @danidanitesfay946 9 วันที่ผ่านมา

    Ooo my god bexaemi kebide eyu kemey elom kilemo ab hiwetey tesmieni zey felexe semiet tesmieni amlak ab yemanay edu yeqbela ne sedra ka xenat yehabom

  • @negesetteklemichael7581
    @negesetteklemichael7581 10 วันที่ผ่านมา +3

    😂😂😂😂😂😂

    • @GenetTafere
      @GenetTafere 9 วันที่ผ่านมา +2

      😭😭😭 kemzi eyu nay bkyat 😢

    • @BlesssedDay
      @BlesssedDay 9 วันที่ผ่านมา +3

      ​@@GenetTafereከይትርድኦ እዩ ምስኪናይ

    • @143-beti.gualey
      @143-beti.gualey 3 วันที่ผ่านมา

      Negeset diki wela temlso dengay

    • @BinamKesete
      @BinamKesete 3 วันที่ผ่านมา

      ኣቲ ረሳሕ ዓጋመ

  • @teklittukue2551
    @teklittukue2551 9 วันที่ผ่านมา

    Alem Godolo

  • @MTO2024
    @MTO2024 9 วันที่ผ่านมา

    Eway eza sidra entay hmaq rekiba kulatkumu ezemu megayiyta mesarhta fetewuti xneat yehabkumu

  • @kibromGhebru
    @kibromGhebru 9 วันที่ผ่านมา +2

    በጃኹም ንፈቨን ኣብ ቦታኣ ብምእታው ተረድእዋ፡ ማለት ምስ ደሴት ዝነበረን ምሕዝነትን ሂወትን ቀሊል ኣይነበረን እሞ፡ ዕድሚኣ ብምርኣይ ሕቶታት ኣይተኽብዱላ።
    ብዛዕባ ደሴት እንተኾይኑ ወለዳን ደገፍታን ክሳብ ሕጂ ኣይተደዓዓሱን ዘለዉ።
    ልዑል ኣምላኽ ንስድራኣን ደገፍታን ብርተዐ ይሃብ።

  • @KsanetZewengiel
    @KsanetZewengiel 9 วันที่ผ่านมา

    Desu haftena mengeste semay yewarsa😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @YonasMhari-wi2lo
    @YonasMhari-wi2lo 10 วันที่ผ่านมา +1

    😢😢😢😢😢