🔴 ናይ ቡዳ ዓሌት አለዉ ድዮም? ..... መንፈስ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 605

  • @awaditv6632
    @awaditv6632 9 วันที่ผ่านมา +74

    ደስ ዝብል ትምህርቲ ኣቦና ኣብ ሰሙን ሓደግዜ ይምፅኡ ትብሉ like ግበሩ

  • @trhashagos-p8i
    @trhashagos-p8i 10 วันที่ผ่านมา +90

    ኣሰይይይ ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር መምህር 2ይ ክፋል ትቀፅል ትብሉ👍

  • @HaftomBrhanu-f8j
    @HaftomBrhanu-f8j 3 วันที่ผ่านมา +5

    የዒስ ይበል ኣብዚ ኣሎ ብቅዓት ትምህርቲ ቃለ ህይወት የስመዐልና ካልኣይ ክፋል ክቅፅል ኣለዎ።❤

  • @lemlema2976
    @lemlema2976 4 วันที่ผ่านมา +3

    ብጣዕሚ ንህብረተሰብና ዝጠቅም ትምህርቲ ኢዩ .ቃለሂወት የስመዓልና ኹቡር መምህር.

  • @hiwetdesta9048
    @hiwetdesta9048 10 วันที่ผ่านมา +84

    እረ አበና ከልአይ ክፋል እውን የቀፅል እግዚአብሔር ልበና የሀበና

    • @bsikiros7171
      @bsikiros7171 10 วันที่ผ่านมา +3

      th-cam.com/video/-dc4iuAZszQ/w-d-xo.htmlsi=YGOACyvpfpJO0pm2

    • @bsikiros7171
      @bsikiros7171 10 วันที่ผ่านมา

      th-cam.com/video/iwcaQXwI_ps/w-d-xo.htmlsi=RuPTmsYvxB_4Uowk

    • @bsikiros7171
      @bsikiros7171 10 วันที่ผ่านมา

      th-cam.com/video/a5E1Fw8-_8o/w-d-xo.htmlsi=qg1ZxU-7sRId0nWt

  • @RutaRit
    @RutaRit 9 วันที่ผ่านมา +16

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ አካፊልካና አንደበተ ርቱዕ መምህርና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሰመረ ሐውና ከአ ከምዚኦም መደባት ቀፅል የቀንየልና

  • @ማማSn
    @ማማSn 9 วันที่ผ่านมา +33

    ብጣዕሚ ፅቡቕ ትምህርቲ አነ ሰበይቲ ❤ሓወይ ❤ ቡዳ እያ ንፀርፋ ፣ንሓምያ ነይሪና ሓዚ ወልዳ ደቅ ሓወይ ሓፉቕ ይነብር አለኹ ይብለኩም ስለዚህ ቡዳ የለይ 😊😊

  • @MeklitTube26
    @MeklitTube26 9 วันที่ผ่านมา +13

    ባላለቀ እያልኩ ያዳመጥኩት ትምህርት ነው እግዚአብሔር ያክብርልን አባታችን

  • @BreFekr
    @BreFekr 3 วันที่ผ่านมา +1

    ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር መምህርና❤❤❤❤

  • @hanaabdu7974
    @hanaabdu7974 5 วันที่ผ่านมา +1

    ቃለሂወት የስመዓልና መምህር❤❤❤

  • @MimiSelam-e4b
    @MimiSelam-e4b 4 วันที่ผ่านมา +1

    ቃለ ሒወትን የስመአልና መምህር❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @Bettyvegas3
    @Bettyvegas3 3 วันที่ผ่านมา +1

    ዕድመይ ጥዕናይ ኣብዚሑ ይሃበልና ኽቡር መምህር🙏🏾

  • @dknkyij7714
    @dknkyij7714 6 วันที่ผ่านมา +2

    ብጣሚ ደሰ ዝብል ትምርቲ እዩ ኩቡር አቦና ካለ ሂዎት የስማኣልና 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @ትግራወት
    @ትግራወት 4 วันที่ผ่านมา +1

    ባሓቂ ደሰ ዝብል ትምህርቲ እዩ ኩሉ ሰብ ከነቀሐ ኣለው💛👏👏👏❤❤❤

  • @mhadergebreslase2040
    @mhadergebreslase2040 9 วันที่ผ่านมา +3

    ብጣዕሚ ደስ ልብል ትምህርቲ 2ይ ክፋል ይምፁኡላ እግዚአብሔር መስተውዐሊ ልበና ይዓድለና 🙏

  • @WezamBaba
    @WezamBaba 5 วันที่ผ่านมา

    ቃለህወት የስመዐልና ክቡርኣቦና❤❤❤

  • @atsedemedhine249
    @atsedemedhine249 8 วันที่ผ่านมา +3

    ቃለ ሂወት ስመዐልና ክቡር ኣቦና በዛኹም ናይ ኣየር ግዜ ኣብዎም ተምህሩና🙏

  • @zaidhyab9117
    @zaidhyab9117 9 วันที่ผ่านมา +5

    እግዛብሄር ምሳኩም ይኩን ደስ ዝብል አስተምህሮ ብሀቂ ብሀቂ እብለኩም እዚ ትምህርቲ ብመጽሀፍ ቁዱስመረዳእታ እናገበሩ ክገልጽዎ ከለውስ እንካንስ ንመስተውዓሊ ንዓይ ንደንቆሮ ብደንቢተረዲኡንን ሽሕ ግዜ ንክሰምኦ ዋላካ አይስልችውን እድመን ጥዕናን ይሀብኩም ብካልእ ውን ኻልእ ግዜ ክንርእዮምን እግዛብሄር ፍቃዱ ይኩን አሜን አሜን አሜን

  • @FotyenTSgeyu
    @FotyenTSgeyu 10 วันที่ผ่านมา +15

    ቃለ ህይወት ያስመዓልና ደንቅ ድኾነ ትምህርት ይኡ ኹሎም ኣቦታትና ከምዝ ግይሮም ተዛምሁሩ ፅብቅ ነይሩ 😢

  • @frweyankelaey4525
    @frweyankelaey4525 8 วันที่ผ่านมา +3

    ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና እዚ ትምህርቲ ቀፃሊ ተዝከውን ፁቡቅ ነይሩ

  • @abiyeYouTube
    @abiyeYouTube 6 วันที่ผ่านมา +3

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና እግዚአብሔር አምላክ ናይ አገልጉሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም

  • @MeryTekle
    @MeryTekle 8 วันที่ผ่านมา +2

    ቃለ ሕይወት የስመዐልና #መምህር #ያረድ ብጣዕሚ ፅቡቅ ት/ቲ ከምዚ ዓይነት ድሑር ኣተሓሳስባ ከትፍ ሔብተሰብና ክምሃር ቀፅልሉ❤

  • @tsegaymakele3678
    @tsegaymakele3678 8 วันที่ผ่านมา +2

    ቃል ሂወት የስመዓልና ኩቡር ኣቦና 🙏🙏🙏🙏💠💠⛪⛪⛪❤️❤️❤️🥰🥰🥰

  • @tsegaga4353
    @tsegaga4353 9 วันที่ผ่านมา +7

    ደስ ልብል ት/ቲ ዩ የቐንየልና ህዝብና ካብዚ ድሕረት ንክወፅእ ብቀፃሊነት እናመፀ ከምህረና ንፅበ🙏

  • @LatshAthuobia
    @LatshAthuobia 9 วันที่ผ่านมา +3

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር #መምህርና #ንዓና እዉን ምስትዉዕሊ ልቦና #ይሃበና🤲🙏☘️✝️🥺😥😓😥😓😓😌😌

  • @Sarah-o4z8o
    @Sarah-o4z8o 10 วันที่ผ่านมา +30

    2ይ ኪፈል ይቃፀል❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢😢😢

  • @HiwetGoitom
    @HiwetGoitom 6 วันที่ผ่านมา +1

    ቃል ሂወት የስመዐና ክብር መምህር

  • @HiwetHiwet-m2y
    @HiwetHiwet-m2y 10 วันที่ผ่านมา +8

    _ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር መምህርና❤❤❤ብሓቂ ምስትውዓል ዓይነ ልቦና ይሃበና እግዚአብሔር አምላክ_

  • @Rahwa-k1l
    @Rahwa-k1l 9 วันที่ผ่านมา +7

    ደስ ኢሉኒ ሰሚዐዮ ከማኹም ይብዝሑልና መምህረይ

    • @HggfreGtttghhjj
      @HggfreGtttghhjj 9 วันที่ผ่านมา +1

      ብሓቂ ጋልነይ

  • @beesheep-h3u
    @beesheep-h3u 9 วันที่ผ่านมา +3

    ናይ ዝዘመን ብሉፅ መምህር ተባረኹ❤❤❤❤

  • @miletemicheal2201
    @miletemicheal2201 8 วันที่ผ่านมา +2

    Qal hiwet yesmalna sim Egziabher ykber ymesgen Amen (3)❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @WediNebri-k8m
    @WediNebri-k8m 9 วันที่ผ่านมา +3

    ንመጀመታግዜሙሉእ ቃለመሕተት ኣዳሚፀ ቃለሂወትየስምዐልና🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @ሜሪጋልትግራይ-ጀ7ቀ
    @ሜሪጋልትግራይ-ጀ7ቀ 9 วันที่ผ่านมา +7

    ቃል ሂወት የስየዐና ማሪያምን ምስጥ እለሰሚዐየም ተመስገን ክሪስቲያን ገይሩ ዝፈጠረኒ🙏🙏🙏🙏

  • @ጓልዕፎይቲ
    @ጓልዕፎይቲ 6 วันที่ผ่านมา +3

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ት/ቲ ክቡር አቦና ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ብዕድመ ጥዕናን ይሓልወልና እግዚአብሔር አምላኽ ክቡር ሓዉና እዉን ብጣዕሚ እና ነመስግን ከምዚ ዓይነት አብ ሕብረተሰብ ተስፋሕፍሑ እዩ ዘሎ ከምዚ ናነገበር አቦታትና አምፀአና ቀፅለሉ ❤❤❤

  • @sxjb2304
    @sxjb2304 10 วันที่ผ่านมา +6

    ኩሉ ግዝየ አምፀአልና ኩብር መምህርና ❤❤❤❤

  • @ንግስቲየተዋህዶልጅነኝ
    @ንግስቲየተዋህዶልጅነኝ 10 วันที่ผ่านมา +7

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር ኣቦና ኣብ ክሉ ቦታ ብዛዕባ መንፈስ ተዝማሓር ነይሩ ኩሉ ክነቅሕ ነይሩ
    ብዳ መንፈስ እምበር ብዳ ሰብ የለን ኩለና ደቂ ኣጋዓዝትነ ዓለም ስላሴ እና ተፈጢርና

  • @EeseraAdeyWejerate
    @EeseraAdeyWejerate 7 วันที่ผ่านมา +1

    እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር መምህርና ብሓቂ ናይ አገልግሎት ዘመኖም ፈጣሪ ይባሪኽ ንአና ዉን ምሰትዉዓል ልቦና ይሃበና እግዚአብሔር አምላክ ❤👏👏👏👏👏👏👏👏😥😥

  • @JanetX-we8rk
    @JanetX-we8rk 5 วันที่ผ่านมา +1

    Kale hewet yesmealna abona ntsur tmhrti ab lbna yehdrelna Amen

  • @AaaFff-d8w
    @AaaFff-d8w 10 วันที่ผ่านมา +17

    ብሓቂ ኩቡር ኣቦና ደስ ዝብል ትምህርቲ እዩ ቃል ሂወት የስመዕልና ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

    • @ይርጋጓልትግራይ
      @ይርጋጓልትግራይ 8 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤🎉🎉

    • @HabenHav
      @HabenHav 7 วันที่ผ่านมา

      ቃለ ሂወት የስመአልና ፈጣሪ አቦና

  • @KaykaPaula
    @KaykaPaula 10 วันที่ผ่านมา +7

    ደስስስስ ክብል ትምህርት ቃለ ሕይወት ያስመዐልና አባታችን ኻልአይ ክፍሊ አምፀአልና እዛሓወይ ❤️💙💚

  • @አርያምራያ
    @አርያምራያ 8 วันที่ผ่านมา +2

    ቃለ ህይዎት የስመዐልና ኣገላልፃ 👍👌🙏🙏

  • @Wedihalalmeret
    @Wedihalalmeret 9 วันที่ผ่านมา +3

    እ/ር ልቦና ያሃበና ኣቦና ድማ ቃል ህይወት የሰመዐና ከምዚ ዝበላ ትምህርቲ አዩ ዝድልዮ ልህዝብና አምበር ህዝብናሰ ላብዜኾን አዩ ላኣትሎ😢😢😢

  • @YedidyaYkum
    @YedidyaYkum 2 วันที่ผ่านมา +1

    ሓውና ክቡር ጋዜጠኛ ብጣዕሚ ነመስግን ህዝብና በዚ ክፉእ መንፈስ ነንዓርሱ ካብ ምጥፋእ ንክድሕንስ ቀጽለሉ እ/ር ድማ ይሓግዝኻ ይሓግዘና!!!!

  • @ganoush3003
    @ganoush3003 9 วันที่ผ่านมา +6

    2 ክፍል ይቀፅልልል ብጣዓሚ እዩ ሃነፃይ እዩ ትምርትኩም ❤❤❤❤

  • @euegifhdhj4390
    @euegifhdhj4390 6 วันที่ผ่านมา +4

    ክብረት የሃበልና ክቡር መምህርና ነሓውና እውን ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ከምዚ ዓይነት ድሕረትን ድንቁርናን ንክቅረፍ እትገብሮ ዘለካ ፃዕሪ ከም ጋል ኢደ ጥበበኛ የመስግነካ ቀፅለሉ ❤ ህዝብና እውን ሰአን ምፍላጡ እምበር ፈትዩ አይኮነን ነሕዋቱ ክብድልን ከሳድድን 😢አምላክ ቅዱሳን ነቲ ርኩስ መንፈስ ይእሰረልና

  • @YedidyaYkum
    @YedidyaYkum 2 วันที่ผ่านมา +2

    የቀንየልና ኣቦና ብጣዕሚ ብጣዕሚ ካብ ልቢ ጠሰስ ኢሉኒ ደስ ኢሉኒ ማርያምን!!ኹሉ ማ/ሰብ ንክበጽሖ ቀጻልነት ተትህልዮ ወይ ብቻ ብዝኾነ ከምቲ ኣነ ካብ ናይ ሰይጣን ሓሰት ኣሚነ ምስ እ/ር ዝቃወም ዝነብርኹ ሐዚ ግን ብሳላኹምን ብሳላ ሓይሊ እ/ረይን ዝተዓረቅኹ ኹሉ ድማ ናብ እ/ር ተትምለስ ደስ ይብል፡፡እና በእውነት ብጣዕሚ ካብ ዓብዪ ዓብዪ ሕዱር ሕማም ናብ ዘላቂ ናይ ሂወት ሕክምና !ቃለ ሂወት ያስመዐልና ዕድመ ጥዕና ይሃበልና!!!

  • @Alemwerqi_melles19
    @Alemwerqi_melles19 3 วันที่ผ่านมา +1

    He is very talented please 🙏 appreciate him thanks 🙏 for teaching me

  • @مريمم-غ2ت
    @مريمم-غ2ت 10 วันที่ผ่านมา +6

    ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር መምህርና ምስትውዓል ዓይነ ልቦና ይሃበና ፈጣሪ😓👏🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️

  • @haftunigus1981
    @haftunigus1981 8 วันที่ผ่านมา +1

    ንመምህር ቓለ ህይወት የስምዐልና ። ንኹልኹም ነዊሕ ዕድመን ኣገልግሎት ዘመን ይሃብኩም

  • @GalGidey
    @GalGidey 10 วันที่ผ่านมา +10

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም መምህረይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ብጣዕሚ ደስስ ዝብል ትምህርቲ እዩ ኣቦና ኣምላክ መስተውዐሊ ልቦና ይዓድለና 🥰♥️

  • @Tewhbo
    @Tewhbo 10 วันที่ผ่านมา +5

    ቃለ ሂወት ይስመዐልና መምህርና ክቡር ሓውና ለ የቀንየልና 2ይ ክፋል አምፀአልና ቡሩከይ ❤

  • @fhdfxhgfy2230
    @fhdfxhgfy2230 8 วันที่ผ่านมา +1

    ክብር ኣቦና ትምርትክም ኩሉ ግልፂ ኣምላክ ልቦና ይሃበና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣቦዋይ 🙏🙏❤

  • @yyyuihggjjkfressghj
    @yyyuihggjjkfressghj 10 วันที่ผ่านมา +27

    ብጣዕም የሕዝን 😢😢ፈጣር ሓደ ገይሩ እዮ ፈጡርና እሳቱም ግን ያሳቅቁና አለው ድባዕልና ጥያቅ ይኾነናሎ😢😢😢

    • @sdcvsc36
      @sdcvsc36 10 วันที่ผ่านมา +3

      ሳአን ምፍላጥ እዩ እምበር እግዚአቢሔር ብአምሳሉ እዩ ፈጢሩና😢

    • @Sosial3187
      @Sosial3187 9 วันที่ผ่านมา +6

      ናይ ገጠር ሕብረተ ሰብና ናብ ልቡ ንክምልስ ዓብዪ ትምህርቲ የድልዮ እዩ ስኣን ምንም እፍልጦ ስኣን ትምህርቲ እዩ ድሕሪት ተሪፉ ዘሎ እምበ ኩሉ ሰብ ካብ ኣዳምን ሂዋንን እዩ ተፈጢሩ ንስኻ ቡዳ ንስኻ ባርያ ኢሉ እይፍጥረናን 😢 እንተኽኢልኹም ገጠራት እናኽድኹም ትምህርቲ ተትህቡ 🙏🙏 ዱንቁርና ይጥፋእ ❤

    • @ጓልወያናይሻለቃመኮነን
      @ጓልወያናይሻለቃመኮነን 9 วันที่ผ่านมา

      እዚ እቲ ጭን እቲ ጠቢብ ዝባሃልን ኣብ ኩሉ ጌጋ ኣለዎ ኣደምሃረይ

    • @sdcvsc36
      @sdcvsc36 9 วันที่ผ่านมา

      @@Sosial3187 bahaki lebamey🙏

    • @kante5318
      @kante5318 8 วันที่ผ่านมา +1

      ኣጆኻ ርእስኻ ኣቅንዕ በርቲዕኻ ስርሓ ዳሕራይ ኩሉ ከኽብረካ እዩ ጥራሕ ርእስኻ ከይተድንን ቀደም ከምዚ ትብሎ ዘለኻ ይብሉና ነይሮም ኣምላዥ እመስገን ሕጂ ኣብ ደሓን ኩነታት ኣለኹ ካብ ደገ ናብ ዓዲ ምስኣተኹ ጋልና ውሰደልና ምባል እያ ተሪፋቶም እምበይ ዘሎ ክብረት ክብረት ከይመስለካ ኣብ ትግራይ ድሕረትን ድንቁርናን ብኸፈር እዩ ዋ ኣጆኻ ቅንዕ በል

  • @bililove-sw1kd
    @bililove-sw1kd 7 วันที่ผ่านมา +2

    Qalehiwet yesmaalna memhr . bsefihu tmhrti kwehabo alewo

  • @Liya-p8r
    @Liya-p8r 8 วันที่ผ่านมา +3

    ከም ማዓር ዝጥዕም ትምህርቲ እዩ እውነት ቃለ ህይወትን ያስመዐልና ክቡር መምህርና ደጊሞም ንክቀርቡልና ብትሕትና ንሓትት ከምር ብጣዕሚ ብዛዕባ እዚ ደጋጊምኩም ማሕበረሰብና ኣምሁሩልና ጠፉኢና ኢና ዘለና የለናይ ❤❤❤

  • @mahrrat1866
    @mahrrat1866 9 วันที่ผ่านมา +3

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ኩቡር መምህርና ብዘይ ምስትውዓልና ጠፈእና ነይርና አብ ርእሲ ብፃይና እናፈረድና ብዘይ ምፍላጥናን ብዘይ ምምሃርናን ጥፍእና ነይርና
    ስራሕ ሸይጣን ናተጋለፀ እዩ ዘሎ ንቡዙሕ ዘመናት አብ ደቂ ሰባት ዘርእዎ ዝነበረ ሓሶትን፣ ተንኮልን፣ ክርዳድን ናተጋለፀ እዩ
    ደጊም ዘብቀዐል ግዜ እዩ
    እግዚአብሔር የክብረልና ኩቡር መምህርና ከማኩም ዝበሉ መማህራን የብዘሐልና ንአናም መስተውዓሊ ልቦና የዓድለና አሜን ፫

  • @SaifulRana-h6e
    @SaifulRana-h6e 10 วันที่ผ่านมา +3

    እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ብሓቂ ቃለ ህይወት ያስመዐልና ክቡር አቦና እና ክቡር ሓዉና❤❤❤
    መስተዉዐል ይሃበና ፈጣሪ ኩሉ ዓለም❤❤

  • @slimhslimh-zz6qu
    @slimhslimh-zz6qu 10 วันที่ผ่านมา +35

    ሸይጣን ክሉ ቃል እምላክ ይፈልጥ እዩ ግን እብ ተግባር እየውዕለን ንደቅ ሰባት መሳሓሕታይ እዩ ዝጠቀመሉ እን ክብር አባታችን ብዛዕባ ክሎም ርካሳት መናፍስትይ ዝርዝር እብልክም እቅርብልና። ስብና ብዘይ ምፍላጡ ይጠፍእ እሎ😭 ንአብነት ጥቃር ;እደል መቶይ ;መጭ ዘርጋ;ዛርር: ወዘተ ብብ ክፋል እቅርብልና ካልአይ ሳልሳይ ክፍል ይቅርብልነ እትብሉ ላይክ ግበሩ🙏❤።

    • @sdcvsc36
      @sdcvsc36 10 วันที่ผ่านมา +2

      አብ ናይ መምህር ተስፋዬ ኩሉ አሎ እዩ😢ግን አብ ትግራይ አይተለመደይ ከምዚ ዓይነት ትምህርቲ እምበር

    • @slimhslimh-zz6qu
      @slimhslimh-zz6qu 9 วันที่ผ่านมา

      ​@@sdcvsc36እወ ይሰመዐ እዩ ግን ንተም እብ ዓድይ ለለው እየ፣❤

    • @MelatGerye
      @MelatGerye 9 วันที่ผ่านมา +6

      አነ ዝፈልጦም ✍️"ናይ ዛር መንፈስ ሓዳር ይዓፁ ሓዳር ተገይርካ ይብትን
      ✍️"አይነጥላ ሓዳር ይዓፂ ወይ ሰባት ንዙሙት ብቻ ኸም ዝቀርቡና ይገብር
      ✍️መሕሸኩሸኪ መንፈስ "አብ እዝንና ናመፀ ክፉእ ሓሳብ የሕስበና
      ✍️ጠቋር "ሓጥያት ንክንሰርሕ የተባበዐና ምስ ሰራሕና ሕሊናና ንፀሎት አብ ዝንዳለወሉ ግዜ ይከሰና
      ✍️ሰላቢ መንፈስ"ቅርሺና ሞያ ከይኮን ም.ት ናገበረ የጥፉኦ አስራት ቦክራት ከይነዉፅእ ይሕዘና
      ✍️ሽቶላይ "ጥንሲ ንከይ ፍጠር አብ ማህፀን ኮይኑ ይዓፅየና ተጠኒስና ይብትነና
      ✍️ናይ አእምሮ መተት "ሰባት ብቢሮ ወይ ብፀጉሪ ወይ ብቢሮ ተምቲቶምልና ሓንጎልና ፀኒሕና ፅቡቅ ፀኒሕና ሕማቅ ክንሓስብ ዝሓሰብናዮ ንከይንፍፅም ይገብረና
      ✍️አፍዝዝ አደንዝዝ "ፀሎት ክንፅሊ ተደሊና የምባህቆና የንበዐና የሳላችየና ዝረሳዕናዮ ስራሕ አብ ፀሎት ሰዓት የስታዉሰና ናብ ማሓዙትና ሰራዊት በቲኑ ስልኪ የደዉለና ✍️ግን ክንፍረጅ ቲክቶክ ወይ ፌስቡክ ተአቲናግን የነቃቀሐና ብኾንቱ ሰዓትና ይቀትለለሰና
      ✍️ናይ ራሄሎ መንፈስ "ፔሬድ የዛበዐልና የብዘሐልና አብ ፔሬድ ግዜ ሓያል ቁርፀት ይሰደልና ይዓፅወና ወዘተ ምንጪ ካብ መንፈሳዊ ዝተምሃርኽዎ መንፈሳዊ ጉሩበይ💝ነዚ ብምንታይ ንከላከሎ ፆም ፆሎት ስግደት ሞቅጠርያ ምቅጥቃጥ ኣስራት በኩራት ምዉፃእ ወዘተ......

    • @temesgen1553
      @temesgen1553 8 วันที่ผ่านมา

      ​@@MelatGerye selam haftey bizuh nekihki alki bizaiba gibri seytan felitki alki mokuxerya kitkitkit keleka entay enabelka tikitkit ba nigerna enaferahku ka bidhrey gele zimexeni enameseleni😢

    • @MelatGerye
      @MelatGerye 8 วันที่ผ่านมา

      @@temesgen1553 ቴሌግራም ተልይኪ ክሰደልኪ እየ ሓደ ሓደ ዝፈልጦ ነገርም ክነግረኪ እየ ብናይ መናፍስቲ ዙርያ ማለተይ እየ ምንም ዘፍርሕ ነገር የብሉን ክትፈርሒ ዝገብረኪ ናብ እግዚአብሔር ከይትቀርቢ ዝገብረኪ ባዕሉ ሰይጣን እዩ ማአረይ

  • @ሞያMoya
    @ሞያMoya 8 วันที่ผ่านมา +4

    ቃልኣይ ክፋል ኣቅርቦም ሰመረ ሓወይ

  • @MMana-bu5ee
    @MMana-bu5ee 9 วันที่ผ่านมา +3

    ኩቡር ኣቦና ብጣዕሚ ፅቡቅ ትምህርቲ እዩ ቀፃሊ ክንፅበ ኢና🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @lovezeru1173
    @lovezeru1173 10 วันที่ผ่านมา +5

    ካልኣይ ክፋል ሒዝካልና ምፃእ ፅብቅ ትምህርቲ ክንመሃር ካብዞም ክብር መምህርና ግን

  • @Ãzù-m1j
    @Ãzù-m1j 10 วันที่ผ่านมา +7

    ድፍትዎም መምህርና ቀጸለሉ ክብር ሓወይ❤

  • @AfddAte
    @AfddAte 9 วันที่ผ่านมา +1

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክቡር መምህረይ የቀልየልና።

  • @alemteklu6046
    @alemteklu6046 9 วันที่ผ่านมา +2

    ከምዚኦም ዝበሉ መምህር የብዘሓልና የቀንየልና

  • @AmenaAm-c5d
    @AmenaAm-c5d 9 วันที่ผ่านมา +1

    ቃለ ህይወት ያስመዐልና ኽቡር መምህር ናይ ባሓቂ መስተወዐል ያሃበና ኣቤት ናይና ነገር ይቅር ይበለልና😢😢😢😥

  • @Biemnet-e8t
    @Biemnet-e8t 5 วันที่ผ่านมา +3

    እቲ ኣብ ውሽጠይ ዝነበረ ሕቶ ሎሚ ተመሊሱ ብጣዕሚ ጽብቅ ትምህርት

  • @ወዲ.ሰብዓ.እገላ.ትግራይ
    @ወዲ.ሰብዓ.እገላ.ትግራይ 3 วันที่ผ่านมา +1

    ፅቡቅ መደብ ጋዜጠኛ ክብርት ይሃብካ ቀፅለሉ ህዝቢ ይጠፍእ ኣሎ

  • @binibenjamin944
    @binibenjamin944 4 วันที่ผ่านมา +1

    betami des zebel tmehrti eyu yeknylna abona 🙏🙏🙏

  • @ሰሉጓልድንግልማርያም
    @ሰሉጓልድንግልማርያም 9 วันที่ผ่านมา +6

    ዋይ ስኣን ምፍላጥ ንሰይጣን ንሰይጣን ተገዚእና ብሓቂ ምስ ክንደይ ሰብ የባእስ
    ኣምላክ ሓሳቡ የፍርሶ ብስሩ ኩልና ሸር ንግበሮ ኩሉ ክሰምዒ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር ኣቦና ፀግኡ የብዘሐልኩም ብሓቂ ዛትምህርቲ በተለይ ዞም መሕፀብቲ ፀበል ዝብሃሉ ሰብ 😢😢😢

  • @ጓልካሴM
    @ጓልካሴM 9 วันที่ผ่านมา +2

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና ዝፈትዎም መምህር በጃኻ ክቡር ሓወይ 2ይ ክፋል ኣምጸአልና❤

  • @BirhaneGerase-m3s
    @BirhaneGerase-m3s 9 วันที่ผ่านมา +1

    ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር መምህርና ምሰትውዓል ዓይነ ልቦና
    ይሃበና ፈጣሪ ኣምላክ 🎉❤❤

  • @jgddhccc3011
    @jgddhccc3011 10 วันที่ผ่านมา +3

    ቃል ህይወት የስመዐና ክቡር መምህርና ነዊሕ ዕድሜን ጥዕናን ይሃበልና ፀግኡ የብዝሕ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @መሪጓልወጀራትዩቱብ-መ
    @መሪጓልወጀራትዩቱብ-መ 9 วันที่ผ่านมา +1

    ብሓቂ ከቡር ኣቦና ፅቡቕ ትምህርቲ ቃል ህይወት የሰመዐልና ዕድመ ጥዕና ይሃብኹም ፈጣሪ🙏🙏🙏💒❤️❤️❤️

  • @slametube1
    @slametube1 9 วันที่ผ่านมา +3

    ኣሰይይይይ ቃለ ህይወት የስምዐልና ክቡር ኣቦና ብጣዕሚ ኑፁር ዝኾነ ትምህርት ክንደይ ደስ ይብል 🎉❤🎉❤❤🎉❤ ብዕድመ ብጥዕና ይሓልወልና ❤❤❤❤😊❤😊❤😊😊❤

  • @HfgJff-le8zu
    @HfgJff-le8zu 2 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ቃለ ህይወት ያስምዐና መስተውዐሊ ይዓድለና👏

  • @thdgrtr9392
    @thdgrtr9392 9 วันที่ผ่านมา +2

    ቃለ ሕይወት ቃለ በረከት ያስመዐልና መምህርና እግዚአብሔር ፀግኡ የብዘሕ ከምዚ ዝበለ ትምህርቲ ክስፋሕፋ ኣለዎ ብዚ ምኽንያት ብዙሕሰብ ይሳቐ ኣሎ😢

  • @UhshEhshe
    @UhshEhshe 9 วันที่ผ่านมา +2

    ኹቡር ኣቦና ብጣዕሚ ሕልፍ ትርፍ ዝበለ ትምህርቲ እዩ ኩሉ ግዜ ቃልኹም ንሰምዕ ይግበረና ደሞ ኣብ ኻልኣይ ክፋል ንኽትመፁና ብሱም እግዛብሄር ተስፋ ንገብር ኣቦና ሽሕ ዓመት የንብርኩም ❤🤲👏🙏

  • @wabo6374
    @wabo6374 10 วันที่ผ่านมา +2

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ናይ ኣገልግሎት ዘመኖም እግዚኣብሄር ኣምላክ ይባርኸሎም ብጣዕሚ ደስ ልብል ትምህርቲ እዩ ቀፅልሉ ክቡር ሓውናውን ክብረት ይሃብኻ ፅቡቅ ስራሕ እዩ ዝሰራሕኻዮሞ በርትዕ❤❤❤

  • @ብርሃን-ፀ7ጨ
    @ብርሃን-ፀ7ጨ 10 วันที่ผ่านมา +2

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ብጣዕሚ ንፈትዎም ክቡር መምህርና ቃል ህይወት የስመዐልና ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና እግዚአብሔር አምላክ ተባረክ ዛሓወይ የክብረልና ኩሉ ይስማዓዮ እቲ ምእመን ናብ ኩሉ ሽር ንበሎ ❤❤❤🙏

  • @farah-f4j
    @farah-f4j 9 วันที่ผ่านมา +1

    አረ ብስሩ ሰሚዕኻ ለይሙነይ ክቡር ኣቦና ክብር ይሃበልና ቃል ህይወት ያስምዐልና🙏🙏🙏

  • @TESFAEnt
    @TESFAEnt 6 วันที่ผ่านมา +1

    Nice good job 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ፍቅርፍቅር-ጐ5ቐ
    @ፍቅርፍቅር-ጐ5ቐ 10 วันที่ผ่านมา +15

    እግዚአብሔር ይመስግን ክቡር አቦና ክቡር ሓዉና ደመምህር ያሬድ ረእይ እዩ መፀ❤❤❤

  • @ብልየናፍቅር
    @ብልየናፍቅር 9 วันที่ผ่านมา +2

    ብሓቂ ቃለ ህወት የስመዐልና መምህር በጃኩም ናይ መምህር ተስፋይ ለ ናሰማዕኩም ናብ ትግርኛ ገልቡጥኩም ኩሉ ግዘ ኣማሓላልፍልና ❤❤❤ ቡዙሕ ኣለዎ ህዝብና ዝማሃረሉ

  • @Sojoo-k5z
    @Sojoo-k5z 7 วันที่ผ่านมา +1

    እሰይይይይይ ኣሜን
    ኣሜን
    ኣሜን
    ቡጣዕም ደስብሃል ትምህርት ቃለህይወት ቃለበረከት የስምዐልና ኩብር ኣቦናን ክቡር ኣቃራብ ሓዊናን እግ/ር ፀጋኡ የብዝመልኹም ተመስገን ኣምላኸይ ብምስዳተይ ቢዙሕ ተማህረ ብሓቅ ዋይፋይ ንጥቀም ኣሓተይ ግዘና ንጠቀመሉ ንዝ ዋጋ ዘይኽፈሎ ትምህሪት ክንምሃር ይግበአና ንዝ ዕዲል ዝ ዘይረኸብ ብዙሓት ወገናት ኣለዉ
    ብዝዓባ ባሪያ ዊን ኣቂሩቡሉና ኩቡራተይ❤❤❤

  • @AtoBian
    @AtoBian 9 วันที่ผ่านมา +8

    ✝️✝️✝️🙏🙏🙏💋 eidmen tenan yhabkum fetari yefexmka 💋💋🫂🫂🫂🇪🇷

  • @ፍረወይኒ-ሸ7የ
    @ፍረወይኒ-ሸ7የ 9 วันที่ผ่านมา +1

    ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር መምህርና ምስትውዓል ዓይነ ልቦና ይሃበና ፈጣሪ👏😓❤

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd 9 วันที่ผ่านมา +3

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓልና ክቡር ኣቦና ብሓቂ ዝድነቅ ትምርቲ እዩ ንዘስተዉዓሎ ኣነለ ከምዚ ኣለዉ ኢለ እየ ዝኣምን ኔረ ብዝገርም እግዚአብሔር ይመስገን ኣብ ስደት ምስ ወፃኩ እየ ኩሉ ፈሊጠ ብሓቂ እግዚአብሔር ልብናና የብርሃልና 🙏✝️✅

  • @መድሃኒአለምአቦይብምሕረት
    @መድሃኒአለምአቦይብምሕረት 8 วันที่ผ่านมา +1

    ናይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና ግልጺ ዝኮነ ደስ ዝብል ትምህርቲ ኩሉ ዘስተውዕል ይስማዕ ካብዚ ድሕረት ክናገፍ ኣምላክና እየሱስ ክርስቶስ ብቅዱስ ቃሉ ክነስተውዕል ልቦናና ይክፈተልና
    ከምቲ ኣቦና ዝተዛረብዋ ሓንቲ ሓፍትና ድንኳን ነይሩናስ ትብል ዘይቲ ልዓውድ (ገንዘብ )ኣብ ዝረከበትሉ ክትህባ ሃብኒ ዘይቲ ትብለኒ እሞ ትብል ካብኡ እዛ በዓልቲ ድንኳን ኣይ ልኣውድ ኣይህበክን ሐዚ ብገንዘብኪ እንበር ኢለያ ትብል ምስ ኣበየታ ገዛኣ ከይዳ ምስ ከደት ግና ስለ ዝኸላእክዋስ ሓሚመ መን ሒዙኪ እንተተባሃሉኩስ ናይዛ ልኣውድ ዘይቲ ሃብኒ ዝበለትኒ ስም ጸዊዐ ትብል ስለ ምንታይ ተተባሃለስ ዘይቲ ስለ ዘይሃብክዋ ትብል ብጣዕሚ እየ ተገሪመን ሓዚነነ😢 እስካብ ክንድዚ ከምኡ እስኳብ ሐዚ ዝሓስብ ሰብ ምህላው የሕዝን እዩ😢

  • @fuch9239
    @fuch9239 8 วันที่ผ่านมา +1

    ብሓቂ ደስ ዝብል ትምህርቲ ክቡር መምህርና
    2ይ ክፍል አምፀእልና ክቡር ሓውና👏

  • @enatgebregiorgis9420
    @enatgebregiorgis9420 6 วันที่ผ่านมา +1

    ትክክለኛ ትምህርት ጠንኪርኩም አፍልጡ ንህዝቢ ጠቢብ ማለት ፈላጥ ሊቅ ማለት እዩብድንቁርና አይነባአስ❤

  • @FtsumKahsay-f2z
    @FtsumKahsay-f2z 6 วันที่ผ่านมา +2

    ቃለ ህይወት የስመዓልና ክቡር ኣቦና

  • @asterMehari-f4b
    @asterMehari-f4b 9 วันที่ผ่านมา +1

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐና ክቡር ኣቦና❤❤❤ ህዝብና ሰኣን ምፍላጡ ንሓው የሳቂ ኣሎ😢

  • @KbriKidane-tu4kt
    @KbriKidane-tu4kt 8 วันที่ผ่านมา +1

    መምህርና ኣምላክ ይባርክኩም ❤🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @Titiytwa
    @Titiytwa 7 วันที่ผ่านมา

    ዝፈልጡ የብዘሐልና
    የቀንየልና

  • @FhFu-fh1xl
    @FhFu-fh1xl 10 วันที่ผ่านมา +6

    ባሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓና ግን ኣበይ ይሩከቡ ማለተይ ናይ ባዓለም የቱብ ኣለዋም ዶ ኣሓወተይ ምስ ይቅሪታ ሓብራለይ 🤲👏👏

    • @lixmony7942
      @lixmony7942 10 วันที่ผ่านมา +1

      ሥርጉት ሚድያ ወለላይ

  • @ዓቅሊይሓተናእበርክንራከብ
    @ዓቅሊይሓተናእበርክንራከብ 10 วันที่ผ่านมา +2

    ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ዓይነ ልቦና ይሃበና ፈጣሪ

  • @TfIf-z6d
    @TfIf-z6d 10 วันที่ผ่านมา +4

    ቃለ ሂወት የስመዐልና❤❤❤❤ ህዝብና ግን ንቃሕ ብዳ ስይጣን እምበር ብዳ ስብ የለን

  • @titiBrhan-i3h
    @titiBrhan-i3h 10 วันที่ผ่านมา +1

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስምዐና ክቡር መምህርና እግዚአብሔር አምላክ ልቦና ይሃበና ንዓና ውን😢

  • @biniamgebrehiwet
    @biniamgebrehiwet 5 วันที่ผ่านมา

    ቃለ ህይወት የስማዓልና መምህረይ ብሩኽ ።

  • @Wfcgcbj
    @Wfcgcbj 10 วันที่ผ่านมา +1

    ብሓቂ ክቡር አቦና ቃል ሂወት የስመዐና❤❤