Desiet looks like her mother she was very lovely girl and I know her for a short amount of time she was very cool kid. Anyways many condolences dear family..
Pasta hawey amlak hasab lbka yesmrelka mis mesarhtka deset haftna egziabher amlak ab hqufua ykebelki sidra deset egziabher amlak mulu xneat ygberelkumu kulatkumu abza interview zelekum sami fereg thanks
አነ ከም ናይ ደሴት ሐዘን ልበይ ዝሰበረኒ የለን ስጋብ ሕጂ ፍሉይ እዩ አነ ከም ሰበይ ከም ኤርትራዊት እየ ዝፈልጣ ግና ቃላት የብለይን ንኽገልጻ እግዚብሔር አምላኽ አብ ሕቁፊ ቁዱሳን የንብራ ንወለዲ ካአ አምላኽ ኢዱ የንብረልኩም 🙏🙏🙏🙏
ጽትዓት ይሃብኩም ስድራ ቤት ጅግናን ጎብለልን ደሴት ሓፍትና.... ደሴት ንሙሉእ ህዝቢ ኤርትራ ኢያ ከይዳቶ...ስድራ ቤት ደሴት ብኩሉ ጀጋኑ ኢኩም....ንፈጻሚ ሓደጋ ምሕረት ብምግባርኩምን ጽንዓትኩምን... ኣቱም እቶም ጋር ነብሲ ትበልዑ ዘለኩም ``ደም ናይቲ ዝሞተሰብኩም ኢኩም ትበልዑ ዘለኩም``ሕሰብሉ....
ብዝኮነ ደሴት ከኣ ብሚልዮናትን ቢልዮንን ኣይትግመትን ኢያ ... ከምቲ ስድራቤት ዝበልዎ መጽሓፍቲ ክጽሓፈላ ኣለዎ....ጽን ዓት ይሃብኩም ኣጆኩም ❤🇪🇷💕🇪🇷❤️🇪🇷
ብሓቂ ንኹልና ኢኺ ቀልጢፍክና ኣምላኽ ኣብ ገነቱ ይቀበልኪ ደሴት ሓፍተይ ንምሉእ ስድራቤት ጽንዓት ይሃብኩም 😢😢 ምኽኣል ሲኢነ ኣነስ 😢
ጽንዓት ይሃበኩም ስድራቤት ናይ ብሓቂ ከስርና ኢና 🇪🇷😭🇪🇷🇪🇷😭😭ግን ብፋቃድ ኣምላኽ እዩ 💔💔😭😭😭
ኣብ የማናይ ኢዱ የንብርኪ! ንቤተ ሰብ ጽንዓት ይሃብ።
መርሓባ ደቂ ኤሬይ ኣናብስ ንስድራ ጽንዓት ንደሱ ክኣ ኣምላክ ኣብ ገነቱ የስፍራ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኣላ ብመንፈስ ደሱ❤❤❤❤
እግዛአብሄረ አብ ሕቅፍኦ የንበረ አጀኩም ስድራቤት ኩሉ ግዜ አብ ኩሉ ኤረትራዊ !!!
ጸንዓት ን'ሙሉኢ ስድራቤት ይሃብኩም ኣሜን 🤲🏼🤲🏼🤲🏼🌹🌹🌹👊🏽👊🏽👊🏽💗💗💗🌹🌹🌹🙏🏽🙏🏽
ጽንዓት ይሓብ ንኹሎም ስድራቤታን ፈተዉታን ንሓፍትና ደሴት ኸኣ መንግስተ ሰማያት የዋርሳ 🙏🙏🙏 ኣሜን
ጺንዓት የሀብኩም ጸንዓት የሀበና ከስርና😢 ፋቃዲ አምላኪ እዩ❤🎉🎉🎉🎉🎉
እንታይ ደኣ ወደይ እዚ ቃላትካሲ ኣሪሚካ ኣንብብ ኮይኑ'ኮ!!!
ሓፍተይ መዓረይ ታይ እዩ ክብሃል ሚኒም ፈጣሪ ፍቃዱ ምእታው ድፍረት ከይኮነና ግን ዝብሎ ኣሎ ነዞም ጀጋኑ ወለዲ ከኣልዎ ኣጆኹም ምባል ሓሶትን ቀልዓለምን እንድዩ ክኮነኒ ግን ሓንቲ ክብለኩም ዝደሊ ከምቲ ትደሊዋን ትሓሙላን ዘለኹም እቲ ዝፈጠራ ኣምላክ ከኣ ሃሪፍዋ ደሊዋ ከምኣ ዝኣመሰሉ እዩ ዝደሊ ከምዚ ከማይ ደኣ ታይ ኢሉና ከምዚ ነዓኣ ዝኣመሱ እዩ ዝደሊ ፈጣሪ ስለዚ ደሊዋ ሃሪፍዋ ዝፈጠራ ኣምላኻ ነብሲ ይምሓር ነብሲ ይምሓር ድሕሪ ሕጂ ይርድኦ እየ ሂወትኩም ጀጋኑ ወለዲ ግን ነቶም ዘለዉ ጽቡቆም የርኢኹም ደበስ እዮብ ይሃብኩም ሕማም ከብዲኹም ይራየካ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢❤ደበስ እዮብ ይሃብካ ክቡር ወላዲ ደበስ ይሃብኪ ክብርቲ ወላዲት ይሕዋት ኩሉኩም❤ መንግስተ ሰማይ የዋርሳ ነብሲ ይምሓር
ኣቤት ሉቦና ናይ ባሓቂ ስናይ ነገር ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ወለዲ
እዚ ተቅሮቦ መደበ ብጣዕሚ ጽብቅ እዪ ቀጽሎዊ ደስ ዝብል እዪ መደበ ንኩሉ ንክትበጽሕ እግዛአብሄረ የሐጉስኩም !!!
ስድራ አዛ መኽሰብ ሃገራ ህዝባ ውልዶ ደሴትና ጽንዓት ይሃብኩም ❤💔💪😭🐪🇪🇷 አውይ ኢዱ የንብረልኩም ፈጣሪ አምበር ንኹልና ደሴት 😭😭😭😭😭🙏
ጽንኣት ይሃብኩም እግዛቢር ኣምላክ ነቦና ኢዩብ ዘጽንኦ ነዚ ስድራ ጽንኣት ይሃብኩም ።
ብጣዕሚ ጽቡቅ ተግባር
ጽንዓት ይሃበና አዩ ዘብል መኽንያቱ ደሲየት ንህዝቢ አርትራ አያ ጠፊኣቶ ክቡራት ስድራ ኣጆኹም በርትዑ ኩሉ ጊዘ ኣብ ልብና ኣላ ደሰት
ኩብሪት ስዲሪ እኩም🎉🎉🎉🎉🎉🎉😢 ኪብረት የሀብኩም 🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጽንአት ይሃብኩም ከቤድ እዮ ንኩሉ አያ ጸፉአትና መንግስተ ሰማይ የዋርሳአብ የማኑ ይቀበላ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ከብዲ እየ😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🇪🇷🇪🇷😭😭🇪🇷🇪🇷❤🎉🎉🎉🎉 ነአምላኪ መርጺዋ😭🙏❤
አነስ አይካአልኩን ሐዲሽኒ ደሴት ከም ሽማ ደሴት እያ አምላኽ ዉን መሪጽዋ ካብ ፍቃዱ ግና አንወጽእን ኢና ኡፍፍፍፍ 🙏🎉❤🙏🎉❤🙏❤🎉🙏
ኣምላኽ ኣብ የማናይ ኢዱ ይቐበልኪ ነእስተይ😢😢😢😢
Egziabher ab yemanay edu ykebelki deset haftina ufffff kebid eyu ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መጀመሪያ ሄኒ ፓስ የቐኔልና ካፍቶም ናይ ደሱ ደጋፊ ዝነበርኩ ኢየ ሓቂ ይሓይሽ ደሱ ማራ ጅግና ኢያ ኔራ ብፍላይ ናይ ሞኖፖልዮ ዘይ ትድገም ናይ ደቂ ኣንስቲዮ ሪከርድ ኢያ ሒዛ ኩሉ ግዜ ኢያ ኣብ ዝኽርና እዝከረኒ 2018 / 2019 ካብ ምሰልጠኒ መጺያ ክትዕወት ጥራይ ኢያ ኣብዚ ዓይነይ ክጅል ትብለኒ ናይ ብሓቂ ስድራ ጽንዓት ይሃብኩም ኣነ ከማን ብስፖርት ዝፈልጣ በይነይ ክልቲኤን ክፋል እንዳ በኸኩ ወዴኤየን ካብ ደቂ ገዛይ ተሓቢኤ 😢😢😢😢😢😢 ባእ እዛ ጽሕፈት ከማን ምውድኣ ሲኢነ መንግስተ ሰማይ ይዋርሳ ደሱ ሓፍትና ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኢያ
ንሓፊትና ወይ ንጋልና ነቢሲ ኣብ ገነት ንብሙሉእ ቤትስብን ህዝብን ኤርትራ ጽናዓት❤🎉❤ ወለዲ እግዛኣብሄር ኣምላክ ነቦና ኢዮብ ዘጻናነዐ የጻናንዑኩም
ሰዉሪ በዘእን እዩ ተዓዊቱ 🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ዓወት ንሕፋሽ 🇪🇷❤🇪🇷
ብሓቂ ንኡልና ኢኺ ቀልጢፍክና ኣምላኽ ኣብ ገነቱ ይቀበልኪ ደሴት ሓፍተይ ንምሉእ ስድራቤት ጽንዓት ይሃብኩም
Heartbreaking 😢😢we lose you too soon, our beloved sister Deset ,my condolences to the whole country especially to her family.
ረቢ ሰብርን ኢማንን ይሃብኩም ኣይኮነን ንዓኹም ንዓና ከማን ማዓንጣ ከብድና ቀሪጹና እዩ 💔😭🤲🏽
ጽንዓት ይሃብኩም እግዛቢር ኣምላኽ ❤❤❤
ቀጺልዋ አጀኩም ጺብቅ እዩ🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍❤🇪🇷🇪🇷
ወለዲ የጽንዕኩም ከምቲ ብዐለም ተሀራፊትን ፍትውትን ዝኾነት ልዕለና ከአ አምላኽ መሪጹዋ አብ ዝፋኑ የንብራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Kudusat sdrabet amlak ybarkum
ብጣዕሚ ከብድ ዩ ጽንዓት ይሃብኩም ኣብ የማኑ የስፍራ
The worst & painful memory ever 🤔 our hero Desietey🌹❤️ RIP and shine as a sun in heaven 🙏 from Canada 🇨🇦🇪🇷
Deste kame shema etome nya sport aklate kabti gaza aytefalyou xebuke tagebar u kaxelewo nhbanala ka nedaste hyaw eya Deste 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️
Xenat yehabkum nkulatkum sedrabiet ❤️🙏❤️🙏❤️🙏
ደስየት ዓባይ ሕነሽ ንበላ 🙏🙏🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷🇪🇷
Amlak Ab yemanay edu yebriki desu galey nsdrabet xnaet yhabum fetari 🙏
Mearey hafey ab genetu yenbrki😢 kburat sdra kea xnat yhabkum 🙏 🙏 🙏
ስፖርት እንክዝከር ብፍለይ ብሽክለታ ኤርትራ ቀዳመይቲ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ኣፍቃሪ ስፖርት ትመጽእ ደሱ እያ እግዚኣብሄር ኣብ ገነቱ የንብርኪ 😢😢😢😢
Desu haftey mengste semey yewarski 😭😭😭😭😭😭
Xnatt yhabkum chuwatat sdra ndesu habtna mengste semay yqebela ❤❤
Tseanet yehabekum fikurate weldi ne Desiet hafitena kea mengste semay newaresa❤❤❤❤❤😢😢😢😢
Please enda Merhawi sbhatlab (kokobey) ka zkri gberelna.
ጽንዓት ይሃብኩም
Egziabher Amlak nhaftna mengste semay yewarsa nsidrabiet ka xnat yhabom
ከስርና🇪🇷🇪🇷🇪🇷😭🇪🇷 ደሐን🙏🇪🇷🇪🇷
Bahaqi kesirnaa eza qoliaa hayal eya nera gin kulu fiqad fetari eu zikewun
Ahhh haftey mearey mengste semay yewarski 😢😭😭😭😭kburat sdrabet tsneat yahbum
ጽንዓት ይሃብ ንመላእ ስድራቤት 🙏
አንቱም ሰባት ዘይተከልዎም ሃዞንኩም ኣይትረሱ አንታይ አና ንሬኢ ዘለና ንገንዘብኩም ከተካዕቡቱ ነዞም ስድራ ግደፍዎ አዚ ባህልና ኣይኮንን ንረብሓኩም ክትብሉ ግደፍዎም ኣብ ማስመዳ ኣይትዘርግሕዎም። አሪትራዊ ጽቡቅ ባህሊ ስለና ግደፉን በጃኩም አንታይ አዩ ከ ኣብ ማስመዳ ራአዩና አንዳበልካ ዘይ ተቅም ውህብቶ አንዳሃብኩም ኣገብ ንብል ወላ ንሕና ንነብዕ ኣለና በጃኩም ግደፉና
Senu haftey adia entesemiekya " seb enteleni eye zzenagae ember beyney entekoine msa aleku" slezi eza weladit moral zhba seb eya tdeli.❤❤❤❤
Desu haftey mengste semay yewarski ahhhhh alem godolo 😭😭😭😭😭😭 kburat sdrabet tsneat yehab
My condolences to the family and to all your supporters! May the Lord comfort you in his arms Desetey young beautiful lady! 😢😢😢
Egziabiher bmenfesu mtsnnae yhabkum 😢deset jgna Ab yemanu ykebelki❤❤🎉🎉🎉🎉🎉😢
Eweyyy mishkineyti haftey natey mara eye tehzneka. Egziabher mengste semayat yewarsa. Netom sdra kea amlak xnat yhabom
Dest haftna tarika zey hasis eu ab lbi kulatna alo❤
Desiet looks like her mother she was very lovely girl and I know her for a short amount of time she was very cool kid. Anyways many condolences dear family..
Henpas hawey dima bitemi xbuk sirah ajoka kexilo🇪🇷❤️🇪🇷❤️🕌🇪🇷💒💖❤️
Xenat yehabkum weldi,R.i.p Deset haftey.❤❤❤❤❤❤❤❤
I can’t stop crying 😭
Deep heartbreaking Rest in peace little angel 😔😔
Eguzabher xinat yehabukom ❤sidrana
ናይ ደሴት ልብና ሴሩ ዘይሃስስ ስንብራት ዝገደፈልና ከቢድ ሓዘን እዩ :: ወለዲ ጽንዓት ይሃብኩም ::
ናይ ደሴት ኪዳነ ክዝክር ሮቤል ዘርእጋብር እዩ ድዝከርኒ ልክዕ ከም ናይ ደሴት ብሓደጋ ሂወቱ ዝሓለፈ ድሕሪ ሕልፈቱ 3ተ ሰናብቲ ከይተቀዳደመ 1ይ ብነጥቢ ዝተዓወተ ሰብ ኔሩ
ሓደጋ ማኪና ቡዙሓት እዩ ኣክሲሩና
Xnat yhabkum sdrabet ndesyet haftna ab genetu ykebela past metabiti xbuk srah btaemi ketslo 🎉🎉🎉🎉
Weldi tsneat yhakum edmen teanan dm yderbkum ab genetu kea ykebela❤❤❤
This is very sad😭🙏🏾 may God bless you. 🇪🇷
ኣብ የማናይ ኢዱ ይቀበልኪ ደሴት ሓፍትና
Ahhhh haftey xnat yhabukem
ጺንዓት ይሃብኩም አጆኩም
Tsnat yhab fetari ❤❤❤
🥹Desu! ❤ our Queen
...🙏💫🇪🇷...
ዋይ ሓፍተይይይ😢😢😢😢😢😢🇪🇷🇪🇷🙏🙏
Desetey amlak ab genetu yesfrki,nsdrabet tsnat yhabkum,nay deset si merir eyu,😢😢😢
ጽንዓት ይሃብ ንወለዲ ን ደሰት ክአ መንግስተሰመይ የዋርስ
Rest in pease 😢desuye lewah
Himaq tesmini mengste semay yewars tsinat nWeledi 😢🙏
Egziabher byemanay edu yqebelki sdrabiet ka xenhat yhabkum
🙏🙏🙏
ጽንዓት ይሃብኩም ስድራቤት
እዋይይይ ሓፍተይ ጽንዓት ይሃብኩም፡ሞት ሕሱም
ጽንዓት ይሃብክም ፈጣሪ
😭😭😭😭😭❤️❤️❤️❤️
ነዚ ተግባር ምሕሳብኩም ዓቢ ሞራል ኢዩ ቀጽልዎ ኣምላኽ ይሓግዝኩም ብሉጽ ሓሳብ።🇪🇷🙏🇪🇷
Xnat yhabkum fetari
Aleki Management 😢😢😢
Akalo yhabkum amber azis kebid eyu bkyatna wediana uf😢😢😢😢😢
Amlak Tsenat yehbkuim netom zelewu weldkuim amlak yebrekelkuim 😢😢
Desu haftey shikor amlak ab yemanu yqebelki habbty
Pasta hawey amlak hasab lbka yesmrelka mis mesarhtka deset haftna egziabher amlak ab hqufua ykebelki sidra deset egziabher amlak mulu xneat ygberelkumu kulatkumu abza interview zelekum sami fereg thanks
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Eza sebiay timihrti alewa
❤❤❤❤❤
Xnat yehbekun 😢😢😢.
ለባማት ገዛ ከማኩም የብዝሐዮ ።
Ahh 😢xenate yehbkuom n kuluo sedra uf kabdi eyo
Amlak mesaki Yekun fetari ab genetu yekebelki😢😢😢
ኣነስ ናይ ዚኣ ቆልዓ ሞት ዘይዉሓጠለይ ኢዩ በቃ. ካብ ሓንጎለይ ዘይ ተደለይ በቃ ሕጂይ ክኣ መሊሰ ሪአያ በቃ ሕዝን ኢለ በቃ. ታይ ምኣቱ ኢዩ በኪካ ዘይ ትጸግበላ ቆልዓ ኢያ. 😭😭
xnat yahbkum 😢fetari Alem godolo
Egzabiher ab yemanay iyu yeqebela
❤🙏⛪️🙏
ኒኢርትራያ ጎዲላትና ጽንዓት ይሃብኩም ስድራ