ዕፀሳቤቕ TV Ngdet Mariam Debresina Part 2 (ንግደት ማርያም ደብረሲና) : 2020

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 ต.ค. 2024
  • Ngdet Mariam Debresina Part 2 (ንግደት ማርያም ደብረሲና) : Eritrean Orthodox Tewahdo
    Eritrea orthodox tewahdo
    eritrean music
    ethiopian orthodox mezmur mariam
    ethiopian orthodox mezmur new
    ethiopian orthodox mezmur
    ethiopian orthodox sibket
    begena mezmur
    daniel kibret
    orthodox sibket
    ethiopian orthodox tewahido
    ethiopian orthodox tewahedo
    tewahido church
    ethiopian orthodox church
    seifu on ebs
    ethiopian news
    orthodox tewahido
    Debesey Mezmur
    Teahdo mezmur
    Addis Ababa
    Amharic Mezmur
    Tigrinya mezmur
    Ethiopian orthodox
    Eritrea orthodox

ความคิดเห็น • 487

  • @-eliyahu4916
    @-eliyahu4916 4 ปีที่แล้ว +216

    ዓሕሕሕ ናብ ገደማት ከይበጻሕኩ ናብዚ ሩኹስ ቦታ ብምምጸእይ ይሕዝነኒ ኣምላኽ ሓደ ማዓልቲ ንስም እታ ክብርቲ ኣዴኦ ድንግል ማርያም ክብል ገዳማት ክበጽሕ ይፈቅደለይ ይኸውን ካብዚ ዘለናዮ ናይ ዘይ ርጉ መንፈስ ኣምላኽ ይሓልወና፡

    • @oamlakey7226
      @oamlakey7226 4 ปีที่แล้ว +4

      Amen Amen Amen marey 🙏🙏🙏

    • @marryabraham1272
      @marryabraham1272 4 ปีที่แล้ว +9

      Nay bahaki hawey/haftey brukey/brktey amlak nmen elwo

    • @ABIGAIL12562
      @ABIGAIL12562 4 ปีที่แล้ว +6

      Ajoka zhawey Egziabhier amlak neza ade kulu zkonet ade sle zhabena nemesgno tray emo eti ndelyo khbena eyu. Egziabhier amlak xeguau yebzhalka xelot em brhan kudusan ayfeleyeka

    • @adiamissac896
      @adiamissac896 4 ปีที่แล้ว +7

      ኣጆኻ ዝሓወይ ልዑል እግዚአብሔር እድምን ጥዕናን ክሕበካ ጥራህ ለምኖ ኩሉ ይከኣሎ እዮ::

    • @erilewtinzhashe1442
      @erilewtinzhashe1442 4 ปีที่แล้ว +4

      AMEN AMEN AMEN

  • @dianaweldemicheal8165
    @dianaweldemicheal8165 4 ปีที่แล้ว +65

    ጸሎትኩም ሰሚዑ ይተዓረቀና ስለ ታ ኪዳነቃላ.....ማርያም ደብረሲና ከምቲ መብጽዓና.....ቤትኪ ተመሊስና ንስዕመሉ ጊዜ ኣምጽልና...
    ሩባን ኩርባን ክደሊ ነዓኪ
    ኣደይ ሓላለይ ኣብዚ ከለኪ ኢኪ
    ኣርሕውዮ እቲ ወለንሳኪ
    መጺኡ ኣሎ ክቡር ጋሻኪ
    ተዘክሮታት ውዳሴ ማርያም ደብረሲና

  • @mielatyonas6254
    @mielatyonas6254 4 ปีที่แล้ว +50

    ዝሓዝኩላ ዘይብላ ዛ ነብሰይ
    ኣደይ ማሪያም ዋሕሰይ
    ኣሜን፡ኣሜን፡ኣሜን እንዃዕ ናብ ዓመታዊ ክብረ በዓል ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማሪያም ኣብጽሓና.....

    • @weldatwedi10
      @weldatwedi10 4 ปีที่แล้ว

      ኣደይ ማርያም 21 ቅድስቲ ማርያም ኣብ ኣመቱ ሰነ

  • @simreth3954
    @simreth3954 4 ปีที่แล้ว +48

    ጸሎትኩም ሰሚዑ ምሕረቱ ይልኣከልና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ብቃል ኪዳና ትተዓርቀና ኣሜን ።

  • @ድንግልማርያምኣደይ-ጠ1ዘ
    @ድንግልማርያምኣደይ-ጠ1ዘ 4 ปีที่แล้ว +37

    ኣስይ ኣሰይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን እንቆዕ ህንጸታ ቤታን ናብ ቅዳሴ ቤታ ኣብጽሓና እግዛኣብሄር ምህለላኩም ይቀበለልኩም ህዝቢ ክርስያን በረከታን ጸሎታን ምስ ኩልና ይኩን🙏🙏🙏💒💒💒

  • @tembergen
    @tembergen 4 ปีที่แล้ว +14

    9ቱ ቅዱሳን ካብ ኤውሮጳ ካብ ሮምን ከባቢኣን ናብ ደብረ ሲና ደብሪ ቅድስት ድንግል ማርይም ሎሚ ዘለና ወለዶ ከኣ ብኣንፃሩ ቶም ቅዱሳን ዝፈንፈልዋ ቦታ ናብ ኤውሮጳ ኮይኑ ግዕዞና እግዚአብሔር ሎምስ ይኣኽለና ባ ሙሉእ ዕድመና ካ ኣባኺናዮ ኢና ሓንቲ መዓልቲ ግን ናብዛ ቅድስት ደብሪ እመቤታችን ወላዲትካ ዘዕረፈትላ ንበፅሓሉ ግዜ ኣርእየና

    • @bahlbitesfalem9743
      @bahlbitesfalem9743 4 ปีที่แล้ว

      በሓቂ ዘሕዝን ኢዩ ናህናስ ሓወይ መዓረይ ምስቲ ናይ ቅዱሳን ከነጻጽሮ ከለኩስ እግዚኣቢሀር ይቅረ ይበለልና።

    • @adiamissac896
      @adiamissac896 4 ปีที่แล้ว

      ሓቂ ንጽድቂ ዘይኮነ ንስጋን ንስደድ ድኹማት ኢና ልዑል እግዚአብሔር ንነብስና ንስደደሉ ዘመን ይሓበና ::

  • @ola1707
    @ola1707 4 ปีที่แล้ว +8

    ከምዚ ክራኢ ከለኩ ሓጎስን ኒብዓትን ይመጻኒ ። ኪዲ ሚስኦም ውዓሊ እዩ ዚመጻኒ ❤️❤️

  • @villayedngllij7537
    @villayedngllij7537 4 ปีที่แล้ว +19

    እእልልልልልልልልልልል ኣደይ ማርያም ምስ ኩልና ትኹን ብሩኻተይ ። debesey tube ተባረኹ በረከቱ የብዝሓልኩም ።

    • @ኦዝያንኦዝያን
      @ኦዝያንኦዝያን 4 ปีที่แล้ว

      ተገዲስና ነንብባ የሕዋተይ
      መንፈሳዊ ቻነል ብርግጽ ዓስቢ ኣሎ፡ ከም ኣካል መንፈሳዊ ኣገልግሎቱ፡ ሕጂ’ውን “እምበኣርከ ውህበት በበይኑ እዩ መንፈስ ግና ሓደ ንሱ እዩ” 1ቆሮ 12፡4፡ ብዝብል መሪሕ ቃል፡ ውህበት መንፈስ ቅዱስ ዝኾነ ናይ ምዝማር ጸጋ ዘለዎም ሓደሽቲ ዘመርቲ ንምልላይን ናብ ኣገልግሎት መዝሙር ንኽጽንበሩ ንምሕጋዝን፡ ኣብ ትሕቲ ዝብል ዕላማ፡ መድረኽ ከፊቱ ኣሎ። እዚ መደብ እዚ፡ ቅድሚ ሕጂ ዝኾነ ይኹን መዝሙር ዘየዳለዉን ንኽዝምሩ ውህብቶ ዘለዎም ኣሕዋትን ኣሓትን ቅድሚ ሕጂ ካብ ዝተዘመረ መዝሙር ብምዝማር ዘቕርብሉ መደብ እዩ። ዘቕርብዎ መንፈሳዊ መዛሙር ድማ፡ ናይ ዜማ ውህብቶ ብዘለዎምን ነዊሕ ዓመት ኣብ ኣገልግሎት መዝሙር ብዝገልገሉ ኣሕዋትን መምህራንን ክምመ እዩ። ትሕዝቶኦም ድሕሪ ምምማዩ ብዝርከብ ውጽኢት ድማ ጸጋኦም ንዝተለለየ ተሳተፍቲ፡ ሓድሽ ግጥምን ዜማን ምስ ናይ ስቱድዮን ክሊፕን ውጻኢታት ሸፈነ ብምግባር ሓድሽ ናይ ምስጋና መዝሙር ንኸዳልዉ ሓገዝ ክግበረሎም እዩ።
      በዚ ኣጋጣሚ እዚ ንዂልኹም ኣብ መላእ ዓለም እትርከቡ ኦርቶዶክሳዊያን መንፈሳዊ ቻነል ብርግጽ ዓስቢ ኣሎ ንተሳትፎኹም ብኽብሪ ይዕድም። እምበኣር፡ ናይዚ መደብ እዚ ተሳተፍቲ ክትኮኑ ድሌት ዘለኩም ኣሕዋትን ኣሓትን፡ ኣቐዲምኩም ብርግጽ ዓስቢ ኣሎ ናብ ዝብል ፔጅ ወይ ድማ 0032466483613 (Whatsapp) ስምኩምን ቊጽሪ ተለፎንኩምን ብምስዳድ ካብ ዕለት 05/07/2020-25/07/2020 ክትምዝገቡ ከምእትክእሉ እናሓበርና፡ ድሕሪ ምምዝጋብኩም፡ ኣብ ቤትኩም ኮይንኩም ቪድዮ ሪከርድ ብምግባር ንዘዳለኽሞ ድጋም መዝሙር ብቐሊሉ ናብ ብርግጽ ዓስቢ ኣሎ ዝብል ፔጅ ወይ 0032466483613 (Whatsapp) ብምስዳድ ክትሳተፉ ይከኣል።
      th-cam.com/video/fSfnvVTXVh8/w-d-xo.html

  • @user-nm8cg2sl7u
    @user-nm8cg2sl7u 4 ปีที่แล้ว +7

    ኣነ ዝሕጉሰኒ ኣብዚ ቁዱስ ቦታ ምውላደይ ኣብኡ ምጥማቐይ ኣብኡ ምዕባየይ እዩ ክብሪ ን ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም 🙏🙏🙏

    • @zebibhagos1922
      @zebibhagos1922 ปีที่แล้ว

      Amlak hibka wedi debre sina lomi ngdeta eyu breketa yhderena 🙏

  • @saraestifanos5044
    @saraestifanos5044 4 ปีที่แล้ว +6

    እ ዲንግል ወላዲ አምላኽ ስል እዚ ለዋህ ህዝቢ እልኪ ስለ እዞም ሀዲኦም ንኩሉ ተጻዊሮም ዘለዉ መንእሰያት ክትብሊ ምሕረት ካብ ወዲኺ ለምልና
    ንብዓተይ ምኽልካል አቢኒ ❤️🇪🇷🙏🏾 ነዞም ብቦለቲካ አምሲሉ ሽይጣን ርጉም የሕዋት ዘናቁት ዘሎ አምላኽ አብ ልቦም ይምሎሶም ብደጋፊን ተቃዋምን ምባል ይሀክል ይበለና ፈጣሪ ብሐባር ሽምካ እንዳ ዘከርና ንዝምር ይግበረና ❤️🇪🇷🙏🏾✝️⛪️✝️🙏🏾🙏🏾🙏🏾.

  • @ናብቲክፍጽመለይዝክእልኣም
    @ናብቲክፍጽመለይዝክእልኣም 3 ปีที่แล้ว +1

    ጸሎትኩም ስምዑ ምሕረቱ የዉርደልና እመ ብርሃን ወላዱተ ኣምላኽ ምህለላኪን ተቅብላ ናብ ፍቅሩ ወዳ ትብጻሓልኪን ገዳም ከይራኣኩ ናብዝ ሩኩስ ስደት ምምጸኢይ ብጣዓም ኢዩ ዘጉህየኒ 🥰🥰🥰😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @Habenwedihadadim
    @Habenwedihadadim 4 ปีที่แล้ว +4

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣክቲ የስምዓልና
    ፍትዋት ደቂ እመ ብርሃን እግዚኣብሄር ጸሎትኩም ሰሚዑ ይታዓረቀና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
    ናይ ኣዴና ድንግል ማርያም ጣዕሚ ፍቅራን ብረኸታን ረዲኤታን ኣማላድነታን ምስ ኩላትማ ደቂ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @shamsamule610
    @shamsamule610 4 ปีที่แล้ว +3

    ጸልትኩም ሰሚዑ እግዚኣብሄር ኣምላክና
    ይትዓረቀና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ብቃል ኪዳና ትርዳና ምእንታና ትገብሮ ጸሎት ይሓልወና
    ኣሜን ኣሜን ኣሜን.

  • @Wawitey-u4h
    @Wawitey-u4h 4 ปีที่แล้ว +6

    ኣሰይይይይይይ እልልልልልልልልልልልልል ደስ ዘብል ዩ ሓንቲ ንኣምላኽ ዝልምኖ ኣብ ዓደይ ተመሊሰ ኣብዛ ቅድስቲ ቦታ በጺሐ በረኸት ናይ ኣደ ጎይታይ ክካፈል ዩ

  • @abrabr7343
    @abrabr7343 4 ปีที่แล้ว +6

    ኦ አግዚኣብሔር ኣምላከይ ናብዚ ቁዱሳን ገደማት ኒበጻሓሉ ግዜ ሃበና ሲደትና የሕጽረልና እመ ኣምላክ ባሪኪና ጽላልኪ ኣምብሪልና ኣሜን

    • @Filipos610
      @Filipos610 4 ปีที่แล้ว

      አሜን አሜን አሜን።

    • @simonmahari433
      @simonmahari433 3 ปีที่แล้ว

      Amen Amen Amen

  • @erishortvideo8068
    @erishortvideo8068 4 ปีที่แล้ว +4

    አልልልልልልልል አንካዕ ናብዚ ኩቡር ባዓል ኣብጻሓና ንዓመታ ከምዚ አዋን ብሰላም የጽንሓና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @lme5630
    @lme5630 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣሰይይይይይይይይይ ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ድንግል ማርያም ባዕላ ምህለላኩም ጸሎትኩም ትስምዓኩም መንእሰይ ግርማ ዓዲ ናይ ዘመን ዕድመኩም ትባርከልኩም ኣብ ሃገርኩም ትዕቆርኩም ዞም የሕዋት ንፉዓት ፡በረከታን ሬዴታን ናይ አመብርሃን ምስ ኩሉና ደቃ ይኩን ኣሜን

  • @yemaneredie9676
    @yemaneredie9676 4 ปีที่แล้ว +5

    ኪዳነ ምህረት ኪዳነ ቃላ
    ኣውጊሃቶ ባእላ
    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @filmonfinu5240
    @filmonfinu5240 4 ปีที่แล้ว +30

    ክብሪ ይሃብኩም በረኸት ዘካፈልኩምና ንበረኸት ኩኑ።♥

  • @gedeytsegay3927
    @gedeytsegay3927 ปีที่แล้ว +1

    ንዓመታ ከምዚ አዋን ኣጽንሕና ኣደይ መዓረይ መብጽዓ ትኩነኒ❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @elsameda5061
    @elsameda5061 2 ปีที่แล้ว +1

    ጾሎታን በረከታን ናይ ኣዴና ቅድስተ ቁዱሳን ድንግል ማርያም ኣይፈለየና

  • @queenheavu1040
    @queenheavu1040 4 ปีที่แล้ว +4

    ኣሰይይይ እልልል ደቂ እመብርሃን ሙኻን ክጥዕም ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ፉቁራተይ ጸሎት ስድራና ኣይፈለየና💒💒💒💒❤❤❤❤🙏🏿

  • @acknowledgment2490
    @acknowledgment2490 4 ปีที่แล้ว +11

    Love and respect beloved Erterians..greating u from Ethio

  • @mybestisyettocome.5753
    @mybestisyettocome.5753 4 ปีที่แล้ว +2

    ደብረሲና ብሩኽ ቦታ እታ ንይ መወዳእታ ዝነጎድክላ 2014 ድሮ 6 ዓመት ኮይኑ፡ 4 ዓመት ነጊደያ ኣለኹ 3 ዓመት መሊአ 7 ዓመት ከብጸሐን ፍቃድ ፈጣሪ ይኹን ።

  • @awetsemere6567
    @awetsemere6567 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክብሪን ምስጋና ናዕኪ ይኩን ኣዴና ድንግል ወላዲት ኣምላክ ባዕልኪ አስከ ኣቲ ኣደይ መዓረይ ደቕኪ ሕኮፊ ስደትኩም ይክሎኩም በልና ኣብዚ ገዳም ቦታኪ ዳግማይ ንምለሶ ግዜ ኣምጽልና ተለመኒና ወላዲት ኣምላክ ጋል ኣንስተይቲ አንድኪ ኩሉ ኣይተፋኪን አዩ

  • @ghenetdesta4540
    @ghenetdesta4540 4 ปีที่แล้ว +5

    Amen, ድንግል ድንግል ድንግል ድንግል ባርኽና ባ ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣሰይ ብሩኻት ደቂ ድንግለይ

  • @hadaskurd9835
    @hadaskurd9835 4 ปีที่แล้ว +3

    ተዓዊትሉክም ማርያም ባዕላ ጽላላ ተንብረልኩም ኣዴታተይ ኣሕዋተይ

  • @yemaneghidei9567
    @yemaneghidei9567 4 ปีที่แล้ว +4

    ብ አግዚኣብሀር ኣምላክ ብናይ ማርያም ምልላት ሰላም ረከብኩ

    • @yohanarusom7377
      @yohanarusom7377 4 ปีที่แล้ว

      Ellllllllllllllllllllllllllllll👏👏👏❤❤❤❤❤❤❤❣❣❣

  • @fevenabrahaley2211
    @fevenabrahaley2211 4 ปีที่แล้ว +3

    ጸሎታን በረኸታን ኣይፈለየና ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም

  • @MatiMediaማቲመድያ
    @MatiMediaማቲመድያ 4 ปีที่แล้ว +1

    ዕልልልልልል ዕልልልልልል ዕልልልልልልልል ኣስይይይይይይ እንቃዕ ብሰላም ናብ ክብረ ብዓል ናይ ዛቅድስቲ ኣዴና ኣብጽሓና
    እመ ብርሃን ዋሕስ ናይ ሂወተይ
    ምርኩሰይ ኢኪ መረሒት መንገደይ
    ንዓመታ ከምዚ እዋን ኣብቲ ቅዱስ ቤትኪ
    ንክሕልፎ ጸሎትኪ ኣይፈለየኒይ ኣደይ ኣንብርለይ ጽላልኪ
    ኣንቲ ኣደየ ኣደየ ማዓረየ
    ትፈልጥያ እንዲኪ ናይ ልበየ
    ኣንቲ ማርያም ጸባ ማርያም ጸባ
    ኣውጺኪኒይ እንዲኪ ካብ ጸበባ
    ኣነ በየነይ ድየ ዝውድሰኪ
    ስማያዊ ንጉስ ዝወለድኪ
    እየሱስ ዝወዳ ደበረ ሲና ዓዳ
    ኣደየ ተለመኒ ግዳ
    እየሱስ ዝወዳ ኣክሱም ጽዮን ዓዳ
    ኣደየ ተለመኒ ግዳ
    ዘይሕሱ ቃላ ዘይጠልም ኪዳና
    መንያ ኣደይ ማርያም እያ

  • @destagalkeshi6511
    @destagalkeshi6511 4 ปีที่แล้ว +5

    እልልልልልልል አንኳዕ ኣብጸሓኩም ኣብፅሓና ንበዓል ቅድሰት ድንግል ማርያም

  • @efremtewelde2328
    @efremtewelde2328 4 ปีที่แล้ว +2

    ብታዕሚ ሰላም ዝመልኦ ሂወት ኣምላክ ንብዚ ቅዱስ ቦታ ንካፈለሉ ማዓልቲ ይሃበና ⛪🙏🙏

  • @shamhabibi6297
    @shamhabibi6297 4 ปีที่แล้ว +4

    ሶሎት ናይ ኣደና ድንግል ማርያም ኣይፈለየና

  • @huruyteklom4228
    @huruyteklom4228 4 ปีที่แล้ว +1

    Adey mriam bxolot sdrana balki halwuna sdetna yehxrlna hde melti kabzi buzuh fetene zelewo sdet temelisna ngdet Mariam debresina ngdet nkedel amxlna Amen Amen Amen

  • @kibram6805
    @kibram6805 4 ปีที่แล้ว +2

    Elllllllllllllll asey ata bruk hzbi tewghalkum adey Maryam yaklekum ybelena fetari xegu yebzhalkum eshok aygaekum halalat 🙏🙏🙏🇪🇷

  • @ghenetweldemariam8638
    @ghenetweldemariam8638 4 ปีที่แล้ว +2

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣሰይይይይይይይይይይይ ኣሰይይይይይይይይይይ ኣሰይይይይይይይይይይይይ እንቃዕ ናብዚ ኩብር በዓል ቅድስተ ቁዱሳን ድንግል ማሪያም ኣደይ ኣብቅዓና ጸሎትኩምን ጋዕርኩምን ምህለላኩን ኩብራት ወልዲ ኣሕዋትን ንኣሽቱን ዓበይቲን ጸሎትኩ ኣይፈለየና በረከታን ፈጣን ተራድእነታን ፍቅራን የሕድረልና ምስ ኩልና ህዝበ ክሪስቲያን ይኩን ኣሜን።

  • @ድንግለይዋሕሰይእያ
    @ድንግለይዋሕሰይእያ 4 ปีที่แล้ว +2

    እሰይይይይይይይይይ እመቤታችን ቅድስት ድንግል ማርያም ወላዲተ አምላክ ፀለትኩም ትቀበል

  • @EPLFVISION1962
    @EPLFVISION1962 3 หลายเดือนก่อน

    እግዚኣብሄር ኣምላክ ህዝብናን ሃገርናን ይባርኽ ናብዚ ቅዱስ ስፍራ ጎይታ ስደትና የሕጺርካ ምለሰና❤❤❤❤❤

  • @ቅድሳንቅድሳን
    @ቅድሳንቅድሳን 4 ปีที่แล้ว +1

    አደይ ማርያም ባዓልቲ ጸሎት የ ንሳን ወዳን ደውና በለትየ አውጊሓታ መርየት አደይ መርያም ምህለላኹም ትበለላኩም በረትኩም ከዓ ንዓና ንድኹማት ይብጸሐና 👐👐👐🌹🌹🌹🌹

  • @kisanetabraham9657
    @kisanetabraham9657 4 ปีที่แล้ว +1

    Adey mariam brkty neamta beselam kngedki kudus fkad wedki ykunelna elllllllll zmare melekty yesmealna brukat deki eme brhan weladit amlak

  • @thomasgebreslase7681
    @thomasgebreslase7681 4 ปีที่แล้ว +2

    እዚ ኹሉ ምህልላን ብኽያትን ኣደይ ማርያም ትስማዕኩም ኩሉ ኣብኢዳ ዩ ራህዋ ተምጻእልና። ኣየ ኣንታ ምስኪን ህዝበይ ውልድን ወላዲን ተሓቃቅፉ እፈይ ኢልካ ዝምትነብረሉ ሓንቲ ማዓልታ ኣላሞ ወላዲት ኣምላክ ተውጋሓያ

  • @Mekeranaakll12.
    @Mekeranaakll12. 4 ปีที่แล้ว +3

    Aseyyyy tselot weledna ayfeleyrna elllllllllll 👏👏👏hzbna dew ybelelna enqaena nazi qdus zkone ametawi beala debresina qdsti dngl bselam abtsehana tselotan bereketa mhret nay wedan ayfeleyena🤲 hzbe krstyan ab zelekum halukum adry maryam tetslelkum ab zdet zelena wn sdetna yhxrelna amlak❤🙏💒💒💒💒

  • @yordanosbeyene4504
    @yordanosbeyene4504 2 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen Nay adetatna xolonten ayfeleyena😊🙏❤️💒❤️

  • @ሓቂድዛረብሰብእየዝፉቱኣነ
    @ሓቂድዛረብሰብእየዝፉቱኣነ 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይይይይ ኣሰይይይይ ኣሰይይይይይ እግዝአብሔር ኣምላኽ ጸሎትኩም ሰሚዑ ይትዓረቀና ብዓይኑ ምሕረቱ ይጠምተና

  • @Eruna1993
    @Eruna1993 4 ปีที่แล้ว +2

    Asey Asey Asey Adeye Kineana Kala❤ Adeye Fekri Zekala ❤Hezbeki Kab Kulu Kufu Zebele Mehareyo . Hadraki Adeye Hezbeki Zekeri 👏👏

  • @filmonkiros7480
    @filmonkiros7480 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን
    አንካዓ ናብዚ ኩቡር ዓመታዊ ኽብረ ብዓል ኣዲና ቅድስተ ቁዱሳን ድንግል ኣማርያም ደንረ ሲና ኣብጸሓና ኣብጽሓኩም ቃለ ሂወት ይስምዓልና ስደትና ይሕጺሩ ናብ ዓድና ይምለሰና ይሕዋት

  • @sabasimon4736
    @sabasimon4736 4 ปีที่แล้ว +1

    አደይ ማሪያም አደይ ምዞብ ዝበጹሑኪ ጽምብርና ተዘክርና ነዞም ስደደኛታት ደቅኺ ንዓመታ አብዚ ቁዱስ ክንውዕል አብቅዕና

  • @mebgeb4740
    @mebgeb4740 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይይይይይይይ ብሓቂ ልብካ ዝማርክ ማራ ይቅንኣካ እግዚአብሔር ሓደ መዓልቲ ንነግደሉ ይበለና ፡ ፀጋ በረከት ናይ ኣዴና ቅድስት ቅዱሳን ድንግል ማርያም ምስ ኩልና ይኩን ።

  • @mekdeswube4729
    @mekdeswube4729 4 ปีที่แล้ว +2

    ትግርኛ ኣኣብ ዘለኹሞ በርክቱን ተዓወቱን!ፈጣሪ ምሳኹም እዩ።

  • @andemariyamasfahale7074
    @andemariyamasfahale7074 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእኽቲ የስምዓልና ጾሎትኩምን ምህለላኩም ትስማዓኩም ብጸለትኩም ይርድኣና

  • @tekletesfay1821
    @tekletesfay1821 4 ปีที่แล้ว +3

    እልልልልልልል እልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልል ኣደይ ማሪያም ምስ ኩላትና ኩኒ ጸለትኩ ኣይፈለየና የህዋተይ
    ሓደ መዓልቲ ከኣ ካብ ስደት ተመሊስና ኣቢዚ ኩቡር ቦታ ክንበጽሕ ኣምላክ ፍቃዱ ይኩን

  • @imissyoumom238
    @imissyoumom238 4 ปีที่แล้ว +1

    እግዛቢሄር ጸሎትኩም ይስማዕ ናዓና ካኣ ምሳኹም ይጸንብረና ኣሜን 🙏🙏🙏

  • @tadesetekle1205
    @tadesetekle1205 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣንቲ ማርያም ዘመዳየ ማርያም ዘመዳ
    ዘይወለዳ ይውለዳየ ሃብየን ድኣ
    ጾለታን ኣማልደታን ናይ ኣዴና ድንግል ማርያም
    ምስኩልና ይኹን

  • @ghenetwoldeiesusmenghistu923
    @ghenetwoldeiesusmenghistu923 4 ปีที่แล้ว +3

    AMLAK YHAGZENA Kbur Bahli Alena Iseas Seytan mis Kede Adeye Mariam kmetseki Tesfai WESEN yeblun.

  • @haderat
    @haderat 4 ปีที่แล้ว +2

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ጾሎትኩም ትስማዕኩም ድንግል ወላዲት ኣምላኽ

  • @natsennetnagasi9115
    @natsennetnagasi9115 4 ปีที่แล้ว +1

    Mariam Debresina mearey Bereketkin tsgakin ayfeleyena amen 🙏🙏🙏😇😇😇❤😘🌹

  • @eritrea6062
    @eritrea6062 4 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen xeletkum Aygadefena Halalat sdray niana nideqkum abziy Rkus sdet zelena kiae Xeliyulna mihret kihbena.

  • @yout521
    @yout521 4 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen KDSTIY DNGL MARYAM Tmkhtiy sdrana❤ TEAREKNA HAGERNA HZBNAN HALWLNA BARKNA BSLAM NBATKIY MLESNA ❤

  • @tekleageba9071
    @tekleageba9071 4 ปีที่แล้ว +1

    Amen
    Amen
    Amen zemari Melakti yesmalena &god bless you orthodox tewehado church/xegeu yebizhalkum E/r deki tewhado xolot kudusan Abotat&adeitat Ayfeleyena 💒⛪💒🙏🙏🙏👉♥️♥️♥️

  • @tesfayemarimadlen4506
    @tesfayemarimadlen4506 4 ปีที่แล้ว

    Adey Mariam Bedelna Gedifki Bejaki Tearekena Meharena Ekre Belena Telemenena 🙏⛪🛐❤💐🌹😭😭😭😭😭

  • @fasikamesfun7232
    @fasikamesfun7232 4 ปีที่แล้ว

    ኣሰይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣቱም ሓላላት ህዝበይ ባዕላ ኣደየ መዓረይ ምስ ወዳ ትስማኩም ክትሰማኩምያ ድማ ርግሰና እየ ኣደይር ኣደ ድኻታት ኣደ ዘኽታማት ኣደ ሕዙናት

  • @geneamha7584
    @geneamha7584 4 ปีที่แล้ว +1

    Hadera n hgdef mendef keywesdo Ezi halal Hzbi zehabo mobaee!!! Adey Mariam telgselna hmak nay Hzbnan hegernan Amen!!

  • @ተዋህዶእያእምነተይትግራወ
    @ተዋህዶእያእምነተይትግራወ 4 ปีที่แล้ว +1

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ብፀሎትኩም ይመላለአና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኦ ኣምላኬ ነኣይ ንድክቲ ጓልካውን ስደተይ ኣሕፅርካ ናብ ከምዙይ ንክርእ ኣብቀዐኒ ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @Nkulugizealo
    @Nkulugizealo 4 ปีที่แล้ว +2

    Amen amen amen zimare melkati yesimalina 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @luli470
    @luli470 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣደይ ማዓረይ ነዚ ብሩኽ ህዝብ ረኣይ. ይዝክር ደብረሲና...............

  • @yordatewelde42yordi40
    @yordatewelde42yordi40 4 ปีที่แล้ว

    ቃለ ሐሂወት የስምዓልና ስደት ተሪፉ ከም ቀደምኪ ክትሓቁፍና ንመጸከ ኣለና ነዓመታ ኣብ ቅዱስ ልዳት የብቅዓና ኣደየ ምስ ወድኺ ሓደራኺ ተራድእና 🙏🙏🙏

  • @shewitkiros4414
    @shewitkiros4414 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይይይይይይ ዕልልልልልልልልል ኣደይ ሓላለይ 🙏እመብርሃን ውዳሰኹም ትቀበለልኩም ።

  • @starboy8162
    @starboy8162 4 ปีที่แล้ว +2

    God blessed 🙏🙏🙏
    Our Orthodox Tewahdo Christian 💒❤sister's & brother's🇪🇷

  • @ጓልድንግልማሪያም
    @ጓልድንግልማሪያም 4 ปีที่แล้ว +1

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣስይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይ ትሕጉስ እሞ ትቅንኣ ድማ ኣምላኽ ኣቦይ ሓንቲ ማዓልቲ ንንግድ ንኽውን ንዛ ቅድስቲ ኣዴና

  • @nardgeb6258
    @nardgeb6258 4 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen adeye mearey baelki halwna

  • @salemsalem1367
    @salemsalem1367 4 ปีที่แล้ว +1

    ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘልአለም ንበርልና አግዚአብሔር አምላክ ጸሎትኩም ይስማዮ ❤️❤️

  • @kudusanhaile7033
    @kudusanhaile7033 4 ปีที่แล้ว

    ገጽ ገዳምኪ አድይ ምአረይ ብሓይሊ ኪድንኪን ጾሎትክን ተርኤኒ ትኾኒ

  • @meselsium9835
    @meselsium9835 4 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen
    Adna nmleselu zben yhabena fetari
    Adey mearey zgeberku geres ekre belalay.

  • @fretamay7608
    @fretamay7608 4 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብርቲ ቅድስቲ ማርያም ኣደይ ፀሎትኩም ትስማዕኩም

  • @biniamselama7977
    @biniamselama7977 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ጸሎት ናይ ወልድና ኣይፈለየና

  • @ትግራይዓደይፈቃርኡዩልባ
    @ትግራይዓደይፈቃርኡዩልባ 3 ปีที่แล้ว +1

    ፆሎትኩም ምህለላኩም ይመላለአና ክቡራተይ እመብርሃን ባዕላ ብቃል ካዳና ትታዓረቀና

  • @dendenmerhawi7948
    @dendenmerhawi7948 4 ปีที่แล้ว

    Asseyyyyy ellllllllll maram debresena xlala tenbrelna kab kfue zebele tehalwena amen amen amen

  • @asmaitgeberkidan1496
    @asmaitgeberkidan1496 4 ปีที่แล้ว +2

    Amen 🙏 adey meary betselati hagezena amledelay

  • @ጎይቶኦምበርሀ
    @ጎይቶኦምበርሀ 4 ปีที่แล้ว +2

    ዝማሬ መልአኽቲ የስምዓልና አሜን

  • @kisanettikabo1716
    @kisanettikabo1716 4 ปีที่แล้ว

    Ewyyy bkneat kmewt deliye anes. Dngl mariam xelotkun lmenakum semia mhret tsdedelna yqre tbelelna baela. Amenn amennn amennn🙏🙏🙏🙏🙏

  • @r.ww.s9539
    @r.ww.s9539 4 ปีที่แล้ว +1

    Xolotkum ay feleyena Burukt sdirana ⛪⛪⛪🙏🙏🙏

  • @Biney-ry9tq
    @Biney-ry9tq 4 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen zmare melaekt yesmealna o egzietne Mariam Adey sdetna yehxrlna nay 2020 dyu debesey Tv

  • @tesfalemwedisoni6287
    @tesfalemwedisoni6287 4 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen xolotan redietan nay Adiena kdsti dngl adey MARYAM ayfeleyena💒💒💒⛪⛪⛪💕💕💕💗💗💗👏👏👏👏👏👏👏

  • @Embaye1994
    @Embaye1994 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና

  • @amanuelzeray6700
    @amanuelzeray6700 4 ปีที่แล้ว

    Asey Asey dngl mariam msulatna tkun , nezom absdet zelena bselam nadna temelisna debresina nsalemelu gze yhabena

  • @helentesfay5658
    @helentesfay5658 4 ปีที่แล้ว

    Ohh I see this I really happy one day God arrange everything visite our country I bilive this in front of God everything possible I bilive...

  • @eriboy8086
    @eriboy8086 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይይይይይይይይይ ጾሎትክን ኣይፈለየና ጾሎትክን ሰሚዓ ትተዓረቀና ድንግል ማርያመይይይይይይይ ቡሩኻት ኣዴታትና ጾሎታን ረዲኤታን ኣማላድነታን ናይ እመበታችን ጾሎት ናይ ቁዱሳን ምሕረት ናይ እግዚኣቢሄር ኣይፈለየና

  • @Quayside2127
    @Quayside2127 2 ปีที่แล้ว +1

    Love the mezmur ✝️✝️🙏

  • @ድንግልማርያምአደይ-ፈ6በ
    @ድንግልማርያምአደይ-ፈ6በ 4 ปีที่แล้ว +1

    አሰይይይይይ እልልልልልልል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም አዴታት አሕዋት♥
    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና

  • @yemanegoitom3387
    @yemanegoitom3387 4 ปีที่แล้ว

    amen amen amen bereketa redita ayfeleyena nay eme brahan

  • @teberehhabte2280
    @teberehhabte2280 4 ปีที่แล้ว

    Egziabiher amilak bani mihretu kmihirena eyu🙏🙏 egziabiher amilak ymesgen haylu brtue eyu. Kulu seb gin nhade egziabiher amilak ylemin emo egziabiher amilak kea kereba eyu!!!⛪🙏

  • @fioritesfagergis2473
    @fioritesfagergis2473 4 ปีที่แล้ว

    አልልልልልል አግዛብሐር ጸጋ የብዝሃልኩም ወላዲት ኣምላክ ወትሩ ኣብ ጽላሊና ትኩን ማርያም ደብረ ሲና ሃደ መኣልቲ ንመጸኪ ንከዉን ኣብ ስደት ዝለና ኢዋይ ከቅኑካ በቃ ጸጋ የብዝሃልኩም ደቂ ተዋህዶ

  • @robeltumzgi3085
    @robeltumzgi3085 4 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen zemra malekti yesmalena nana ka kemu yefterlena

  • @samera7043
    @samera7043 3 ปีที่แล้ว

    Amen Adey mearey betselati hagezena amledelay amen 🙏🙏🙏🙏

  • @fiorisebhatu9467
    @fiorisebhatu9467 4 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen adey marey xelotki ayfeleyna

  • @akulove17
    @akulove17 4 ปีที่แล้ว +4

    Amen Amen Amen God bless you 🙏🙏🙏❤💒

  • @meksebmekseb6697
    @meksebmekseb6697 4 ปีที่แล้ว +1

    Elllllllll Elllllllll Ellllllllllll Amen amen amen 🙏 🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️kemzi nameta bselam yexnhana 💒💒💒💒❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏

  • @YonasBereket-g4z
    @YonasBereket-g4z 11 หลายเดือนก่อน

    Sdetna ahxiru kemzi geru zakakbena gizye ymxana xolot adena qdsti dngl mariyam mis weda ayfeleyena nameta kemzi lo edmen tenan hibi bselam nimleseki ygberena 🙏🙏🙏

  • @yordateklu1612
    @yordateklu1612 4 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen 🙏🏽 burukat deki Eritrea 🇪🇷 God bless you more and more I so proud of you ..I am proud that I come from you..amlak hadinetikum yibark ❤️❤️❤️

  • @emunazerom1244
    @emunazerom1244 4 ปีที่แล้ว

    Egziabhier limenokumn tibtbakumn semiu yrdana amen zmare melaekti