ዕፀሳቤቕ TV: Ngdet Mariam Debresina part 3 (ንግደት ማርያም ደብረሲና) : 2020
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 3 ต.ค. 2024
- Ngdet Mariam Debresina part 3 (ንግደት ማርያም ደብረሲና) : Eritrean Orthodox Tewahdo 2020
Eritrea orthodox,Ethiopian orthodox,Tigrinya mezmur,Amharic Mezmur,Addis Ababa,Teahdo mezmur,Debesey Mezmur,orthodox tewahido,ethiopian news,seifu on ebs,ethiopian orthodox church,tewahido church,ethiopian orthodox tewahedo,ethiopian orthodox tewahido,orthodox sibket,daniel kibret,begena mezmur,ethiopian orthodox sibket,ethiopian orthodox mezmur,ethiopian orthodox mezmur new,ethiopian orthodox mezmur mariam,eritrean music,Eritrea orthodox tewahdo
አገሮቻችን ሰላም ይሁኑልንና ከኢትዮጵያ ተነስቶ በጉብኝት ደረጃ የዚህን ቦታ በረከት ለሰው ማካፈል ያስፈልጋል:: መንፈሱ እራሱ የሰላም ቦታ ነው የኤርትራ እመቤት ድንግል ማርያም ለቤትሽ አብቂኝ አሜን አሜን አሜን ❤️❤️❤️❤️❤️
እንቆዓ ብሰላም ናብ ሰላም እመ ብርሃን ደብረሲና ኣብጻሓና ንዓመታ ከምዚ እዋን ኣብ ሃገርናን ዓድናን ክንህሉ ብ ጾሎትኩም ዝርክሩና ክሉኩም ሊቃዉንቲ ኣቦታት ኣሕዋትን ሰላምኩም የብዝሓዮ ስድራ ክሩስቶስ።
አሜን አሜን አሜን. ቃል ህወት የስምዓና ዕድመን ጥዕናን ጸጋ አብ ልዕሊ ጸጋ.ይዓድልኩም ንኩልኩም አቦታት ናይ ተዋህዶ መምሃራን ናይ አገልጉለትኩሞ ዘመን ይባርከልክም እንቃዕ ብሰላም አብጽሐና
ናብ አደና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ደብረ ሲና በማላድነታ ትሐልወና ምስ ኩሉና ህዝቢ ክርስትያን
ትኩን አሜን አሜን አሜን. 🙏🙏🙏💖💖💖❤❤❤
በስመ ስላሴ
" ነቲ ደምበ ኣናብስ
ናፍቆትና መሊኡ ይፈስስ"
ሃረርታ ልበይ ክስዕሞ ኣፍደጌኪ
ገበታ ሓጥያተይ መጽየ ዘራግፈልኪ
መረከበ ኖህ ኢኪ ካብ ኣይሂ ነምልጠላ
ወላ እንተተሰደድኩስ ኣብ ልበይ ተሰቂላ
ንስኪ ከ ደብረ ሲና?
ትናፍቅዮም ዶ ነቶም ዝተሰደዱ ውሉድ
ኢሎም ዘዝየሙልኪ ወሱራሬሃ ዘመረግድ
ምስ ፈለጥዎ ድንቂ ምካኑ መሰረትኪ
ዓመት ዓመት ይነግድዎ ነቲ ወለንሳኪ
ኣብ ማዕዶ መስቀልኪ ምስ ረኣዩ
ልቦም ብሓጎስ ተመሊኡ
ኣርሕውዮ ቲ ወለንሳኪ(2)
መጺኡ ኣሎ ክቡር ጋሻኪ.....
ኢሎም የዚሙ ምስ ኣማዕደዉኪ
መታን ክትቅበልዪም ኣእዳውኪ ዘርጊሕኪ
ፍቅሪኪ ስለ ዝኮነ ከም ኣደ ን ሕጻን
ብህርፋን ይመጹኪ ኣንቲ ደብሪ ቅዱሳን
ይውስኩልኪ.... ሩባን ኩርባን ክደሊ ንዓኪ
ኣደይ ሓላለይ ኣብዚ ከለኪ ኢኪ
እምነ ጽዮን ይብሉኪ ብሓጎስ
ካብቲ ኣብ ቤትኪ በረከት ዝፈስስ
ይካፈሉ ሞ ይቅደሱ
መንፈሶም ይሕደስ መመሊሱ
ዝሓዝኩላ ዘይብለይ ነዛ ነብሰይ
ንስኪ ኢኪ ዋሕሰይ. ....
ኢሎም ግብርኪ የዘንትዉ።
ሞ ሕጂ ደኣ ኣበይ ኣሎዉ?
እቶም ደምበኪ ዝመልኡ
ተሰዲዶም ኣብ ፈቀድኡ
እንተ ረዲኤትኪ ስለ ዝተፈልዮም
ኣብ ምድሪ ኣህዛብ ክንሱ ሰፈሮም
የስተንቱኑ ይነብዑ ንጽዮን ናፊቆም
ካብ ዘዘለዉዎ ይልእኩልኪ ሰላም
ነቲ ደምበኪ እወ ደምበ ኣናብስ
ናፍቆትናስ መሊኡ ይፈስስ
እሞ ከ ደብረ ሲሓት
ስለ ቶም ናትኪ ቅዱሳት
ረኣይዮ ዚ ናይ ሎሚ ወለዶ
ከምቲ ዝናፍቁኽስ ኣይትናፍቅን ዶ፧
ነዚ ካባኪ ብስጋ ዝረሓቀ ወለዶ
ካብ ስደት ናብ ቤቱ ኣይትመልስዮን ዶ፧
ስደትና የሕጽረልና ቤትኪ ንስዕመሉ ውዳሴኪ ብሕብረት ኮይና ኣብ ወለንስኪ ነዝይመሉ ግዜ ነሩ ዩ፡ሞ ይምለሰለና ደኣ።
ይትባረክ ኣምላክ ኣበዊነ!
Amen amen amen kale hiwet yesmealna
amen amen amen
Amennnn kale hiwet yesmialna
+ኣሜን ንኩልና ፍቁራት.... ስደትና ኣሕጺሩ ካብ መከራ ዓለም ሰዊሩ ኣብ ቤቱ ብሕብረት ነምልኸሉ ነመስግነሉ ግዜ ይምለሰልና+
Wow what a beautiful poem! Just saw it today and I am deeply touched by your poem! Our beloved holy mother virgin Mary is everything to us! She is the key to our good Shepherd almighty God! If she says yes, her beloved son Jesus Christ wouldn't reject us and I know for sure she always beg her son, as we human beings are sinful to have mercy up on us.
My mother, my beautiful flower🥀🌹🥀🌹, my beautiful perfume, my honey.... please do forget what I told you, please don't be let. My life without you my beloved mother, it's like un empty bottle.
Amen Amen kal hiwet yesmealna abotatna Egziabhier seguu yebzhalkum ⛪️🙏⛪️🇪🇷⛪️🙏💒✝️💒🇪🇷
በዓልቲ ወለንሳ ሓዳጊት ኣበሳ ኣደየ ተለመኒ ግዳ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሕይወት የስመዓልና ኣቦታትና እግዚኣብሔር በቅዱሳኑ ድንቒ እዩ። በረከትን ረዲኤትን ናይ ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ምስ ኩላትና ህዝቢ ክርስትያን ይኹን በረከትኩም የካፍለና ደበሰይ ትቪ ነመስግነኩም ጻማኩም ካብ ኣምላኽ ርከብዎ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣማላድነት ቅድስቲ ኣዴና ማርያም በረክትዋ ምስ ኩልና ይኩን ቃለ ህይወት የስመኣልና ቅዱሳን ኣቦታትና
አሜን አሜን አሜን በረኽትን ረድኤትን ነይ ኣድና ቅድስት ማርይም ምስ ክሎና ይኽን.
ማርያመይ ስምኪዝተመዝገነ ይኹን ,ኣደይ ማርያም ባዓልቲ ደብረሲና ንሳን ወዳን ደው እንዳ በለት ኣውጊሓታ መሬት ፡
Hakeken adeye mearey aytekebtsenan eya nay behaki bemenfes adena ena zelena wela segana enterehake 😂😂😂🙏⛪🙏⛪🙏⛪💝💗💖💖💝💗💖💝💗💖💝💗💖💖💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💝💗💗💗💗💝💗💖💗💝⛪⛪🙏🙏🙏🙏⛪⛪🙏🙏🙏
Amen Amen Amen💖💖💖tselotan amaladnetan bereketan nay adiena kdste kdusan dngl maryam mskulatna ykun
Bereketkum ayfeleyena betami ina nemsgen bereketen tarik gedamen zekafelkumena🙏🙏🙏🇪🇷
Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna abona 💒💒💒❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
Kab lbi ena nemesgn amen amen amne
ቃለ ህይወት የስመዓልና መር ሳይሞን ወዲ መምህር በየነ
Adena dngl maryam ykre tbelelna egziabher amlak ayne lbonana ykfetelna 🙏🙏🙏agelglotkum ybark 💒🇪🇷❤️🙏 anes nafikeyo kemzi ilka betekrstyan ab sdet konkas aytekalen wela betekrstyan sina
Emebrhan adey mearey nabzi kudus betki nnegdelu gzye fterlna
Aseyyy dngileyyy tslalki ayfeleyena qidisti hagerna berikilna kab sdet bselam mlesina amen!
Elllllllllll ellllllllll elllllllll xelotam tama fqran ayfelyena 🙏💙💒🙏
Embrhaney amaldnetki ayfeleyena.
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል 💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓ንዓመታ ዝእዋን ።🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Aseyyyyy Elllllllll Elllllll Ellllllll amen amen amen zmare melaekti yesmealna.
Amen Amen Amen 🇪🇷 🇪🇷 Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 God bless Eritrea home 🏡
Amen Amen Amen bqal twelensa hadagt abesa Adeye telemeni gda
Ellllll Elllĺlll Ellllll mariyam adena kab fkur wedki mhret lemlna
ኣሜን, ❤️🤲🙏ኣሜን,❤️🤲🙏 ኣሜን ❤️🤲🙏❤️❤️❤️
Abzi kudus bota kbexh Adeye hagzni
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ንደገ ሰላምኪ የብቀዓኒ
ብሓቂ እጹብ ድንቅ ቦታ
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘለኣለም ትነብር ፡ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፡እነይ ማርያም ትግራይን ኤርትራን ሓደ ግበርየን ፡
እዘን ብሩኻት አዴታትና በረኸት እመ ብርሃን የካፍለና
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስምዓልና
Asey maryam enqae nab debresina ngdet bsalam abxehna Daley ade goya dgley ade fqri ade bzhan eyamo soloman broken ayfeleyena
Adey sedetna yehtserelna tekafelti tsega bereketki tekafelti kenkewen menti
Thank you so much you are.
Doing video
Amen amen amen kal hiwet yesmalna nay edme zemnkum ybarkelkum ezgbher
Aseyyy elllllllllll kubi n luel egziabiher yekun
Amen amen amen zmare kdsetekdsan dngl mariyam maryam yesmealna
Adey mareyyy gedamki kinri edmen yhbena
Amen Amen xeg yebzihalkum Qal hiwet yesmaelna Amen
Aseyyyyy Mariam adey ⛪⛪⛪🙏🙏🙏
Amen Amen Amen tenafaki hiwet
በረኸትኩም ይሕደረና
Amen amen amen
amen adina egizit mariam baila tehalwena letishi
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤❤❤
Adey mareyyy gedamki kinri edmen yihbena
Amen Amen Amen
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ቡሩካት ሕዋተይ
Amen 3🌹💕
Amen amen amen ❤⛪❤🇪🇷
Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏
AmenAmen Amen💒💒💒
Amen kalehiwot yasemelena abotatena🙏⛪
አሜን አሜን አሜን
Amen amen amen
ተበረኩ ለእዚ ቦታ እግዚአብሔር ያድርሰን
እግዚአብሔር አገራችንን ሰላም ያድርግልን
እስክ እቤት ጎራ በሉ አድስ ነው ተዘግቶብኝ
Elllllllllll ellllllllllll🙏🙏🙏
Amen 🙏🏾
Amen Amen Amen
Aemin aemin aemin
አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏💒💒💒💒💒💒💛💛💛💛💚💚💚💚
🙏 Amen 🙏
Amen amen amen
🙏🙏🙏💠💠💠🇪🇷
ሃሳዊ ቀሺ!!
ሰብ እዩ ሰሪሂወ!! ን ስሃም ከምዞም አማሃሩ ትህሰው ጀሚሪኮ??
እዝ ቀሺ አማና ሃሳዊ እዩ!!ማሪያም አብ እዝ አየመጸትን። አብ መጽሐፍ ቅዱስ ደብረ ሲና መጻአይ ዝብል አየተጸሃፈን።
እዝ ቀሺ ናቱ ልብ ወለድ ፅውፅዋይ እዩ ዝዛረብ።
ቁርአናን መጽሐፍ ቅዱስን ሃሶት እዩ!!
Amen Amen Amen Elllllllllllllllll Elllllllllllllllll Elllllllllllllllll Ellllllllllllllll Ellllllllllllllll Elllllllllllllllll Ellllllllllllllll Elllllllllllllllll Ellllllllllllllll Elllllllllllllllll Ellllllllllllllll Ellllllllllllllll Elllllllllllllllll Aseyyyyyyyy ndngl maryam zamene yelen zhafere Elllllllllllllllll Ellllllllllllllll enqa bselam nab ngdet debresina adiena kdsti kudsan dngl weladite Amlak Abxehana Elllllllllllllllll Elllllllllllllllll Ellllllllllllllll
ተገዲስና ነንብባ የሕዋተይ
መንፈሳዊ ቻነል ብርግጽ ዓስቢ ኣሎ፡ ከም ኣካል መንፈሳዊ ኣገልግሎቱ፡ ሕጂ’ውን “እምበኣርከ ውህበት በበይኑ እዩ መንፈስ ግና ሓደ ንሱ እዩ” 1ቆሮ 12፡4፡ ብዝብል መሪሕ ቃል፡ ውህበት መንፈስ ቅዱስ ዝኾነ ናይ ምዝማር ጸጋ ዘለዎም ሓደሽቲ ዘመርቲ ንምልላይን ናብ ኣገልግሎት መዝሙር ንኽጽንበሩ ንምሕጋዝን፡ ኣብ ትሕቲ ዝብል ዕላማ፡ መድረኽ ከፊቱ ኣሎ። እዚ መደብ እዚ፡ ቅድሚ ሕጂ ዝኾነ ይኹን መዝሙር ዘየዳለዉን ንኽዝምሩ ውህብቶ ዘለዎም ኣሕዋትን ኣሓትን ቅድሚ ሕጂ ካብ ዝተዘመረ መዝሙር ብምዝማር ዘቕርብሉ መደብ እዩ። ዘቕርብዎ መንፈሳዊ መዛሙር ድማ፡ ናይ ዜማ ውህብቶ ብዘለዎምን ነዊሕ ዓመት ኣብ ኣገልግሎት መዝሙር ብዝገልገሉ ኣሕዋትን መምህራንን ክምመ እዩ። ትሕዝቶኦም ድሕሪ ምምማዩ ብዝርከብ ውጽኢት ድማ ጸጋኦም ንዝተለለየ ተሳተፍቲ፡ ሓድሽ ግጥምን ዜማን ምስ ናይ ስቱድዮን ክሊፕን ውጻኢታት ሸፈነ ብምግባር ሓድሽ ናይ ምስጋና መዝሙር ንኸዳልዉ ሓገዝ ክግበረሎም እዩ።
በዚ ኣጋጣሚ እዚ ንዂልኹም ኣብ መላእ ዓለም እትርከቡ ኦርቶዶክሳዊያን መንፈሳዊ ቻነል ብርግጽ ዓስቢ ኣሎ ንተሳትፎኹም ብኽብሪ ይዕድም። እምበኣር፡ ናይዚ መደብ እዚ ተሳተፍቲ ክትኮኑ ድሌት ዘለኩም ኣሕዋትን ኣሓትን፡ ኣቐዲምኩም ብርግጽ ዓስቢ ኣሎ ናብ ዝብል ፔጅ ወይ ድማ 0032466483613 (Whatsapp) ስምኩምን ቊጽሪ ተለፎንኩምን ብምስዳድ ካብ ዕለት 05/07/2020-25/07/2020 ክትምዝገቡ ከምእትክእሉ እናሓበርና፡ ድሕሪ ምምዝጋብኩም፡ ኣብ ቤትኩም ኮይንኩም ቪድዮ ሪከርድ ብምግባር ንዘዳለኽሞ ድጋም መዝሙር ብቐሊሉ ናብ ብርግጽ ዓስቢ ኣሎ ዝብል ፔጅ ወይ 0032466483613 (Whatsapp) ብምስዳድ ክትሳተፉ ይከኣል።
th-cam.com/video/fSfnvVTXVh8/w-d-xo.html
ቃል ህይወት የስምዓለይ ሊቁ ሓወይ። መመሊሱ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ
th-cam.com/video/h2QRsN88fSs/w-d-xo.html
ደቂ ተዋህዶ ኦርቶዶክስ ንሓውኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ተሓባበሩኒ ቤተሰብ ንክትኮኑ ይዕድመኩም ጸገም የለን ሄኖካ ደሃይካ ክገብር አለ አየ ኣይንጣፋእ ጥራይ
th-cam.com/video/OAoinNb_kJU/w-d-xo.html
Amen Amen Amen 🙏
amen amen amen
Amen Amen Amen