2ይ ክፋል / ቃለ መሕትት ምስ ቀሲስ ገብረሚካኤል ኣብ ዙርያ ደብረ ቢዘንን ኣቦታት መነኮሳትን/

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 14 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 50

  • @nsiebhotube8255
    @nsiebhotube8255 20 วันที่ผ่านมา +6

    ናይ መርጌታ ኣልኣዛር ታሪክ ካብ እንዳ መድሃኔ ዓለም ገዛባንዳ ጀሚርካ እዩ። ኣብ እንዳ መድሃኔ ዓለም ገዛባንዳ ብወደ መዝሙርነት ፥ ብድያቆንነት ንነዊሕ ዓመታት እዩ ኣገልጊሉ፥ ቤትትምህርቲ ሰንበት እንዳመድሃኔ ዓለም ካብቶም ካብ እግሪ ዝመስረቱ ውሑዳት እዩ፥ ምስ በዓል መርጌታ ሄኖክ ፥ መርጌታ ሰመረኣብ ከምኡ ውን ነፍስሔር ኣቦይ ድያቆን ኣርኣያ። ብትሕትናኡን ብናይ ጸሎት ሂወቱን ዝፍለጥ፥ ዝትብዓቱ ዝፍለጥ፥ ብኣብ ቤተክርስቲያን ዘለዎ ቀናኢነት ዝፍለጥ፥ ብሓፈሻ ናብ ብሕትውና ብዝጸጋጋዕ ሂወቱ ዝፍለጥ ናይ ሽዑዑ ሓውና፥ ናይ ሕጂ ከኣ መንፈሳዊ ኣቦና እዩ።

  • @haregeweynitube7467
    @haregeweynitube7467 20 วันที่ผ่านมา +17

    ኣባ ገብረ ትንሳኤ ቀሲስ ገርየ ካብ ሓደ ገዛ ክልተ ትሑታት ሓቀኛታትን ኣገልገልቲ ። ኣባ ገብረ ትንሳኤ ኣብ እሱርቤት ስለ እምነቶም ይሳቀዩ ንስኩም ድማ ኣብ ስደት ኮይንኩም ኣሰር ኣቡነ እንጠንዮስን ሓውኩምን ተከቲልኩም ትኸዱ ኣሎኩም ክንደይ ደስ ይብል ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም። የቐንየልና ዲ መዳ።

    • @mahitotzetewahdo
      @mahitotzetewahdo  20 วันที่ผ่านมา +1

      በሓቒ ዓብይ ትዕድልቲ እዩ። ክብረት የሃበልና ኸኣ።

  • @frexegu2141
    @frexegu2141 11 วันที่ผ่านมา

    ኣገልግሎቱኩም ባሪኩ ቀዲሱ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃበኩም ኣቦይ ቀሺ🙏💒❤💯

  • @ኣጆኪነብሰይ-ጨ1ሰ
    @ኣጆኪነብሰይ-ጨ1ሰ 18 วันที่ผ่านมา +1

    ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና ከማኹም ኣቦታት የብዛሓልና ❤❤❤❤❤❤

  • @Tirhasarya
    @Tirhasarya 15 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዕስልና ኣቦና❤

  • @fnantedros-l9d
    @fnantedros-l9d 20 วันที่ผ่านมา +4

    እግዚአብሔር ኣብ ደብረብዜን ንዘለዉ ኣቦታትና የጽንዓዮም እታ ደብሪ ባዕሉ ንዘልኣለም የጽንዓያ።

  • @issackmhtsntu6176
    @issackmhtsntu6176 20 วันที่ผ่านมา +5

    ጽቡቕ ስራሕ ድያቆን
    ኣቦይ ቀሺ
    እዚ ናይ ደብረ ቢዘን ዝኸይድ ዘሎ ብጣዕሚ ዘሰንብድን ንመጻኢ ግዜ ተወሲዱ ሓደገኛ እዩ ። ኣብ ግዚኡ ከምዚ ምባልኹም ነመስግን ፣ ዘዕበየና ገዳም ኣብ ከምዚ ክወድቕ ፣ እቶም ብሓቅነቶም ንፈልጦም ኣብዚ ክወድቁ ኣይነፍቅድ በብዓቅምና ንቃለስ ። እቶም ነዚ ኩሉ ዝጠውይዎ ዘለው ዝተወሰኑ ፈለስቲ እዮም ካብ ሓሙሽተ ኣይበዝሑን ፣ ብጥቡቕ ኢና ንከታተሎ ። ኣብ እስርቤት ከለው ውን ንስለ እስሮም ዕጅብ ኣይብሎምን ኔሩ ንረኽቦም ኔርና ኢና ኣብ እስርቤት ከለው ኣብ ጊንዳዕ ከለው።

  • @girmay0547
    @girmay0547 20 วันที่ผ่านมา +4

    ድያቆን ሓወይ ብሓቂ ናይ ቤተክርስትያና ኣቦታትና መከራ ዝወርዶም ዘሎ ብጣዕሚ የብክየካ ኣምላክ ንምስክር ስለዝኮንኩምና ኣምላክ ንዓና ክትምህሩ እዩ እሞ ይክበር ይመስገን

  • @frewiniabraha755
    @frewiniabraha755 20 วันที่ผ่านมา +7

    ቃለሂወት የስምዐልና

  • @YordanosHaile-o6g
    @YordanosHaile-o6g 20 วันที่ผ่านมา +2

    ቃለሕይወት የስማዓልና❤❤❤

  • @ማርያምኣደጎይታ-ጀ1ኰ
    @ማርያምኣደጎይታ-ጀ1ኰ 20 วันที่ผ่านมา +2

    Amen (3)qale hiwet yesmalna Kuburat Sidra Eigziabhr Nay Behaqi Des Zebil Medeb Amxikumlna Hizbi orthodox tewahdo Niqaha Ab Emnetka ⛪⛪⛪🙏💞💞💞💌💌💌

  • @ጽናዕ
    @ጽናዕ 15 วันที่ผ่านมา

    Kale hiwet yesmealna bhaki azyu mehari thzhto eyu. Zweale yngerka sle zkone. Nayten kaleyti gedamat wn kemzi gerkum ketemxuulna nxbe.

  • @Hanio-52
    @Hanio-52 16 วันที่ผ่านมา

    😢😢😢kale hiwet yesmana

  • @TesfahalemWoldegabriel
    @TesfahalemWoldegabriel 18 วันที่ผ่านมา

    ሓቂ ክነግረኩም ንሕና ንዕኦም ንጽበ ንዓና ዝጽበዩ ይመስለኒ ኣይነበረን ትሽግር ኣብርሃ ካሳን ሰዓብቱን እዮም 😭😭😭

  • @lemlemrezene8636
    @lemlemrezene8636 20 วันที่ผ่านมา +1

    Kalehewt yesmalna abona und hawena🤲🤲🤲⛪⛪⛪❤❤💐🙏🙏🙏

  • @nebiatberhane8018
    @nebiatberhane8018 19 วันที่ผ่านมา

    Mhret yewrdelkum !!!

  • @ድንግልማርያምያዋሕሰይ
    @ድንግልማርያምያዋሕሰይ 20 วันที่ผ่านมา +4

    ሰላም ኣቦታት ድያቆን ሓወይ ኣቦይ ቀሺ ኣዝዩ ደስ በሃሊ መደብ ኣቅሪብኩም ቀጽልዎ ቀሺ ሓወይ ብቀደምካ ብሩኽ ኣኻ

  • @mahariadhanom614
    @mahariadhanom614 19 วันที่ผ่านมา +1

    ሰላም ድያቆን ናይ ገዳም ኣቡነ እንድርያስ ህሉዉ ኩነታት ጽቡቅ ኣፍልጦ ዘለዎ ከተምጺኣልና ተስፋ ንገብር

  • @teibe5vtewelde982
    @teibe5vtewelde982 20 วันที่ผ่านมา +2

    Amenamenamenjeklebln

  • @LetenkielTeklebrhan
    @LetenkielTeklebrhan 20 วันที่ผ่านมา +3

    Dyakon hawey nexela ba aythdeg

  • @TekleweldBrhane
    @TekleweldBrhane 20 วันที่ผ่านมา +1

    👏👏👏👏👏👏

  • @alula763
    @alula763 14 วันที่ผ่านมา +1

    እዞም ኣብይ ቀሺ ቅኑዕ 'ዮም። ንሓቂ ሓቂ ንገጋ ጌጋ ይብሉ። እዚ ጋዘጠኛ ግን ነግራም ነገር ዝፍሕር'ዩ። እቦይ ቀሺ ዘይተበከልኩም ትመስሉ እሞ ካብዞም ነጋዶ ዩቱብ ርሓቁ። ነገራት ነቲ ኩሉ ዝክእል ሃቡ ጸልዩ።

  • @afewerkimeskele5542
    @afewerkimeskele5542 19 วันที่ผ่านมา

    ሰናይ ምህሮ እግዚኣብሄር ጸገኡ ይብዛሓልኩም ኣቦይ ቀሺ ከም'ኡውን ዲያቆን መድሃነ።ከምቲ ኣብ መጽሕፉ ጥበብ ኢያሱ ወዲ ሲራክ እቲ ዝኸበረ ዓሌት ዓሌት ወዲ ሰብይ ከም ዝብል 19፡30።መጀመርያ ጉዳይ እቶም ብንጽሆም ኣብ እስርቤት ዝሳቑዩ ዘለዉ ገዳማያን ኣቦታትና እዩ ዝቕድም።ከም መጽሓፍ ቅዱስውን ካብ ኦሪ ዝፍጠረት ክሳብ ራኢ የውህናስ ብዛዓባ ድሕነት ስብ ክብረት ሰብን እዩ ዝምህር።እንተኾነ ግን ከምሎሚ ግዜ ሰብ ዝሓሰረሉ ግዜ ኣይራኣናን ኣብ ኤርትራ።ሽሕኳ ወንጌል ይሰብኽ ክብረት ሰብ ማእከል ዝይግበረ ምስ ዝኸውን ክርስቶስ እና ሰበኻ ክርስቶስ ምስዳዳይ እዩ ዝቑጸር።እቲ ዝጠለብ ብርጆክት ድሕሪ ድሕንተን ህልውና ቅሳነትን መእመናን ክትገብሮ ቀሊል እዩ።ኣቦይ ቀሺ ክብረት ይሃበልና ሰብ ማእከል ዝገበረ ቀዳማይ ምርግጺ ሓሳብኩም ስለ ዝሃባኩም❤❤❤።

  • @genetdesta76
    @genetdesta76 14 วันที่ผ่านมา

    Bitami des zibil timhrti qale hiwet yesmalna kubur Abona. Diyakoney dima thank you, bejaka nezom bruk abo digemena eka. Kem reto gin Diyakon hawey nexela kitgebr yilabeweka . Hope you know the reason.

  • @ghebreyesusdesta9311
    @ghebreyesusdesta9311 20 วันที่ผ่านมา

    ንውግዘት መጽናዕቲ አኮነን ዘድልዮ ጾሎት አዩ

  • @ghebreyesusdesta9311
    @ghebreyesusdesta9311 20 วันที่ผ่านมา +1

    ካቶሊክ ካብተዋህዶ ከምዝወጸት ትእምዶ ቀሲስ

  • @adikeyh7770
    @adikeyh7770 17 วันที่ผ่านมา +1

    ከዳዓት ደመኛታት ጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራ ሓሶት ሃይማኖቶም በጃ ደብረ-ቢዘን ጋሕ በሎ

  • @ghebreyesusdesta9311
    @ghebreyesusdesta9311 20 วันที่ผ่านมา

    መን ኢያ ቀዳመይትን ክንደይ ሃይማኖ አለዋን ፍልልይ አለዎ ሓወይ

  • @Nazrawi.
    @Nazrawi. 19 วันที่ผ่านมา +1

    Qesis Gere belih seb

  • @fxum-yu8uo
    @fxum-yu8uo 20 วันที่ผ่านมา

    ጉደ ሰማዕ ዕርቂ ዘየደሊ ሓደ ሳይጣን ጠራይ ኢያ ሕጂ ድማ ኣብ ሰደት ምሰ ተሃደሰ አዚ ጸብቅ አዚ ሕማቅ ምበለ ገደማዊያን ኣቦታት በዓል ም አለወዉ ብዝሓ አየተሸገር ኣብ

  • @muluebrhannuguse
    @muluebrhannuguse 20 วันที่ผ่านมา +2

    ⛪️⛪️🫰

  • @ghebreyesusdesta9311
    @ghebreyesusdesta9311 20 วันที่ผ่านมา

    ዓለም ዝፈልጦ ሃይማኖት አለዋ እንተበሉ እንታይ ሓጥያት አለዎ ቀሲስ

  • @brhane-w3g
    @brhane-w3g 19 วันที่ผ่านมา

    ኣብ ሞንጎ ሓሳባቶም ትኣቱ ኣለኻ ዲ/ን። ከም ተወሳኪ ምእመናን ኣብዚ ዝግበር ዘሎ ናይ ቤተክርስቲን ዓመጽ ብኸመይ ይኸታተልዎ ከም ዘለው ሓሳባቶም ንምፍላጥ ህዝቢ ንምብርባርን ዓድም !!!

  • @ghebreyesusdesta9311
    @ghebreyesusdesta9311 20 วันที่ผ่านมา

    ሕጂ ክንሰርሖ እንተበሉ እንታይ ነውሪ አለዎ

  • @sammygebre8177
    @sammygebre8177 20 วันที่ผ่านมา +1

    ግርምባ ከብድኻ መሊኻ ማይ ናይ ኣይላድ እንዳሰተኻ ክዳንካ ኣጻዕዲኻ ጥምየት የለን ኣብ ከብዲ ጽጉብ ጡሙይ የለን ዝተባህለ ከምዚ ምስ ተረኽበ እዩ ናብይ እኩም ነዚ ጉዳይ ናብ ፖሎቲካ ትወሰድዎ

  • @Hatatiemstir
    @Hatatiemstir 20 วันที่ผ่านมา +1

    ዓሚ ኣይለመነን እሞ ሎሚ ኣይጠመዩን ድዩ? ወይ ምሕጋዝ ያ ወይ ስቅ ታይ ገደሰኩም ቲ ዘይንፈልጦ ምስጢርኩም ተቃልዕዎ ባዕልኹም። ንብዓቶምሲ ሓሶት ዶ ይኸውን?

  • @Hatatiemstir
    @Hatatiemstir 20 วันที่ผ่านมา +1

    ጉዳይ ጥሜቶም ዘይንገብር ግን ሓንሳብ ፖሎቲካ ሲኖዶስ እንዳበልና ዛ ጉዳይ ትሃድሙላ።

  • @yorusalemfissehatsion340
    @yorusalemfissehatsion340 15 วันที่ผ่านมา

    Gedam tethanxes entay alowo nesom hagozona eyom elom

  • @ghebreyesusdesta9311
    @ghebreyesusdesta9311 20 วันที่ผ่านมา +1

    አብዛ ናይ ውግዘት ኢልክ ዘንበብካያ ቃል ዓለም ዝፈል ኢልካ ነተን ሃይማኖትከ ዓለም አይፈለጠንዶ ትብሉ

  • @MmWerede
    @MmWerede 20 วันที่ผ่านมา +1

    ቀስሂ ገብረሚካኤል ንስካ ኣብ ሳሎን ኮፍ ኢልካ ማይ ሰሓ እናሰተካ በጥ ኢልካ እናነበርካ ብዛዕባ ዘይረኣኻዮን ዘይሰማዕክዮን ካብ ምዝራብ ብክርስቲያናዊ ልሳን ዝተሰነየ ንሰማዒኡ በረከት ዘውህብ ሠናይ ቃል ምዝራብ ኣይምሓሸን

    • @GerieZemicaiel
      @GerieZemicaiel 4 วันที่ผ่านมา

      ኣብ ገሊኡ ትጻረፍ ኣብ ገሊኡ ትሓትት ኣባ ቀሺ ከኣ ጽቡቕ ጌሮም ዮም ዝፈልጥዎ 2 ምንኣሶም የሕዋቶም ኣለዉዎም ኣብቲ ገዳም መነኮሳትን ፍለጥ ተኺኢልካ።

  • @hadgueyob4954
    @hadgueyob4954 20 วันที่ผ่านมา

    ሀግደፍ ሲ ተቀዘፉ ደኣ 🥲

  • @MmWerede
    @MmWerede 20 วันที่ผ่านมา +1

    ሱቕ በሉ ከዛባት ጀሳውስ

  • @YordanosHaile-o6g
    @YordanosHaile-o6g 20 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤

  • @NskiikinayMhretkidan
    @NskiikinayMhretkidan 18 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤