ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Nice to see keshi Efrem...My classmate of long years.
ብሓቂ እግዚአብሔር ናይ ኣገልግሎትኩም ዘመን ይባርኸልኩም ተዘኽሮታት ናይ ትምህርቲ ሰንበት ናይ ሕጅን ናይ ቅድምን ኣምጺእኹም ብምንጽጻርኩም ጽቡቅ እዮ
ቀጽልዋ ኣሕዋት ደስ ዝብል መደብ እዩ። ደገሰላም ጽብቅ ስሪሕ ዲያቆን።
እሺ ከም ፍቓድ ኣምላኽ!
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
💯 . V.good podcast.😊
Glad you enjoyed it!
ተባረኹ ሓቂ ኣብዝጠፍአሉ ሓቂ ኣብ ልእሊ ኣገልገልቲ ዘሎ ህልው ምዝራብኩም ብርግጽ ጸርፊ ስለ ዘይገበርኩምሉ ብዙሕ ደስ ኣይክብለናን ዩ
ኣጸሓሕፋ ዲኻ ተጋጊኻ ወይስ እንታይ እዩ?
Meda hawey buruk
እዋይ ምስኪናይ ተደንግጽ ብጣዕሚ
እንተ ኣደንጊጸካ ሓደራ ጸሎት ግበረለይ ናይ ልበይ'የ።
መዳ ዓይነይ comedian ❤❤❤
ዘኪዎስ እዝነይ ደራሲ!
ምስኪን ኣብዘይ ትፈልጦ ከም ትፈልጦ ንርእስላ ከተዕቢ ክንድዚ ሃተውቶም ዘደንግጸካ
ጽቡቅ መድብ ግን ሓሳቦም ትኮልፎም ኔርካ ሓወይ
I am sorry, i will fix it
ጸገም የለን ሓወይ ኩላትና እንዳተመሃርናን እንዳዓበናን ኢና ንከይድ
Hawey biruki aba keshi ziliwo zelewa hakom eyom orthodox kiniti sile zikonet eya fetena zibeziha zelo
ድያቆንን ካህንን እኳ እዮም ኣቤት ስርዓት ሔው።
ኣየ ዘመን ቅኑዕን ሓቀኛን ዘይስመዓሉ፡ ናይ ቤተ ክርስቲያን ደቃን ጸገምን ጉድለትን እንዳዘርዘርካ ብልሽውናኻን ምንፍቕናኻን ምስፍሕፋሕ። በሉ ቅዱስ ቄርሎስን ይፍጠረልኩም። ክህነትን ዲቁናን ኣባኹም ምውዳቓ የሕዝን!
Anta deacon hawey niska dika interview tgebir zelka welas aboy keshi eyom
ብጠዓሚ የመስግን ንርእቶኻ/ኺ፣ ግን እዚ ብዙሕ ሓታትን ተሓታትን መልክዕ ኣይኮነን ናይ ክልቴና ዕላል እዩ።
@@degeselamክቡር ሓው ኣምላኽ ምሳ ኩሉና ይኹን። እንታይ ምበልኩ ካብ ኣብ ሞንጐ እናኣቶኻ ሓሳብ ትዀልፎም ሓሳቦም ተተወድእ ሰናይ ነይሩ። ዋላ እኳ ዕላል ኢና ነዕልል ትብል ተሎኻ። የመስግን እዚ መደብ ብምቕራብካ።ኣነ ንገዛኣ ርእሰይ ዋላ መእመን ይኹን ካብ ኩሉ ርሒቐ ይርከብ ብሰንኪ ስቕታ ኣቦታትና ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ሸይሸይ ክብለሎም ።ይኹን ግን ዓለማዊ ህይወት ትምህርቲ ዘይምውሳዶም ዶ ሃሲዎም ይብል ንኹሉ ኣጋናዚቦም ከይርኢዎ።
ሰላም"1መጀመርያ መንፈሳዊ ሰለ ዝኮኑ ጸሎት ክትገብሩ ነርኹም "2 ክኣ ነጸላ ክትገብሩ ነርኹም ዲያቆን ሓውና ክኣ ስርዓት አልቦ ውእቱ ኣዛራርባ ኮፍ ኣብሃላ ብሓፈሻ ኩሉ ከተማሕይሹ ተስፋ ንገብር
ኩሉ ነገሩ ከጽልኣካ
ንዝሃብካኒ ሃናጺ ርእይቶ የመስግን።
Kab thadso da entay kxbe 😂😂
ዑሱባት ትሃድሶ እንታይ ኣፍልጦ ኣለኩም ብዛዕባ ቤተክርስትያን ትዛረቡስ ድሁላት
እታ ሓንቲ ዝተቐበልክዋ ብዛዕባ ዲያቆን ግርማይ ዘልዓልካያ ደስ ኢላትኒ ብዛዕብኡ ክዛረብ ዝግብኦ ሰብ ቡዙሕ ኢዩ ነይሩ ግን ጸጥ ኢሉ።ኤፊ ኸኣ መገድኻ ኣነጽር ምስኻ ዝተፈለኻሉ ብውልቃዊ ጉዳያትካ ምስ መዝሙርን ካልእን ዝተኣሳሰር ኢዩ ሓደ መዓልቲ ክፍታሕ ኢዩ ብኽልተ እግርኻ ኣይትሓንክስ።መዳ ኸኣ ኡጋንዳ ዝነበርካዮ ዘክር
Nkeshi zakl bsmu mxwae tkkl dyu koynu weys msaka bhasab sle zeytrakebu eikum bsmu xewiekayo
Eti nexela dea abey kede
Brkti haftey kab nexela kalie zeytbili mechem netsela zgebere trah Eyu haqena
ኣጋጣሚ ብካልእ ስራሕ ምስ መጹ እዮም ጊርናዮ እቲ ዕላል።
ዲያቆን መድኃኔ ፥ ኣብ ነገረ ሥላሴ ተፋልሶ ኣጋጢምዋ ናይ ኤርትራ ቤተ ክርስቲያን ፥ ንክርስቶስ ከም ሊቀ ካህናትን ናብ ኣቦ ዘብጽሕ እንኮ መገዲ ምዃኑ ክሒዳ ዕጥይጥይ እናበለት ፥ ሊቀ ካህናት ፥ ዘይቀውም ሎሙ ለቅዱሳን በደብተራ ስምዕ እንተ እግዚኣብሔር ተከላ ውእቱ ኢየሱስ ክርስቶስ ኢላ እናዜመት ፥ ደም ሓደ ወድኻ ምእንታይ ይጠርዕ ኣሎ ኢላ እናቐደሰት ግን እታ ኣብ ዕለተ ዓርቢ ዝተገብረ ናይ ዕርቂ ልመና / ኣማላድነት ንዘልዓለም ጽኒዑ ይነብር ዝብል ትምህርቲ ንዝመሃሩ ኣብ እተሳጉገሉ ዘላ ጊዜስ ፥ ብሓቂ ድዩ እቲ ካልእ ጸገም ገዚፉ ተራእይኩም። ኩሉ ሓዲግና ኣብዛ ትምህርቲ እዚኣ ንዛረብ ኩሉ ክዕረ።
ነቲ ከይገደፍና ነቲ እንዳሰራሕና እንተ ኾነ'ኸ?
@ ከምኡ እዩ ነይሩ ተስፋና። ግን ብፍላይ ኣብ ትሕቲ ኣቡነ መቃርዮስ ዘለዉ ኣቦታት ፥ ምስ አቡነ ሺኖዳ ዕርቂ ንምፍጻም ነዛ ናይ ቤዛነት / ዕርቂ ኣማላድነት ኢየሱስ ክርስቶስ ፈጺማ ከይትለዓል ፥ " ትምህርትና ከምቲ ኣብ ሃገርና ዘሎ ትምህርቲ ይኹን" ብዝብል ዶ ኣይኮነን ተደምዲሙ። ነዚ ኣይትፈልጦን ኢኻ ኣይብልን። ኣቡነ እንጦንዮስ እንተበልና ፥ እንተጾምና ፥ እንተጸለና ፥ ኣሽሓት ሰዓታት'ውን ትምህርታትን ኣገልግሎትን እንተፈጸምና ፥ ኢየሱስ ክርስቶስ ነታ ሓንሳብ ምእንቲ ሓጢኣት ዘቕረባ ናይ ቤዛነት ልመና ፥ ንዘልዓለም ጸኒዓ ከምትነብር እንተዘይኣሚናን፥ ኣብዛ ሰዓት እዚኣ'ውን ናይታ ብደም ኢየሱስ ክርስቶስ ዝተመስረተት ሓዳስ ኪዳን እቲ እንኮ መንጐኛ፥ መታዓረቒ ፥ ሊቀ ካህናት ፥ ኢየሱስ ክርስቶስ እዩ ኢልና ኣዊጅና ከይመሃርና ፥ ኩሉ ነገርና ከንቱ እዩ ዝኸውን።
20 ዓመት ይኸውን ሕጊ ተጣሒሱ ፣ ስርዓት ቤተ ክርስቲያን ፈሪሱ ተባሂሉ ክዝረብ ጸኒሑ። ጽቡቕ። ከመይ ጌርና ኢና ክንዲ እምባ ዝኸውን ኣርእስትን ትምህርትን ብዛዕባ ኣማላድነት ኢየሱስ ክርስቶስ ዕሽሽ ኢልናዮ ክንከይድ ወሲና። እዚ ሕቶ ነቶም ኣብ ትሕቲ ኣቡነ መቃርዮስን ኣቡነ ሺኖዳን ዘለዉ አቦታት እዩ ፥ ነቶም ኣብ ኤርትራ ዘለዉ ኣይኮነን። ብሓቂ ኣብ ልዕሊ ኣቦና ኣቡነ እንጦንዮስ ዘጋጠመ በደል ከቢድ እዩ። ክርስቶስ ናብ ሰማያት ምስ ዓረገ ዝኾነ ምእንታና ዝፍጽሞ ኣገልግሎት የለን ዝብል ትምህርቲኸ ካብቲ ኣብ ልዕሊ ኣቡነ እንጦንዮስ ዝወረደ በደል ዶ ኣይከብድን። ክርስቶስ ክትንከፍ ከሎ ድማ ክንሓምም ይግብኣና እዩ። ሕጂ'ውን፥ ኣብ ቅድሚ ኣቦ ዝረኣየልና ናይ ሓዲስ ኪዳን ሊቀ ካህናት ኢየሱስ ክርስቶስ እዩ ! ንስሙ ምስጋና ይኹን።እብራውያን 9:24፤ ክርስቶስ ሕጂ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ኪረኣየልና ናብኣ ናብታ ሰማይ ኣተወ።
መጀመርያ ናይ ሜድያ ሰብ ክትከውን ከተማልኦ ዝግብኣካ ብዙሕ ነገር ኣሎ ተመሃር ቅድም
አግዚኣብሀር ይሃብካ ወደይ
Emo zeytmhro nska aqmi enteleka dea, mukan shmka mxhaf wn ztemeharka aytmesln eka.
Emo dea Nitsur simka tsihifka zeytmihir dea
ኣነ በታ ዘላትኒ ዓቕመይ ይሰርሕ ኣለኹ፡ ዝጎደለኒ ኸኣ ቀስ ኢለ ክምልኦ እየ።
ግርም እንዳ ስሓቅካን እንዳ ተዋራዘኻን ምልጋጽ። ኣምላኽ ይቕረ ይበል?
ኣሜን!
እዋይ ሕፍረት ኣታ መን ኢዮ ክሓፍረልኩም መንእሰይ ይጥፋእ ታሃድሶ ክከውን ማለትካ ኢካ ብተዛዋዋሪ መጠን
ባዕልኻ ኢኻ ተዝሮ ዘለኻ፡ መንእሰይ ይጥፋእ ዝበለ ኸኣ የለን።
Bsrat teasiru hzbna nexela kof abehahla hiwet aehbenan eyu eti kabom zwexe kal hiwet semiena nbarek bejakum
እዚ ቀሺ ለባም ለባም ኢዮ ዝጻወት እንታይ ኮይኑ ዳኣ ምስ ኣውነ ማቃርዮስ ዘየገልግል😊
ምስ ኣቡነ መቃርዮስ ምግልጋል ድዩ ናይ ልቦና መለክዒ?
ዲያቆን ኮንካ ንኻህን ኣታ ዲዩ ኣቱም ከመይ ጠፊኡካ?
ጠፊኡኒ ኣይኮነን፡ የግዳስ ኣነ ዓርከይ ስለ ዝኾነ ነቲ ሜድያ ኢለ እየ ሓቲተዮ እምበር ብጻየይ ስለ ዝኾነ ሓወይ ኣታ ኢለ እየ ዘዕልሎ
Nice to see keshi Efrem...My classmate of long years.
ብሓቂ እግዚአብሔር ናይ ኣገልግሎትኩም ዘመን ይባርኸልኩም ተዘኽሮታት ናይ ትምህርቲ ሰንበት ናይ ሕጅን ናይ ቅድምን ኣምጺእኹም ብምንጽጻርኩም ጽቡቅ እዮ
ቀጽልዋ ኣሕዋት ደስ ዝብል መደብ እዩ። ደገሰላም ጽብቅ ስሪሕ ዲያቆን።
እሺ ከም ፍቓድ ኣምላኽ!
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
💯 . V.good podcast.😊
Glad you enjoyed it!
ተባረኹ ሓቂ ኣብዝጠፍአሉ ሓቂ ኣብ ልእሊ ኣገልገልቲ ዘሎ ህልው ምዝራብኩም ብርግጽ ጸርፊ ስለ ዘይገበርኩምሉ ብዙሕ ደስ ኣይክብለናን ዩ
ኣጸሓሕፋ ዲኻ ተጋጊኻ ወይስ እንታይ እዩ?
Meda hawey buruk
እዋይ ምስኪናይ ተደንግጽ ብጣዕሚ
እንተ ኣደንጊጸካ ሓደራ ጸሎት ግበረለይ ናይ ልበይ'የ።
መዳ ዓይነይ comedian ❤❤❤
ዘኪዎስ እዝነይ ደራሲ!
ምስኪን ኣብዘይ ትፈልጦ ከም ትፈልጦ ንርእስላ ከተዕቢ ክንድዚ ሃተውቶም ዘደንግጸካ
ጽቡቅ መድብ ግን ሓሳቦም ትኮልፎም ኔርካ ሓወይ
I am sorry, i will fix it
ጸገም የለን ሓወይ ኩላትና እንዳተመሃርናን እንዳዓበናን ኢና ንከይድ
Hawey biruki aba keshi ziliwo zelewa hakom eyom orthodox kiniti sile zikonet eya fetena zibeziha zelo
ድያቆንን ካህንን እኳ እዮም ኣቤት ስርዓት ሔው።
ኣየ ዘመን ቅኑዕን ሓቀኛን ዘይስመዓሉ፡ ናይ ቤተ ክርስቲያን ደቃን ጸገምን ጉድለትን እንዳዘርዘርካ ብልሽውናኻን ምንፍቕናኻን ምስፍሕፋሕ። በሉ ቅዱስ ቄርሎስን ይፍጠረልኩም። ክህነትን ዲቁናን ኣባኹም ምውዳቓ የሕዝን!
Anta deacon hawey niska dika interview tgebir zelka welas aboy keshi eyom
ብጠዓሚ የመስግን ንርእቶኻ/ኺ፣ ግን እዚ ብዙሕ ሓታትን ተሓታትን መልክዕ ኣይኮነን ናይ ክልቴና ዕላል እዩ።
@@degeselamክቡር ሓው ኣምላኽ ምሳ ኩሉና ይኹን። እንታይ ምበልኩ ካብ ኣብ ሞንጐ እናኣቶኻ ሓሳብ ትዀልፎም ሓሳቦም ተተወድእ ሰናይ ነይሩ። ዋላ እኳ ዕላል ኢና ነዕልል ትብል ተሎኻ። የመስግን እዚ መደብ ብምቕራብካ።ኣነ ንገዛኣ ርእሰይ ዋላ መእመን ይኹን ካብ ኩሉ ርሒቐ ይርከብ ብሰንኪ ስቕታ ኣቦታትና ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ሸይሸይ ክብለሎም ።ይኹን ግን ዓለማዊ ህይወት ትምህርቲ ዘይምውሳዶም ዶ ሃሲዎም ይብል ንኹሉ ኣጋናዚቦም ከይርኢዎ።
ሰላም"1መጀመርያ መንፈሳዊ ሰለ ዝኮኑ ጸሎት ክትገብሩ ነርኹም "2 ክኣ ነጸላ ክትገብሩ ነርኹም ዲያቆን ሓውና ክኣ ስርዓት አልቦ ውእቱ ኣዛራርባ ኮፍ ኣብሃላ ብሓፈሻ ኩሉ ከተማሕይሹ ተስፋ ንገብር
ኩሉ ነገሩ ከጽልኣካ
ንዝሃብካኒ ሃናጺ ርእይቶ የመስግን።
Kab thadso da entay kxbe 😂😂
ዑሱባት ትሃድሶ እንታይ ኣፍልጦ ኣለኩም ብዛዕባ ቤተክርስትያን ትዛረቡስ ድሁላት
እታ ሓንቲ ዝተቐበልክዋ ብዛዕባ ዲያቆን ግርማይ ዘልዓልካያ ደስ ኢላትኒ ብዛዕብኡ ክዛረብ ዝግብኦ ሰብ ቡዙሕ ኢዩ ነይሩ ግን ጸጥ ኢሉ።ኤፊ ኸኣ መገድኻ ኣነጽር ምስኻ ዝተፈለኻሉ ብውልቃዊ ጉዳያትካ ምስ መዝሙርን ካልእን ዝተኣሳሰር ኢዩ ሓደ መዓልቲ ክፍታሕ ኢዩ ብኽልተ እግርኻ ኣይትሓንክስ።መዳ ኸኣ ኡጋንዳ ዝነበርካዮ ዘክር
Nkeshi zakl bsmu mxwae tkkl dyu koynu weys msaka bhasab sle zeytrakebu eikum bsmu xewiekayo
Eti nexela dea abey kede
Brkti haftey kab nexela kalie zeytbili
mechem netsela zgebere trah Eyu haqena
ኣጋጣሚ ብካልእ ስራሕ ምስ መጹ እዮም ጊርናዮ እቲ ዕላል።
ዲያቆን መድኃኔ ፥ ኣብ ነገረ ሥላሴ ተፋልሶ ኣጋጢምዋ ናይ ኤርትራ ቤተ ክርስቲያን ፥ ንክርስቶስ ከም ሊቀ ካህናትን ናብ ኣቦ ዘብጽሕ እንኮ መገዲ ምዃኑ ክሒዳ ዕጥይጥይ እናበለት ፥ ሊቀ ካህናት ፥ ዘይቀውም ሎሙ ለቅዱሳን በደብተራ ስምዕ እንተ እግዚኣብሔር ተከላ ውእቱ ኢየሱስ ክርስቶስ ኢላ እናዜመት ፥ ደም ሓደ ወድኻ ምእንታይ ይጠርዕ ኣሎ ኢላ እናቐደሰት ግን እታ ኣብ ዕለተ ዓርቢ ዝተገብረ ናይ ዕርቂ ልመና / ኣማላድነት ንዘልዓለም ጽኒዑ ይነብር ዝብል ትምህርቲ ንዝመሃሩ ኣብ እተሳጉገሉ ዘላ ጊዜስ ፥ ብሓቂ ድዩ እቲ ካልእ ጸገም ገዚፉ ተራእይኩም። ኩሉ ሓዲግና ኣብዛ ትምህርቲ እዚኣ ንዛረብ ኩሉ ክዕረ።
ነቲ ከይገደፍና ነቲ እንዳሰራሕና እንተ ኾነ'ኸ?
@ ከምኡ እዩ ነይሩ ተስፋና። ግን ብፍላይ ኣብ ትሕቲ ኣቡነ መቃርዮስ ዘለዉ ኣቦታት ፥ ምስ አቡነ ሺኖዳ ዕርቂ ንምፍጻም ነዛ ናይ ቤዛነት / ዕርቂ ኣማላድነት ኢየሱስ ክርስቶስ ፈጺማ ከይትለዓል ፥ " ትምህርትና ከምቲ ኣብ ሃገርና ዘሎ ትምህርቲ ይኹን" ብዝብል ዶ ኣይኮነን ተደምዲሙ። ነዚ ኣይትፈልጦን ኢኻ ኣይብልን። ኣቡነ እንጦንዮስ እንተበልና ፥ እንተጾምና ፥ እንተጸለና ፥ ኣሽሓት ሰዓታት'ውን ትምህርታትን ኣገልግሎትን እንተፈጸምና ፥ ኢየሱስ ክርስቶስ ነታ ሓንሳብ ምእንቲ ሓጢኣት ዘቕረባ ናይ ቤዛነት ልመና ፥ ንዘልዓለም ጸኒዓ ከምትነብር እንተዘይኣሚናን፥ ኣብዛ ሰዓት እዚኣ'ውን ናይታ ብደም ኢየሱስ ክርስቶስ ዝተመስረተት ሓዳስ ኪዳን እቲ እንኮ መንጐኛ፥ መታዓረቒ ፥ ሊቀ ካህናት ፥ ኢየሱስ ክርስቶስ እዩ ኢልና ኣዊጅና ከይመሃርና ፥ ኩሉ ነገርና ከንቱ እዩ ዝኸውን።
20 ዓመት ይኸውን ሕጊ ተጣሒሱ ፣ ስርዓት ቤተ ክርስቲያን ፈሪሱ ተባሂሉ ክዝረብ ጸኒሑ። ጽቡቕ። ከመይ ጌርና ኢና ክንዲ እምባ ዝኸውን ኣርእስትን ትምህርትን ብዛዕባ ኣማላድነት ኢየሱስ ክርስቶስ ዕሽሽ ኢልናዮ ክንከይድ ወሲና። እዚ ሕቶ ነቶም ኣብ ትሕቲ ኣቡነ መቃርዮስን ኣቡነ ሺኖዳን ዘለዉ አቦታት እዩ ፥ ነቶም ኣብ ኤርትራ ዘለዉ ኣይኮነን። ብሓቂ ኣብ ልዕሊ ኣቦና ኣቡነ እንጦንዮስ ዘጋጠመ በደል ከቢድ እዩ። ክርስቶስ ናብ ሰማያት ምስ ዓረገ ዝኾነ ምእንታና ዝፍጽሞ ኣገልግሎት የለን ዝብል ትምህርቲኸ ካብቲ ኣብ ልዕሊ ኣቡነ እንጦንዮስ ዝወረደ በደል ዶ ኣይከብድን። ክርስቶስ ክትንከፍ ከሎ ድማ ክንሓምም ይግብኣና እዩ። ሕጂ'ውን፥ ኣብ ቅድሚ ኣቦ ዝረኣየልና ናይ ሓዲስ ኪዳን ሊቀ ካህናት ኢየሱስ ክርስቶስ እዩ ! ንስሙ ምስጋና ይኹን።
እብራውያን 9:24፤ ክርስቶስ ሕጂ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ኪረኣየልና ናብኣ ናብታ ሰማይ ኣተወ።