ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Welcome back Yisak will do the best for the future
ይሳቀይ❤❤❤
Welcome back ይሳቅ አበይ ጠፊኡ ኢለ ካብ ዘድንቆ ዝነበርኩ ስነጥበበኝ እዩ ብዙሕ ንፁብ ይሳቅ ሐወይ good luck thank you ቀዛሕታ
❤❤❤🎉🎉🎉🎉እንኳዕ ደሐን መጻእካ ሐውና
Welcome back. So happy to see you again.
Enkae bi selam metsak hawuna ❤️❤️❤️❤️❤️
ደረፍቲ ዓድና ካብ ዘይምትሐጋዝ ወፅዮም ምስ ህዝቦም ተደጋጊፎም ክነብሩ መንገዲ ዝኸፈትካ ሓውና የቀንየልና🙏
ኢሣሃቅ አፍቱ ፅቡቕ ግዘ አብ ክለብ ፍሪደም ናይ የማነ ባርያ ደርፍታት ዝደርፍ ነበረ ንፉዕ ዝፈትዎ ደራፋይ ብኸምዚ ረጉይዱ ምስ ሙሉእ ጥዕንኡ ብምራአየይ ሓጎሰይ ወሰን የብሉን እንኳዕ ብሠላም ሃለኻ።
Enqae Selam temeleska gin Mekelle teweludka abika tekoynka Tay dea hjimiji tibil kiterem eleka eta na Mekelena laza kititefie aynideliy beltere berte .
ደስ ክብለካ ኤሜሪካ ዝነበር አዩ ዝመስል
ይሳቅ ዝገርም ዓቅሚ ዘለዎ ሰብ እዩ ቀደም አብ ፍሪደም ንዕኡ ንምስማዕ ትወግሐና ኔራ ሎሚ አበይ አሎ አይፈልጥን ግን አብ ክበፅሕ ዝሓሰብክዎ አይረኸብክዎን ትሕቲ ዓቅሙ እዩ ዝነብር ። ፅቡቅ ዕድል ይምነ
Isaac is a proud Tigraway…just because he said hiji doesn’t make him Eritrean…
Wooow ብጣዕሚ ተቀዩሩ ኣነ ኣብ ፍሪደም ክለፕ እየ ዚዝክሮ❤ክብረት ይሃበልና ቀዛሕታ፡ ሓደ ደረፋይ ከኣ ደሃይ ኣምጹእልና ካብ ሚድያ ተፊኡና ( ቢርኒሂጎ) የማነ ግብረሚካአል ኣበይ ኣሎ?
❤❤❤❤
Bzuh nyemane nmmsal ayttsar kulu nenay baelu tekelo alewo tednko tkon eka gin lieli baelka aykonen
ኢሳቕ ወድመንደረይ መታዓቢተይ እዩ ኣቡኡ እዉን ናይ ቤተክህነት ሰራሕተኛ እዮም ። ኾይኑ ግን ኢሳቕ ንባዕሉ መሲሉ ዘይነብር ዓርሱ ዘዕሸወ ፋራ
Ena leaka dyu mesilu mey yblukake wedey
እሞ ልምንታይ ሃም ና ትግራይ ትግርኛ ለይትናገር ህዚ ዋላ ንምንታይ ህጂምጂ ላበለካ ትናገር ? ለማንኛውም ኤርትራውያን ዝተባሃሉ ካብ መሬት ትግራይ ተፀሪገም ክወፅኦ ኣለውም።
ዋእ ንአባ መዓረይ ትግርኛ ሃፍታምዩ በቢ ከባቢኡ ናይ ባዕሉ ዝኮነ ላዛ ኣለዎ ናይ ኤርትራ ናይ በይኖም ትግርኛ ዶ ኤለዎምዩ ? ኣብ ዓዲግራትን መቐለን ዝዝረብ ላህጃ ኣብ ራያ ዝዝረብ ሓደ ድዩ ንሱ ከዓ ብዝደለዮ ላህጃ ክዛረብ መብቱ እዩ
ናይ ኤርትራ ናይ ኣኽሱም ናይ ዓገመ ናይ ዓድዋ ሓደ ዓይነት ለሃጃ ኣለዎ።
ዋኩሉ ትግርኛ ታይ ይምልከታ
@@WediMemherሓቂ ይሃብኪ ጋለይ
Qondaf
❤❤❤❤❤❤❤

እሞ ልምንታይ ሃም ና ትግራይ ትግርኛ ለይትናገር
ህዚ ዋላ ንምንታይ ህጂምጂ ላበለካ ትናገር ?
ለማንኛውም ኤርትራውያን ዝተባሃሉ ካብ መሬት ትግራይ ተፀሪገም ክወፅኦ ኣለውም።