ERISAT: ኢሰያስ መን እዩ | ጉዑዞ ሂወቱ፡ ካብ ቁልዕነቱ ክሳብ ሕጂ | ዶር መሓመድኬር ዑመር | 2ይ ክፋል

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 5 ต.ค. 2024
  • SECOND CHANNEL : SUBSCRIBE
    / @erisatentertainmented...
    ኤሪሳት ካብ ጥቅምቲ 2018 ጀሚራ፡ ናብ ውሽጢ ኤርትራ፡ ማእከላይ ምብራቕን ምብራቕ ኣፍሪቃን ኣብ መዓልቲ 24 ሰዓታት፡ ሰሙን ምሉእ፡ ብሳተላይት መደባት ቴለቪዥን ትፍኑ። ክሳዕ ሎሚ ብኣርባዕተ ቛንቋታት እትፍኑ ዘላ ኤሪሳት፡ ዓቕሚ እናወሰኸት ብኹሉ ኤርትራዊ ልሳናት መደባታ ክትፍኑ እያ። ኤሪሳት፡ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሃገራዊ ጉዳያቱ ዘገድሶ ሓቂ ንኽድህስስ፡ ኩነታት ሎሚ ንኽርዳእ፡ ንጽባሕ ሰላም ከምጽእ ዘተ ኽካይደላ ዝቘመት ሃገራዊት መስመር ቴለቪዥን እያ። ኤሪሳት፡ ኣብ ሓንቲ ልኡላዊት ኤርትራ፡ ምእንቲ መላእ ህዝቢ ኤርትራ፡ ንናይ ሓባር መጻኢ፡ ብናይ ሓባር ራኢ፡ ኣብ ፍቓድ ዜጋታት ተሰሪቱ ኣብ ዝትከል ደሞክራሲ ትኣምን።
    ራኢኹም ከም ራኢና እንተዀይኑ፡ ንስራሕና ውን ክትድግፍዎ ምስእትደልዩ፡ ኣብዚ ዝስዕብ መተሓሓዚ ጠዊቕኩም ተዓወቱ፥
    erisat.org
    paypal.me/erisat
    ERISAT is a diaspora based independent Eritrean satellite television channel which is run by exiled journalists and activists. ERISAT broadcasts 24 hours of programming every day of the week on issues that raise the most repressed issues in Eritrea in the last 20 years. Our aim is to promote a national discussion based on learning from our recent past, being well-informed abut today and setting the agenda for tomorrow’s peace. We strive for a common national destiny towards a free and democratic Eritrea.
    ERISAT Agat addal tan ni Ummatta Baadal geyneh nan currik yan woyti affaf geyaana gidah ERISAT Sittlite gitak baxsale Rasi agatinaaneh afaiteh Ayrol 24 saaqat Programat tatrusam abbinosseh tan, Ta taama bisoh intuh maali cato ERISAT TV abaamih fayxi le toboko kee maqanxiixik ahak gubal siinih yambule gitak nee eleltaanam duude liton.
    ኤሪሳት ኣርባ መተሉትሪ 2018ትልድ ተርስረ፡ ኤርትራ ኮሪል፡ ነበካ ብርክስጛዲ ብርክስጛ ኣፍሪቂዂዲትል ግርግል 24 ሰዓት፡ ኡናር ተማም፡ ሳተላይት ሳብድ ስታት ቴለቭዥኑ ጠለቐቲ። ንኪ ኣኽራሲክ ሰጃ ጋብድ ጠለቕረሪ ኤሪሳት፡ንር ግርስሲ ለገድሩ ኤርትራ ጋብ ናትክድ ስታት ጠለቕቶ ግን። ኤርሳት፡ ኤርትሪ-ከው ፡ ና በለዲር ጋራትድ ሓሰርደውሎም እምን በሓስትሮ፡ ኣዋይን ሁመቱ ፈሃምስስትቶ፡ ኣመሪር ደባን እንትሮ ፍዲ-ጉዲር ኮዳ ወሸቕድቶ ተወብስረሪ በለዲር ቴለቭዥን ሳብ ግን። ኤሪሳት ፡ ላሪ መጆባ ኣኽረሪ ኤርትራ፡ ናውክ ኤርትሪ-ከዋ መታን፡ ላትሩዂ ኣመሪዲ፡ ላትሩዂ መኸላዲ፡ ኪን በለዲ-ቁሩዂል ትንክብሶ ተከልሳዂ ዲሞክራሲትል እምነቲ።
    እንታ መኸላ ይና መኸሊሰና ኣከን፡ ይና ክድመትስኽር ካቢትኖ ጀረብደነን፡ እና ተለያዂ ክታርሊ ሰጐጥነድ ሰርገላ።
    Click here to donate -- erisat.org
    paypal.me/erisat
    لتأكيد حق شعبنا في الداخل في الحصول على المعلومات التي يريدها، تعمل قناة (إري سات) على بث برامجها داخل البلاد وخارجها على مدار الساعة.
    استمراريتها بحاجة إلى تضافر جهود الجميع؛ سيما توفير الدعم المادي. على الراغبين في دعم قناة (إري سات) الفضائية المستقلة ماديا، يمكنكم استخدام الخيارات التالية:
    erisat.org : الخيار الأول:
    paypal.me/erisat : الخيار الثاني
    #ERITREA #Eritreanpolitics #Eastafrica #ERISAT#Unity#News#news#Eritreannews#ERITREANNEWS#afar#afer#qafar#eritreanmovie#tigrignyamovie#tigrignyafilm#eritreanfilm#eritreanmusic#tigrignyamusic#eritreansong
    #eritreanmusic​ #tigrignamusic​
    #eritreanmusic​ #tigrignamusic​
    #NewEritreanMusic2020#NewEritreanMusic20201​ #Eritreanmusic​ #Eritreansong​ #Eritreannewsong​ #NewEritreansong​ #MusicofEritrean​ #MusicofTgirigna​#EritreanBest ​ #NewEritreanSongs​ #NewEritreanMusic​ #BestEritrean​ #Eritreannewmusic​ #Tigirignamusic​ #Eritreanbestmusic​ #Eritriantigirgna​ #tigirigna#besttigrignamusic​ ​ #EritreanMusic2020​ #Tigrignamusic2020​ ​ #Eritreanderf​ #EritreanDrama​ #EritreanMovie​ #Eritreanfilm​ #Eritreannewmovies​ #EritreanDramas​ #Eritrean2020bestdrama​ #Eritreanbestfilms​ #Eritreanbestfilm​ #Eritreandrama2020#Eritreandrama2021​ #BestEritreandrama​ #EritreanBestdrama2020#EritreanBestdrama2021​ #ERISAT#eritreanprisoners#eritreanesurat#إري سات#Eritrean_music #tigrgna_music #hyesa_music

ความคิดเห็น • 81

  • @አነኢየኤርትራ
    @አነኢየኤርትራ 2 ปีที่แล้ว +1

    እስከ ብስረርዓት ወያነ ዘትዩ ትግራይ ትስዕር ጉጅለ።

  • @አነኢየኤርትራ
    @አነኢየኤርትራ 2 ปีที่แล้ว +9

    ኤርትራ አብዚ ዝወደቀት ብሕምቀት ኤርትራውያን እምበር ብኢስያስ አይኮነን ምኽንያቱ ኢሰያስ ስረ ንዕጥቆ ስረ ነፍትሖ ኤርተራውያን ኢና ንበይኑ ዝገብሮ የለን ኩልና እንድሕር ተሲእና በሓባር ሓይሊ የብሉን ናትና ድኽመት ሽፊና ናብ ኢስያስ ጉያ ምያ ዋጋ የለን ሕጂውን ድኽመትና ኣይንሽፍን ንስካ መጀመርታ ነብስካ ፈትሽ ብመልሓስ ዝመጽእ ለዉጢ የለን ነንነብስና ንውቀስ ስውአት ሀገር ሂቦምና ንሕና ከኣ መሰልና መስዋእቲ ከይንከፍል ነቶም ዝከፈሉ ሓዲግና ፍቆዶ ሰሓራ ከም ኩብኩብታ ፍሕን እኩብን ዝብል ነብስና ኽጥዕመና እቲ መሰልናን ሕግናን ንከይንስዋአሉ ገዲፍና
    ንስደትአምሪሕና ከም እንስሳ እንዳተሽጥና መጻወቲ ባዕደውያን ዝገበርና ዱኩማት ንሕና ኤርትራውያን ኢና ን ኢሰያስ ዕድል ዝሓብናዮ ከም ድልዮቱ ናትና ስንፈት ኢዩ። don’t blame Esseyas. We blamed ourselves

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 2 ปีที่แล้ว

      እዚ ድያ እታ "ሲያሳ" እትብልዋ ፖለቲካ፧ ሓደ ሰብ ንገዛእ ርእሱን ኣተሓሳስብኡን ገና ካብ ባርነት ወይ "ዓቢድነት" ናይ ዓረብ ሓራ ዘይወጸስ ፡ ንህዝቢ ኤርትራ "ሓራ ከውጽኣካ እየ ፡ ሓድሽ ሕጊ ቅዋም ክጽሕፈልካ እየ" ፡ እናበሉ እዞም ተቝዋመርቲ የታልልዎ ኣለዉ። እዚኦም እቶም "ትግረ ትግርኛ ኣይተስምዑና!" ፡ ዝብሉ ንኤርትራ ከም ጽዋጽዋይ ብእዝኖም ጥራይ ዝፈልጥዋ ፡ እዛ ኤርትራ ከም ግብጺ ወይ ከም ሊብያ እትምስሎም በሃማት እዮም።
      እንታይ እዮም ዝበሉ፥ ንደርሆ ከታልልዋ፡ ብመጽዓን ኣሰርዋ ።

  • @yohannesdesta6954
    @yohannesdesta6954 2 ปีที่แล้ว +3

    Thank you. Erisat💝💝💝
    Guests at media competence🎤🔊

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 2 ปีที่แล้ว +1

      ጽንሕ ኢልና ገለ ክንሰምዕ ኢና። ኩሉ ተበላጽን ሓሳውን ኮይኑ። እቲ ንሓብቱን ሰበይቱን ንፈገር ሱዳናዊ በጃን ንተበላጺ ራሻይዳ ዓረብ ንሽርሙጥና ዘካረየ ፡ ንካለኦት ኤርትራውያን ኣሕዋቱን ኩሊቶምን ንሳሕሳሕ ዓረብ ኣሕሊፉ ዝሸጠ ፡ ቋንቋታቱ ትግረ ትግርኛ ብሓዊ ኣንዲዱ ንባዕዳዊ ዓረብኛ ዝተጎንበሐ ፡ ፈቐድኡ ብበድዊን ዓረብን ብእስላማውያን ጂሃድን ክሳዱ ኣብ ሊብያ ብስሕለት እተቖርጸን፡ነዚ ኩሉ ከይሓፈረ : እቲ ኣብ ኣፍሪቃ ስሓሰረ ሰብ ክነሱ ፥ "ኤርትራዊ ክቡር መንነት" ፡ እናበለ ይፍክር።

    • @yohannesdesta6954
      @yohannesdesta6954 2 ปีที่แล้ว

      @@zegdagmawi275 ምጼራፋ ኢዮ ስራህካ ፣መስለኔ ።✊✊✊✊💝🎤🔊

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 2 ปีที่แล้ว +1

      @@yohannesdesta6954 ንኤርትራ እዚ ኹሉ መስዋእቲ ፣ ስንክልና ፣ ድኽነትን ቃንዛን እተኸፍለ ንኣና ንኤርትራ ክትመስል እዩ። በዚ ኣብ ኤርትራ ኣብዛሒ መንነትና ባህልና ንትግረ ትግርኛ (85%) ካለኦትን ይጥርንፍ። ባዕዳዊ ዓረባውነት ክንወርስን ንዓረብኛ ልዕሊ ናትና ሕጋውነት ክለብስ ኢሉ ዝሞተን ዝሰንከለን የዋህ ኤርትራዊ የለን። ኣብ ታሪኽና ብዙሓት ሱሱዓት መስፋሕፋሕቲ መጺኦም፡ ቱርኪ ፣ ዓረብ ፣ ኢጣልያ ፣ ኣምሓራ ወዘተ እቶም ወራዙትን ተባዓትን ኣቦታትናን ኣዴታትናን ነዚ ኩሉ ዕብለላን ጭፍለቓን ሰጊሮም ናትና ክቡር ቋንቋታት፣ ባህሊ ፣ ስርዓትን ልምድን ኣውሪሶምና እዮም። ስለዚ ፡ ዝኾነ ሓላፊ መገዲ ካብ ዓረብ ፣ ኢጣልያ ፣ ኣምሓራ ይኹን ጀበርቲ ወሎ ፣ ቤጃ ሱዳን ኣብቲ ደምና ዝኸፈልናሉ ሃገርና መጺኡ ክእዝዘና ወይ ክሸነልና ወይ መጽሓፍቲ ቋንቋታትና ብሓዊ ከንዲደልና ብፍጹም ኣይነፍቅድን።

    • @yohannesdesta6954
      @yohannesdesta6954 2 ปีที่แล้ว

      @@zegdagmawi275 Dr፣ክምዝዓይነት አተሓሳስባ ዘገርም ኢዮ ።ፍትህ ሰላም እንዲሄ ኢልካ
      Dr;-አብስደት ምንባር ዴሌት አለካ ማለት ኢዮ ፣sorry,፣፣,, ፍትህ ሰላም
      ዜግነት የብሉን ፣DR,✊✊✊✊🎤🔊

  • @johannesafeworki2433
    @johannesafeworki2433 ปีที่แล้ว

    nezi jelgad miqtal nshin eritrawiyan hamiqna
    thnkyou henok & Dr Mehammed

  • @hailewolde1816
    @hailewolde1816 2 ปีที่แล้ว +2

    ብላሽ መጽናዕቲ !
    እታ ናይ ዶክተርነት መዓርግ እምበርዶ ናይ ብሓቂ እያ ?

  • @noah4567
    @noah4567 2 ปีที่แล้ว +5

    ኢሰያስ መን ምዃኑ ድኣ ብ43 ደቒቕ ዘይኮነስ ብ43 ካልኢት ከምዚ ዝስዕብ ጌረ ባዕለይ ዘይነግረኩም። ኣብ ኣስመራ ተወሊዱ ዝዓበየ ካብ ትግራዋይ መቦቆል ዘለዎም ኣብ ግዜ ጥልያን ናብ ኤርትራ ዝተሰደዱ ስድራቤት ዝተወልደ፥ ክቱር ኢትዮጵያዊ ስምዒት ዘለዎ፥ ንኤርትራ ናብ ምድሪ ሲኦል ቀዪሩዋ ዘሎ ውልቀመላኺ ኢዩ። In a very concise writing .✍️ 🤷🏽‍♂️

    • @tesok1830
      @tesok1830 2 ปีที่แล้ว

      Kkkk yes he is MaHber Andnet Rat 👉🐀😛 , He is Emeyye Ethiopia WeY Mot 👉🇪🇹kkk

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 2 ปีที่แล้ว +1

      ሓድሓደ እዋን ገለ ሰባት እዚ ፖለቲካ ኤርትራ ድንግርግር ከብሎምሲ ንቡር ኮይኑ ኣሎ። እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት ፡ ካብ ተዋሳእቱ ብዙሓት ዓያሹ ተበልጽትን ደናቑርን ስለ ዘለውዎ ውን እዩ። ገለ ካብዚኦም ፡ ነቶም ንዘመናት ብኩርዓትን ሓበንን ዝነበሩ ኣቦታትን ኣዴታትን ያኢ ሓድሽ "ፖለቲካ" ዝብሃል መታለሊ ሓሳብ ክምህርዎም እተበገሱ። እዞም ኩሩዓት ኣቦታትን ኣዴታትን ካብ ጥንቲ መን ምዃኖም ዝፈልጡ ፡ ብቋንቋታቶም ሕግታቶም ዝጽሕፉን ዝዳነዩን ፡ ብልሳኖም ዝጽልዩ ፡ ብፊደሎም ዝድብትሩ ፡ ብቋንቋኦም ዝምጕቱን ማሰ ዝብሉን እዮም። ስለዚ ገለ ካብዞም ዓያሹን ተበለጽትን ቋንቋታቶም ዝፈንፈኑ ፡ ብልሳኖም ዘይምጕቱ ፡ መጽሓፍቶም ዘንደዱ ፡ ሕግታቶም ዝነዓቑ ፡ ብታሪኽ ኣበዋቶም ሓፊሮም ብጽዋጽዋይ ስግሪ ባሕሪ ዝፍክሩ ፡ መበቆል ዓዶም ዝኸሓዱስ ያኢ "ፖሊቲካ" ዝበሃል ሓሳብ ኣንቂሎም ፡ መን ምዃኖም ዘይፈልጡስ ነቶም ብቋንቋታትና እንዛረብ ፡ ብጓይላና እንጭፍር ፡ ብልሳና እንምህለል ፡ ብሕግታትና እንዳነ ያኢ ብዛዕባ ሃገራዊ መንነትን ስርዓትን ሕጋውነትን ክምህሩና ላዕልን ታሕትን ክብሉ ይገርመና ኣሎ። ሓደ ሰብ ፡ ካብቲ ንታሪኽ ኣባሓጎታቱ ፣ መንነቱ ፣ ቋንቋታቱ ፣ ስርዓተ ሕጉ ፣ ልምድታቱ ፣ ተውፊቱ ዝፈንፈነን ዝነዓቐን፡ ካብቲ ብናይ ክራይ መንነትን ስርዓትን ወደኽደኽ ዝብል ዓሻ ወይ ተበላጺ ጥራይ እዩ ፡ ክፈርህ ዘለዎ።

  • @tesok1830
    @tesok1830 2 ปีที่แล้ว

    Romedan KeRiM Dr , watched part 1 and 2, very interesting and educational 👌

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 2 ปีที่แล้ว

      ናይ ውልቀመላኺ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ጀግንነት ንተጋደልቲ መሪሑ ኣስመራ ብምእታዉ ኣይኮነን። እንታይ ደኣ ፡ ነታ ዓረባዊት ጂሃዳዊት ጀብሃ ንደቂ ክርስትያን ትግርኛ እትሓርድን እቲስምምን ዝነበረት ፡ እንዳ ሸይጣን ኣትዩ ትሕቲ መሬት ንዘልኣለም ብምቕባሩ እዩ። ዓረባዊት ጀብሃን ሕልማን ንዝንተእለት ተቐቢሩ እዩ። ጀብሃ ኣብ ሰላሳ ጉጅለታት ተፋናጪላ ከም ጨው ሓቒቓ እያ።

  • @sulemanabdu6346
    @sulemanabdu6346 2 ปีที่แล้ว +2

    19 61 and 2022

  • @gimjaamare509
    @gimjaamare509 2 ปีที่แล้ว +1

    Thanks Erisat and Dr.Mehammed for your clarification. What puzzles me is Esayas don't visualize his ability. And those who are in abroad saying" we came from Debian Gonder" and support the weak and weaked Esayas!

  • @sulemanabdu6346
    @sulemanabdu6346 2 ปีที่แล้ว +3

    Free speech and press thankyou from eritrea keren iam 46 years old

  • @hailewolde1816
    @hailewolde1816 2 ปีที่แล้ว +4

    እሞ እንታይ ጸገም ኣሎ ዋላ ንምሉእ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዋላ ዘይገዝኦ ፤ ከመዚ ሓደ እዋን ሱልጣን ናይ ቱርኪ ንገማግም ቀይሕ ባሕርን ንኸተማ ባጽዕ ዝገዝኣ ዝነበረ ፤ አዞም ወረርቲ ሓይልታት ዘይገብርዎ ነገር የለን ።

  • @hailewolde1816
    @hailewolde1816 2 ปีที่แล้ว +2

    ወይ ጉጉጉጉድ ! " ዝኣረገ ኣንበሳስ መላገጺ ወኻሩ ይኸዉን " እዩ ነገሩ ።

  • @kokob5310
    @kokob5310 ปีที่แล้ว

    Ewey zeytahafuru

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 2 ปีที่แล้ว +1

    ሓድሓደ እዋን ገለ ሰባት እዚ ፖለቲካ ኤርትራ ድንግርግር ከብሎምሲ ንቡር ኮይኑ ኣሎ። እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት ፡ ካብ ተዋሳእቱ ብዙሓት ዓያሹ ተበልጽትን ደናቑርን ስለ ዘለውዎ ውን እዩ። ገለ ካብዚኦም ፡ ነቶም ንዘመናት ብኩርዓትን ሓበንን ዝነበሩ ኣቦታትን ኣዴታትን ያኢ ሓድሽ "ፖለቲካ" ዝብሃል መታለሊ ሓሳብ ክምህርዎም እተበገሱ። እዞም ኩሩዓት ኣቦታትን ኣዴታትን ካብ ጥንቲ መን ምዃኖም ዝፈልጡ ፡ ብቋንቋታቶም ሕግታቶም ዝጽሕፉን ዝዳነዩን ፡ ብልሳኖም ዝጽልዩ ፡ ብፊደሎም ዝድብትሩ ፡ ብቋንቋኦም ዝምጕቱን ማሰ ዝብሉን እዮም። ስለዚ ገለ ካብዞም ዓያሹን ተበለጽትን ቋንቋታቶም ዝፈንፈኑ ፡ ብልሳኖም ዘይምጕቱ ፡ መጽሓፍቶም ዘንደዱ ፡ ሕግታቶም ዝነዓቑ ፡ ብታሪኽ ኣበዋቶም ሓፊሮም ብጽዋጽዋይ ስግሪ ባሕሪ ዝፍክሩ ፡ መበቆል ዓዶም ዝኸሓዱስ ያኢ "ፖሊቲካ" ዝበሃል ሓሳብ ኣንቂሎም ፡ መን ምዃኖም ዘይፈልጡስ ነቶም ብቋንቋታትና እንዛረብ ፡ ብጓይላና እንጭፍር ፡ ብልሳና እንምህለል ፡ ብሕግታትና እንዳነ ያኢ ብዛዕባ ሃገራዊ መንነትን ስርዓትን ሕጋውነትን ክምህሩና ላዕልን ታሕትን ክብሉ ይገርመና ኣሎ። ሓደ ሰብ ፡ ካብቲ ንታሪኽ ኣባሓጎታቱ ፣ መንነቱ ፣ ቋንቋታቱ ፣ ስርዓተ ሕጉ ፣ ልምድታቱ ፣ ተውፊቱ ዝፈንፈነን ዝነዓቐን፡ ካብቲ ብናይ ክራይ መንነትን ስርዓትን ወደኽደኽ ዝብል ዓሻ ወይ ተበላጺ ጥራይ እዩ ፡ ክፈርህ ዘለዎ።

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 2 ปีที่แล้ว +1

      to Tewelde Negusse -- ነቶም ቋንቋታቶም ታሪኾም ዝፈንፈኑ ተረፍመረፍ ናይ ቅያዳ ኣል ዓማ ጀብሃ፥
      ኣብ ኤርትራ ነቲ ናይ ኤርትራውያን ቋንቋታት ጕሒፍካን ኣንዲድካን፡ ንባዕዳዊ ዓረብኛ "ሕጋዊ" ጌርካ፡ ንመንነት ኤርትራውያን ሓኺኽካ፡ ከዳሚ ናይ በዓል ፡ግብጽን ሱዳንን ኴንካ፡ ንስኻ ትመርሓ ኤርትራ ብፍጹም ኣይትምስረትን እያ ። ብቻይና ኮይኑ ብቱርኪ ዋላ ብምቐመጫኻ ተዛረብ ጉዳየይ ኣይኮነን። ባዕዳዊ ቋንቋታት ኣምሓርኛ ዓረብኛ ጣልያንኛ ሕጋዊ ቋንቋታት ኤርትራ ኣይኮነን። መዋእልካ ከምቲ ሓንሳብ ንኑሜሪ ናይ ሱዳን ፡ ሙባረክ ናይ ግብጺ፡ ዓብደላ ሳላሕ ናይ የመን፡ ናይ ስዑድያ፡ ገዳፊ ናይ ሊብያ፡ "ናሕኑ ዓራቢ ቋንቋና ዓረብኛ እዩ" እናበልካ፡ ከም ሳእኒ ዓረብ ጎይታኻ ፡ ኣብ ስደት ክትበሊ ኢኻ። እወ ከዳሚ ዓረብ መንነቱ ታሪኹ ዝፈንፈነን ዘዋረደን ከም ጀብሃ ክትሓቕቕ ኢኻ።

  • @ka7484
    @ka7484 2 ปีที่แล้ว +1

    Sound system is not good.

  • @gebrhiwotgebretnsai4947
    @gebrhiwotgebretnsai4947 2 ปีที่แล้ว

    God bless ERISAT and Henoc continue about the Eritrean people problems I appreciate you ግን ኣብ ጥፉእ ኣይትዛረብ ኩፉእ እብሃል ምስላ ቀዳሞ 52 ዓመት ሕማቅ ዕድል ብኢሰያስ ኣፈወርቂ ኣብዚ ውድቀት ወዲቁ ህዝቢ ኤርትራ ዘይሐስብ ኣይንገ ውን እብሃል እዩ ከይሲ ብዝሐለፈ ዘይምኮሩ ላዕለዎት ነብሶምን ህዝቦምን ዝጠፍኡ ሕጂውን ኣብ ጎኒ ፈልሲ ሰላምን ዲሞክራሲ ምስ ሐውን ጎረቤትን ህዝቢ ትግራይ ምዕሳልን ምድግጋፍን ሽግር ህዝቢ ኤርትራ ምሕጻር እዞም ባዕልና ክንልዮ ንክል ዝብሉ ኣብ ስደትኮይኖም ዘየዋጽሐሳብ ንባዓል ጂግና ተጋዳላይ ቢትወደድ ኣብርሃ ዝረስዑ እዮም ባዓል ሲሃም ዓሊ ዓብዱ ጎል 14 ዓመት ዘገርም እዩ ናይ ሃገርና ኤርትራ unconstitutional Isayas Afewerki

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 2 ปีที่แล้ว +1

    Alene Medhanie writes: ሰላምታ ድሕሪ ምቕራብ ብወገነይ ዝፈልጦ ፥ ምፍንጫል ብዝምልክት ኣፍልጦይ ክሕብር ፥
    እዚ ኣርእስቲ ሰፊሕ'ዩ። ኣብዚ ብሓጺር ከተቅርቦ ኣሸጋሪ'ዩ። ካብ ዘመነ ክፍልታት ጀብሃ፥ ልዕለዋይ ባይቶ፡_,,_ወዘተ ጀሚርካ ምስ ዝግልጽ'ዩ ምሉእ ስእሊ ክወሃብ ዝከኣል።
    ስለዚ ድማ ካብታ ግደ ናይ ርእሰ ፋሽስቲ ኢሳያስ ኣብ ምፍንጫል ካብ ጀብሃ ብዝምልክት'ዩ። ግደ ኣይነበሮን ማለት ሃንዳሲ ናይቲ ምፍንጫል ኣይነበረን መሳርሒ ናይቶም ሃንደስቲ ኮይኑ ግን ቀጺሉ።
    ኣብ ልዕለዋይ ባይቶ እቲ ኣብ ውጻኢ ኮይኑ ዝመርሕ ዝነበረ ኣካል፣ ኣብ መንጎ ዑስማን ሳልሕ ሳበን እድሪስ መሓመድ ኣደምን ዝነበረ ግርጭት ተባሊሑ ኣብ ብሓባር ክሰርሕሉ ዘይክእሉ መድረኽ ኣትዮም።
    በቲ እዋንቲ ኣብ ሜዳ ኮይና ትመርሕ ዝነበርት፣ ካብ 1969-70 ቅያዳ ዓማ /ጠቅላሊት መሪሕነት ኮይና 38 ኣባላት ዝነበርዋ ፥ ዋና ጸሓፊ ኢሳያስ ኣፈውርቂ'ዩ ነይሩ። ብዓል መስፍን ሓጎስ፥ ሰለሙን፥ ሮመዳን መሓመድ ኑር፥ ኣሰመሮም ገረዝጊሀር፥ ዑማሮ (መሓመድ ዓሊ) ብግዜ ክፍልታት መራሒ ናይ 4ይቲ ወገን ዝነበረ ቀይሕ ባሕሪ፥ በቲ ግዜ'ቲ ንክርስትያን ዝሓርድ ዝነበረን ካልኦትን ይርከብዎም።
    ዕስማን ሳልሕ ሳበ ንምፍንጫል ምስ መደበ፥
    ካብ ጠቅላልት መሪሕነት ነቶም ደቂ ቀይሕ ባሕሪ ወዲቡ፥ ካብ ክርስትያን መስፍን ሓጎስ ዘለዎ ህዝባዊ ሓይልታት ተጠሚቆም ተፈልዩ።
    ደቂ ማርያ ቀይሕ/ማርያ ጸሊም ድማ ብዓል ኣቡ ዕጃጅ ኣቡ ጥያራ ዝርክብዎም ዑበሊን ብዝብል ስም ተፈልዮም።
    ኢሳያስ ኣፈወርቂ ቅድሚ ምፍላዮም ምስ ብጻዩ መሓምድ ዓሊ ዑማሮ ብምስጢር ተዛትዮም።
    ድሕሪ ዝርርብ፥
    ኣቀዲሙ ኢሳያስ ናይ ካብ መዝንት ምውራድ ደብዳበ ክጽሕፍ። ጺሒፉ ድማ። ብትግርኛ
    ናብ ዝኸበርኩም ቅያዳ፥ ኣነ ክሳብ ሕጂ ኣብ በሊሕ መላጸ ተወንጫፋይ ጩግራፍ ኮይነ ከግልግል ድሕሪ ምጽናሕ ሕጂ ግን ይኣኽለኒ ብምባል ናይ መዝነት ምውራድ ሕቶይ የቅርበልኩም።
    ብድሕሪኡ መሓመድ ዓሊ ዑማሮ ብዓረብ ተመሳሳሊ ጽሑፍ ድሕሪ ምቅራብ እግዚኣብሀር ሽሻይ ቃልስና ይሃብና ዝትሕዝቶኣ ብድሕሪ ኢሳይስ ሓደ መዓልቲ ሊኢኹ ። መሓመድ ዓሊ ዑማሮ ምስ ሳበ'ዩ።
    ኢሳያስ ናብቶም ኣቀዲሞም ተፈልዮም ኣብ ዓላ ዝነብሩ ብኣብርሃም ተወልደ ዝምርሑ፣ ብስልፊ ናጽነት ዝፍለጡ ይጽንበር።
    እዚኣቶም ቅድሚ እዚ ንዛረበሉ ዘለና ምፍንጫል ዝተፈልዩ'ም ምስኡ ዝተኣሳሰር ኣይኮነን። ኢሳያስ ኣብኡ ምስ ተጸንበረ ናይ ባዕሉ ዝርዝር ኣለዎ። ብዝኾነ ንሕጂ፥ ንኣብርሃም ተወልደ ብስካንዳል መራሒ ሰልፊ ናጽነት ኮይኑ
    ስለዚ ብ1970 ካብ ጀብሃ ዝተፈንጨላ
    ህዝባዊ ሓይልታት ኩሎም ቀይሕባሕሪ + መስፍን ሓጎስ+መሓመድ ዓሊ ዑማሮ።
    ዑበል ማርያ ቀይሕ/ማርያ ጸሊም።
    ኢሳያስ ንኣብርሃም ተወልደ ቀቲሉ ሰልፊ ናጽነት ርስቱ ምስ ገበራ ሳልሰይተን ኮይና። ኢሳያስ ምስ ሳበ ኣብ ሽርክና ምስ ኣተወ ካልሽናት ገንዝብ ወዘተ እቲ ሰልፊ ናጽነት ዝነበረ ናብ ህዝባዊ ሓይልታት 2ይ ወገን ይቅየር። እቲ ናይ ሳበ ድማ ህዝባዊ ሓይልታት 1ይ ወገን ይኸዉን።
    ድሓር ንመንካዕ ንምውቃዕ ብ72 ብዘይ ጉባኣ ናይ ሰለስቲኣን ውድባት መራሕቲ ተሰማሚዖም እቲ ውድብ ሓደ ኮይኑ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኣርትራ ተባሂሉ።
    ኣብቲ ምጀመርያ ግዜ ሓለፍትን ቀንዲ እሙናት ሓለዋ ሰውራ ካብ ዝነበሩ ካብ ቀይሕ ባሕሪ ብዓል ዓሊ ሰይድ የመን በብኡ ( ኣዲኡ'ያ ካብ ዓፋር) ዓብደላ ኣደም፥ መሓመድ ዓሊ ዑማሮ ወዘተ ይርክብዎም ንሓበረታ፥ ጀጋኑ ካብ ቀይሕ ባሕሪ ክም ባዓል መሓመድ ሂላል ኣውን ነይሮም እዮም። በሕዋቶም ዝትርቀትሉ።
    ኣነ ኣብ ኢትዮጵይ ዩኒቨርሲቲ ወዲኣ ብ1974 ተሰሊፈ ፥ በቲ ግዜቲ መሓመድ ዓሊ ዑማሮ ናይ ዜና ሓላፊ ነይሩ።
    በቲ ግዜቲ ኣነ ኣብ ሓይሊ ዓሊ ኢብሪሂም፥ ጋንታ ማሕሙድ ሃንደበት፥ መስርዕ ወዲ ዑቅቡ
    ብረን ይሕዝ ነይረ። ኣብ ኣኸባ ናይ ሓይልና፥ በረኸት በርሀ ዓማ ፖለቲካል ኮምሽነር ሓይልና (ካብ ሓማሴን)ዝነበሮ ዝመርሖ ኣኸባ ' እንድሕር ንጸይቅታት ጀብሃ ክነዓሪ ተፈሊና እቶም ዝጽይቁ ዝነበሩ እንያይ ኮይኖም ተፈልዮም ? ኢለ ስልዝሓተትኩ ፣ተኣሲረ። በረኽት ሚዒዱኒ።
    ብ1976 ምንቅስቃስ ኣነ ካብ ፍልፍል፥ ብጻይ ጎይትኦም በርሀ ካብ ናቅፋ በርኻት በርሀ ካብ ሳሕል ተለቂምና ኣብ ዝተኣሰርናሉ ግዜ፣ በረኸት ክም እሱር ተጽሊሉ ጥራሕ ነብሱ ሪእዮ። ድሓር ምስ ብጻይ ጎይቶኦም ተቀንጺሎም።

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 2 ปีที่แล้ว

      ናይ ውልቀመላኺ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ጀግንነት ንተጋደልቲ መሪሑ ኣስመራ ብምእታዉ ኣይኮነን። እንታይ ደኣ ፡ ነታ ዓረባዊት ጂሃዳዊት ጀብሃ ንደቂ ክርስትያን ትግርኛ እትሓርድን እቲስምምን ዝነበረት ፡ እናዳ ሸይጣን ኣትዩ ትሕቲ መሬት ንዘልኣለም ብምቕባሩ እዩ። ዓረባዊት ጀብሃን ሕልማን ንዝንተእለት ተቐቢሩ እዩ። ጀብሃ ኣብ ሰላሳ ጉጅለታት ተፋናጪላ ከም ጨው ሓቒቓ እያ።

  • @hailewolde1816
    @hailewolde1816 2 ปีที่แล้ว +2

    መሓመድ ግራኝ እዉን እኮ ንመላእ ቀረኒ ኣፍሪቃ ይገዝኦ ከምዝነበረ ታሪኽ ይነግረና እዩ ።

  • @napoleongherezgiher902
    @napoleongherezgiher902 2 ปีที่แล้ว +1

    እዚ ብ ዶክቶር መሓመድኬር ዝቐርብ ዘሎ ጉዳይ ልቓሕ ብዙሕ ሰብ ስለ ዘይፈልጦ ኤሪሳት መግለጺ ከውጽኣሉ ይግባእ።

    • @ቀንዴልሓርነት
      @ቀንዴልሓርነት 2 ปีที่แล้ว

      ናይ ብሓቂ ክሳብ ክንድዚ ልቃሕስ ኣብ ምንታይ ዊዒሉ ተተባህለስ እንታይ ይብሃል ህዝቢ ኤርትራ ምስኪን

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 2 ปีที่แล้ว +1

      ጽንሕ ኢልና ገለ ክንሰምዕ ኢና። ኩሉ ተበላጽን ሓሳውን ኮይኑ። እቲ ንሓብቱን ሰበይቱን ንፈገር ሱዳናዊ በጃን ንተበላጺ ራሻይዳ ዓረብ ንሽርሙጥና ዘካረየ ፡ ንካለኦት ኤርትራውያን ኣሕዋቱን ኩሊቶምን ንሳሕሳሕ ዓረብ ኣሕሊፉ ዝሸጠ ፡ ቋንቋታቱ ትግረ ትግርኛ ብሓዊ ኣንዲዱ ንባዕዳዊ ዓረብኛ ዝተጎንበሐ ፡ ፈቐድኡ ብበድዊን ዓረብን ብእስላማውያን ጂሃድን ክሳዱ ኣብ ሊብያ ብስሕለት እተቖርጸን፡ነዚ ኩሉ ከይሓፈረ : እቲ ኣብ ኣፍሪቃ ስሓሰረ ሰብ ክነሱ ፥ "ኤርትራዊ ክቡር መንነት" ፡ እናበለ ይፍክር።

  • @samsonamanuel1351
    @samsonamanuel1351 2 ปีที่แล้ว

    selam selam.ane kiblo delye zeleku kemey elka henok n sidrana kinhigz yeblnan kenexbibelom alena (lewti kab wishti) tiray kimexie tixibeyo aleka?

  • @siembeyene2863
    @siembeyene2863 2 ปีที่แล้ว +1

    Imagine u saying 123 demonstration?

  • @banjim499
    @banjim499 2 ปีที่แล้ว +1

    WELCOME Henok and Dr.
    thanks for all the information
    But I wander why can we do now Instead we took about the past HISTORY. Still playing games for all of us and our country Eritrea. I do understand the past HISTORY is very interesting massage to all of us Eritrean people. We learn from the past. We should wakeup and action now to protect our people and our country Eritrea. Destroy ISAYIS AND ASSOCIATIONS. God bless all of us and our country Eritrea.♥️🇪🇷

  • @asmeromabraha4076
    @asmeromabraha4076 2 ปีที่แล้ว +1

    ሄኖክ ምስቡዙሕ ሰላምታ ናትካ ድምጺ ጽቡቅ ኔሩ ናይ ዶክተር ድምጺ ግን መብዛሕቱ ተዋሒጡ እተርፍ ኔሩ::

  • @sulemanabdu6346
    @sulemanabdu6346 2 ปีที่แล้ว +1

    1

  • @samuelsolomonmebrahtu609
    @samuelsolomonmebrahtu609 2 ปีที่แล้ว +2

    30 amet Eseyas men eiu kitbluna beka way wirdet🤣🤣🤣 keyfeletkumo sgab hiji 🤣

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 2 ปีที่แล้ว

      ንኤርትራ እዚ ኹሉ መስዋእቲ ፣ ስንክልና ፣ ድኽነትን ቃንዛን እተኸፍለ ንኣና ንኤርትራ ክትመስል እዩ። በዚ ኣብ ኤርትራ ኣብዛሒ መንነትና ባህልና ንትግረ ትግርኛ (85%) ካለኦትን ይጥርንፍ። ባዕዳዊ ዓረባውነት ክንወርስን ንዓረብኛ ልዕሊ ናትና ሕጋውነት ክለብስ ኢሉ ዝሞተን ዝሰንከለን የዋህ ኤርትራዊ የለን። ኣብ ታሪኽና ብዙሓት ሱሱዓት መስፋሕፋሕቲ መጺኦም፡ ቱርኪ ፣ ዓረብ ፣ ኢጣልያ ፣ ኣምሓራ ወዘተ እቶም ወራዙትን ተባዓትን ኣቦታትናን ኣዴታትናን ነዚ ኩሉ ዕብለላን ጭፍለቓን ሰጊሮም ናትና ክቡር ቋንቋታት፣ ባህሊ ፣ ስርዓትን ልምድን ኣውሪሶምና እዮም። ስለዚ ፡ ዝኾነ ሓላፊ መገዲ ካብ ዓረብ ፣ ኢጣልያ ፣ ኣምሓራ ይኹን ጀበርቲ ወሎ ፣ ቤጃ ሱዳን ኣብቲ ደምና ዝኸፈልናሉ ሃገርና መጺኡ ክእዝዘና ወይ ክሸነልና ወይ መጽሓፍቲ ቋንቋታትና ብሓዊ ከንዲደልና ብፍጹም ኣይነፍቅድን።

  • @adhanetabraha1352
    @adhanetabraha1352 2 ปีที่แล้ว +2

    ንስኻትኩምን ብህዝብኽም ዘይትሓስቡ ስለ ዝኾንኩም ኣፍኩም ኣይተርስሑ ንስኻትኩም ንህዝቡኹም ዝይትበቅዑ ስባት ኢኩም

  • @solomonafwerki2693
    @solomonafwerki2693 2 ปีที่แล้ว

    Henega dimxi natka xebuk alo nayzi ayana gin aysiman zelo mekalih yigebir alo

  • @stefanlisan3703
    @stefanlisan3703 2 ปีที่แล้ว

    Wedi Afom is an exceptional not a perfect leader. The opposition obviously Are leaderless, so who do you have to replace him? Talking about democracy w/o a viable leadership inside Eritrea (not the diaspora)is the blind leading a blind. Eritrean want none of that, we don’t want to end like Tigray leading Ethiopia the last 30 yrs.

  • @ስቕታ-አ9ኈ
    @ስቕታ-አ9ኈ 2 ปีที่แล้ว +1

    ትንኣሶ ትዕበዮ ኣብ ምኻዱ እዩ እንታይ ንዳሎ እዩ እቲ ሕቶ። ኣረጊት ጋኒን

  • @sulemanabdu6346
    @sulemanabdu6346 2 ปีที่แล้ว +1

    G 15

  • @open795
    @open795 2 ปีที่แล้ว

    I agree with those say stop sending money. Any way or another they are dying drinking AREQI, traversing desert and sea . At the end they blame us instead...

  • @samsonamanuel1351
    @samsonamanuel1351 2 ปีที่แล้ว

    nihna hadimna wexinas nisika ab wishti lewti kemxiulka dehar nisika hager ketemehadr diyu eti target.pls zikewn nizareb

  • @berhetensea451
    @berhetensea451 2 ปีที่แล้ว +2

    Thank you for the excellent interview. ERITREA TENESO IYA, Iseyas is a man for the Eritrean people in particular highlanders only. His enslaved, abused , hungry and demoralized army are capable of terrorising the people and good at GIFFAS only ..

    • @hailewolde1816
      @hailewolde1816 2 ปีที่แล้ว

      Currently most Eritrean Muslims are supporting PI . This is real 💯

    • @berhetensea451
      @berhetensea451 2 ปีที่แล้ว

      @@hailewolde1816 WURCHILLA GET LOST TO YOUR KEMER DENGHAI DENGHAY.

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 2 ปีที่แล้ว +2

    አሞ አንተኔሳቶ ከምባላንጅና ዘይነፍሐ.....

  • @ghirmaygebrelibanos8429
    @ghirmaygebrelibanos8429 2 ปีที่แล้ว +2

    hjy zgber neger yelon

  • @sgrgifvjb7411
    @sgrgifvjb7411 2 ปีที่แล้ว

    Hanok dumxu mekaleh garu bezuh ayisemaen zelo

  • @siembeyene2863
    @siembeyene2863 2 ปีที่แล้ว +1

    Man know nothing what he know is what you know n what i know thtats all

  • @gegura478
    @gegura478 ปีที่แล้ว

    Nefsu aykonen neakhum wun kiqotsatser zikhiel kelos kemey gerka nefsu aymelokhin tibil

  • @siembeyene2863
    @siembeyene2863 2 ปีที่แล้ว

    Abti btahti tahti dnetsen dkeydin sirat ezi mielalkum gin cheap ezii ab dhri mesmer yu dbahal hasab entedelikum gin seb htetu senefat

  • @EriCoralo23
    @EriCoralo23 2 ปีที่แล้ว +2

    እዋው ትዓዊትሉ ኩቡር ፕረስደንት ሃገረ ኤርትራ ኢሰያስ ኣፍወርቂ ብኣሽሓት ዝቑጸራ ሰነፋት ዝዉንንወን ሜዲያታት ብኣኻ ክዉዕላ🤣🤣🤣 ኤርትራዊ ንፍቕርኻ ቦታ ልቡ❤️ ከስፍሕ እቲ ዝገርመኒ ነገር እዩ።
    ባእባእ እንዳበልኩም ካብ ሃለዉለዉ ንሃገርኩም ዘይትሰርሑ ንምንታይ?
    ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ጅግና መራሒና
    we 💙U 🇪🇷🕍❤🕌🇪🇷

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 2 ปีที่แล้ว

      ንኤርትራ እዚ ኹሉ መስዋእቲ ፣ ስንክልና ፣ ድኽነትን ቃንዛን እተኸፍለ ንኣና ንኤርትራ ክትመስል እዩ። በዚ ኣብ ኤርትራ ኣብዛሒ መንነትና ባህልና ንትግረ ትግርኛ (85%) ካለኦትን ይጥርንፍ። ባዕዳዊ ዓረባውነት ክንወርስን ንዓረብኛ ልዕሊ ናትና ሕጋውነት ክለብስ ኢሉ ዝሞተን ዝሰንከለን የዋህ ኤርትራዊ የለን። ኣብ ታሪኽና ብዙሓት ሱሱዓት መስፋሕፋሕቲ መጺኦም፡ ቱርኪ ፣ ዓረብ ፣ ኢጣልያ ፣ ኣምሓራ ወዘተ እቶም ወራዙትን ተባዓትን ኣቦታትናን ኣዴታትናን ነዚ ኩሉ ዕብለላን ጭፍለቓን ሰጊሮም ናትና ክቡር ቋንቋታት፣ ባህሊ ፣ ስርዓትን ልምድን ኣውሪሶምና እዮም። ስለዚ ፡ ዝኾነ ሓላፊ መገዲ ካብ ዓረብ ፣ ኢጣልያ ፣ ኣምሓራ ይኹን ጀበርቲ ወሎ ፣ ቤጃ ሱዳን ኣብቲ ደምና ዝኸፈልናሉ ሃገርና መጺኡ ክእዝዘና ወይ ክሸነልና ወይ መጽሓፍቲ ቋንቋታትና ብሓዊ ከንዲደልና ብፍጹም ኣይነፍቅድን።

    • @EriCoralo23
      @EriCoralo23 2 ปีที่แล้ว

      @@zegdagmawi275 ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ተጋዲሉን ተሰዊኡን ሰንኪሉን ነዲዱን እዩ።
      ትግርኛን ዓረብን እተን ምስከባቢና ዘለዉ ኣህዛብ መራኸቢ ቋንቋ ሃገር እየን ግን ኩለን ብሄራትና ነናተን ቋንቋን ልምድን ባህልን ኣለወን።
      ካብ ብሄራትና ወላሓደ ዝበልጽ የለ ዝእዝዝ የለ።
      ረሻይዳ ትግሬ ትግርኛ ወዘተ....ክብረተን ብማዕረ ዝተሓለወ እዩ። ዓረብ ዉን ሓደ ካብቲ ነኽብሮ ቋንቋ ብሄረ ራሻይዳ ስለዝኾነ ከነኽብሮ ይግብኣና።

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 2 ปีที่แล้ว +1

      @@EriCoralo23 ንኤርትራ እዚ ኹሉ መስዋእቲ ፣ ስንክልና ፣ ድኽነትን ቃንዛን እተኸፍለ ንኣና ንኤርትራ ክትመስል እዩ። በዚ ኣብ ኤርትራ ኣብዛሒ መንነትና ባህልና ንትግረ ትግርኛ (85%) ካለኦትን ይጥርንፍ። ባዕዳዊ ዓረባውነት ክንወርስን ንዓረብኛ ልዕሊ ናትና ሕጋውነት ክለብስ ኢሉ ዝሞተን ዝሰንከለን የዋህ ኤርትራዊ የለን። ኣብ ታሪኽና ብዙሓት ሱሱዓት መስፋሕፋሕቲ መጺኦም፡ ቱርኪ ፣ ዓረብ ፣ ኢጣልያ ፣ ኣምሓራ ወዘተ እቶም ወራዙትን ተባዓትን ኣቦታትናን ኣዴታትናን ነዚ ኩሉ ዕብለላን ጭፍለቓን ሰጊሮም ናትና ክቡር ቋንቋታት፣ ባህሊ ፣ ስርዓትን ልምድን ኣውሪሶምና እዮም። ስለዚ ፡ ዝኾነ ሓላፊ መገዲ ካብ ዓረብ ፣ ኢጣልያ ፣ ኣምሓራ ይኹን ጀበርቲ ወሎ ፣ ቤጃ ሱዳን ኣብቲ ደምና ዝኸፈልናሉ ሃገርና መጺኡ ክእዝዘና ወይ ክሸነልና ወይ መጽሓፍቲ ቋንቋታትና ብሓዊ ከንዲደልና ብፍጹም ኣይነፍቅድን።

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 2 ปีที่แล้ว

      ንኤርትራ እዚ ኹሉ መስዋእቲ ፣ ስንክልና ፣ ድኽነትን ቃንዛን እተኸፍለ ንኣና ንኤርትራ ክትመስል እዩ። በዚ ኣብ ኤርትራ ኣብዛሒ መንነትና ባህልና ንትግረ ትግርኛ (85%) ካለኦትን ይጥርንፍ። ባዕዳዊ ዓረባውነት ክንወርስን ንዓረብኛ ልዕሊ ናትና ሕጋውነት ክለብስ ኢሉ ዝሞተን ዝሰንከለን የዋህ ኤርትራዊ የለን። ኣብ ታሪኽና ብዙሓት ሱሱዓት መስፋሕፋሕቲ መጺኦም፡ ቱርኪ ፣ ዓረብ ፣ ኢጣልያ ፣ ኣምሓራ ወዘተ እቶም ወራዙትን ተባዓትን ኣቦታትናን ኣዴታትናን ነዚ ኩሉ ዕብለላን ጭፍለቓን ሰጊሮም ናትና ክቡር ቋንቋታት፣ ባህሊ ፣ ስርዓትን ልምድን ኣውሪሶምና እዮም። ስለዚ ፡ ዝኾነ ሓላፊ መገዲ ካብ ዓረብ ፣ ኢጣልያ ፣ ኣምሓራ ይኹን ጀበርቲ ወሎ ፣ ቤጃ ሱዳን ኣብቲ ደምና ዝኸፈልናሉ ሃገርና መጺኡ ክእዝዘና ወይ ክሸነልና ወይ መጽሓፍቲ ቋንቋታትና ብሓዊ ከንዲደልና ብፍጹም ኣይነፍቅድን።

  • @dannyg7947
    @dannyg7947 2 ปีที่แล้ว +1

    Hasewti hasusat tegaru

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 2 ปีที่แล้ว

      Alene Medhanie writes: ሰላምታ ድሕሪ ምቕራብ ብወገነይ ዝፈልጦ ፥ ምፍንጫል ብዝምልክት ኣፍልጦይ ክሕብር ፥
      እዚ ኣርእስቲ ሰፊሕ'ዩ። ኣብዚ ብሓጺር ከተቅርቦ ኣሸጋሪ'ዩ። ካብ ዘመነ ክፍልታት ጀብሃ፥ ልዕለዋይ ባይቶ፡_,,_ወዘተ ጀሚርካ ምስ ዝግልጽ'ዩ ምሉእ ስእሊ ክወሃብ ዝከኣል።
      ስለዚ ድማ ካብታ ግደ ናይ ርእሰ ፋሽስቲ ኢሳያስ ኣብ ምፍንጫል ካብ ጀብሃ ብዝምልክት'ዩ። ግደ ኣይነበሮን ማለት ሃንዳሲ ናይቲ ምፍንጫል ኣይነበረን መሳርሒ ናይቶም ሃንደስቲ ኮይኑ ግን ቀጺሉ።
      ኣብ ልዕለዋይ ባይቶ እቲ ኣብ ውጻኢ ኮይኑ ዝመርሕ ዝነበረ ኣካል፣ ኣብ መንጎ ዑስማን ሳልሕ ሳበን እድሪስ መሓመድ ኣደምን ዝነበረ ግርጭት ተባሊሑ ኣብ ብሓባር ክሰርሕሉ ዘይክእሉ መድረኽ ኣትዮም።
      በቲ እዋንቲ ኣብ ሜዳ ኮይና ትመርሕ ዝነበርት፣ ካብ 1969-70 ቅያዳ ዓማ /ጠቅላሊት መሪሕነት ኮይና 38 ኣባላት ዝነበርዋ ፥ ዋና ጸሓፊ ኢሳያስ ኣፈውርቂ'ዩ ነይሩ። ብዓል መስፍን ሓጎስ፥ ሰለሙን፥ ሮመዳን መሓመድ ኑር፥ ኣሰመሮም ገረዝጊሀር፥ ዑማሮ (መሓመድ ዓሊ) ብግዜ ክፍልታት መራሒ ናይ 4ይቲ ወገን ዝነበረ ቀይሕ ባሕሪ፥ በቲ ግዜ'ቲ ንክርስትያን ዝሓርድ ዝነበረን ካልኦትን ይርከብዎም።
      ዕስማን ሳልሕ ሳበ ንምፍንጫል ምስ መደበ፥
      ካብ ጠቅላልት መሪሕነት ነቶም ደቂ ቀይሕ ባሕሪ ወዲቡ፥ ካብ ክርስትያን መስፍን ሓጎስ ዘለዎ ህዝባዊ ሓይልታት ተጠሚቆም ተፈልዩ።
      ደቂ ማርያ ቀይሕ/ማርያ ጸሊም ድማ ብዓል ኣቡ ዕጃጅ ኣቡ ጥያራ ዝርክብዎም ዑበሊን ብዝብል ስም ተፈልዮም።
      ኢሳያስ ኣፈወርቂ ቅድሚ ምፍላዮም ምስ ብጻዩ መሓምድ ዓሊ ዑማሮ ብምስጢር ተዛትዮም።
      ድሕሪ ዝርርብ፥
      ኣቀዲሙ ኢሳያስ ናይ ካብ መዝንት ምውራድ ደብዳበ ክጽሕፍ። ጺሒፉ ድማ። ብትግርኛ
      ናብ ዝኸበርኩም ቅያዳ፥ ኣነ ክሳብ ሕጂ ኣብ በሊሕ መላጸ ተወንጫፋይ ጩግራፍ ኮይነ ከግልግል ድሕሪ ምጽናሕ ሕጂ ግን ይኣኽለኒ ብምባል ናይ መዝነት ምውራድ ሕቶይ የቅርበልኩም።
      ብድሕሪኡ መሓመድ ዓሊ ዑማሮ ብዓረብ ተመሳሳሊ ጽሑፍ ድሕሪ ምቅራብ እግዚኣብሀር ሽሻይ ቃልስና ይሃብና ዝትሕዝቶኣ ብድሕሪ ኢሳይስ ሓደ መዓልቲ ሊኢኹ ። መሓመድ ዓሊ ዑማሮ ምስ ሳበ'ዩ።
      ኢሳያስ ናብቶም ኣቀዲሞም ተፈልዮም ኣብ ዓላ ዝነብሩ ብኣብርሃም ተወልደ ዝምርሑ፣ ብስልፊ ናጽነት ዝፍለጡ ይጽንበር።
      እዚኣቶም ቅድሚ እዚ ንዛረበሉ ዘለና ምፍንጫል ዝተፈልዩ'ም ምስኡ ዝተኣሳሰር ኣይኮነን። ኢሳያስ ኣብኡ ምስ ተጸንበረ ናይ ባዕሉ ዝርዝር ኣለዎ። ብዝኾነ ንሕጂ፥ ንኣብርሃም ተወልደ ብስካንዳል መራሒ ሰልፊ ናጽነት ኮይኑ
      ስለዚ ብ1970 ካብ ጀብሃ ዝተፈንጨላ
      ህዝባዊ ሓይልታት ኩሎም ቀይሕባሕሪ + መስፍን ሓጎስ+መሓመድ ዓሊ ዑማሮ።
      ዑበል ማርያ ቀይሕ/ማርያ ጸሊም።
      ኢሳያስ ንኣብርሃም ተወልደ ቀቲሉ ሰልፊ ናጽነት ርስቱ ምስ ገበራ ሳልሰይተን ኮይና። ኢሳያስ ምስ ሳበ ኣብ ሽርክና ምስ ኣተወ ካልሽናት ገንዝብ ወዘተ እቲ ሰልፊ ናጽነት ዝነበረ ናብ ህዝባዊ ሓይልታት 2ይ ወገን ይቅየር። እቲ ናይ ሳበ ድማ ህዝባዊ ሓይልታት 1ይ ወገን ይኸዉን።
      ድሓር ንመንካዕ ንምውቃዕ ብ72 ብዘይ ጉባኣ ናይ ሰለስቲኣን ውድባት መራሕቲ ተሰማሚዖም እቲ ውድብ ሓደ ኮይኑ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኣርትራ ተባሂሉ።
      ኣብቲ ምጀመርያ ግዜ ሓለፍትን ቀንዲ እሙናት ሓለዋ ሰውራ ካብ ዝነበሩ ካብ ቀይሕ ባሕሪ ብዓል ዓሊ ሰይድ የመን በብኡ ( ኣዲኡ'ያ ካብ ዓፋር) ዓብደላ ኣደም፥ መሓመድ ዓሊ ዑማሮ ወዘተ ይርክብዎም ንሓበረታ፥ ጀጋኑ ካብ ቀይሕ ባሕሪ ክም ባዓል መሓመድ ሂላል ኣውን ነይሮም እዮም። በሕዋቶም ዝትርቀትሉ።
      ኣነ ኣብ ኢትዮጵይ ዩኒቨርሲቲ ወዲኣ ብ1974 ተሰሊፈ ፥ በቲ ግዜቲ መሓመድ ዓሊ ዑማሮ ናይ ዜና ሓላፊ ነይሩ።
      በቲ ግዜቲ ኣነ ኣብ ሓይሊ ዓሊ ኢብሪሂም፥ ጋንታ ማሕሙድ ሃንደበት፥ መስርዕ ወዲ ዑቅቡ
      ብረን ይሕዝ ነይረ። ኣብ ኣኸባ ናይ ሓይልና፥ በረኸት በርሀ ዓማ ፖለቲካል ኮምሽነር ሓይልና (ካብ ሓማሴን)ዝነበሮ ዝመርሖ ኣኸባ ' እንድሕር ንጸይቅታት ጀብሃ ክነዓሪ ተፈሊና እቶም ዝጽይቁ ዝነበሩ እንያይ ኮይኖም ተፈልዮም ? ኢለ ስልዝሓተትኩ ፣ተኣሲረ። በረኽት ሚዒዱኒ።
      ብ1976 ምንቅስቃስ ኣነ ካብ ፍልፍል፥ ብጻይ ጎይትኦም በርሀ ካብ ናቅፋ በርኻት በርሀ ካብ ሳሕል ተለቂምና ኣብ ዝተኣሰርናሉ ግዜ፣ በረኸት ክም እሱር ተጽሊሉ ጥራሕ ነብሱ ሪእዮ። ድሓር ምስ ብጻይ ጎይቶኦም ተቀንጺሎም።

  • @gigiriri4865
    @gigiriri4865 ปีที่แล้ว

    ልኡኽ ኅይለስላሰ ዘይበሰለ ቅጫ እዩ እዚ ክመርሓካስ ዘሕፍር እዩ ንህዝቢ ኤሪትራ አይምጥኖን እዩ ናይ ኢትዮጵያ ጥራይ ዝግድሶ ኤርትራውያን እንተ ዝጥፍኡሉ ምስተሰራሰረ ነይሩ ባዕሉ CIA እዩ:: ኢትዮጵያዊ እዩ ::

  • @emahatsionyohannes2272
    @emahatsionyohannes2272 2 ปีที่แล้ว

    isayas men eyw kinibil 56 ametat yehilifna men mikanu negiruna eyw

  • @weldenegodguad4974
    @weldenegodguad4974 2 ปีที่แล้ว +3

    ንኢሳያስ ኤርትራ ትዓብዮ እያ ማለትካ ድዩ???? ኢሳያስ ኣሽንኳይ መራሒ ሃገር ክኸዉን ነታ ናቱ ቤተሰብ ከማን ክመርሕ ዘኽእል ሞራላዉ ይኹን ስነ ኣእሙራዉን ብቕዓት ዘይብሉ ሰብ እዩ:: ሱቕ ኢልኩም ኣይተዓባብዩዎ ንሱ ዉዱቑን ጨካንን ጠላምን ሰብ ጥራሕ እዩ:: ኣብ ሰልጣን ምጽንሑ ኸኣ ነቶም ከምኡ ብድንቁሩና ዝተላዕጠጡ ኣካላት ሕብረተሰብና ሒዙ እዩ::

  • @teweldenegusse1345
    @teweldenegusse1345 2 ปีที่แล้ว

    ካብ ዓላ ምስ በዓል ተወልደ እዮብ ከሎ፡ ብሕቡእ ኣብ ቃኞው ይኣቱ ኔሩ ምስ CIA ከምኡ ድማ ሃይለስላሴ ይራከብ ኔሩ

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 2 ปีที่แล้ว +1

      ንኤርትራ እዚ ኹሉ መስዋእቲ ፣ ስንክልና ፣ ድኽነትን ቃንዛን እተኸፍለ ንኣና ንኤርትራ ክትመስል እዩ። በዚ ኣብ ኤርትራ ኣብዛሒ መንነትና ባህልና ንትግረ ትግርኛ (85%) ካለኦትን ይጥርንፍ። ባዕዳዊ ዓረባውነት ክንወርስን ንዓረብኛ ልዕሊ ናትና ሕጋውነት ክለብስ ኢሉ ዝሞተን ዝሰንከለን የዋህ ኤርትራዊ የለን። ኣብ ታሪኽና ብዙሓት ሱሱዓት መስፋሕፋሕቲ መጺኦም፡ ቱርኪ ፣ ዓረብ ፣ ኢጣልያ ፣ ኣምሓራ ወዘተ እቶም ወራዙትን ተባዓትን ኣቦታትናን ኣዴታትናን ነዚ ኩሉ ዕብለላን ጭፍለቓን ሰጊሮም ናትና ክቡር ቋንቋታት፣ ባህሊ ፣ ስርዓትን ልምድን ኣውሪሶምና እዮም። ስለዚ ፡ ዝኾነ ሓላፊ መገዲ ካብ ዓረብ ፣ ኢጣልያ ፣ ኣምሓራ ይኹን ጀበርቲ ወሎ ፣ ቤጃ ሱዳን ኣብቲ ደምና ዝኸፈልናሉ ሃገርና መጺኡ ክእዝዘና ወይ ክሸነልና ወይ መጽሓፍቲ ቋንቋታትና ብሓዊ ከንዲደልና ብፍጹም ኣይነፍቅድን።

    • @teweldenegusse1345
      @teweldenegusse1345 2 ปีที่แล้ว

      @@zegdagmawi275 ዕብለላን ጭፍለቃን ትቃወም ትመስል እሞ፡ ጽንሕ ኢልካ ከኣ ትግርኛ ዓብላሊ ክከውን ትደሊ። ተዋቂዑኳ ኣሎ ዝሓወይ

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 2 ปีที่แล้ว +1

      @@teweldenegusse1345 ሓሶት። ዘይተጻሕፈ ኣይተንብብ። መን እዩ ንኤርትራዊ ቋንቋታት ትግረ ትግርኛ ፈንፊኑ ብሓዊ ዝንደደ፧
      መን ንመን ክዕብልሎ ስለ እተደለየ እዩ፧
      ናይ እምነት፡ ኤርትራዊ ቋንቋታት ትግረ ትግርኛ ብዓቢኡ ስለ ዝኾነ ግቡእ ስፋራ ክወሃቦ ይግባእ። እቶም ካለኦት ቀቢላታት ውን ዝግብኦ ክብረት ይወሃቦም፡ ዝብል እዩ።
      ኤርትራውያን ዓረባውነት ክንወርስ ፡ ናትና ክፍልፈን ኣይተጋደልናን።

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 2 ปีที่แล้ว +1

      ናይ ውልቀመላኺ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ጀግንነት ንተጋደልቲ መሪሑ ኣስመራ ብምእታዉ ኣይኮነን። እንታይ ደኣ ፡ ነታ ዓረባዊት ጂሃዳዊት ጀብሃ ንደቂ ክርስትያን ትግርኛ እትሓርድን እቲስምምን ዝነበረት ፡ እናዳ ሸይጣን ኣትዩ ትሕቲ መሬት ንዘልኣለም ብምቕባሩ እዩ። ዓረባዊት ጀብሃን ሕልማን ንዝንተእለት ተቐቢሩ እዩ። ጀብሃ ኣብ ሰላሳ ጉጅለታት ተፋናጪላ ከም ጨው ሓቒቓ እያ።

    • @teweldenegusse1345
      @teweldenegusse1345 2 ปีที่แล้ว

      @@zegdagmawi275 ኣብ ትግራይካ ኬድካ ሸቅጠሉ። ጀብሃ ዓረባዊት ኔራ ዝብል መን እዩ? እዞም ኩሎም ተጋደልቲ ጀብሃ ነበር ዝዛረቡ ዘለው ኣይትሰምዖምን ዲካ፡ ንምኳኑ ህዝባዊ ግንባር ካብ ጀብሃ ከምዝወጸት እስያስ ሓዊስካ ማለት እዩ ትፈልጥ ዶ

  • @ቀንዴልሓርነት
    @ቀንዴልሓርነት 2 ปีที่แล้ว

    ምኒስተር ብርሃነ ኣብርሀ ኢሰያስ ሰላይ ናይ CIA ምንባሩ ይጠቅስ እዪ ።

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 2 ปีที่แล้ว +1

      ንኤርትራ እዚ ኹሉ መስዋእቲ ፣ ስንክልና ፣ ድኽነትን ቃንዛን እተኸፍለ ንኣና ንኤርትራ ክትመስል እዩ። በዚ ኣብ ኤርትራ ኣብዛሒ መንነትና ባህልና ንትግረ ትግርኛ (85%) ካለኦትን ይጥርንፍ። ባዕዳዊ ዓረባውነት ክንወርስን ንዓረብኛ ልዕሊ ናትና ሕጋውነት ክለብስ ኢሉ ዝሞተን ዝሰንከለን የዋህ ኤርትራዊ የለን። ኣብ ታሪኽና ብዙሓት ሱሱዓት መስፋሕፋሕቲ መጺኦም፡ ቱርኪ ፣ ዓረብ ፣ ኢጣልያ ፣ ኣምሓራ ወዘተ እቶም ወራዙትን ተባዓትን ኣቦታትናን ኣዴታትናን ነዚ ኩሉ ዕብለላን ጭፍለቓን ሰጊሮም ናትና ክቡር ቋንቋታት፣ ባህሊ ፣ ስርዓትን ልምድን ኣውሪሶምና እዮም። ስለዚ ፡ ዝኾነ ሓላፊ መገዲ ካብ ዓረብ ፣ ኢጣልያ ፣ ኣምሓራ ይኹን ጀበርቲ ወሎ ፣ ቤጃ ሱዳን ኣብቲ ደምና ዝኸፈልናሉ ሃገርና መጺኡ ክእዝዘና ወይ ክሸነልና ወይ መጽሓፍቲ ቋንቋታትና ብሓዊ ከንዲደልና ብፍጹም ኣይነፍቅድን።

  • @ghirmayberhe9657
    @ghirmayberhe9657 ปีที่แล้ว

    ኢሰያስ መን'ዩ?
    ኢሰያስ ደኣ ሓደ ጉኑፍ ጋውና እምበር ።
    ኣነ ርግጸኛ እየ ናይ ስነኣእምሮ ሕማም ዘለዎ ሰብ እዩ ። ሓምሳ ሸውኣተ መድለዮ ኔሩ ግና መንእዩሞ ደፊሩ ናኣናይ ናብ ማይጨሎት ክብሎ ??!!!!

  • @sabahailu8951
    @sabahailu8951 ปีที่แล้ว

    ኤረሳት ናትኩም ግበሩ።
    መን እኩም ንሃገ ኤርትራ ።
    ዝገበርክሞ ካብ አባሐጎም አቦክም።
    ብዝቀረበ አንትም መቓልሕ ወረ።
    ንሕዝቢ ነቅርብ አለና ትብሉ ዘለኩም።
    ህዝብ ከይ ጥርበፍ ዕንቅፋት ትኮኑ ዘለኩም።
    በጀካ ገንዝብ ምእካብ ካልእ ዘይትፈልጡ።
    ነዛ ወላዲት ጀጋኑ ሰውእ ወድስው ዝሕልዋ ዘላ ሃገር።
    ዝክፈልክሞ መሰዋቲ ንዝቢ ኤርትራ በዛ ማዕከን ሃለውለው ኤረሳት መንነትኩም አፍልጡ።
    👎👎👎👎👇🏿👎👎

  • @ቀንዴልሓርነት
    @ቀንዴልሓርነት 2 ปีที่แล้ว

    ብጽፍርና ማለት ነቲ ህዝቢ ንምጥማይ እዪ ኔሩ ህግደፍ ግን ሚልዮናት ካብ ዓለም ይልቃሕን ይወስድን ኔሩ ።