ከመይ ጌርና ዝረሰዕናዮ ፓስዎርድ ናይ ጂመይልን ፌስቡክን ክን ቅይሮ ንኽእል how to change forgeted password of gmail facebook

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 57

  • @aaammm1194
    @aaammm1194 9 หลายเดือนก่อน +2

    Hawye natey abey adi eka zelka

  • @ደላይሰላም-ወ9ፐ
    @ደላይሰላም-ወ9ፐ 2 ปีที่แล้ว +1

    ሳላካ ኣሪዕያ ጎበዝ ብጣዓሚ እተቅርቦ ኩሉ ፅሩይ

  • @ለምለምጋልሃገረሰብ
    @ለምለምጋልሃገረሰብ ปีที่แล้ว +1

    የቀንየልና ማዓረይ

  • @solomunrezene4335
    @solomunrezene4335 4 ปีที่แล้ว +2

    Thanks bro 👍👍👍👍👍

  • @zentah1939
    @zentah1939 4 ปีที่แล้ว +1

    Thanks for the needed information bro!!!

  • @almazgebrenugus2752
    @almazgebrenugus2752 ปีที่แล้ว +1

    Gyta ybreka tanks

  • @michaelissack9271
    @michaelissack9271 4 ปีที่แล้ว

    Thank you so much noon TV Michael issack

  • @selamtesefay2399
    @selamtesefay2399 3 ปีที่แล้ว

    ቀፅለሉ

  • @HidatBerhe
    @HidatBerhe 22 วันที่ผ่านมา

    ጽቡቅ ስራሕ ግን እቱ ናይ ቀደም ምርካብ ግን ኣይክኣል ዶ ጀዋል ቀይረሰ ኢሜል ምምጻእ ኣብይኒ እቱ ዝነብረ ጃናል ከ ኣይቅይረን ማለት ድዩ እድሕር ቀይርካ እቱ ባስ ወርድ ከምቱ ዘነብረ ድዩ ዝመጽእ

  • @demjamal800
    @demjamal800 4 ปีที่แล้ว

    Yareb tena yehbka masallha

  • @ንዘይትረኽቦምንፋቕክሓስም
    @ንዘይትረኽቦምንፋቕክሓስም 4 ปีที่แล้ว +5

    ኢመይልን ናምበርን እንተሎ ደኣ ጸገም ዘይብሉ ። ኢመይልን ቁጽሪ ተለፎንን ተዘይብልና ደኣ ንገረና

  • @michaelabrha6183
    @michaelabrha6183 3 ปีที่แล้ว

    ጽቡቕ ትምህርቲዩ ሓወይ ግን አዚ ትምህርቲ ነቲ ብሩህ ተብርሆ ኢኻ ዘለኻ ናይ ብዙሕ ጸገም ግን ፓስፖርት ዘይፈልጦ ወይ ውን ባዕሉ ዝዕጾ ኣሎ ነዚ ንምፍታሕ ናይ ቅድሚ ክልተ ዓመት ብኸመይ ናይ ከምዚ ትምህርቲ ክትህበና ኢየ ዝምሕጸነካ መልሲ ክንጽበ ኢና

  • @melatghergish3837
    @melatghergish3837 3 ปีที่แล้ว

    Tnx u bro😘😘❤❤❤

  • @ፍቅሪዩመንገደይ-ሰ9ፈ
    @ፍቅሪዩመንገደይ-ሰ9ፈ 2 ปีที่แล้ว

    thanks my men!

  • @tiegstiteklay6250
    @tiegstiteklay6250 3 ปีที่แล้ว

    Thank you so much

  • @aklilutewelde6777
    @aklilutewelde6777 4 ปีที่แล้ว

    Tank you so much my brather

  • @sohidbd1234
    @sohidbd1234 2 ปีที่แล้ว

    ሰላም🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @ermilewediokbay60
    @ermilewediokbay60 2 ปีที่แล้ว

    ሰላም ዝኸበርካ ሓወይ
    ናይ ቲክቶክ ፓስዎርድ
    ብናምበር እንተ ኔሩ ብኸመይ ብ ኢመይል ንቅይሮ
    please ተገዲስካ መልሰለይ
    ብዝተረፈ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ+++++👍

  • @ጥእሙቲጋልተዋህዶ
    @ጥእሙቲጋልተዋህዶ ปีที่แล้ว

    አረ ናይ ፎስቡክ ተረሽዐዮ ክቅይሮ ደልየ ስሞይ ካብኡ ጭራሽ ተረሽዐዮ ስርሐለይ እባ ብማርያምካ ክቡር ሓወይ❤

  • @sohidbd1234
    @sohidbd1234 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @dbabkulu
    @dbabkulu 2 ปีที่แล้ว

    ሶሪ ክቡር ሓወይ ናይ ቲክቶክ ዝተጠቀምናሉ ቴለፎን እንድሕር ታሲንካርዲ እንተ ጠፊኣትና ነታ ናይ ቲክቶክ ተጠቂምናላ ዘለና ቴለፎን ከመይ ጌርና ክንቅይራ ንኽእል ገለ'ዶ ኣፍልጦ የብልካን ዛሓወይ።

  • @selamtesefay2399
    @selamtesefay2399 3 ปีที่แล้ว +3

    ፌስብክና ብሓድሽ ሞባይል ምስ ከፉትናዮ እቱ ናይ ቀደም ፌስብክና ንረኽቦ እሞ ንኽፍቶ ንደሊ ግን ፖስወርድ እንተረሲዕናዮ ኽ ብከመይ ንረኽቦ ተግገዲስካ መሰለይ ክብር ሓወይ

    • @omersami7070
      @omersami7070 3 ปีที่แล้ว

      ዋላ ኣነ ኣብያትኒ እዚኣስ በጃካ ተገዲስኻ ኣሪአና ክቡርሓወይ

    • @HidatBerhe
      @HidatBerhe 22 วันที่ผ่านมา

      ናይ fb ይርከብ እዩ ግን Yutob ስኢና እበር

  • @wedihaile2335
    @wedihaile2335 3 ปีที่แล้ว

    Thank you

  • @suedhafiz5429
    @suedhafiz5429 10 หลายเดือนก่อน

    ፓስወርደይ ካልእ ሰብ እንድሕር ፈሊጥዋ ግን ክትቅይራ እንድሕር ደሊካ ልክዕ ከምዚኣ ገረ ዲየ ክቅይራ pilis ኣብ ሓደጋ ኣለኩ መልሰለይ ብራዘረይ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @dawitkidane6828
    @dawitkidane6828 3 ปีที่แล้ว +2

    ሓወይ እታ ሰለስተ ኩርናዕ ምምጻእ ኣብያትኒ ጅመይለይ ፓስፖርቲ ረሲዐዮ ምኽፋት ኣቢኒ ምስ ፌስቡከይ ኮንታክት ስለ ዝነበረ በጃኻ ኣባ መልሰለይ ወይ ብኢንታግራም ክረኽበካ ስም ናይ ኢንስታግራምካ ጽሓፈለይ ክጽበየካ እየ በጃኻ፡?

    • @SelamTesfay-df8xn
      @SelamTesfay-df8xn 8 หลายเดือนก่อน

      ናተይውን አብያትኒ እያ ምምምፃእ ዘላ

  • @tewahdokdsty-n3g
    @tewahdokdsty-n3g 3 ปีที่แล้ว

    😇😍

  • @kflithabte2628
    @kflithabte2628 ปีที่แล้ว

    ጹቡቅ ስራሕ ግን ኢመይል ከ ክቅየር ይክኣልድዩ ኣብ ፈይስ ቡክ

  • @michealemelake2120
    @michealemelake2120 4 ปีที่แล้ว

    Tack, agedasit arasti eya andamesgnna.
    ግን ሓንቲ ሕቶ ኣለትኒ ንሳ ከኣ፡ ከመይ ገርና ናይ ፈስቡክ facebook መልኣክቲ ኣብ Gmail ዝመጸና ክንዓጽዋ ንክኣል?

    • @noontvcenter5855
      @noontvcenter5855  4 ปีที่แล้ว

      selam kubur haw megemeya Tanku nab htoka ms nmexe
      ab facebook ,sitings,notificatin,email
      katika qeyro wellcome to my chanal

  • @afeloveyoumami6585
    @afeloveyoumami6585 2 ปีที่แล้ว

    Bro please tel EBA zkale entekoynu hafeley bwshti krekbeka delye nere

  • @adwa1224
    @adwa1224 2 ปีที่แล้ว +1

    ብኢሞ ሊክ ገይሩ pdf ተላኢክኒ እንታይ እዩ መጥለፊ ድዩ ተሓባበረኒ

  • @delina6766
    @delina6766 4 ปีที่แล้ว

    ሰላም ሓወይ ናዓካ ይኩን ናይ ንሓቂ ንፉዕ ቀጽሎ ይብለካ ግን ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ማለት facebook natey mkfat Abini nhade hawey bnatey E.mail eye keftelu hji eta natey kikefta keleku eta natu endatekeftet rebishatni wala passwerds teqeyerkiwo tewali nsa tkfet hji entay kigebr Aleni

    • @dlietproduction7194
      @dlietproduction7194 4 ปีที่แล้ว

      እዛ ናይዚ ሓውና ሕቶ ሸለል ኢልካያ ተገዲሰ ኮመንቲ ከንብብ ስለ ዝጸናሕኩ ከምዛ ናቱ ኣጋኒፋትኒ ስለ ዘላ ክትምልሰልና ይጽበ ወይ ድማ link ግደፈልና ዘውረድካዮ እንተ ሃሊኻ።

  • @HhggGgvvff-wd9zi
    @HhggGgvvff-wd9zi ปีที่แล้ว

    10q bro

  • @afewerkihabtaeb7097
    @afewerkihabtaeb7097 2 ปีที่แล้ว

    ሃይ ሰላም ናዓካ ይኩን ዝሓወይ ብምቅጻል ሓደ ዓርከይ ብዛ ናተይ መሰንጀር ኣትዩ ነይሩ ብድሕሪ እዚ ናተይ መሰንጀርን ፈስ ቡግን ተደምስሱ ክከፍቶ ተበልኩ ካኣ ኣብኒ ናይዚ ዓርከይ ፈስቡግን መሰንጀር ጥራኣይ ይክፈት ኣሎ ናቱ ባስ ወር ኣይ ፈልጦን እየ ናተይ ባስ ወርድ ተሃብክዎ ናቱ ጥራይ ይክፈት ስለዚ ነዚ ናተይ ብከመይ ይመልሶ ሓግዘኒ ዝሓወይ ተገድስካ መልሰለይ

  • @Girmay6808
    @Girmay6808 ปีที่แล้ว

    ከመይ ከ ሰላም ዶ ሕጅስ ክልተ ፊስ ቡክ እንየሀኒ ኣብ gmail ኣትየስ ኣብቲ face book lite ረኪበዮ ኣብቲ face book ግን ምእታው ኣብይኒ

  • @AdeyHalaley
    @AdeyHalaley 11 หลายเดือนก่อน

    ሓወይ ናተይ ብዘይ ኢመል ብዘይ ናንበር ብዘይ ፓስወርድ ከ በታ ሽም ናይ ፌስቡክ ጥራይ ክትክፈት ትክእል ዶ

  • @ፅዮንጨርቆስ
    @ፅዮንጨርቆስ หลายเดือนก่อน

    ደምሩኒ ኣሓተይ

  • @solomunrezene4335
    @solomunrezene4335 4 ปีที่แล้ว

    Ezi advertayz nay you tube bkemey netfo please bro

  • @eritube89
    @eritube89 2 ปีที่แล้ว

    ሓወይ ናተይ ፈቲነያስ ኣቢያትኒ እንታይ ክገብር ኣለኒ ኣገዳሲ gmail ኢያ ካ

  • @ermilewediokbay60
    @ermilewediokbay60 2 ปีที่แล้ว

    ሰላም ዝኸበርካ ሓወይ
    ከመይ ጌርና ናይ ዋይፋይና ኮድ ንቅይራ
    ብኸመይ ከ connected ንገብራ
    please bro ብተገዳስነት ብጣዕሚ ኣሻጊራትኒ

  • @የማነባርያ
    @የማነባርያ 4 ปีที่แล้ว

    Za hawey be kltiu dihn zeyblna ke ??

    • @noontvcenter5855
      @noontvcenter5855  4 ปีที่แล้ว

      Kek kefto zelo edel xebib eyu Thankyou bro

  • @teweldeg378
    @teweldeg378 2 ปีที่แล้ว

    Passward ms resaenayo nab messege mmtsa ziabi bkemey nfethoo

  • @ايوبدبنا
    @ايوبدبنا ปีที่แล้ว

    enter cod ente eiluka ke

  • @habtombrhane9526
    @habtombrhane9526 2 ปีที่แล้ว

    Selam noon tv kemey
    Nay gmail username kem nay Facebook kiqyer yikel do ?