ናይ facebook ስምን Password ን ቁ,ቴሌፎንን ብኸመይ ንቅይር

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 23 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 42

  • @AGMediaEri
    @AGMediaEri  4 ปีที่แล้ว +12

    *ከም ወትሩ Subscribe ብምግባር ምትብባዕኩም ኣይፈለየና።* ❤️❤️
    ካብ ዝሓለፈኩም ትምህርቲና👇❤️
    + ብከመይ online ንብረት ንገዝእ👉th-cam.com/video/BhftsTZ_wB0/w-d-xo.html
    + ካብ Instagramን fbን Download መግበሪ✔️th-cam.com/video/l8xWQKK-kWo/w-d-xo.html
    + ንጸጉርናን ቆርበትናን ጽቡቅ ሻምፖ(Shampoo)✔️th-cam.com/video/dw1YeAXEsYo/w-d-xo.html
    + ብከመይ Visa ንቆርጽ✔️th-cam.com/video/bFk-Ju-5l-M/w-d-xo.html
    + ብከመይ AirTicket ንቆርጽ✔️th-cam.com/video/pVkFDzbrkBE/w-d-xo.html
    + ኣጸያፊ video ክንዓጽዎ ✔️th-cam.com/video/H63DkT0sXJc/w-d-xo.html
    + Fb መን ከምዝሰረቀካ ንምፍላጥ✔️th-cam.com/video/4vEUd6G7J-k/w-d-xo.html
    + ካብ Imo ን WhatsApp ን ትበልጽ App✔️th-cam.com/video/H63DkT0sXJc/w-d-xo.html
    + Banner ንምስራሕ✔️th-cam.com/video/Mk8zlu1qcZo/w-d-xo.html
    ክትረክቡና (To Contact Us)👇
    E-Mail✔️ angeghere1990@gmail.com
    Facebook✔️facebook.com/agmedia.eri
    #ኤG❤️❤️✔️

    • @ዞባመስከረም
      @ዞባመስከረም 4 ปีที่แล้ว +1

      ሰላም, ኣነ ሕቶ ኔርኒ ንሱ ከኣ ናይ መጀመርታ Facebook ይ ተዓጽያ. ዝተዓጽወትሉ ምኽንያት ከኣ አታ ሞባይለይ ኣብ ማይ ጥሒላ ካብ ስራሕ ወጻኢ ኮይና. Sim-Card ከይተረፈ ተባላሽዩ. Log in ክገብራ ፈቲነ Code ሓቲታትኒ Forget ileya ቁጽሪ ሞባይል ሓትታትኒ ምስ ሃብክዋ Code ሰድድናልካ ትብለኒ. አታ Sim-Card ክኣ ተባላሽያ ያ ሕጂ ካልአ ትፈልጦ እንተልዩ ክትሕግዘኒ ደልየ.
      የቐንየለይ

    • @AGMediaEri
      @AGMediaEri  4 ปีที่แล้ว +2

      *ክሳብ ሕጂ ፍታሕ ኣይተረክበን bro* SIM ዘይብሉ።

  • @hintsatewelde4300
    @hintsatewelde4300 4 ปีที่แล้ว +5

    መርሓባ እንቃ ብሰላም መጻካ እግዚኣብሄር ኣምላክ ካብ" ዚ ፌራ ሕማም ይሓልኩም ይሓልወናን ኣሜን(3) ፡ ንፈሎማ ግዜ ቀዳማይ ኮመንቲ ጽሒፈ ኣልኩ እሞ ላይክ ርጎጽለይ የሕዋተይ

  • @jhjhd6922
    @jhjhd6922 2 ปีที่แล้ว

    ዋውውውው ብጣዕሚ ደሰሰ ዝብልዩ ቀፅልሉ ኣጆኩም❤️❤️

  • @WelduTeklesenbet
    @WelduTeklesenbet 22 วันที่ผ่านมา

    ንፍዕ ቀጽሎ ኣምላኽ ኣብ ዘለኻዮ ጽላሉ የብረልካ ዘሓወይ ❤❤❤
    እንታይ ድየ ክብለካ ደልዮ ፈስቡከይ ምክፍት ኣብያትኒ በጃካ ተገድስካ መልሰለይ

  • @teweldeissak5894
    @teweldeissak5894 4 ปีที่แล้ว +1

    Edmen tienan ymneyelka angish hawey 💐💐🙏🙏🙏

  • @abelmehari5354
    @abelmehari5354 4 ปีที่แล้ว +1

    Thanks you ma bro 🙏🙏❤️

  • @bahlbizerisenay4397
    @bahlbizerisenay4397 2 ปีที่แล้ว

    ሰላም ኣጂ አሪ መድያ ከመይ ኣለኩም
    ይቅረታ እዛ ኣብ ፍስ ቡክ ዝጥቀመላ ዘለኩ ተለፎን ካልእ ሰብ ይጥቀመላ ኣሎ ኢሎም ሓበረታ ሰዲዶምለይ ከመይ ግረ ካብዛ ተለፎነይ ከብ ምጥቃም ክዓጽዎ ይክእል።
    ንትህቡኒ መልሲ የመስገን

  • @binyamgebrehiwet7766
    @binyamgebrehiwet7766 2 ปีที่แล้ว +1

    Selam hawey natey 2 hade aynet Facebook kefte kamey gere kedmssa ykali bejaka hagzeni

  • @mikitekle9365
    @mikitekle9365 4 ปีที่แล้ว +1

    hiii kemeyka zareky selam da paner nay ameta kalea eba thbabrne kte serhly

  • @fotoasli7993
    @fotoasli7993 4 ปีที่แล้ว +2

    Kbur haw n5 amet ztetekemkula fecbook teaxyatni telefon keyhba hager keyre koyne eti telefon ayzkron eye gmail ewn kemu resieyo sm nayta facebook gn ymexeley eu slezi entay thgzeni pasword nmrkab

  • @ኤፍሬምደረጀ
    @ኤፍሬምደረጀ 2 ปีที่แล้ว

    Dereje

  • @fioriweldetinsae2259
    @fioriweldetinsae2259 หลายเดือนก่อน

    Thanks bro

  • @akuzoss1978
    @akuzoss1978 3 ปีที่แล้ว

    Agxai kaTlolao geboz💕💕💕💕💕

  • @ሕልሚኣለኒዘይተጋህደ
    @ሕልሚኣለኒዘይተጋህደ 4 ปีที่แล้ว

    Thank you hawey hanti zeyberehetley ala ezi nay fb password zhaberkana zresaekumo forget belwo sms ksedlkum eyom elkana ok ms sededulna eta zsededulna akndi eta zresaenaya tekiena dina keneetwa pleas tegediska ab comment melseley

  • @ermileasfaha2841
    @ermileasfaha2841 ปีที่แล้ว

    ሰላም ሓወይ ከመይ ጌርና ፈስ ቡክ ናብ ብጅሜይል ንቅይሮ ብጅሜይል ከም ዝክፈት ንገብሮ

  • @ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ኀ8ጰ
    @ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ኀ8ጰ 4 ปีที่แล้ว +2

    ሰላም እግዚአብሔር ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ከመይ ጌርካ ኣብ ዩቱብ(TH-cam) ስእሊ ትዝግሕን ካብ ዩቱብ(TH-cam)ፊዶ(Video) ትቆርጽን ትሕብረኒ ዶኦ ትኽውን

  • @ማሪያምያዋሕሰይናይኣምላክ
    @ማሪያምያዋሕሰይናይኣምላክ 4 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም ኣምላክ ምሳካ ይኩን ዝሓወይ ብትገብሮ በሪቲዒካ ክትቅጽል ሰናይ ትምኒተይ ዪ እንባኣሪ ናብ ሕቶይ ካኣቱ ክልተ Favebook አዩ ዘለኒ ኣፍቲ ሓደ ጸኒሐ ነቲ ካላእይ ክከፍቶ ከለኩስ password ዘይሓተኒ ስለምንታይ ኣነ ካኣ ነቲ password ከይሪስዕ ብከመይ password ሂነ ካኣቱ ይክእል

  • @nesredineman1709
    @nesredineman1709 4 ปีที่แล้ว +1

    Thanks bro hanti hto alatni kemey gerka nay Email password tqyr eba mebrhi habena yeqenyeley

    • @AGMediaEri
      @AGMediaEri  4 ปีที่แล้ว +2

      *ok ኣውሪደልኩም ነይረ ብዙሓት ሓቲኩም ኣለኹም ክደግመልኩም እየ*

    • @qwertzqwertz4325
      @qwertzqwertz4325 4 ปีที่แล้ว +1

      Tanks angosm hawey

  • @er2531
    @er2531 4 ปีที่แล้ว +1

    *Heto hatitna zemlsalna sina*

    • @AGMediaEri
      @AGMediaEri  4 ปีที่แล้ว +1

      *እንትይ ዝብል እዩ bro?*

  • @cgcggdfcff6908
    @cgcggdfcff6908 3 ปีที่แล้ว

    Atayo bmaryamka telephoney yelen pasward ayfelton emailey ewn slezi fb 19🙏

  • @እናቴህይወቴ-ኀ9ጘ
    @እናቴህይወቴ-ኀ9ጘ 4 ปีที่แล้ว +1

    🙏🙏🙏

  • @jhjhd6922
    @jhjhd6922 2 ปีที่แล้ว

    ምሰ ይቅሬታ አብ fd ዝቀቅናዮ ፎቶባ ዝተደምሰሰ ብከመይ ንምልሶ ተገዲሰከ መልሰለይ ሐዛሓወይ

  • @brhenatekle.3843
    @brhenatekle.3843 ปีที่แล้ว

    OK

  • @KiduLove-z4h
    @KiduLove-z4h หลายเดือนก่อน

    🥰🥰🥰🥰

  • @BdgjhBdgjhhgbk
    @BdgjhBdgjhhgbk 6 หลายเดือนก่อน

    🎉🎉🎉❤

  • @Asli-boyyyyyyy
    @Asli-boyyyyyyy 3 ปีที่แล้ว

    Telefoney WiFi tefiu contact eba pleas Insta aleka do?

  • @GenetKahesay
    @GenetKahesay ปีที่แล้ว

    ዋርኒግ ዝሓተተትና ፌስቡክና ከመይገይርና ንቅይር

  • @hafsh7045
    @hafsh7045 4 ปีที่แล้ว +1

    Telfon ኣሽግርና አሉ ሰብ አንዳ ኣውጽኡ የድውለልና አልወ በጅካ አልካ ዓርኩ በዝይ telfon kamy ገርና ነውጽእ ባ ገለ በልና

  • @afewerkihabtaeb7097
    @afewerkihabtaeb7097 2 ปีที่แล้ว

    ሃይ ሰላም ናካ ዝሓወይ ኣብ ናተይ መሰንጀር ሓደ ሰብ ከፍቱ ነይሩ ብድሕሪ እዚ ናተይ መሰንጀርን ፈስ ቡግን ተደምሰሱ ከከፍቶ ተበልኩ ካኣ ናይ እዚ ዓርከይ ይክፍት ኣሎ ስለዚ ተገድስካ መልሰለይ ናተይ ፈስቡግን መሰንጅርን ብከመይ ክከፍቶ ይክእል ኣነ

  • @yemaneaguye-lh3jw
    @yemaneaguye-lh3jw ปีที่แล้ว

    ፕሊስ በጃኻባ መልሰለይ አብ ኢትዮጵያ ዝኸፈትኩዎ ፌስቡከይ ሃገር ምስቀየርኩ አቢኒ ተገዲስካ መልሰለይ በጃኻ🙏

  • @yonastekle8556
    @yonastekle8556 3 ปีที่แล้ว

    ሰላም ኽቡር ሓወይ ድሕሪ'ቲ ሓጺር ሰላምታይ ኣብስራሕካ ዓወት እንዳተመነኩልካ :ናብ ዘንቀለኒ ሓሳብ ክወስደካ ይቕረታ ንድሕሪት ይመልሰካ ከም ዘሎኹ ይርደኣኒ እንተኾነ ንእትገብረለይ ሓገዝ ኣቐዲመ ከመስግነካ ይፉቱ ::
    እምበኣርከስ ፌስቡክ ጠቅሊለ ክድምስሶ ደለይ ከምቲ ትህበና መስረት ቴሌፎነይ ሬድሚ ብምኻና ኣብ strings ምስበጻሕኩ ምስቲ ናትካ ሓደ ብዘይ ምኻኑ ኣይመሳለይን ስለዚ ደጊምካ ከተረደኣኒ ኣምላኽ ይርደኣካ ዝሓወይ ወደሓንካ ::

  • @HelenHagos-yn7ch
    @HelenHagos-yn7ch หลายเดือนก่อน

    Adis neg demurni tagaruway

  • @ايوبدبنا
    @ايوبدبنا ปีที่แล้ว

    ሰብ ሎግኣውት ኢሉ ይኣቱ ብሞባይልካ ሞ ድሕሪኡ መሊሰ ክኣቱ ፓስዎርድ ሓቲቱኒ ፓስዎርደይ ኣእትየ ዐኬ ክብል ተጋግየ ፎርጌት ኢለዮ ብድሕረኡ ደጋጊመ ሞኪረዮ ምክፋት ኣብዩኒ ብተሌፎን እየ ከፊተዮ ነይረ ታ ስልኪ ዝከፈትኩላ ክኣ ጠፊኣ እያ ሕጂ ምክፋት ኣብዩኒ እንተር ኮድ እዩ ዝሓተኒ እና ከመይ ገይረ ክከፍቶ ይክእል ምስ ይቅርታ ዝሓወይ

  • @EliasIsral
    @EliasIsral 3 หลายเดือนก่อน

    ፈስቡክ ፋስወርድ

  • @gyyhygg4759
    @gyyhygg4759 4 ปีที่แล้ว

    Play store ብኸመይ ንፈትሖ

  • @ermileasfaha2841
    @ermileasfaha2841 ปีที่แล้ว

    ሰላም ሓወይ ከመይ ጌርና ፈስ ቡክ ናብ ብጅሜይል ንቅይሮ ብጅሜይል ከም ዝክፈት ንገብሮ

  • @EliasIsral
    @EliasIsral 3 หลายเดือนก่อน

    ፈስቡክ ፋስወርድ