(mega)ሜጋ 👈 ንኩሉ ሰብ ተጠቃሚ ሰልኪ ዋዋዋዋወወወወወ ብጣዓሚ ብጣዓሚ ጠቃሚ ኣድላይ ንገር ንኩሉ ሰብ .ሸር Subscribe like comment 👈

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 23 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 282

  • @bereketromaroma
    @bereketromaroma  3 ปีที่แล้ว +16

    (mega)ሜጋ 👈 ንኩሉ ሰብ ተጠቃሚ ሰልኪ ዋዋዋዋወወወወወ ብጣዓሚ ብጣዓሚ ጠቃሚ ኣድላይ ንገር ንኩሉ ሰብ .ሸር Subscribe like comment 👈

    • @tigraytigray2104
      @tigraytigray2104 3 ปีที่แล้ว +1

      በረከተይ ናይ ይትዮብ መውረዲ ደርፊታት ባ ኣርእየና ሓወይ

    • @bereketromaroma
      @bereketromaroma  3 ปีที่แล้ว

      Eshi kerekum eye yhewatey

    • @samrtsegurbit
      @samrtsegurbit 9 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤❤ሳክስክራይብ ግበሩለይ ጋይስ

  • @Endrtaweit
    @Endrtaweit 3 ปีที่แล้ว +13

    የቀኒየልና ዝሓወይ💊
    እግዚአብሔር ከማኻ ንሰደተኛታት ኣሕዋቱ ዘባራትዑ ተጋሩ ይብዙሑልና ።

  • @አሴጋልተዋህዶ
    @አሴጋልተዋህዶ 3 ปีที่แล้ว +5

    ደስ ዝብል ስራሕ እዩ በርክት ሓወይ ቀፅለሉ ጅግና ወድ ጅግና 💖💖💖💖💛❤💛❤

  • @asbideralove6812
    @asbideralove6812 3 ปีที่แล้ว +10

    ዋው ደስ ብሃሊ በሬ ሓውና ተጋሩዋይ ነተባብዓዮ ሳብስክራይብ ላይክ ንግበረሉ ሚድያና ነዕቢ

  • @redasgerye7228
    @redasgerye7228 3 ปีที่แล้ว +27

    ደስ ዝብል መደብ አዩ በርየ ሳብስክራይ ግበሩለይ የሕዋት

    • @bereketromaroma
      @bereketromaroma  3 ปีที่แล้ว +2

      Gereki aleku Subscribe maery 🙏

    • @robi7092
      @robi7092 3 ปีที่แล้ว +1

      Gire ❤⭐️🌟🌟⭐️🌟

    • @MEd595
      @MEd595 10 หลายเดือนก่อน

      ገይረልኪ ኣለኩ መልሲ

  • @Bxkddnjiddd
    @Bxkddnjiddd หลายเดือนก่อน

    ኣነሰ በረከት ሓወይ ሐንቲ ነገር እዛ ናይ ኩሉ
    መዉረዲት ምዉራድ ኣብይኒ ከዉርድ ድልየ ግን
    ኣብይኒ ብዝኾነ በረከት ሓዉና ብጣዕሚ ጅግና❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ሕልፊቲጋልተዋህዶጋልፅዮን
    @ሕልፊቲጋልተዋህዶጋልፅዮን 3 ปีที่แล้ว +2

    ዋዉዉዉዉ ብጣዕሚ ደስ በሃል በረከት ሓወይ ኣቦ ጥበብ ኣቦ ስደተኛታት የቀንየልና ብልቢ እና ነመስግን ኣብ ልዕለና ዘለካ ተገዳስነት ኣነስ ቅዱስ ቅንእ ዘቅድአን ዘሎ ልዕል ፊልጠትካ ትሕቲናካ ኣክብሮትካ ግልፅነትካ ወዘተ ክንደይ እለ ክገልፆ ብዝኮነ ፊልጠትካን ፀባይካን ክሳብ ምሸት ይግበረልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብዘለካዮ ራህዋን ሰላምን ቅሳነትን ይምነየልካ ስደትና የሕፅረልና ኣብ ዓድና ኣትና ገፅንገፅ እናተራኣአና ፊልጠትካ ንምክፋል የብቀዐና ፈጣሪ ሓወይ መዓረይ

    • @bereketromaroma
      @bereketromaroma  3 ปีที่แล้ว +1

      Amen thanks blbi hafty nhaty maery naki ewn edemn tenan yehabki amlak. Nhateki wesede maery 🙏

    • @ሕልፊቲጋልተዋህዶጋልፅዮን
      @ሕልፊቲጋልተዋህዶጋልፅዮን 3 ปีที่แล้ว +1

      @@bereketromaroma ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንኩላትና ኣይከማካን ካባካ ክመሃሪ ከዓ ተስፋ ኣለን ብፊላይ ብፊላይ ፀባይካ ካብኡ ከዓ ፊልጠትካ ቅዱስ ቅንኢ ቀንኤ ናይ ቅዱሳን ኣቦታትና በረከተ ረድኤቶም ኣይፈለካ ኣብ ዝኣተካዮ ስራሕ ሓወይ ናተይ

    • @bereketromaroma
      @bereketromaroma  3 ปีที่แล้ว +1

      @@ሕልፊቲጋልተዋህዶጋልፅዮን thanks blbi degem maery 🙏ane eye kabaki zemahar

  • @ጓልስሑልሽረ
    @ጓልስሑልሽረ 3 ปีที่แล้ว +3

    በርከት ጅግና ቀፅለሉ ደስ ባሃል እዩ

  • @liliaregay7784
    @liliaregay7784 3 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ በረከት ዓብይ ሰብ ንዓና ክተምህር ለይትን ማዕልትን እትፅዕር ብጣዕሚ ኢና ነመስግ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ክብር ሓውና🙏

  • @ትግራይትዕወት-ጀ7ከ
    @ትግራይትዕወት-ጀ7ከ 3 ปีที่แล้ว +1

    ዋውውው ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ስራሕ ቀፁለሉ ዝሓወይይ ማዓረይይ❤❤❤❤

  • @ሰላምጓልተዋህዶ-ጸ6ዸ
    @ሰላምጓልተዋህዶ-ጸ6ዸ 3 ปีที่แล้ว +2

    መጀመሪያ ሰላም ኣምላክ ምሳካ ይኩን ክብር ሓወይ ቀፅለ ሰለ ኩሉ ትህበና ትምህርት ከመስገንካ ይደሊ ክብር ሓወይ
    ንዓይ ግን ኣብይትን በጃካ ተገድስካ መልስለይ ክብር ሓወይ ይቅርታ ዋ

    • @bereketromaroma
      @bereketromaroma  3 ปีที่แล้ว

      Nay e-mail sheger eyu zekewn maery. Thanks blbi maery

  • @tgrayhagereysn7736
    @tgrayhagereysn7736 3 ปีที่แล้ว +28

    ድቒ ዓደይ ካብ ገዛን ናብ ገዛና ስለ ዝኮነ ንዑ ነታባባዓዮ ኣብ ናይእማትና ኣትና ናተፀርፍ ካብ ንውዕል 🤲🌹

    • @bereketromaroma
      @bereketromaroma  3 ปีที่แล้ว

      Thanks blbi hafty nhaty maery

    • @weynotube7
      @weynotube7 3 ปีที่แล้ว +4

      Thanks በረከት ሓወይ ካማካ ብሱል ልቦና የብዛሓዮ ናይ ባዕልትና ገዛ ነዕቢ ተጋሩዋይ❤
      ትግራይ ትስዕር✊

    • @selamSelam33-ll1bs
      @selamSelam33-ll1bs 11 หลายเดือนก่อน

      እሺኒ ክብረተይይይይ❤❤❤❤❤❤❤
      ግን አነስ ምምላስ አብዩኒ እዩ ዝኒሆ ሕተቱለይባ
      ናይ ኢሜል ፓስወር👈 ረሲዐዮስ ምክፋት አብዩኒ
      ናይ ፌስቡክ ፓስወር 👈ሲኢነዮ ኢለ ሓቲተዮስ የመለሰለይን ዝኒሆ 😢😢😢😢

  • @titichannel8465
    @titichannel8465 3 ปีที่แล้ว +4

    መዘክርታዬ ሸኮር የቀንየልና በርትዕ ሓወይ ናተይ ❤️❤️💛💛💛💊🙏🙏🙏❤️❤️❤️👌👌

  • @ጓልትግራይ-ጘ6ተ
    @ጓልትግራይ-ጘ6ተ 3 ปีที่แล้ว +1

    ዋው ብጣዓሚ ጎቦዝ መምህረይ ቀፅለሉ

  • @lemembera4145
    @lemembera4145 3 ปีที่แล้ว +3

    ብጣዕሚ ብሉፅ ስራሕ እዩ ወዲ ዋዕሮ ትግራይ

  • @መክሊትጋልትግራይ-ቸ1ኰ
    @መክሊትጋልትግራይ-ቸ1ኰ 3 ปีที่แล้ว +1

    ብሬየይ ክብሪተይ ናተይ እቲ ኩሉ ትምህርትካስ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብል ወላዲት ኣምላክ ምሳካ ትኩን ግን ኣነስ ምክፈት ኣብዩኒ

  • @فاطمه-ف4ف6ذ
    @فاطمه-ف4ف6ذ 3 ปีที่แล้ว

    በርከተይ ህያበይ የቀንየልና ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣብ ዘለካዮ ሰላምካ ይብዘሐልና ተጋሩዋይ ማዓረይ ንዑ ነበራታተዖዮ ንፅቡቅ ዝምህርስ ንስዓቦ ዳኣም ቡሩከይ ቃፅሎ በርትዕ 😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘💪💪💪💪💪💊💊💊💊💊

  • @ሚሊጋልራያትግራይ
    @ሚሊጋልራያትግራይ 3 ปีที่แล้ว +1

    በረከተይ ኩሉ ትገብሮ ዘለካ ብጣዕም የቀንየልና 💊👌

  • @soshitube7215
    @soshitube7215 3 ปีที่แล้ว +1

    በርከት ሓወይ የቅኒየልና በጣዕሚ ፅቡቅ አዩ❤ሼር

  • @عليمحجوب-ت3ض
    @عليمحجوب-ت3ض 3 ปีที่แล้ว +2

    ካባካ እኒረክባ ትምህርቲ ብጣዓምሚ ደስበሃሊ

  • @ሰሓቂጥዑምቻናል
    @ሰሓቂጥዑምቻናል 3 ปีที่แล้ว +2

    የቅንየልና በረከት ሓውና ፡

  • @ተመስገንኣምላክኣበይ
    @ተመስገንኣምላክኣበይ 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ሰላምን ፍቅርን የውረድልና ልሃገረትግራይ

  • @ngsti8856
    @ngsti8856 3 ปีที่แล้ว +2

    አግዚኣብሔር ይመስገን ክቡር ሓውና የቅንየልና
    እሚኤል ናተይሲ ኣይሰርሒ አሉኒ ብኸመይ ከከፍቱ አለኒ ዝሓወይ

    • @bereketromaroma
      @bereketromaroma  3 ปีที่แล้ว +1

      Hadush email aweteye maery

    • @ngsti8856
      @ngsti8856 3 ปีที่แล้ว

      @@bereketromaroma እሺ የቅንየለይ በረከት ሓወይ

  • @mahilatmahilat1323
    @mahilatmahilat1323 3 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ጎበዝ ክቡር ሓዉና በርትዕ የቅንየልና. ከዉርዳ ኢለ ግን. Play story. ምዉራድ ኣብያትኒ

  • @samaisam9871
    @samaisam9871 2 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ አጆካ ቀፅለሉ ዝሓወይ

  • @abduabduplhh7761
    @abduabduplhh7761 3 ปีที่แล้ว +1

    ዋዉ

  • @ምሕረትጓልወየንቲጓልወየን
    @ምሕረትጓልወየንቲጓልወየን 3 ปีที่แล้ว +1

    የቀንየልና በረከተይ ፅሩይ ሰብ😍❤️

  • @የድንግልማርያምልጅነ-ቐ1ቘ
    @የድንግልማርያምልጅነ-ቐ1ቘ 3 ปีที่แล้ว +2

    የቀኒየልና ባሓቂ ኽብረተይ❤👌

  • @ጓልራያ-ረ1ኸ
    @ጓልራያ-ረ1ኸ 3 ปีที่แล้ว +4

    ብጣዕም ዝደልዩ ነገር ነይሩ ብጣዕም ያቐንየልና ሽኮር 🙏😘

  • @sesenggtube6473
    @sesenggtube6473 3 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዓሚ ፅብቅ ማዓረይ

  • @mihretaragay8080
    @mihretaragay8080 3 ปีที่แล้ว +3

    ብጣዕሚ ጠቃሚ እዩ የቐንየልና በረኸት ሓወይ🙏💔

  • @meserettigraweyt7541
    @meserettigraweyt7541 3 ปีที่แล้ว +2

    በረከት ሓውና የቀንየልና❤️❤️❤️

  • @nardosnardos4332
    @nardosnardos4332 3 ปีที่แล้ว +1

    የቀንየልና ጅግና ሓውና

  • @ሄሩጓልትግራይ-ቸ8ጠ
    @ሄሩጓልትግራይ-ቸ8ጠ 3 ปีที่แล้ว +1

    የቀንየልና በረከት ሓወይ

  • @ሂዊጓልተዋህዶ-ሸ2ጸ
    @ሂዊጓልተዋህዶ-ሸ2ጸ 3 ปีที่แล้ว +1

    የቀንየልና በረከት ሀወይ

  • @destayemarymalij2564
    @destayemarymalij2564 3 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር ይመስገን ክብር ሓውና ናዓይሲ ኢመል ምእታይ አብይኒ

  • @ሳዝውቅሮክኣውላዕሎ
    @ሳዝውቅሮክኣውላዕሎ 2 ปีที่แล้ว

    ደስ ዝብል እዩ ቀፅለሉ ወዲ ሓላል መሬት💊💊💊💊💪💪💪

  • @masholovmasho3634
    @masholovmasho3634 3 ปีที่แล้ว +1

    በረከት ጂግና ለባም ስብ

  • @tigraytigray2104
    @tigraytigray2104 3 ปีที่แล้ว +3

    የቀንየልና ዝሓወይ❤❤❤🙏🙏

  • @ሮዚናዩቱብ-ፈ4ጐ
    @ሮዚናዩቱብ-ፈ4ጐ 3 ปีที่แล้ว +1

    በጣም እናመሰግናል ብሮ

  • @nigstilibey5873
    @nigstilibey5873 3 ปีที่แล้ว +1

    የቐንየልና በኬ

  • @robi7092
    @robi7092 3 ปีที่แล้ว +2

    Ajoka za arkey marey ❤❤❤❤❤⭐️⭐️🌟🌟🌟

  • @rroshan6975
    @rroshan6975 2 ปีที่แล้ว

    የቀንየለይ ዝሓወይ 🙏🤲ኩሉ ካባካ ተምህር 😘😘😘😘

  • @ፅጌጋልተዋህዶ-ኰ6ፐ
    @ፅጌጋልተዋህዶ-ኰ6ፐ 3 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ጠቃሚ ነገር እዩሞ የቀንየልና ሓወይ ናተይ❤❤❤❤❤❤💋💋💋💋💋💖💖💖

  • @tigray4374
    @tigray4374 3 ปีที่แล้ว +4

    በረከት ሓወይ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ንሕና ዘይንፈልጦ ኢካ አፍሊጥካና ከማካ ዝበለ መስተውዐልን ለባምን የብዘሐልና ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብዝተረፈ ደቂ ትግራይ ዓደይ ኩላትና ንበረከት ሃውና ሴብስክራይብ እናገበርና ዩቱቡ ነዕብዮ አይኮነን ዶ ንዙ ጅግና ወዲ ትግራይስ ንካልኦት እካ ሴብስክራይብ ንገብር አለና

    • @bereketromaroma
      @bereketromaroma  3 ปีที่แล้ว

      Thanks blbi maery hafty nhaty naki wesde maery 🙏❤

    • @SalamSalam-jr3ck
      @SalamSalam-jr3ck 3 ปีที่แล้ว

      ናይበሓቅ ለባመይ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @ተዘከረነበውስተመንግ-ከ5ኈ
    @ተዘከረነበውስተመንግ-ከ5ኈ 3 ปีที่แล้ว +2

    እመሊ ዘይንፈልጦ በበይ ንረክቦ በረከት ሓወይ ወይ ሓድሽ እዪ ዝውፃእ ብጣዕሚ ደልየያ ክትምልሰለይ ተስፋ ይገብር

  • @kidan5256
    @kidan5256 ปีที่แล้ว

    በረከተይ ብጣዕሚ ፅቡቅ👌👌👌❤❤❤💊💊💊😘😘😘

  • @haymanotassefa1477
    @haymanotassefa1477 3 ปีที่แล้ว +1

    የቀኒየልና በረከት👏

  • @ዮናስወሌ
    @ዮናስወሌ ปีที่แล้ว

    የቀንየልና ሰበይ

  • @salamah2282
    @salamah2282 11 หลายเดือนก่อน

    ዋውው ብጣዕሚ ፅብቅ

  • @ጓልትግራይ-ኀ7ኸ
    @ጓልትግራይ-ኀ7ኸ 3 ปีที่แล้ว +2

    ዋውውውው በረከት ሓወይ 🥰🥰🥰🥰😘😘😘😘😘😘😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍

  • @maziayele2064
    @maziayele2064 3 ปีที่แล้ว +2

    Selamkum yibzah deki tigray 💕💕💕💕💕💕🙏🙏🙏👍👍👍👍👍

  • @messihabesha9652
    @messihabesha9652 3 ปีที่แล้ว

    በረከት ሓወይ ብጣዕሚ ዘክብለካን ዝፈትወካን

  • @zeresenayhagos1848
    @zeresenayhagos1848 3 ปีที่แล้ว

    ኦከ ጹብቅ ስራሕ እዩ ሶሪ ግን ደሓር ከ ምስ ኣቀመጥናዮ ብኸመይ ነዎርዶ ናብ ቲ ሓዳሽ ተለፎና ተገዲስካ መልሰለይ ካልአይቲ ሕቶ ኽኣ ሓዳሽ መባይ ምስ ገዛእና ኣብኡ ዘሎ ኹሉ ብኸመይ ነስግሮ ብሸሪት ዘይኮነ ኣብ ሲትን ኣቲካ ኣርአና

  • @ushueh6167
    @ushueh6167 3 ปีที่แล้ว +1

    የቀንየልና በረከት ሓወይ ለባመይ❤️❤️❤️❤️

    • @bereketromaroma
      @bereketromaroma  3 ปีที่แล้ว +2

      @Aslam Aayf email. Kemy kem zekefet kerekum eye

    • @tigraytewat2694
      @tigraytewat2694 3 ปีที่แล้ว

      ኣበያ ተና በረይ ሓወይ

  • @محمدي-س3ظ
    @محمدي-س3ظ 3 ปีที่แล้ว

    የቀንየልና ቀፅለሉ

  • @Vhj7Vbnn
    @Vhj7Vbnn 11 หลายเดือนก่อน

    በረኸት ጅግና ሓውና ኣይዘኻ ቀፅሉሉ❤❤❤❤❤

  • @AminaAmina-ro6xc
    @AminaAmina-ro6xc 3 ปีที่แล้ว

    Wow arif

  • @MulerTube-u2y
    @MulerTube-u2y หลายเดือนก่อน

    my በረከት ጅግና❤❤❤❤

  • @selamgebreanebnya4473
    @selamgebreanebnya4473 3 ปีที่แล้ว +1

    የቅንየልና❤❤❤❤❤❤

  • @AaAa-jy5fj
    @AaAa-jy5fj 3 ปีที่แล้ว +1

    bereket hawoy btamy nemesgn kulu amhary zkone eka thbena emo admen tanan yhabka keslelu ady tigray adey

  • @ghdgdgghu9662
    @ghdgdgghu9662 3 ปีที่แล้ว +1

    የቅኒየልና በረክት ሓውና💘🙏

  • @maramlama5181
    @maramlama5181 3 ปีที่แล้ว +1

    እሺ ክብረተይ

  • @ሄሉጋልደራ
    @ሄሉጋልደራ 3 ปีที่แล้ว

    በረከት ሓወይ በርትዕ 💪💪💪💪🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @salamahsalamah4030
    @salamahsalamah4030 11 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤ጅግና

  • @ጓልተምቤንፃዕዳ
    @ጓልተምቤንፃዕዳ 3 ปีที่แล้ว +3

    ሰላም በረከት ሓወይ ❤️❤️❤️❤️

  • @iloveyoutigeray4913
    @iloveyoutigeray4913 3 ปีที่แล้ว

    ጀግናየ በርተዐልና 💕💕♥♥♥♥

  • @kokobtigrai4087
    @kokobtigrai4087 3 ปีที่แล้ว +1

    Wawwwwww God bless you

  • @samerasamera6669
    @samerasamera6669 2 ปีที่แล้ว

    የቀንየልና በረክት ሓውና♥♥♥♥

  • @meserettigraweyt7541
    @meserettigraweyt7541 3 ปีที่แล้ว

    በረከት ሓውና ምስ ይቅሬታ ኢሜለና ዝረሳዕናይ አርእየና አብ ዝተሞቸወካ

  • @teaemobishaw6519
    @teaemobishaw6519 3 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም በረከት ዐብሰብ

  • @tgrayadeywelela1892
    @tgrayadeywelela1892 3 ปีที่แล้ว +1

    Asey bereket hawey habocha😘😘😘😘😘

  • @MEd595
    @MEd595 10 หลายเดือนก่อน

    ብረከት ሓወይ ኩሉ ተቅርቦ መደብ ብጣዕሚ ደስ ብሃሊ እዩ ከማካ የብዘሐልና
    ሳብስክራይብ እስከ ኣበራትዑኒ ጀማሪት እየ ዋ

  • @محمدي-س3ظ
    @محمدي-س3ظ 3 ปีที่แล้ว

    ቀፅለሉ ሓቢቢ

  • @mebriyebirhane7155
    @mebriyebirhane7155 3 ปีที่แล้ว +1

    10Q Bereket Hawna

  • @sooqusabya2047
    @sooqusabya2047 3 ปีที่แล้ว +1

    የቀንየልና ስለ እቲ ትበና ኩሉ ትምህርቲ ሓዉና

  • @እግዚአብሔርኣምላክይመስገ
    @እግዚአብሔርኣምላክይመስገ 3 ปีที่แล้ว

    ኣሰይይይይ ትግራዋይይይይይ ጅግናናናናናናና
    ኣይዞካ

  • @محمدمحمد-ل5ت6و
    @محمدمحمد-ل5ت6و 3 ปีที่แล้ว

    ኣሰይ ዝሓዎይ ማዓረይ

  • @ጋልውቅሮ-ቨ8ፀ
    @ጋልውቅሮ-ቨ8ፀ 3 ปีที่แล้ว

    በረከት ሓውና ፅቡቅ ትምህርቲ እዯ ቀፅለሉ እና ሓንቲ ሕቶ ክሓተካ ሓደ ኣፕልክሸን ክወርድ ኢለሰ ካብቲ ዘሎ ደልቲ እናበለኒ እንታይ መፍትሒ ኣለወ

  • @ጓልሃገረትግራይ-ቐ2ለ
    @ጓልሃገረትግራይ-ቐ2ለ 3 ปีที่แล้ว +1

    ታኪዉ ማዓረይ ሙሉእ ደሓር ክርእያ😂❤❤❤💊💊🌶🌶

  • @zekerias9416
    @zekerias9416 2 ปีที่แล้ว

    ሰላም ሰላም ክቡር ሀው

  • @dhdueuejd7838
    @dhdueuejd7838 3 ปีที่แล้ว

    Bereket hawey akefafita ayteredianann

  • @ጓልራያ-ረ1ኸ
    @ጓልራያ-ረ1ኸ 3 ปีที่แล้ว +1

    መቅሰን ወድ ኖይ❤❤❤

  • @zahraomer5447
    @zahraomer5447 3 ปีที่แล้ว

    ይቅንየለና

  • @SalamaAAA-l6j
    @SalamaAAA-l6j 11 หลายเดือนก่อน

    የቀኒየልና ዝሓወይ❤❤❤❤

  • @mebimebi8379
    @mebimebi8379 3 ปีที่แล้ว

    የቐንየልና እዝ ሓወይ

  • @omolomo5258
    @omolomo5258 8 หลายเดือนก่อน

    መርከብ ሓወይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ወድ ዓድና

  • @ጋልኣፅቢወበርቲቃላኣሚን
    @ጋልኣፅቢወበርቲቃላኣሚን 2 ปีที่แล้ว

    ሰላም ወዲ ሃገረ ትግራይ

  • @atsedeabraha1644
    @atsedeabraha1644 3 ปีที่แล้ว +1

    የቀነልና ማዓረይ😍😍😍😍😍😍😍😍

  • @lishya7755
    @lishya7755 3 ปีที่แล้ว +1

    wedi Tigray Gigna

  • @ፈጣሪሆይትግስትሰጥኝ
    @ፈጣሪሆይትግስትሰጥኝ 3 ปีที่แล้ว

    አመሰግናለሁ የኔ መልካም 🙏💘

  • @ሳሚኤልደስታ
    @ሳሚኤልደስታ 2 ปีที่แล้ว

    እንካዕ ናትና ኮንካ 💪💪💊💊

  • @ጽላትዘ-ሙሴዩቱብ
    @ጽላትዘ-ሙሴዩቱብ 3 ปีที่แล้ว

    በረኸት ሓወይ ኩሉ ትገብሮ ብጣዕሚ ደስዝብል እዩ የቅንየልና 👏ሕቶ ግን ኣብቲ emial ግን ኣብይኒ ማለት ሓዱሽ ዲና ንእቱ ወይስ እንታይ ኢና ከመይ እዩ ኣብይኒ በጃኻ ተገዲስካ መልሰለይ ዶሞ ብጣዕሚ እያ ጀዋለይ ተባላሽያ እያ በረኸት ሓወይ በጃኻ 🥺😔

  • @ራኢውሽጠይ
    @ራኢውሽጠይ 9 หลายเดือนก่อน

    Thanks bereket hawuna
    Fb ብስልኪ ዝካፈትናዮ ብኤሜል ክንቅይሮ ስርሐና!
    Mega ምስ ሓመልናዮ ኤሜልን ኣኣእቲና እቲ
    ፖስወርድን ናይ ኤሜል ዲና ክነእቲ ናይ fb!?

  • @ቀበጥጋልራያሞኾኒ
    @ቀበጥጋልራያሞኾኒ 2 ปีที่แล้ว

    ደስ ባሃል እዩ ኩብረ ሓወይ

  • @rahelbeyene5024
    @rahelbeyene5024 2 ปีที่แล้ว

    eshin Yene Kemm

  • @rhuzj9360
    @rhuzj9360 3 ปีที่แล้ว +1

    የቅንየለይ ሓላልይ🙏🙏🙏

  • @AaAa-jy5fj
    @AaAa-jy5fj 3 ปีที่แล้ว +1

    Yekenyelna keslelu bereket hawoy

  • @IRማዕረይኹንፍቅርና
    @IRማዕረይኹንፍቅርና 3 ปีที่แล้ว +1

    መርሓባ 🥰🥰🥰🥰💙 👈

  • @tdfman9866
    @tdfman9866 3 ปีที่แล้ว

    Selam bere hawey ati nay kedem amial dina kntkem wala hadush ina knewxe beta mega tbl