ገዳም ጻዕዳ እምባ ስላሴ ተኣምራታዊ ስፍራ፡

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 23 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 318

  • @Kokob-xy3hs
    @Kokob-xy3hs หลายเดือนก่อน +2

    ኣቦና ጻድቅ ሴይፌ ስላሴ በርከቶም ይክፈለና ኣሜን🎉

  • @FilmonKehase
    @FilmonKehase 4 หลายเดือนก่อน +1

    ገዳም ጻእዳ እምባ በረከት ጸሎቶምን ኣይፈለየና መንፈሰ ቅዱስ ትምህርቲና ይግለጸልና

  • @Kokob-xy3hs
    @Kokob-xy3hs หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜን ኣቦና ጻድቅ ሴፌሚካኤል በረከቶም ይኽፈለና ❤

  • @ametezghiteklsenbet3274
    @ametezghiteklsenbet3274 4 หลายเดือนก่อน +1

    ኣምላክ ኣቦይ ኣብዚኣ ስፍራኣካ መጺኤ እፋፈት በትካ ክስዕም ዕድመን ጥዕናን ሃበኒ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Adhanomtesfay-z6b
    @Adhanomtesfay-z6b 6 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ኣቦና ኣቡነ ስይፈ ሚካኤል ንሃገርናን ንህዝብናን ይባርኪ ጽሎቶምን በረኽቶምን ኣማልዲነቱን ኣይጋደፈና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @agazitkesete2674
    @agazitkesete2674 4 วันที่ผ่านมา +1

    Bereket nay xada aba ayfeleyena 💒🙏💒🙏💒🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @gerebrhantsige2707
    @gerebrhantsige2707 7 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ⛪️🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @micealmiki4053
    @micealmiki4053 ปีที่แล้ว +1

    ምሕረት ናይ ኣጋእዝት ዓለም ሥላሴ በረኽት አኡነ ሰይፍ ሚካኤል የካፍለና፡
    ብሓቂ ዲያቆን እግዘአብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ። ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ። ቀጻሊ ከምዚ ገይርካ ገዳማት እተላልየባን በረኸት እተካፍልናንን ዘሎኻ

  • @ManaFikre
    @ManaFikre 7 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ❤❤❤

  • @letekidanesefnosletekidane8866
    @letekidanesefnosletekidane8866 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜንንን

  • @g776yy3
    @g776yy3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል

  • @shewitmehari2222
    @shewitmehari2222 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይ ጸግኡ የብዛሓልና እግዝኣቢሄር

  • @fusfv877
    @fusfv877 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲🤲🤲❤❤❤❤❤❤

  • @MussieMosse-rx4zd
    @MussieMosse-rx4zd ปีที่แล้ว +1

    ኣዝዩ ደስ ዘብል መደብ እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ድማ ይባርኸልካ ክትቅጽሎ ድማ ንላቦ!!!!

  • @temesgenamlak4301
    @temesgenamlak4301 7 หลายเดือนก่อน +1

    አሜን አሜን አሜን ቃለሂወት የስምዓልና

  • @danielnatu-ex7su
    @danielnatu-ex7su ปีที่แล้ว +11

    ናይ ኣቦና አቡነ ሰይፈ ሚካኤል ንሃገርናን ንህዝብናን ጸሎቶምን በረኸቶምን ኣይጋደፈና። ዳት ኃውና ኣጆካ ብአርትዕ እዚ ናይ ሃገርና ገዳማት ንዓለም ኣፋልጦ ኣምላከ ሰይፈ ሚካኤል ፀጉኡ የብዛሓልካ ።

  • @teklekflay6880
    @teklekflay6880 11 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤❤❤❤❤

  • @fusfv877
    @fusfv877 ปีที่แล้ว +1

    ልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ❤❤❤ዝማሬ መላእኸቲ የሰምዓልና ኩቡራት ኣቦታተይ ኣሜን 🤲🤲🤲👏👏👏❤

  • @luwamgebrehiwet5249
    @luwamgebrehiwet5249 ปีที่แล้ว +1

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልል በረኸቱ የካፍለና ኣምላኽ

  • @fusfv877
    @fusfv877 ปีที่แล้ว +1

    ሩሑስ ኣውድኣመት ይግበረልና ኣሜን 🤲🤲🤲👏👏👏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @simonkifleyesus3929
    @simonkifleyesus3929 ปีที่แล้ว +1

    ዕልልል ልዑል እግዚኣብሔር ኣምላኽና ይኽበር ይመስገን ነዚ ዘርኣየና ፡ ብርግጽ ከኣ ኣብዚ ቅዱስ ስፍራ ከርግጸና እዩ ክብርን ውዳሴን ኣምልኾን ንጎይታ ሰራዊት ይኹን ፡ በረከት ናይ ጻድቕ ኣቦና ሰይፈ ሚካኤል ይሕደረና ኣሜን ።

  • @Girmayande
    @Girmayande ปีที่แล้ว +1

    እልልእልልልልልልልልልልልልልልልል ከምዚ ንዓመታ ብሰላም የጽናሕና

  • @g776yy3
    @g776yy3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይይይይይ ቁዱስ ቁዱስ ቁዱስ ቅድስተ ስላሴ ኣጋእዝተ ኣለም ምስ ኩልና ይኹኑ ❤❤❤🙏🙏🙏❤️❤️❤️🤲🤲🤲💐💐💐🙏🙏🙏❤️❤️❤️🤲🤲🤲💐💐💐🙏🙏🙏❤️❤️❤️🤲🤲🤲💐💐💐🙏🙏🙏❤️❤️❤️🤲🤲🤲💐💐💐🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @musseteklit2860
    @musseteklit2860 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር ጎይታ ሰራዊት ፍቃድ እንተኾይኑ ብሂወት እንተለኹ ብሰላም ካብ ስደት መሊስካ ናብ'ዚ ቅዱስ ቤት በረኸት ኣስትፈኒ።ሓዉና ድያቆን ከመስገንኩኻ ክሓልፍ ኣይደልን ዓስብኻ ኣብ ሰማይ ይጽንሓካ።

  • @berhaneteklehaymanot7663
    @berhaneteklehaymanot7663 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዝኣብሔር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም ኣሰይይ ኣብዚ ቅዱስ ገዳም ዝተሳተፉ ክቡራት መእመናን ጸግኡ የብዝሓልኩም በረኸት ሬድኤት ናይ ቅዱስ ስላሴ ኣይፈለየና ኣብ ኤሮፓ ንቕመጥ ኣሕዋትኩም ከኣ ጸሎትኩም ዘኩርና ኣነ ከምዚ ገዳም ክሰምዕ ከለኹ ዓይነይ ንብዓት ይቆጽር 😢 ሃገርና ተመሊስና ኣብዚ ቅዱስ ገዳም ክንበጽሕ ፍቃድ ቅዱስ እግዝኣብሔር ይኹን ድንግል ማርያም ብኣማልደነታ ትደግፈና❤⛪🙏

  • @sabasimon4736
    @sabasimon4736 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን አሰይ አብዚ ባርኾት ጎይታ ተኻፋሊ ክትከዉንሲ ከንደይ ጽቡቅ ነገር እዩ ተኻፋሊቲ ከንከዉን ከብቃዓና ቁዱስ ፍቃዱ ይኹን

  • @azekriedengleyadegoytay5981
    @azekriedengleyadegoytay5981 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ናይ ባሐቂ ደስ ዝብል ምሕረት በርውከት ረዲኤት ናይ ቅድስቲ ስላሴ አይፈለየና

  • @letehajmanot5883
    @letehajmanot5883 ปีที่แล้ว +16

    🙏⛪🙏⛪🙏⛪🙏⛪🙏⛪🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልከምዚ ነዓመታ ብሓባር የጽነሓና

  • @havenabraham5252
    @havenabraham5252 ปีที่แล้ว +3

    ኦ ፈጣሪ ኩሉ አለም ነዚ ቅዱስ ቦታካ ክበፅሕ አክእለኒ🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️❤️❤️

  • @meramkchanel957
    @meramkchanel957 ปีที่แล้ว +11

    ካብዛ እዛ ቻነል እዚኣ ተቕርቦ መንፈሳዊ ስራሕ የለን ግን ብዙሕ ሰዓብቲ ዘየብላ ስለምንታይ? እዚ ናይ ዓለም ቻነላት እሞ ንርኣዮ ሽዑ ነብስና ንሕተት! ኣጆኹም ከጽልዎ ጽቡቕ መደብ ብሓቂ

  • @ፍቕሪክርስቶስ
    @ፍቕሪክርስቶስ ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይይይይይ ብሩኻት ኣምላኽ ነዓኹም እንተሰምዓኩም ንጹሃት

  • @senamitasmara8664
    @senamitasmara8664 ปีที่แล้ว +1

    ተዓዲልኩም ከማኹም የማስለና ናብዚ ቅዱስ ስፍራ ን ክበጽሕ እንቋዕ ናብዚ ክቡር በዓል ኣብጸሓና በረኸቶምን ረዲኤቶምን ናይ ቅድስት ስላሴ ይዓድለና

  • @yonastsadik1416
    @yonastsadik1416 ปีที่แล้ว +1

    xolotn bereketn nay ኣቦና ቅዱስ ኣብራንዪስ ኣይፈለየና ተመሊስና ዓድና በርከት ንካፈለሉ የምጻላና እግዚኣብሄር ኣምላክ ' ኩቡር ሓውና ድማ ጸግኡ የብዝሓልካ '

  • @fikirybeltal4583
    @fikirybeltal4583 ปีที่แล้ว +1

    አሜን እልልልልልልልልልልልልልልልል

  • @mussiekeshidighe952
    @mussiekeshidighe952 ปีที่แล้ว +3

    ናይ ብሓቂ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ናይዛ ጽብቕቲ ቻነል። ብልቢ ደስ ዘብል መደባት ኢዩ፡ ካብ ነዊሕ ዝምነዮ ዝነበርኩ ምስ ቅዱሳት ቦታታት (ገዳማት) ናይ ምልላይ መደብ። ሓደራ ግን ከይተቋርጽዎ።
    በዚ ሎሚ ጫውጫውታ ዝሰፈኖ በረኸት መንፈስ ቅዱስ ዘይብሉ ናብራ ዓለም፡ ብኸምዚ ንሂወት ተስፋ ዘስንቕ መደባት ክትዝርግሑልና ከለኹም ክሳብ ክንደይ ባህ ከምዝብለና ክትርድኡልና ንምሕጸን።

  • @NewPhone-y8h
    @NewPhone-y8h ปีที่แล้ว +1

    ናዓመታ ሙሳኩ ይጸምብረና illllllllll🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @abrhaleygebreslasie9380
    @abrhaleygebreslasie9380 ปีที่แล้ว +12

    ዕልልልልል ❤❤❤❤❤❤ ድያቆን ሓዎይ በዚ ትገብሮ ሌላታት ናይ ገዳምና ኣዝየ ኢየ ሕጉስ ኣምላኽ ድማ ጸግኡ የብዝሓልካ ንሕና ድማ ኣምላኽ ፈቒድዎ ኣብ ዕዓድና ተመሊስና በረኸት ንኻፈል ንኸዉን 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Aaa-m21
    @Aaa-m21 ปีที่แล้ว +5

    ናይ ብሓቂ ነዊሕ መንገዲ ትጓዓዘሉ: ዓቢ በረከት ትረኽበሉ ገዳም ኣቡነ ሴፈ ሚካኤል (ጻዕዳ እምባ) ካብ ኣስመራ ክሳብ ከረን ብ ኣውቶቡስ ኣብ በተክርስቲያን ከረን የዕሪፍና ከባቢ ሰዓት 2 ናይ ለይቲ ተበጊስና ምሉእ ለይቲ ተጓዒዝካ ኣብ ግምጃ ወርቕ ንእሽቶ ኣዕሪፍና ነቲ ደው ዝበለ ጎቦ ናይቲ ቅዱስ ቦታ ክንጅምሮ ካብ 40 ደቂቅ- 1 ሰዓት ወዲእካ ኣብቲ ገዳም ምስ በጻሕካ ኩሉ ድኻምካ ቅንጥጥ ኢሉ ናብ ጸሎትካን ወይ ውን ዝኾነ ዝስራሕ እንተሓልዩ ትነጥፍ። ኣዘኻኺርካና ኽቡር ሓው ዳት እግዚኣብሔር ዓስቢ ቕዱሳን ይኽፈልካ። ኣብ ጸሎትኩም ካኣ ዘክሩና ናብ ዓድና ተመሊስና በረኸቶም ክንካፈል።

  • @semaineshtekie1394
    @semaineshtekie1394 ปีที่แล้ว +1

    እልልልልልልልልልልአዋይ ለምለም 🙏⛪

  • @abbyha7518
    @abbyha7518 ปีที่แล้ว +1

    Tsmsgen Fetari nameta bselam yxnhana Amlakey 🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @amalajekidusan6360
    @amalajekidusan6360 ปีที่แล้ว +1

    አሜን በረከቱ በኛም በሁላችን ይደር::
    የተዋሕዶ ሀይማኖታችንን እንደ አይናችን ብሌን እንጠብቃት በተለይ ወጣቶች ፅኑ በእምነታችሁ:: ዳቢሎስ ቀን ከለሊት ቀጥተኛዋን የተዋሕዶ እምነት ከምስራቅ አፍሪካ በራሳችን ሰዎች እያጠፋ ያለ ነዉ የመሰለዉ:: አይችላትም!! በደም እና በአጥንት የተገነባች የምንፀድቅባት ፈጣሪ በጠላት እንድትጠፋ አይፈቀድም ለዚህም በጋራ እንጠብቃት:: ካልሆነ ግን መጨረሻችን ለእኛ በዳቢሎስ እጅ መዉደቅ ይሆንብናል::
    ፈጣሪ ሲፈቅድ ከእናንተ ጋር የበአሉ ተካፋይ ለመሆን የአመት ሰዉ ይበለን::
    ልጃችን የልብ ቅርፅ የተባለውን ምስል ባትጠቀሚ መልካም ነዉ ምልክቱ የእምነታችን ተፃራሪ ስለሆነ:: አመጣጥን መጀመርያ መመርመር ያስፈልጋል::

  • @ItanaLamesa
    @ItanaLamesa ปีที่แล้ว +1

    Egziabher amlak nabzi kubur bota knbexh fkadu ykunelna bhaki des zebil gedam⛪🏰💒✝🌾🙏❤

  • @whabtom8935
    @whabtom8935 ปีที่แล้ว +1

    እንቓዕ ኣብቅዓና ኣብዚ ኩቡር በዓልና ተመስገን ገዳም ጻዕዳ እንባ ብዙሕ ተኣምር ኣሎዎ ሞ በረኸቶም ምስ ኩሉና ይኹን ኩቡር ኣንባቢ ብዙሕ ዘይትርኤ ኣሎ ከም ኣብነት ብወገን ሸበቕ ዘሎ ገምገም ኣብታ ናይ ገዳም ጻዕዳ እንባ መስቀል ኣላ ጥራሕ ቅርጺ ስእሊ ኤርትራ ኣይኮነን ምናልባት ጽሕፈይ ምብራህ ከይኣብየካ ንደቂ እቲ ከባቢ ሕተቱ መስቀልና ንከበሳ ወገን እያ ትርኤ ሰላምን ፍቅርን ናይ ቅዱሳት ኣቦታትና ኣይፈለይና ኣሜን። ፍቅርን ሰላምን ምስ ሃገርናን ህዝብናን ይኹን ኣሜን።

  • @SegySegy-o8c
    @SegySegy-o8c ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen
    Amen amen amen

  • @letebrhantareke1342
    @letebrhantareke1342 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen 🙏 bereket naye sulus kiduse yehderanea ❤❤❤❤❤❤

  • @abebawoldukiflay6523
    @abebawoldukiflay6523 ปีที่แล้ว +1

    ቅዱስ ሰሉስ ክብሪ ንዓኹም ይኹን ። አብዚ ክቡር ገዳም ጸዕዳ እምባ ስበጽሐሉን ክነግድን ጊዜ ነኽህበኒ ልኡል አምላኽ ፍቓዱ ይኹን ።

  • @senaitgebremedhin7460
    @senaitgebremedhin7460 ปีที่แล้ว +1

    ❤እግዚአብሔር ይመስገን ❤
    እሰይ እልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልል አሜን (3) ዝማሬ መላእክት የስመዓልና .ናይ ቅዱስ አቦና አቡነ ሰይፈ ሚካኤል በረከቶም ይሕደረና .ብፀሎቶም ይምሓረና 🥀💐🌿🙏🌿💐🥀🙏🥀💐🌿🙏

  • @algamichael8910
    @algamichael8910 ปีที่แล้ว +2

    Amen ,amen amen❤❤❤❤❤❤

  • @AsmieAsmie-te1gc
    @AsmieAsmie-te1gc ปีที่แล้ว +18

    ኣሰይይይይ ብታሚ ጽቡቅ ዝሃወይ ክብረት ያህበና ናይዚ በረከት ተሳተፍቲ ክንከውን ካ ናይ ስላሴ ቅዱስ ፍቅዱ ዩኩነና❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mebratberhane7402
    @mebratberhane7402 ปีที่แล้ว +1

    Amlaekey Nigedamatina Ninegdelu gize yebshana solotom Bereketom ayfeleyena 🙏❤🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @birikitialemayo3516
    @birikitialemayo3516 ปีที่แล้ว +10

    ኣሰይ ደስ ክትብሉ ታዓዲልኩም ነዚ ቅዱስ ገዳም ክትበጽሑ እግዚኣቢሄር ዝፈቐደልኩም💒💒💒🌹🌹🌹🙏🙏🙏

  • @elsayohannes4693
    @elsayohannes4693 ปีที่แล้ว +1

    ABSOLUTELY AMAZING AND VERY LOVELY ERITREAN CULTURE NICE SERVICE .GOD BLESS ERITREA AMEN 🇪🇷. 🇪🇷

  • @bsratgalkesi2507
    @bsratgalkesi2507 ปีที่แล้ว +7

    እውይ ኣቤት ትዕድልቲ እዩ ተመስገን ንዚ ኽርኢን ኽሰምዕን ዘብቃዓኻኒ ጎታየ✝️💚🥺

  • @asmeretberaki300
    @asmeretberaki300 ปีที่แล้ว +1

    Asey ell ellll elll kdsti silase alem gedam Eritrea ❤🎉🎉🎉 hagerey kdsti
    Dyakon hawey ka xamaka Egzbher xegu ybzhalka 🎉🎉🎉

  • @mebrhitamanuel3090
    @mebrhitamanuel3090 ปีที่แล้ว

    እልልልልልልልልልልልልልል ናይ ብሓቂ ደሲ ዘብሊ እግዚአብሔር ህብኩም

  • @DanayAbraham-z3r
    @DanayAbraham-z3r ปีที่แล้ว +2

    ኣሜንንን ክብሪ ይሃብካ ዘመን ኣገልግሎትካ ይባርከልካ እግዚኣብሔር ምሕረትን ይቅሬታን ቅድስት ሥላሴ ጸሎትን ኣማላድነትን ናይ ኣቡነ ሰይፈ ሚካኤል ኣይፈለየና ነዚ በረከት ዘሳተፍካና በረከት ኩሎም ቅዱሳን ኣይፈለካ እናበልኩ ናይ ገዳም ኣቡነ ኣብየ እግዚእ ማይ ዕዳጋ ደቀምሓረ ኣቡነ ቴዎድሮስ ዘርሒብ ባይታ ኣቡነ እንቋብርሃን ደቂ ሽሓይ ገዳም ኣዴታት ዝነበረ ኣቡነ ፊሊጶስ ዘደብረቢዘን ዝመስረትዎ ኣብ ገድሎም ዘሎ ሕጂ ዝጠፍአ ቅድሚ ገዳም ቅድስቲ ዲምያና ቅድሚ ኣሽሓት ዓመታት ዝተመስረተ ዝነበረ ክተምጽኣልና ብትሕትና ንሓትት ሓደራ

  • @awetasmerom6674
    @awetasmerom6674 ปีที่แล้ว

    Egziabhier bereket nayzi gedama yekaflena nhagrna selam yhabena

  • @feruzgebrezgi7234
    @feruzgebrezgi7234 ปีที่แล้ว +2

    Gedam xada enba endaslasie 1 amet negide degim nabzi kudus bota bereket kkafel egziabiher yhagzeni amen 🙏 🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @NighistyTeklekidane
    @NighistyTeklekidane 7 หลายเดือนก่อน

    Amen Amen Amen nai abune sifemichael berekt ayfelina ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mizangebreamlak2554
    @mizangebreamlak2554 ปีที่แล้ว

    Asey bhabar nameta amen❤❤❤

  • @AaAa-lm1ui
    @AaAa-lm1ui 3 หลายเดือนก่อน

    ❤አልልልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤

  • @briktiwelday9027
    @briktiwelday9027 ปีที่แล้ว

    በረኸምት

  • @MussieHaile-to6kn
    @MussieHaile-to6kn ปีที่แล้ว

    Kale hiwe yesmealna

  • @abebabeyen6245
    @abebabeyen6245 ปีที่แล้ว

    Kale Hiweti yesmalna amlak xegae yebzhulkum Amen Amen

  • @geremskalredae6910
    @geremskalredae6910 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይይይይይይይይይ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዘተመሰገን ይኻነ በርኽት ናይ ሃገረ ኤርትራ ይዉረደሊና ናይ ሰፈሰ ሚካኤል ኣባና በረኽት ይዉረደሊና

  • @nebyatgebretiensae9421
    @nebyatgebretiensae9421 ปีที่แล้ว

    አሰይ ደስ ክብል መታደል ነው ቦታውን መርገጥ

  • @judyisaac7858
    @judyisaac7858 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen kebri n Amlakna kebri nWeladitu yekun. Bereketomen redietomen nai Abune Seifemichael yebtsehana❤❤❤

  • @abelwedikeshi4477
    @abelwedikeshi4477 ปีที่แล้ว +7

    ኣብ ስደት ካብ ዝወጹ ከም ናይ ሎም እንድየ ትሓጉሰ ዘይ ፈልጢ ምሕረት ናይ ኣጋእዝት ኣለም ስላሴ በረከት ናይ ኣብነ ስፈ ሚካኤል ኣይፈለየና ❤❤❤❤❤🎉

  • @SofaniasSofanias
    @SofaniasSofanias 5 หลายเดือนก่อน

    እልልልልልል እልልልልልልል እልልልልልል ❤❤❤❤

  • @yewuhanabereket-yy2is
    @yewuhanabereket-yy2is ปีที่แล้ว

    Bereketu yekaflena amlak

  • @mleuyem7428
    @mleuyem7428 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤ኣሜንንንንን❤❤❤

  • @ikkmii
    @ikkmii ปีที่แล้ว +5

    ድሌት ኣለኒ ኽመጸኺ ጻዕዳ እንባ ስላሴ እግዚአብሔር ኣምላኽ ይመስገን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Finan_wel
    @Finan_wel ปีที่แล้ว

    Amen qal hiwet yesmealna ahwatena egziabher xegau yezhalka agelglotka yebarek….berketom yekfelena 🙏🏾

  • @birikitialemayo3516
    @birikitialemayo3516 ปีที่แล้ว +8

    ኦ' ፈጣሪ ነዚ ቅዱስ ቤትካ ዝበጽሕን ዝካፈልን ሂወት ሃበና 💒🙏🌹🌹🌹

  • @sarahhbashi4053
    @sarahhbashi4053 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @minasegebre9274
    @minasegebre9274 ปีที่แล้ว +1

    ኤርትራ ናይ ቃል ኪዳን ሃገር ነዚ መደብ አቅራቢ ልዑል ምስጋና

  • @tsniatdesale8182
    @tsniatdesale8182 ปีที่แล้ว

    Slasie aboy degime znegdeka gbereni xelot qdus ayfeleyena❤🙏❤🙏❤💒💒💒💒💒💒💒⛪⛪

  • @natsnetyemane2992
    @natsnetyemane2992 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen kibri namlak

  • @briktiwelday9027
    @briktiwelday9027 ปีที่แล้ว

    እስስስይ በረኽትኩም ኣይፈልየን

  • @fqresegid7029
    @fqresegid7029 ปีที่แล้ว +3

    ቃል ሂወት የስመዓልና ክቡር ሓውና ነዚ ተኣምራትዊ ገዳም ብመገዲ ዚ ቻነል ክንርኢ ዝገበርካን ዓስቢ ቅዱሳን ይክፈልካ
    - ከም ምክሪ ድማ መዝሙር ነዚ ገዳም ትውክል ኣላ ብ ድያቆን ጠዓም ሰጊድ (ዳግማዊ ሙሴ ) ትብል እሞ ነቲ ገዳም ጽቡቅ ጌራ ስለ ትገልጾ እንተ ትትቀመላ ዝያዳ ጽቡቅ ነሩ ፡ ቀጽሎ ከኣ ኣምላክ ጸጊኡ የብዝሓልካ

  • @merhawitgoje2967
    @merhawitgoje2967 ปีที่แล้ว

    Dyakon dat meglexi yeblnann abtsero tekrbo medebatka egziabher yezizu ybarka azekirkana ⛪⛪⛪⛪⛪⛪👏👏👏👏🤲🤲🤲🤲

  • @TsighanaKibromSereke
    @TsighanaKibromSereke ปีที่แล้ว +1

    amen amen amend🙏🙏😇😇💒⛪💒

  • @abiyorkilovsoli
    @abiyorkilovsoli ปีที่แล้ว +5

    ኣሰይይ ክብርን ምስጋናን ን አግዚኣብሄር ይኩን ፡ናይ ስላሰ በረከት ኣይፈለየና ኣሜን ፡ ሓደ ምዓልቲ ኣብዚ ቦታ ክበጽሕ ትምኒተይ ኢዩ❤❤❤

  • @abiteyfretay3674
    @abiteyfretay3674 ปีที่แล้ว

    Nnafko gedam bereket nay agaezte slasie ykfelena 🙏

  • @tigsitiasmelashi3025
    @tigsitiasmelashi3025 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen bereketkum ayfeleyena zmare mielekit yesmialna

  • @Daniel-t7o
    @Daniel-t7o 3 หลายเดือนก่อน +1

    ገዳም ጻእዳ እባ ስላሴ የሓልወና ተዘክሮ ጌርሙክሙለይ እካ ዓደይ ጸዓዳ ናይ ኤርትራ ገዳማት ከተርኡይና ንላበወኩም

  • @makueritrea2043
    @makueritrea2043 ปีที่แล้ว

    Barekeykum yekaflena Amen 🙏🤲💕

  • @frewoinykahasaye3582
    @frewoinykahasaye3582 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen 🙏 🙌 Kale hiwet yesemaln

  • @fyeriteame7623
    @fyeriteame7623 ปีที่แล้ว +5

    ኣሰይይይይይይይይ ኢንካአ ናብ ኩቡር ኣመታዊ በኣል ኣብጽሃኩም ኣብጽሃና❤❤❤❤❤❤❤

  • @eritreangirl5990
    @eritreangirl5990 ปีที่แล้ว +1

    እስከ እቲ ጸሎትም ይሐልወና ንጽሃት አቦታትና ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Marrybrauhan
    @Marrybrauhan หลายเดือนก่อน

    Bereketom Segiom AYfeleyena Amennnn🙏🙏🙏

  • @funtiabrhaley5935
    @funtiabrhaley5935 ปีที่แล้ว +1

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏

  • @habtetewelde7586
    @habtetewelde7586 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna

  • @FilimonZrae
    @FilimonZrae ปีที่แล้ว

    Amin 3

  • @nomore5845
    @nomore5845 ปีที่แล้ว +1

    እቱይ ዋዜማ ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ እቱይ ቋንቋ እንትድኣ ትርጉሙ ፈልጥኻዮም ብልበለጸ ደስ ይብለካ ምክንያቱም ዛይትሰምዖ ጸርፍስ ዳርጋ ደርፊ እዩ ክኾን። እንታይ ይብሃልልሎ ዛይትሰምዖስ እንታይ እልኻ ኣሜን ኽትብል? ምሕረቱ ንዘልኣለምን ርሕሩሕን እዩሞ ይምሓረና✝️🙏🏼
    እቱይ እዙይ ኹሉ ሓልኽስ ላብ ከምዙይ ዝዓይነቱ ኣጻድፍስ ኣምላኽ ብኸምዙይ ድዩ ጽድቅን ዝገብረልኹም ወይም ሓይጥኣትኹም ልሕደገልኹምስ ኸምዙይ ገዳም ብምስራሕ ልሕዝቢ ብምትላል ላብኸምዙይ ብምጉዓዝ ግብረ ሰናይ እዩ ዝብለናኣምላኽ ድዩ ዝነኤና? ኣይፋልኩም!
    ብጣዕሚ እዙይ ብናይ ዛይምስትውዕል ይኹን ዛይምፍላጥ ወይም ብናይ ሕማቅ ሓሳብ ንሕዝቢ ምትላል ናይ ድንቁርና ንሕዝቢ ኣብዛይኾነ ንኦርቶዶክስ ዕንኽሊል ዝብልዎም ዝነዉ ኣምላኽ ይፍረዶም።
    እግዚኣብሔር ንሰባት ዘድልን ዛየድልን በሙሉ ኣብ ቅዱስ መጽሓፍ ኦሪት/ ሓድሽ ኽዳን ትእዛዝ ይኹን መምርሒ እቶም እነንብብ ነንብቦ። ባዕላትና ንመሃሮ ምንም ቶርጓሚም ኣይድልን በይዛኹም።
    ኣብ ሓድሽ ኽዳን ጎይታና እየሱስ ክርስቶስ "ንሰባት ካም እንጀራ እላበላዕኹም እትታልልዎም ወይለኹም" ካምዝበሎም እነኖ መራሕቲቤተክርስትያናት መጻወቲ ገይሮምና ምንም ና መንገዲ ሓቅን ብርሃንን ዛይኾነስ መንዲ ላይዓርሳቶም ላይ ስስዕት መንገድ ጸልማትና ሓሾት ኮንና። በዙይ ድማነይ ለልሕድሕዱ እላሓለቅና እላትቃተልና ዓራቅቲ የሎ ሕድገት ይቅር ባይነት የልቦ እንታይ ድኣ ምስ መንግስት ትጽግዕኻስ ኹናት ምቅጻል እግዚኦኦኦ እዚኦም እኮ ክዮም እቶም ኣቅሽቲ ኦርቶዶክስ ሰላም ኣርሕቆማ ዝነዉ፣ ኣልባሳትን ወለል ብልበለ ጽሕምኻ ብምናሕን መስቀል ኣብ ቅድመኻ ብምግታርን መራሕቲ ኻብለኹም ኣይኽእልን ኣምላኽ ይርእየኹም ካምዝሎ ረስዕኹም። መራሕቲ ኦርቶዶክስስ እንታይ ኣቁሞም እንታይኸ ምሂሮም መዋእሎም ሕዝቢ ንኻይፈልጥ ልሕዝቢ ምስዓበስዎ። እሞ ዓይንኹም ርኣይሉ እዝንኹም ስምዕሉ እላርኣኹም እላሰማዕኹም ኻም ዕዉርን ጸማምን እንትኾኑ እታ ፍርዲ ምዕልቲም ልገዛእ ርእስኹም እያ ማንም ኣይሕተተልኹምይ።
    ምሕሩቱ ንዘልኣለም እዩሞ ርሕሩሕን መሓርን እዩሞ ምሓረና ጎይታይ✝️🙏🏼

  • @TesfitMhrteab
    @TesfitMhrteab ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen

  • @ghideymehariberhe760
    @ghideymehariberhe760 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen Abona slase ybelwo abau zebxh gze yhabena 🤲🤲🤲🌿🌿🌿

  • @abebatinsae2321
    @abebatinsae2321 ปีที่แล้ว

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልእልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልእልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስምዓልና የቅንኣካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጸጉኡ የብዝሓልኩም በረኸቶምን ረዲኤቶምን አይፈለየና ኣብጾሎትኩም ዘኩርና ካብ ርያድ ሱዑዲ ዓረብ ዎለተ የማርያም ይፍቱ ባሩኹና ኣሜንንንንንንን

    • @abebatinsae2321
      @abebatinsae2321 ปีที่แล้ว

      እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል

  • @eritreawnet4106
    @eritreawnet4106 ปีที่แล้ว

    Diakon hawna bezi tgebro zelka asbi kabti luel Egziaber amlak yhabka 🙏🙏🙏

  • @asmeraeratra4793
    @asmeraeratra4793 ปีที่แล้ว

    Amen3