ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ከመይ ገረ ምስሓቅ ቀቛርጽ ደጊመ ይሪኦ ኣለኩ ዝፈትዎ መደብ
wlkam
ዕልልልል)ልልልል። እንቃዕ ሓጎሰኩም። እንቃዕ ኣደይማይርያምመሓራኪ በለለይ ጽቡቅ ኣስሚዕካና❤❤❤❤❤❤ (from Eritrea)
ናይ ሰላም ከተማ ደሚረካ ኣለኩ መልሰለይ
@@EyerusBerhan ኣበይ ደሚርክኒ
@@Tsegyewedi ኣብ ኢቱብ
ብጣዕሚየ ዝፈትወኩም ንኣኻን ሰበይትኻንእንቋዕ ማርያም መሓረታ። ንኣኻን ንዓለምቦሻዕን ክብሪ ኣሎኒ። ርሑስ ሓድሽ ዓመት!🇪🇷
😍😍😍😍😍
❤❤❤❤ ሰበይትካ ዘይቡሉ ዘይዋሕጥልካ ብ ሰላም ትምጻና ሰበይትካ ካኣ ሳሕቃ ናፍቅናዮ❤❤❤
😍😍😍😍
ሰላም👋👋 ሓወይ መዓረይ በዓልት ገዛኻ በርቲዓ ዶ ማሙሽስ ጎቢዙ ኣጆኻ በርትዕ 👍👍🙏🙏🙏❤❤❤❤❤
ደሚረኪ ሚሊየን መልስለይ
ሃይማነት ሓንቲ እያ ንሳ ኻዓ እርቶዶክስ ተዋህዶእያ ዞም ዘማናውያን መናፍቃን ካዓ ጎይታ ትቃበሉ ናበሉ ብሽም ጎይታ ዝመፁ ሓሸውቲ ናብያቱዮም ስለዚ አበ እምነትና ክንፀንዕ ይግበእና ❤
ዳኒ ሓውና እንካዕ ኣሐጎሰካ ንብዓልቲ ቤትካ ድማእንካዕ ኣደይ ማርያም ኣውፀታ🙏🙏💓💓💓💓💓
እንካዕ ደስ በለካ❤❤❤❤❤🎉
ezom zebelu zeleo ezi May ab canada teweledu eum guas ❤❤
ወንጌል ዮሃንስ 3፥1-21 ካሎኦት ቤት እምነት ከመይ ይቅበልኦ ነዚ ቃል ንስካ/ኪ ከ ንጹር ኢዩ፡ ሮሜ 10፥9❤❤❤❤❤
በተለይ ኣምሓርኛ እዩ ብፍላይ በል
በሪ ናፊቅናያ ዳኒ እግዝአቢሄር ይመስገን አብ 40 ን 80 ዝተጠመቐ ኹሉ ፈጣሪ ብሓደነቱን ብ3 ስለዝተቐበለ እዩ
ሞስሊም ደኣ ንመን ጎይታዮም ተቀቢሎም ኣብ ሓዱሽ ኪዳን ብዜካ እየሱስ እቲ ዝተሰቅለ ብስጋ ከም ዝመጸ ዘይኣምን ዘበለ ከሓዱዩ እዩ ዝብል ቃል ኣምላኽ ናብ ኦርቶ ዶኩስ እንተ መጺእና ከኣ ንእየሱስ ክርስቶስ ስሙ ትፈልጦያ ግን ብዝግባእ ኣይተምልኾን ቃል ኣምላኽ ከኣ ከምዚዩ ዝብል ሓዱሽ ቃል ኣይኮነን ኣብ ማንም ሃይማኖት ይሃሉ ንክርስቶስ ብትትክል ተረዲእዎ ዘኣምኖን ዘይቅበሎን ዘይስዕቦን እንተ ኮይኑ እዚ ስሙ ኣንበር ማንነት ክርስቶስ ኣይተረደኦን John 1 ትግ - ዮሃንስ12: ነቶም እተቐበልዎ ዘበሉ ዅሎም ብስሙ ንዚኣምኑ ግና ውሉድ ኣምላኽ ኪዀኑ መሰል ሃቦም። (እዛ ምክሪ ምስ ፍቅሪ❤❤❤❤❤)
ዳኒእናቤሪርሑስሓድሽአመት❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤ሓራስ ከመይ ኣላ ዳኒ
መስገኖ ደሓን እያ 😍😍
Enkan dssss alachu dani fetari yasadglachu 🎉🎉❤👍🙏
ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ቀጽሎ
ዋውው ኮንግራ ዳኒ ሓወይ 🎉🎉
ኣሰይይይ እንቆዕ ብሰላም መጸትኪ በለልና ግን መኣስ ተኒሳ ደይ ፈለትኩስ ሓሪሳ አረ ይመችኩም
Daniway hala ❤❤❤
Ufffff😭😭😭😭😭Eway Weledna 😢😢😢Hgdf mendef n hwehatn si 😭😭😭😭😭😭
አቦና እግዝአቢሄር የኽእልኩም 😢😢😢😢ጽንዓት ይሃኩም 😢😢😢
Congra እንቃዕ ሓጎሰኩም bro
እፍፍፍ ኣቦዋይ ኣባይኩም ይንባዕ😢 ዳኒ ዞም ኣቦ ኣበይ እዩም ኣድራሽኦም በጃኻ
ዋዉ🎉 ኮንግራ ዳኒ ሓወይ 🎉🎉
Sebeytka ankao bselam hreset nsa zeyblu kief yeblun bejeka amxalna
Bravo ❤ you right brother ❤&congratulations baby welidkum🎉
Enkae beselam tegelagelki rhus kola yweledena amen
😢Ahhhhh😢😢😢aboyyyy meareyyyy abayka
ኣጆኻ ንፉዓት ምስ ኣፍኩሪት ካ
ዋው ዳኒ ቤሪ ሐሪሳ ኢልካና እንቃዕ ሐጎሰካ እሙ ግን ሕቶ አለኒ ማዓስ አጥኒስካያ ደው ኽትብል እንበር ኽትድቅስ ሪኢናያ አይንፈልጥን😂😂😂😂😂😂
Nay zom Abo kontact kytrekbeley do tykyel?? Thanks.
😍😍😍😍😍💖💖💖💖💖💖🌿🌿🌿🌿🌿
Happy new year, Enda Dani ❤❤❤❤❤
Aseyyy enkae ademariam bselam agelageleta enkae hagosekum
Yes dani
Merry Christmas 🎅
ወሪድና ዶ ድያስፖራ 😂😂😂😂ደቅና እምበር ንሕናስ ቃንቃና ኣይረሳዕናን ፋዝር ኣጋኒኖማ ዋይ „ኣበይ ዓሪፎም ኣብ ሆቴል" ክክክክክክክ
ኣቀራርባ ጽቡቅ እዩ ግን ቪድዮ ከፊትካ ኣይትዛረብ ስካብ ዝውድእ ኣይትዛረብ
Brother Dani,,Happy new year!Goita mikibael malet hiwetka N'Goita JESUS mihabka malet eyu. Additional zibilo winBizuh emnet alo ente kone ,,, only Christian teray eyu midhanka fetsimuwo. Kale yelen
ጌረልካ ኣለኩ ዛሓወይ ኣሕዋተይ ሳብስክራይብ ግበሩኒ ዩቱበይ ተዓፅዩኒ ፈጣሪ ይሓግዝኩም ❤❤❤👍👍👍👍
ኣምሺ not aenchi ኪዲ ማለት እዩ bro
እንኳዕ ብሰላም ተገላገለት እንኳዕ ደስ በለኩም ❤❤❤❤ 🎉🎉ናይዞም ሰብአይ ግን 😂😂😂😂
Hhhhhhh sefr kumal koyen betam yasaznal abatachen 💔😭😭
Nice work😍👍Mariam bi shilm tewetxaki😍
Happy New Year 2024!!!
በጃካ ቤሪ ኣምጸኣልና ላበከይዳ🙏
ትፈልጡዶ ኣዋልድ ኣስመራ እንታይ ዓይነትወዲ ከም ዝፈትዋ? 1 ቖማት 2 ጸሊም ተዘይኮይኑ ከደራይ 3 ነቃጽ እዚ ብመጠንመልክዕ ክኸውን ከሎ፡ ብስራሕ ዘይጻውት ጻዕረኛ፡ ነዱኡን ሰብይቱን ከቀራርብ ዝኽእል።
❤
ኣንቺ ኣይኮነንን ኣምሺ
ክክክክክ ናይቶም ቆልዑ እታ ኣንቺ ድዩ ዝበላ ዝበልካያ ኣምሺ ኢዩ ዝበላ ወዲ ዓበይቲ፡ ኣምሺ ማለት ከኣ ከዲ ማለት ኢዩ ብዓረብ፡ ሰላም ኣይረሳዓኹን ከኣ😊
Uffffffff aboy mearey away Alem 😭😭😭😭😭🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤👍👍👍
Dani enka hagoska ❤🎉
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤haftam qola ykunlkum❤🎉🎉🎉
በጃኻ እቲ video ኣይትቆራርፆ ብዓቕሊ ኣውድኣና ክትስሕቕ ተደሊኻ ደዉ ደዉ ኣይተብሎ እዋእ ንፈትወኩም ኢና ኣይተበላሽውዎ በተለይ ንስካ🙏🤙
🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤🎉❤🎉❤🎉
😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍D&B
Kkkkk weyanesi ms ezi jigna shaebia hade btaemi eka meshak
Abshirka❤❤❤
🎉❤❤❤❤❤
እንኻን ስላም ውልድትሓርስ አንብሳ ኮይና ትመፅእና❤❤❤❤
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ስበይትኻ ብሰላም እንቃዕ ተጋላገለት ሳሓቕ ኣልግባሃልካ ቀድምካና ትስሕቕ ኣለኻ ቅድም ፍሽኽ ትብል ነርካ ሕጂ ከምናይ ሰበይትኻ ምስ ድምጹ ቀድምኩምና ትስሕቁ ገድፍናዮ ሳሓቕ ሳሓቕኩም ክንሰምዕ
Ezi qolia anchi zeykones amshi eyu elwa
😢😢😢😢
Amshi eyu elwa
ዘረባ ተብዝሕ ኮይንካ መሰልቸዊ!! ክንካታተል ኣይካኣልናን!!!!
Exactly. They are the Same! The sadest thing is , they are distorting our people, country, culture 😢😢💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
ሰሓቃ ወድኢካ ምጻእ ድሂሪ ሕጂ 😂😂😂
ኣቦይይይ😂😂😂😂
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉😂😂😂😂😂
አምሺ እዩ ኢልዋ።
Kemaka lebam ybzah
እዋይ ዳኒ ሰሓቅ ሞይተ 🤣🤣🤣🤣
Amishi malet kidi malet eyu bquanqua Areb.
ያ ሳብስክራይብ እስከ ግበሩሉ
ዳኒ በቶም ጴጠ ምስኦም ተዘይ ኮይንካ ጌታ አተቀበልካን እዮም ዝብሉ እተዘይ ተቀበልካ ግን ሐወይ አይኮንካን እዮም ዝብሉ ።
Amshi eyu elu anchi aykonen haweni...
ኢላ ነሹ እዛ ዓጋመካ ዶ ክምንጥሉካ ደልዮም 😂😂😂😂😂😂😂😂
Entay emo hemak tezkiba haswti
Anchi aykon ata wedi Amshi eyu elwa
ብሮ ኣንቺ ኣይኮነን ኣምሺ ዩ ዓረብ ኪዲ ማለት ዩ
ሓሳዊ ሕማቕ ከመይ ገይርካ ሕዋሓትን ህግደፍን ሓደ እዮም እትብል ካሕዳም ኣፍቲ ኣዲስ ኣበባ እትነብሩስ ብጣዕሚ ለያቡ ረሰሓት ኢኹም ገፅካ ትርሓቕ እዚኹሉ ዩኒቨረስቲ ሰሪሖም ተምሃር በሉኻ እምበር ኣደንቁሮምኻ ደንቆሮ
ኣምሺ 😂😂😂
No anchi amshi iyu
Hibtka dia mishet Mara tekyfka lomi😅
Entay dea sebeytka ms kedet sehak abzihka, ktshrsher jemirka malet eyu eko...
ቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅ😂😂😂😂😂😂
Abta confidence zelewa kolea derfii zela eba bejaka tsehafley feteya alko batami.? Subscribe kegbrelka ey
Gn qes elka eba tezareb coz zerebaka yqltfeni alo
ኣምሺ ዩ ኢልዋ ብዓረብ ማለት ዩ
Gen dani maere kndey dka ttselo Polotika gele fetinka nerka dika 😂
Amshi eyu eluwa malet kids b areb eyu
ይስተረና ወዲ ኣዱ ወድና ምዃኑ ስል ዘይተርፎካብ ኣዲኡ ክሓይሽ ኢና ንመርጽ።
😂😂
Kkkkkkk
Enqe ahagoseka
ኪድ ቆማል
ከመይ ገረ ምስሓቅ ቀቛርጽ ደጊመ ይሪኦ ኣለኩ ዝፈትዎ መደብ
wlkam
ዕልልልል)ልልልል። እንቃዕ ሓጎሰኩም። እንቃዕ ኣደይማይርያምመሓራኪ በለለይ ጽቡቅ ኣስሚዕካና❤❤❤❤❤❤ (from Eritrea)
ናይ ሰላም ከተማ ደሚረካ ኣለኩ መልሰለይ
@@EyerusBerhan ኣበይ ደሚርክኒ
@@Tsegyewedi ኣብ ኢቱብ
ብጣዕሚየ ዝፈትወኩም ንኣኻን ሰበይትኻን
እንቋዕ ማርያም መሓረታ። ንኣኻን ንዓለም
ቦሻዕን ክብሪ ኣሎኒ። ርሑስ ሓድሽ ዓመት!🇪🇷
😍😍😍😍😍
❤❤❤❤ ሰበይትካ ዘይቡሉ ዘይዋሕጥልካ ብ ሰላም ትምጻና ሰበይትካ ካኣ
ሳሕቃ ናፍቅናዮ❤❤❤
😍😍😍😍
ሰላም👋👋 ሓወይ መዓረይ በዓልት ገዛኻ በርቲዓ ዶ ማሙሽስ ጎቢዙ ኣጆኻ በርትዕ 👍👍🙏🙏🙏❤❤❤❤❤
ደሚረኪ ሚሊየን መልስለይ
ሃይማነት ሓንቲ እያ ንሳ ኻዓ እርቶዶክስ ተዋህዶ
እያ ዞም ዘማናውያን መናፍቃን ካዓ ጎይታ ትቃበሉ ናበሉ ብሽም ጎይታ ዝመፁ ሓሸውቲ ናብያቱዮም
ስለዚ አበ እምነትና ክንፀንዕ ይግበእና ❤
ዳኒ ሓውና እንካዕ ኣሐጎሰካ ንብዓልቲ ቤትካ ድማእንካዕ ኣደይ ማርያም ኣውፀታ🙏🙏💓💓💓💓💓
እንካዕ ደስ በለካ❤❤❤❤❤🎉
ezom zebelu zeleo ezi May ab canada teweledu eum guas ❤❤
ወንጌል ዮሃንስ 3፥1-21 ካሎኦት ቤት እምነት ከመይ ይቅበልኦ ነዚ ቃል ንስካ/ኪ ከ ንጹር ኢዩ፡ ሮሜ 10፥9❤❤❤❤❤
በተለይ ኣምሓርኛ እዩ ብፍላይ በል
በሪ ናፊቅናያ ዳኒ እግዝአቢሄር ይመስገን አብ 40 ን 80 ዝተጠመቐ ኹሉ ፈጣሪ ብሓደነቱን ብ3 ስለዝተቐበለ እዩ
ሞስሊም ደኣ ንመን ጎይታዮም ተቀቢሎም ኣብ ሓዱሽ ኪዳን ብዜካ እየሱስ እቲ ዝተሰቅለ ብስጋ ከም ዝመጸ ዘይኣምን ዘበለ ከሓዱዩ እዩ ዝብል ቃል ኣምላኽ ናብ ኦርቶ ዶኩስ እንተ መጺእና ከኣ ንእየሱስ ክርስቶስ ስሙ ትፈልጦያ ግን ብዝግባእ ኣይተምልኾን ቃል ኣምላኽ ከኣ ከምዚዩ ዝብል ሓዱሽ ቃል ኣይኮነን ኣብ ማንም ሃይማኖት ይሃሉ ንክርስቶስ ብትትክል ተረዲእዎ ዘኣምኖን ዘይቅበሎን ዘይስዕቦን እንተ ኮይኑ እዚ ስሙ ኣንበር ማንነት ክርስቶስ ኣይተረደኦን John 1 ትግ - ዮሃንስ
12: ነቶም እተቐበልዎ ዘበሉ ዅሎም ብስሙ ንዚኣምኑ ግና ውሉድ ኣምላኽ ኪዀኑ መሰል ሃቦም። (እዛ ምክሪ ምስ ፍቅሪ❤❤❤❤❤)
ዳኒእናቤሪርሑስሓድሽአመት❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤ሓራስ ከመይ ኣላ ዳኒ
መስገኖ ደሓን እያ 😍😍
Enkan dssss alachu dani fetari yasadglachu 🎉🎉❤👍🙏
ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ቀጽሎ
ዋውው ኮንግራ ዳኒ ሓወይ 🎉🎉
ኣሰይይይ እንቆዕ ብሰላም መጸትኪ በለልና ግን መኣስ ተኒሳ ደይ ፈለትኩስ ሓሪሳ አረ ይመችኩም
Daniway hala ❤❤❤
Ufffff😭😭😭😭😭Eway Weledna 😢😢😢Hgdf mendef n hwehatn si 😭😭😭😭😭😭
አቦና እግዝአቢሄር የኽእልኩም 😢😢😢😢ጽንዓት ይሃኩም 😢😢😢
Congra እንቃዕ ሓጎሰኩም bro
እፍፍፍ ኣቦዋይ ኣባይኩም ይንባዕ😢
ዳኒ ዞም ኣቦ ኣበይ እዩም ኣድራሽኦም በጃኻ
ዋዉ🎉 ኮንግራ ዳኒ ሓወይ 🎉🎉
Sebeytka ankao bselam hreset nsa zeyblu kief yeblun bejeka amxalna
Bravo ❤ you right brother ❤&congratulations baby welidkum🎉
Enkae beselam tegelagelki rhus kola yweledena amen
😢Ahhhhh😢😢😢aboyyyy meareyyyy abayka
ኣጆኻ ንፉዓት ምስ ኣፍኩሪት ካ
ዋው ዳኒ ቤሪ ሐሪሳ ኢልካና እንቃዕ ሐጎሰካ እሙ ግን ሕቶ አለኒ ማዓስ አጥኒስካያ ደው ኽትብል እንበር ኽትድቅስ ሪኢናያ አይንፈልጥን😂😂😂😂😂😂
Nay zom Abo kontact kytrekbeley do tykyel?? Thanks.
😍😍😍😍😍💖💖💖💖💖💖🌿🌿🌿🌿🌿
Happy new year, Enda Dani ❤❤❤❤❤
Aseyyy enkae ademariam bselam agelageleta enkae hagosekum
Yes dani
Merry Christmas 🎅
ወሪድና ዶ ድያስፖራ 😂😂😂😂
ደቅና እምበር ንሕናስ ቃንቃና ኣይረሳዕናን ፋዝር ኣጋኒኖማ ዋይ „ኣበይ ዓሪፎም ኣብ ሆቴል" ክክክክክክክ
ኣቀራርባ ጽቡቅ እዩ ግን ቪድዮ ከፊትካ ኣይትዛረብ ስካብ ዝውድእ ኣይትዛረብ
Brother Dani,,
Happy new year!
Goita mikibael malet hiwetka N'Goita JESUS mihabka malet eyu.
Additional zibilo win
Bizuh emnet alo ente kone ,,, only Christian teray eyu midhanka fetsimuwo. Kale yelen
ጌረልካ ኣለኩ ዛሓወይ ኣሕዋተይ ሳብስክራይብ ግበሩኒ ዩቱበይ ተዓፅዩኒ ፈጣሪ ይሓግዝኩም ❤❤❤👍👍👍👍
ኣምሺ not aenchi ኪዲ ማለት እዩ bro
እንኳዕ ብሰላም ተገላገለት እንኳዕ ደስ በለኩም ❤❤❤❤ 🎉🎉ናይዞም ሰብአይ ግን 😂😂😂😂
Hhhhhhh sefr kumal koyen betam yasaznal abatachen 💔😭😭
Nice work😍👍Mariam bi shilm tewetxaki😍
Happy New Year 2024!!!
በጃካ ቤሪ ኣምጸኣልና ላበከይዳ🙏
😍😍😍😍
ትፈልጡዶ ኣዋልድ ኣስመራ እንታይ ዓይነት
ወዲ ከም ዝፈትዋ? 1 ቖማት 2 ጸሊም ተዘይኮይኑ ከደራይ 3 ነቃጽ እዚ ብመጠን
መልክዕ ክኸውን ከሎ፡ ብስራሕ ዘይጻውት ጻዕረኛ፡ ነዱኡን ሰብይቱን ከቀራርብ ዝኽእል።
❤
ኣንቺ ኣይኮነንን ኣምሺ
ክክክክክ ናይቶም ቆልዑ እታ ኣንቺ ድዩ ዝበላ ዝበልካያ ኣምሺ ኢዩ ዝበላ ወዲ ዓበይቲ፡ ኣምሺ ማለት ከኣ ከዲ ማለት ኢዩ ብዓረብ፡ ሰላም ኣይረሳዓኹን ከኣ😊
Uffffffff aboy mearey away Alem 😭😭😭😭😭🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤👍👍👍
Dani enka hagoska ❤🎉
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤haftam qola ykunlkum❤🎉🎉🎉
በጃኻ እቲ video ኣይትቆራርፆ ብዓቕሊ ኣውድኣና ክትስሕቕ ተደሊኻ ደዉ ደዉ ኣይተብሎ እዋእ ንፈትወኩም ኢና ኣይተበላሽውዎ በተለይ ንስካ🙏🤙
🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤🎉❤🎉❤🎉
😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍D&B
Kkkkk weyanesi ms ezi jigna shaebia hade btaemi eka meshak
Abshirka❤❤❤
🎉❤❤❤❤❤
እንኻን ስላም ውልድት
ሓርስ አንብሳ ኮይና ትመፅእና❤❤❤❤
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ስበይትኻ ብሰላም እንቃዕ ተጋላገለት ሳሓቕ ኣልግባሃልካ ቀድምካና ትስሕቕ ኣለኻ ቅድም ፍሽኽ ትብል ነርካ ሕጂ ከምናይ ሰበይትኻ ምስ ድምጹ ቀድምኩምና ትስሕቁ ገድፍናዮ ሳሓቕ ሳሓቕኩም ክንሰምዕ
Ezi qolia anchi zeykones amshi eyu elwa
😢😢😢😢
Amshi eyu elwa
ዘረባ ተብዝሕ ኮይንካ መሰልቸዊ!! ክንካታተል ኣይካኣልናን!!!!
Exactly. They are the Same! The sadest thing is , they are distorting our people, country, culture 😢😢💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
ሰሓቃ ወድኢካ ምጻእ ድሂሪ ሕጂ 😂😂😂
ኣቦይይይ😂😂😂😂
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉😂😂😂😂😂
አምሺ እዩ ኢልዋ።
Kemaka lebam ybzah
እዋይ ዳኒ ሰሓቅ ሞይተ 🤣🤣🤣🤣
Amishi malet kidi malet eyu bquanqua Areb.
ያ ሳብስክራይብ እስከ ግበሩሉ
ዳኒ በቶም ጴጠ ምስኦም ተዘይ ኮይንካ ጌታ አተቀበልካን እዮም ዝብሉ እተዘይ ተቀበልካ ግን ሐወይ አይኮንካን እዮም ዝብሉ ።
Amshi eyu elu anchi aykonen haweni...
ኢላ ነሹ እዛ ዓጋመካ ዶ ክምንጥሉካ ደልዮም 😂😂😂😂😂😂😂😂
Entay emo hemak tezkiba haswti
Anchi aykon ata wedi Amshi eyu elwa
ብሮ ኣንቺ ኣይኮነን ኣምሺ ዩ ዓረብ ኪዲ ማለት ዩ
ሓሳዊ ሕማቕ ከመይ ገይርካ ሕዋሓትን ህግደፍን ሓደ እዮም እትብል ካሕዳም ኣፍቲ ኣዲስ ኣበባ እትነብሩስ ብጣዕሚ ለያቡ ረሰሓት ኢኹም ገፅካ ትርሓቕ እዚኹሉ ዩኒቨረስቲ ሰሪሖም ተምሃር በሉኻ እምበር ኣደንቁሮምኻ ደንቆሮ
ኣምሺ 😂😂😂
No anchi amshi iyu
Hibtka dia mishet Mara tekyfka lomi😅
Entay dea sebeytka ms kedet sehak abzihka, ktshrsher jemirka malet eyu eko...
ቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅ😂😂😂😂😂😂
Abta confidence zelewa kolea derfii zela eba bejaka tsehafley feteya alko batami.? Subscribe kegbrelka ey
Gn qes elka eba tezareb coz zerebaka yqltfeni alo
ኣምሺ ዩ ኢልዋ ብዓረብ ማለት ዩ
Gen dani maere kndey dka ttselo Polotika gele fetinka nerka dika 😂
Amshi eyu eluwa malet kids b areb eyu
ይስተረና ወዲ ኣዱ ወድና ምዃኑ ስል ዘይተርፎ
ካብ ኣዲኡ ክሓይሽ ኢና ንመርጽ።
😂😂
Kkkkkkk
Enqe ahagoseka
ኪድ ቆማል