ነሹ መጸ መጸ/ ስነጥበባዊት ሮዳስ ጠንቒ ማእሰርታ/ ማዕበል ኣሚኑ/ ሰይቲ ጣጣ መዓንዱ መርመራ ኤድስ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 23 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น •

  • @weditkabo5716
    @weditkabo5716 12 วันที่ผ่านมา +7

    Resahat xbuq nay hzbum zey fetwu barayu Rodiye enqae bselam wexaeki marey ❤😍

  • @ማርያምኣደጎይታ-ጰ4ዐ
    @ማርያምኣደጎይታ-ጰ4ዐ 12 วันที่ผ่านมา +17

    ዕንዱ ለባም ዘረባ ዝነበረቶ እንበር ዘላቶ ኣይገድሰንን ኣነ ንባዕለይ ከመይ ኔረ ክብል ኣለኒ ዝበልካዮ ብጣዕሚ ለባም ዘረባ እዩ❤

    • @Alemgodolo123
      @Alemgodolo123 12 วันที่ผ่านมา

      ዘረባኻ ኣማሓይሽ ዘላቶ እምበር ዝነበረቶ ኣየገድሰንን እዩ ዝባሃል

  • @gelilashow775
    @gelilashow775 12 วันที่ผ่านมา +3

    Btami yehzen nay Eritrea zegatme bhaki Xbuk medeb hagez u nayru

  • @alulaalula9344
    @alulaalula9344 12 วันที่ผ่านมา +22

    አቱም ሰባት ሓበሻ ገለ አትዩናሎ ሰላምን ምርግጋዕን የውርደልና 🙏🙏🙏

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  12 วันที่ผ่านมา +1

      🙏🙏🙏

    • @ጉማረ
      @ጉማረ 12 วันที่ผ่านมา

      ምድሪ ሓበሻ ብፍላይ ተዛራቢ ትግርኛን ኣማሓርኛን ሰይጣን ዩ ዘምልክ

    • @alulaalula9344
      @alulaalula9344 11 วันที่ผ่านมา

      @@ጉማረ ዋእእእ እዚአስ የብልናን ንስኻ ነብስኻ ወኪልካ ተዛረብ የምልኽ እየ በል

    • @TecleHaile
      @TecleHaile 11 วันที่ผ่านมา

      @@ጉማረ Gumare hilkus entay eka tibil?

  • @Eripost379
    @Eripost379 12 วันที่ผ่านมา +3

    Eway yhezin eu! Ezgiooooo meharene kristos. Hiwet baka kemzeytetekm, weledi kendey wagga kefilom kemzeyebeuu😭 nihizen weledo koina teriffna

  • @ngussetsegay7736
    @ngussetsegay7736 11 วันที่ผ่านมา +2

    Hzbnas belu ab kwexelu zeykel azekti atyu mhret yewrdelna amlak baw 😭💔

  • @lllliyan
    @lllliyan 11 วันที่ผ่านมา +2

    Andu shkor btami lebam seb btami akal seb sesenayu naka

    • @zedalsamuel8098
      @zedalsamuel8098 9 วันที่ผ่านมา

      @@lllliyan behak lebam gerhe wedy egzbher eyu

  • @ErIHageri
    @ErIHageri 12 วันที่ผ่านมา +2

    Thankyou Neshnesh This is What We Want To Hear From You When It's Positive PLS Say Always Yes it's Right Keep Doing That Bless You.✅️💯✅️💯✅️

  • @iamachildofbothofyou1425
    @iamachildofbothofyou1425 12 วันที่ผ่านมา +5

    እንተ ንዓኣ ሰብ ዝዘርኦ ኩፉእ ቃል ኣይግበረላ፡ ሂወታ ንበረኸት ይኹን። ነዚ ሓው ድማ ዕንዱ ከም ስሙ ገርሂ እዩ ልቡ እሞ፡ እግዝያብሄር ሂወቱ ይሓሉ። መስተ ስለ ዝሰቲ እዩ እምበር በእምሮን ኣትሓሳስባንሲ ንሱ ይበልጽ ካብኦም።
    እቲ ዘሕዝነኒ ነገር ግን እተን ከምኣ ዝበላ ኣዋልድ ንዓኣ ከኽፍኣ ሰብ ኢልዎ ወረ ሰሚዕና ኢልካ ኣዋልድ ምዃነን ረሲዐን ጉልባበን ቀሊዐን ኮታ ናብ ውርደት ወሪደን።

    • @zedalsamuel8098
      @zedalsamuel8098 9 วันที่ผ่านมา

      @@iamachildofbothofyou1425 ney behake neuheiten seb eyu

  • @tinaa20
    @tinaa20 10 วันที่ผ่านมา +1

    Neshu you are the best of best ❤❤❤

  • @Melawitchanel
    @Melawitchanel 12 วันที่ผ่านมา +12

    እመኑኒ ክፍኣት ናብ ክፉእ ዝሓሰበ ርእሲ እያ።

  • @SelteneTeweldebrhan-ff6qq
    @SelteneTeweldebrhan-ff6qq 11 วันที่ผ่านมา +1

    ናይ ባሓቂ ነሹ ኣብዟስ ማዕበል ብጣዕሚ እዪ ነፊዕ ነሩ ግን ሓሳዳት ስሚ ሕዝቦም ዝኮኑ

    • @TecleHaile
      @TecleHaile 11 วันที่ผ่านมา

      Fetina tselina Maebel bi Rodas geru zigebro hagez tsibuk eyu.

  • @simontsegay8133
    @simontsegay8133 12 วันที่ผ่านมา +3

    ነሹ ኩቡር ስብ ለባም ሓወይ፣
    ንህግደፍ ዝድግፍ ናይ ካልእ ስብ ጽቡቅ ዘይደሊ ሕብረተብ ኢዩ።ድካ ኣእምሮ ኢዩ ዘለዎም።

  • @zedalsamuel8098
    @zedalsamuel8098 10 วันที่ผ่านมา +1

    Bravo ende betame adnkka neska eka sebay sebut jegna elka ezom serah neydenkor eyom gerome meknytu ete neak zehsbwa Amlak nabome eyu zemlsu kab gojone lakwan dea entay ketzb Atabbyome zetbdlu etom ab Alem zehsru sebat eyom kab temhrte zeyblom sebat dea entay tezbyo Ane ete zegrmne nayzom kelte sebat nab sedet kemzu enklwa entay eyu neru elmome ay kab temhrte ay kab serah ab tik-token Facebook kezrfu zewelu sebat eyom selz andu jegna eka melsklom alka

  • @welesharegay6326
    @welesharegay6326 11 วันที่ผ่านมา

    Nechnech ketema iko teasru iyu neru bkemu hgi walahnt ayzarebin ms monka teasru neru💙🌿💙🌿🌿🌿🌿💙💙💙

  • @mussiekaleab4429
    @mussiekaleab4429 12 วันที่ผ่านมา +2

    Kgermeka beal betey kasrwa eyom eluni neru abet shaebya rukusat xubuq zeyeftwelom bzkone enqa bselam wexet🙏🙏🙏🙏

  • @HenokGebi-we8vg
    @HenokGebi-we8vg 12 วันที่ผ่านมา +12

    መጀመርያ ተመርምርካ ምቅርራብ ወይ ኮንዶም ምጥቃም ጽቡቅ እዩ ። ካልኣይ ኤድስ ኣብዝ ምዕቡል ዓድ 72 ሰዓት ገለ ኣይኮነን ኖርማል ከም ሰዓል እዩ ዝረኣ ኣብዝ ኣውሮፓ እዚ ማለት መድሓንት ኣይትጥቀምን ወይ ክትጥቀም የይብልካን ማለተይ ኣይኮንኩን
    ሓበሻ ዝበሃል ሰብ ግን ብጣዕም እዩ ሓደገኛ ዋላ ሕማም ይሃልዋ ንዕኡ ብውሽጥ ረክብካ ምምካር እዩ ክከውን ነይርዎ ፥ ናይ ሰብ ሞራል ንሓሉ እዛ ቆልዓ ጽባሕ ህይወታ እንተጥፈኣት ከ እንታይ ዋስትና ኣለና ።

  • @sofinatu2481
    @sofinatu2481 11 วันที่ผ่านมา +1

    ዕንዱ ለባም ሰብ ዩ ኣጆኻ
    ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ፈጣሪ ውላድኩም የሪኤና❤❤🎉🎉

  • @andechaay6071
    @andechaay6071 12 วันที่ผ่านมา +1

    Zereba.qundu.dese.eluni.amilak.zfetera.nebsi.amilak.trah.kwesda.zelewo.nmibalu.❤

  • @rigatheyle359
    @rigatheyle359 12 วันที่ผ่านมา +1

    Azgyooo madhanialem aboy antum deley aziaom ktahazu alowom zshk aykonen

  • @Goalseira
    @Goalseira 11 วันที่ผ่านมา

    Habesha ede kale qomnger zeyblu.

  • @fithawitmehari4850
    @fithawitmehari4850 11 วันที่ผ่านมา +2

    Ewayy seb khalfelu xbuq khlu nmntay ena zeyndel amlak mhret yewrdelna

  • @zizuwedi8034
    @zizuwedi8034 11 วันที่ผ่านมา +2

    Hager kitwodiq alewu buzuhat ziserih.

  • @mediaadna-7499
    @mediaadna-7499 12 วันที่ผ่านมา +9

    ሮዳስ ካብዘን ኣርቲስት ዝፈትዋ እያ ፡ የሕዝን ሓጊዝካ ኢልካስ ማእሰርቲ፡ እቶም በዚ ኮንኩም ትከሱ ግን ገሪምኒ ፖው😢

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  12 วันที่ผ่านมา

      ❤️❤️❤️

  • @sweetyheart85
    @sweetyheart85 12 วันที่ผ่านมา +1

    Neshu kdm kxelaka zneberku knegreka aykieln eye, hji gn Adnakitka eye, slemntay mesleka bzuh tsbuk rekibelka, ane ab polotica aflto yebleyn n tegaru anabs gerom n eritrawyan wekaru zgebru zneberu teqawemti gn ufff btaemi eyom zeghuyni nierom, nska gn kabziom aykonkan, bzaeba eritra hadehade gzie tsbuk tzareb eka. Bsenki hadehade eraymray hzbi mlue ayxref. Ab hizbi Tigray zeleni respect knegreka aykieln eye. Selam yewrdelna ab kebabina

  • @መሪርናስደት
    @መሪርናስደት 11 วันที่ผ่านมา +2

    1 ኣብተን ዳሕሮት መዓልትታት ግና ክፉእ ዘመን ከም ዚመጽእ፡ እዚ ፍለጥ።
    2 ሽዑ ሰባት ፈተውቲ ርእሶም ኪዀኑ እዮም እሞ፡ ፈተውቲ ገንዘብ፡ ተጀሃርቲ፡ ዕቡያት፡ ተጻረፍቲ፡ ንወለዶም ዘይእዘዙ፡ ዘየማስዉ፡ ርኹሳት፡
    3 ፍቕሪ ንስድራ ቤቶም እኳ ዜብሎም፡ ተቐየምቲ፡ ሓመይቲ፡ ቀለልቲ፡ ጨካናት፡ ሰናይ ዘይፈትዉ፡
    4 ኣሕሊፎም ዚህቡ፡ ህዉኻት፡ ተፈኽነንቲ፡ ካብ ንኣምላኽ ምፍቃርሲ ኣዕዚዞም ተድላ ዚፈትዉ፡
    5-7 እቶም መልክዕ ኣምልኾ ዘለዎም፡ ነቲ ሓይሉ ግና ዚኽሕድዎ፡ ናብ ኣባይቲ ህሩጕ እናበሉ፡ ሓጢኣት ዝመልኤንን ብብዙሕ ትምኒት ዚድፍኣን፡ ኵሉ ሳዕ ዚምሃራ ናብቲ ፍልጠት ሓቂ ኺበጽሓ ግና ከቶ ዘይከኣለን ኣንስቲ ዚማርኹ፡ ካብ እዚኣቶም እዮም እሞ፡ ካብ እዚኣቶምውን ርሐቕ።
    8 ከምቲ እያኔስን እያምብሬስን ንሙሴ እተቓወምዎ፡ እቶም ኣእምሮኦም ዝጠፍኤ፡ ብእምነት ዘይተፈተኑ ሰባት ድማ ከምኡ ነታ ሓቂ ይቃወምዋ አለዉ።
    9 ግናኸ ከምቲ ናይ እቲኣቶም ዝዀነ ኸኣ፡ እቲ ዕሽነቶም ንዅሉ ኺግለጽ እዩ እሞ፡ ካብኡ ሐሊፎም ኣየስልጡን እዮም።
    2ይ ጢሞቴዎስ 3:1-8 በጃኹም የሕዋት ግዚኡ ሕማቕ እዩ'ሞ ናብ እግዚአብሔር ንመለስ እየሱስ ጥራዩ መስፍን ሰላም ኩሉ ገዲፍና ናብቲ ለዋህ ኣምላኽና ንመለስ።

  • @Anxarhasot
    @Anxarhasot 11 วันที่ผ่านมา

    Kersesyom nebeal gojo

  • @semharredae
    @semharredae 12 วันที่ผ่านมา

    Endu gn haqi eyu ztezrebo ❤❤❤❤

  • @aexum1597
    @aexum1597 11 วันที่ผ่านมา

    Selam neshu hawey 🙏🏾 ❤❤❤

  • @wedzixc
    @wedzixc 9 วันที่ผ่านมา

    neshnesh agame dika entay mo bandiera bdhri indu tehalewe sakt ba ika suk ilna ina nsibeka zelena ,

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  9 วันที่ผ่านมา +1

      ዋ ዘየለ እስከ ዘረባ ኣይትጥወ

  • @geneamha7584
    @geneamha7584 12 วันที่ผ่านมา +1

    Eahzio Meharena!! Lakwas nabhaki Lakwa!!! Aye Fetera tegeruley si Atsnienayo ina ybyl! Eway bealzi menaesey hizka si Hager Kymysret😢

  • @WintaHabtemichael
    @WintaHabtemichael 11 วันที่ผ่านมา

    Rodas temereya eya Rhus gama ygbere

  • @ቅብእትዩቴብ
    @ቅብእትዩቴብ 12 วันที่ผ่านมา +1

    ነሸ ይ ደምራኒ😍

  • @JossiBrhane-lq5yo
    @JossiBrhane-lq5yo 12 วันที่ผ่านมา +2

    Neshu ezi lakwa gojo zbahalu kab Media kieleyu alewom eziom tenki mot eyom beslase 😢

  • @brhanagerye815
    @brhanagerye815 11 วันที่ผ่านมา

    Lakwa tbhal temeles nay biente ilka anashika egziabihier keyewaredeka tenesihka temeles nhna nhyaw amlak ina nemlkn nsegdn

  • @faligali6690
    @faligali6690 12 วันที่ผ่านมา

    እዛ ሮዳስ ትብሃል ጽብቕቲ መንእሰይ ቅድሚ ሕጂውን ኣብ ካልእ ፕሮግራማት ይሪኣ ነረ ብጣዕሚ ገርሂ ሕያወይቲ መንእሰይ እያ ኣጆኺ።እንታይ እሞ ክንገብር ተካል ሃገር ቁኑዕ ዘይነብረላ ዘይነብረላ።

  • @መሪርናስደት
    @መሪርናስደት 11 วันที่ผ่านมา

    እዚ ርኹስ ሓለቓ ኣጋንንቲ ላቕዋ ንኹላ ሲኦል ሒዝዋ ይወርድ ኣሎ። ኣታ ህዝቢ ግደፍ ተነሳሕ ካብ ሓጥያት ህደም ተነሳሕ ናብ እግዚአብሔር ተመለስ 😢😭😭 ሰብ ዳሰሓቐ ናብ ሲኦል ይጠፍእ ኣሎ።

  • @tewenkifile8939
    @tewenkifile8939 12 วันที่ผ่านมา

    Haqom kukonu ykuelu Abti mewaillti kemen Aqaritsa eya

  • @መሪርናስደት
    @መሪርናስደት 11 วันที่ผ่านมา

    1-4 ኣእዛኖም ኣስሕይዎም ደኣ፡ ብትምኒት ርእሶም መምህራን ኪእክቡ እምበር፡ ነቲ ጥዑይ ትምህርቲ ዘይዕገሱሉ ዘመን ኪመጽእ እዩ፡ ሽዑ ኣእዛኖም ካብ ሓቂ ኺመልሱ፡ ናብ ጽውጽዋያትውን ኪምለሱ እዮም እሞ፡ ብዅሉ ዓቕልን ብምህሮን እቲ ቓል ክትሰብኽ፡ ብጊዜኡን ብዘይጊዜኡን ከተስምዕ፡ ክትገንሕ፡ ክትቀጽዕ፡ ክትምዕድ፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽን ኣብ ቅድሚ እቲ ንህያዋንን ምዉታንን ኪፈርድ ዘለዎ ክርስቶስ የሱስን በቲ ምግላጽ መንግስቱን ኤማሕጽነካ አሎኹ። 2ይ ጢሞቴዎስ2:4

  • @ማሩ
    @ማሩ 11 วันที่ผ่านมา +2

    TH-camrat ማዕረ ክንደዚ ኢኹም ውዲቒም ክትዝርጉሑ ናይ ስብ ባኣ

  • @LiyanLiyan-js5dh
    @LiyanLiyan-js5dh 12 วันที่ผ่านมา +2

    Welcome neshu ❤

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  12 วันที่ผ่านมา

      ❤️❤️❤️

  • @Semai2000
    @Semai2000 12 วันที่ผ่านมา

    ብናይ ከልተ ሽሕ ኣተ❤🎉

  • @ArodoAkile
    @ArodoAkile 12 วันที่ผ่านมา

    ዕንዱ ካብ አምላክ ውላድ ይሃብካ🙏🙏🙏🙏

  • @mediaadna-7499
    @mediaadna-7499 12 วันที่ผ่านมา +1

    Good job ❤

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  12 วันที่ผ่านมา

      ❤️❤️❤️

  • @Haile-1979
    @Haile-1979 11 วันที่ผ่านมา

    መንግስቲ መላኣክ አዩ ኣብቅሚ ዞም ህዝቢ

  • @Wedibahta3880
    @Wedibahta3880 11 วันที่ผ่านมา

    👍👍👍

  • @lmuielnebirezene600
    @lmuielnebirezene600 12 วันที่ผ่านมา

    Neshu, n, Endu kebdika melika eu zisima. Awww elu silezizareb.

  • @lmuielnebirezene600
    @lmuielnebirezene600 12 วันที่ผ่านมา

    Denkoro mukanus biabiu geben indageberes n mexhaf kudus kiferih.
    Ezi Lakwa zibehal nab Timhirty intezikeyid. Tekal Melhasu.

  • @ssd2867
    @ssd2867 11 วันที่ผ่านมา

    Ewae besmam dka tehagizu elkas nay behaki zehzn eu

  • @MebrahtomAbraha-j3n
    @MebrahtomAbraha-j3n 12 วันที่ผ่านมา

    Eza haftna yfelta ye neshu hawey chinqet alewa ane nhamedu ye gin szi indu ktnqeq alewo b zhazeto ya tharim

  • @tsnatፅንዓት
    @tsnatፅንዓት 12 วันที่ผ่านมา +3

    ተብሃግትን ተናፋቅትን ኩቡራት ኣሕዋተይ ሳብስክራይብ ጉበሩለይ❤💙

  • @YorusHabtai
    @YorusHabtai 10 วันที่ผ่านมา

    ዝጠፈኣት ወረ ኣብ ነሽነሽ ድለያ😮

  • @FLOWERSHOW-s6x
    @FLOWERSHOW-s6x 10 วันที่ผ่านมา

    Neshu tiemetom zeyhishom tanika ekli hibkas video qedihika ketezarbo bahilina aykonen reayuley endabelka hagez eritrawi bahili aykonen xemom mihidar yihishom

  • @mhriesolomon1434
    @mhriesolomon1434 12 วันที่ผ่านมา +1

    እዋይ ኣነስ እዚ ናይ ኤርትራ ነገር ከብደይ እዩ ሕርር ዘብለኒ 😢😢😢😢 እንታይ እሞ ክንገብር ከምዛኣረገ ዘርዓይ ክንራገም ጥራይ ኢና ንኽእል 😢😢😢

  • @Lunatedros
    @Lunatedros 9 วันที่ผ่านมา

    Alna walta hager neska agame sele zekonka bezaba adna auetewekan iyu. Gedefena tefelitka ika

  • @EHSANALi-zp7sy
    @EHSANALi-zp7sy 12 วันที่ผ่านมา +3

    ብቃል ኣምላክ ነቶም ቁንዓት ብ ኣክናፍ መል ኣክተይ ይህልውኩም ኢየ ካብ ቅኑዕና ኣይትሁካዩ ኢዩ ዘብል ዑንድ ቅንዕና ስለ ዘሎዋ ምንም ኣይረክቦን፡፡

  • @NahomNamchi
    @NahomNamchi 12 วันที่ผ่านมา

    Neshu ab maebel zeleka aredadia adinqeka kulom teqawemti kemaka tezkonu

  • @Fwavey
    @Fwavey 11 วันที่ผ่านมา

    Neshu lewah

  • @Lunatedros
    @Lunatedros 9 วันที่ผ่านมา

    Nesu: Maebel da agame iyu mish?

  • @Mihret-w9d
    @Mihret-w9d 12 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤ what’s the singer name that you played on your first when you start? I evolve the song.❤️❤️❤️

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  12 วันที่ผ่านมา +1

      Maebel mesfn tesfagergish

    • @Mihret-w9d
      @Mihret-w9d 11 วันที่ผ่านมา

      @ thanks ❤️❤️🙏🏾

  • @hagosweldeababrha1396
    @hagosweldeababrha1396 11 วันที่ผ่านมา

    Leke endo abta filim nay meteabiti tefia

  • @weinidebesay6915
    @weinidebesay6915 10 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉r

  • @habenaregay8429
    @habenaregay8429 12 วันที่ผ่านมา

    Good job neshu❤❤

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  12 วันที่ผ่านมา

      ❤️❤️❤️

  • @Ninotes17
    @Ninotes17 12 วันที่ผ่านมา +1

    ሓቁ እዩ ህግደፍ ደመደይ ኢሉ ንዝቀጽዖ ዘሎ ህዝቢ ከመይ ገርካ በዓቕመይ ክሕግዝ እየ ይብሉ. ክሕገዙ እንተ ዝደሊ ባዕሉ እንዶ ምሓገዞም እቲ ስርዓት. ስለዚ ህዝብና ናይ ምጽናት መደቡ እባ ክሰልጦ. ደሓር ህግደፍ ስለ ዘይደለየ እዩ እንበር ስለ ጥርዓን ዘቕረቡ ኣይኮነን

  • @teresaaraiaberhe2842
    @teresaaraiaberhe2842 10 วันที่ผ่านมา

    ንሹ ጋብኻ ግበት ንሲ ኢዩ ዘጸብቐልካ ዘረባ ሓሳድት ኣይትስማዕ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @abrhethaile9681
    @abrhethaile9681 12 วันที่ผ่านมา

    Eway ygerm

  • @YonasYosief-x1r
    @YonasYosief-x1r 11 วันที่ผ่านมา

    🎉

  • @LuliyanaAvigal
    @LuliyanaAvigal 11 วันที่ผ่านมา +1

    ኣነስ ዚ ዕንዱ ክዛረብ ከሎ ኣይሰምዖን የሕልፎ የ ጭንቀት ይገብረለይ😮

    • @Geni__12
      @Geni__12 11 วันที่ผ่านมา

      😂

  • @soligualagame
    @soligualagame 11 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @realityturth1975
    @realityturth1975 11 วันที่ผ่านมา

    ዕንዱ ወዲ ኣከለጉዛይ እንተ ዝከውን ነሽነሽ ኣይምሰሓቀን። ዓቢ ኣርእስቲ ምገበርዎ ከምኡ ውን ደቂ እዚ ኣውራጃ ከምዚ ገረሞ ምበሉ። እሶም ባዕሎም ስለ ዝገበርዎ ግን ከም ሓደ መስሓቅ ጌሮም ከቅርብዎ ይፍትኑ ኣለዉ።

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  11 วันที่ผ่านมา

      ኣነ ከማኩም ዓሌታዊ ወይ ገለ ኣይኮንኩን ። ሳብስክራይብ ጌርካ ጥራይ መደበይ ተዓዘብ ። ኣይኮነን ግን እዚ ሕስድና ተንኮል ሒዝካ ጥፋእ

    • @TecleHaile
      @TecleHaile 11 วันที่ผ่านมา +1

      @@neshnesh_show Neshu, why are you silent about modelist Sinit??????????????????????????

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  11 วันที่ผ่านมา

      @@TecleHaile ኣብ ናይ ሎሚ ቀትሪ መደበይ ኣቅሪበዮ ኣለኩ ረኣዮ

  • @hiwetmilash604
    @hiwetmilash604 11 วันที่ผ่านมา

    Ewayyy amelk mehrat yawerd 😢😢

  • @EliasTafla
    @EliasTafla 12 วันที่ผ่านมา +1

    Ata amlak aytfered keytfered kyenu da enber izi gojo & tekal gexu gex manile lakwan amlak defe yebelkum

  • @NgstiTekle-h3s
    @NgstiTekle-h3s 11 วันที่ผ่านมา

    Eway hzbey xbah ngho bmdrn bsemayn kthtetlu ekum waza fzaza 😢

  • @amelsiraj2872
    @amelsiraj2872 12 วันที่ผ่านมา

    Omg entay aynet gize ena bexehena beale kefu edkume keterekba ekum

  • @Yonifresh2
    @Yonifresh2 12 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  12 วันที่ผ่านมา

      ❤️❤️❤️

  • @abrahamtewelde7515
    @abrahamtewelde7515 11 วันที่ผ่านมา +1

    እንተቀተላ እንተቀተላ ኢልካ ነሹ ።ትግራዋይ እንተዝኸውን ነሩ ኣብ ላይፍ እንከሎ ምቀተላ ነሩ።

    • @HelpmeMyGod-k9c
      @HelpmeMyGod-k9c 11 วันที่ผ่านมา

      ነፋጥ ትግራይ ከይልዐልኩም ዘይኮነልኩም ነብሲ ምትሓት ኣለኩም ዓርስኩም ኪኢልኩም ክትዛረቡ ዘይትክእሉ ንስካትኩም ኣሕዋትኩም ኣብስደት ትቀትሉ ምበር ትግራዋይ ኣይኮነን ዝቀትል ስለዚ ንከባባር በጃ ትግራይ ድፍእ በሉ ትግራዋይ ዘልዕለኩም የለን ኣብ ትክቶክ ተሰጢሖም ኣይዉዕሉን ስለዚ ናትካ ግበር ኣይትተንክፉና 😏

  • @Fwavey
    @Fwavey 11 วันที่ผ่านมา

    Bzi loms bzeymekelakeli

  • @WediTesfay-q7p
    @WediTesfay-q7p 12 วันที่ผ่านมา

    Neshu gbre melisi texebe xbah da kab laquwa khakureka ዩ aytsahaqo

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 12 วันที่ผ่านมา

    Aie anda agdef nwramat ezi kulu abdan hmam abom yrkaba balgna

  • @MebrahtomBidayMebrahtomBiday
    @MebrahtomBidayMebrahtomBiday 11 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @عبدالرحمنالعماري-ن9ث
    @عبدالرحمنالعماري-ن9ث 12 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ksanetabraham8803
    @ksanetabraham8803 11 วันที่ผ่านมา

    Uffff tsibuk asmikana netsa mkanu ezi Sebna hamimu lo tay gebere zi kola hmak zmneylu Amlak bmhretu yrayena ber tefina.

  • @brgednihamedu9389
    @brgednihamedu9389 12 วันที่ผ่านมา +1

    Kbur gazetienga Neshu ketema dia enkue mexe zena keman yesrihaka alo 😂😂😂 Rodi abta film mis siankiwas harike keniye leke tiasira ya rodi halal bizkone maebel xbuk srah u zuseruh neyru 😊😊😊

    • @merhawitesfazgi9631
      @merhawitesfazgi9631 12 วันที่ผ่านมา

      ⁰😊😊😊😊⁰⁰⁰😊😊0😊pppppp0p⁰

    • @merhawitesfazgi9631
      @merhawitesfazgi9631 12 วันที่ผ่านมา

      😊0😊99oo99o99o9⁰0p⁰ppp

  • @fikerfiker7922
    @fikerfiker7922 12 วันที่ผ่านมา

    ኤችአይቢ ኖርማል ሕማም እዩ ኮይኑ አብዚ ግዜ እዚ እቶም ኮነ ኢልኩም ነዚ ዝገበርኩም ግን ሕማቅ ግብሪ ሐሊፉ እዩ ዝፀንሐካ 😢

  • @robinamd8516
    @robinamd8516 11 วันที่ผ่านมา

    Neshu entay eka nay Uganda tzareb ab hagerna yserhalna Werbung dika hasibkaya?

  • @Salam-pn9fi
    @Salam-pn9fi 11 วันที่ผ่านมา

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @channel-in8uj
    @channel-in8uj 12 วันที่ผ่านมา +1

    ኸምኡ እንተዘይኮንኪ ኣብ ቲክቶክ ፈልጠዮ ኢልኪ ምስኡ ትሓደሪ እሞ ካ ብዘይ መከላከሊ መገድና ናበይ ኢዩ 😂😂😂😂

  • @SamrawitKahsay-ud8np
    @SamrawitKahsay-ud8np 12 วันที่ผ่านมา +1

    Ata tay zemenu yu atum sebat beqa

  • @SamiLondon
    @SamiLondon 11 วันที่ผ่านมา

    ከተማ ብርሃን ገጹ እንቋዕ ደሓን መጻእካ ደሃይ መለይ ከመይ ኣሎ ኣብ ዓድና ሕተትዎ።

  • @ZayedMengstu
    @ZayedMengstu 12 วันที่ผ่านมา

    Eza gaul teti deya neshu meheret yeweredela

  • @MiiMii-oi6eb
    @MiiMii-oi6eb 12 วันที่ผ่านมา

    🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @samaraweldu9600
    @samaraweldu9600 11 วันที่ผ่านมา

    izy laqwa zebhali sabi kemay ayinat rasah Sabi gerim iyu zeblka Nimntay heqawi segmti zaytwsdlu

  • @AfrikaEritrea
    @AfrikaEritrea 11 วันที่ผ่านมา +2

    እዚ ላቅዋ ግን እንታይ እዩ ሑዙላ እታ ሂወቱ አምላኽ አብ መንገዱ ይምለሶ 🙏✝️

  • @tsegabutsamlak9976
    @tsegabutsamlak9976 12 วันที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉 israel🎉🎉🎉

  • @bereketghebrengus1100
    @bereketghebrengus1100 12 วันที่ผ่านมา

    New year dea 3 ktbexh ya forsa belom

  • @Mvsdmaster
    @Mvsdmaster 11 วันที่ผ่านมา +2

    Neshu, viva Eritrean modelist Snit Habteab Tewoldemedhin teawita! Beal Neshu enda Tigray teewet aytehagoskumin kkkkkk. Nai bihaki ke wedi Koatit dika????

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  11 วันที่ผ่านมา

      ሰክት ሰክት መጀመርታ እስከ ሳብስክራይብ ግበር

    • @TecleHaile
      @TecleHaile 11 วันที่ผ่านมา

      @@neshnesh_show Neshnesh nisika sekit. Subscribe gibereley megemeria dika tibil zeleka? Eway shigir. Ni Sinit ashihat Eritreans eyom degifoma. Tefetawi tezidigifa neru midegefkaya nerka. TH-camratna bitami ekum tehzinu. Hizbi Eritrea kulu yeezeb alo. Bandera nai Federation silezeyhazet do yikewin??? Eway gud.

    • @TecleHaile
      @TecleHaile 11 วันที่ผ่านมา

      @@neshnesh_show Neshnesh aytihrek. Nai Sinit keytizareb entedeleka aytizareb gin nimintay eyu eti hito? Nai Federation bandera zeyhazet elka eka. Aye beal Neshnesh gena gena ekum zelekum.

  • @gyytryyff6192
    @gyytryyff6192 12 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @محمدمحمد-س7ف5ن
    @محمدمحمد-س7ف5ن 12 วันที่ผ่านมา

    ❤❤😮😊

  • @mehretmehary4158
    @mehretmehary4158 12 วันที่ผ่านมา

    Kem lemani abe xirga iywehabn eyu bahlna ikonen

  • @Samsunga15-u4k
    @Samsunga15-u4k 12 วันที่ผ่านมา +1

    ነሹ እባ ከመይ ዝበልካ ደራፋይ እባ ኢካ ነይርካ ለሚ ምሸት ኩለን ክሰምዐን ኣምሽየ ብጣዕሚ እየ 😂ሲሒቀ ለዉጢ እማ ኣሎ😮