ATV: ምሩኻት ደቂ ኣንስትዮ ሰራዊት ኤርትራ እንታይ ይብላ?
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 10 ก.พ. 2025
- Support Atv Asena Television ቴለቭዥን ኣሰና ንምሕጋዝ ኣብዚ ጠውቑ፡
donorbox.org/s...
PayPal: www.paypal.com...
Atv - Asena TV is an Eritrean channel that mainly focuses on news, current affairs, and analysis relevant to Eritrea and the Horn of Africa. It also covers global issues in regional context. Atv connects its significant number of loyal followers with the talented and dedicated content producers who use it as a platform. Variety of human interest stories including interviews, panel discussions and poetry are featured on its popular shows.
Bank: Lloyds: Sort Code: 30-96-88 Account Number: 43181260 IBAN: GB41LOYD30968843181260 BIC: LOYDGB21312
Twitter: / atvasena
Facebook: / assenna-2110272969199739
Facebook: / amanuel.eyasu.94
email:aseye.asena@gmail.com
Subscribe, Share, Like ATV to get Atv shows on time; or search 'Atv asena' on TH-cam.
ህግደፍሲ ኢድኩም አይትሰአኑ አጆኽን አብ ፍትሒ ሕጊ ዝአምኑ ኢኽን አትኽን ዕድልኛታት ኢኽን ሰላም የውርደልና
እዛትን ጨካናት
@@ጎልራያኩኩፉቶ አተን ኣውልድ አዬን ጨካናት ነይረን አዬ ልብሎ አቱ ሕዝቢና
@@ጎልራያኩኩፉቶ ህዝብና ለዋህ ኢዩ።ብሰንኪ ውሑዳት ዓመጽትን ደገፍቲ ዓመጽን ክንፈርድ ቅኑዕ ኣይኮነን።ንህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ሰላም ይምነ። እግዚኣብሄር ካብዚ ዘሎ መከራን ጸበባን ከውጸና ንልምን።
@@yemanetsegai4617 ዚሮ ኹሉ ተይኾነይ ዋላ ደላይ ሰላም ታሃለየ ግን ብ ደ ይድልየተንዋላ እንድሕር መፀአን ቡዙ ጭካነ ግን ኣብ ህዝብ ይሰሩሑ እዬሙ
@@ጎልራያኩኩፉቶ xibqtey meas tsekanat koynen hixawenti eyen Gena eti serat arawit deyablos serat eu
እታ ጓል ዝርቤን ንኡስ ዞባ ዓረዛ ኣብ መንደፈራ ንቅመጥ ነርና ዝበለት ጓል ከባቢየይ እያ ንኢፍሬም ሓዋ ጽቡቕ ገረ እየ ዝፈልጦ ምሳና ይመሃር ነሩ ሕጂ ዓዲ ኢንግሊዝ ኣሎ። ንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ ዘሓፍተይ ኢሰያስ ወዲ መድህን በራድ የሕዋትና የጽንቶም ኣሎ የሐዝን እዩ!
@@Salma21274 ati haftey marey eskum da zey tettfewo eseyasi do yetfe eyu neana wedu nabkum segru
ህግደፍ ድዩ ሰብ
ካብ ብሱል ጥረ : እንቃዕ ብህይወት ወጻእኽን🙏🙏🙏🙏 ኤህ ድኣ ሻዕብያ' ሲ ብዝኣተኹማ የጥፍእኩም🙏
ጌታ ሆይ ብዓልካንዶ ምሕረትኻ ኣዝዘልናይ ፅዮን ህዝብኺ ሓደራ ከሐሽ ተበልናስ ምመሊሱ ይበእስ ፈጣሪ ኩሉ ከም ፍቃድኻ ይኩን😥
እውይ ሓፍተይ ንግስቲ ጋል ክላሰይ ነበር ኣብ መንደፈራ እንካዕ ብሰላም ወጻክን ክኣ
@@hermonmlash8823 ኣታ ክሳብ መዓስ ኢኹም ነብስኹም ኢና ኣታለልኩማ ክትነብሩ ?
@@hermonmlash8823 resah nska keman ertrawi konka aedgi wedaedgi
@@hermonmlash8823 melash zbehel ertrawi yeblnan aeboka dley
@@hermonmlash8823 you can't swallow it you are getting wiped out.
@@hermonmlash8823 shtwnti eyom ezom hzbi kexntu zemxu
Seb ayknn
Haqka hzbi zeqtle do kezrb edl tebo eka ezom hji bezh hzbi eyom qetlom ab adom gezom kelu
ኣይከኣልኩን ብንብዓት ምስማዕ ስኢነየን መሳኪን ቆልዑ
Ab kulna iyu
Me too😡
ኣነ ከማን።
ኣነ ከማን
ንሰንስ ንፁህ ህዝቢ ከጥፍኣ እየን ንሕና ግን ንፁሃትና ኣብ ቅድሚ ዓይንና እየን ረሺነንኦም
ኣሕዋተይ መዓረይ
ክንዲ ትምህርትኽንን
ክንዲ መርዓኽንን ሲ ነዚ ተፈሪድክን።
እግዚኣቢሔር ባዕሉ ናይ ራህዋ ግዜ
የምጽኣልክን።
🥲 ኣምላኽ ሆይ ይኣክለኩም በለና!! ናይ በሓቂ እንደገናዶ እንደገና
ክንዲ ደበስዶ እንደገና
ምድሪ #ደም ከደና!!
ወዲ ትካቦ!!
ይገርም እዩ ኤርትራ ናይ ሃደ ስብ ኮይና ።
ምስኪን ሕዝቢ ኤርትራ ምጻወቲ ጉሂላታት ኮይና🫢🫢🫢🫢🫢🤭🤭🤥🤥🤥
😂😂😂😂
No worries we are going IN the right direction, please worrie about your own leaders and country sir
murkat aykonun kab sdetgatat zemxewn eyum haswti. nay Ertera serawi ab botuo eyuo zelo haswti ogame💊💊💊game💣over💣
@@ትግራይትዕወት-ቐ8ዀ qondaf kelel tigray ob oxwan kebeban💊💊nay china bandera💣💀
ዋይ አሕዋተይ ከደግጽ እቱ ገጸን መሳኪን እሕሕሕ ዘይወለደ ጨካን አጆኽን ክሐልፍ እዩ 🙏🙏🙏
They are fine,you know what I wish my mom and my dad, my brother and sisters had this kind of chance by those F Eritreans.we’ll never forget Eritreans on my mom,mark my word.
ኣጆኻትኽን ስኽፍ ኣይበልክን ኣይትፍራሓ ሞራልክን አይተውድቓ :: እቶም ማሪኾም የዕቂቦምኽን ዘለዉ TDF ከምኡ ውን ህዝቢ ትግራይ ጓኖት ኣይኮኑን ኣሕዋትክንን ኣሓትክንን ኢዮም ::
እቲ ቀዳማይ ጸላእን ከዳዕን ኣብ ውሽጢ ኤሪትራ ዘሎ ብህግደፍ ዝብል ስም ዝፍለጥ ሽፍታ ጉጅለ ንህዝቢ ኤሪትራ ኣጽኒቱ ሕጂ ድማ ምስ ኣምሓሩ ኮይኑ ንህዝቢ ትግራይ ዘጽንት ዘሎ ኢዩ ::
እቶም ደቅኹም ኣሓቒፍኩም መንእሰያት ኤርትራ ንምጽናት ንኢሳያስ ትድግፉ ዘለኹም : ጽባሕ መሬት ምስ ወግሐት ተሓተቲ ኢኹም ::
Menn kihatena kem sebina nihwes
አጆኩም ምስ አሕዋትኩም ኢኩም አሽንኮይ የሕዋትና መናእሰይ ኤርትራውየን እኳ አምሐራ ካላኦት ተዐቂዬቦም አለው አብ ገዛክም አለኩም
ዋእእእ አታ አምላክ ምሕረት ላአከልና ብጣዕሚ የሕዝን
እዋይ ደቀይ ኢህ ዳአ ህግደፍ ስ መስጠእን የውርደልኩም 😭😭😭አጆክን እንቋዕ ብሰላምን ብሂወትክንን ተረፍክን :
Artist activist journalist amanuel and all assena tv thank u.
Febu haftey ajoki nkulu hzbi tgray kea Selam yewurdelu
እዋይ የሕዋተይ ንኢሳያስ ትኮዉን ሐንቲ ጥይት ተሳኢና😭
ሂወት ኣብ ኢድ ኣምላኽ ስለ ዝኾነት ጥ ራይ ኢዩ
ኣምላኽ ነዚ ህዝቢ ክቀጽዖ ስለ ዝደለየ እዩ ክሳብ ሕጂ ብሰላም ዘንብሮ ዘሎ፡ ኩላትና ንመለስ ካብ ኣምላኽ ምስ ርሓቅና እዩ እዚ ኩሉ ሽግር ዘጋጥመና ዘሎ
ዎያነን ሰዓብቶምን ብስደተናታት ኤርትራዊያን ገበን አይትፈጽሙ። ጆኖሳይድ ዓመጸ ትብሉ። ንስደተኛታት ኤርትራ ከም ምሩኻት ምቅራብ ብዝቀልጠፈ ጠጠዉ አብልዎ። እዚ ዝዓበየ ገበን እዩ። ትግራይ ብዓዳ ንኤርትራ ትስደድ አላ። ንህዝቢ ኤርትራ አይተቀይሙ። ተጠንቀቁ ?
ምቑዛም ንግደፎ: መን እዩ ነዞም ጉጅለ ኣብ ልዕሌና ክዉስኑ ክንድዚ መሰል ዝሃቦም???? እዚኦም ጉጅለ ዋላ ሓንቲ ጌጋ የብሎምን: ዘዝበሉና እንድሕር ንገብረሎም ኮይና ድኣ እቲ ጸገም ንሕና እንበር እዞም ጉጅለ ኢሳያስ ኣይኮኑን:: ንምኳኑ እዞም ጉጅለ መን እዮም? ካበይ'ዮም ከ መጺኦም ከምዚ ዓይነት ዉርደት ኣብ ልዕሌና ዘሽካዕሉሉ ደለዉ?
መስጣ-ዘን ዕሸላት የሕዋትና ይውረድኩም ህግደፍን ሰዓብቱን።
አሕ መሳኪን የሕዊተይ አምላክ ይሐልክን ❤❤❤ነፍቅረክን ኢና አጀክን
Kkkkk
ኣምላኽ ባዕሉ ፍትሒ የምጻልና ይኣኽለኩ ይበለን ክሳን መዓስካ ከምዝልካ ኦ ፈጣሪ ስምዓና 🙏🙏🙏
እንታይ ሐጥያት ነሩና እዚኤንስ ንውትህድርና ዘይኮነስ ንመርዓ ኸማን ዕድመኤን ዘይበጽሔ አብ ኩናት ክትጠብሰን ንምጽናት ህዝቢ ኤርትራ ኢዩ ወዲ መድሂን
ዕድለኛታት'የን ብሂወት ምትራፈን።
ብሰላ ምውጽእክን ዓቢ ዕድል ኢዩ ኣጆኽን ኣብዓድኽን ኢኽን ዘለኽን ይሕዋተይ . . .
እንታይ ከ ይበሃል ኣብድፋዕ ብዘይ ብረት ኮፍበላ ምባል፧ ኣንታ ጽሩይ ኤርትራዊ ኣስተውዕል ህዝብና ኣሕዋትና እንታይ ይገጥሞም ኣሎ ንገንዘብ ግደፉ ህንኩቶ ንኸውን ኣለና ምስዞም ደርጊ ምኻድ ኣየዋጽኣናን ኢዩ ንረዳዳእ በጃኹ ዓድና ትዓኑ ኣላ ሰብና ይጸንት ኣሎ ልቢ ንግበር በጃኹኹኹኹኹኹም።
Asena media you.re the best Eritrean media thank you you.re stand with tigray ppls thank you so much brother
ኣሕ የሕዋተይ በዚ ሪኹስ ህግደፍ ተዋሪድክን ግን ኢንኳዕ ብሰላም ኣብ ኢድ የሕዋትኬን ተጋሩ ኣተኽን ኢዞም ብቱኻት ምስ ኣምሓሩ ሓዊሶም ከጥፍኡኹን
ኣሕ ኣሓተይ መዓራይ 💔😥😥😥
Kebdki belianaki mesh resah🙄
ዕድለኛታት ኢኽን ብሂወት ብምትሪፍክን ኣይ ወለዶ ኤረትራ ኣብ ዘይምልከቶ ኩናት ኣብ ከምዚ ወዲቁ ክትሪኦስ የሕዝን ዩ ህዝቢ ትግራይና ጸዋር🙏 ኩሉ ግዜ ንስኻ ትስዕር 💪💪
Please don’t put yr self down
God gave u all a new life, and hopefully yr mum and yr family will be ok
@@Salma21274 Shut up denkoro 🤫 Eritreawi aykonen zikedom zelo, Tegaru aymesunan… get that correct… stop blaming Tegaru for everything.. the problem is always you Eritreans… Zeteregime zerei.
@@Salma21274 wedi dika gal bzeygeds gn hmak tray txhf aleka gn hgdef eka tmsel nhzbi tigray and eritea ka amlka selam rahwa ymxalu ember hgdef is 666 eyuom
@@Salma21274 አረጊት፡ሸርሙጣ፡ንስኺ፡ደአ፡አብፅቡቅ፡ቦታ፡ተቀሚጥኪ፡ሽልሆ፡አስላማይ፡ክተማርፂ፡ስለትውዕሊ፡እንታይ፡ገደሰኪ፡ብዛዕባ፡ህዝብኺ፡አፍክን፡መዓኮርክን፡ብምርግራግ፡ስለዘግፍሑዎ፡ እንታይ፡ከምትዛረቢ፡ከምዘይትፈልጢ፡ጌሮምኺ፡ምሕረት፡የውርደልኪ። ገፃብ።
@@Salma21274 Sory ኤዱ፡ my mistake i apologized i didnt read proporly i am so sory ሓውኪ፡ብፃይኪ፡እዬ፡እቲ፡ፅሑፍኪ፡ደጋጊመ፡ምሰንበብኩዎ፡ግን፡ ሓደ፡ምዃና፡ተረዲኤ፡ ሓፍተይ፡ብሕርቃን፡ዝፀሓፍኩዎ፡ስለዝኾነ፡በጃኺ፡አይትሓዝለይ፡again and again i apologized i love u . ትግራይ፡ትስዕር።
ኢትዮጵያ ትበሃል ሃገር ከትፈርስ
ዕሸላት ደቂ ኢረይይ ኣብዘይ ትፈልጥኦ በረካ ተፊክን ነርክን ኣጆክን ሰላም ክከውን እዪ ።ግዜ ይነውሕ እበር 🇪🇷😭
Kkkkkkkkhhhhhhaaaa
ርኣይወን'ሞ ክሽቁረራ ከለዋ🥺ጓል 17 ዓመት💔
😂😂😂ጓል 24 እያ
😁🤣 Katro eye 👁 dika 😆 wey wedi 10 amet ktkewun aleka
ኣወል ስዕድ ይርእዮምሎዶ ይከውን
ትፈልጡዶ ኣሕዋት እቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ስርዓት ኣንጻር እቲ ብሄረ ትግርኛ ጥራይ ምዃኑ?
አዋይይይይ መሳክን ህግደፍስ ናይ ኢድኩም ዳ ኣይትሳኑ
World wonders: how someone cares abt his/her killers? Job well done!!! Big respects to Tigray!!!!!! Thank U Tigray.
የሕዋተ መዓረይ ጸላኢኽን ድፍእ ይበል። ክንዲ ትምህርትኽንሲ መዓንጣ ዘይቖጸርክን ቖልዑ ንኹናት ።
ኣጆኪን ይሕዋተይ ኣምላኽ የጸብቐልክን እንቆዕ እሞ ብሂወት ተረፍክን ኩሉ ክሓልፍ እዩ ኣምላኽ ኩሉ ንጽብቕክን ይቐይሮ ኣጆክን
እቲ ዝገርም እኮ ህግደፍ ዘይኣምነሎም ሙኻኑ ዩ ዋይ ህዝበይ ይጠፍእ ኣሎ ኣሕሕሕ
2 giziye temarika iziya gal kkkkk
@@emaema9547
እወ ሚኒታሪ ዉን ሕብሪ ቀይራ ኣላ ብዝኾነ ክልተ ግዜ ተሓቲታ ትከዉን እንበር እቲ ምስክርነታስ ኣይተቀየረን ከምታ ፈለማ ዝብላታ እያ ደጊማታ
እዛ ጓል ዓረዛ ንኤፍሬም ሓዋ ኣብ ዘማሓላለፈቶ ንሂወተይ ስለዝሰግ ኣብ ሓደገኛ ኩነታት ስለዘለኹ ብኣይ ነቲ ሓቂ ከይትዛረብ ኢያ ትብሎ ዘላ። እዛ ጓል ብፍጹም ኣብ ኲናት ዝተማረኸት ኣይኮነትን ኣብ ማዓስከር ስደተኛታት ክትነብር ዝጸንሐት ንሃልኪ ፕሮፖጋንዳ ዝገብርዎ ዘለዉ ጽዓዳ ሓሶት ኢዩ። ክሳብ ሕጂ ዝተማረኸ ኤርትራዊ ወታሃደር የለን እዚ ዕቡድን ከዳዕን ክሓድን ኣማንኤል ኣሰና ንጎይተቱ መራሕቲ ወያነ ከሐጉስ ዝፈጥሮ ዘሎ ድራማ ኢዩ።
እዝእን እኮ ዕድል ተዝረክባ ምአተዋ መሬት ትግራይ ከመይ ከይረን ህዝብና ምሓረዶኦ ምረሸና ከዝግን ተማሪከን
Eritrean kubre meninet zelewa sister sittel Gegna Eritrean 🌹❤️🙏🏻
እንቃዕ ብህይወት ወጻክን አጆክን
የሕዋተይ ነቢዔ እዚ ከይመጸ ግደፉ ኲናት ምስ ሐውዃ እይ ጽቡቕን እዩ
no more war no war 🙌🙌🙌🙌🙏ደቅ መን አብ ኩናት ከምዝኣትኡ አብ ገፀን ኣዘራርበእን እሪእና ንምስክር ካይማሀራ ትምህርት ተነፊገን ይኣክል ኩናት ከብኩሉጰ ወገን::
እንኳዕ ብሰላም ወጻእክን ክቡራተይ
You are lucky guys.
You are in a safe hand.
መንእሰያ እባ መጻወቲ ደቂ ሰብዓታት ኮይኖም እህ እህ
ወይልኡ ዝሞተ እምበር ንስኻትክንሲ ሓንቲ ኣይትኾናን ኢኽን
وين انتي يا اسراء محمود أدام نسمع صوتك مع اهلك يارب كل شباب المعكي الله يفك اسرهم عم قريب ان شاء الله
It’s heart breaking to see these young women in this conditions. They look demoralized.
እዋይ የሕዋተይ እንካዕ ብሰላም መጻክን
Egziabher. Amlak. 😢🙏😢🙏🙏🙏☝️😢❤️💛❤️🌿🕊️🌿🕊️🌿
እዋይይይ ሓጥያትና ምውዳእ ድዩ ኣብዩ
ኢሰያስ ጨካን መስጣና የዉርደልካ
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
ኣሕ ንስኽን ዶ ጊላ ናይ ህግደፍ መኸንኪን 😢 ብሂወት ምትራፍኪን ዉን ፈጣሪ ይመስገን 🙏
አይዞሸ ቆንጆ እንኳን በሂወትሸ ተረፍሸ ኤሳያሰ አፍወርቂ የ80 ዓመት እድሜ ለሱ ሰልጣን ብላቹሁ የምትሞቱት የምትማረኩት ለምን የኤርትራ ሕዝብ ጥሩ ሕዝብ እኔ ሳዉቀዉ የዋሆች ተንኮል የሌላቸዉ ሕዝብ ነበሩ ኤሳያሰ አፍወርቂ ኤርትራ ነፃ ከወጣች በኃላ መጀመሪያ አማራ አህያ የኤርትራ ጠላቶች ናቸዉ የትግራይ ሕዝብ ወንድሞቻችን እያሉ ለብዙ ዘመናት ሲሰብኩና ሲሳደቡ ነበር አሁን ደግሞ አማራ ወንድሞቻችን የትግራይ ሕዝብ ጠላቶቻችን ናቸዉ በማለት ትናንት ሲሰድባቸዉ ከነበሩት ከአማራ ፋኖዎች ተሰልፈዉ ለትግራይ ሕዝብ ለመጨፍጨፍ ኤሳያሰ አፍወርቂ ቂመኛና ዲክታተር የትግራይ ሕዝብ ለማጥፋት ከኢትዮጵያ ጉረኛ ሠራዊት ተባብረዉ የትግራይ ሕዝብ ለማጥፋት ጦርነት ከፍተዋል ሰለዚህ ኤሳያሰና አብይ ብቅርቡ ይጠፋሉ ወይም ወደ ዓለም ሕግ ይቀርባሉ የትግራይ ተባብረዉ ሕዝቦች ጨፍጭፈዋል አዎ ምን አባታቸዉ ያመጣሉ አዎ
ዋይ ደቀይ። ኣብ ክንዲ መርዓኽን ኣበባኽን እዚ ኩሉ መከራ።
ዓሕሕሕሕሕሕሕ ዓለም ጨካን😢😢😢😢😢
እዋይ የሕዋተይ ናይዞም ኣጋንንቲ ሳሕል ተዛሪብካ ዝውዳእ ኣይኮነን
እዚኣ ኮይና ዛንታና ኤርትራውያን ፥ ዓሕ !
ኤርትራ ናይ ወድ መድህን በራድን ደቁን ፕራይ ኮይና🤨
እተን ተሰሪዕን ዘርኣኹምና ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ምሳና ዝነበራ እየን። መዓስ ተመሊሰን ዓዲ ኣትየን ናብ ሰራዊት ከምተጸንበራ ግን ኣፍጦ የብለይን። የግዳስ መዋጽኦ ይፍጠረለን ዘን ኣሕዋተይ።
ሓደራ ኢፍሬም እትባሃል ሓው ዓጋመኣ ክይትብላ ሓፍትካ ክይትክሕድ 😂
@senayt desta ነዓይ ጓል ከባቢየይ እያ ኢፍሬም ሓዋ ይፈልጦ እየ። ዓዲ ኢንግሊዝ ኣሎ። መማህርተይን ወዲኸባቢየይን እዩ። ንሱ ደዓ በርጌድ ንሓመዱ ክኸውን ተስፋ ይገብር መኽንያቱ ንእሽተይ ኣብ ዒስራታት ዝረከብ እዩ። ናይ ሕማመይ እዩ። እንተ እዞም ኣብዚ ኢውርትራዊት ኣይኮነትን ዝብሉ ዘለዉ ብየሕዋትና እዮም ዝላገጹ ዘለዉ ሕጂ ነዛ ቪድዩ ናብ ሓዋን ደቂ ዓዳን ከባቢናን ክሰዳ እየ።
@@okbayaraya620 እር እቶም ዝክሕድ ፅባሕ ክሓፍሩኦም ክምዙይ ኢሉ እኮ ኣይነብርን ፅባሕ ኩሉ ሰላም ክኮንኡ ኣነስ ንንባዓል ሞኒካ ጋህታፍ ሪእ ኤርትራውያን ካብ ልበይ እየ ዝፀልእ ነይር እዚእን ምስርኣኩን ካብ ልቢ ሓዚነ ሚስኪናት ኣብ ዓደን ምንባርን ምምሃርን ሲኢን ግድን እዩ ናብ ኩናት ክኣትዋ
@@senaytdesta7059 ሓቅኺ እንዲኺ ነዞም ጨካናት ናይ ሰብ ፍጡር ርህርሀ ዘይብሎም በላዕቲ ሰብ ክትርኢ ከለኻ እንበር ወላሓንቲ ዝፈልጥኦ የብለንን ካብ ከዛ ጓቲቶም እዮም ወሲዶማ። ሰላም የውርደልና እንበር ወላ ህዝቢ ኤርትራ ይጸንቲ እዩ ዘሎ። በዓቢዩ ንህዝቢ ትግራይ ሰላም የውርደሉ ካብዞም ጨካናት።
ታይ ሞ ክግበር በሉስኪ እንተተካኢሉ ስልኪ እንተሃልዩ ብስልኪ ደዊልኩም ወይ ድማ ብሰብ ወይ ዜና ዝሰምዑ እንተኮይኖም ነቲ ሕብረተሰብ ድምፂ አብፅሕሉ ካብ ዝሞቱ ኢዶም ሂቦም ብሂወቶም እንተ ተሪፎም እውን ነቲ ወላዲ ዕርፍቲ እዩ ዝኮኖ በይዛኩም አብፅሑሎም በተለይ ደቂ አንስትዮ አሕዋትና ንዓበይቲ መናአሰይ ደሞ ዝኮነ ሜላ ፈጢሮም ሂወቶም ተዘድሕኑ ይብል ብወገነይ ሕማቅ አተሓሳስባ ሒዞም ከይጓዓዙ አብ ትግራይ እንተ አትዮም ምንም አይኮኑን እንተኮይና ጥሜት እያ ምስ ህዝብካ ታዘላ ተካፊሎም እንተበሊዖም ትአክል እያ ሐውካ ይኩን ሓፍትካ ሓዉኪ ይኩን ሐፍትኪ ቤተሰብ አብ ደገ ዘለኩም ሂወት ስድራኩም ክተድሕኑ ይብል ብወገነይ ከም ሰብ ዝፃረፍ አይሰአንን እሞ ምስ ይቅርታ አጆና እግዚአብሔር ከውግሖ እዩ ፀሎት ንግበር ልብና ብክፍአት ብምቀኝነት አይነታልሎ ብንፁህ ልብና ንፈጣሪና ንለምኖ ንመን ኢልዎ ካብ ኩላትና ሐደ ንፁህ አይሰአንን እሞ አሕዋተይ አይንተሃከ
እዙሩጉም አረጊት ናይ ስልጣን ግዚኡ ልምንዋሕ ህፃውቲ ናብ ሓዊ ይእጉዶም አሎ አምላግ ይፋረድካ ኢሳያስ ሸይጣን
አነ ዝገርመኒ ብዛእባ ደገፍቲ ህግደፍዩ ?ወታደራት ህግደፍ ሱፐር ማን ጌርኩም ትርእዬም ነገርዩ ደናቁራት ገዛ እንዳማትካስ ኬድካስ ጠራእራእ....?
እባካችን እኛ ትግራኛ ብዙም አንሰማንም ትረጉሙን
እግዚአብሔር ምሕረት አውርደልና
Welcome assenna
🌻🙏
ሰብ ጸሪሩ ህጻውቲ ቆልዑ ጠፊኦም
ዕላማ ኣብዘይብሉ ኩናት ኣብዘይ ዓዶም ።
ንሕና ክንዋጋእ ዝኸኣልና ኣብ መሬትና ሰለ ዝመጽኖ እዩ። መስዋእቲ እውን ተኸፈልና ንዓድና እዩ።
እዝኣትን ግን መሳክን ኣብደይ መሬትን መጽን ክዋጋኣ ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ
ብህዝቢ ይጻወቱ ኣለው ሂግደፍ
ኤህ! ህግደፍን ደገፍቲ ህግደፍን ኣጽኒትኩምናባ! ከብድኻ ይበልዓኻ! ነዚኣተንስ ኣምሂርካ ሃገር ክሃንጻ ዕድል ትኸፍተለን እምበር፡ ገገፊፍካ ናብ ኲናት? እዚ ኲናት`ዚ ኔርትራውያንን ንተጋሩን ንምህላቕ ኢዩ እንተ ተባህለስ የኽፍእዶ? እቶም ደገፍቲ ህግደፍ መኣስ ክርድኣኩም ኢዩ?
ኣሕ ህዝበይ ኣህዋተይ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭🙏🏿🙏🏿🙏🏿
እዚኤንስ ምተምሃራ እምበር እዚኤንዶ ንኩናት እዋይ ኣነ የሕዋተይ።
ኣጆኽን የሕዋተይ ክወገሐልና እዩ እንካዕ ቢሂወት ተረፍክን 👏♥
ክሳብ መዓስ እዮም እዞም መንእሰያትና ካብ ሽግር ናብ ሽግር ክሰጋገሩ ናይ ሓደ ሰብአይ ስልጣን ክሕሎ
እዚ ሓልፉ ክዝንቶ የስምዓና የርእየና።
እዋይ ህዝበይ ፡ የጥፍኣካ ኣሎ፡ እዚ ርጉም
እዛ ኣረጊት ቆንቋን ስርዓት
እዋይ የሕዋተይ 😭😭😭😭
ኣብ ክንዲ መርዓክን ክንዲ ትምርትኽን ።
ኣብክንዲ ጸወታ ክንዲ ምዝላልክን ።
እዚ ርጉም ስርዓት ኣብ ሓዘን የእትዩክን።
ኣንትን ጽቡቓት ኣሕዋትና ንስኽንዶ ንሕና ኢና ሓሚቕና።
እዚ ኹሉ ጥፍኣት ስቕ ኢልና ንርኢ ኣሎና
ንተስእ ንልዓል ነድሕኖ ህዝብና ።
እዋይ ኣሕዋተይ ኣሕዋትክን ድማ ይድግፉ ይህልዉ 😢😢😢
🙏🙏🙏🙏😭
ኣሕሕሕ ህዝበይ ምእንቲ ነዞም 30 ዓመት ኣደታትናን ኣቦታትናን ዝሓረዱ ከርናፋት ፋሕ ከይብሉ ኢልካን ብዕሸላት ምጽዋት ክልተ ሞት ኢዩ
ሓልፍተን ዘይፈልጣ መሳኪን የሕዋተይ ማዓረይ
💊 💊 I feel so bad it's heart breaking 💔 all of this pain and struggle this young girls should have been able to finish school be with their parents family instead they are dieing for TRASHY ABIY AND HIS ISAIAS .
ህዝቢ ኤርትራ እንታይ ክሳብ ዝኮን እዩ ዝፅበ ደሎ?
ክትቐትሉና ኢኩም መፅእኩም ግን ንሕና ተጋሩ ቡሩኻት ዘርኢ ኢና እንታይ ከይትኾና. ዝተረሽውኑ ኣሕዋተይ ገደዶም እምበር
አቲ መዝሙር የሕዝን
እተን ቆለዑት የንብዓኻ 💔ኣይይይይ
Masha Allah god blessed our heroes brothers tplf tekre ola Oromo liberation army insha alahu
እግዚኣብሄር እንቃዕ ብሰላም ኣውጽኣክን ሃገር መራዝሒ የብላን ሕጊ የብላን ቅዋም የብላን ኮንቱ እያ ኤርትራ
ደቂ አንስትዮ ርሕርሕቲ ኔራ ግናሲ እንዳ ኢሳያስ ቁራጽ ሴጣን እዮም ኤርትራዊያን ተሰዲድኩም ዘጽለልኩሙላ ዓዲ ተበትንኩም ተሰብሰብኩሙላ ዝበለዕኩምላን ተማሒርኩም ሰብ ዝኾንኩሙላ ዓዲ ክታፍርሱን ክታቃጽሉን ምስ አምሓራ መጺኹም ዘሪኢ ትግራዋይየ ከም ምድሪ ንምጥፋዕ መጺኹም! ኤርትራወያን
አባና ዝገበርኩሞ 10 ዕጽፊ አምላኽ አባኹም ይግበሮ አብ መሬትኩም ጨው ይዘራዕ እኽሊ አይብቆል! ካብ ሰደት አይትመለሱ ብዝወጸኹሞ ቅረዩ! ታሪኹም ይደምሰስ ሰምኩም ንመርገም ይኹን ! ዘይፍወስ ናይ ልቦና ህማም ይሓብኩም ! ድቃላ ዘርኢ ባሮት ጣሊያን
ክንደይ ግዜ ዲኩም ተምጽእዎን እዋይ እዘን ቆልዑ ረኪበንኦ ዘለዋ ክዳን እንዳቀያየርካ ጨግረን እንዳ ቀያየርካ 😢 ምምራክ ይኩን ኢድካ ምሃብ አብ ኪናት ኑቡር እዩ , ሜሰ ንዘይፈልጦ የጥርጦ ድዩ ዝባሃለ በቃ ኤርትራዊ ወተሃደር ምርአይ ተሰፋ እዩ ዝኮነኩም እዛ ርምስቲ ጭፍራ ወያነ አብአ ድአ ምሰ አከደምታን ከደምታን ዝፍሐርክንአ ጉድጋድ ምእታዉክን እዩ ኤርትራና ምሰ ህዝባን ሰራዊታን መሪሕነታን እግዛቢሄር ይባርክ🇪🇷🙏🏼🇪🇷
አሕና ንናቢሪ ንስኹም አትንቡሮ አይባሀለይ ንኹሎ ሰለም
@@mariyammariyam7099 እቲ ዘዛርብ ዘሎ እካ ንምንታይ እዮም ክዳን እንዳቀያየሩ ጸጉረን ቀይሮም ዘምጽወን
ኣምላክ ኣዉጺክን ኣሎ ዕድለኛታት ኢክን ኣጆክን
ኢሳያስ መስጣ እዘን ዕሸላት ይውረድካ።ኣብ ናጻ ኤርትራ ዜጋታት ንስልጣንካ ክብሉ ኣብዚ ኩነታት ክወድቁን ክወድቃንሲ ሃየንታ ኢዩ።ኤህ
እዋይ የሕዋተይ እንቃዕ ብሂወት ወጻእክን 😭
😥😥😥💔💔💔💔💔💔
*ኤርትራ ጨናዊት ሃገር ከሓዲት በላዒት ወለዶ ትግርኛ ኩለን ምሩኻት ትግርኛ ኣበይ ኣላ እታ ኤርትራዊት ሳሆ ኣባይ ኣላ ታ ኩናማ ኣበይ ኣላ ታ ትግረ በቃ ትግርኛ ትዕመጽ ትግርኛ ትጠፍእ ኤርትራ ፈራስ በላዒት ትግርኛ ሃገር።ሓፍተይ ኣብ ቁሪ ተቐሊዓ ባርያ ሸፋቱ ኣፍላሕቲ ቡን ኮይና በቃ ባርያ።ሓድነት ኣለና ትብል ትግርኛ ንቓሕ እንስሳ ምዃን ይኣኽለካ ኣስተውዕል*