ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ኣማኑኤል ኣሰና ብዓል መትከል ብዓል ህሊና ጻማኻ ብስድራኻ ይብጻህካ ሰብ ማለት ከማኻ ንማዕተቡ ምስዝነብር እዩ ኽብረት ይሓበልና።
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
የቐንየልና ኤማ፣ኣዝዩ ጽቡቕ ሓበሬታ ሂብካና።
ከምቲ ናይ ኣምሓራ ልሂቃን ትግራይ ንምውራር ብተደጋጋሚ ዝተዛረብሎ: 120 ሚልዮን ህዝቢ ሒዞም ትግራይን ኤርትራን 10 ሚልዮን ዘይመልእ ህዝቢ ንምጥፋእ ብኢትዮጵያ ወገን ወላ 40 ሚልዮን እንተጠፍአ ግዲ የብሎምን:: ኣባና እዚ ዘይርደአና መዓት ሰነፋት ኣለና:: ብወገን ኣምሓርኛ ተዛረብቲ ግና ብዛዕባ መሬት ምስፋሕ ይኹን ቀይሕ ባሕሪ ንምውናን ዝለዓል ኣጀንዳ 100/100 ኣብ ሓደ ኣተሓሳስባ እዮም ዝመፁ:: ንሕና ዓናዝር ገና ኣብ ካልእ ዘይጠቅም ሃለውለው ኣለና:: መን እዩ ካልኦት ብሄራት ኣይናትናን ኣይንሕብሕብን ኢሉ:: እዞም ከምዚኦም ዝበሉ ሰነፋት እዚኦም እዮም ንቕድሚት ብኣራዊት ከብልዑና; ኣብ ክልቲኡ ህዝቢ ከምዚ ዓይነት ድኹም ኣመለኻኽታ ኣሎ እዩ::
አቶ አማኒኦል እተቅርቦ ሓሳብብጣዕሚፅቡቅዪ ስለዚ ቃልስካ ቡሩህ ዪ
❤❤❤❤❤
Keep it up Amaniel ❤
ጽቡቕ መግለጺ እዩ keep your head up
እሰይ ገይሩ ናይ ኢትዮጵያ መንግስቲ አፅዋር አእተወ አየእተወ ንህዝቢ መጨፍጨፊ ደአ እምበር ናይ ደገ ሓይሊ መከላኸሊ አይኾነነን ናይ ደገ ሓይሊ ዘይት ምክት ድኽምቲ ሃገር እዩ ፈጢሩ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሓቅኻ ኣማን ሓውና ናይዚኦም ዘቅስን ኣይኮነን 👍👍👍👍💪💪💪
መስጣ ናይ ትግራይ እዩ እዚ ኩሉ ኣውያት
ህዝቢ ትግራይ ተኻሒዱ ሰሪሑ ከምዘይሰርሐ ኮይኑ ሃገር ክንከውን ኢና ንደሊ 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
ኩናት ኣየድልን ኤርትራን ኢትዮጵያን ሰላም ይግበራ ኩናት ንትግራይ ክጎድኣ እዩ
😂😂😂😂😂😂ሓሲና እሞ ከመይ 😂😂 ደቂ ደቅካ እዮም እዞም ምዑታት ሓይሊ ባሕሪ ኤረይይይይይ💯🙏🙏👌👌💪💪💪
ትግራይ ንምውራር ከምቲ ናይ ኣምሓራ ልሂቃን ብተደጋጋሚ ዝተዛረብሎ: 120 ሚልዮን ህዝቢ ሒዞም ትግራይን ኤርትራን 10 ሚልዮን ዘይመልእ ህዝቢ ንምጥፋእ ብኢትዮጵያ ወገን ወላ 40 ሚልዮን እንተጠፍአ ግዲ የብሎምን:: ኣባና እዚ ዘይርደአና መዓት ሰነፋት ኣለው:: ብወገን ኣምሓርኛ ተዛረብቲ ግና ብዛዕባ መሬት ምስፋሕ ይኹን ቀይሕ ባሕሪ ንምውናን ዝለዓል ኣጀንዳ 100/100 ኣብ ሓደ ኣተሓሳስባ እዮም ዝመፁ:: ንሕና ዓናዝር ገና ኣብ ካልእ ኣጀንዳ ኣለና:: መን እዩ ካልኦት ብሄራት ኣይናትናን ኣይንሕብሕብን ኢሉ:: እዞም ሰነፋት እዚኦም እዮም ንቕድሚት ብኣራዊት ከብልዑና:: ኣብ ክልቲኡ ህዝቢ ከምዚ ዓይነት ድኹም ኣመለኻኽታ ዘለዎ ኣሎ እዩ::
Ethiopia was committing genocide against our Muslim population, forcing all Eritreans to join the armed struggle. Consequently, Ethiopia's killings and burnings were indiscriminately applied to Eritreans as well.
Great job!!!
አዚ ብሰይጣናዊ መንፈስ ቆሲሉ ናብ ግሃነብ አሳት ክአዘር ቀሪቡ ዘሎ ፥ኣሪትራ ብኢትዮፕያ ክትውረር ኣጥፊአካ ምጥፋአ ዝፖሊስኡ ሳዲስት ኢሰያስ ኣብ አርበቱ ንኩናት ምክንያት ዝከውን ትክተካ አገብር ኣሎ ፥አዚ አናገበረ አዛ ሃገር አንታይ ግበርኒ ኢካ ትብላ ዘለካ ፥ይኣክለካ አዛ ሃገር ናትካ ናይ ግልካ ኣይኮነትን ዝብል ሰረ ዝኣጠቀ ሰብ ዘይምህላዉን መሳሪያ ሂዙ ዘቃብጾ ወዲ ሃገር ተሳኢንሉ ዘሎ አዋን፥ኢሰያስ ኣብ ዘይትረክብዋ ክሰቅላ አየ ክምዝበለን ፥ሃገርና ናብ ቁሸት ቀይሪዋ ይርከብ ፥
🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ኣማኑኤል አያሱ ሎሚ ትጋገ ኣለኻ ኩቡር ሓው ዘይማላዕልትኻ ተልዕል ኣለኻ።
ቀይህ ባ ህሪ ሎሚ ይኹን ጽባህ ናይ ኤርትራ እያ ከምትግራዋይ ፈጺሙ ናብ ኢትዮጵያ ክዓቱ ኣየፍቅድን ።
ሌባ የሌባ ልጅ ። እናንንተና ህ-ጉድፍ ናችሁ ለዚህ ሁሊ ተጠያቂዎች። አሰብ ወደድክም ጠላህም ይመለሳል። ድህሪ ድብ ማለሊት ንብ ቀብሪ...
አይቼሀለው .. we will meet
ዓጅቡካ አይዓጅቡካ ትም ኢልካ ውሰዶ ከምኡ’ዩ ፣ ዝገብር ህገደፍ ።
😂 ውጹዕ!
Ama aquamka
Looks Hgdef propaganda, to trust news from Mesay is very very difficult
UNITY is the only solution to many problems. And this applies also to the Assab dispute with Ethiopia.
ኣሰና ስባር ጀበናእዛ ጽፍዒት ናይ ኢሰያስሲ ማዕረ ክንደይ ኣብልብኻ ሰሪጻኤርትራ ወሪሳቶ ዘይኮነትስ ማሪኻቶያብዘይ ዝኾነ ኣፍልጦን ሓበሬታን ክሊ ማያታንዝጠሓሳ ኢድካ ንላዕሊ ምባላስ ጅግንነት ደኣምበር ምርሳይ ኣይኮነ ን.ንስኻ ግን ዘይተላጸየ በገድ ኢኻ ሕሱር ዋሒድ.ገና ናብ መሬትና ገጹ እንተሸይኑ ብልጽግና ብምሉአን ኣጽዋሩ ኣብ ኢድ ሻዕብያ ምኻኑ ፍለጥ ኣየናይ ባጀትዶ ኣለዋዩ ኤርትራንጸላኢ ብብረቱ ብጥይቱ ኢዩ እቲ ጭርሖካብ ጥንቲ ጥቅምቲ.
ተካል ፍጥረት ኮይካ እምበር ንስኻስ ደይ ቡኡ ኢኻ ወጺኻ ማዓንጣኻ ትውጻእ 6:12
እዚኣ 1770 ክሳብ 2034 ትሰርሕ ኔራ ሕጂ ግን እምቢ ዝበለ ቴክኖሎጂ ዘምጾ ቀንዲ ቀንዲ መራሕቲ ብ ድሮን ምምንጣል እዩ ጸወታ የለን ቴክኖሎጂ ጂቤኤስ ድሮን.
ስቕ በል ተረዋኢ። ተደሚርና ክበሃል ከሎ ትዕልል፣ተጓዲልና ክበሃል ከሎ ኸኣ ትፍክር።ሕልኩስ።
hamasen denbya deqi ezen chenewti mTri denbya....funfunat alet...cha cha hamasen denbya resahat alet
መግዛእቲ ናቶም ይሕሸና ካብ ዞም ዘጽንቱና ዘለዉ ናይ በረኻ ጉጀለ ሳሕል እንታይ ገበርቲ ኢኹም ርስትናንን ሂወትናን አባላሸሞ
ንሐሳዊ ሐሳዊ ንሐያል ሐያል አለዎ
ሕዉሐትን ሻዓብያን ኣባላሾሞ እዬም እዚ ትብሎ ዘሎኻ
ኣማኒኤል ዓሶ ሕርርር በል
Pls sterfi aytekmenan'u bro, just ehin-mhin nbeha-hal, nteArarem kem-Eritrawyan 🇪🇷
ኤማ እቲ ድኻም ልዕሊ ኩሉ ካባና'ዩ። ንስኻ ንባዕልኻ ነታ ትግራውነትና ንምጥፋእ ህግደፍ ካብ ሳሕል ሒዞማ ዝመጽኡ "ብሄረ ትግርኛ" ትብል ኢኻ ትደግማ ዘለኻ።ስለምንታይ በታ ሓቂ "ንሕና ተጋሩ" ዘይበልካ!?ስለዚ ነቲ ናይ ሻዕቢያ ናይ ሓሶት መንነትን ትረኻን ባዕልና ዘይቀየርናዮ ንጸላእትና ሓደ ዘይገበሩና ኢልና ክንሓሚ ጌጋ'ዩ።ሕጂ ውን፣ ማዕረ-ማዕረ'ቲ ፖለቲካዊ ቃልስና፣ ነቲ መንነታዊን እቲ ቅኑዕ ትረኻናን ኣብ ምስትኽኻል ከም ቃልስና ክንተሓሓዞ ኣለና።
ኣይተ ወልደስላሴ ናይ ልማናኻ እንተገቨርካ ኣይምሓሼን ባሃላይ ኢየ ማለት ጸሓይ ከይዓረበት ደሃይ ድራርካ ግበር ማለት ኣልሽ 4ወይ 5 ገዛውቲ !!!!
@Becalm-k5i 😂 ንስኻ ጉዳይ ስደትካን ባርነትካን ግበር 'ምበር ኣነስ ይቃለስ'የ ዘለኹ ክስዕረካ እየ ኸኣ። ስደተኛ ማለት ዝዓበየ ለማኒ ማለት ምዃኑ ዘንጊዕካዮ ኣለኻ፣ውጹዕ!
Aytisekef nezimadika kimekulom eyu.
አታ ጨጋእ ህዝቢ ትግራይ{ትግራዋይ}ለባም ኽዚቢ እዮ ኢትዮጵያ ሀዘር በጃን ኽግደፍደደ ገለመለ እናበልኩም፠አይተደፅሙሙና በጃኹም ሰብ ንወድሰብ ህሰብለ
ስቅ በል ሓሳዊ ሎቅማጽ ዘይብያቱ ዘልምጽ ዕሱብ በኣኻ ዝነቅ ሰብ የለን
Dirty Asana no more UAS AId been genocide you are from tigray so keep asking tigray
ኣማኑኤል ኣሰና ብዓል መትከል ብዓል ህሊና ጻማኻ ብስድራኻ ይብጻህካ ሰብ ማለት ከማኻ ንማዕተቡ ምስዝነብር እዩ ኽብረት ይሓበልና።
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
የቐንየልና ኤማ፣ኣዝዩ ጽቡቕ ሓበሬታ ሂብካና።
ከምቲ ናይ ኣምሓራ ልሂቃን ትግራይ ንምውራር ብተደጋጋሚ ዝተዛረብሎ: 120 ሚልዮን ህዝቢ ሒዞም ትግራይን ኤርትራን 10 ሚልዮን ዘይመልእ ህዝቢ ንምጥፋእ ብኢትዮጵያ ወገን ወላ 40 ሚልዮን እንተጠፍአ ግዲ የብሎምን:: ኣባና እዚ ዘይርደአና መዓት ሰነፋት ኣለና:: ብወገን ኣምሓርኛ ተዛረብቲ ግና ብዛዕባ መሬት ምስፋሕ ይኹን ቀይሕ ባሕሪ ንምውናን ዝለዓል ኣጀንዳ 100/100 ኣብ ሓደ ኣተሓሳስባ እዮም ዝመፁ:: ንሕና ዓናዝር ገና ኣብ ካልእ ዘይጠቅም ሃለውለው ኣለና:: መን እዩ ካልኦት ብሄራት ኣይናትናን ኣይንሕብሕብን ኢሉ:: እዞም ከምዚኦም ዝበሉ ሰነፋት እዚኦም እዮም ንቕድሚት ብኣራዊት ከብልዑና; ኣብ ክልቲኡ ህዝቢ ከምዚ ዓይነት ድኹም ኣመለኻኽታ ኣሎ እዩ::
አቶ አማኒኦል እተቅርቦ ሓሳብብጣዕሚፅቡቅዪ ስለዚ ቃልስካ ቡሩህ ዪ
❤❤❤❤❤
Keep it up Amaniel ❤
ጽቡቕ መግለጺ እዩ keep your head up
እሰይ ገይሩ ናይ ኢትዮጵያ መንግስቲ አፅዋር አእተወ አየእተወ ንህዝቢ መጨፍጨፊ ደአ እምበር ናይ ደገ ሓይሊ መከላኸሊ አይኾነነን ናይ ደገ ሓይሊ ዘይት ምክት ድኽምቲ ሃገር እዩ ፈጢሩ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሓቅኻ ኣማን ሓውና ናይዚኦም ዘቅስን ኣይኮነን 👍👍👍👍💪💪💪
መስጣ ናይ ትግራይ እዩ እዚ ኩሉ ኣውያት
ህዝቢ ትግራይ ተኻሒዱ ሰሪሑ ከምዘይሰርሐ ኮይኑ ሃገር ክንከውን ኢና ንደሊ 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
ኩናት ኣየድልን ኤርትራን ኢትዮጵያን ሰላም ይግበራ ኩናት ንትግራይ ክጎድኣ እዩ
😂😂😂😂😂😂ሓሲና እሞ ከመይ 😂😂 ደቂ ደቅካ እዮም እዞም ምዑታት ሓይሊ ባሕሪ ኤረይይይይይ💯🙏🙏👌👌💪💪💪
ትግራይ ንምውራር ከምቲ ናይ ኣምሓራ ልሂቃን ብተደጋጋሚ ዝተዛረብሎ: 120 ሚልዮን ህዝቢ ሒዞም ትግራይን ኤርትራን 10 ሚልዮን ዘይመልእ ህዝቢ ንምጥፋእ ብኢትዮጵያ ወገን ወላ 40 ሚልዮን እንተጠፍአ ግዲ የብሎምን:: ኣባና እዚ ዘይርደአና መዓት ሰነፋት ኣለው:: ብወገን ኣምሓርኛ ተዛረብቲ ግና ብዛዕባ መሬት ምስፋሕ ይኹን ቀይሕ ባሕሪ ንምውናን ዝለዓል ኣጀንዳ 100/100 ኣብ ሓደ ኣተሓሳስባ እዮም ዝመፁ:: ንሕና ዓናዝር ገና ኣብ ካልእ ኣጀንዳ ኣለና:: መን እዩ ካልኦት ብሄራት ኣይናትናን ኣይንሕብሕብን ኢሉ:: እዞም ሰነፋት እዚኦም እዮም ንቕድሚት ብኣራዊት ከብልዑና:: ኣብ ክልቲኡ ህዝቢ ከምዚ ዓይነት ድኹም ኣመለኻኽታ ዘለዎ ኣሎ እዩ::
Ethiopia was committing genocide against our Muslim population, forcing all Eritreans to join the armed struggle. Consequently, Ethiopia's killings and burnings were indiscriminately applied to Eritreans as well.
Great job!!!
አዚ ብሰይጣናዊ መንፈስ ቆሲሉ ናብ ግሃነብ አሳት ክአዘር ቀሪቡ ዘሎ ፥ኣሪትራ ብኢትዮፕያ ክትውረር ኣጥፊአካ ምጥፋአ ዝፖሊስኡ ሳዲስት ኢሰያስ ኣብ አርበቱ ንኩናት ምክንያት ዝከውን ትክተካ አገብር ኣሎ ፥አዚ አናገበረ አዛ ሃገር አንታይ ግበርኒ ኢካ ትብላ ዘለካ ፥ይኣክለካ አዛ ሃገር ናትካ ናይ ግልካ ኣይኮነትን ዝብል ሰረ ዝኣጠቀ ሰብ ዘይምህላዉን መሳሪያ ሂዙ ዘቃብጾ ወዲ ሃገር ተሳኢንሉ ዘሎ አዋን፥ኢሰያስ ኣብ ዘይትረክብዋ ክሰቅላ አየ ክምዝበለን ፥ሃገርና ናብ ቁሸት ቀይሪዋ ይርከብ ፥
🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ኣማኑኤል አያሱ ሎሚ ትጋገ ኣለኻ ኩቡር ሓው ዘይማላዕልትኻ ተልዕል ኣለኻ።
ቀይህ ባ ህሪ ሎሚ ይኹን ጽባህ ናይ ኤርትራ እያ ከምትግራዋይ ፈጺሙ ናብ ኢትዮጵያ ክዓቱ ኣየፍቅድን ።
ሌባ የሌባ ልጅ ። እናንንተና ህ-ጉድፍ ናችሁ ለዚህ ሁሊ ተጠያቂዎች። አሰብ ወደድክም ጠላህም ይመለሳል። ድህሪ ድብ ማለሊት ንብ ቀብሪ...
አይቼሀለው .. we will meet
ዓጅቡካ አይዓጅቡካ ትም ኢልካ ውሰዶ ከምኡ’ዩ ፣ ዝገብር ህገደፍ ።
😂 ውጹዕ!
Ama aquamka
Looks Hgdef propaganda, to trust news from Mesay is very very difficult
UNITY is the only solution to many problems. And this applies also to the Assab dispute with Ethiopia.
ኣሰና ስባር ጀበና
እዛ ጽፍዒት ናይ ኢሰያስሲ ማዕረ ክንደይ ኣብ
ልብኻ ሰሪጻ
ኤርትራ ወሪሳቶ ዘይኮነትስ ማሪኻቶያ
ብዘይ ዝኾነ ኣፍልጦን ሓበሬታን ክሊ ማያታ
ንዝጠሓሳ ኢድካ ንላዕሊ ምባላስ ጅግንነት ደኣምበር ምርሳይ ኣይኮነ ን.
ንስኻ ግን ዘይተላጸየ በገድ ኢኻ ሕሱር ዋሒድ.ገና ናብ መሬትና ገጹ እንተሸይኑ ብልጽግና ብምሉአን ኣጽዋሩ ኣብ ኢድ ሻዕብያ ምኻኑ ፍለጥ ኣየናይ ባጀትዶ ኣለዋዩ ኤርትራ
ንጸላኢ ብብረቱ ብጥይቱ ኢዩ እቲ ጭርሖ
ካብ ጥንቲ ጥቅምቲ.
ተካል ፍጥረት ኮይካ እምበር ንስኻስ ደይ ቡኡ ኢኻ ወጺኻ ማዓንጣኻ ትውጻእ 6:12
እዚኣ 1770 ክሳብ 2034 ትሰርሕ ኔራ ሕጂ ግን እምቢ ዝበለ ቴክኖሎጂ ዘምጾ ቀንዲ ቀንዲ መራሕቲ ብ ድሮን ምምንጣል እዩ ጸወታ የለን ቴክኖሎጂ ጂቤኤስ ድሮን.
ስቕ በል ተረዋኢ። ተደሚርና ክበሃል ከሎ ትዕልል፣ተጓዲልና ክበሃል ከሎ ኸኣ ትፍክር።ሕልኩስ።
hamasen denbya deqi ezen chenewti mTri denbya....funfunat alet...cha cha hamasen denbya resahat alet
መግዛእቲ ናቶም ይሕሸና ካብ ዞም ዘጽንቱና ዘለዉ ናይ በረኻ ጉጀለ ሳሕል እንታይ ገበርቲ ኢኹም ርስትናንን ሂወትናን አባላሸሞ
ንሐሳዊ ሐሳዊ ንሐያል ሐያል አለዎ
ሕዉሐትን ሻዓብያን ኣባላሾሞ እዬም እዚ ትብሎ ዘሎኻ
ኣማኒኤል ዓሶ
ሕርርር በል
Pls sterfi aytekmenan'u bro, just ehin-mhin nbeha-hal, nteArarem kem-Eritrawyan 🇪🇷
ኤማ እቲ ድኻም ልዕሊ ኩሉ ካባና'ዩ። ንስኻ ንባዕልኻ ነታ ትግራውነትና ንምጥፋእ ህግደፍ ካብ ሳሕል ሒዞማ ዝመጽኡ "ብሄረ ትግርኛ" ትብል ኢኻ ትደግማ ዘለኻ።
ስለምንታይ በታ ሓቂ "ንሕና ተጋሩ" ዘይበልካ!?
ስለዚ ነቲ ናይ ሻዕቢያ ናይ ሓሶት መንነትን ትረኻን ባዕልና ዘይቀየርናዮ ንጸላእትና ሓደ ዘይገበሩና ኢልና ክንሓሚ ጌጋ'ዩ።
ሕጂ ውን፣ ማዕረ-ማዕረ'ቲ ፖለቲካዊ ቃልስና፣ ነቲ መንነታዊን እቲ ቅኑዕ ትረኻናን ኣብ ምስትኽኻል ከም ቃልስና ክንተሓሓዞ ኣለና።