Atv Asena Live - ብዛዕባ `ዕርቂ መራሕቲ ትግራይ` ዝዝረብ ዘሎ ሓቂ ድዩ?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 ก.พ. 2025
  • Atv Asena Live - ብዛዕባ `ዕርቂ መራሕቲ ትግራይ` ዝዝረብ ዘሎ ሓቂ ድዩ?

ความคิดเห็น • 45

  • @arielasgedom3242
    @arielasgedom3242 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    Thank you Asena for your service. Be blessed

  • @DestaAsbeha
    @DestaAsbeha 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Amanuel you are a voice for people of Tigray yesterday today and tomorrow Thank you

  • @DestaAsbeha
    @DestaAsbeha 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Thank you Amanuel as always ❤

  • @ruthabegaz4216
    @ruthabegaz4216 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Beali wultena eka Asena ayresenayone 💙💙💙💙💙💙💙💙👌👌👌👌

  • @DestaAsbeha
    @DestaAsbeha 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Thank you Amanuel stand with justice thank you for your service ❤❤❤

  • @yonasberhe6284
    @yonasberhe6284 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Thank you Asena

  • @Mayear-w8y
    @Mayear-w8y 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ሓደ እዩ እቲ ዝጸልወና ፖሎቲካ ወይ ሓቢርና ክነብር ኢና ወይ ክንጠፍእ ስለዝስ ተጋሩ ንጋዜጠኛ ኤማ እንታይ ገደሰካ ክትብልዎ ክርኢ እንከለኹ ብጣዕሚ ኢኹም ተሕዝኑኒ ኣብቲ ጸልማት እዋን ዕጽዋን ክባን ግን ጅግናና ትብልዎ ኔርኩም 🤔

  • @fisihatadessetesfaye9877
    @fisihatadessetesfaye9877 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እርቅና ብናይ ብልእኻት ሻዕብያ ፕሮፓጋንዳ አይፍሽልን ናይ ተጋሩ ጉዳይ ኒተጋሩ ግደፍዎ ሻዕብያ ሕዝቢ ትግራይ ዝጨፍጨፈ እምበር ዘሕወየ አይኮነን ፈታዊ መስልካ ሐተፍተፍ አይትበል

  • @amanuelgebreyohanes3896
    @amanuelgebreyohanes3896 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Greetings and love from Tegaru Community in Seattle Washington State 🇺🇸💛❤️🙏✔️💙💙💙

  • @zameerhagos7972
    @zameerhagos7972 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    TDF ጀግና ብሓንቲ አኼባ ቀርኒ አፍሪቃ አጭዋጭ አቢልዋ።

  • @zerisenay-e4k
    @zerisenay-e4k 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብሓቂ ዕርቂ ከምዘይ ትደሊ ኣብ ክፋእ ተዋሕጥካ ከም ዘለኻ ተፍልጥ

  • @AliTadesse-p1i
    @AliTadesse-p1i 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @TeweldeBirhan-k1d
    @TeweldeBirhan-k1d 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @ShishayAkli
    @ShishayAkli 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤ 10Q asenna tv🎉🎉🎉🎉👋👋👋👋👋

  • @ShishayAkli
    @ShishayAkli 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ኤማ ድምፂ ውፁዕ ህዝቢ ትግርኛ

    • @amanuelgebreyohanes3896
      @amanuelgebreyohanes3896 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ክቡር ሓው ሹሻይ ትግርኛ ቋንቋ እዩምበር መፀውዒ ዓዲ ኣይኮነን።

    • @ShishayAkli
      @ShishayAkli 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @amanuelgebreyohanes3896 ትግርኛ ተዛራቢ ህዝቢ ንምባል እዩ።

  • @OkbayAbrha
    @OkbayAbrha 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍

  • @AdhanomAdhanom-qc5ty
    @AdhanomAdhanom-qc5ty 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ትግራይ ሓደ ምዃን ዘሻቀለካኻ ትመስል ዘሎኻ።

  • @عبدالرحمنمولاء
    @عبدالرحمنمولاء 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣይትጋገይ እት ዒርቅ ሓቅ እዩ

  • @WelduSeyoum
    @WelduSeyoum 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ወዲ ስዩም ካብ መቀለ
    ሰላም አማንኤል እቲ ህዝቢ ሐደ ምካኑ ክልቲኡ አብ ዝሓለፈ ጊዜ አብ ዛላኣንባሳ ብግብሪ ሪኢናዮ ኢና እቲ ህዝቢ እውን አባካ
    ዘለዎ ክብሪ ካብዝከነ ንላእሊ እዩሞ በርትእ
    አብ ጎንካ ኢና

  • @gizachewtsegay5543
    @gizachewtsegay5543 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሀሳዊ እካ ወድሃማስይን

  • @fisihatadessetesfaye9877
    @fisihatadessetesfaye9877 15 นาทีที่ผ่านมา

    አንቱም ኒትግራይ ስላም ትደልዩ አይትጋገዩ እዚ ሰብ ዚ ናይ ሻዕብያ ልኡኽ ምኻኑ ካብ ዘረባኡ ይፍለጥ ሰላም አይደልይ አፍታ ናይፀላም ግዘ ናይ ሕዝብና ድምፂ ከምዝነበረ ይፍለጥ ሀዚ ግና አይኮነን ናይ ሻዕብያ ፀለኢ መሲሉ ቢግብሩ ሻዕብያ ኒኒባዕልትና ክኒባላዕ ከምዚደልዮ አይትረስዑ የሰላም ኪኒቃለስ ይግባእ አምበር ኩናት ክንደይ ሕዝብና ከምዝበልዐ ፀለእትና ክንደይ ከምተሐጎሱ ይሪደአናዶሎ ፀለእትና ኪኒፈልጥ ይግባእ።ከም ተፈታዊ ዚመሰሉ ኤርትራዊ ሀውና ደማ ኪናመስግን ይግባእ።

  • @عبدالرحمنمولاء
    @عبدالرحمنمولاء 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    መን ዲና

  • @ፍትሒይንገስ
    @ፍትሒይንገስ 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤😂

  • @G.Ge-m8v
    @G.Ge-m8v 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሓቂ እዩ ተገልበጥ!! ድንቄም ጋዜጠኛ

  • @tedroshailu
    @tedroshailu 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Seraqi

  • @هاامانا
    @هاامانا 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሱቅበል ጠንባር ናይ ዓድካግበር ናይትግራይ አይእትወካን

  • @ጋልትግራይ-ቨ2
    @ጋልትግራይ-ቨ2 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣሰና ከዝ ኸ እንታይ እኻ ትብል ደልኻ እንታይ ኣአትይካ ናብ ዓድ ትድውል መሕፍር አኻ ሕረር በሉ ህዝብ ንህዝብ ትፋላልዩ ህራስ ደይብልኹም ትሓድሩ ሰባት ኣብ መንጎ ባ ተርፍኻ ኣዳዝ ዳዝይ

  • @kalayutsebeyom5517
    @kalayutsebeyom5517 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Aman
    You are too much now.please you stay calm until they finish the negotiations.
    Oh

  • @AbdullahAbdullah-fz6mx
    @AbdullahAbdullah-fz6mx 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Can't you leave tigrai issue for tigrayans. At the end they belong to Ethiopian state

  • @mekonentadesse-f3n
    @mekonentadesse-f3n 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Haki tibl kal keydelekaya arigka.

  • @AbdullahAbdullah-fz6mx
    @AbdullahAbdullah-fz6mx 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    You are digging too much about tigrai, Mr amanuel

    • @Jonatan-o6m
      @Jonatan-o6m 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Shutup it's covering all penis

  • @abrahamtesfay8213
    @abrahamtesfay8213 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Kkkkkkkkk

  • @ጋልትግራይ-ቨ2
    @ጋልትግራይ-ቨ2 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ናብ ሕዋሓተ ዶ ደውልኻ ኣሰና መሕፈር

  • @rezenetesfay7568
    @rezenetesfay7568 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አማንኤል ነበር ኣፈኛ ኢሳያስ
    ስማዕ ሰበኣይ እቲ ንስኻን ካልኦት ፀረ ትግራይ ካብ ብንጎሁ እትፍሕስዎ ክፍኣትን ምፅናት ኤሊታት ትግራይ ካብ ቀደሞት በዓል ጀነራል ሓየሎሞን፣ ክንፈ ገ/መድህን ወዘተ ጀሚሩ እስካብ አምባሳደር ስዩም፣ ኣባይን ኣባነፍሶን ኣባይ ፀሃዬ ዝቐፀለ እንትኸውን ሕዚ ድማ ኣብእኒ ጀነራል ፃቃን፣ ተጋዳላይ ሰዬ ኣብርሃ ወዘተ ቀጽልኪመሉ አለኹም፡፡
    ስለዝኾነ ወይ ብዛዕባ ክልቲኡ ትግራይ ስራሕ ተዘይኪኢልካ ብዛዕባ ደቡብ ትግራይ ስለዘይምልከተካ ኣትሓማዙቐ፣፣

  • @rezenetesfay7568
    @rezenetesfay7568 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አማንኤል ነበር ኣፈኛ ኢሳያስ
    እንተኾነ ሓድነት ተጋሩ ሰሜንን ደቡብን ትግራይን ስበኽ፡፡ ተዘይኮነ ኣብ ናይ ትግራይ ፖለቲካ ኣይምልከተካን፡፡ ጉዳይ ክልቲኡ ትግራይ ክዕረ እንተኾይኑ ቅልል ብዝበለ መንገዲ መበገሲ እቱ ሽግር ምንሊክን ሞሶለኒን ዝተኸልዎ ሽኻል ብምንቃል ክኸውን እዩ ዘለዎ፡፡

    • @Azeb1782
      @Azeb1782 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ፅልኢ ጥራይ አሳስኑ ካልዕ ዐቅሚ የለን።

  • @befairbalance7507
    @befairbalance7507 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    take your hands off tigray affair brother, mind your business don't try to divide us tegaru ultimately Eritrean

    • @mr.t9096
      @mr.t9096 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

      ጌታቸው ኣድጊ, please take your hands off Tigray affair brother., mind your business with your master Abiy Ahmed, don’t try to divide us Tegaru ultimately Eritrean. ፎእ! ጽሕፈትካ ሓርኢ ሓሳብካ ሓርኢ😷💩

    • @Azeb1782
      @Azeb1782 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@mr.t9096ተሕዝን ፉንፉን ሓስባት ድኽነት ናይ ሓሳባት😭😭😭😭

    • @2563-t6k
      @2563-t6k 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደንበ ፍትሒ ንወራርን በደልን ግፍዒን ብምቅዋም ኣብ ጐኒ ህዝቢ ትግራይ ደው ምባልና ሕጂን ኣብ ታሪኽን ዘዂራዓና'ዩ: ኣብ ፖለቲካ ትግራይ ግን ዓረቕቲ ኣብ ክንዲ ምዄን ጸግዒ ሓደ ጒጅለ ምሓዝ ንኤርትራውያን ኣየመልክዓልናን'ዩ:: ናይ ኢሳያስ ኣብ ልዕሊ ወያኔ ፖለቲካዊ ሕጽቦ ኸካይድ ምድላይን: ናትና ኣብ ፖለቲካ ትግራይ ጠብሎቕሎቕ ምባልን ዳኣ ብኸመይ ይፍለ ?! ትግራዎት ንጉዳዮም ባዕሎም ናይ ምፍታሕ እኹል ዓቕሚ ስለዘለዎም: ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ዓረቕቲ'ምበር መሳወርቲ ኣይንኹን ሓደራ !!!

    • @arielasgedom3242
      @arielasgedom3242 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Get lost banda

    • @2563-t6k
      @2563-t6k 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@arielasgedom3242 ጊስ! ባንዳ ዳኣ ንዓኻትኩም ይምልከት'ምበር ኣነ ዳኣ ኤርትራዊ 'ኮ ኢየ:: ሕጂ'ውን ጉዳይኩም ንዓኻትኩም'ምበር ንዓና ኣይምልከትን'ዩ:: ልቢ ግበሩ!!