Tesfazion. ስለምንታይ ኢዬም ዉሱናት ሰባትን ንስርዓት ኢሰያስን ስድራቤቱን ዝድግፋ?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 8 ต.ค. 2018
  • Tesfazion. Why Few People Support Isaias And His Family?

ความคิดเห็น • 305

  • @zerationkflay1816
    @zerationkflay1816 5 ปีที่แล้ว +12

    ተስፋ-ጽዮን ኣነ ብዓቅመይ ንንግስነት ኣግኣዝያን ንምዕዋት ዝከኣለኒ ክጽዕር እየ!!!ቀጽል ጥራይ ጅግና

  • @user-qn9mp8ro3j
    @user-qn9mp8ro3j 5 ปีที่แล้ว +64

    ኩልና ተኸታተልቲ ነወፊ ፡ 50 ለሚን ንሓደ ሰብ ሰኸም ፡ 1 ለሚን ንሓደ ሰብ ጨና ዝብል ምስላ ኣቦታትና ኣሎ ሞ ። ኩልና በቲ ተባሂልና ዘሎ ዉሑድ ክፍሊት ነወፊ ። ዓወት ንኣግኣዝያን

    • @DahlakTube
      @DahlakTube 5 ปีที่แล้ว

      Zkebrkum ahwatey video yiserhalkum slezeluku ገንዘብ awatsiu elu keye denagrekum . Kab nay youtube advertise yikfel sle zkone eyu mealti mealti video zzrgh zelo.

    • @abieltrsfay3748
      @abieltrsfay3748 5 ปีที่แล้ว +2

      @@DahlakTube ሱቅ በል ዱሁል ንስካ ወጃብ ኣብዚ ኣይ ምከተካን ኢዩ

    • @DahlakTube
      @DahlakTube 5 ปีที่แล้ว +1

      @@abieltrsfay3748 mejemerta sim aboka tsihifka keal. TESFAY. Trsfay

    • @DahlakTube
      @DahlakTube 5 ปีที่แล้ว +1

      @@abieltrsfay3748 አይምልከተካን kitbil dika kkkkk

    • @tomasdelinameleynateymehar8007
      @tomasdelinameleynateymehar8007 5 ปีที่แล้ว +2

      ጓል ዓንሰባ tsbkti haftey kemey gerna kenewefi nkal tshafley ab gzye zeleki zyaday

  • @hailetewelde3887
    @hailetewelde3887 5 ปีที่แล้ว +2

    ዋው!!! ብጣዕሚ ሰፊሕን ጽፉፍን ትምህርቲ። የቐንየልና ሓው ተስፋጺዮን

  • @hadasbahta1103
    @hadasbahta1103 5 ปีที่แล้ว +17

    መምህር ህይወት ህላወ ውሕስነት ራኢይ ናብራ ፍቕሪ ተስፋ መምህር ኩሉ ኢኻ እስኻ::

  • @AdulisChanelcom
    @AdulisChanelcom 5 ปีที่แล้ว +9

    ናይ መጀመርታ ተንቲኑ ከረድእ ዝክእል ትግራዋይ ፍላስፋ ኢካ ንስካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፡

  • @samtef6643
    @samtef6643 5 ปีที่แล้ว +8

    Tesfasion we are on your side brother!

  • @febenadhanom690
    @febenadhanom690 5 ปีที่แล้ว +8

    ኣቤት ርእሲ እንታይ ዓይነት ተውህቦ ኢዩ ። ኣምላኽ ይባርኽካ።

  • @werldi5966
    @werldi5966 5 ปีที่แล้ว +1

    ኣይዞካ ተስፋፅዮን ጅግና ኣይንዶ ገንዘብ ሂወትና ክነወፍየልካ ኢና ዕድመን ጥዕናን ጥራሕ ይሃብካ

  • @teklehagos3544
    @teklehagos3544 5 ปีที่แล้ว +8

    ተሰፈ ፅዮን ብጣዐሚ ነመሰግነካ ካብ
    አዳሰለሰ ሸረ አነ ሐቲ ነገረ አንታይ
    ንገብረ ትግራይ +ኤረትራ ንጠፈአ አለና
    ከመይ ንገበረ ሸጊረና አሎ አብ ብፈለይ
    ህፃወቲ

    • @abieltrsfay3748
      @abieltrsfay3748 5 ปีที่แล้ว

      ኣጆካ ኩሉ ጸገምና ሓንሳብ ንሓዋሩ ከቢርና ኪነቢር ኢና ተወደብ ጥራይ ኣብከባቢካ ምስ ማሕበርና

  • @waltazionandezion4222
    @waltazionandezion4222 5 ปีที่แล้ว +23

    እንቋዕ ኣርከብናሉ!
    እንቋዕ ኣርከብናሉ - ፈልሲ እንክትከል
    ብፍቕሪ ተኾስኲሱ - ኣግኣዚ ታተ እንክብል
    ለይለይ ፍረ መሬት - ወሪሱዋ ኣኽሊል
    እንሆ ሰላዕ ኢሉ - ኩሉ እንትና ጸብለል
    ጎብለል ኾይኑ ድሮ - ናይ ከባቢ ዓንተር።
    እንቋዕ ኣርከብናሉ!
    ትሒም ትሒም ኮይና - ዓይኒ ፈጠጥ ፈጠጥ
    እኳ ዕቱብ-መልሲ - ክልተ መስመር ሕንጥጥ
    ኣብ ጽፍራ‘ምበር ኣትያ - እዛ ኩላ ፈሊጥ
    በዓል ጃህራ ስንቃ - ግደፉኒ ወጠጥ
    ላህሊሃ ተሪፋ - እዛ ኩላ ገስረጥ
    መንድኣ ክቕድሞ - ንሓቂ ዝሕንገጥ።
    እንቋዕ ኣርከብናሉ!
    እወ እንቋዕ ኣርከብናሉ - ሽደን እንክሕንሕን
    ኣብ ሓደ እንክምርሽ - መንእሰይን ዓብን
    ዋዕሮታት እንክትክደና - ቀንዴልን ባንዴራን
    ልቢ! ብሓደ ክቃነ - ብባህልን መንነትን
    ንምንቲ-ምንታሲ - ንኽብሪን ቀጻልነትን።
    ንምንቲ-ምንታሲ - ንሂወትን ድሕነትን።

  • @robelrobel5823
    @robelrobel5823 5 ปีที่แล้ว +6

    ጅግና ኣቦ ትግርኛ ሰብ ካብ ጸልማት ኣውጺእካያ

  • @user-ys2ig4qj2l
    @user-ys2ig4qj2l 5 ปีที่แล้ว

    Memhr tesfaxion kbret yehabelna zhawey edmen tienan yehabka fetari

  • @samrawier6691
    @samrawier6691 5 ปีที่แล้ว +2

    ኣያ ሃፍተጽዮን ጅግና

  • @mengsaraya4008
    @mengsaraya4008 5 ปีที่แล้ว +4

    ተስፌ ጅግና ብሉጽ ትንታነ ንኹሉ ለልክዑ ሂብካዮ ዝዓፈረ ይዕፈር ለዘዝ ኢሉ ሓመድ ክሳብ ዝቁሕም ይኹን ሓሳብና ካብ ምሃብ ፈሪሕናን ተሸቂሪርናን ንኸደሉ ምኽንያት የለን ፡ንሕና ኣምላኽ ነጻ ጌሩ ፈጢርና ፡ነጻ ኮይና ከኣ ስምዒትና ንገልጽ እዚ ከኣ ምንጪ ስልጣነና ዩ ኩሉ ስርዓተ ክብርታት ኣቦታትና ውን ካብዚ ዝብገስ ፡ስለዚ ኣጆኻ ዝተረፈ፡የለን ክብዳህላ ዝግቦኦ ተበዲሁ ኩላ ከም ከልቢ ላህሊሃ ኢዳ ሂባ ያ ።

  • @iamproudtobetigrigna7734
    @iamproudtobetigrigna7734 5 ปีที่แล้ว +25

    ምስፍሕፋሕ ምስልምናን ፡ ምጽናት ክርስትያናትን፡
    +ምስልምና ክንብል ከለና ነቲ ስርዓት ወይ ሕጊ ናይቲ ስነ ሓሳብ ይምልከት
    +ኣስላማይ ክንብል ከለና ካኣ፡ ነቲ ስነ ሓሳብ ምስልምና ተቀቢሉ ክዝርግሖን ክጥቀመሉን ዝሰርሕ ሰብ ይምልከት
    ሕጂ እቲ ሰዓቢ ናይቲ ምስልምና፡ ከማና ወድ ሰብ ኮይኑ ጽባሕ ዉን ካልእ እምነት ክቅይር ዝክእል ታራ ፍጡር እዩ
    ስለዚ ብዛዕባ ምስልምና ክንጽሕፍ/ክንዛረብ ከለና፡ ብዛዕባ እቲ ሰብ (ኣስላማይ) ዘይኮነስ፡ ብዛዕባ ስነ ሓሳብ ናይቲ ምስልምና ኢና ንዛረብ
    እዚ እምነት እዚ ፡ ን ደቅ ሰብ ኣዝዮም ጨካናትን ፡ ብዘካኦም ካልእ ክህሉን ክርእዩን ዘይደልዩን ፡ ኣስፋሕፋሕቲ ማሽን ወይ መሳርሒ ዩ ዝቅይሮም
    ቡድሂዝም ጥንታዊ እምነት ናይ ዓለምና እዩ፡ ኢሳብ ሎሚ ግን ከስፋሕፍሕ ኣይካኣለን
    መክንያቱ፡እቲ ስነ ሓሳቡ ኣኣፋሕፋሕን ጨካንን ስለ ዘይኮነ እዩ
    መዛግብት ታሪኽ ከም ዝምስክርዎ፡ ምስልምና ካብ ዝጅምር ክሳብ ሎሚ፡ ኣስታት 260 ምልዮን ክርስትያን ተቀቲሎም ኣለዉ
    ኣዝየን ብዙሓት ሃገራት ዉን ሙሉእ ብ ሙሉእ ናብ ምስልምና ዝተቀየራ ኣለዋ
    ኣባና ኣብ ሃገረ ኣግዓዝያን ዉን፡ ተደጋጋሚ ፈተነ፡ በታ ቀንዲ ኣስፋሕፋሒት ምስልምና ዝኮነት፡ ቱርክን ፡ ካልእ ከም ብዓል ግብጽን ፡ ድርቡሽን ፡ ምሓመድ ግራይን ፡ጀብሃን ወራርን መቅተልትን ኣብ ርእስና ተፈጺሙ እዩ
    ዉሑድ ዘይኮነ ህዝብና ዉን ከም ሳዕበኑ ሎሚ ምስልምና ተቀቢሉ ይነብር ኣሎ ፡ ናኣብነት ትግረን፡ጀበርትን ምጥቃስ ይካኣል
    እቲ ሽግር እቶም ዝተቀበልዎ ዉን ብ ከምታ ዝተቀበሉላ ኣገባብ ፡ንሶም ዉን ከስፋሕፍሕዎ ስለ ዝፍትኑ እዩ
    ከም መርኣያ ናይዚ ካኣ፡ እቶም ናህና ምስልምና ዉን ፡ክርስትናና ከጥፉኡ ብ ኣዕራብ እንዳ ተሓገዙ
    "አርትራ ዓረባዊት ሃገር እያ" ብ ምባል ብስም ጀብሃ ሃይማኖትናን ክብርታትናን ክድምስሱ ፈቲኖም እዮም
    እንተኮነ ግን ወላ እግዛኣብሀር ሓያል እንተኮነ፡ ኣቦታትና ዉን ነቲ ኣስላም ዝሰሓልዎ ሰፍ ብ ሰፍ ብምግጣም ብዙሕ መስዋእቲ ከፊሎም ጸራሪጎሞ
    ዋጋ ደምናን መስዋእትናን ካኣ፡ ሃይማኖትናን መረትናን ዓቂብና
    እዚ ማለት ግን ፡ ሕልምታት ምስፍሕፋሕ ምስልምና ኣብኡ ኣብቂዑ ማለት ኣይኮነን
    ኣብ ሃገርና ቦምባ ብ ምፍንጃርን ካልእ ድብያታት ብምግባርን ናይ ሓያሎ ክርስትያን ኣሕዋትና ሂወት ቀዚፎም እዮም
    ሕጂ ዉን ንድካም ምምሕዳር መንግስቲ አርትራ መዝሚዞም ነዛ ዕድል ክጥቀሙላ ዘይፍንቅልዎ እምኒ የለን
    ን ተዛራቢ ትግርኛ (ትግራዋይ) ኣብ ፍጹም ምትላል ኣእትዮሞ ይርከቡ
    ዝጥቀምሉ መላ፡ ሕዉስን ፡ ፈቃርን፡ ፈራሂ እግዛኣብሀርን መሲልካ ምቅራብ ዩ
    ሓይሊ ረኪበ ኣብ ዝበሉሉ ካኣ፡ ብ ኣዝዩ ጨካን ስጉምቲ ብ ምውሳድ ክርስትያናት ፈሪሖም ርዒዶም ምስልምና ከም ዝቅበልዎ ምግባር ዩ
    ህግደፍ፡ ብኩሉ መለክዒ ነቲ ምስልምና ከስፋሕፈሕ ዕድል ከፊትሉ ይርከብ
    ንሕና እቶም ክርስትያን ኣብ ፎቆዶ ስደት ኮይና "ንሕና ምስ መንግስትና " እንዳበልና ክንግዕር ከለና
    አርትራ ግን ብ ተግባር ፡ ብ ምስልምና እንዳ ተዓብለለት ፡ እምነትናን ኣግዓዝያዊ መንነትናን ኣብ ሓደጋ ወዲቁ ይርከብ
    ንቀጻሊ ኣዝዩ ዘሰክፍ ኩነታት እዩ
    ናይ ምስልምና ዉሑድ ኮንካ ምንባር፡ ብሂወትካ ኣብ ሲኦል ምንባር ማለት ዩ
    ስርዓት ምስልምና (ሸሪዓ) ኣብ ልዕሊ ኣግዓዝያዊ ክብርታትና ፡ ብፍጹም ክነግስ የብሉን
    ምንጪ ሰላም ዕብየትን ደቅ ሰብ ፡ ኣግዓዝያዊ መንነትና እዩ
    ተዓቂቡ ክቅጽል፡ ንሕና ዉን እምነትናን ክብርታትናን ዓቂብና ክንቅጽል ሕጽር ዝበለ ቃልሲ የድልየና
    ኣግዓዝያዊ ቃልሲ ! ን መንነትካ ደው ምባል !
    እምነትናን መንነትናን ኣብ ስደት ኮንካ ሰለማዊ ሰልፉ ብምግባር ኣይዕቀብን እዩ
    ኣብቲ ዉሽጢ ሃገር ዘሎ ምልዉዋጥን ፡ ምዝርጋሕን ምስፍሕፋሕን ምስልምና ኣብ ሓደገኛ ኩነታት ዩ ዘሎ
    ስለምንታይ እምነት ምስልምና ተቀቢልካ ፡ኢልና ንከሶ ሰብ የለን፡
    ስነ ሓሳብ ምስልምና ኣብ ኣግኣዝያን ሃገርና ከስፋሕፍሕ ግን ብፍጹም ኣይነፍቅደሉን ኢና።

    • @onedayoneday3644
      @onedayoneday3644 5 ปีที่แล้ว +1

      I am Proud to be Tigrigna fuuuuuck agamei

    • @onedayoneday3644
      @onedayoneday3644 5 ปีที่แล้ว

      I am Proud to be Tigrigna agamei lemani Wedi shormta gahba fuuuuuck

    • @metkeltesfay6490
      @metkeltesfay6490 5 ปีที่แล้ว

      Kkkkk

  • @lionofjudah6608
    @lionofjudah6608 5 ปีที่แล้ว +57

    ኣታ ውፉይ ንዓኻ ድኣ ገንዘብ ረሳሕ ጥራሕ ዘይኮነ ደምና ክንከፍለልካ ድሉዋት ኢና። ተስፋጽዮን፥ ሽግርናን ስደትናን ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ከብቅዕ ንቃለስ ይብል ኣሎ እተን ኣብ ሓንቲ ጣውላ ዓርብን ቀዳምን ነጥፍአን ንኣግኣዝያን ነወፍየን መታን ሽግርና ኣብ ዝሓጸረ ከብቅዕ። ኣነ ብወገነይ ክውፈ እየ ብዓቅመይ ኣብዚ ስደት ከርተት ካብ ምባል ኣብ ሓጺር ግዜ ዓደቦና ክነውሕስ ንጣፋእ ኣቦታትና 70% ዶሞዞም ንህዝባዊ ግንባርን ህውሓትን እንዳ ኣወፈዩ ኢዮም ንደርጊ ሮማዕ ኣቢሎሞ ኣጆኹም ኣጆና ንጣፋእ ኣብዚ ዓዲ ጓና ንጠፍእ ኢና ዘለና። ዓወት ንህዝቢ ትግራይ-ትግርኚ።

    • @hermonyosief3603
      @hermonyosief3603 5 ปีที่แล้ว

      ዋይይይይይይ ዋይይይይይይ ኤርትራውያን ኣነስ ቅድም ኤርትራውያን ክንብሃል ከለና ሓያላት በላሕቲ መስተውዓልቲ ይመስለኒ ኔሩ ፡

    • @tesfahagerey5625
      @tesfahagerey5625 5 ปีที่แล้ว

      @@hermonyosief3603 ኤርትራዊ ዝባሃል ዓሌት የለን፡፡

    • @lionofjudah6608
      @lionofjudah6608 5 ปีที่แล้ว

      @@hermonyosief3603 ኤርትራውያን ምስ ኮና እንዲና ድኣ ግዙኣት ባራዩ ከም ኣቕሓ ብሓደ ጀልፋፍ ዓረብ ዝሽየጡ ኣብ ገዛእ መሬቶም ብጥልያን ዝሳቐዩ ዝኾና እምበር ኣግኣዝያን ኣቦታትና ድኣ ብሴፍን ካላሽንን ጌሮም ጸላእቶም ዘባርሩ ጀጋኑ ኢዮም ኔሮም።

    • @hermonyosief3603
      @hermonyosief3603 5 ปีที่แล้ว

      @@lionofjudah6608 ስማዕ ኣግኣዝያዊ መኣስ ዓመተ ምህረት ዝነበሩ እዮም ኣግኣዝያን ኣቦታትና ትብሎም ዘለኻ ፡ኣጋዝያን ማለት ግዕዝ ተዛረብቲ ቅድሚ ነዊሕ ዓመታት ዝነበሩ እዮም ፡ግዕዝ ሎሚ ዝዛረብ የለን ኣብ ቤተመቕደስ እዩ ተሓጺሩ ተሪፉ፡
      ካብ ግዕዝ ድማ ትግርኛ ፡ትግረ፡ኣማሃርኛ ፡ኢብራይስጢ ፡ቛንቋታት ተወሊዱ ፡
      በዚ ናትክቅን ናይ ተስፋጼንን idiology ትግረ ግዕዛውያን ኣይኮኑን ኢኹም ትብሉ ሞስልምና ስለ ዝኣምኑ ፡መጀመርታ ታሪኽ ኣጽንዑ።
      እዚ ናትኩም ሓሳብ ልክዕ ከምዚ ቅድሚ 500 ዓመት ዝሞተ ኣቦሓጎኻ መቃብር ምፍሓር ደሓር ኣቦሓጎየ ኣንታሓላለየ ዋየዋየዋየይይይይይይይይይይይይ ኢልካ ምብካይ እዩ ዘስምዕ
      Please weak up

    • @lionofjudah6608
      @lionofjudah6608 5 ปีที่แล้ว

      @@hermonyosief3603 ኣታ ደንቆሮስ ንስኻ ኢኻ፡ መጅመርያ ግእዝ ኣግኣዝያናዊ ክብርታት ዝፈጠረ እዩ ቋንቋ ጥራሕ ኣይኮነን ፍሉጥ ስርዓተ ክብርታት ናይ በይኑ ቅዲ ኣነባብራን ዝነበሮ ማሕበረሰብ ግእዛዊ ወኡ ኣግኣዝያናዊ ንብሎ፡ ታቦት ዘለዎ፡ ብያሬዳዊ ዜማ ዝለሀ፡ ነዚ ግእዛዊ ፊደላት ዝጥቀም ተኾይኑ ግእዛዊ ንብሎ። ናትና ግእዛውነት ቅድሚ ምፍጣርና ኢዩ ዝጅምር ስለዚ ናይ መዓስ ገለ ኢልካ ቦኾኽ ኣይትበል ታሪኽ ምምሃር ዘድሌካ ንስኻ ኢኻ። ብዓቢኡ ዝተጋገኻዮ ኣምሓርኛ ካብ ግእዝ ኣይኮነን ወጺኡ ፊደላት ግእዝ ጥራሕ እዮም ተለቂሖም እምበር ኣምሓርኛ ካብ ሴማውያን ቋንቋታት ፍልይ ዝበለ ኢዩ።

  • @yordanossolomon5629
    @yordanossolomon5629 2 ปีที่แล้ว

    ተስፋጽዮን
    ተስፋ ህዝቢ ትግርኛ!💞💞💞

  • @danielteame8877
    @danielteame8877 5 ปีที่แล้ว +9

    እንቃዕ ብደሓን መጻእካ
    ጅግና ኣያና

  • @hiyabzekarias9043
    @hiyabzekarias9043 5 ปีที่แล้ว +2

    መርሓባ ተስፋጽዮን ሐበን መንነተይ አጆኻ ጥራይ አምላክ ያሓልኽ

  • @bana4me935
    @bana4me935 5 ปีที่แล้ว +13

    The great of my heart

  • @mefthselam5419
    @mefthselam5419 5 ปีที่แล้ว +1

    ኣንታ ሳጽየን ታይ ድዩ መስለካ ን 60 ዓመት ኩሉ ዓይነት ሕሰምን መከራን ተጻዊርና ኩሉ ዝኽፈል ዋጋ ከፊልና ገልታዕታዕ ኢልና ንዓለም ዘገረመ ቃልሲ ኣካይድና ከነብቅዕ ብቕሳነት ወፊርና ንኣትወላ ሃገር ክንምስርት ዘይከኣልናስ ኣብ መቓቕሮ ዩቱዩብ ኮይንካ ማይ ዘይጠዓመት ኣግኣዚት ዝተባህለት ንመንግስተ ሰመሰይ ትዳረግ ሂወት ዝምስረተላ ፍሉጥ ወሰን ዘይብላ ንመጀመርያ ኣብዓለምና ሓድሽ ጆግራፋዊ ቅርጺ ዝሓዘት ።።።ኣቤት ኣቤት ክንደይ ኢልካ ክጽብጸብ ብልጫታታ !!

  • @hailemichael9368
    @hailemichael9368 5 ปีที่แล้ว +10

    Welcome our Hero Tesfazion! Great to have you all the time. Viva Agaiazian.

  • @tigriynamusic7700
    @tigriynamusic7700 5 ปีที่แล้ว +25

    ተስፋጽዮን ክክ ኣነ ኣይደኖው ቅድሞካ ግዲ ብትግርኛ ብሉጽ ትንታነ ናይ ፖለቶካ ክትንትን ሰሚዐ ዘይፈልጥ ኮነ።ኣተናትነካ ብጣዕሚ እዩ ዝገርመኒ ስለዚ ኣጀካ።

    • @ashaa1779
      @ashaa1779 5 ปีที่แล้ว

      Yea he is very talented
      We should all support our hero

  • @tsehayetewelde7858
    @tsehayetewelde7858 5 ปีที่แล้ว +3

    መርሓ ጅግና

  • @kamita878
    @kamita878 5 ปีที่แล้ว +1

    Tesfe hawey ke Aba dhri

  • @user-li9fu7gv5p
    @user-li9fu7gv5p 5 ปีที่แล้ว +2

    ኣርሓ ዓደቦ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ

  • @abrahalegeberemarym5850
    @abrahalegeberemarym5850 5 ปีที่แล้ว +7

    ስደት ባኣና ብግኣዝያን ኣይተጀመረን እቶም ፈጠርትና ጥዒም እዮም ሂቦምና ኣየገርመናን ካኣ እዩ ክወግሕ ብጻ ዕርና ክወግሕ እዩ።

    • @maychoeritrea3367
      @maychoeritrea3367 5 ปีที่แล้ว

      ሓወይ አሶም ኮ ንስለ አምነቶም ኢዮም ተሳዲዶም ናትና ከ ታይ ኢካ ክትብሎ ነዓ ግደፍ ዝሓወይ

  • @user-vu9kv1up2l
    @user-vu9kv1up2l 5 ปีที่แล้ว +7

    Hallo,,,,ኣጋኣዝያናውያን ኣለናዶ? ዝሰማዓናዮ ኣብ ልብና ንሕድሮ።ምሰል ምሰል ነቦታትካ ምሰል ህዝቢ ትግርኛ ድሓር ከይትድፈር ።ኣጋኣዝያን እንዲኺ ካብ ጥንቲ ዝንበርኪ መሲልዎም እምበር ዘንትእለት ነባሪት ኢኺ ምስ ክብርኪ።

  • @bornagain1770
    @bornagain1770 5 ปีที่แล้ว +16

    አነዃ ኤርትራው የ።
    ሃደነገር ግን እርግጽኛ ኮይን ክዛረብ ተኾይነ፡ አብ መወዳት እትእወትን ናይ መውዳታ ትኸውን ሃሳብ ስራህ ተስፋጽዪን ያ።
    ከትዋህጠልና ድያ አይትዋሃጠልናን ወይ ከምቶም ንኻናዳ ከይዶም ዝጠፍኡ ክንጠፍ ኢና ወይ ኸአ ርእስና አድኒና ምሳኩም ክንነብር ኢና።
    ክሳእ ሽኡ ግን ንተሳፋጽዮን ሙሉእ ጥእና ይምነየሉ።

    • @Natna_media
      @Natna_media 5 ปีที่แล้ว +1

      All I Got
      To

    • @georgeson21
      @georgeson21 5 ปีที่แล้ว +2

      ኣጆካ ሃሳብ ተስፋጽየን ፍትሓዊ ኢዩ፡ ርእስካ ተድንነሉ ምክንያት የብሉን።

    • @awenbr9204
      @awenbr9204 5 ปีที่แล้ว +1

      Fthawi eyu Kem sebka bselam ktnebr zklkleka yelen bzeygeds haymanatkan bhierkan

  • @zerationkflay1816
    @zerationkflay1816 5 ปีที่แล้ว +8

    ወርሓዊ ሰብ ዓቅሙ ከብርክት ኣለዎ ሓደራ ኣሕዋት ኢደይ ኢድካ ንበል

  • @user-cl2ib2ko2f
    @user-cl2ib2ko2f 5 ปีที่แล้ว +2

    መርሓባ ሰላሊዓ

  • @user-ue7on1xt6p
    @user-ue7on1xt6p 5 ปีที่แล้ว +9

    እንቓዕ ድሓን ምጻኻ ተስፋ ትግርኛ።

  • @expert8637
    @expert8637 5 ปีที่แล้ว +2

    ንተስፋጽዮን ጥራይ 🏅

  • @russomghebremicael1760
    @russomghebremicael1760 5 ปีที่แล้ว +6

    ተባዕታይ ናይ 21ዘመን አቦ አግዓዝያን ተስፌ ዕድመን ጥዕናን ይመነየልካ

  • @user-oj2iw3uf9o
    @user-oj2iw3uf9o 5 ปีที่แล้ว +2

    ብርሃን ጎጹ እንኳዕ ብደሓን መጻኻ

  • @user-vj1rr5sj9q
    @user-vj1rr5sj9q 5 ปีที่แล้ว +27

    First like First comment First viewer የቀኒየልና ተስፋጽዮን ስለቲ ከይበቀቅኻ ትህበና ኣእምረትካ።
    10$ ኣብ ሓወ ወርሒ ዋጋ የብለንን ንኹላህና እሞ ኢደይ ኢድካ ንበል ተለቪጅናን ሬድዮናን ጌርና ክንዓቢ እሞ ኩሉ ህዝብና ክርድኦ። ካብ ኢሰያስን ስድርኡን ሃገር ነጻ ከነዉጽኣዕ ኣሕዋት ኣጆኹም ኣጆና ቀሪብና ኢና።

  • @rahwatsegay2718
    @rahwatsegay2718 5 ปีที่แล้ว

    Btami bzuh nmehar alena

  • @filiweld8720
    @filiweld8720 5 ปีที่แล้ว +3

    wow ata jigna nskas welcome.

  • @homiegoi2824
    @homiegoi2824 5 ปีที่แล้ว +6

    A good plan with out money just a theory . So let's donate money to the cause.

  • @weidiseged5979
    @weidiseged5979 5 ปีที่แล้ว +6

    Ajoka

  • @tesfadelina1834
    @tesfadelina1834 5 ปีที่แล้ว +1

    እቶም ነቲ ስርዓት ዝድግፏ ናይ መንነት ቅልውላው ዘለዎምዮ።

  • @user-lu2xq6kn3j
    @user-lu2xq6kn3j 5 ปีที่แล้ว +2

    ኣባ ጥረግ
    ንኪድ ጥራይ😍❤️😘

  • @mirrym8719
    @mirrym8719 5 ปีที่แล้ว +2

    Wowwwwww

  • @DirasatLanguage
    @DirasatLanguage 5 ปีที่แล้ว +6

    Great

  • @user-cj9hx9hn5h
    @user-cj9hx9hn5h 5 ปีที่แล้ว +2

    ኮኮብ ጽባሕ እንክትቅኒ እንክትሓድር ዓቢ ወሓይዝ ሩባ ሰላም ።

  • @nohnoh4127
    @nohnoh4127 5 ปีที่แล้ว +1

    Well come Hero

  • @mertewelde899
    @mertewelde899 5 ปีที่แล้ว +8

    ተስፌ ቀባጽ

  • @danielgebreab692
    @danielgebreab692 5 ปีที่แล้ว +9

    መርሓባ መምህር ሓቂ እንቋዕ ዳሓን መጻእካ

  • @wedihaderake7879
    @wedihaderake7879 5 ปีที่แล้ว

    Tesfazion nska aleka endo ab youtube tidiqs kila eritrea nska sirah zeytfetrelom.

  • @Gelilatube788
    @Gelilatube788 5 ปีที่แล้ว +1

    Merhaba Aboy Entay kiezez Enquae dehan mexaka Tesfa nay xioney.

  • @thebabel-mandebproject2170
    @thebabel-mandebproject2170 5 ปีที่แล้ว +3

    Merhaba king 👑👑

  • @meharenamehari614
    @meharenamehari614 5 ปีที่แล้ว

    Agazian Tesfish ziraie ainu ybrah

  • @samimoha2027
    @samimoha2027 5 ปีที่แล้ว +4

    Anbesa

  • @N_then
    @N_then 5 ปีที่แล้ว +2

    Hero

  • @filimonabraham1277
    @filimonabraham1277 5 ปีที่แล้ว +1

    Tawet wedi Tigrina

  • @user-cv9ex3fn3u
    @user-cv9ex3fn3u 5 ปีที่แล้ว +8

    ገጽ ንፈትዎ ረኣና ሰላም ክንውዕል ኢና መምህረይ

  • @tefetromaletnatsenet2943
    @tefetromaletnatsenet2943 5 ปีที่แล้ว +5

    Nogodo berki deybelu semay, Semay aykonen. Kemeu wen Agazian deybelu ertra, ertra debehal yelen.

  • @teklayyohannes7048
    @teklayyohannes7048 5 ปีที่แล้ว +1

    ግን ከመይ እና ክንልእክ ብደንቢ ስርሓሉ ምንም ፀገም የለን

  • @kibreababrham9150
    @kibreababrham9150 5 ปีที่แล้ว +2

    Ajoka jegana

  • @user-fo1zd3wv9g
    @user-fo1zd3wv9g 5 ปีที่แล้ว +1

    agazian for ever zeywahatelu ente halyu kea Saudi Arabia keydu berekina geru yewrdo

  • @user-zv4bw7tv9j
    @user-zv4bw7tv9j 5 ปีที่แล้ว

    ናይ ጥፋት ስነሓሳብ

  • @fetgfserg5466
    @fetgfserg5466 5 ปีที่แล้ว +2

    Gobez

  • @mms6414
    @mms6414 5 ปีที่แล้ว +6

    i am the first comment xhafi viva agazayian

  • @teklaybrhane2585
    @teklaybrhane2585 5 ปีที่แล้ว

    i hope our dream becamre realize at this time

  • @ayneymoltograziedesale3225
    @ayneymoltograziedesale3225 5 ปีที่แล้ว +1

    LILI TESFSH TENQI DKNET TGRIGNA KGELX ZKEL MHUR YELEN 100&

  • @finanabrham4925
    @finanabrham4925 5 ปีที่แล้ว

    Niskne kamken eyom xagme niy hizbe eritrea bro ?

  • @user-oe9cm8eu9u
    @user-oe9cm8eu9u 5 ปีที่แล้ว +1

    ኣያ ተስፋ መርሓባቦ

  • @dawitteame865
    @dawitteame865 5 ปีที่แล้ว

    ናይ 21 ክፍለ ዘመን ዝበለጸ ሰብ
    ካብ ሓይሊ ገንዘብ ሓይሊ ብረትን ሓይሊ ሓሳብ ይስዕር

  • @yemaneamaha3137
    @yemaneamaha3137 5 ปีที่แล้ว +2

    እሞ ንስኻ ብርሃነ ኣብረሀ ተኣሲሩ እንተኾይኑ እንታይ ርኢቶ ኣለካ?
    እሰከ ላይፍ እቶሞ ትሕተት ትምልስ ?

  • @jositv2015
    @jositv2015 5 ปีที่แล้ว +3

    ስማዕ ኣታ ኣስመሳይ ወይ መስታህበል ኣብ ነብስኻ ትተኣማመን እንተኮንካ ቪድዮ መሊእካ ኣብ ዩትዩብ ምስዳድ ዘይኮነ ላይፍ እቶ ኣብ ፌስቡክ

    • @destafetewi4878
      @destafetewi4878 5 ปีที่แล้ว

      entay eka kitbl Delika aqmi enteleka kem natu tezareb

  • @accses1180
    @accses1180 5 ปีที่แล้ว +4

    ተስፋ ትግርኛ GBU

  • @tsegayteklay6170
    @tsegayteklay6170 5 ปีที่แล้ว

    SELAM SELAM NIKULIKUM AGAZIAN HANTI HITO ALATINI KISAB HEZI KAB FB NA TH-cam WETSAE BEBIKEBABINA NIDERAJEYELU KUNETAT AYTEMECHACHEYEN ZELLO ABZIA BITAM TIZIENGEU ALEKUM DAY NAB TEGBAR

  • @Agaiaziantv
    @Agaiaziantv  5 ปีที่แล้ว +41

    ወርሓዊ ከከም ዓቅምኹም ንከተበርክቱ ትደልዬ አብዚኣ ጠዉቁ። www.patreon.com/user?u=13336163

    • @temesgenaraya2538
      @temesgenaraya2538 5 ปีที่แล้ว +5

      Ab angola ke a acount kfetu knhgz

    • @mtztek636
      @mtztek636 5 ปีที่แล้ว

      n mntay ena emo genzeb kntokbelka n eseyas hasab ketetegbr elna emo yelen amselu aleka bajet kab eseyas lomis hluf halifka eseyas mlket ember hmama aykonen ktblena entay gediska wegiawi agelgali nay eseyas mkanka n klu seb bruh eyu

    • @erilove8008
      @erilove8008 5 ปีที่แล้ว +3

      Ab Belgium zelena teketelti nayzi minqsqas niwudebelu mengedi fteru
      Mknyatu buzuhat ny zi minqsqas degeftu alena!!!

    • @DahlakTube
      @DahlakTube 5 ปีที่แล้ว

      Zkebrkum ahwatey video yiserhalkum slezeluku ገንዘብ awatsiu elu keye denagrekum . Kab nay youtube advertise yikfel sle zkone eyu mealti mealti video zzrgh zelo.

    • @makhulu2013
      @makhulu2013 5 ปีที่แล้ว

      ጪብጢ ናይ ብርሃነ ኣብረሀ ስምዕ ካብ ኣፉ ኣታ ፋራ th-cam.com/video/zL4Rs9QoGZw/w-d-xo.html

  • @OneLove-ed6hr
    @OneLove-ed6hr 5 ปีที่แล้ว +6

    Kemaka geyru zmeseteni seb ab hiwety ayreakun tesfa habo nih kulu hizna kem nkeyd eka tgebr zelaka

  • @haregotzerom9373
    @haregotzerom9373 2 ปีที่แล้ว

    Aytetselm ata

  • @merhawitewelde7795
    @merhawitewelde7795 5 ปีที่แล้ว

    Bi debteran tenkoltin bi himam mendefn silezemahadrena degeftu win himam adeom alewom chaw tilmet nibtilmet geroma Hager dekta mendef

  • @dejenaraya12
    @dejenaraya12 5 ปีที่แล้ว

    😍😍😍😍😍 alem btbatka tzareba ala fabrika jeganu

  • @hailetekle6023
    @hailetekle6023 5 ปีที่แล้ว

    Kkkkk tesfeye deki jhad bezihom

  • @tesfayeyob9358
    @tesfayeyob9358 5 ปีที่แล้ว +3

    Hayet neber tewet

  • @samimoha2027
    @samimoha2027 5 ปีที่แล้ว +1

    Wefeya wefeya kuluna edey edika nibel ajokum .meninetina tesfasion melisulina eyu

  • @amanuelberhane2580
    @amanuelberhane2580 5 ปีที่แล้ว +11

    please stop this nonsense and start joining your people for the time is now to fight for the right of the Eritrean people not only kebesa crap...we are Eritreans and we will stay as such for it is the will of God.

    • @abieltrsfay3748
      @abieltrsfay3748 5 ปีที่แล้ว

      ኢስኪ ሱቅ በል ቂሳል ኣፍ ንስካ ኣይ ትነግረናን ኢካ ብዛዕባ ካሎኦት ሓሪኢ

    • @abieltrsfay3748
      @abieltrsfay3748 5 ปีที่แล้ว

      @daniel childofgod ኣቱም ኣብዚ መጺኩም ስብከት የስሙዕና ኢዚ ጉዳይ መኒነት ኢዩ ኣብዚ ሃለው ለው ኣይትበሉ

    • @ahmeddinsaleh6276
      @ahmeddinsaleh6276 5 ปีที่แล้ว

      True Abiel Tesfay
      It is issue of identity crisis to say sometimes we are Tegaru
      when you enjoyed to be Ethiopan
      and then to be Eritrean when matters changed to the worst .
      NIHNA Tigrigna hizbi kinihaber
      alona dilayka ms gheberka .
      Hilmi derho kitnefr iyu dilyeta
      kab natkum zeyfley dinkuruna.

    • @abieltrsfay3748
      @abieltrsfay3748 5 ปีที่แล้ว

      @@ahmeddinsaleh6276 ናይ ኣስላም መደብ ኣይኮነን ኑዑቃት ኣብዚ ን ትግርኛ ጥራይ ዝምከት ኣታ ወጃብ ውጻእ ኢስኪ

    • @ahmeddinsaleh6276
      @ahmeddinsaleh6276 5 ปีที่แล้ว

      @@abieltrsfay3748
      Eta Christiankum tikhun Tigrignakhum hawawiskum dilaykum ghiberwa intekhone
      gn neza Eritrana aytitenkufuwa
      ina nibl zelona . Kabtom deghefti
      HGDF zikhefaEkum terefmeref
      Kabey kemzimexaEkum kirideana
      uka aykealen zelo .
      Higi nezi nay menenet shigr zelewo anchiwa zimesl fitret semiEkum mokh aytebuluna .
      Nihna Aslam nikhun Christian
      biselam ninebr hibreteseb ina .
      Hasadat ghn kindey zeyfetenu
      kifelaluyna . Hasewti .

  • @eyobkeleta3012
    @eyobkeleta3012 5 ปีที่แล้ว

    Neskase mes eta jegna Elsa cherume ketzareb hasawe hasswe

  • @samgebre195
    @samgebre195 5 ปีที่แล้ว

    I just singing in patron,but I just creat email and password nothing else asking like credit cared and debit credit

  • @kuntikologzay6616
    @kuntikologzay6616 5 ปีที่แล้ว

    ፨ ኣብ ዛሓለፈ ዓመታት ብፍላይ ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ትግርኛ ንምጽናት ዝተገብረን ንብዝሒ ትግርኛ ኣብ ታሪኽ ተራእዩ ብዘይፈልጥ ዘመናመነ ብቐጻሊ መጽናዕቲ እንተዝግበረሉ ። ተስፋጽዮን ኣብዚ ዓይቢ ተራ ኸምትጻወት ይራኣየኒ ።

  • @fergeegel6121
    @fergeegel6121 5 ปีที่แล้ว

    WEDI ARAGET GAHEBA AGAM HASAD

  • @minassieshibru266
    @minassieshibru266 5 ปีที่แล้ว

    ትግራይ ንኣነግ እያ ትመርጽ። ንርእሳ ክህቫ ክትብል።

  • @DahlakTube
    @DahlakTube 5 ปีที่แล้ว

    Kabza geza meas kitwetsiee eka. It has been three years talking till finish your saliva. You spoiling innocent young generation.

  • @adamsaad4573
    @adamsaad4573 5 ปีที่แล้ว

    Tebek

  • @believeyourself1903
    @believeyourself1903 5 ปีที่แล้ว

    From begin to the ends only laying.

  • @DahlakTube
    @DahlakTube 5 ปีที่แล้ว

    Zkebrkum ahwatey video yiserhalkum slezeluku ገንዘብ awatsiu elu keye denagrekum . Kab nay youtube advertise yikfel sle zkone eyu mealti mealti video zzrgh zelo.

  • @doglifedoglife3924
    @doglifedoglife3924 5 ปีที่แล้ว +3

    👍👍👍👍👍👍👍👍👌👌👌👌👌👌👌👌

    • @hiwotrobins6818
      @hiwotrobins6818 5 ปีที่แล้ว

      ኣነ ትግራወይቲ እየ በሊ።

    • @doglifedoglife3924
      @doglifedoglife3924 5 ปีที่แล้ว

      Kkkkkkkkkk ok

    • @hiwotrobins6818
      @hiwotrobins6818 5 ปีที่แล้ว

      የዕብየለይ ዛሓፍየዕብየለይ ዛሓፍተይ።

  • @michaelhabtesilasse8343
    @michaelhabtesilasse8343 5 ปีที่แล้ว

    ክክክክክክክክክክ ኩሉና ንተሓሳሰብ ዘዝገበርናዮ ክክክክ ሕጂ ግርም

  • @wediasmara6439
    @wediasmara6439 5 ปีที่แล้ว

    ኩቡር tesfe ገለ ገለ ደቂ ትግርኛ መዓኮሮም ብማይ ገይሮም ከም አስላም zhxebu ኣለዉ አዚ ስራሕ አዚ ናይ ኣቦትናን ኣይኮነን ናይ ክብረትና bemni ወይ ወረቀት gerna መዓኮርና ንማሶግ አኽካ መዓደልና ማይ ናይ ኣስላምይ አዩ

  • @awettesfay9638
    @awettesfay9638 5 ปีที่แล้ว

    Saxenu afirka afirka tay afreka .Edlegnatat ay konan zsemie hzbi yblkan.

    • @ashaa1779
      @ashaa1779 5 ปีที่แล้ว

      Dehan zimie hzbi slewodos yebulu biaynina eko nirie alena
      Viva tesfsxyon

  • @merhazionagazi5195
    @merhazionagazi5195 5 ปีที่แล้ว +1

    ጽብቕቲ እዚኣ መደብ ናይ ትግራይ ትግሪኚ እዩ ኣብዚ ኣስላማይ ናብ ዓድኻ ኪድ no body care ናይ ልበይ ረኺብካያ ወዲ ሃጸይ የውሃንስ።

  • @tgmeskel2258
    @tgmeskel2258 5 ปีที่แล้ว

    I never heard of any am hara oromo of any ethiopian people who asks refugee in tigray just say the fact

  • @tsadkanabraha5369
    @tsadkanabraha5369 5 ปีที่แล้ว

    mis chifira woyane sirahka aytiwudien dika keribka ika hiji

  • @wedibartorino946
    @wedibartorino946 5 ปีที่แล้ว

    Nayhmiks yeako

  • @wedihaderake7879
    @wedihaderake7879 5 ปีที่แล้ว

    Ata wulqe sebat humumat bezihkum 17 anet gizekum ab zereba kindi tehlifu zeytserhu. Denaqur

  • @temesgenaraya2538
    @temesgenaraya2538 5 ปีที่แล้ว

    An angola ke