ไม่สามารถเล่นวิดีโอนี้
ขออภัยในความไม่สะดวก

ስለምንታይ እያ እዛ ኣንድነታዊት ስርዓት ኢሰያስ ኣፎርቂ ብ'ምኽንያት ዓወት ቢንያም ግርማይ ማሕበራዊ ቅልውላው ሃገርና ክትሸፋፍኖ ደልያ ፧

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ก.ค. 2024
  • ስለምንታይ እያ እዛ ኣንድነታዊት ስርዓት ኢሰያስ ኣፎርቂ ብ'ምኽንያት ዓወት ቢንያም ግርማይ ማሕበራዊ ቅልውላው ሃገርና ክትሸፋፍኖ ደልያ ፧

ความคิดเห็น • 7

  • @solomoneyasu6003
    @solomoneyasu6003 หลายเดือนก่อน +1

    👍❤❤❤👍

  • @weredelugano1015
    @weredelugano1015 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤

  • @BerhaneTesfaldet-oz1pg
    @BerhaneTesfaldet-oz1pg หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤

  • @sritezer6854
    @sritezer6854 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @emmahigh4644
    @emmahigh4644 หลายเดือนก่อน

    ጽቡቅ ኣለኹም ንቢናም ናይ ስድራቤቱን ናይ ጋንቱኡን ጻዕሪ የዐዊትዎ።ኣብዘለናዮ ሃገር ወዲ ሰለስተ ዓመት ቆልዓ ብሽግለታ ሒዙ ምስድርኡ ይገዓዝ።ወዲ 15ዓመት አልካ ግን ኣይግድን አታ ብርኽቲ ሃገርና ጡዑይ መራሒ ጥራይ ይፍጠረላ እምበር ዝገርም እዩ።

  • @tesfalemfrezgi3169
    @tesfalemfrezgi3169 หลายเดือนก่อน +1

    እዚ ኤርትራዊነት መንነትኻ ክትሓፍር ብዘይ መንነት ወይ መለለይ ዘትርፍ ሰነሓሳብ እዮ።ኣነ ይዝከረኒ ኣብ ክዑሾ እግሪ ናይ ዓለም ኣብ ምድብ ጸወታ ምዕራብ ጀርመን ምስ አልጀሪያ ተጋጢመን ።አልጀሪያ ን ምዕራብ ጀርመን 2ብ 1ሲኢራ ከም ሕጂ ንብንያም ጸሊም አፍሪካዊ ሲኢሩ እንዳበሉ ምስ ረበሽዎም ናይ አልጄሪያ መንግስት ኣፍሪካዊያን ኣይኾናን ።አልጀሪያ ዓረብ ኢና።ውክልናና ንዓረብ እዩ ኢሉ መግለጺ ኣውጺኡ ።ነዚያ ዝቃወም ብውድቡ ኣይነበረን ምክንያቱ ቋንቆኦም ዓረብ ሰለዝኾነ ኩላ ትም ኢላ።ሕጂ መንግስት ሰለዘይብና ነቲ ዓወትና መንጢሎም ከይንፍለጥ ይግበር ኣሎ።ዋላ ነታ ኤርትራ ትብል ሽም ብጸሊም ኣፍሪኻ ሽም ምድብዛዝ ከምዘይትፍለጥ ምግባር እዩ። ሃገራዊ ሓማሴን መንእሰይ ነዚ ጉዳይ ንቀሓሉ ።ንሕና ኣፍሪካዊ ኣይኾና።ኣብ ኣፍሪኻ ኣህጉር ጻዕዳ ኣሎ፣ ዓረብ ኣሎ፣ ህንዲ ኣሎ፣ ጸሊም ኣሎ፣ተፈላለየ ሕብሪ ቆርበት ኣሎ ።ከሙኡን ልዕሊ 10 ሸሕ ዝኸውን ቋንቋታት ኣሎ።ተፈላለይ ባህሊ ኣሎ ነዚ ተረዳአ።
    I AM NOT AFRICAN
    I AM NOT BLACK
    I AM TIGRINYA /HAMASSEN

  • @melahersamuel6880
    @melahersamuel6880 25 วันที่ผ่านมา

    😂😂😂😂😂😂 ሓማሴን 😂😂😂